ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
የቀንየልና ኤሪሊንክ። ከምዚ ዓይነት ብሉጻት ተካእቲ ድምጻውያን ዕድል ፈጢርኩም ምስ ኣፍቀርቲ ስነጥበብ ኤርትራ ስለ ዘላለክሞም። ካብ ኩሉ ዝመሰጠኒ ከኣ፡ ነቶም ብሉጻት ናይ ቀደም ጣዕመ ዜማታት ሪሜክስ ጌርኩ ብዝበለጸ ስለ ዘቅረብኩሞም እዩ። ንመጻኢ ኣብ ጎንኩም ኮይንና ኩልና ዓዓቅምና እንተ ሓጊዝና።ካብዚ ዝበልጽ መደብ ከም ተቅርቡ ይተኣማመን እየ።ንኩሉኩም ነዚ መደብ ክዉን ዝገበርኩም ደጊመ የቀንየልና ክብለኩም ይፈቱ። ብሉጽ መደብ!
ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነዮ ናይዛ ቆልዓሲን ክብሮም ብዘቕረበቶ ብቕዓት ዝተሓጎስካ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍ሃበለይ ተስፋ።
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ❤❤❤❤🎉🎉🎉 ንዓኪ ክገልጽ ዓቅሚ ይኩን ቃላት የብለይን
ሰብ ድያ ካናሪ ጥዑም ድምጺ❤❤i love ur voice keep going on
እዛ ዕልዓ ብጣዕሚ ጥዑም ድምጺ ኣለዋ፡ እዛ ደርፊ ግን በታ ናይ ኣበባ ሃይለ ዜማ ስለ ዝለመድኩዋ መቀረት ከሊኣትኒ፡ ናታ ደርፊ ብናታ ቅዲ ሒዛ ክትመጻና ንቀጻሊ ይምነ፡ ብሓፈሻ ግን ንፉዓት መንእሰያት ተካእቲ ኣለውና።❤
እዚኣቶም ተማሀሮ እዮም ካብ ጋል 6 ዓመት ምስ መምህር ባርነባስ መብራህቱ ብትምህርቲ ዝዓበየት ኢያ:: ወርቂ ስራሕ ብናታ ከተቅርብ ኢያ still she’s young
Me too...
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምጺ ሰሚዕካ ዘይምኖ ገለ ዓይነት ተፈጥራዊ ድምጺ ሃየ ነተባብዓያ ፡ ንሲና ምልስ ኢለ ክርእያ ከለኹ ንሃና ግርማ ትብሃል ብ ንእሽትኣ ዝጀመረት ደራፊት ሕጂ ኣብ ላዕሊ ደርጃ ትርከብ ሲና ውን ካብዓ ንላዕሊ ከም ትኸውን ምንም ጥርጥር ይብይለን ጽቡቕ ዕድል ፡ ሞራል ሃቡለይ🎉
Wow what a voice she has omg she is Adel of Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤
Beautiful song ! This song is a true story about a girl named Alem, truly reflects on the Eritrean girls bravery. Love 🇪🇷🔥❤️
Gal erey shkor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🤗🤗🤗
ካናሪ ድምጺ👂🤔👌💯🥇🏆
From Canada Wawwwwwww ❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
የቐንየልና ኤሪ ሊንክ ውሁድ ስራሕ ንዝበረኸ መድረኽን ፡ናይ ዓወት ፍረ ዘብጽሕ ብምኻኑ ፡ብሉጽ ዕዮ ፡ክብረት ይሃብኩም ደቒ ኤረይ !!!
