ኦ ኣዳም መሬት አንተ ወትገብእ ውስተ መሬት መር. ኣሮን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 6

  • @AngesomMesfin
    @AngesomMesfin 4 หลายเดือนก่อน

    ጽንዓት ይሃብኩም ስድራቤት

    • @zetemezanu
      @zetemezanu  หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ሕሰም ኣይትርከቡ

  • @tekleabteklay5294
    @tekleabteklay5294 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ክቡር ሓው ልብና እኮ ሸተት ኣቢልካያ፡ ስቲከር ናይ ንብዓት ገርካ። እንታይ ኮን ኮይኑ መርገታ ኣሮን። ደሓን ድዩ ?

    • @zetemezanu
      @zetemezanu  4 หลายเดือนก่อน

      ይቅረታ ግበረለይ ክቡር ሓው! ኣነ ብከምኡ ኣይረኣኩዋን። መርጌታ ድማ ጽቡቅ ኣሎ።
      እታ ትምህርቲ ብምክንያት ዕረፍቲ ሓንቲ ኣደ ዝተማህረት ስለዝኮነት እየ ከምኡ ጌረላ። ኣልየያ ድማ ኣሎኩ።

    • @tekleabteklay5294
      @tekleabteklay5294 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@zetemezanu ሰቢደ እንድየ ኣነ ኸኣ ይቅረታ ክቡር ሓው። ቅንቃዕ ኣለኻያ ክቡር ሓው ከምዚ ናተይ ዝዳናገሩ ኣይ ሰኣኑን እዮም። ነደና ኸኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን።

    • @zetemezanu
      @zetemezanu  หลายเดือนก่อน

      Amien
      ​@@tekleabteklay5294