ናይ ክልቲኡ ጸወታታት 2ይ እግሪ ዝያዳ'ዚ ዝመረረ ክኸውን'ዩ ብፍላይ ሙኒኽ vs ኣርሰናል // ናይ ፕረምየር ሊግ ብቕዓት ኣርሰናል ኣበይ ኣሎ...?

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 128

  • @sawrawidegans2900
    @sawrawidegans2900 หลายเดือนก่อน +16

    ኣነ ደጋፊ ኣርሰናል እየ ናይ ሳካ ግን ምትንካይ እካ እንተነበቶ ግን እግሩ ገምሽሑ እዩ፡ኣብ ነብሱ መጹ ተሃሪሙ

    • @alemgebremariam4467
      @alemgebremariam4467 หลายเดือนก่อน +1

      arsenal is just not good enough

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน +1

      ይገመካ እዩ ካብ ከምኡ ዝሓስብ ንጎል ተዝፍትና ምሓሾ

    • @BiniamMebappe
      @BiniamMebappe หลายเดือนก่อน

      ኣነ ደጋፊ ኣርሰናል እየ ናይ ሳካ ግን ምትንካ(እካ) (እንተነበቶ) ግን እግሩ (ገምሽሑ) እዩ: ኣብ ነብሱ (መጹ) ተሃሪሙ።
      __________________________________
      ኣነ ደጋፊ ኣርሰናል እየ ናይ ሳካ ግን ምትንካይ(✅እኳ) (✅እንተነበረቶ) ግን እግሩ (✅ገምሺሑ) እዩ:ኣብ ነብሱ(✅መጺዩ) ተሃሪሙ።

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 หลายเดือนก่อน +7

    ሃሪ ኬን ብቐይሕ ክወጽእ ኔሩዎ

  • @yosief9722
    @yosief9722 หลายเดือนก่อน +3

    ኤማ ደጋፍ ማንይናትድ ስለ ዝኮንካ ናይ ኣርሰናል ጸላኢ ስለ ዝኮንካ እምበር 100% ሪጎለ እያ !!!

    • @thomasgebrsh2429
      @thomasgebrsh2429 หลายเดือนก่อน

      Ata nay gebriel magals endo gber biedu zhabo,nay saka emo teklilu rigole aykonen

  • @akliluhaile1498
    @akliluhaile1498 หลายเดือนก่อน +1

    ኤማስ ሓንሳብ በቃ ናይ ኣርሰናል ጸላዕላዕ እዩ ዝብለካ በቃ

  • @TesfahiwetYohannes-iq9fq
    @TesfahiwetYohannes-iq9fq หลายเดือนก่อน

    EMA Hawey xewiley zgodele kmliley ya tbl zela real madrid 🎉🎉🎉🎉

  • @99mesmer
    @99mesmer หลายเดือนก่อน

    ኤማ ነብሲ ጽሩይ ሪጎለ እዩ እንዳፈለጥካ ኣይትጋገ❤❤❤❤ gunners forever

  • @user-ct7gg8lu8u
    @user-ct7gg8lu8u หลายเดือนก่อน +1

    ንሶም ዝጎይዎ ንሕና ን ዕንቀፎ ሓሚሚና አኮ ሄሪ ዓርከይ ብዝኮነ ግን ብጣዕሚ ገለ ዓይነት ኔሩ ❤❤❤❤

  • @samuelkidane-ve4nm
    @samuelkidane-ve4nm หลายเดือนก่อน +10

    ኤማ ሄኖግ ትጽቢትኩም ነዊሕና

    • @me-msd9407
      @me-msd9407 หลายเดือนก่อน

      ስራሕ ማዕንዱ ድካ ዛ ዓርከይ😅

  • @yosieftesfamariam8149
    @yosieftesfamariam8149 หลายเดือนก่อน

    Thank you 🙏 Ema and henri. Des zibil xiweta nieru. Man city and bayer Munich zihashe edil alewen….