Amazing ❤️🇪🇷❤️
Good job Erilink ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Wow wow wow what a singer her voice is so so amazing❤❤❤❤
Good job Deqi Eriyyyy 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Beautiful ❣️❣️❣️
Wawwww amazing 👏
ካብቲ ዘሐጎሰኒ ናይዞም ውልዶ ስነጥበባውያን: ንኩስቶ ይጥዕም ጎረርኡ ዝበሃል ዘይብሎም ኩሎም ናይ በዓሎም ድምጺ። እሞ ኸኣ ሓደ ኣድኒቅካ ሓደ ዘይተትርፈሎም ኩሎም መረዋሕ ድምጾም።
እዛ ቆልዓ ክፈትዋ ኣነስ ደስ ድምጺ ሽኮሪና ቱ
This song make me so emotional, waww sinu ❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉Abiet dmxi
Welcome erilink❤❤❤
Waw waw waw yibel dmxi deqi erey thanks so much❤❤❤❤
This young lady is very talented 👏 Keep up the good job, Gal Eri ❤🇪🇷🙏💪
Good job erilink❤❤❤
keep it up🎉❤🎉❤🎉❤
ሲና ሽኮር keep it up
Waw waw
bravo.... GREAT.....KEEP IT UP!!!!!♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
Waw is good 🎉🎉🎉
Eri Link, thank y’all 🙏 for all you do! Keep it up 👍👋👏🌹🇪🇷💕🌹✊
Mkrti ❤kulu negera shkor amazing keep it up nski tesfa aleki hagena ketesmyi 🇪🇷
ስነ ጥበብ ሃገርና ን ጎረቤትና ትምህርቲ ከይ ኮነ ተሪፉ ኣይፈልጥን፨ ኣጆና ንቅድሚት ጥራይ ደቂ ሻዕብያ።
Bravo ❤❤❤❤
God, blessed, protect, our country Eritrea 🇪🇷 and our people from enemies. Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
Nice song true story
ሰስኑ ሰስኑ ሽሕን ዋልዳን ኩኑ ኤሪ ሊንክ ምስ እዞም ፍዮሪታት ሃገርና ከም ዕንባባታት ቀዉዒ ዓንብቡ ምስ ኩሎም ሰልጠንትኹም ናይ ብሉጻት ብሉጻት እኹም ዕድመን ጥዕናን ንኹላትኩ ኣቕረብቲ መደብን ኣካየዲ ስራሕን ቀጽልዎ ሃረምቲ ሙዚቓ ውን ከም ቀለመሕተት ገርኩም ከተቕርቡልና ይምሕጸንኩም ኣብ መጠረሽታ ይቀንየልና ክብል ይፈቱ🎄❤❤Erey nay (9) 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Ma love
Keep going ma dear sinu.❤❤❤
Great song family Eri. 🇺🇸
❤️ 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
❤❤❤❤❤ wow wow
Wawww😊😊
Dmxi 99% Derfi 100% Wow ❤❤
ኣብ ካልእ ንፍዕቲ ክትከውን ትክእል እያ.......ቆልዓ እያ ክኣ❤ ኣብዚ ናይ ድምጻዊት ኣበባ ሃይለ ግን ብዙሕ ጽቡቕ ኣየምጻታን ብኣይ ወገን ኣይዓገብኹላን።
wawwwee❤
👌👌👌
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤🎉❤
🎶🎶🎶
❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅
ኣብ ካልእ ደርፊ ንፍዕቲ ትመስል፡ ነዛ ደርፊ ግን ሓቂ ምዝራብ ይሓይሽ ፥ ጽቡቅ ገይራ ኣይደገመታን፡ ካብታ orginal ደርፊ ንላዕሊ ጽቡቅ ገይረን ዝደገምኣ ብዙሓት ስለ ዝራእኩ፡
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰሪቂቲ ህግደፍ መኒኢሰዬ ኢሪቲራ አጢፊኢኾሙ
🙏👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷😀😘😘😘❤️❤️❤️🌹🌹🐅
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🫶🇪🇷♥️💯👍❤️
Wey tuy gerkum dgemwo wey gdefwo huket
ንዓይ እታ ዝበለጸት ኣቀራርባን፣ ውሽጠይ ዝተንከፈትንን እዛ ናይ ሲና ክብሮም ኢያ። ነታ ኢሳይሳይ ጸጋይ ዝገጠመላ ጅግና ስውእቲ ኢራብ ብህየታ ዘርኣየትና ደርፊ ኢያ። ብተወሳኺ ከኣ ንኢሳይያስ ጸጋይ ደጋጊማ ዘናፈቐትኒ ደርፊ ኢያ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ክሰምዓ ከለኹ በዚ ሕቖይ ገለ ዝሑል ነገር ዝፈሰሰኒ ኮይኑ ኢዩ ተሰሚዕኒ። ኣይጸንሐን ከኣ ኣዒንተይ ቀምበይበይ ኢለን ከምዝነበራ ይዝክር። ብድሕሪኡ ዝነበረ ኣይዝክሮን ኢየ። ሲና ክብሮም በርትዒ። ኤሪሊንክ ከኣ ካብዚ ዝበለጽ እንዳሰራሕኩም ንበሩ!
