Ab krstina u zelo ezi ane rie ay feltn eye kab kale zega kab tegbaren melhasen hade wedi kserfo zey kel derfi nsen yblo bflay ezien flimawit. Filorida. Luli. Ezien endyen
Behere tigrina malata eu kab egri melhas yienqef tiblo zela haqi eu titi behere tigrina eyen zitsarefan kibieligan zemseya ab tiktok kalie eti 8 beher kibretu zehalewe eu
Aytbkay Habibti ana halay libi zayblu bezhu zgerm eu beal Ghon black , Monica,Goy ,Idris kolom gesart exomsi memadu ember kemzi aseyafi zereba do mistrzatebu zgerm eu so sad 😢😢😢
ቲቲ ክርስትና ምስልምና ከይበልኪ ሓፈሻዊ ኤርትራዉያን መንእሰያት ክንምህር ንፈትን።
ሓቂ ዘረባ እንተዘየሎ ካልእ ዕላማ ዘለዋ እዩ ዘምስላ
ኖ ሓቃ ኣላ እቲኦም ትግርኛ ኢና ኣክፊእና ዘለና እቲኤን ካልእ እድባት እየን
@Wangabo haka eya eten wexn rkset dzareba krstiyan eyen
100% true
Ab krstina u zelo ezi ane rie ay feltn eye kab kale zega kab tegbaren melhasen hade wedi kserfo zey kel derfi nsen yblo bflay ezien flimawit. Filorida. Luli. Ezien endyen
❤ ደስ ዝብል ምክሪ
ግዜ ህማቅ ኮይኑ
ልቦና ይሃበልና
የቅንየላ ዲቮራ 🙏
የቀኔልና ትሕሺዬ ክብር ሐፍቲ እዝኦም ሓደ ዘዕወቶሉም ሲኢኖም አብ ክሺነ ወይ ጉብጥሺ ኮይኑም አትሕረቂ ግዜ ድሓን መዓልቲ አላ ንራከበላ ህግደፍ የሃሉ አይሃሉ መን. ክገድፋም ግን ነዛ ጸሎት ጥራይ አጃኪ ንኪድ ጥራይ
እግዚኣቢሄር ምሳኺ ይኹን 🙏ቲቲ' የ መዓረይ 😘
pls don't cry sis we love you ♥️♥️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቲቲ እቲ ኣስተምህሮ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ግን ትግርኛን ኣስላምን ከይበልኪ ብሽም ኤርትራውያን ጎስጉሲ ንሓድነትና ዝቡቅ ኣይኮነን ።
ፈሊጣ እያ ክትፈላሊ ደልያ
Titi tsubuk ala,, ziriato iya tizareb zela,, intekilkum haguzu,, sik ilkum Aytizebarikuwo,,
Ab tik tok endamen atya entay tizareb tetfelta aymamenkayan.
Yehwatena enda belet Ci melesa kea tefelale xeboq alka kerem alewo
ቲቲ ሓፍተይ ብስም እግዚኣብሔር ጸሎት ጥራሕ ንግበር ካባይ ጀሚርና ብመልሓስና ብርኽሰት ወዲቕና ኢና ። ግን እዚ ናይ ሰይጣን ፈተና እዩ። ካብ ሎሚ ርእሰይ ይሓክኽ ኣሎኹ። ንዝቃወሙኒ ፈጣርን መላእኽትን ይቃወሞም። ሕማቕ ከይገብር ኣፈይን ኢደይን እግረይን ናይ ሕማቕ ሓሳብ ኣእምሮይን ይእሰረኒ። ንኣጋንንቲ እግዚኣብሔርን መላእኽትን ይእሰርዎም።
Amen
