‼ኣነ ኣደ ክኮነካ እየ‼[2ይ ክፋል] ‼ካብ ኣውስትራልያ ናብ ብዓቲ እንጦንስ‼

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 535

  • @mossesteklesonbet6124
    @mossesteklesonbet6124 2 ปีที่แล้ว +66

    ኣደ ሓጥእ 💔
    ኣደ ጻድቅ ❤️
    ኣደ ጨኻን 😡
    ኣደ ርህሩህ 🥰
    ኣደ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ
    ዝኾንኪ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም
    በረከትክን ጸሎትክ ኣይፈለየና✝️❤️!!!
    ኣሜን 3❤️

  • @michealghebrezgi8929
    @michealghebrezgi8929 2 ปีที่แล้ว +72

    ክብርቲ ሐብትና ብሐቅ ክብረት ይሀበልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሐልኪ ቃለሂወት የስመዓልና ወላዲተ አምላክ በረኸታ ተብዝሐልኪ

  • @logostube5696
    @logostube5696 2 ปีที่แล้ว +25

    እታ ንምስምዓ ኣዝያ ጥዕምቲ፡ ኲሎም ቅዱሳን ውን ንምስምዓ ሕይወቶም ዘሕለፉላ ዘለዓለማዊ ሕይወት እትህብ "ቃለ ሕይወት" የስምዓልና ክብርቲ ሓፍትና። ጸሎቶምን በረኸቶምን ረድኤቶምን ናይዞም ቅዱስ ኣቦና ምስ ኩልና ይኹን!!!!
    ኣደ እንተ ሰኣንና ኣደ እትኾነና ርኅርኅቲ ኣደ ዘለዓለማዊ አደነታ ምሳና ይኹን!!!!

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 2 ปีที่แล้ว +51

    ደስ ክብለካ ክብሪ ንድንግል ኣዴና 🙏🙏🙏

    • @yonixadq2945
      @yonixadq2945 2 ปีที่แล้ว +1

      amen amen amen qale hiwet yesmalna eme brhan weladit amlak
      Bxlal thalki

    • @user-ys7ch9zl2j
      @user-ys7ch9zl2j 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏

    • @user-jf3ri3nn8s
      @user-jf3ri3nn8s 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን 👏

  • @user-gy2uk5vn1u
    @user-gy2uk5vn1u 2 ปีที่แล้ว +39

    ናይ ባሓቂ ዝምስጥ ታርኽ ዩ
    ቃል ሂወት የስመዐልና ሓፍተይ ማዓረይ 🙏🙏🙏💙💕💕ክንደይ የቅንእ እዩ 😌

    • @selamtekledebesai2953
      @selamtekledebesai2953 ปีที่แล้ว

      Behaq dese zebli tegdlo naye abona. Egzabeiher kabti natom tsgan berketen kekflena. ❤❤❤❤

    • @user-ln7fg7fe7h
      @user-ln7fg7fe7h 8 หลายเดือนก่อน

      nay bahaki Des zbl Ane eko welahanti endye zeyfelti kfelti gen ydeli eye

  • @ezgharyagoitom8977
    @ezgharyagoitom8977 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ ኣብ ግብጺ ብዙሓት ቅዱሳት ኣቦታት ተመሳሳሊ ታሪኽ ዘለዎም ጸሎትን ኣማላድነቱም ናይ ኩሎም ቅዱሳን ናይ ኣደ ኩላትና መመኪሕትና ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
    ንቅድስት ድንግል ማርያም ምፍቃረይ ኣማላድነታ ብምእማነይ ዕሽነት ዛንተኾይኑ ክልብም ኣይደልን እየ
    ብጣዕሚ ነመስግነኩም ነዚ ቻናል እግዚኣብሄር ይባርኽኩም

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... 2 ปีที่แล้ว +14

    እሰይይ ተመስገን እንኳዕ ደሓን መጻኹም ክቡራተይ ብሃንቀውታ እየ ክጽበ ጸኒሐ
    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዝሕ ወገናተይ ተመስገን ፈጣሪ ናይ እመ ብርሃን በረከታን ኣማላድነታን ናይ ፍቁር ወዳ ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ምሕረቱን ቸርነቱን ናይ ቅዱስ ኣቦና እንጦንስ በረኸቶምኝ ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ጸሎቶምን በረኸቶምን ይሕደረና በረኸትኪ ይሕደረና ክብርቲ ሓፍትና አሜን ፫ ❤🕊🍃

