ኣደይ ንዓይን ንሓርበኛ ኣቦይን ጉድ ገይራትና! ንሕክምና ንኣመሪካ ምስ ኣምጻእኩዋ ኣቦይ ካልእ ምዃኑ ተናሲሓ ዓሪፋ! - ሓቀኛ ዛንታ - 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 115

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 5 วันที่ผ่านมา +21

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ
    "ዘይተነግረ እንበሪ ዘይተገብረስ የሎን። "ክቡር ሓወይ እዚ ከምዚ ታሪኽ ኣባኹም ጥራይ ኣይኮነን ኣጋጢሙ ክብርቲ ወላዲትካ ከምቲ ኣብ ባልና ዓቃባውያን ምዃነን መጠን ከይነገራ ንነዊሕ ዓመታት ከቢድ ዝኾነ ጾር ተሰኪመን እንዳተሳቐያ ጸኒሐን ተናዚዘን ሞይተን።
    ብድሌተን ዲዩ ብዓመጽ
    ምትላል ብዙሕ ፍሉጥ ኣይኮነን። ኣንስቲ ተጋደልቲ ብዙሕ መስገደልን ሽግርን ሓሊፈን እየን ክሳብ ሓርነት ኤርትራ ጸኒሐንኦም።ዋላ ድኣ ነዓኻ ይንገራኻ እንበሪ ነቲ ፍቕሪ ከየጉደለ ዘዕበየ ኣቦኻ ክሳብ ዘሎ ጻምኡ እንዳሃብካ ክሳብ ዕለተ ሞቱ ኣብ ጉኑ ኹን።ክቡር ኪዳኑ ዘጽንዐ።ምኸንያቱ ኣብ ገድሊ ብዙሕ ዕድላት ኔርዎ ኢዩ።ግና ኸ ብመሰረት ጽንዓቱ ክኣ ኣርኢዩካ ኢዩ። ሕጂ ንስኻ ኣቦ ኮንካ ኢኻ ዘዕበየካ ነቦኻ ክኣ ክንደይ ከጸንሕ ኢሉ።ሕለየሉ ዋላ ሕማቅ ውሳኔ ክወስድ ውን ይኽእል ኢዩ። ምስትውዓል ክሓተካ ኢዩ።
    ነቲ ናይ ስጋ ኣቦኻ ንኽትቅበሎ ቀሊል ኣይኮነን።
    ኣጆኻ በርትዕ።
    ነበዓል ሞያ ተራፒ ተወከስ።

    • @munarussomaman
      @munarussomaman 3 วันที่ผ่านมา

      ብጣሚ ጽቡቅ ምኽሪ ግን እቲ ናይ ስጋ አቦ ምናልባሽ ነጊራቶ ጥኾውን ኢሉ ነቲ ዘዕበየ ወላዲ ከይድርጋሓሉ ምጥንቓቕ ከድሊ'ዩ። ንኹሉ አብ ግምት ምእታው ጽቡቕ ። አብ ጌጋ ዝወደቐት ወላዲት ውን ዓሚጹዋ ክኸውን ይኽእል'ዩ
      🙏🙏🙏

  • @AbaditMatiwos
    @AbaditMatiwos 5 วันที่ผ่านมา +14

    እቲ ዝዕበየካ ኢዩ ኣቦኻ ❤

  • @astertzeggai1447
    @astertzeggai1447 5 วันที่ผ่านมา +20

    ክቡር ሐወይ እዚ ወሪዱካ ዘሎ ከቢድ እዩ ነቲ ከርተት ኢሉ ዘዕበየካ ጅግና አይትንገሮ ይብል አነ ስለምንታይ ካብ ዝወለደ ዘዕበየ እዩ ❤❤❤

  • @samrimesgna3274
    @samrimesgna3274 5 วันที่ผ่านมา +21

    Ajoka hawey aytengero zeabeye enber zewelede aykonen selezi aboka ayteguhi eseka wedi jegna eka ms jegna aboka beselam neber amlak yhagezka

    • @yordimogos4012
      @yordimogos4012 5 วันที่ผ่านมา +1

      Nay bhaki eti gigna u aboka, adeka fetawit nebsa eya ktmewit kela eya tenasiha, slezi kubur hawey ajoka tbae neboka aytngoro bhiwet kolo ayteghyo, kemti tmali aboka znebere hji ewun aboka u zhawey leli manim neti abgzea nesnetka nay abo halafnet tesekimu zebeyeka aboka akbir kubur hawey

  • @soliloveeri9663
    @soliloveeri9663 4 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ እዩ ከቢድ ኣጋጣሚ ክቡር ሓው ግን ከም ዘለዎ ተቀቢልካ ስቕ በል ነቲ ዘዕበየካ ኣቦኻ ከይ ትነግሮ ዝገደደ ብጋሂ ከይመውት እሞ መሊስካ ከይትጉዳእ ስቕ በል ኣይትንገሮ ❤

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 5 วันที่ผ่านมา +6

    እዋይ ሐወይ አምላኽ ትብዐትን ጽንዐትን ይሀብካ ተስፋይ ሐውና ከቢድጾር ገደፋትልካ አምላክ ይምሐራ ንስካን ሕያዋይ ዘዕበየካን ፍቅርን ሐልዮትን ለገሱ ዘዕበየካ ከይጉድአካ ተጠንቀቅ ንሳስ ካብዚዐለም ተከዊላ ኦቲ ንዐካን ነቦኺን ነሕዋትካ ዘጋንፈኩም ከቢድ እዩ ክትዛረበሉ ከማን ከቢድ እትረፍዶ ብአካል ከምዚ ጸገም ክወርደካስ ንሰማዒኡ ከማን የጨንቅ ግን አምላክ ምሳኻ ይኩን ካብፍቃድ አምላ አይትውጻእ ንሱ ኦቲ ምእንታና ክብል ደሙን ሂወቱን ዝከፈለልና የሱስ ሕጺን ንሱአብጎንኻ ከምዘሎ እመን ከሉ ንዕእኡ ሀቦ ንቅስተ ወላዲት ጎይታና እየሱስ ርሕርሕቲ ድንግል ማይራም ፈታሒኩሉ ሽግር እያእማ ንዐአ ለምን ንወዳ ከተማልደልካ ስማን ስምወዳ ዜተባረከ ይኩን አጅኻ ትባዕ ህዝበ ክርስትያን ካብዚ ከምዚ ዝአመሰለ የድሕነና ኢልና ንጸሊ ንሐውና ተስፋይ ክአ ካብዚ ዘለዎ መዋጥ ጭንቀት ከውጽኦ ጎይታ ትብዐትን ተጸዋርነት የሕድረሉ ኢልና ብጸሎት ንሐግዞ ርሕቲ ወላዲት አምክ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ተሰንዮ ✝️✝️✝️✝️🙏🙏🙏✝️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺💐🥀