  • @idrisadem6036
    @idrisadem6036 หลายเดือนก่อน

    Thanks 🙏 brother

  • @user-xk9vj3de6s
    @user-xk9vj3de6s หลายเดือนก่อน

    ዋላኳ ናይ ሳካ ኣዛራረቢት እንተኮነት ሪእይቲ እንተትከውን ንኤማ ኣይትዋሐጠሉን ኢያ ከመ ዝመስለኒ ኣርስናልም ዋላ ኣብ መልሐሱ ኢያ ትመሮ መስለኒ ኣስካላ ክስደልኮሞ ካብ ርእሲ ኣርስናል ወረዳላ

  • @mussietsegay1706
    @mussietsegay1706 หลายเดือนก่อน

    ኣማ ግን ናይ ብሓቂ ንቅየመልካ ኣለና እታ ናይ ሃሪ ኬን ንማጋልሃስ ይመጾ ከምዘሎ ሪኡ ዝሃረሞስ ከይተዛረብካላ ሓሊፍካ እ ዋ ይ ግፈዒ

  • @abeltesfagaber9291
    @abeltesfagaber9291 หลายเดือนก่อน +1

    ናተይ ሓሳብ ክኣ እታ ናይ ሳካ ፉጹም ቅላዕ ተውህብ ኣይነበረትን ምኽንያቱ ሳካ ብጸጋም እግሩ ኩዕሶ ዓጺፉ ከብቅዕ የማናይ እግሩ ኢዩ ባዕሉ ናብ ንውየር ሰዲዱ ።

  • @modeleyabofikiri4169
    @modeleyabofikiri4169 หลายเดือนก่อน +1

    Well ema mis heni enkia bselam mexaekum❤
    Well come gezzan ed mebruk❤

  • @natnaeldawit1212
    @natnaeldawit1212 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ናይዚ ኤማ ዝገርመኒ bias ዝኮነ ሓሳብ ኢዩ ዘቅርብ ኩሉ ግዜ ይከታተሎ እሞ ግና ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ዋላ ውን መብዛሕኦም ናይ ማንችስተር ተጻወቲ ውን bias ዝኮነ ሓሳብ ከቅርቡ ከለዉ ሲ ነቲ ናቶም መደባት ተከታተሎ ዘይመጸካ። ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ትንተና ኣርሰናል ግን ከኣ ክትሪኣ ኢካ።

  • @jonethebreain2031
    @jonethebreain2031 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ዝመጽእ ኣርሰናል ክትሓልፍ እያ:: ምኽንያቱ ክብ ወይ ግብ'ዩ ክኸውን:: ኤማ ኣድኒቀካ ናይ ቤን ዋይት ሸቶ ዘይምቁጻርና ተሃሲና::

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan3144 หลายเดือนก่อน

    👌👌

  • @natnaelteclehaimanot3771
    @natnaelteclehaimanot3771 หลายเดือนก่อน

    Welcome

  • @sami-fe3jb
    @sami-fe3jb หลายเดือนก่อน

    Henug gen King 👍👍👍👈👈

  • @sulemansalih7344
    @sulemansalih7344 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @tesfamariamzeray9561
    @tesfamariamzeray9561 หลายเดือนก่อน +1

    Well came hienok and aiema lomi sla Madrid nman City kbret Kibkuma btami dess zbl eu

    • @iniesta882
      @iniesta882 หลายเดือนก่อน

      Do😂

  • @user-iv3dn3bt5d
    @user-iv3dn3bt5d หลายเดือนก่อน

    Emmma❤❤❤❤❤❤❤

  • @falaema9711
    @falaema9711 หลายเดือนก่อน

    First😊

  • @mikikiflay7570
    @mikikiflay7570 หลายเดือนก่อน +1

    Ama anxar arsenal u kulu gzie
    Enber ke nay sane penalty da

  • @user-sf1en7dl8d
    @user-sf1en7dl8d หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samicityawi4123
    @samicityawi4123 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @user-mj8lq7ts6z
    @user-mj8lq7ts6z หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @user-vm8vw1rq1z
    @user-vm8vw1rq1z หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrahtomtemanu659
    @mebrahtomtemanu659 หลายเดือนก่อน

    hariken keih ygbo neru😊

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 หลายเดือนก่อน +1

    Nay Saka penalty tgbio eya ab hluf mzrab trgum yeblun ember ....