😳What’s going on?I the is out of place
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🙏🏾
❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🙏🙏🙏🏻🙏🏻🙏🏻👍👍💚💚💚❤❤❤💛💛💙💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚💚🇪🇷🇪🇷💚💚💚💚👍🏽💚💚💚💚💚💚
❤❤❤❤❤❤
❤
❤❤❤❤🕌🕌🕌💒💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪
የቀንየልና ኤሪሊንክ። ከምዚ ዓይነት ብሉጻት ተካእቲ ድምጻውያን ዕድል ፈጢርኩም ምስ ኣፍቀርቲ ስነጥበብ ኤርትራ ስለ ዘላለክሞም። ካብ ኩሉ ዝመሰጠኒ ከኣ፡ ነቶም ብሉጻት ናይ ቀደም ጣዕመ ዜማታት ሪሜክስ ጌርኩ ብዝበለጸ ስለ ዘቅረብኩሞም እዩ። ንመጻኢ ኣብ ጎንኩም ኮይንና ኩልና ዓዓቅምና እንተ ሓጊዝና።ካብዚ ዝበልጽ መደብ ከም ተቅርቡ ይተኣማመን እየ።ንኩሉኩም ነዚ መደብ ክዉን ዝገበርኩም ደጊመ የቀንየልና ክብለኩም ይፈቱ። ብሉጽ መደብ!
ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነዮ ናይዛ ቆልዓ
ሲን ክብሮም ብዘቕረበቶ ብቕዓት ዝተሓጎስካ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍ሃበለይ ተስፋ።
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ❤❤❤❤🎉🎉🎉 ንዓኪ ክገልጽ ዓቅሚ ይኩን ቃላት የብለይን
ሰብ ድያ ካናሪ ጥዑም ድምጺ❤❤i love ur voice keep going on
እዛ ዕልዓ ብጣዕሚ ጥዑም ድምጺ ኣለዋ፡ እዛ ደርፊ ግን በታ ናይ ኣበባ ሃይለ ዜማ ስለ ዝለመድኩዋ መቀረት ከሊኣትኒ፡ ናታ ደርፊ ብናታ ቅዲ ሒዛ ክትመጻና ንቀጻሊ ይምነ፡ ብሓፈሻ ግን ንፉዓት መንእሰያት ተካእቲ ኣለውና።❤
እዚኣቶም ተማሀሮ እዮም ካብ ጋል 6 ዓመት ምስ መምህር ባርነባስ መብራህቱ ብትምህርቲ ዝዓበየት ኢያ:: ወርቂ ስራሕ ብናታ ከተቅርብ ኢያ still she’s young
Me too...
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምጺ ሰሚዕካ ዘይምኖ ገለ ዓይነት ተፈጥራዊ ድምጺ ሃየ ነተባብዓያ ፡ ንሲና ምልስ ኢለ ክርእያ ከለኹ ንሃና ግርማ ትብሃል ብ ንእሽትኣ ዝጀመረት ደራፊት ሕጂ ኣብ ላዕሊ ደርጃ ትርከብ ሲና ውን ካብዓ ንላዕሊ ከም ትኸውን ምንም ጥርጥር ይብይለን ጽቡቕ ዕድል ፡ ሞራል ሃቡለይ🎉
Wow what a voice she has omg she is Adel of Eritrea 🇪🇷 ❤❤❤❤
Beautiful song ! This song is a true story about a girl named Alem, truly reflects on the Eritrean girls bravery. Love 🇪🇷🔥❤️
Gal erey shkor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🤗🤗🤗
ካናሪ ድምጺ👂🤔👌💯🥇🏆
From Canada Wawwwwwww ❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
የቐንየልና ኤሪ ሊንክ ውሁድ ስራሕ ንዝበረኸ መድረኽን ፡ናይ ዓወት ፍረ ዘብጽሕ ብምኻኑ ፡ብሉጽ ዕዮ ፡ክብረት ይሃብኩም ደቒ ኤረይ !!!
Amazing ❤️🇪🇷❤️
Good job Erilink ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Wow wow wow what a singer her voice is so so amazing❤❤❤❤
Good job Deqi Eriyyyy 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Beautiful ❣️❣️❣️
Wawwww amazing 👏
ካብቲ ዘሐጎሰኒ ናይዞም ውልዶ ስነጥበባውያን: ንኩስቶ ይጥዕም ጎረርኡ ዝበሃል ዘይብሎም ኩሎም ናይ በዓሎም ድምጺ። እሞ ኸኣ ሓደ ኣድኒቅካ ሓደ ዘይተትርፈሎም ኩሎም መረዋሕ ድምጾም።
እዛ ቆልዓ ክፈትዋ ኣነስ ደስ ድምጺ ሽኮሪና ቱ
This song make me so emotional, waww sinu ❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Abiet dmxi
Welcome erilink❤❤❤
Waw waw waw yibel dmxi deqi erey thanks so much❤❤❤❤
This young lady is very talented 👏
Keep up the good job, Gal Eri ❤🇪🇷🙏💪