  • @noahhabte4402
    @noahhabte4402 4 วันที่ผ่านมา +4

    ኣቲ ❤ዘኦበየ ኢዩ ኣቦኻ ኣአይ ተንገሮ

  • @rahelalula551
    @rahelalula551 5 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤ behaki zegerem mejemrta nebealti beteka amakera neboy keshi negerom

  • @judithhabtu5312
    @judithhabtu5312 5 วันที่ผ่านมา +17

    ፍቕሪ ብግብሪ ከምዝብሃል ንዚ ዘዕበየካ ኣቦኻ ተፍቅሮን ትሐልየሉን ተኼንካ ኣፍካ ኣኪብካ ስቕ በል። ኢዚ ስጋ ተወደቐት ሐመድ ሒዛ ት ት ስእ ዝብክ ጽውጽዋይ ገዲፍካ ነቲ ሐርበኛ ኣቦኻ ወደይ ኢሉ ዝምክሐልካ ብሐቂ ተፍቅሮ ተኼንካ ክሳብ ንሱ ድማ ዝስዕባ ነዴኻ ኣፍካ ኣክብ። ኣነ ኣብ ናትካ ቦታ ተዝኸውን ግን ከምታ ናየዴኻ ኣፈይ ብሉጉማ ምገደፍኩዋ መስለኒ። ፈሊጥካ ኣይፈሊጥካ ተምጽኦ ለውጢ የለን። ክዱን ብአፈ ስላሰ ኢያ ተዋጽእ፡

  • @HelenTesfamichael-e9g
    @HelenTesfamichael-e9g 5 วันที่ผ่านมา +2

    Btaemi tenkafi eyu ezi zanta, Eti zhashe hawey natey neti zebeyeka Aboka aytngero eta zelato nay erganu ewan keyguhaye khalfa aytngero ye zbleka ete kielka bzterrfe bzuh aytgeha aytrebeshn nabat nebska aellom emo mkri khbuka gn atekbdo hiwetka kettnkef berte Msgun hawna ke slettgebro btaemi yemesgneka btaemi dess tbl medeb ❤

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 4 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጀካ ሓወይ ናተይ ኣነ ግን ኩሉ ትምስጢር ተተነገር መሐሸ ምክንያቱ ምስሙዑ ሰለ ዘይተርፎ እና ኣጃካ እቲ ዘዕበየካ እዩ ኣቦካ እዩ እና ትርር በል ኣበ ጨንቂ ኣትእቶ ዞሎ እዩ ኣበይናካ ኣይኾንን እና ኩሉ ተናገር ዝሓወይ ናተይ ንኩሉ ዱልው ኩን🙏🙏🙏✋✋✋💚💚💚💚💚💚😢😢😢

  • @tsigeredaerenaerena8210
    @tsigeredaerenaerena8210 3 วันที่ผ่านมา

    Ajoka hawey Aytengro eye zbleka ane bwegeny ❤❤❤

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 5 วันที่ผ่านมา +3

    እንካዕ ዳሓን መፃእካ ባዓል ጥዑም ድምፂ ኩሉ ግዜ ምፀና ኣይት ጥፋእ🎉

  • @Hiwet-fe1if
    @Hiwet-fe1if 5 วันที่ผ่านมา +3

    እዙይ ዘቐርቅር የብሉን ካብ መንነትካ ሪሒቃ ምንባር እዩ 2ሞት ዕደለኛ ኮንካ ድማ ምስ ርቡሕ ሰብኣይ ኣቦ ዓቢኻ ግን ኣቦኻ ኣቦኻ እዩ ስርለዚ ከፈተኻ ዕረ ምጭላጥ ጥራይ እዩ እቱ ምርጫ ሰለዚ ክንዲ ዝኽውበደ ይኽበድ ምስ ኣቦኻ ምፍላጥ ጥራይ እዩ ግን ምስ ፋሚሊ ዘዕበዩኻ ዘሎ ዝምድና ከምዘለዎ ክቕጽል ኣለዎ

  • @trhasgerye9257
    @trhasgerye9257 5 วันที่ผ่านมา +2

    Way hawey egzabiher ykelka ane bwegeney atngero ybl mknyatu nsu abesa yeblun entay gebere tesaqu zhalf nska wn gega yblkan slezi ksab bhiwet zelo kem qedemka kunelu ajoka 🙏🙏🙏

  • @thomasgebreslase7681
    @thomasgebreslase7681 5 วันที่ผ่านมา +2

    ምስጢር ሒዘካ ዕድሜኻ ሙሉእ ካብ ትሳቀ ንኹሎም አኪብካ ኢቲ ጉዳይ ንግሮም ። ዋላሓንቲ ዘሰክፍ የብሉን ናይ ቀደም ኣዴታትና ጽኑዓት የን ብሓይሊ ብምትላልን ብዙሕ ጸገም ኢዩ ዘጋጥመን ።
    ነዴኻ መንግስተሰማይ የዋርሰን ወላዲትካ ዘክረን ክቡር ሓው🎉

  • @furtunaandom4572
    @furtunaandom4572 5 วันที่ผ่านมา +2

    Hiwet haxar eya n wishtika yemno neti zebeyeka aboy elka wshtika yemno aboy eti zebeyeni eyu bel kulu ab whstika eyu zsrah ❤

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 5 วันที่ผ่านมา +3

    አጆኻ ማንም ሰብኮ ካብ አቡኡ ከምዝተልደ መረጋገጺ የብሉን። ፍልልዩ አደ ምንጋራን ዘይምንጋራን እዩ። ክዱን ብአፈስላሰ ኢለን እየን ዝሓልፍኦ እምበር አደታት ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ይጋገያ እየን ጥፍአቱ ድማ ካብ ደቂ ተባዕትዮ እዩ ንምንታይ ጉድለተን ርእዮም ከምዝሕግዙወን የታልልወን ንሰን ድማ ንግዚያዊ ሽግር ምቅላል ክብላ ይጋገያ ጸገም ድማ ይረኽባ። ስለዚ ሱቅ በል እቲ ቀንዲ አቦኻስለ ዝፈልጥ ግን ብዲኤንአ አረጋጊጹ ክወስደካ ይኽእል እዩ ምኽንያቱ ዘርኡ ስለዝኾንካ ሱቅ እንተኢሉ ግን ንስኻውን ሱቅ በል።

  • @sinatweldberhan2839
    @sinatweldberhan2839 5 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆካ ሓወይ ናተይ እቲ ዘዕበየካ ኣቦካ እዩ