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኤረትራዊነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Andet abayyy
😳😂😂😂
Entay emu kengebr ena titi habtey ezi hayitat eyu amalk mhret yewrdelna
Kkkkkkkk entay meninet alekom barayou
ኣንበሳ ቲቲ ሓፍትና ❤
ኣጆኪይ ቲቲይ ሓፍተይ ኣይትብከይ።ኩሉ ሓቂይ ኣለኪይ።ዓገብ ክንብሎም ኢና
ብጣዕሚ ጹብቅ ትሕቲ አጃኪ ክብርቲ ሓፍትና ሓሳብ ልቢኪ እግዚአብሔር ይስማዕኪ ሙሉእ ጥዕና ምስ ቤት ሰብ
ኣንቲ መዓረይ ነብሰን ዘየክበራ ወይ ካኣ ክምቲ ንስኪ ተመሊሰ ትብልዮ ዘለኪ ክምለሳ ግደፍየን ዋው ትክ ኢለን ተመጻ ዳኣ ጽቡቅ ባህሊ ዘለው ኢንዲይ ካበይ መጺኡወን ትግርኛ ትሱኡ በሓደ ሰብ ኩሉ ከም ኢድሪስ ዲዩ ዓፋሪት ኪዲ ቅጽዕየን ትግርኛ ናይ ኩላትንና ቃንቃ ኢዩ ኣግሂድኪ ክርስትያን በሊ መጻወቲ ተኮይነን ዳኣ ይበልወን
አጆኺ ዝዘርእዎ ከምዝዓጽድዎ ከራጋግጸልኪ ይፈቱ ኩሎም አብ ሐደ ዓቢ ጋብላ አእቲና ከምነቃጽሎም ምዃና በዚ አጋጣሚ ክገልጸልኪ ይፈቱ አዞም ትጽዊዕዮም ዘለኺ ኩሎም ደንቆሮታት በ ክጽሕፋ ልዳት ናይ ማዕጾ ዝመስል ገይሮም ዝጽሕፋ ምነም ትምህርቲ ዘይብሎም ደናቁር እዮም ብዙሕ አይትገደስሎም አይብክዮምን እዮም ስለምታይ እዚኦም ዝንቀሰቃሱ ሬሳታት እዮም ቀደም እዮም ሞይቶም አይንገደሰሎም እቲ ብዕራይ አብዘበለ የብል ንሕና ግን ዕርፍና ነጽንዕ ህያው ሰብ ምስ ምውታት አይዛረብን እዩ ።
ኣዚኺ ተሕዝኒ! ንስኺ ንባዕልኺ ኣተሓሳስባኺ የዕርዩ! ትግርኛ ትግርኛ ትግርኛ እንታይ ኣምጽኦ ክንድዚ ነብሰ ምትሓት? ኣሕቢርኪ የሕዋተይ ወይ'ውን ደቀይ ኤርትራውያን ዘይትብሊ? እቲ ጸይቂ ብኹሉ"ዩ ዘሎ።
ንስኪ ኢኪ ተሕዝኒ ንከምዚ ከማኪ የሕዋታ ኢያ ትካታዕ ዘላ ተተረዲኢኪ ፡
@@shamtesfamariam6993 ክትካታዕ እንከላ ኤርትራውያን ኢላ'ያ ክትካታዕ ዘለዋ እንበር ትግርኛ ትግርኛ ምድግጋም እንታይ ኣምጽኦ ወኪል ምዓረይ
ኤርትራ ኢላ ስለ ዘይተዛረበት ዲኪ ሞ ተሕዝኒ ኢልክያ ፡ ካብ ተሕዝኒ ኢልኪ ናብ ካልእ ትከዲ ኣብቲ ንሳ ትዛረበሉ ዘላ ሓሳብኪ ተትህቢ ኣይምሓሸን ትብሊ ፡ ንኣብነት ከምዚ ትብልዮ ዘለኪ ካብ ትግርኛ ጥራሕ ትብሊ ኤርትራ ኢልኪ ተትዛረቢ ጽቡቅ ኔሩ ኢልኪ ተትእርምያ ብሉዙብ ዘረባ ማለተይ ኢየ ኣይምሓሸን ትብሊ ፡ ተሕዝኒ ኢልኪ ካብምጅማር ፡ እምበር ብወገነይ ጽቡቅ ኣላ ኢየ ዝብል ምክንያቱ ኣብዚ ትዛረቦ ዘላ ኣርእስቲ ተሕዝኒ ዘብል ቃላት ኣይራኩላን፡ ትግርኛ ተበለት ካኣ ሓቃ ተአዛረብቲ ትግርኛ ዶ ኣይኮናን ኣቡኡ ዝዕደማ ዘለዋ። ስለዚስ ብ ኣረምቲ ቃላት ጌርና ተንራዳዳእ ዝበለጸ ኔሩ ፡፡
@@shamtesfamariam6993 thanks shamey goyta yhagzena
B Kali bherat qanqa Eritrea si aysemanan nayten ab tik tok atyen hmaq zgebra zelewa tehzna ktbili neirki okay.
ደቂ ትግርኛ ደጋጊምክያ ከምዚ ዓይነት ጽበት ስጉምቲ ኣየክይድን ዩ ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ክትብሊ ኔሩኪ እዚ ግን ዘረባ ኣግኣዝያንን ትግራይ ትግርኚን ዩ፥ ኣብ ህዝባዊ መራኸቢ ታይ ትብል ክትፈልጥ ኣለካ ወይ ኣግሂድኩም ኣብቲ ኣግኣዝያን ተጠርነፉ ሽዑ ኣበይ ትበጽሑ ክንሪኤኩም ኢና። ትግርኛ ዝብሃል ሃገር ክስራሕ ድዩ ዋላ ትግራይኩም ክትከዱ ኢኹም ንሪኤኩም መስደመም።