  • @tesfamariam1047
    @tesfamariam1047 หลายเดือนก่อน

    Ema dengikana xenihka

  • @user-iv3dn3bt5d
    @user-iv3dn3bt5d หลายเดือนก่อน

    Lomi Kedamay ❤❤❤❤❤

  • @user-xg5xk1bi8h
    @user-xg5xk1bi8h หลายเดือนก่อน

    አማ ሀኖግ ዋላ ደጋፊኩም ተከንኩ ንህዝባና ምስልይነት ኣይተልምድዎ ሓትማዓልቲ ሩሑስ ኣዉዳመት ኢለሙኩም ዘይፈልጡ ዓሰርተ ግዘ ሩሑስ ዒድ ኣይትበልና ?

    • @aspk593
      @aspk593 หลายเดือนก่อน

      Hasade entay dekha kafika tigraway nagese wahide

    • @adegoytayruftalbey2558
      @adegoytayruftalbey2558 หลายเดือนก่อน

      Hahhahha 😂 ata kemey aynet chka zkone resi eu zelekum tebelnayom wela aybeluna entay ygodana amlak ykyemlna du xbuk nay seb mdlayna

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน

      ኣታ ቡዳ ኪድ ኣብ እዳ ሰልጠነ ወዲ ቡላ ንዓኻ ኣይብታኻን እዩ እዚ ገፊሕ

  • @iniesta882
    @iniesta882 หลายเดือนก่อน

    Phil the Stockport Iniesta 🐐⚽️👈

  • @bereketgoitom1586
    @bereketgoitom1586 หลายเดือนก่อน +2

    Haki ema Haaland 2 seb eyu hezlna amsey 😂

  • @yessamuel8810
    @yessamuel8810 หลายเดือนก่อน

    Bayer bkemey mkniat frisa tebel ab ada 2derega sele zela malet diu ket felet bayer neti nay adom wancha aselchiwom eiu liverkusen kea haila.gen bayer ab shampiones leag btaemi haial ala ket ewetelu tekelo alo zhawey. Nay Saka kea penalty eay koneten becha kard ygbeo abzi seweta bayer teamisa wesea.

  • @mnbarbeakle5462
    @mnbarbeakle5462 หลายเดือนก่อน

    City 💙 💙 💙 💙 💙 💙 💙

  • @z1zz954
    @z1zz954 หลายเดือนก่อน

    ካብ እንዳ ሻሹ ጥዑም ኣይንጸብንን ኢና munich ወልሓደ ኣይተጻወተትን ኣርሰናል ኢዮም ተጋጌሙላ ግን ከኣ ጽቡቅ ኢዮም ተጻዊቶም Vamos Gunners❤

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ንሙኒኽ ባዕላ እያ ዓዲማታ ክትከስበላ በንጻሩ ኣርሰናል ኣቀዲማ ክትዓጽዎ ዝነበራ ጸወታ እዩ ማዕረ ወጺኣ ሕጂ ውን ንዓይ ኣርሰናል ገጋታታ እንተ የዕርያ ካብ ጀርመን ዓወት ሒዛ ክምትምለስ ርግጸኛ'የ

  • @user-no4ol9zu4o
    @user-no4ol9zu4o หลายเดือนก่อน

    Emawi tdunguyna alekum dogikum

  • @hermonbereket5269
    @hermonbereket5269 หลายเดือนก่อน

    Ema da antay ketbal Amo nay shasu tatkwn pen meblkaya nerka

  • @JemalAya-dr9ib
    @JemalAya-dr9ib หลายเดือนก่อน

    Ameaaaà❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @soliyanaelias4137
    @soliyanaelias4137 หลายเดือนก่อน

    VAR Official and Referee apologies for the disallowed Arsenal winning goal against Bayern Munich.

