I DO New Eritrean standup comedy 2021 by Merhawi Weldu - ሓዲሽ ስታንድ ኣፕ ኮሜዲ ብመርሃዊ ወልዱ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 6 พ.ย. 2021
- I DO New Eritrean standup comedy 2021 by Merhawi Weldu - ሓዲሽ ስታንድ ኣፕ ኮሜዲ ብመርሃዊ ወልዱ
እዚ መደብ እዚ ብሓልዮት I do Bridal ን MR19 photography ን ዝተዳለወ እዩ፣፣ ዉራያት ብጽፉፍን ወዱብን አገባብ ንምክያድ ዝነጥፉ ትካላይ ኮይኖም፣ ዝኾነ ዓይነት ሕቶ ምስ ዝህልወኩም አብ ናይ ማሕበራዊ ገጻት ኣድራሾኦም ብምኻድ ወይ ውን ብቁጽሪ ስልኪ
MR19 Photography +256750150979
Outfit and Set Design - I do bridal
Natna Hair +256756270727
ሃናጺ ርእይቶኹም ኣብ ዕብየት መደባትና ወሳኒ ተራ ስለዘለዎ ርእይቶታትኩም ኣብ ቦታ ኮመንት ብምጽሓፍ፣ ቪድዮታትና ላይክ [ኣቺ ውጂ] ብምጽቃጥን፣ እዋናዊ ንእንጽዕኖ ትሕዝቶታት ንምክትታል ከኣ ሳብስክራይብ ብምግባርን ኣብ ጎና ዘላ ናይ ደወል ምልክት ብምጽቃጥን ኣባላት ስድራቤት ናይ Bella Media ክትኮኑ ብትሕትና ንሓትት።
℗ © እዚ ቪድዮ ሕጋዊ ዋንነት ናይ ቤላ ሜድያ እዩ። ምቕዳሕ ደጊምካ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ከም You Tube, Facebook, ምጽዓን ብሕጊ የሕትት እዩ።
#BellaMeida #IDoBridal #Mr19 #NatnaHair #MerhawiWeldu #Eritreanstandupcomedy #Eritreancomedy #Kampala
ንተመስገን ጅግና ዝረኣየ ስኪ ላይክ ግጨዎ።
Nmera zfetu alodo kemzi kemay
ኣሽሙር ጌርካሎም ምድንጓይ እዩ ባህሎም ሓበሻስ 😂😂😂መራ ሽኮር ❤️❤️
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ እናስሓቕካ እትምህር ምኽንያቱ ነዞም መደብ ናይ መርዓ ዘለኩም ብፍላይ ነዞም ንሓጺር ግዜ ካብ ወጻኢ ሃገር ናብ ኡጋንዳ ንመርዓ እትኸዱ ግዜኹም እትቑጥብ እያ::
ን ኣማኔል ኣልኣዛር ዝረኣየ ላይክ ይግበር 🤩
I love mera shikor always
Samhar zarelu genbar eway riesa keabi😂😂
🤣🤣 kef alkum dekiy eriy 🥰🥰
Great job habu hawey
Mara sebey meksebey love you
Nice job 😅😅
😂😂🥰mara
Mera mera xebuk medeb thanks mera
ክክክክክክክክክ 😂🤣😂🤣😂🤣😂
Hiikemey 😀💯💯💯👍❤️🙌
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂Mera 😂😂😂😂😂
Merhawi weldu nay behaki comedian ika shakey kikexaxero aykealkun blebi n also xbuk medeb u.
Mera mehrer
Mera shikor 🇪🇷🇪🇷
💖🇪🇷💖🇪🇷Mera shikorrrrr