ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 29 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 29
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024
- ብረይ - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ ፥ ክፋል 29 | Brey - Tigrigna Drama Series - Episode 29
© Lele Entertainment. Unauthorized Copy, Distribution of Music Video Content is Strictly Prohibited!!
Follow us on:
Website: www.LeleMusika....
Facebook: / lelemusika
Google Plus: plus.google.co...
Instagram: / lelemusika
#Brey #tigrignadrama #LeleEntertainment
#TigrignaMusic #EthiopianMusic #TigrignaMusic #EritreanMusic #TigrignaMusic2019 #NewTigrignaMusic
More Awesome Videos On Our Channel:
Birtukuan Mebrahtu - Gerewani : • Birtukuan Mebrahtu - G...
Solomon Yikunoamlak - Barchu : • Solomon Yikunoamlak - ...
Filmon Bekele ft Lominat Hayelom - Selam Beluley : • Filimon Bekele ft Lomi...
Fikremariam Gebru - Zew New : • Fikremariam Gebru - Ze...
Wedi Tedros - Number One Girl : • Wedi Tedros (Dawitay) ...
Dj Moris ft Raza Raya - Hie : • Dj Moris ft Raza Raya ...
Tsegay Haregot - NiEiwala - • Tsegay Haregot - NiEiw...
Gere Maetebey - Wedding Video : • New Tigrigna Wedding M...
Girmay Belay - Kolia Tigray : • Girmay Belay (ግርማይ ራያ)...
Kiros Girmay - Kem Sebey : • Kiros Girmay - Kem Seb...
Tesfaldet Zeru - Kef kef : • Tesfaldet Zeru - Kef K...
Wedi Tedros - Selam Selamye : • Wedi Tedros - Selam Se...
Desalegn Zeru - Ethiopia : • Desalegn Zeru - Ethiop...
TDF እየ 10k ብሽም ኺዳነ ምህረት ተጋሩዋይ ስብስክራይብ 🙏🙏❤️❤️💛
ወድያውን❤
ገዚ ኬደስ ኢለ ፀኒሐ 😂
እሺኒ🎉❤
እሺ TDFy🙏🙏🙏❤❤❤
እሺ ንታሓጋገዝ ተጋሩዋ❤❤
መንጸገባይ ምጭውቲ እምንቲ ማሓዛ
ከም መንጸገባ እምንቲ ማሓዛ ፈጠረልና🙏❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
ሎሚ ፕላን ብድራማ እዩ ኣነስ ቀደመይ ለ ኣይወፃለይን ዋ
ብሽም ኣዴና ኺዳነ ምሕረት 500 ኣብፅኒ ተጋሩዋይ 🙏😘♥️
ሳቭስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ ክገብረልኪየ❤🎉
ዋዕሮታት ሱዑዲ ኣብዙይ ዲክን ገዛ ሰሪሒክን ዘይትቅደማ ሓደ ሓደ ማዓልትስ ኣሕልፋና እባ❤🎉
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