  • @user-ld2sh1uv9d
    @user-ld2sh1uv9d หลายเดือนก่อน

    ዝንትኮኦ ዝስልፍ ኣይ ምትሳኣርን

  • @MaharitFeshaxyen
    @MaharitFeshaxyen หลายเดือนก่อน +1

    Ema hawey kmy akerarbka betamie eu dase zabel abe nay temlie xeweta kezreb tekoyn eti kedamy gega kiwyor keato zaynbero kekawen kelo eti kale wen harey kane kayeh zay mewxeu emo kone elu be kurnae edu enda haremo

  • @teditedi902
    @teditedi902 หลายเดือนก่อน

    ትጽቢት ከፊኡና ጸኒሑ

  • @user-sc2fm2wz5q
    @user-sc2fm2wz5q หลายเดือนก่อน +4

    ኣማኑኤል ዝብሉኻ ሻሹ ኣነ እንታይ እየ ዝገብረካ ካብዚ ንላዕሊ penality እንታይ ደሊኻ😮

    • @alemgebremariam4467
      @alemgebremariam4467 หลายเดือนก่อน

      ንኢማ ሻሹ ክትብሎ ምሳኻ ኣሎኹ
      ግን ንምኻኑ ኸ ደቂስካ እዶ ሓዲርካ ወድሓቦቦይ
      ንስክላ ኢኻ ኣምሊጥካ ካብ ሙሉእ ዉርደት

  • @user-ty5bh4dk1j
    @user-ty5bh4dk1j หลายเดือนก่อน

    No penality

  • @user-co6dk6el6k
    @user-co6dk6el6k หลายเดือนก่อน

    Kltiu xeweta zey reanayo sebat alena guys

  • @kiros123
    @kiros123 หลายเดือนก่อน

    ሪጎለ ኣይትግባእን ያ

  • @user-lv1jo2bp8l
    @user-lv1jo2bp8l หลายเดือนก่อน

    ኣታ ኤማ እቲ መኒሞ ከምዚ ኢሉ ኢልዋም ካብ ኣብሰብ ቶሞርኪስካ ምዝራብ ብናትካ ሓሳብን ኣገላልጻን ተትዛራብ ኣይምሓይሽን

    • @DestaLbey
      @DestaLbey หลายเดือนก่อน

      እቲ ኮመንት የንብቦ ዶ ኢልካዮ ኢኻ ረብሪብና ገፊፍናዮ ኮ ናቱ ትዕዝብቲ ኣይህብን ዩ ግን ከኣ ዓቕሚ ይሓጽሮ ከይከውን ግን ተገዲሱ ክምልስ ኔርዎ

  • @robelmehari6009
    @robelmehari6009 หลายเดือนก่อน +1

    degefti United alena do texegika msmea koina 😂

  • @milliontesfay1523
    @milliontesfay1523 หลายเดือนก่อน

    ኤማ ናይ ዋንቢሳካ ደኣ ከመይ ጌራ ሪጎለ ተባሂላ ? ናይ ሳካ ደኣ ርኡይ ኢዩ ኔሩ

  • @xnatyigzaw1955
    @xnatyigzaw1955 หลายเดือนก่อน

    no penality

  • @yordiaregawi2419
    @yordiaregawi2419 หลายเดือนก่อน +2

    ን city ኣብ ሜድኣ ክነዋርዳ ኢና 💪
    Hala madrid 🤍

    • @Merana10632
      @Merana10632 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

    • @MulueFshaye
      @MulueFshaye หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