Behere tigrina malata eu kab egri melhas yienqef tiblo zela haqi eu titi behere tigrina eyen zitsarefan kibieligan zemseya ab tiktok kalie eti 8 beher kibretu zehalewe eu
ኮነ ኢላ ኢያ አብ ቲክቶክ ንባዕላ ምስቶም ትግራይ ትግሪኛ ኮይና ኣጂኩም ትብሎም ኢያ
@@astu4145 ተጋግያ ኣይትበሊ ኮነ ኢላ እያ ኣይሰማዕክያን ዲኺ ኣግኣዝያንን ትግራይ ትግርኝን ትውድሶም እኮ ኣላ
ንዓታተን ሓልያ ዘይኮነት እዛኣ ንብዕላ ካብቶም እንዳ ምንጭሊቂት ተስፋጽዮን ወገን እያ ቀዳመይቲ ኹፍእ መንፈስ ሒዝዋ ሕማቅ ትምህር ዝነበረት እያ ከመይ ኢላ ትምዕድ ኣላ ሕጂ ሱሳ ኣላታ
ንትግርና ምጥፋእ ዝግበር ውዲት እዩ ኣስላማይ ንትግርኛ ጽቡቕ ኣይሓስበሉን እዩ። እዚ ኣካር ኣስላማይ ኣብ ልዕሊ የሕዋቱ ድኣ ከምኡ ዘይገብር
Bgahdi ane tigray tigrinya iye zeytibli agame kitmidi keleki nikulom eritrawyan kitmidi neruki kulena eitrawyan aslamna kiristiyan ahwat eina kem bual eski eyom hager zetfou anti agame 🇪🇷❤⛪🕋❤⛪🕋❤
ብራቮ ዛ ሓፍተይ ቲቲ ኣምላኽ ይባርኽኪ ኣብ መሬት ዘይወድቕ ዘረባ ፡ ምኽሪ ዓበይቲ ኢኺ ኣስሚዕክና እሞ ፡ ነቲ ለባም ኣምተሉ ነቲ ዓሻ ድማ ደርጉሓሉ እዩ"ሞ ብሓቂ ጽቡቕ ጌርኪ ጓል ዓደይ ኣንበሳ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
ንስኪ ዘፍረክየን ኢኪ እዙይ ኢልና ኢልና ጊደፊ ዝበልናኪ ሕጅ እውን ሕማቅ አለኪ ጸርፊ አብ ልዕሊ ሰባት ግደፍዮ
እዋ ግዜ፡ እንታይ ክንስምዕ፡ ኢና፡ ናይ በሓቂ፡ ዝሕፍር ኢዪ!! ንሱ ኢዩ፡ እቲ ሕቶ!! እንታይ ክገብራ ምስኦም የማስዩ ኣለው!!! ጽቡቅ ኣሎኺ፡ ቲቲ፡ ሓፍትና!!!
ብጣዕሚ ሓዚነ 🤣 ኣምላኸይ በደልቲ አና አሞ ከም በደልና ኣይትሓዘልና 🙏🙏🙏
ሓብተይ ናተይ ኩሉ ትዛረብዮ ዘለኺ ጽቡቕ እዩ እንተኾነ ኣርእስቲ ኣይተብዝሕሉ ብዘይ ኣፋላላይ 🇪🇷ዓገብ ክንብል ደኣምበር ይዕበ ይንኣስ ሰባት ክዝልፍን ከነናኣእስን ውን ኣይግባእን እዩ ::
ብዝኾነ ግን ኣሕዋትና ካብዚ ሕማቕ ድራማታት ንክወጻ ናይ ኩላትና ሓገዝ ከድሊ እዩ ደቂ ኤረይ
ቲቲ ሓብትና ከኣ ኣጆኪ በርትዒ ካብተን ዝምከሓለን ደቂ ሄዋን ኤርትራውያን ኢኺ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ
Bravo Divora እቲኦም ኤርትራ ዘይትብሊ ትብሉ ዘለኹም ንባዕልኹም ሕማቅ ኣለኹም እቲ ትግርኛ ብጣዕሚ ኣክፊእና ኣለና። ⛪🇪🇷🕋🥰
ምስልምና ክርስትና ከይበልኪ ተዛረቢ ጸላኢ ከይጥቀመሉ ንካል አ ኣፍደገ ምክፋት ከይከውን ጥንቅቅ በሊ ኢኪ ብዝኮነግን ብጣአሚ ጽቡቅ አዩ
Eshi ziyaday
ትዛረብዮ ዘለኺ ኩሉ ጽብቅ እንታይ እሞ ኽንገብር ። ስደት ዘምጽኦ እዮ ። እዛ ወላዲት ረኺባቶ ዘላ ። አሜን አታኽልቲ አፍኪ ይስዓር ።
Asey ♥️ Titi haftey shkor 🌹 lomi ahgiskni ajoki tray eti haki ngeryom ageb mbal bahlna eyu.🇪🇷 Mhari zkone medeb aleki..