  • @ወዲዑቑቤጊላህዝቡ
    @ወዲዑቑቤጊላህዝቡ 5 วันที่ผ่านมา +3

    ጥዑም ኣይኮነን ግን ከኣ ምቅባሉ እዩ። ናትካ ብድሆ ናይ ምቕባልን ዘይምቕባልን ጥራይ እዩ እምበር ኣቦኻ ብሂወት ኣሎ ብማዕዶ ውን ትርእዮ ልቢ እንተዕበኻ ኸኣ ዝሓለፈ ንፋስ ይውሰዶ ኢልካ ትሓቑፎ. ኣሕዋትካ ልዕሊ እቶም ትፈልጦም ብዙሓት ሙኻኖም ከኣ ካልእ መኽሰብ እዩ። ብዙሓት ኣቡኦም መን ሙኽኑ ዘይፈልጡ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብ ጸግዒ ቤተ'እምነታት ተጋሒፎም ዝተረኽቡ ኣብዛ ገፋዕ ዓለም በየን ኣቢሎም ከምዝመጹ ዝሕርብቶም ውን ኣለዉ ነዚ ኣብ ግምት ኣእቲኻ ንነገራት ብሕድገት ተቐቢልካ ብኽልቲኡ ወገን ዘሎ ስድራ ኣፋቒርካ ህወትካን ሂወት ደቅኻን ኣምዕሮ ሕሉፍ ኣይምለስን ዝተኻዕወ ኣይሕፈስን ኣታ ወዲ።

    • @freweneberhe9661
      @freweneberhe9661 3 วันที่ผ่านมา

      ኢንታ ብሩኽ ሓወይ ካብቲ ናይ ካሎኦት እቲ ናትካ ፉሉይ ዝገብሮ እቲ ዘዕበየካ ኣቦኻ ምእንቲ እዛ ሓላል መሬት ዋጋ ዝኸፈለ ስለዝኾነ ብምንም ተኣምር ክጥለም ዘይጉቦኦ ብሙዃኑ እዩ። ከምቲ ዜበልካዮ ኣዴኻ እያ ንዓኻን ነቦኻን ጉድ ጌራትኩም እምበር ንስኻን ኣባዃን ጌጋ ኣይገበርኩምን።ኣዴኻ በቲ ዝሳሓተቶ ጋጋ እናተሳቐት ነዛ ዓለም ሓሊፋታ።እታ ናታ ስቓይ ክኣሒዛታ እኳ ከይትኸይዴ ናባኻ የሕሊፊታ። ኣቦኻ ግን ዝፈልጦ ስለዘየለ ኣይተሳቕዮ ትም በል ከምዝሃበካ። ካብ ብዓል ሞያ ምኽሪ እንተ ትወስድውን ኣይምተጸልአን።ንብዓል ሞያ ጸገምካ ከተካፍሎ ከለኻ ምኼሪ እዩ ዝህበካ፤ጹገምካ ዝቃለለልካ ኮይኑ እዪ ዝስመዓካ።ጸገምካ ድሮ ኣፋዂስካዮ ስለዘለዃ ክሳብ ኣቦዃ ኣብዛ ዓለም ዘሎ በኻ ትም በል።ነቦኻ ኣይተጉህዮ።ዋላ እቲ ናይ ዘርኢ ኣቦ ውላደይ ኢኻ እንተበለካ ኣዬፈልጠካን እየ በል።🙏🏾❤️💐🇪🇷

  • @YasminAli-io8xn
    @YasminAli-io8xn 3 วันที่ผ่านมา

    Breather absolutely agree it's to pin full but don't worry you are so enocns it's happening in life ♥️♥️♥️♥️♥️🙏

  • @marthatsehaye8176
    @marthatsehaye8176 4 วันที่ผ่านมา +1

    Eritrawy endher kunka Yakleka eyuu aytehzen ❤❤

  • @SbhatuTewelde
    @SbhatuTewelde 5 วันที่ผ่านมา +2

    Selam kubur hawuna bmejerta Selam nay agziabiher amlak msayn msakumn ykun, amo ms abat nebska keshi tezerareb kbleka yfetu,kexie kea ajoka bertie aytisheger teba kem aboka tegadalay kun, gin hadera ms abat nebska axebika tezerareb eka zhawey

  • @BetelG.-ok8to
    @BetelG.-ok8to 5 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላማት paradise media ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ከም ርእይቶ ግን ኩሉ እቲ ጉዳይ ኣብቲ ኣርእስቲ ኣይትጽሓፍዎ ምኽንያቱ ካብቲ ኣርእስቲ ጥራሕ ስለዝርደኣካ ነዛ ቪድዮ ክትከፍታ ኣይትባራታዕን ኣብዛ ቪድዮ ሕጂ ጉድ ጌራትና ኢልኩም ተትውድእዋ ንክሪኣ ህንጡይነት ምስ ኣሕደርና፡ ንስኹም ግን ድሮ ኣብ ኣርእስቲ ጽሒፍኩሞ ተረዲኡና እዩ፡፡ ንዝያዳ views ንክትረክቡስ ሓጺር ሰሓቢ ኣርእስቲ ብዛዕባ እቲ ዘገጣመ ተትነግሩ ጽቡቅ ኔር ብዝኾነ Good Job❤

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 5 วันที่ผ่านมา +1

    Eway hawey ajoka siki mbali yhsheka😢😢😢

  • @michaelmulue2253
    @michaelmulue2253 5 วันที่ผ่านมา +11

    ከቢድ እየ ግናስ እታ ናይ ምንነት ቅልውላው ዝብሎ ዘሎ ግን እንት ትእረም ጽቡቅ

    • @RUTAHABTESLASIE
      @RUTAHABTESLASIE 5 วันที่ผ่านมา

      @❤❤❤

    • @mahitube-m2w
      @mahitube-m2w 4 วันที่ผ่านมา

      ተቀቢሩ ኣይተርፍን ምንጋር ይሐሽ

  • @ermukidun1180
    @ermukidun1180 4 วันที่ผ่านมา +2

    Kisab bi hiwet zelo hibiayo

  • @freweneberhe9661
    @freweneberhe9661 3 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሓወይ መግዛእቲ ዘዛናበለን ደቂ ኣንስትዮ ብዙሓት እየን፤ከምዚ ናትካ ዝማሳሰል ዝስማዕ ታሪኽ ይረአን ይስማዕን ኢዩ። ኣይትጨነቕ ክፈኽሰካን ምኽሪ ደሊኻን ብምስጢር ንህዝብኻ ኣካፊልካ፤እዚ ኽኣ ጽቡቕ እዩ🎉ኣነ ክብለካ ዝደሊ ኽኣ ንማንም ሰብ ኣይትንገር።ምንጋር ኣየድልዩ