    • @mnbarbeakle5462
      @mnbarbeakle5462 หลายเดือนก่อน +1

      Wayyy 😂😅

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน +2

      ኣብ ሜዳኻ ኣኺብርካያ ምሽ😅😅😅ሻየ ቫርዲድ ፈከርቲ

  • @mebrahtuamanuel9688
    @mebrahtuamanuel9688 หลายเดือนก่อน

    Saka Baelu Ketiwa niruwo Kab pinality Zixbe

  • @mohmoh-ce9bi
    @mohmoh-ce9bi หลายเดือนก่อน

    Tifozo konka tentani xegem yu ema

  • @z1zz954
    @z1zz954 หลายเดือนก่อน

    ሓንቲ መዓልቲ ን ጀሱስ ኣይደንቅካዮ እንትርፎ ኣትቀዓይ ኣዮከነን ክትብሎ እምበር።ትማሊ ንሙኒክ ግን ኣብ penalty area ከመይ ጌሩ የህጺጽዎም ሪኢካዮ ኢካ ኤማ ግን ኩሉ ግዜ ሕማቅ ናይ ኣርሰናል ክትፍትሽ ኢካ ኮለል ትብል

  • @STK-731
    @STK-731 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ደጋፊ ኣርሰናል እየ።ከም ሓሳበይ ፍጹም ቅላዕ ኣይኮነትን ሳካ ድዩ ኣይኮነን ክሓስብ ድቃስ እዩ ከሊኡኒ። ካብ ሳካ ዘይትጽበዮ ሓሳብ ኣብ ክንዲ ከመዝግባ ፍጹም ቅላዕ ኣብ ምንዳይ እዩ ኣተኪሩ። ሓደ ኣጥቃይ ቦታን ግዜን ረኺቡ ከብቅዕ ነታ ኩዕሶ ኣይተጠቅመላን በቃ።

    • @alexhabtom-sy3nc
      @alexhabtom-sy3nc หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ደጋፍ ኣርሰናል እየ ምሳካ ይሳማማዕ እየ

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน

      @@alexhabtom-sy3ncንስኻ ኣድጊ ኢኻ ናይ ኣእዱግ ልግ ምስተጀመረ ምድጋፍ ጀምር ከብቲ

  • @TekelaAlazar-nm8uj
    @TekelaAlazar-nm8uj หลายเดือนก่อน

    Ema trkus amlak yeblkan dyu mesgeno trah tbl

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน

      ንስኻ ኸ ኣምላኽካ ንሰባት ተጻረፍ ድዩ ዝብለካ ለማኒ ናይ ነብስኻ ፍለጥ

  • @user-ld2sh1uv9d
    @user-ld2sh1uv9d หลายเดือนก่อน

    nay Arsenal xegem arteta eyu xekti anda gblom

  • @yonasyemane7428
    @yonasyemane7428 หลายเดือนก่อน

    Ema ne nska tblo kulu xbuk eu gn nay saka aytgbon eya baalu eu egru yeetlu

  • @bluefaceh_baby8301
    @bluefaceh_baby8301 หลายเดือนก่อน +1

    Forsa Gunners ❤️🤍💪🏾

    • @efremestifanos1939
      @efremestifanos1939 หลายเดือนก่อน

      እግሪ ቆልዓ ይጎይ እምበር አይቅድምን እዩ አርሰናል አብ ትበጽሖ የብላን ካብ ኩሉ ክተርፍ እያ።

  • @Arsenal..4949
    @Arsenal..4949 หลายเดือนก่อน +1

    Kiwior kishyet tiray eyu zelewo

    • @berhane815
      @berhane815 หลายเดือนก่อน +2

      ካብ ስሚዕት ውጽእ ሊና እባ ንዛረብ ንሱ እኮ ናይ ማእከል ተከላከላይ ኢዩ ቦትኡ ፡ጌጋ ናይ ኣርቴታ ኢዩ ምክኒያቱ ቶሚያሱ ተዘሰልፎ ጽቡቅ ኔሩ ከምቲ ንሳላሕ ምሓዝ ዝገብሮ ንሳነ ውን ኣይመሕለፎን ኪዎር ግን ጉያ ሃሲዎ ትማሊ ።