Balki Jemartu
ናይ ብሓቂ ኣብ ልበን የሕድሮ ቲቲ ሓፍትና ነንዝምልከቶ መልእኽትኺ ይሕሊፍኪ ኣለኪ ኣምላክ ይተሓወሶ ክፉእና ሪኡ ይተዓረቀና ናይ ብሓቂ።
ጽብቅቲ ሓፍተይ ኣጆኺ ነቂሕናሎም ኢና ብዙሓት መንነታውያን ፈሪና ኣለና። ንቡር ክምለስ እዩ
ልክዕ ቲቲ ሓቅኺ ጽቡቅ ኣሎኺ ኣብ ግብሪ እንተዊዕልክዮ ኣምላኽ ይሓግዝኪ ።ቃልኪ ሃይማኖትኪ ከይትቅይሪ ሓደራኺ ፣ቶዋህዶ ኣይተባላሽዊ ፣ብዓል ጆን ብላክ ጉዔይ ኣምላኽ ዝጸለሰኣ ሰይጣን ኣይትገደስሎም ሓደራ ።ቲቲ ንስኺ ተጠንቀቂ ከይትገማጠሊ
ገዲዱ ኣይምጸንን ጆን ብላክ ባዕለን ዝከዲኦ ነዓል ክንቲት ሚንቲት ፍጥረት
Yes. You are right ♥️♥️🙏🏼🙏🏼🇪🇷🌹🇪🇷🙏🙏👏👏👏👏👏
Hizbi tigrigna zibahal alo diyu
Gega azerariba .Hizbi eritrea beli
Hizbi tigrigna zibil Gega abahahila
Haqa ala b tgre do b saho wey kalot bherat yixawetlen alewu nezen hangol derhu mebeyen zbedelen besmam
Tsubuk ala, zirayeto iya kemuu ila, let’s focus abty himak zimerhu zelewu,
@@abrehetestifanos9710 tigraweyti inddiki gudayki giber..komal feliteki aleku..Hizbe eritrea Hade hizibi iyu 🇪🇷
@@meseretmichael4461 kid tigrway intay yimilketeka .ane zibil zeleku Hizbi Eritrea imber hizbi tigrigna aybihalin iyu
ዱጉል ምስ ግዜ ኣብ መጻኢ ዝቃላዕ ዕላማ ዘለዋ ኮይኑዩ ዝስማዓኒ መጀመርትኣ ኣይኮነን ቅድሚ ሒደት ሰሙናት ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ትግራዋይ ምስ ኣንደዱ ብዙሕ ትግርኛ ትግርኛ ሓደ ኢና እንዳበለት ብዙሕ ተዛሪባ ነይራ እያ ካብቶም ተጋሩ ንላዕሊ ሎሚ ሞሊቑዋ ኣግኣዝያንዶ ትግራይ ትግሪኚ ይሕሹ ኢላ ኣላ በብቑሩብ ተላማምደኩምያ ዘላ እንበር ሓደ ምዓልቲ ወጺኣ ኣነ ትግራይ ትግርኚ እየ ክትብልያ
Aymeslenin,, nety tigeltso zela ariesty kemey himak yigebru kezelewu nimglats iyu, please let’s focus on the topic
Tsbuk tiezbti eyu,,, ngze nhabo ember tgraweyti haftna, tgrawot yehwatna tdegagm ala. Tgrawot gorebetna, amharu gorebetna, sudanawyan gorebetna,,, .etc. Nhna Eritreawyan enkan kshetuna,; kwageyulna kelewu win setet aynebln ena. Ezia kea twageyelna zela eya tmesl.
@@selambfkri6476 ከምዝመስለኒ ቁሩብ ናይ ቋንቋ ሕጽረት ኣለዋ። ኣነውን ብዛዕባ ትግርኛ ጥራይ ኣይት ዛረቢ ኣስላምና ክርስቲያንና ኣብ ወጻኢ መጺና ተጸሊልና ተጸለልና ኣለና ግና ብብዝ ሒ ስርሑ ጌሩ ዝኸይድ ኢዩ። ኣብ ዐድናውንኮ ኣብ ጊዜ ገድሊ፣ ኣዋልድ ኣብ ኣስመራ ተጋደልቲ ይሕዋት ዝነበርወን መስ ኣባትጦር ኣምሐራን ተጋሩን ይዘራ ኔረን ኢየን። ካብ ብሱል ጥረ ኣብ ኩሉ ዘሎ ኢዩ። ኢታ ሐንቲ ተሕዝነኒ ኢዞም ኣቀዲምና ዝመጻና ኤርትራዊያን ንናአሽቱ ይሕዋትና መራኸቢ ዝኸውን ካብ ፖለቲካን ሃይማኖትን ዐለትን ዝወጸ ዘይምግባርና ኢዩ። ናተይኮ ምዘና የብሉን፣ ሰበይ ተቓዋሚ ደጋፊ ዝብል ዘረባታት ምስጀመሩ ኣስ ሒበ፣ ካብ ኩሉ ሪሒቐ ኣብ ናይ ደቀይ ትምህርትን ኣታዐባብያን ጥራይ ኢየ ተሰሪተ የሕሊፈዮ። ሕጂ ግን ኢዞም ኤርትራዊያን ቆሉዑት የሕዚኖሙኒ ብሐቂ ሕማቕ ረኺቦም ኣይጥዐሞምን።
Ajoki titi gega yebilkin Nisiki
Nat ki Timhirtiyu Niziredo
