ATV: መግለፂ ቅዋም ክልላዊ መድረኽ መናእሰይ ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 13

  • @Goytom-s6m
    @Goytom-s6m 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብደቃ ዝተሃነፀት ትግራይ ብደቃ ድማአንፃር ባዕዳዊ ትግራ አይትግዛእን ነቲ ያህደግ መሰሉ ያሂደግ ዘፍረሰ ብዕቱብ ምቅላስ፡፡

  • @DestaAsbeha
    @DestaAsbeha วันที่ผ่านมา +1

    Go go menaesey Tigray ❤❤❤❤❤

  • @AxsumawitKingofsaba
    @AxsumawitKingofsaba วันที่ผ่านมา

    💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @GerezgiherHabtemariam-k2u
    @GerezgiherHabtemariam-k2u วันที่ผ่านมา

    ከዐዳት,ብእዘይ,ዋዓልእ,ሕደአር,ሕዝዎም,ብቀዳምነት

  • @abrehaleyal
    @abrehaleyal วันที่ผ่านมา +1

    መንእሰያት ትግራይ ኣንጻር ከደምቲ ሽዋ ዝኾኑ ጉጅለ ጌጋቸውን ጻይቃንን ንገብሮ መጠነ ሰፊሕ ቃልሲ ብትሪ ክንቅጽለሉ ኣለና። ምስ ህዝቢን መንግስትን ኤርትራን ሰላማዊ ርክብ ክህሉ ክንቅጽለሉ ኣሎና። ብረብሓ እምበር ብጽልእን ቂምን ዝስራሕ ፖለቲካ የለን። ስለዚ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ትግራይ ዘለዎ ርክብ ክጠናኸርን ስርዓት ኢትዮጵያ ንኤርትራ ዝወረሉ ምኽንያት ክስእንን ፣ካብቲ ሕልምታቱ ኤርትራ ከይበጽሐ ብማዕዶ ክብርዕንን መታን መንግስቲ ኤርትራ ኬብቲ ሒዙዎ ዘሎ ቦታታት ብምውጻእ ኣብ ጎኒ ትግራይ ሙዃኑ ብግብሪ የመስክር። ምስ ሓይልታት ትግራይ ድማ ሓባራዊ ግንባር ይፍጠር። ህዝቢ ትግራይ ከኣ ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኤርትራን ሉኡላውነት ኤርትራን ከምዝኾንና ብግብሪ ከነመስክር ኢና። እቲ ናይ ጽልኢ መድረኽ ንሓንሳእን ንሓዋሩን ይተዓጾ። ብወገነይ ከም ሓደ ትግራዋይ ብሉኡላውነት ኤርትራ ዝኣምን ሰብ እየ። ንሱ ጥራይ ኣይኮነን ትግራይ ኣብ ኢድ ብልጽግናን ጌታቸውን ካብትወድቕ ትግራይ ኣካል ኤርትራ ክትከውን እየ ዝመርጽ። ነቲ ንትግራይ ተቋጻጺርካ ባሕሪ ኤርትራ ምቁጽጻር ዝብል ኣጀንዳ ኣቢ ብሓባር ከነፍሽሎ ኣለና። ኤርትራ ተጠፊኣ ትግራይ ክትጠፍእ እያ። ትግራይ ተጠፊኣውን ኤርትራ ክትውረር እያ። ኣምሓሩ ኮነ ኦሮሞ ስልጣን ክሳብ ዝሕዙ እዮም መሓዙት ዝመስሉ እምበር ስልጣን ምስሓዙ ቀንዲ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን እዮም። ሕልሞም ቀይሕ ባሕሪ እዩ። ነቲ ቀይሕ ባሕሪ ከይንቋጻጸር ዕንቅፋት ኮይኑና ዝብሉዎ ህዝቢ ትግራይ ድማ መጀመርታ ክጭፍልቑ እዮም ዝጓየዩ። ንሕና ሓደ መጻኢ እዩ ዘሎና። ስለዚ ነቲ ኣድላይ ዘይኮነ ናይ ጽልኢ ፕሮፓጋንዳ ብሓባር ነፍሽሎ። እዚ ንፖለቲከኛታት ኢትዮጵያ ዓቢ መርድእ ክኸውን ከሎ ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ድማ ምጅማር ሓድሽ ምዕራፍ ዘመነ ብራኸ እዩ ክኸውን። ብደዐን ትምክሕትን እንተኣሊና ከም ሃገራት ምዕራብን ምብራቕን ዘይንምዕብለሉን ዘይንብርኸሉን ኩነታት የለን። ይከኣል እዩ። ሒባራዊ ወተሃደራዊ ኪዳን ብምምስራት ዝሓሸ ነገር ክንፈጥርን ሽርሕታት ግዳማዊያን ከነፍሽልን ንኽእል ኢና። ዕድላት ንጠቀመሎም።

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu วันที่ผ่านมา

    ብቱናት እስኪ አብ መቀለ ሞክሩዋ ንርኢ

  • @HiyabDesta-j5l
    @HiyabDesta-j5l 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናታሰ'ያ ንሓማታ'ዶ በሉ

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 วันที่ผ่านมา

    ደብረጽዮን ጎጅለ ቁሩብ ዶ አእምሮ አምር አለውም ፒሪቶርያ ስምምእ O A U. U.N. America. Europe ext ጢሒሶም ምኻድ ዳግማይ ጽንተት ብ ኹለን አለማት ክሕረሙ ምኳኖም ይፈልጡ ዶ እዚ ኩነት ተጋሩ ክነቅሑ ይግባእ.

  • @Addis-n6d
    @Addis-n6d 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አየ አማኑኤል አሰና ፋሽሺቲይ አብይን አፍሽቲይ አሳያስ ምስ ጄኖሳይደር ኡስብ ሰራዊትኩም ከም አምሀራይ ኦሮሞን ፋሕ ብትን ዝትባሕልሉ ጊዜ በፅሁ ::ደም ተጋሩ ዘፍሰሱ ተዳለዉ በሎም :+

  • @Addis-n6d
    @Addis-n6d 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አየ አማኑኤል አሰና ፋሽሺቲይ አብይን አፍሽቲይ አሳያስ ምስ ጄኖሳይደር ኡስብ ሰራዊትኩም ከም አምሀራይ ኦሮሞን ፋሕ ብትን ዝትባሕልሉ ጊዜ በፅሁ ::ደም ተጋሩ ዘፍሰሱ ተዳለዉ በሎም :+

  • @Addis-n6d
    @Addis-n6d 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አየ አማኑኤል አሰና ፋሽሺቲይ አብይን አፍሽቲይ አሳያስ ምስ ጄኖሳይደር ኡስብ ሰራዊትኩም ከም አምሀራይ ኦሮሞን ፋሕ ብትን ዝትባሕልሉ ጊዜ በፅሁ ::ደም ተጋሩ ዘፍሰሱ ተዳለዉ በሎም :+