    • @user-zx5jo3pi8w
      @user-zx5jo3pi8w หลายเดือนก่อน

      Wa ata bejakum eba uff behanti malti kemey gireka kemzi tebl nesu endyu hizna niru ziny & tomi mes tesebru

    • @emaberhila3479
      @emaberhila3479 หลายเดือนก่อน +1

      ካብ ስምዒት ወጺካ ተዛረብ ብሓንቲ ጌጋ ክሳብ ምሻጥ ኢቲ ጌጋ አኮ ሙሉአ ብሙሉአ ናይ ማጋልሃስ አዩ ኔስተር ከውጻ ኔርዎ ወይ ውን ሎን ቦል ክጥቀም ኔርዎ ንኩዎር ውን ሃሲዎ አዩ ኣቃሊዕዎ ?2 ቤን ዋይት ከ ድኣ አትውቲ ጎል አዩ አኮ ሲሒቱ ከመይ ድኣ ናብ ኪዎር ትጎዪ ማርቲነሊ ከ ኔሩ ድዩ ሳሊባ ንባዕሉ ጽቡቕ ኣይነበረን ፌር ንዛረብ

    • @user-zx5jo3pi8w
      @user-zx5jo3pi8w หลายเดือนก่อน

      @@emaberhila3479 nay bhaqi

  • @tesfahiwetgrmay9409
    @tesfahiwetgrmay9409 หลายเดือนก่อน

    Nsfetekaya ab tefer eka tseqla
    Kab mdgaf wexie Konka tentn

  • @user-vo9hp7fc9r
    @user-vo9hp7fc9r หลายเดือนก่อน

    አነ ናይ አርሰናል ደጋፊ እየ ሓቂ ክንዛረብ ተኬና ግን ሳካ ባዕሉ እዩ እግሩ ሰዲዱሉ ሱክ ኢሉ ክሙክር ኔርዎ

  • @MichaelTesfay-uo9ov
    @MichaelTesfay-uo9ov หลายเดือนก่อน

    Welcome ema ❤❤❤❤ Forsa madrideyy🎉🎉🎉🎉🎉

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน

      ሲትይ ኣብ ሜዳኣ ሓሪዳ ክትበልዓ እያ ንቫርዲድካ

    • @MichaelTesfay-uo9ov
      @MichaelTesfay-uo9ov หลายเดือนก่อน

      @@user-uo8pr3oj5g ትምኒትካ ድዩ ይግበረልካ እስከ

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน

      @@MichaelTesfay-uo9ov ወይለይ ዓሚ ኣርባዕተ ብባዶ ከተዕንወኩም ከላ እምብኣር ሕልሚ እዩ ኔሩ🤣🤣🤣

    • @MichaelTesfay-uo9ov
      @MichaelTesfay-uo9ov หลายเดือนก่อน

      @@user-uo8pr3oj5g ኣብ ዓሚ ዲካ ትነብር ከም ዓሚ ከይመስለክን በል

    • @MichaelTesfay-uo9ov
      @MichaelTesfay-uo9ov หลายเดือนก่อน

      ​@@user-uo8pr3oj5gኣብ ዓሚ ዲካ ትነብር በል ከም ዓሚ ከይመስለካ

  • @eyobamine3557
    @eyobamine3557 หลายเดือนก่อน

    ሲትን ርያል ማድሪን ክተርፋየን ሙኒክ ሓዊስካ
    ኣረሰናል ኣብ ፍጻመ ምስ ባርሶሎና ክትራኸብያ ክንደይኳ ከይወሓጠልኩም
    ግን ምቕናይ ጥራይ

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน

      ከመይ ኢለን እየን ክልቲአን ክተርፋ ሲትን ማድሪድን ኣነ ከም ዝመስለኒ ሲትይ ወይ ማድሪድ እየን ዝዓበይ ናብ ፋይናል ናይ ምብጻሕ ተኽእሎ ዘለወን