BI Imo Voice kisedelkiye
Kemti Zibelkiyo Mithawom tirayu Fowsom🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🌹🌹🌹
ኣየ ቲተይ ሽኮር ክማኪ ዓይነት ሰብ ዳኣ መን ዶ ኣሎ ኣዩ ንስኪ ዳኣ መምህር ናይ ቁም ነገር ኣንድኪ ኣጆኪ ቀጽልዮ ኣይትሕመቂ ፍቅርኪ ይባረክ ኣጆኪ ኣጆኪ ኣጆኪ ሰብ ቡዝሕ ኣዩ ዝዛረብ ንስኪ ትምህርትኪ ቀጽሊ
ኣምበሳ ተቆርጢጠን ይዕቢ ወላዲ ቲቲ ሓፍተይ እዝግብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሐልኪ ድሓን ኣጀኪ ክስምዓኪ ይኾና
Omg ttየ I can not stop crying 🔥♥😭😭😭😭
Abzia titi haftna tihti hagerawnt azerarba itzarebi deki tigrna itbeli eritrawyan beli kal xubuk alki kiexewu zelewom yo biflay eten bexab xikuxera awald 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ኦይ ናይ ኣደይ ጉዖይ 'ሲ ኣሲርካ ጸበል ምሕጻባ።
ቲቲ ሓፍተይ ደሓን ጾም እዩ ፈተና ይኮነኪ ኣሎ
ኣነበሲት ሓፍተይ ናይ በሓቂ ኣጀኺ፡ምሕፈር ግዜ ግዜ በጽሑ፡ንክርስትያን ንትግርኛ ኩላቶም ይቃመትሉ፡ኣይትብከዪ ኣበይኪ ሰይጣይ ይብከ፡።ነቶም ንሶም ዝተዛረብዎ ረሳሕ ቃል ኣይትድገምዮ ፡ንባዕሎም ተጋግዮም ፡ሰብ የጋግዩ።እግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልና።
Good job titi , keep it up 👍🏽
ቲቲ ሽኮር ኣይትብከይይ ጸላኢኪ ይብከ እግዛቢሄር ኣምላኽ ብዓይኒይ ምሕረቱ ይጠምተና
I never liked you on the past because your deed
But right now though you got me
Keep up the good work ,,
God bless you 🙏 you are completely right. It's so sad
Like ajoki agedasi kibret eyu. Afelalayna bizey ageds xubuk aleki bravo.
Sham for You All Mass Memdi To Be use Eritrean Neme
Hi divora: አነስ ትግርኛዶ እስላምኛዶ ዝበሃል ዘረባ አዝዪ የሰክፈኒ:: አብ ውሽጢ ሃገርና ቲክቶክ ወይ ሚድያ access ስለዘይብሎም #አስላሞም #ክርስትያኖም #ብስነስርዓት ብሰላም #ተፋቂሮም ይነብሩ አለው ተመስገን ፈጣሪ:: #ዲያስፖራ ግን ዋላ #ሃገራውያን ሕግደፍ ኢና ብሃልቲ ከምበዓል #እድሪስ #ሞኒካ አዚ ናይ ብዕልግና ትምህርቲ ዘጓሃህርዎ ዘለው ውልቀሰባት እዪም ነስላም ወይ ንክርስትያን አይውክሉን እዪም እዞም ጽሉላት እዝዪም ውሑዳት እዪም እዚ ምስ #ሃይማኖት ወይ ትግርኛ ወይ #ብሌን ፍጹም ዘራኽብ #የብሉን:: አብ 21 ክፍለዘመን ዪቱበራት #ንገንዘብ ሚድያ ኢሎም ናብ ብዕልግና ትምህርቲ ይአትው አለው ሚድያ ድማ ድላዪም ክብሉ #ይፍቀደሎም አሎ:: እተን አዋልድ ዳርጋ #ብምሉኤን አብዚ ዝሳተፋ በጋጣሚ #ክርስትያናት #ትግርኛ ተዛረብቲ እየን: ሶሻልሚድያ ከአ freedom of speech ተባሂሉ ካብ 18 ንላዕሊ እንተኮይነን ምስአቶም ቀለል መለል ክብላ ብናተን ድላይ ይቀርባ አለዋ ብእዝነን ወጢጡ ዘገደደን የለን: እኹላት አንስቲ እየን ሞኒካ ሐዊስካ sorry:: so ሚድያ ዝፈቀዶ ዲቮራ እንታይ ክትገብሪ ትክእሊ?? ዋላሐንቲ::. ግን እዚ ጽዪቅ ተግባር ዝምህሩ It has nothing to do with #religion at all. ባዓል እድሪስ ካብ ሕብረተሰብና አዝዪም ውሑዳት ጽሉላት ውልቀሰባት እዪም:: (ንስኺ ዲቮራውን sometimes ብዛዕባ #sex ትምህሪ ኔርኪ ሶሪ):: እንተድአ ሕግደፍ ኢና ሃገራውያን ኢና ዝብሉ ኮይኖም ዝምልከቶ አካል #ይግንሐዪም #ይወግዞም:: #አርባዕተ ነጥቢ
