ዋጋ ኣቑሑ ገዛ ክንደይ ኣሎ? ባህላዊ ስፈ ኣዴታትና ክንደይ ኣሎ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 287

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih ปีที่แล้ว +70

    ተጋሩ ግን ምሕማቅና ንምንታይ ዘይነተባብዖ ኣብ ናማትና ኮለል ናበልና ንውዕል ስርሑ ከዓ ናይ ኩልና ድሌት እዩ💛❤✊

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ

    • @MyMy-iu7qz
      @MyMy-iu7qz ปีที่แล้ว

      Ygermeki eu nay baelna seb aynkonn ab tserfin egrgirn ma hah elna kinrie niwel effff bzkone des bahali srah eu ketslelu

    • @ብዓልቲተስፋ
      @ብዓልቲተስፋ ปีที่แล้ว

      @abigaltigray ✅👌

    • @habssaby4061
      @habssaby4061 ปีที่แล้ว

      ​@@shewitmultimediaሸዊተይ ኣነስ ኣጉላዕ ኣለው ቤተሰብይ ጊባቦ ጎፍላ ክተብፀሐለይ ነይርካ ገለ እስኪ በለኒ❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💌💞💞💞🌿🌿👏

  • @shewitmultimedia
    @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว +25

    ሰላም ሰላም ተመልከተይ ከመይ ኣለኹም ንሎሚ ድማ ህያብ ገፀበረከት ሒዘልኩም ቀሪበ ኣለኹ ። ሚድያና ተመልካቲ ምእንታን ክበዝሕ ድማ ንመሓዙትኩም ሓብሩልና ።
    እንዝርግሖ ስራሕ ተሎ ናባኻትኩም ክበፅሕ ድማ subscribe ግበሩልና

    • @abebagrmay2619
      @abebagrmay2619 ปีที่แล้ว +1

      ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነገር እዩ ቀፅለሉ ተንዲኖ ስሚንቶ ኽንደይ ኣሎ ጠይቀልና❤❤❤❤

    • @mulugebreminkeal4048
      @mulugebreminkeal4048 ปีที่แล้ว +1

      ምባይል ከ ክንደይ እሎ

    • @ihdf4175
      @ihdf4175 ปีที่แล้ว

      ሸዊት ሓፍተይ ክሉ ወፅኢ ካብ ባዕለይ ንኢድኪ ክንደይ ተውድኢ መልስለይ እባ❤

    • @birhan694
      @birhan694 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነገር ቀፅለሉ ❤ አለክትሮንክ ኣቅሑት ጠይቀልና መቀለ ዓድግራት

    • @MyMy-iu7qz
      @MyMy-iu7qz ปีที่แล้ว

      100 gziye zkaal tezkewn mgeberkulka wedi adey btaemi des bahali meseretawi neger sle takrbelna zeleka yakniyrlna ab ketsali nay tendino kitakrbelna teafa ygebr

  • @ኣሙጓልትግራይ
    @ኣሙጓልትግራይ ปีที่แล้ว +49

    ሽዊተይ ተንዲኖ ጠይቅልና

    • @trhasgebre7581
      @trhasgebre7581 ปีที่แล้ว +2

      ምስኡ ኣጣቢቁ ለ ዳሽን ቆርቆሮ ከም ጠየቀልና

  • @Haregte
    @Haregte ปีที่แล้ว +18

    ኣየ ጊዜ ከማይ ስፈ ዝፈቱ ይህሉ ዶ ኮፍ ኢለ ይሓድር ነይረ ፈጣሪ ዕድመ ሂቡ ብሰላም እንተተመሊሰ ንዓደይ ክሰፊ እየ ኢለ ይምነ🙏

    • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
      @FkriAemlakeysAelewoHelefa ปีที่แล้ว +2

      ኣነለ ዓይነይ ጭልምልም ክስካብ ዝብለኒ ይዉዕል ይሓድር ነይረ ምስሓይ ክሳብ ዝርስዕ ስፊና ጎይታይ እስከ ብስላም ዓድና ይምለስናሞ ዳግ ንስፊ ተስፋ ንብር

    • @Haregte
      @Haregte ปีที่แล้ว

      @@FkriAemlakeysAelewoHelefa ብሓቂ ከማይ ዝፈቱ ዘሎ ኣይመስለንን ነይሩ እሞ ደስ ባሃሊ ስደትና የሕፅረልና ዛሓፍተይ

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክቡርት አሕዋተይ👏👏👏

    • @Haregte
      @Haregte ปีที่แล้ว

      @@MgbeyMgbey ምግበይ ሓፍተይ ኣብ ኩሉ ኣይትፅሓፍለይ እባ ቀደምምም ገይረልኺ

  • @ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ
    @ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ ปีที่แล้ว +7