  • @user-dj5wd9zb5h
    @user-dj5wd9zb5h 2 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ይሠመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር ክብረተይ በረከቶም ይሕደረና ናይ ቅዱስ አቦና ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ክብሪ ምስጋና ንአዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ይኩን አሜን ፫ ቀፅሊ ዝያድይ

  • @user-ir6yl1li8l
    @user-ir6yl1li8l 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት ይስመዓልን ሓብተይ ጽጋ ኣምልክ ይብዝሓልኪ ንዓይ ንድኹም ሓውኹም ኣብ ጽሎትኩም ዘኩሩኒ ህዝበ ክርስትያን ጽሎት ናይ ኣቦና ኣንትይኖስ መሹሩም ይበለኒ ንዓ ድማ ጽሎት ምልአተ ጽጋ ከሙኡ ውን ቁዱሳን ኣቦታተይ ኣይፈለየኒ ናይ ጎይታናን መድሓናኒን ብአረኸትን ኣይፍለየኒ።

  • @birtukanalebel3686
    @birtukanalebel3686 2 ปีที่แล้ว +4

    አቱም ናይ አቦይ ቡሩካን ዓለም ከይተፍጥረ ናብ ዝተዘጋጀወልኩም መንግስተይ እተው ዝብል እቲ ናይ ቃል ህይወት ያስማዓልና
    ። በጣዓሚ ነፍሲ ዘልምልምን ደስ ዛብል እዩሞ እግዚአብሔር ያሃበልና ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ልመናአን ጽሎታን አይፍለየና በርከት አቦታትና አይፍለየና

  • @user-jf3ri3nn8s
    @user-jf3ri3nn8s 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብረተይ ኣምላኽ ፀግኡ የብዛሓልኪ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቁዱሳን ንፅህተ ንጹሃን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፀሎታን ፀጋ በረከታን ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏

  • @rutarufta3265
    @rutarufta3265 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ክብሪ ንኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ይኩን ተመስገን ኣምላከይ ✝✝✝

  • @zizuabraha3287
    @zizuabraha3287 2 ปีที่แล้ว +4

    ቃል፡ሂወት የስምዓልና ሓፍተይ እመ ኣምላክ ዋሕስ ኩላትና እያ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር ።ኣብ ጾልትኩም፡ዝርኩሩኒ

  • @michaelhabesha2571
    @michaelhabesha2571 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣይትደንጉይና ብጣዕሚ ኢዩ መሲጡኒ ዘሎ ከምተ ነቦና መንገዶም ዘብረሃትሎም ነዓና ውን ተብረሃልና

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ህወት የስመዓልና ጸሎታን ኣማላዲነታን ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ናይ ዓለም ፈተና ትሰውረና ናብቲ ቅንዑ መገድ ትምርሓና አሜን። ከምኡ ውን ናይ ኣቦታትና ኣባ ኣልኣዛርን ኣባ ኮኮበ ክርስቶስን ጸሎት ምሳና ይኩን ህዝበ ክርስቲያን አሜን

  • @letebrhantewelde8642
    @letebrhantewelde8642 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኪ ይባረክ እግዚኣብሔር መፈፈምታና የጸብቁ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-nf7ir2qt6j
    @user-nf7ir2qt6j 2 ปีที่แล้ว +10

    አሜን አሜን አሜን ብእውነት ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብራተይ በረከትኹም ይሕደረና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @genettesfay4254
    @genettesfay4254 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen kal heiwt yasmalna ezgabher amak xage yabzahalki barktomen radaten nay kedsen abotatna mes keltna hezbe krestian yeken

  • @hintsatewelde4300
    @hintsatewelde4300 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ፍጣሪ ክብርን ምስጋናን ምስጋናን ንሉዑል ኣምላክና ይኩን ኣሜን ብልቢ ቃለ ሂወት የስመዓልና።

  • @ksanetmehari208
    @ksanetmehari208 2 ปีที่แล้ว

    ክብርት ሓፊተይ ኣምላከ ቅድስን ድንግል ማርያም ኣይፈለኩ ብጣዕም ጽብቅ ትምህርት እዩ ፡

  • @berhetesfazgi1397
    @berhetesfazgi1397 2 ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet haftna kokobe krstos eme brhan tselala tenbrelki tenbrelna n kuluu alem dma amlak selamu yewred