  • @hermongebremichael3903
    @hermongebremichael3903 หลายเดือนก่อน

    Ata zi henog si ni ema kemey alo ዒድ eliwo wnatatu alwiwo nay ed

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน

      እሞ ዘይትሕነቅ ሕጂ ኸማን ጽቡቅ ኣሎ ዒድ ረሳሕ ማዓኮር

  • @tekleadhanomgebreslassie569
    @tekleadhanomgebreslassie569 หลายเดือนก่อน

    መን ኢልኩምዩ ርግፀኛታት ትኾኑ ሲቲ ከምትስዕር

  • @iniesta882
    @iniesta882 หลายเดือนก่อน

    Welcome boys🫶

  • @user-kz3ig9cf3e
    @user-kz3ig9cf3e หลายเดือนก่อน

    Gabriel magalahaes ??????? Ganta qetilwa!!!

  • @kidanekidane-du7rd
    @kidanekidane-du7rd หลายเดือนก่อน +1

    penality aykoneten tikkel

  • @Fitwimichael5911
    @Fitwimichael5911 หลายเดือนก่อน

    Guys ረአኹም like አተገርኩም አንታያ ተጘትለኩም ያ pls like ገበሩ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @iniesta882
    @iniesta882 หลายเดือนก่อน

    Ema aytgage expected goals (xG) city 0.80 👈Madrid 0.65 and totalt shot Madrid 14👈 city 12 👈 shot on target city 6 👈 Madrid 5 eyu kemey gerka eka nay Madrid yhabi tebel

  • @user-mc6bw7vw5u
    @user-mc6bw7vw5u หลายเดือนก่อน

    ሳካ ኢዩ ተጋጊዩ ካብ ፍጹም ክላዕ ዝሓስብ ተዝቀልዓ ኔሩ ዓቢ ተክእሎ ናይ ምምዝጋብ ኔርዋ።

  • @naodentertainment3173
    @naodentertainment3173 หลายเดือนก่อน

    Welcome ema❤ ያ ጃምዓ ሓቢርና እስከ ንዕበ ንተሓጋገዝ ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ጠውቑ የቐንየለይ🙏🙏🙏

  • @FeqreyMeseret
    @FeqreyMeseret หลายเดือนก่อน

    ኣብዛ ናይ ሳካ ፍጻመ ፡ ሳካ ካብ ሪጎለ እያ ኢሉ ምክትዑ ፡ ነታ ኩዕሶ ሃሪሙ ንጎል ክፍትና ኔሩኒ ኢሉ ነብሱ ክነቅፍ ጥራይ እዩ ዘለዎ ።

  • @teklaysemere3944
    @teklaysemere3944 หลายเดือนก่อน

    ኤማ ግን ወገናዊ ኢኻ ናይ ማድሪ ተንቲንካ ዘይትፈልጥ ሎሚ ዳኣ እታይ ተረኽበ ክክ

  • @user-xw6iu5jd3v
    @user-xw6iu5jd3v หลายเดือนก่อน

    ኤማ ቻምፕዮንስ ሊግ ኢዩ ኣይትበል ኣብ መቀየሪ ወምበር ዘሎ ተጻዋታይካ ግድነት ኢካ ክትጥቀመሉ ዘለካ ናኣብነት እዛ ሳካ ሪጎለ ክረክብ ኢሉ ዝወድቐላ ኔልሰን ወይ ቬራ ካልእ ክገብርዋ ይኽእሉ ይኾኑ ስለዚ ናይ መውዳእታ 10 ክሳብ 15 ደቓይቕ ዝደኸመ ወይ ቦታ ዝተዓጸዎ ተጻዋታይካ ኣውጺኻ ባካልእ ትቕይረሉ ኢዩ ርግጸኛ ኢየ ክሎፕ ኔሩ እንተ ዝኸውን ንሳካ ልክዕ ከም ናይ ሳላሕ ኣንጻር ዩናይትድ ቀይሩ መውጽኦ ኔሩ ስለዚ ኔልሰን ቬራ ስሚዝሮው እዞም ተጻወቲ ጸውታ ክቕይሩ ዝኽእሉ እዮም ስለዚ ኤማ ናባኻ ኢየ ኣራኣእያኻ ቀይር