    ሸዊተይ ማዓረይ ተንዲኖ ቆርቆሮ ሚስማር ቀለም እዉን ጠይቐልና ወድነይ ማዓረይ ❤❤

    • @tsegahadush7204
      @tsegahadush7204 ปีที่แล้ว

      ቆርቆሮ ኣማሓላሊፍዎ እኮ ኣሎ ቅድሚ ስሙን

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏💞🌿🌿🌿

  • @MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ
    @MerryadoArsemaሜሪኣዶኣርሴማ ปีที่แล้ว +15

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ይብል አብ ትግራይና ክህሉ ዝደልዮ ዝነበርኩ ስራሕ እዩ።አጆኩም ቀፅሉሉ አብ ጎኑኩም ኢና😍ተጋሩወይ ናብ መሓዙትና ሸር እናገበርና ናይ በዓልትና ሚድያታት ነዕቢ ሓደራ❤

  • @HlnaTube27
    @HlnaTube27 ปีที่แล้ว +14

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዉፅኢት ጥበብ ዉሕልልነት ወለድና ❤❤❤❤ ህዝበይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልካ ፀላኢ ዓይንካ ይደፍን❤❤❤❤

  • @hyatssa9035
    @hyatssa9035 ปีที่แล้ว +10

    ወይለይ አታ ዓዱና ናአትይ ሰደት ዋላ ሓንት ትርፍ አይረከብናሉይ ደይጭንቀት ደይናፍቆትዋ ደቅ ትግራይ ሸኳራተይ❤❤❤
    ጀዋል ምርአይ ንቀንሰ ዓይንና ከይፈዝዝ ላሰፈና ዓዱና ንነብር ባሓቅ አነ ካለማዕንት ጀዋል ምርአይ ክቅንሰ እየ 😂😂😂😂

  • @salojj2828
    @salojj2828 ปีที่แล้ว +2

    ኩነታት ናይ ዓድና ስለዘፍለጥካና የቐይንየልና ሸዊተይ

  • @freweynidesta
    @freweynidesta ปีที่แล้ว +4

    መክደኒ ፃሕሊ ( መኮንብያ) ይበሃል ትግርኛኪ ኣስተካክሊ ኣምሓርኛ ታይ ኣምፀኦ ክሪ ዳቦ ወንድ ላጤ ትግርኛ ቀቲልክያ😢😢😢😢😢

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 ปีที่แล้ว +7

    ክብሪ ናዓካ ሸዊተይ❤ተጋሩ ኣሕዋተይ ነባራታታዕዮ❤❤❤

  • @medimb4269
    @medimb4269 ปีที่แล้ว +5

    ኣቑሑት ቡና ወይ ሮኮበት ኣም ፀኣልና ሸቢየይ❤❤

  • @hareyahareya6870
    @hareyahareya6870 ปีที่แล้ว +2

    ንዙይስ ፀገም የብሉን በዓልና ንሰፊ ኢና ዝኣክለና ከዓ ሰፊና ኢና ተመስገን በቃ ኩሉ እዩ ሰማይ ኮይኑ ኣብየት

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c ปีที่แล้ว +2

    ዋይ ባዕልና ክንሰፊ ኢና ዓድና ምስተመለስና መቀመጢ እንጀራስዋ ግን ክባር እዩ ብዝኮነ ቀፅሉሉ ❤❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ማዓርይ👏💞🌿🌿🌿

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 ปีที่แล้ว +14

    ዋይ ዓደይ መፅእ ሰፍየ ክበልዕ እምበር አንሰ አየዋፅእን ተጋሩዋኒ 🙄🤣🤣❤❤

    • @አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ
      @አንቲውእቱተስፋሁለአ-ነ2ዘ ปีที่แล้ว +1

      ኖርማል

    • @habssaby4061
      @habssaby4061 ปีที่แล้ว +1

      ማዓዝ ክነ ርክበሉ ዋ ሓቦ በሊ😂

    • @selamyamenemh1100
      @selamyamenemh1100 ปีที่แล้ว

      @@habssaby4061 እጆናኣብ ትግራይ ዓዲና ምሰ እትውኒ ክሰፍየለኪ እዩ ጓል ዓደይ መዓረይ❤❤❤🤣

    • @habssaby4061
      @habssaby4061 ปีที่แล้ว

      @@selamyamenemh1100 ዋይ ኣይደልን ኣብዚ ናሃለኩ ምግዛእ ይሐሸኒ መን ክጭበጦ ክክክክክ❤

    • @selamyamenemh1100
      @selamyamenemh1100 ปีที่แล้ว

      @@habssaby4061 ዋይ አነ ባዓለይ እዩ ክሰፍየለኪ 🤲❤

  • @laraazzam-mz6ne
    @laraazzam-mz6ne ปีที่แล้ว

    የቀንየለና ሸዊት ሕወና ፅቡቅ መደበ አዪ

  • @freweynidesta
    @freweynidesta ปีที่แล้ว +2

    ጎበዝ ቀፅለሉ ባህልና ክንፈልጥ እውን ስለ ዝሕግዘና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abdullhhani9156
    @abdullhhani9156 ปีที่แล้ว +3