😂😂
እወ አበይ ዳኣ ክንሰርሕ 😉😉❤🤪
😂😂😂😂
እንድዒ ኸምኡ እዩ ዝመስል ❤❤
እኳዕ ዳሓን መፃኹም ምቁራት ፍጥረት ምሕረት ዘለዎ ፆም ይግበረልና ፆመ ሓወርያ ፅባሕ እዩ ዝአቱ ናይ በረከት ፆም ብሰላም አጀሚሩ ብሰላም የፈፅመና አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ 👏👏👏🎉🎉
ኣሜን፫ ክብረተይ❤🥰 ፍቃደኛ ተኮይንኪ ሳቭስክራይብ ግበርለይ❤
Amen amen amen amen
አሜን አሜን አሜን❤
አሜን አሜን አሜን🙏
1ይ ቀዳመይት ይአ ላይክ ሃቡን ኣድንቕት መንጸገባ 🤣👍👍👍💊💊
ሰበይ ሳብስክራብ ሃቡን😅
ኣነስ ብረይ ምስ ተቀየረት ብዘይ ብረይ ድብር እልንስ ርእዮም ዘይፈልጥ ሎማዓንቲ ኣትየ ይርኤለኹስ ደስ ክብሉ 🥰🥰🥰
👍ሃቡኒ ክለምደኒ እዩ ዋ 😂
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ🙏🥰
@@hiwettsegay1616 ገይረልኪ ገቡዚ 🥰
እንኳዕ ድሓን መፃኹም ተጋሩዋይ ኪዳነ ምህረት ኣዴና ሰላምን ምሕረትን ተውርደልና😢🙏❤
አሜን አሜን አሜን🙏
ኣዝያ ብልጽቲ ፊልሚ ጽሩይ ትግርኛ ኣምሓርኛ ሑዋስ የብሉ ገለ የብሉ ጽቡቅ ፊልሚ ሽሻይ ገብሪሂወት ከይድነቅኹካ ኣይሓልፍን ጅግና ኢኻ በርትዕ ንስኲም ትሐሹ አምበር ኻልኦትስ ኣምሓርኛ አንዳሓወሱ ጉድ ጌሮምና ኢዮም 🥰🥰🥰❤️🙏
ደምርኒ ዝያዳይ
ሽሻይ እዚ ጸሊም ዓርኪ ስየ ድዩ ሓቀይ፧
@@mielamedia8697 yes ንሱ ኢዩ ደራሲ ናይዚኣ ፊልሚ ኸማን
ሳፕሰክራይፕ እባ ግበሩኒ
wellcam💝ደቂ ሓላል መሬት 🌿❤️⓰አደዊተይ ኪዳና ቃላ ካብ ክፊእ ዘበለ ኩሉ ብዘርፋፋ ክዳና ትጋርደልና🤲
ማአዝ ግን ተርክባሉ ደቂ ማዳ😂😂😂
አሜን ጋልነይ ሳብስክራብ በሉለይ❤
አቱም ሰባት አሻዓ ኢኩም ትፅሕፉ አብዚ ዲኩም ታሓድሩ😮😂 እንካዕ ዳሓን መፃእኩም እንዳ ብረይ😘
ንገርለይ እማ 😂ሳብስክራብ እባ ወለላይ❤
😂😂😂
ናይ ብረይ ስቕታ ግን አሰላቻው ኾይኑ አስታኻኽልዎ እኹም
ብዝተረፈ ቀፅልሉ መጁሙዐይ ፅቡቕ ደራሳይ💓💓💓ክሉኹም ተዋሳእቲ ውን ጎቦዛት እኹም🌹🌹🌹
ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ🙏
@@hiwettsegay1616 ገይረልኺ ወለልአ
ንዓይ ለ ሳብስክራይብ ግበረለይ❤ ወድነይ
@@Functionalism-n7l ኢሺ
ኣካዳድና ናይ መፀግባ ፅቡቅ ኣሎ ባህላዊ💛💛❤
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ☘️
እንኳን ለቅድስት ኪዳና ምህረት አብፀሐክም አብፀሐና ደቂ ተዋህዶ❤❤❤🎉🎉🎉
እዛ ባህላዊ ዝነበረት ድራማ ግዲ ክትቅየር እያ ድሕሪ ልከተማ ምካድ ብረይን ስየን ኩሎም ክፋላለዩ የብሎምን❤
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ ☘️🙏
ቀዳመይቲ ባዕለይ ብሽም መንፀገባ ላይክ ከይትሓልፉኒ❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅጋበይ ሳብስክራብ ግበርኒ❤
ቀፅልሉ ኩቡራት እሕዋተይ❤❤❤❤
@@ትግራይ-ቐ9ወ ሳብስክራይብ ግበርለይ ውዴ
@@hiwettsegay1616 ንስኺ ውን ግበርለይ ማሬ
።ደደመየየተሀለለለለለ፡@@hiwettsegay1616
ኣየ መንፀገባ ካመኪ ተዝኮን ኩሉ ሰብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ሰበይ🙏
ኣድነቅቲ መንፀገባ ኣበይ ኣለኹም
ኣነ❤ሳብስክራይቭ ግበርለይ ክብረተይ❤
ንብረይ ድራማ ትፈትው ላይክ ሳብስክራይብ ግበሩነ🎉❤❤❤