Xbuq aleka gn bezi mengedi yredieoeo gele tteteseqorena
@@titihailu058 beziyen hade kilte ilki beherat ay teleli kalie mezez key temtsie netiyen ahwatki meadi nabuom keykedu with respect🙏
Titi habtey Bteami xbuk hasab eu gn ezen kind seb zeakela sebat eyen entay knblen ena kem tehalalit Adigi enda kedoem
Slzi kulu seb nnebsu halafnte kiwesda alo mknyatu ezen kulun kndi seb zeakela eyen slezi adigi haxibkayo nab limadu eu entay emo 🖤 knbl ena egzbhar mhret yewrdelna tray kabzi kulu zwrdena yhalwena 😘
Ajoki haftey natey aytihmemi
Ygerm yu nhna giziye siena kabti hade tmhri nabti knbl ezen yehwatna kea abey kikeda elkiyen beka Titi, bnebsu hmak yu zelo zi giziye Amlak lbonana ykfetelna!🙏❤️
Ajoky haftey Eritreawin 🇪🇷 hade liby ena
ናይ በሓቂ titi ሓፍተይ አግዚኣብሄር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልና
Entay wedi tgrigna wedi jiniefrit zebl aleki kulu himak medeb zzrgh kabaki jemiru report kgberelkum alewo
Betami abesa fetari mesana yekun🙏🙏🙏🙏
Good job tete haftey Ajoke egzbhar ALLO AJOKE
ኖኖኖኖ ቲቲ፡ ሓፍተይ ኣይትብከይ!! በጃኺ፡ ንስኺ ክትበኪ ከልኺ፡ ጽቡቅ፡ ኣይስምዓንን፡ ኢዩ!!! ክትስሕቂ ከለኺ ጥራሕ፡ ክርእየኪ እደሊ!!!! ግዜና ሕማቅ ኮይኑ።
Yeah you are right 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Btami zegrmeni Ezi zakl blihi ria ayfeltniye ajoki medhane alem sema eyu mo amlak degimu ytafekena nski ajoki aythmeki Amlak yhagzki bravo 👏 👍♥️
Bejakum kulatna nab Amlakna teray neray .Azeyafi zereba mizirab miebale ayimselna.🙏🏽
ጸሎሎ ያ ትመስል ኮ ጉዖይ ኣረጊት ጉአል 70ዓመት
I like you titina( qali eritrawit) kibrtiya .gize ybdilena alo???
ኣንቲ ጆን ብላሽ ኣይኮነን ዘበላሽወን ዘሎ ብፍቓደንን ብድልየተንን እየን ንዕባ እንታይ ኢኺ ከተዛርብና ደሊኺ : ንስኺ ነፃነት ኣለኒ ኢልክዶ ኣይኮንክን ቅድሚ ሕጂ ብፍቓድኪ ድላይኪ ትብሊ ዝነበርኪ : ኣነ ብሕሉፍኪ ኣይኮንኩን ዝኸሰኪ ዘለኹ ነተን ኣሕዋትና ግን ጆን ብላሽ ዘይኮነስ ብፍቓደን እየን ዝገብርኦ ዘለዋ ነቲ ሕማቕ ድዩ ፅቡቕ :
ኣጆኪ ቀጽልዮም ጥራሕ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ኣጆኪ ቀጽልዮ ኣምላኽ ዕድምን ጠዕናን ይሃብኪ 🤲🤲🤲🤲❤️❤️
Goye barjema belya eza da gal 40 iya maye fers tegerayiya abhaguea thanks ❣🙏
ሃተፍተፍ የብለኪ ኣሎ ነተን ከምኡ ዝገብራ ዘለዋ ውቀሲ ኩለን ኣረግቶት ቆልዑ ዘውጽኣ ጥዑይ ኣእምሮ ዘለውን እየን፡ዓወት፡ፍሎሪዳ፡ፊልማዊት ዓይለን ንድሕሪት ዝምለሳ ዘለዋየን ትግርኛ ትግርኛ ኢልኪ ኣይትንብሒ ተዘይኮይኑ ንዓኺ ኢና ከነዕጹ ንስኺ ሃገራዊት ዘይኮንኪ ትግርይ ትግርኚ ኢኺ ብትግርኛ ጀሚርኪ ብትግርኛ ወዲእኪ
Idris habi seb, b Eritra
zmetso bzey flly iyu zquawomo.