  • @zezelove7908
    @zezelove7908 2 ปีที่แล้ว +4

    ኩቡራት ይሕዋት ብ ቓንቕ ኢንግልሽ ኩላ ትከታቲለያ አየ።ኢንትኮነ ግን ሕጽረት ቓንቕ ስለ ዘለና ብተከታታሊ ከተቕርቡልና ይደሊ ይሕዋትይ።ብዙሕ ኣሎ ተካታታሊ ናይ ዞም ኣቦ ምሃሪ ኣሎ ።

  • @dehabasfeha2354
    @dehabasfeha2354 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ዝምስጥ ትምህረቲ
    ኣምላኽ ምስና የኹን ኣሜን

  • @user-ox1lk3om3y
    @user-ox1lk3om3y 6 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን እመ ብርሃን ዋሕሰይ ኩሉና ጽላላ ተንብረልና❤❤❤❤❤❤❤

  • @yrhuugsfh8071
    @yrhuugsfh8071 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብበረከታ ትሓግዘና🙌🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒💒💒💒

  • @fiyoritsegay7691
    @fiyoritsegay7691 2 ปีที่แล้ว +6

    እመብርሃን ኣደ ጎይታ ሓቂ ብሓቂ ብርሃን ዓለም ብጽእቲ ብጽኣን ❤🙏🙏🙏❤

  • @eyerusalemmichael4390
    @eyerusalemmichael4390 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን በረኸቶም ይሕደረና

  • @MYLife-ki7kw
    @MYLife-ki7kw 2 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ክብርቲ ሓብትና ይበል ትረኻን ኣስተምህሮን ብሓቂ ሕልናኻ ዝትንክፍ ታሪኽ ኣቦታትና ንዓና ህዝቢ ክርስቲያን ከምዚ ድንቂ ታሪኽን አስተምህሮን እዩ ዘድልና በጃኺ ቀጽልዬንስለ ኹሉ ኣቀራርባኽን ትሕትናኽን ከኣ ብልቢ የመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

  • @Fiorina21
    @Fiorina21 ปีที่แล้ว

    Sbhat le Egziabher
    Wele weladitu Dengel
    Wele meskelu kubur
    Amen🙏❤️🌹💐
    Kale hiwet ysemalna......💐🌹❤️🙏

  • @FgfFjg-rw8go
    @FgfFjg-rw8go 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀገኡ የብዘሐልኪይ ክብሪቲይ ሓፍትና በረከት ናይ ኣቦና ይሕደረና ፣🙏🙏🙏

  • @Meronteklia-rm9mg
    @Meronteklia-rm9mg 10 หลายเดือนก่อน +1

    እመ ብርሃን ዋሕስ ኩሉና ጽላላ ተንብረልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yosanamanuel4214
    @yosanamanuel4214 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen qali hiwet yesmalna.egzabher amlki fqadu ykuni ny adena qedste qedusani weladit amlki radiate , ny qudusani amldinet ayeyflyna amen

  • @teklittes5682
    @teklittes5682 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ብሩኻተይ "ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ 🙏🙏🙏

  • @merryhoney4147
    @merryhoney4147 2 ปีที่แล้ว

    amen amen amen kal hiwet yesmaena amlaki xegaun tibebun yihabena

  • @user-dj1ge7in9z
    @user-dj1ge7in9z 6 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዝሕ ደስ ዝብል ታሪክ በረከታ ናይ ኣዶኣምላክ የብዝሕ❤

  • @ngubefkadu5370
    @ngubefkadu5370 2 ปีที่แล้ว

    ኢግዝስቢኢሃር ይሲጥሽ ተባትርኪልን በጣም በጣም ደስ ይላል ብውነት ይህንን ታትርክ የስማሁት በቃ ህየት ምርር ብሎዝን ወፈ ኡጽንዬ ሊገቭስ ድል ይግርርማል ይህ ታትክ ነፍዲር ታፈገው ኢማቶት ህየትዲ ሁሉ ይጥስፍይልፍ

  • @letaykeshy7666
    @letaykeshy7666 2 ปีที่แล้ว +1

    ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ይመስገን ምስ ወላዲቱ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማሪኣም፡
    ሓጎሰይ ብቃላት ክገልጾ ኣጸጊሙኒ ፡ ሕጂ ውን ክንጽበየኪ ኢና ብሃንቀውታ 🙏🙏🙏
    ሓብትና ከኣ ደስ ዝብል ኣዛናትዋ መንፈስ ቅዱስ ዘለዎ ፡አምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይምላአኪ ፡ ብጸሎት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማሪኣምን ናይ ኩሎም ቅዱሳንን ካብዚ ናይ ዓለም ማሕነቅቲ ወጺእና ቅድስና ሂወት ከነስተማቅር አምላክ ፍቃዱ ይኩነልና አሜን.