  • @ghirmayjena785
    @ghirmayjena785 3 วันที่ผ่านมา

    ሰላም አዳላዊ እዚ መደብ ናይ በሐቂ ቀጽሎ ጽቡቅ ሰራሕ እዩ በርት ሐደራአ ክብለካአ ግን እዚ ሕሰካዮኦ ዘለካአ መደብ ሰጋብ መወዳእታአ ቀጽሎ ምሰ ገበልካአ ከአ አብዚ ረሳሕ ኘለትካአ ከይ ትአቱ መሰመርካአ ከይ ትሰሕት ደቅካን ሐዳርካን ክትአሊ አብ ጨምላቅ ኘለትካአ እእትዮም ከይ አጋግይካአ ።

  • @wubethaile3205
    @wubethaile3205 5 วันที่ผ่านมา +1

    welcome

  • @rajaosman1192
    @rajaosman1192 5 วันที่ผ่านมา +1

    Brother take yr time but for now don’t make a decision while it is fresh 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @balibali1954
    @balibali1954 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @freweiniweldeslasie2765
    @freweiniweldeslasie2765 4 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ ajoka zweledeka aykonen zebeyeka eu aboka slezi mister Nay adeka Tera eu lbi ti zebeyeka aboka aytsber mknyatu kidana entetekbr mkeberet wela adeka tkun Kal yetatni autbel sal amlak yabi

  • @MakoYouTube-b4z2
    @MakoYouTube-b4z2 5 วันที่ผ่านมา +1

    ደምሩኒ እሕዋተይ❤

  • @m.g5367
    @m.g5367 4 วันที่ผ่านมา +1

    Abynka aykunen 😊

  • @Tesfa-f4r
    @Tesfa-f4r 3 วันที่ผ่านมา

    አጆካ እቲ ዘዕበየካ እዩ አቦካ አትንገሮ አዳካ ከማን አትቀየማ ጋልአነስተቲ ን ዝተሰንከተ እንጀራን ሐደ እዩ ሐላፍ መንገዲ ይበልዓ ይባሃል ንምንታይሲ በይና እንተኮይና ትነብር ንነብሳ ክትከላከል ዓቅሚ የብላን ከፈተወት ክትድፈር ስለትክእል ስለዚህ ይቅሬታ ግበረላ ወይከዓ አብ እያሞ ባዓል ቤታ ካብአ ሪሒቁ ስለዝነብር ክንክንን ሐልዮን ገሩላ ካብ ጭንቅን ሐሳብን መፅናነዒ ኮንዋ ንጊዜኡ ፈትዋቶ ተጋግይ ክትከውን ስለትክእል ንአዴካ አትቀየማ ዝነበረቶ ናብራ ዘጋጠማን አብናታ ቦታ እንድሕር ኮንካ ኢካ ትፈልጦ ስለዚህ ኢቲ ዘዕበየካ እዩ አቦካ አትንገሮ ናይ አካል ስንክላኡ ይአክሎ ንናይ ሒልና ስንክልና ከይትውስከሉ ሐደራ ረሳዓዮ

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 5 วันที่ผ่านมา +4

    ሓንቲ ብሂል ኣላ"ኣባት እምነት እናት እውነት።"
    ኣዴኻ እቲ ሓቂ ነጊረናኻ
    ኣቦኻ ክኣብእምነት ይነብሩ ኣለዉ።

  • @rigatasfaha2294
    @rigatasfaha2294 5 วันที่ผ่านมา

    Ithki nihetr niklm afkrom fikri yshiriy iyu ፍር እይሱኡስ ንዓኻ ዩቅን amen

  • @genet3442
    @genet3442 6 วันที่ผ่านมา +5

    ኣጀካ ሰብ ኮይኑ ዝይጋገ የለን እና ንግሮም ኣቲ ሓቂ ኣደካዉን ኣይትዉቀሰን ምሸ ይቅርታ እልካለን እና ኣይትጨነቅ ሓቂ ነግርካ ዕረፍ በቃ ዝሓወይ😢❤

    • @ajjb9552
      @ajjb9552 5 วันที่ผ่านมา

      No kenegrom yebelun 😢

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 5 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @azebkeren1020
    @azebkeren1020 5 วันที่ผ่านมา

    Hawey natey ab xelot bertie abo zbaha ziebeye fkiri zhabe ember nay dem abo aykonen eti lowah abo kbdel zegbio❤❤❤

  • @MeryemNoorhusein
    @MeryemNoorhusein 5 วันที่ผ่านมา +1

    ፍጥርቲ እያ ምፍልላይ ዘምጾ ጸገም እዩ ብዙሓት ኣለዋ ኣብዚ ግዝየ ዚ ቡዛሓት ኣለዋ ካብ ካልእ ዝወለዳ ናይ ዓድና ጸገም እዩ እምበር ኣብ ዓድና ጽኑዓት እየን ኣብ ሓዳረን ግን ናይሓንቲ ማዓልቲ ገጋ መዋእለን ይሳቐያ ክንድሰብ ምስ ኣኸልካ ምስ ሓዳርካ ክትነብር እዩ እቲ ኑቡር ድሕሪ ናጽነት ካይተረፈ ሓዳሮምን ደቆምን ኣክቦም ብኑቡር ካየዕቡ ዶቆም ይድፈራ ኣንስቶም ድራር ደቀን ክምእሪራ ክንሕግዘክን እሎም ይቐርብወን ኣብዘይተደለየ ጥንሲ ይበጽሓ ኣጎልጉሉት ኣብዘዘለኻዮ ስድራኻ እንዳ ኣለኻ ፍርቁ ንመንግስቲ ትሰሪሕ ደቅኻ ሓቕፍካ ትድቅስ ግን ንቡር ስእና ኣየይ ሰዚ ኣይትሕፈር ኣይትሰካፍ ንሃገር ዝኸፈልኩሞ ጸገም እዩ ኣደኻ ንበይና ኣይትውንጀልን ኣየይ ናህናስ ሕልፈት

  • @SamiMahari-d7p
    @SamiMahari-d7p 3 วันที่ผ่านมา

    Aytngero ab ebietu bzey giegu ayteghuyo

  • @AAaa-f3z1e
    @AAaa-f3z1e 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @zeinakahsainaibhakitumderf7925
    @zeinakahsainaibhakitumderf7925 5 วันที่ผ่านมา +1