Mahber menasiat Eritrea YPFDJ ❤🇪🇷 kalie kolel eyu fetika tselieka
ኣንበሳ ቲቲ ኣድንቀኪ ወዲ ሰብ ነብሱን መንነቱን ከኽብር ኣለዎ 🙏
Nbeal anti gohaf eya
Shekorina hafteyy anes des kitbline ❤️
Btaem eyu zgerm hmak srah yserhu alewo, Ajoki Titi haftey
You are Smart 💟
ቲቲ ሽኮር ግደፍየን ይንፈሳ፡ ምዒድካ አይልቢ መዊጽካ አይስኒ ፡ ድዮ ዝብሃል፡ ከብደን ረጊጹ ዘዛረበን የለን ዘይስቱራት ኢየን ባዕለን። ካልአይ ነገር ትግርኛ ክርስትያን ዝብሉ ቃላት ክትጥቀሚ ከለኺ ፡ክርስትያን ዘይእሩማት ምኻነን ኢኺ ተጋድዲ ዘለኺ። ስለዚ ብሐጺሩ፡ እዛ ዘረባኺ ወደን ከይሐምያስ፡ ሰይቲ ወደን ይሐምያ ኢለ ክዛዝማ።
Titi haftna you saying right,
Please tekalesiyom ajoki,
Ezom reshat awaridomna
Leke alekie qexleyo zehaftey thanks so much
ምስብዙሕ ይቅሬታ ቲቲ ሃብተይ ምስእዚ ኩሉ ክብረትኪ ከምዚ ዓይነት ቪድዮ ከተቅርቢ ውን ነውሪ እዩ ምስ ቱሑታት አይትሓትይ ።
Hayat entay maletiki eyu ageb zebl moslim yekun kerstiyan kab tesaene
ketzareb geden eyu ezi kea wedet eretrawit gale eyu walas gal tegrina ketward des yeblekum eyu neseki nebaelki gal eki ageb
እንታይ ኮይና ዘይ ተቅርብ ነሕዋታ ትምዕደን ኣላ ወላስ ብ እምነታ ብቢሄራ ምዝራባ ኢኪ ደስ ዘይበለኪ 🤔🤔🤔
ኤርትራዊት ክሳዕ ዝኮንኩ ብኤርትራዊነተይ እንበር ብብሄር አይአምንን እየ
@@titirezene9592 ይቅሬታ ቲቲ ሓፍተይ ዓገብ ንምባል ሃይማኖትን ዓሌትን አይውሱኖን እዩ ኣብዚ ናይ ጾም ጊዜ ከምዚ ምቅራብኪ ግን ጽቡቅ ኮይኑ ድለ ዘይተሰማዓኒ እየ ቂር እንተሉኪ ግን ይቅሬታ
@@hayatahmed9992 oky sorri beti tegbaratom wala eten awald sele zehareku eyu lebkan yeazenkan kufu nenda semaka zexwom kebid eyu
ሞ ንስኪ እንዲኪ ምሂርኪየን
Emo hiji gega eyu tibl ala kab gegaka eyu zimehar.
Hiji tezaribe ilka dika, ity ziabeye tomhrty seb kab geguu wetsiu kimhrr kelo iyu, aytefiakan iyu,,
ኤርትራዊያን ወንዶች ሴቶች ሸርሙጦች ቱ
እዚ ዝገብርኦ ዘለዋ መጀመርትአን ኣይኮነን ዓመታት ተለማሚደንኦ እየን : ዓቕሚ ኣዳምን ሄዋንን ዝበፅሐ ሰብ ብምርጭኡ ኢዩ ድላዩ ዝገብር : ኣዝዩ ሳዕሪሩ ባህርያት ሓበሻ : ኣሕዋተን ክብረን ሓልዮም ብልብያን ብስሃራን ብባሕርን ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሓልዮመን ዝመፁ ዓዲ ሰብ ምስ በፅሓ ክፀርፍኦን ከዋርድኦን ይውዕላ : መስጣ እቶም ቅኑዓት ከኣ ይፍደየኦ ኣለዋ ኣብ ዘይጠቅም ትርከ ምርኪ ህይወት ይነብራ ክብረት ኣዴታትና ስኢነን ከም ከልቢ ዘዘርከበ ክፃወተለን ሕፍረትካ ቀሊዕካ ኣጥባትካ ከፊትካ ምዕባለ ጌረንኦ :
ቀጽልዮ ዕድመይሃክ እዛጓይ አምላኽ ይስማዕክ አንትን ሽምና ተባላሽዋ ዘለኽን ዓገብ ዓገብ አልብልኽን ተለሳ ሽም አዴታትናን የሕዋትና ደቅናን አንስትና ተባልሽዋ አለክን ካብ ሴጣውንት ወጽእኽን ናብ ልብኽን ተመለሳ ተጉሃና አለክን ንሕና አቦታትክን ንጉህ ንጉህ ካብ ጓህሐልፍና ንገሮ የብና ግን ንራገም ከአ ዓገብ ዓገብ ዓገብ ፈጣሪ ናብልብኽን ይምለስክን በጃኽ ኑቡር ግብራ
Amen Amen Amen babeyey merey
I do not like when you say Tigrinna
Welcome tit afhtey btami eki nfit Amlak kab gegkum temelesu eyu zbl nski dma beza zeldmiya kexlyo agoki abgonki alena subscribe like gerelki alaku niski wen nab natey tezaweri shear dam gberi 💝💝💝💝💝💝
Morali nideki qali ansteyti blina nibalina titababa nimeaadi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎀🎀🎀🎀🎀🎀💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Nimo hafteyyy mareyyy ezi jonnn Black ⚫ tbliyo luke ey ane zkermei bhaki ezenn awled zbukenn bhaki bmakorenn eynnn zhsba kurubbb ezgabiher amlake zeferha btami hafirna abbb kendennn 🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺😭😭😭😭😭😭🥱
ቲቲ ሓፍተይ እዚኣተን ንኣሽቱ ኣይኮናን ኩሉ እንዳፈለጣ እየን ድገብራ ደለዋ,ብፍላይ በዚ ሕጂ ጊዜ
Egzabiher amlak Edman tenan yehbki netom zegageyu delw aynlbona yehbome, ajoki zehfty kexlyo
Titi haftna gn slmntay deki tigrina endblki tzarbi alki agazan enda xlnas nski kea hgrwti endblks bhager wekilki enttizarbi xbuk ymsli .ageb mbali gn xbuk .