  • @hayetnegoesse6245
    @hayetnegoesse6245 2 ปีที่แล้ว

    Asey Amen (3) qal hiwet yesmalna zhabtey tsegue yebzhalki ,tsolot weladit Amlak

  • @xhv5054
    @xhv5054 11 หลายเดือนก่อน +1

    _ቃል ህይወት የስመዓልና እግዚአብሔር የክብረለና ❤_

  • @samibrhanes7
    @samibrhanes7 2 ปีที่แล้ว

    Amen (3) qale Hiwet yesmalna egzabiher nay agolglot zemenkum ybark nkulukum adalewti medeb 💙🙏

  • @fithawibeyan
    @fithawibeyan ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስምዐልና ብጣዕሚ ጽበቅ ትምህርቲ ሓንጎልካ ዘቅስን ንልብኻ ዘህድእ መግቢ ነፍስን ስጋን ታሪኽ ክብረት ይሃበልና ኮኾበ ክርስቶስ ኣደይ ኣብ ጾሎትኪ ዘክርኒ ንዓይ ንድኹም ወዲኺ በርቲዒ ኣጀኺ

  • @robelzerai4457
    @robelzerai4457 2 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmealena habtey berket yebzhalki amelak nezi kudus kale amelak zesmakena. Selam amelak mesaki yekun🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏

  • @yorsaliembeyn5672
    @yorsaliembeyn5672 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማልና

  • @tsegaykesete9174
    @tsegaykesete9174 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kdsti dngl mariyam adey bealki halwuna 🙏🙏🙏💒💒💒

  • @user-zx1rs6wb7j
    @user-zx1rs6wb7j ปีที่แล้ว +1

    በረከተም ይብጸሐና ሐፈተይ ነአኪ ቃል ህወትየስመዐልና ኣምን

  • @lililove8991
    @lililove8991 10 หลายเดือนก่อน

    ,ኣሜን/3 ቃልሂወት,የስማዓና ሓፍተይ ✝️🙏💚

  • @user-xt7fb2jl5h
    @user-xt7fb2jl5h 2 ปีที่แล้ว +4

    ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ 💖💖💖✝️✝️✝️🙏⛪️

  • @natnaelmahari5843
    @natnaelmahari5843 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሕ

  • @tirhashagos5956
    @tirhashagos5956 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሕይወት የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና በረከትኩም ይብፃሓና አቦና 🙏🙏🙏

  • @biniamgebremedhin6415
    @biniamgebremedhin6415 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen Kal hiwet yesmalna

  • @tekluokbay7140
    @tekluokbay7140 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna bereket nay xadqanat abotatna ayfeleyena 🙏🙏🙏

  • @nardititi1821
    @nardititi1821 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen egziabher kibret yihalki kale hiwet yesmealna

  • @zeritfasha4698
    @zeritfasha4698 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kbrti haftna kokobe krstos egziabher xegu yebzhalki bereketn xolotn nay kulom kudusan mskulna hzbe krstiyan ykun

  • @user-wb2pg7cs6c
    @user-wb2pg7cs6c ปีที่แล้ว

    በእውነት ቃለህይወት ያሰማልን እደት ደስ ይለል የእመብርሃን ልጅ ሞሆን ስለማይነገር ስጦታው እግዚአብሔር ይመስገን😍😍😍

  • @user-vb5he1xn5y
    @user-vb5he1xn5y 10 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna

  • @awetashebr9167
    @awetashebr9167 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኮኮቦ ክርስቶስ ሓፍትና ኣዴናን ኣብ ጾሎትኪ ዘክርኒ ንዓይ ሓጠቴና ሓውኺ ናይ ብሓቒ ብሃንቆውታ ክንጽበኪ ብሰላ ምጽና ናይዛ ርህርህተ ሕልና ኣደ ጎይታ ድንግል ማርያም ጽላላ ኣይፈለየና