    Lkiu adember abo aifeltn iu agioka imo aboka dleio nsebeitka nghera agioka ❤💪👍

  • @mesretabera7603
    @mesretabera7603 4 วันที่ผ่านมา +1

    ሀወይ፡ማአረይ፡ዘየበየካ፡እዮ፡አቦካ፡አይተቅይሞ

  • @sinatweldberhan2839
    @sinatweldberhan2839 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣጆካ ሰላም ክትረክብ ንገሮም ነቲ ከም ኣቦ ኮይኑ ዘዕበየካ ኣብ ጕኑ ኩን

  • @the_family1
    @the_family1 4 วันที่ผ่านมา

    Hawey n adika aytfredela rekabi guaanesteyti entay rekibwa ayfeletkan so don't judge her love her as you love her always nay hangol qxanet ktrekb kea n aboka yehwatka akibka ngerom ajoka wela hade lewti zmexe yelen egziabher amlak hayli yhabka

  • @zebibtesfay7954
    @zebibtesfay7954 5 วันที่ผ่านมา +1

    Keytnegro bejaka nsu iu aboka zebeyeka ember zweledeka aykonen abo mo zgedede hmam keytwskelu natka giega ksab zeykone n igziabhier xorka hibka selam gierka nabraka gber kbur hawey 🙏

  • @m.g5367
    @m.g5367 4 วันที่ผ่านมา

    Tem hetem ablo zenger aykonen ezo kemuto klewu sorom abseb zergfwu selaku

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 4 วันที่ผ่านมา

    GHUD EIKHA REKHIBKA XENAAT YEHABEKA. ZEGHEBER NEGHER YELEN YEKRE TEKEBILKA MES KULOM BESELAM TOGHAAZ,

  • @BirktiMihretab
    @BirktiMihretab 5 วันที่ผ่านมา

    Selam Tesifay hawina eti haki negirka misit zeibyka kem kedemika xelot endageberka kul kitikilo eka xefibuku niaka.

  • @hidatogbamichael7
    @hidatogbamichael7 5 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ክቡር ሓው! ብመጀመርታ እታ ናይ መንነት ቅልውላው ትብላ ዘሎኻ ናይ መንነት ቅልውላው የብልካን መንነትካ ኣርጊጻ ነጊራትካ'ያ ሓሊፋ ወላዲትካ
    ብምቕጻል እቲ ከን ጽሑፍካ እንተኾይኑ ናይ ደም ወላዲኻ ካብ ትውለድ'ዩ ዘይደለየ ስለዚ ቦታ ኣቦነት ኣይግብኦን'ዩ
    ኣብ መጨረሻ እታ ንወላዲየይ ክነግሮ'ዶ ወይ'ስ ትም ክብል ትብላ ዘሎኻ ግን ወላዲኻ ግዴታ እቲ ሓቂ ክፈልጦ ኣለዎ ምኽንያቱ ኣደኻ ንስሓ ገዲፋትልካ ስለዝሓለፈት እቲ ሓቂ ካብ ሓላፍነትካ ኣውርዶ። ሓደራ ግን ኣቦነት ከይትቕይር

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 5 วันที่ผ่านมา

    ኤዋይ ኣነስ ደመይ ጠጠው ኢሉ 😢 ብወገነይ ኣቦኻ ኽኣ ብጋሂ ከይመቱ እሞ እንዳ ተሳቐኻ ከይትነብር 😢 ስቕ ተትብል ምሓሸ 😢 ግን ካብ ሕልናኻ ዝወቕሰካ ቅሳነት ዉን ኣይትረክብን ኢኻ፣ ስለዚ ንብዓልቲ ቤትካ እም ንገራ፣ ንንገሮሞ እንተ ኢላትካ ትነግሮም 😢 ግን ሓደራኻ ነቦኻ ከይትቅየሮም፣ኣፍቅሮም ኣኽብሮም ዝሓወይ።

  • @JiromYonas
    @JiromYonas 3 วันที่ผ่านมา

    ነቲ ዝወለደካ ኣዴካ እቲ ሓቂ ከም ዝነገረትካ ግን ከኣ ዝቅየር ነገር ከምዘየለ ንገሮ፡ እንተ ነቲ ዘዕበየካ ግን ኣይተስመዓዮ ይብል ኣነ

  • @nebutewelde681
    @nebutewelde681 4 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ንዓካ ይኩን ዝሓወይ እዚ ዳአሞ አዲኡ ንአምላክን ንነብሳ እያ በዲላ ካብ ቀዳማያ ካእ ዳሕራያ ገዲዱ ምክንያቱ ኣብልዕሊኡ ስለ ዝተጋገየት ክትነግሮን እቅረታ ክትሓትት ኔርዋ ክትናዘዝ ኮላ ንክልቲኦም ማለት እዩ እንተ ንሱ እሞ ኩሉ እቲ ሓቂ ይውጻእ ሓቁ ዘይምፍላጥ እዩ ጸገም ዘሎዎ እምበር እዚ ዳአ ቀሊል እዩ ዘጨንቅ የብሉን

  • @mahitube-m2w
    @mahitube-m2w 4 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ከቢድ አኻ ተኾነ ግን ሓቂ ምንጋር ክሓይሽ አዩ ምክንያቱ በይኑ ክፀሮ ከቢድ አዩ ገፅ አቲ ናይ መንፈስ ኣቦይ ዝብሎ ዘሎ ገጹ ንክርኢ ክስቀክ ይኽአል አዩ ከምዚ ዓይነት ምስጥር ኣብ በይንኻ ምሓዝ ከብድዩ ኣብ ኣአምሮኡ ፀገም ከምፀሉ ይኽአል አዩ ብዓብዩ ቤተሰቡን መቅርቡን ከም ልቡ ኣይቀርበምን ናተይ ሓሳብ አዩ from🇻🇳

  • @AtakltiHaileAtye
    @AtakltiHaileAtye 4 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ፓራዳይዝ መድያ ቻነል ብትቅርቦ መደብ ዝንኣድ እዩ ክትዛረብ እንከለካ ግን ቅልጣፈ ኣለው ህድእ ኢልካ ክትዛረብ እንከላካ ግን ክንደይ ምመቀረ

  • @ajjb9552
    @ajjb9552 5 วันที่ผ่านมา

    No Ayetengrom gedefe 😢😢

  • @naya6232
    @naya6232 5 วันที่ผ่านมา

    Bejaka aytngero bselam kabzi elem yfeley 😢 adekawun teemixa tkewun fetya aykonetn aythazela. Aykonen guana yehwata zemexwa aytzarebn mesakin bahlna tfelto eka ngual kndey xeqti eyu slezi mhret gberela.