God bless you Sister, 👍👍
ቲቲ ሓፍተይ ናይ በሓቂ ሓቂ በጃኺ በዓልኺ ኣኽብና
ማረይ ! ንፊቲ ኢንዲኪ ጊን ብሃፈሻ ኣስላምን ክስታን በሊ ማረይ ኢድሪስ ብ ዘየገድስ ኣስላመይቲ ክስታነይቲ ን የህዋትካ ኣገብ ን ደኪ አርይ ከምዚ ኣይተትሰቦክካን ከማኡ ዉን ሞኒካ ኣይተጸበኩን ኣገብ
Eintay malet Eyu Deki Tigirina .Malet Fetikum Seliekum Eritrea Nay Tigrina Aykonetin Hagerawi Eye Eindabelkum Shim Hagerwin Aytebalashuwa .Hagerawi Eye Zibil Eritrea Mulu Zihakuf Eyu.Hatew Ketew Aytibala .Kulukum Tizarebuwo Filetu.Kitimekiri Tekonki NMulu Eritrea ,Mikeri.Dehar Nab Agazin Kiddu Subuk Eyom Zimekru Tibliyy.Aytihafirin .Ayenay Agazin Eyu Subuk Zimekir .Eritrea Atifiu Agiazin Kifetir Zihasb.
ዋ ! ጆን ኣገብ !!! እይትሓፍርን ኣቢ ኢካ ኢዚ ትስያፍ ዘረባ ነዉሪ ካብ ንሳቶም ንስካትክን ትገዳ ትጽባህ ዋጋ ክትከፍላሉ ኢኺን ሃዳር ክገብረልክን ዝኪል የለን ኣደኽን ኣቦክን ሃፍትክን ከምዚ ኣይገበራን ኣገብ ! (ዋ ጸሚወን ዝንበብ ኣሎ ይማሃራ ይሰርሃ የህዋተይ ኣቦክን ኣደክን ይትስበዩክን ኣለዉ ን ስድራክን ተጽርፋ ኣለክን ኢድሪስ ዋ ! ኣገብ ነህዋትካ ትብድል ን ሃፍትካ ከም ኣኡ ትገብር ካምን ኣይካልኩን ካብ ጆን ትጽበዮ ኢንዲካ ኢድሪስ ኣገብ ኣገብ ሞኒካ ካ ምስኦም ክትሃብሪ ነዉሪ ዘህዝን ኢዩ
Aytbkay Habibti ana halay libi zayblu bezhu zgerm eu beal Ghon black , Monica,Goy ,Idris kolom gesart exomsi memadu ember kemzi aseyafi zereba do mistrzatebu zgerm eu so sad 😢😢😢
Titi ,ምሕላይኪ ቅዱስ ምዃኑ ዘጠራጥር ኣይኮነን፣ንእሽተይ ፍልጠት ሓደገኛ ከምዃኑ እንዳ ፈልጥና ንምንታይ ኢና ኣብ ደናቁር ንውከስ?ክንደይ ንፉዓት ምሁራት ከለውና ንምንታይ ንዖዖም ዘይንጠልብ? Social Media ጎልጎልን መጻወድያን ድኹማት ከም ምዃኑ ፈሊጥና፣ብዕጽፊ ባይታ ስነ ልቦና መምሀራን ከምዝኾነ ኣሚንና ፣ሃነጽቲ ጥራሕ ንጥለብ፣ብዛዕባ እቶም ጸየቅቲ፣ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ኣይትጠራጠሪ
haaaaaa Ewye Ewye sedte Amlke mehrtu ywrdelna 😭😭😭😭🙏🏾🙏🏾🙏🏾
አምሰሉ ትም በሊ ናትኪ ፍለጢ መጀመርያ እንታይ ዲኪ ትብሊ ነርኪ ንሳተን ድማ ብግዚኡ ይገድፎኦ
ናይ ነብስና ንግበር መን ኮንኪ ኢኪ ንስኪ አጆዳኪ ካልእ እዩ
Oh lomi nekulom zgdfklom yblken !
Nesmeaya yehwate Neza habetna bejakum sel ezgiabher
Akaydana neflet awaled ahewatna beflay bejaken bejaken
ሰላም ቲቲ ሓፍተይ ሃይማኖት የብሉን ጆን ብላሽ ኣነ ግን ዝገርመኒ እዚኣተንሲ ስድራቤተን ከ ዓገብ ክብልወን ኣይክእሉን ድዮም ድሓር ከ ከመይ ኢሎም እዮም ሓዳር ክገብሩለን ኣንታ ወለዶ ሎሚ እንታይ እዩ ወሪድካ:: ቲቲ ሓፍተይ ንስኽውን ኣይትድገምዮ እቲ ቃላት ናቶም ንሰምዖ ስለዘለና ምሕረት የውርድ 😭
Ezom reshat eziom hagerawyan kblu yehfromna eko neziom kabza media ztfalna do sena eway bahlna atfomlna ajokum endablna eba aseltinayom anewn msaki dem ynebe titi galey entay emo ygber deninka ynbae 😂😂😂🙏🏽🙏🏽🙏🏽
I like 👍 today zhaftey Tigrina love ❤ 😍 💖