ስለዝቀደምኩ ላይክ ግጀዩኒ ተሓጉሰ🎉❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤
ተቀዲመዋ 👍ወቅጡስኪ🎉❤ብገዛናለ ሕለፉታ😅❤
😂ሳብስክራብ ወቅጡስኪ ማዓረይ❤
ደራራ ዓውዲ ዶ አሎ
ንደማመር ኣባ ኣሕዋት
እንካዕ ሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ተናፈቅቲ ብዘለናዩ ኣደና ቅድስቲ ኪዳና ምህረት ትሓልወና ❤
አሜን ሰበይ ሳብስክራብ በሉለይ🙏☘️
@@hiwettsegay1616 ኢለኪ
ብረይ ስየ❤
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ🙏❤
ኣደዋይ ኪዳና ምህርት ዋሕሲ ናይ ሂወተይ እንካዕ ኣብፀሐኩም❤❤❤ተጋሩዋይ
ኪዳና ናይ ኪዳና ምህርት ምስ ኩሎና ይኩን
ኣደናቂት ናይ ብሬ❤❤ኣና ዎልዳይ እየ❤❤
ስየ &መንፀገባ ድምቀት ናይዛ ድራማ♥️🥰🥰🥰
ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ🙏❤
እንኳዓ ብሰላም መፃኹም ተጋሩዋይ ናይ ብሬየ ትፈትዋ#ሳብክራይብ#በሉለይ❤❤❤❤
እንካዕ ዳሓን መፃአኩም ደቂ ረማይ❤❤❤❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ☘️
ውይይ በኽያ ኣብክያትኒ ብረይ😢❤
ብጣዕሚ 😥ሳብስክራብ እባ ሓግዝኒ🙏
ስየ ዋላ ንብረይ ሚሒር ተፈተዋ ክግበር ዘለዎ ግና ኣይሰሓቶን ። ናይ መንፀገባን ብረይን ዕርክነት ንበይኑ እዩ ። ታድራማ ሓጺራ ወይከዓ ኣብሰሙን ክልተ ሻዕ ግበርዋ ። ጽቡቕ ድራማ ፣ ቀጽሉሉ
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበረኒ
Welcome ንኩለኩም ተከታተልቲ ብረይ ድራማ ቅድስት ኣዴና ኪዳነምህረት ሓሳብ ልብኩም ተስምረልኩም :: ሳብስክራይ ናበልኩም ኣሕዋተይ ኣበረታትዑኒ በተለይ ኣዋልድ ክሽብርከክን የ ኣፀቢቀ 😋ዋ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ዕዳ ምለሲ
@@NekaleNekalemnishow መሊሰ ማዓረይ
ደማራኒት ኣሓዋት
@@RahelGebrehwet እሹኒ
@@RahelGebrehwet ኣነ ኢለ ኣለኩ
ሰደተኛ እየ እስኪ መርቁኒ❤❤❤
ብሰላም ዓድኺ ይምለስኪ ገፅ ስድራካ'ኪ የርኢኪ 'ካ❤❤❤❤
ምሉእ ዕድመ እንጀራ ይሃብካ ዘይሓሰብካሉ ሓጎስ ይፍጠረልካ broye❤️
ኩለና ስደተኛታት ኢና ክክጅጅ
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ ኣሕዋት
ሓሳብ ልብኪ/ካ ይስመረልኪ /ካ🙏
መንፀገባ ድምቀት ኩሉ❤
❤❤ ደቂ ትግራይ ማዓረይ❤❤❤
ሓላላት❤❤❤❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ህያበይ☘️
ብረይ መዓረይ ልአይ ሀምዚ ልፈቓዕኽኒ ስ ስየማ ጉዱ
ዳ
ቃደመይቲ ኮሜት የ የስስ🎉🎉❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም ናብ ፆመ ሃወርያት አብፀሐኩም/ና ደቂ ተዋህዶ ኦርተደክስ ፆመ ድሕነት በረኸት ንፍስን ስጋን ይግበረልና ንህዝብና ምሉእ ሰላም የዉርደና❤❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ🙏🥰
@@hiwettsegay1616 ገይረልኪ አለኩ ወለላይ
@@asayyeebyo182 እሽኒ🙏
መንፀገባ ምቅረት ተጋርዋ ቀፅለል🤲👌👌👌🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እንኳዕ ዳሓን መፃኹም ንፈትወኹም ብረይ ድራማ ብሉፁ ናይ ገጠር ብተለይ ማሓዝነት ❤❤❤