  • @MilenGebray
    @MilenGebray 5 วันที่ผ่านมา

    Ajeka zhawey amlak yhagzka Eti haqi ngeroma

  • @Hope4Tomorrow-l8o
    @Hope4Tomorrow-l8o 5 วันที่ผ่านมา +1

    Misgun hawey zgerm zanta eyu bhaki. Hawna kea Ezi guday neti zebeyeka aboka aytngero mbleku kem rieto …

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 5 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ እንታይ ዝገበረ እዩ ኣብ እርጋኑ ሕማቕ ድሰምዕ ከይትነግሮ ጋሂ ከቢድ እዩ

    • @weinikeleta3461
      @weinikeleta3461 5 วันที่ผ่านมา

      Nay behaki atigero kebed eyu Hawey natey 🙏❤️

  • @Dominicthewarrior
    @Dominicthewarrior 5 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ተስፋይ አዚ ከምዚ ናትካ ታሪክ በኣኻ ኣይትጀመረን ።ብዓቤኡ ንሃገር ዝተኸፍለ መከራን መስዋትን ከምዚ ክርከብ ዘገርም ኣይኮነን ንዝኮን ካብ ኮነ ብቀሊሊ ክትወስዶ ጥራይ አዩ ዝድለ። ስለዚ ሞራልካ ዘትንክፍ የብልካን ነደኻወ ኣይትቀየመላ መግዛአቲ ዘምጾ ሳዕቤ አዩ።ምዝኾነ ሰብ ዘቅይም የብልካን ።አኢቲ ጅግና ስንኩል ኣቦካ ኣቦካ ምኻኑ ንነብስካ የአምና።የሕዋትካ የሕዋትካ ኢዮም አኤርትራዊያን ስለዝኮኑ አቲ ሺገር ድማ ናይ ኩላህና አዩ። ብቁኑዕ መንፈስ ምቅባል ኣብ ትሕቲ ፈጣኢ ይብል ኣነ፨

  • @dawitghebru8445
    @dawitghebru8445 5 วันที่ผ่านมา +1

    ቡዙሕ እይትሕሰብ ዘዕበየካ እዩ ወላዲኻ

  • @HelenDebesai
    @HelenDebesai 5 วันที่ผ่านมา

    Hawey Marey aytngero bgahi key hammm zeyeebeyeka Abo entay kgebrelka eti kertett elu zebeyeka jigna Aboka eu Aboka abey nere men zebeyelu eu hiji Aboy ktblo Amlak msaka ykun 🙏

  • @HenokTesfamaryam
    @HenokTesfamaryam 4 วันที่ผ่านมา

    Seqe bele ajoka zejawey

  • @belaineshisak7165
    @belaineshisak7165 5 วันที่ผ่านมา

    ዳሓን ነቲ ዝበለትካ ሓድሽ ኣቦካ ኣይትቀበሎ ኣቦካ እቲ ዘዕበየካ ኢዩ ከይትጠልሞ እዛ ስዲ ኣደ ግን ሕማቅ ጌራ ሱቅ ኢላ ዘይትመውት ኣጆካ ከይትስንብድ ገና ኩሉሰብ እንተዝምርምር ገለ ምሰማዕና ነይርና ኩዱን ብኣንፈ ስላሴ ኮይኑ እምበር

  • @rigatasfaha2294
    @rigatasfaha2294 5 วันที่ผ่านมา

    ዝብለca ክምናይ ልበይ ፍቅርቻይብዝሕ ምስችልም bigkrinber ኣበይማርም ምሳጫቱቅን amn❤️❤️❤️🙏🏾🙏🏾

  • @yorusalemfissehatsion340
    @yorusalemfissehatsion340 5 วันที่ผ่านมา

    Aytengero hadera wala adeka ne abatenebesa terh ketenegero nerwa

  • @edenrussom5331
    @edenrussom5331 5 วันที่ผ่านมา

    Ajoka zhawey neboka ay tngero tesakyu key mewut

  • @biribahta5343
    @biribahta5343 4 วันที่ผ่านมา

    Helal. Hewey. Sik. Bel.

  • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
    @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ 2 วันที่ผ่านมา

    ስቅ በል እዋእ

  • @iskatl1098
    @iskatl1098 5 วันที่ผ่านมา

    እቲ ዘዕበየካ እዩ ኣቦኻ እቲ ብደም ኣቦኻ ምናልባት ውን ከምቲ ተኸናኺኑ ዘዕበየካ ኣቦ ተኸናኺኑ ኣይመዕበየካን እንንተዘይጋደል እውን ቆጺርካ ዘይውድኡ ወሊዶም ዝድርብዩ ኣለዉ አንድዮም ዳሓር ከኣ ህይወት ሓጻርያ ወድ ሰብ ካብ ዓለም ምስ ሓለፈ እውን ኩሉ ኣይርእዮን እዩ ስምዒታቱ ከኣ መስኡ ይቕበር ኣነ እውን ተመሳሳሊ ዘጋጠመኒ ነገር ኣሎ አብ ንእስነተይ ሓንቲ ዓረኪ ነይራትኒ ካባይ እናታሓብኣት ምሰ ካልኦት ተወጽእ ምንባራ እፈልጥ ነይረ ንኣብነት ምሸት ብሓደ ነምሲ ናብ ገዝኣ የብጽሓ ኣነ ምስተመለስኩ ምስ መሐዙታ ለይቲ ካብ ገዝኣ ትወጽእ ኣብ ፈቀቐዶ ዲሰኮን ከለበትን ትሓድር ገለገለ እዋናት ገዛኣ ኣብጺሐያ ድሐሪ ሓደ ሳዓት እምለሳሞ ወጺኣ ትጸንሓኒ ስለዚ እቲ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ሓቂ ኮይኑ እረኽቦ ከምዚ ኢልና ክንቅጽል ከለና ኣካላታ እናሓፈሰ ከደ ጥንሲ ናይ ሰለስተ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ከኣ ኮነ ኣነ ዝገብሮ ጨነቐኒ መዓልቲ ኣኸለ ቆልዓ ተወሊዱ ኣነ ከኣ እሕግዛ ነበርኩ ዝተወልደ ቆልዓ ነዲኡ ዝመሳሰል ኮይኑ ተወሊዱ ክንዲ ቅንጣብ ጸጉሪ ትኹን እኳ ናተይ ወይ ቤተ ሰበይ ምልክት ኣይነበሮን እዚ ኩሉ ክኸውን ከሎ ፈጺመ ካብ ሰድራይ ሓቢአዮ ነበርኩ ኣብቲ ግዜቲ ዝነበረ መድረኽ ስለ ዘየፍቅድ ኮ እናዓበየ ከደ ስድራይ እውን ሰሚዖም ሓደ መዓልቲ ኣቦይ ጸዊዑ ብሓባር ኮፍ ክንብል ገበረ ዝወደይ ኮርዒዳ ውላድ ከምዘለካ ሰሚዐ ስለምንታይ ክሳብ ሎሚ ዘይነገርካኒ ዘይግበር ነገራት ኣይገበርካን ሕጂ ግን ኣምጻኣዮ ብስነስርዓት ባዕለይ እየ ዘዕብዮ በለኒ ብዝኾነ ኣይገበርኩዎን ኣቦይ አውን ሓሚሙ ብሞት ተፈልዩና ብዝኾነ ቆልዓ ዓብዩ ንሱ እውን ውላድ ወለደ ዝተወልደ ውላድ ከኣ ወላ ሓንቲ ዘማሳስለና ምልክት ዘይብሉ ነፉዕን ለባምን ከኣ ኮነ ዓርኪ ትምህርቲ ከኣ ኮነ ተማሂሩ ከኣ ብዲፖሎም ተመሪቐ ብወገነይ ከኣ ትምህርቲ ቀጽል ኢለ ስለ ዘታባባዕኩዎ ጌና እቕጽል ኣሎ ስለዚ ክሳብ ሎሚ ዘጣራጥረኒ ነገራ እወ ናተይ ኢዩ ከይብል ዘማሳስል ምልክት ሲኢነሉ ዲኤን ኤን ንግበር ከይብሎም ንዓኣቶም ሓድሽ ከም ናይ ሞት መርድእ እዩ ብዝኾነ ሞራሎም ክቐትሎ ኣይደለኹን ነሳቶም ከም ሰባት ነጻ ኮይኗም ይንበሩለይ ኣምላኽ ደስ ይበሎ ኣብ ዝብል መደምደምታ ሪዒመ ንኣእምሮይ ኣእሚነዮ እቶም ተመርዕየ ዝወለድኩዎም ግን ኩሎም ንዓይ እመሰሉ ዝገርም ከኣ ኣብ ኣካላተይ ዘሎ ሓደ ሓደ ምልክት ከይተረፈ ኣብኣቶም ኣሎ ስለዚ ክቡር ሓወይ ጸኒዕካ ተቐበሎ ዕድለኛ ኢኻ ኩሉ እናማልኣ ዘዕብየካ ወላዲ ዝረኸብካ ካብኡ ዝበኣሰ አሎ ቅሰን ።

