ቢኒ ንፕ/ኢሰያስ ዝሃቦ / ዶ/ኣቢይ ንሕወሓት ኣጠንቂቁ Breaking News(ሓዲሽ ዜና ትግርኛ)ZENATIGRIGNA August 8, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 5

  • @y0hannesbereket607
    @y0hannesbereket607 2 หลายเดือนก่อน

    Sial hizika diyu dimsika tebalashiyo

  • @LemlemHagos-z7s
    @LemlemHagos-z7s 2 หลายเดือนก่อน

    bini haben hagerrrrrr❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 2 หลายเดือนก่อน

    ወያነ ብመሰረታ ተሰማሚዓ ክትቅጽል ኣይትኽእልን እያ። ምኽንያቱ ኣብ ልዕሉ ህዝቢ ትግራይ ሕማቕ ስርሒት ትሰርሕ ስለዘላን። ኣብ ውሽጢ'ዛ ውድብ ወያነ ካኣ ኣገደስትን ግዱሳት ሰባትን ሓቀኛታትን፡ ንህዝቢ ትግራይ ዝሓልዩ ሰባት ክህልውዋ ናይግድን ስለዝኾነን። ስለዚ ወያነ እንተዋሓደ ናብ ክልት ክትምቀል እያን።

  • @negaaraya6811
    @negaaraya6811 2 หลายเดือนก่อน

    ነዞም ከዳዓትን ቁጽራት ወያነን ኩልና ግቡእ መልሲ ንሃቦም።
    እዞም ከምዚ ዝብሉን ዝገብሩ ዘለዉ ኩሎም፡ ደቂ'ቶም ከዳዓት ወዶ ገባ እዮም። እቶም መልሻ ስርናይ'ኳ ንጥሜት ደቆምን ንነብሶምን ክብሉ ብውሽጦም ሃገራውነቶም ዘይካሓዱ ነይሮም እዮም። ምኽንያቱ ገሊኦም'ሲ ጸጸኒሖም ክሳብ ናብ ገድሎም ዝወጹ ነይሮም እዮም። ስለዚ መልሻ ስርናይ'ሲ ንኹሎም ክምዚኦም ክንርኣዮም የብልናን።
    እዞም ሕጂ ዘዕገርግሩ ዘለዉ ግን ናይ ወያነ ቁጹራትን ደቂ ወዶ ገባን እዮም። እዚኦም ካኣ ከምቶም ወዶ ገባ ታሪኾም ናብ ናይ ታሪኽ ጓሓፍ ዝተጓሕፉን ኣሰሮም ዝጠፍአን፡ እዚኦም ካኣ ኩሎም ጽባሕ ናይ'ዚኦም ኣሰር ክስዕቡ እዮም።

  • @arcade2002
    @arcade2002 2 หลายเดือนก่อน

    Ata nay tgrayka zeytgebr,entay gedisuka nay Eritrea.You guys don't have life out of Eritrea????