ክብረተይ ሳብስክራብ በሉለይ🙏☘️
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሓላል መሬት❤ ኣድነቅቲ ስየ👍❤❤
አሜን ❤ፅጋበይ ሳብስክራብ እባ🙏
Well come tegaruwayy ኪዳና ምህረት ትሓልውኹም❤❤
አሜን ጋልነይ ሳብስክራብ እባ🙏
እንካዕ ብድሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
አሜን 🙏ሳብስክራብ እባ ሰበይ☘️
𝑙𝑜𝑣𝑒 𝑦𝑜𝑢 𝑡𝑜 መፀገባ ድምቀት ናይ ዛድራማ❤❤
ዓይነይ ሳብስክራብ እባ🙏
Wel Come Enda Brey❤❤❤
እንኮዕ ብስላም መፂኩም❤❤❤
Love you daki Adey Mareyyy ❤🙏 ❤🙏 ❤🙏
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
ወልዳይ ንመንፀገባ ኩሉ ግዜ ፍቅሩ ይግለፀላ ትብሉ ላይክ ግጨውኒ😁❤
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ
ቀዳመይቲ ባዕለይ🎉🎉🎉🎉❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤🥰
ዕልልልልልልልል መንፀግባ እና ወልዱሽ ተፋቂሮም 😂😂😂የቀንየልና ደራሲ ብረይ መንፀግባ ከተማ ትኪድ ትብሉ 👍ግጨዩኒ 😌😉
ፍቅሪ ሕሱም ብረይ ኣሕዚናትኒ በኽያ ኣብክያትኒ😢ካሓሲት ጠልቃ ሕደጊ ግን ስለ ፍቅሪ ሓሳድ ኣይትኹኒ ስየ ልብረይ እምበር ልኣኺ ኣይደልየክን😂😅 ሕርር በሊ መንፀገባ ሽኮር እምንቲ ማሓዛ❤ቀተሊለኒ ኣያኒ በለት😂 ከማይ ኣያዋይ ከፍረሐኒ ነበረ ብድሙፁ እምበር በትርስ ተንኪፉኒ ኣይፈልጥንዋ❤😂ይፈትወኩም እየ ድማ ተጋሩዋይ❤ በርትዑ ቀፅሉሉ።
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበረኒ
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ጽሩያት❤🥀💚
ሳብስክራብ በሉለይ ሰበይ🙏❤
❤❤❤ ተጋርዋይ
መን ፀገባን ብረይን ልፈቲየክን❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ቀደመይቲ ባዕለይ❤💪😂
ሳብስክራብ በሉለይ ወለላይ🙏❤
ዋውውውው ❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ❤
ኣቦኡ ንስየ ደስ ክብሉኻ❤
ብጣዕሚ❤❤
እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም ተጋሩዋ💘💘🌿
ትፅብት መይተ 😢😢😢😢
ሳብስክራብ እባ ሓግዝኒ🙏
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኩም ድቂ ዓደይ ማዓረይ ፅቡቃተይ❤❤❤❤❤
Engae bselam mesaekum mekurat ftret ❤❤❤❤❤
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ
እካዕ ብሰላም መፀኩም እዋይ ብረይ ቶግ አበላቶ አዲኡ ንሰየ እተመፅየን እያ ትአምን ብረይ ምቅርተይ ዝሐፍተይ ሰብአይ ሰቤቲ ሸይጣን እያ ተስሕት እያ ይገርም ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፅሩያት ትግራት
መንፀገባ ሽኮር❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ🙏❤
መንፀገባን፣ወልድሽን ጥዑም ዕላል ከዐልሉ ከለውስ ከጥዕመሎም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤🙏
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም❤❤❤
ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ተጋሩዋይ መንፀገባ ግን የመና ናግደደቶ በዓልቲ ዋና እያ ከምኡ ክትኮን ዝግባኣ ብረይ ስቅታ በዚሑ❤
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበረለይ
ብረይ shukor ትርሓስ spicy of the show ❤❤❤😂😂
ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ🙏❤
ሳፕሰክራይፕ እማ ገበረለይ
ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ትኹን ትብሉ 👍👈
መፀገባ ምሕጎስ
Tamti flmi tegaru serihkma thank you kab gorebtkum
ክንቃዕ ድሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ግን ኣብኣ ንሃለኩ መልኣክተይ ክሕልፍልኩም መልሲ ኣይትደንጉዩና❤❤❤❤❤❤😊
ሳብስክራብ በሉለይ ጋል ትግራይ ሓላለ
መንፀገባ ክፈትወኪ ብተፈጥሮኺ ሀቀኛ ኢኺ ❤❤❤❤
እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ምቁራት❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ ድፈትያ ድራማ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኮዕ ብዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ🙏❤❤❤❤❤❤❤
_እንኳዕ ብስላም መፃእኩም ብቅንዕና __#ሳብስክራይብ__ በልኒ ኣሕዋተይ😊_
አድነቅቲ ብረይ ላይክ ግጨዉኒ
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤
መንፀግባየ የኔ ቆጆ 😂❤❤❤❤
ኣድነቅት እዛ ፊልም ♥️♥️♥️♥️
እንካዕ ብሰላም መፃእኽም ተጋርዋይ❤❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ህያበይ❤🙏
well came 39🎉🎉🎉
ዋጋይሳብ ከይከበርኻ ምሕላፍ የላን 👍
ኣቡኡ ንሰየ ሰ ደሰሰሰ ክብሉ ❤❤❤❤👌👌👌👌
መግለጺ ስኢነልኩም❤❤
እንኳዕ ደሓን መፃኩም
ሳብስክራብ እባ ክብረተይ❤🙏
እሸኒ🙏
እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ ፁሩያት❤❤🎉🎉🎉አይ መንፀገባ ምቅርቲ❤
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ፍትዋተ ተጋሩ 😍😍😍❤❤🙏🙏💋💋❤
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤🙏
ኣይ ኣነ ለዋህ ምስ ብረይ በኽየ 😂😂😂😊
እንካዕ ደሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ ሓላላት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ🙏
❤❤❤❤❤ትጋሩዋይ
Gele ayente felmi❤❤
ዋዋዋዋዋ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Welcome deki tigray💙💙💙💙💙💙💙
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ
Well came ❤❤
Tegaruwayyyyy🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤
ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ
ሳፕሰክራይፕ እማ ግበሩኒ
ምናልባች ዕዳጋ አጣሊ ትአቲኽዶ ያ ያውውውው😅😅😅😅
እንካዕ ዳሓን መፃኩም ተጋርዋይ🎉🎉🎉🎉
ናፊቐኩም ቐንየ😢🍃💔❤