  • @MelosKdus
    @MelosKdus 5 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሓወይ ኣጆካ
    ግን ምስ ኣባት ነብስካ ጥራይ ተማከር
    ኣባት ነብሲ ዋላ ብጸሎት ክድጉፍካ ኢዪም።

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 5 วันที่ผ่านมา

    eti Haki Derguhayo

  • @sweetyheart85
    @sweetyheart85 2 วันที่ผ่านมา

    Gaul fetya trekbo xelia trekbo, adieka kndmntay tesaqya ahlifato zekr, Aboka eu Aboka wala eti zweledeka kalie ykun wala hanti smiet ykun gdeta yeblkan. Ajoka bertie. Ab hadarka xegem keyemxealka tetenqeq

  • @አርሴማይትብ
    @አርሴማይትብ 4 วันที่ผ่านมา

    ሳብስክሪይብ እባ ታሓባበርኒ አሕዋት❤

  • @Asfaw-g1r
    @Asfaw-g1r 3 วันที่ผ่านมา

    ዘእበይካ አበካ እነበር እቲ ናይ ሰጋ ንአካ እንታይካ አይኮነን እና ንቦካ ከይትናገሮም ደንግፆም ከይአርፉ

  • @hiritimehanisho5162
    @hiritimehanisho5162 6 วันที่ผ่านมา +2

    Eway skay kab weladi nab wlud tesegagiru

  • @milen9741
    @milen9741 4 วันที่ผ่านมา

    I just want to advise you at the end of the story you should give him your advice not just reading the story, give your advice and ask help aswell from people

  • @AzebBerhe-k6g
    @AzebBerhe-k6g 3 วันที่ผ่านมา

    ኩቢር ሓው ሕማቅ ረኪብካ ነቲ ሕማቅ ናብ ጽቡቅ ትቅይሮ ባዕልካ ኢካ ኣብ አፍ ሞታ ነግራትካ ትርጊም የብሉን። እቲ ዘዕበያካ እዩ ወላዲካ ካልእ ትፈልጦ የብልካን እቲ አበካ ኢላ ዝነገረትካ አባካ አይኮነን ምክንያቱ አባካ እንተዝኮውን ውላደይ ምበለ ብተወሳኪ ምስ ካልእ ውን ርክብ ገይራ ትከውን ዝፍለጥ ነገር የሎን። እቲ አባካ ዝበለትካ ከይዘረብ ኢልካ አይትሰከፍ ክዛረብ አይደልን እዩ አዴካ ብሂወታ ስለዘየላ። ንክነፍሰልካ ግን አባት ነብስካ ንገሮም እንተ ንካልእ ግን አይትንገር። አምላክ አካእሎ ይሃብካ እተን ደቅንስትዮ ካኣ ካብ አምላክ ዘይፈራሕክን ካብ ሰብ ፈረሕክን ሕማቅ በሰላ ንውልድክን አይትግደፋ። 🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @beesheep-h3u
    @beesheep-h3u 5 วันที่ผ่านมา +1

    ካብ ሰበይቲ ንፅበዮ ንሱጥራሕ እዩ እንተንስኻ ግን ከአሎ ሂወት ከምኡ እያ አነ ዝገርመኒ ካብ ሰበይቲ ብዙሕ መደንገፅ ከም ዝርከብ ዘይትግምቱ ምዃንኩም እዩ💔💔💔💔💔💔

  • @saranegash12
    @saranegash12 4 วันที่ผ่านมา

    Zebeyeka eyu abboka
    Kebeed ayikonen kalie seb keygodaeka
    Fitihayo

  • @luwamnega6042
    @luwamnega6042 5 วันที่ผ่านมา +1

    Bejaka aytengero eway besmeam aywedkan a keblo ente negirkjo bejka aytfeleyo nay sga aboka no belo