  • @amanteklay4594
    @amanteklay4594 หลายเดือนก่อน

    ኣርተታን ተጻወቱን ነዚ ትንተና እንተሰሚዖሞ ብርግጽ ንባየር ክስዕርዋ እዮም።ወላ ጎግል ይጠቀሙ።😂😂😂

  • @iniesta882
    @iniesta882 หลายเดือนก่อน +2

    cityzens🩵🩵🩵🩵 Entay emo kibel zerba yblun wow🫶

  • @user-uw1vq8xx6m
    @user-uw1vq8xx6m หลายเดือนก่อน

    City beka eta kem madridey 3 row champions zikonet lomi wun n 2 gzie kitwesda eya pep beka wudue coach eyu filuy eyu xeweta yenbibo bthami beanch ythkemelu ancholoti gin sakit toshimeni midfil defence kelo sakit nacho kelowo bealu

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน +1

      ኣንቸሎቲ ብዕድሉ እዩ ከም ሓቂ

  • @user-kd9ju2zr4y
    @user-kd9ju2zr4y หลายเดือนก่อน

    ሄኖክ ሰለስተ ደቃይ ሙሉእ ሕቶ ካብ ከተቅርበሉ ሓደ ብሓደ እንተ ሓትካዮ ማሓሸ ኔሩ

  • @solomun8
    @solomun8 หลายเดือนก่อน

    ኣሕ ተሪፋ ኣርሰናል ማለት ዩ ኮ 😮

    • @berhane815
      @berhane815 หลายเดือนก่อน +1

      መን ኢሉ

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 หลายเดือนก่อน

    ናይ ሳካ ፐናሊቲ ኣይኮነትን ምክንያቱ እግሩ ባዕሉ ዩ ናብ ንውየር ሰዲድዎ ናይ ማጋልሃስ ግን ፔናሊቲ ዩ ኔሩ ምክንያቱ ራያ ጀሚሩ ዩ ሂብዎ

    • @berhane815
      @berhane815 หลายเดือนก่อน

      ጸወታ ኣርሰናል ሪእካ ኣይትፈልጥን ኢካ ማለት ኢዩ ?

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 หลายเดือนก่อน

      @@berhane815 ኦክይ ጸወታ ኣርሰናል ኩሉ ግዜ ከምኡ ዩ ማለት ድዩ እሞ ካብ ጸወታ ዝብልዎ ደኣ ላግጺ ዘይብልዎ

  • @sami-fe3jb
    @sami-fe3jb หลายเดือนก่อน

    beka ema blabela bezeaba Bayer👎👎👎👎👎 hasawi neseka Antar Arsenal eka 👎👎👎

  • @user-fh7si6qo5v
    @user-fh7si6qo5v หลายเดือนก่อน +2

    ሙስሊም ባዓሎም ዒድ ሞብሩክ ኣይትበሉና እንዳበሉስ ንስኩም ካኣ ሞብሩክ ትብሉ ኣለኩም ክርስትያን ዝብሉኩሙስ ካብ ሙስሉይነት ዉጹ ከም ሰብ ጥራይ ኣኽብርዎም ብእምነት ኣይተኽብርዎም😢😢😢

    • @user-uo8pr3oj5g
      @user-uo8pr3oj5g หลายเดือนก่อน

      እወ ሙሱሉያት ኢና እንታይ ኣዴኻ እሞ ኸፊእካ ከምኡ ተጸሊእካ ኪድ ንሰልጠነ ዜና ስፖርቲ ስርሓለይ በሎ

  • @yessss3451
    @yessss3451 หลายเดือนก่อน

    Ema send message to arteta plsss😂😂😂😂😂😢

  • @user-se3fn1fs8s
    @user-se3fn1fs8s หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @semirabdu6615
    @semirabdu6615 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