  • @meazanegatu1890
    @meazanegatu1890 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna..egziabhir amlak bereketom yhderena...hafna kea tebareki bhaki des zbl hiwet zhb tarik

  • @abanobe2444
    @abanobe2444 ปีที่แล้ว

    ሐፍትና ቃለ ህይወት የስማአልና
    ብእድመ ብጥእና የንብረልና
    ናይዞም አቦ ዚኦም ታሪኽ አዝዩ እዩ ዝምስጠኒ አብዝግዜዚ ከምዚ ዝበለ ቅዱስ አቦ ምርካብ ዝገርም ዩ በረኸቶም ይብጸሀና
    እሞ እንተኽኢልኪ ናይዚኦምን ከምዚኦም ዝበሉ አቦታት ታሪኽንተጋድሎን ንሕዝብናን አብገዳም ዝነብሩ መነንትን አዝዩ ስለዝጠቅም አብሐደ መጽሐፍ ተጠርኒፉ እንተዝቀርብሞ ናብሐገርና ክበጽሕ እንተንገብሮ ጽቡቅ ኔሩ አነ ክሕግዝ ይኽእልየ

  • @user-wi8ye1jl9h
    @user-wi8ye1jl9h 7 หลายเดือนก่อน

    Amen bereketom ayfeleyena adeye bejaki nab fkur wedieki lemnlna ykre kblelna.

  • @Galenba
    @Galenba 2 ปีที่แล้ว +1

    ካለህወት ይስመኣልና ሃፊትና ይግዘኣብሀር ኣምላክ ጸግኡ ይብዛህ ኣደና ድንግል ማርያም ኣማልድላድነታ ኣይፈለየና

  • @brhanahaile5877
    @brhanahaile5877 9 หลายเดือนก่อน

    እግዝኣቢሄርይመስገን በረከቶ ኣፈለየና ኣሜን🙏

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 10 หลายเดือนก่อน

    Amen 🙏🏽 Qal hiwet yesmalna ☦️💒🙏🏽❤

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምርቲ እዩ።
    ቃልሂወት የስምዓልና።
    ብዛዕባ ቅዱሳት መጽሓፍቲ ምናባብ ገለ ምክሪ ትትህብና ጽቡቅ ኔሩ።

  • @samera7043
    @samera7043 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍተይ 2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበ 🤲🤲🤲💞💞⛪✝️💞💞💞♥️♥️♥️🌹🌹💛💛💛

  • @goggo5414
    @goggo5414 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ✝️🙏🙏🙏🙏

  • @yadithabte7567
    @yadithabte7567 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kale hewat ysmalna kokob haftey

  • @selamtsegay6681
    @selamtsegay6681 2 ปีที่แล้ว

    Des kbleka kbri ndngl adena qale hiwet yesmalna amen amen amen

  • @tsigemengs5401
    @tsigemengs5401 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ዝምስጥ ታሪኽ እዩ። ጥዕሚ ፍቕሪ ናይ ድንግል ማርያም ምስ ኩሉና ይኹን። ናይ ኩሎም ቅዱሳን በረኸቶም ኣባና ይሕደር።

  • @denglyadefekri8528
    @denglyadefekri8528 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ ቃለ ሂዎት የስማልና ።እግዛቢሄር ኣምላክ ጺጉኡ የብዛሕልኪ ።በረከት ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣይፈለየና

  • @dinadina3493
    @dinadina3493 2 ปีที่แล้ว

    Amen!!! kal hiwet yesmalina

  • @weldewslasie2247
    @weldewslasie2247 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን።
    ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽኪ ብርኽቲ ሓፍትና።

  • @aklilufishaye5604
    @aklilufishaye5604 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏

  • @mehretabraham
    @mehretabraham 2 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስማዓልና። ናይ ኣዴና ኣማላድነት ኣይፈለየና።

  • @HeileGebreamlak-cb4ci
    @HeileGebreamlak-cb4ci 4 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ❤ኣሜን❤ኣሜን❤

  • @selemawimebrahtom376
    @selemawimebrahtom376 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ብሓቂ

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብሓቂ ኣዝያ ማሃሪት እያ ኣሰር ዞም ቅዱሳን ኣቦታትና የስዕበና ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታትና ጸሎቶም በረከቶም ይሕደረና 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️❤❤❤❤