  • @meazaandom4657
    @meazaandom4657 4 วันที่ผ่านมา

    Haway abakia eyu eti zebayia negeruie amlkiie yehgwzakia

  • @isaacteclemariam4986
    @isaacteclemariam4986 5 วันที่ผ่านมา

    በጃካ ኢልካ ትም በል ምስ ኢዚ ሓርበጃ ኣቦኽ ኣይትጉዳኣዮ

  • @wedifeto7536
    @wedifeto7536 4 วันที่ผ่านมา

    Nayzi hawna kebid eka ente kone ab kulu seb zelo eu. Neti zebeyeka sebay kbrn halyotn aytegudlelu. Ente eti nay weladi ka zhaberetka gn weladika mukanu hgi tefetro eu. N dekka wn mnchi weledom sle zegedseka eti nay zeri aboka ktrekbo ktgded eka.hanti abnet khbreka Ruta tbhal memahrete ab University nera bkereba zfelta. Ab sahl eya tewelida. Adia berefti nab sebaya enda kedet ab mengedi abti nay mehderi nay meda alewo sm enti. Ms haderet ms hade tegadalay rkb tfxm emo. Kabu tnsi thz. Bdhru gueza nab sebaya bexiha erefta bhade ms sebaya tehlf. Tenisa ka Ruta tewelida. Weyo sebaya galey elu aebiwa amhiruws. Ksab University abxihwa. Eti weladia bhaki gn kale sebay eu neru. Ade tray eya tfelt. Neti hakena abu bkereba zfeltwa haleftu zneberu gn yfeltu eyom nerom.ab 2003 adia bkebid hmam thamm emo. Aferkubu tebahila seb ms teakebe neti hakena abu eti haki tdrguhala. Eti hakema aba wedi asmera eu. Srhu wn xbuk eu zmesl. Galu ms terekebe. Ruta gn azu kebiduwa mkbalu seanet. Zey terf sle zkone gn dhri kndey sdra aba telalya. Ab kfli zena keda tasera sm abu kota kulu dekumenta bhgawi keyrato. Ms gza ka fkri abo ktrekb jemira. Weyo sebay ksab bmekina mexu kab University ywesda meru. Ente nsa bzuh nay hlna skay eya ahlifa. Slezi hawey nska wn ktkbelo eu agedasi konu zsmani. Eznnkemzn sle zelo eu abotatna wedi men eka wedi egele. Adeka ala do meta ala ay zwedey aygdn bel dhan yblwo. Neti adey meta eya zblom qola gn aman baman wedi aboka zwedey elom zmlslom. Lbona abotatna meret zey wedk qal eu. Amlak kab kemzi ysewrena. Adetatna zelewa habaybey bakli nxebe. Ezom deqi arkey seti arkey elom geza geza zatw asebut teketatelwo. Kkkk wey gud sebeytiiik.

  • @AsuSelu
    @AsuSelu 5 วันที่ผ่านมา

    Ajoka, ane zflten 3 awald Adeen keynegereten bhiwet halifa kabu ezi mehazay eu tblen znebere abti geza atawi wexai eu neyru ab mewdaetu ane abokin eliwen dhri 41 amet Bteami eu zgerm

  • @sofyahmed11
    @sofyahmed11 5 วันที่ผ่านมา

    AJOKA AJOKA HADE KONE ABO KONE NAY ZIWELEDE AYKONEN ZIBEYE IYU WELADI

  • @Eri-malet
    @Eri-malet 5 วันที่ผ่านมา

    ርግምቲ ሰበይቲ ካብ ሰብኣይ ዓርካ ወሊዳ ተውርስ ከም ዝበሎ ኣፍላጦን። እቋዕ ኣብ ዘበነ ቴክኖሎጅን ሳይንሳዊ ዲ-ኤን-አይ ሃለና። ናይ ጓል ኣንስተይቲ ጌጋ ገዛ ምሉእ እዩ ዘዕኑ ቡኡ ንብኡ ድማ እቲ ሓዳር ይብተን እዚ ስለ ዝኾነ እዩ ድማ ሰበይቲ ዓንዲ ገዛ ዝተባህለ። እቶም ዝተጠልሙ ሰብኣይ እዚ ሰሚዖም ብጓሂ ከይሞቱ እንተ ኢልና እዚ ከይሰምዑ እንተ ሞቱ'ኸ
    ኣነ ብወገነይ እዚ ግዴታ እምበር ሕርያ ኣይኮነን ግድን ክንገሩ ኣለዎም።

  • @wegz7962
    @wegz7962 5 วันที่ผ่านมา

    Ajoka zhaweye neboka aytngero gwahe trahe eyou kweseke

  • @TeweldeGebrhiwet
    @TeweldeGebrhiwet 5 วันที่ผ่านมา

    Aejaka eti zaebyaka eyu aboka gen negero nabaka mekinyato hedri elatka adaka keme. Yeheshi

  • @godisgood9111
    @godisgood9111 6 วันที่ผ่านมา

    Siga hamed hiza titsie elika zereba
    Nigerom set elika zeibeyeka aboka kemita zeibeyeka eleyo ember entay kilaleyom do halefinet aleni elika zereba

  • @ThePer777
    @ThePer777 4 วันที่ผ่านมา

    እንዳ ኒኪድ ጥራይ ኢሱ ዝበለና ዋላ ገደል
    ሃየ ተታሓሒዝክሞ ኢኩም ዘለኩ ትንታኔታት፤፥

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 5 วันที่ผ่านมา

    ብጃኻ ነቲ ጂግና አቦኻ አይትንገሮ ብጋሂ ከይ ሞተካ ሞ ጥዕሳ ከይኮነካ። ንደኻ ዲማ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰን። ጌጋ ሐንቲ ደቂቅ ያ። አብታ ግዜ ቲአ እንታይ አጋጢምዋ አይንፈልጥን። ክንደይ ስዲታት ነሮም ዬም ሐላፊነት ዘይስምዖ።

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 5 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ ሓቂ ንገረም ምስ ደቂ ኣብካ ተፋለጥ ሓወይ ናተይ

  • @sofyahmed11
    @sofyahmed11 5 วันที่ผ่านมา

    SELAM PARADISE MEDIA MIS SELAMTAY NAY BAHAQI MEMHARI MEDEBAT IKA TEQIRIB . FB . MESSENGER WEY WATTS . TEKEGRAM ALEKA DO ?

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 5 วันที่ผ่านมา

    አጆኻ ማንም ሰብኮ ካብ አቡኡ ከምዝተልደ መረጋገጺ የብሉን። ፍልልዩ አደ ምንጋራን ዘይምንጋራን እዩ። ክዱን ብአፈስላሰ ኢለን እየን ዝሓልፍኦ እምበር አደታት ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ይጋገያ እየን ጥፍአቱ ድማ ካብ ደቂ ተባዕትዮ እዩ ንምንታይ ጉድለተን ርእዮም ከምዝሕግዙወን የታልልወን ንሰን ድማ ንግዚያዊ ሽግር ምቅላል ክብላ ይጋገያ ጸገም ድማ ይረኽባ። ስለዚ ሱቅ በል እቲ ቀንዲ አቦኻስለ ዝፈልጥ ግን ብዲኤንአ አረጋጊጹ ክወስደካ ይኽእል እዩ ምኽንያቱ ዘርኡ ስለዝኾንካ ሱቅ እንተኢሉ ግን ንስኻውን ሱቅ በል።