  • @asmaraxaida5841
    @asmaraxaida5841 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏 Qale Hiwet yesmealna

  • @gebrihiwetgebremeskel9568
    @gebrihiwetgebremeskel9568 2 ปีที่แล้ว

    ክብሪ ንመድሓኒ ኣለም ኢዮሱስ ክርስቶስ ይኹን ንኹልና ህዝበ ክርስትያን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ኣይፈለየና🙏🙏🙏ኣሜን🙏🙏🙏::

  • @yerusalemtsehaye7149
    @yerusalemtsehaye7149 2 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmalna eza haftey nay bahki des zibl tireka tesfa zihb ab hiwet amen amen amen

  • @binyamsium7582
    @binyamsium7582 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen Kal hiwet yesmealna xelot Bereketan Mes kulatna tkun

  • @merhawidrar5580
    @merhawidrar5580 ปีที่แล้ว

    Qale hiwet yesmealena amen amen amen

  • @tegstihabtemariam7491
    @tegstihabtemariam7491 2 ปีที่แล้ว

    Bereketom redietomn ayfeleyena orthodox tewahdo nzelealem tmber

  • @edenteklehaimanot7092
    @edenteklehaimanot7092 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna

  • @user-kh1eu4je4j
    @user-kh1eu4je4j 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደስ ክብል ምስጋና ነዴና ንድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ይኹን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤

  • @rutahaile4622
    @rutahaile4622 2 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 haftna kbret yhabelna ezgabiher xegeu yebzhalki

  • @adrianaarin652
    @adrianaarin652 2 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN Kal hiwet yesmialna 🙏🙏

  • @aman-vb1vc
    @aman-vb1vc 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና

  • @mihretargay3267
    @mihretargay3267 2 ปีที่แล้ว

    Amen kal hiwet yesmealna ezgeabiher ybarchki haftna beti zesmeaklna des kbleka berechtku amlak yebzahalkum

  • @hjjkkdfgjj5240
    @hjjkkdfgjj5240 2 ปีที่แล้ว

    Amen amenn 🙏 egziabher xegeu yebzhalki kbrti haftey

  • @rahwitrahwit4961
    @rahwitrahwit4961 2 ปีที่แล้ว

    Amen kalehiwet xolotomn berektomn ayfeleyena xolit kudusana ms kulatna.ykun

  • @GebruMehariy-rl7db
    @GebruMehariy-rl7db 3 หลายเดือนก่อน

    ክብርት ሓፍትና ቃለ ህወት የስመዐልና

  • @feruzkaleab4988
    @feruzkaleab4988 2 ปีที่แล้ว

    Adey mearey Ade kulu Ade xgmat Ade chunkat
    Berkutk ayfelyan nhna dekuk dkmat ena hafitey mearey berkut ybzha kemzu bejaka Amxlan
    Nabona kea berktom ayfelyena 🙏🙏🙏

  • @letemichalyohnans3198
    @letemichalyohnans3198 2 ปีที่แล้ว

    Amen kale hiywet yesmalna kbrti haftna,
    menfeska zhds kale hiywet yesmalna

  • @merafbiru884
    @merafbiru884 2 ปีที่แล้ว

    Kebren mesganann ne adena qedst dengle mariame mes weda yekun amen amen amen

  • @letebrhangebrehiwet7731
    @letebrhangebrehiwet7731 2 ปีที่แล้ว

    ክብርቲ ሓፍትና ቃለ ሂወት የስመዓልና በረክት ናይ ቅዱሳን ምሳኺ ይኩን

  • @selamgebremikael6780
    @selamgebremikael6780 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen.amen kal hiwet yesmana

  • @maranatatv951
    @maranatatv951 2 ปีที่แล้ว

    Asey kibri nimedhanialem weleweladotu dingil bereket nay abona alazar kea ab leliy kulina eihder amen amen amen .

  • @meazanegatu1890
    @meazanegatu1890 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna eme brhan redieitnan bereketan ms kulatna ykun eme brhan ade amlak ane eye adekum tbelena

  • @samera7043
    @samera7043 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ክንደይ ደሰክብለካ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ፆሎታን ኣማላድነታን ናይ ቅድሰቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለየና ምሰ ኩላና ህዝቢ ክርሰትያን ይኩን ኣሜን 🤲🤲🤲⛪✝️💞💞💞

  • @samualhausu2151
    @samualhausu2151 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen adey marey mhretki abzhley