    ናይ መባይል እወን ሰረሐና ክብር ሐወና ፅብቅ ሰራሕ ቀፀለሉ ❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💞💞🌿🌿👏🌿💞💞

  • @MbbMbb-b8h
    @MbbMbb-b8h ปีที่แล้ว +2

    ሸዊተይ ሰራሚክ እና ቴንድኖ ጠይቀልና

  • @ሰላምዓደይናፊቀ
    @ሰላምዓደይናፊቀ ปีที่แล้ว +1

    ደሰ ዝብል እዩ ቀፅለሉ።እዋይ ክርን ላካን ድዩ ከቢሩ😂በዓልና ከይድና ንሰፊ እምበር :ኣየዋፀአናን ምግዛእስ🤗😁

  • @ተመስገንአምላከይ
    @ተመስገንአምላከይ ปีที่แล้ว +1

    ብጣዓሚ ደስ ይብል ዓደይ ቃሕ በሃሊት

  • @ኪዳነምህረት-ኣደይ16
    @ኪዳነምህረት-ኣደይ16 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋይ ነዚ ሓውና ነበረታተዕዮ ሳብስክራይፕ ኣይንሕመቕ

  • @maerggebrihans1328
    @maerggebrihans1328 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ዝሓወይ

  • @ጋልኣፅቢወበርቲቃላኣሚን
    @ጋልኣፅቢወበርቲቃላኣሚን ปีที่แล้ว +1

    ቀፅሎ ኣቅሑ ካም ብረደስቲ ዝበለ❤

  • @fhhh5498
    @fhhh5498 ปีที่แล้ว +2

    የኔ ጅግና ❤❤❤👌👌👌💊💊💊

  • @tsegahadush7204
    @tsegahadush7204 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዓሚ ጎበዝ ቀፅለሉ

  • @fwwrffsrr9709
    @fwwrffsrr9709 ปีที่แล้ว +6

    ሰላም ንዓካ ይኩን ናይ ገዛ አቁሑ ማለተይ ፊሰቶ
    መተሐዚ ማይ ናይ አርማድዮ አቁሑ አምፀአልና❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብርን ዝያድይ💞🌿🌿🌿

  • @ssll7812
    @ssll7812 ปีที่แล้ว

    ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ሸዊተይ ደኪሙኒ ከይበልካ ባህልና ከይንርሰዕ ተሰረሐልና ዘለካ ተባረክ!🤲🙏

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 ปีที่แล้ว

    ብዝተረፈ ናትካ መደብ ዝወፆ የብሉን ኣዝዩ ደስ በሃሊ በርትዕ ቀፅለሉ

  • @ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ
    @ተመስገንኣምላክ-ቈ3ኸ ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ እዮ ቀፅለሉ ዘሓውይ

  • @hasawitmaletnskiekime6955
    @hasawitmaletnskiekime6955 ปีที่แล้ว

    እቲ ኩሉ ተቅርቦ ነገር ብጣዕሚ ደስ ባሃልን ኣዕጋብን እዩ ዝሓወይ የቀንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @HiwotHiwot7
    @HiwotHiwot7 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ልብል እካ ለሪኤና ለካ ዋጋ ዕዳጋስ ፅዋ የብሉይዋ

  • @wediahferom7187
    @wediahferom7187 ปีที่แล้ว +2

    ዕዳጋ ናይ ኤሌትሮኒክስ ባዓል ቲቪ ፋርጅ ወዘተ ኣቅርበልና bro❤❤

  • @kahsayemane335
    @kahsayemane335 ปีที่แล้ว +3

    ጥበብ ኣዴታትና❤
    የቐንየልና ሓውና

  • @Siket_Nguse
    @Siket_Nguse ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ኣቦይ ናብ ዝነበሮ መልሰልና አረ የፍርሕ እዩ ዝመስል እዚ ዓድና ከመይ ኢሎም ይናበሩ ኣለዉ ህዝብና😢

  • @Sara-en3gb
    @Sara-en3gb ปีที่แล้ว +3

    ሸዊተይ ቀፅለሉ ተጋሩዋይ ናባዓልና ነዐቢ ነተባባዕዮ❤❤🥰

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብራን ክብርተይ💞🌿🌿🌿👏👏👏

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
    @ጓልተምቤንሃገረሰላም ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ሸዊት ሰላም ዓድና ህዝብና ይብዛሕ❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብራን ዝያድይ👏👏👏💞💞💞🌿🌿

  • @khantaddgh2452
    @khantaddgh2452 ปีที่แล้ว +1

    ብርክካ ይፅናዕ ሓዊተይ የቀንየልና

  • @sawddawd1946
    @sawddawd1946 ปีที่แล้ว +1

    ክብር ሓወይ ከሙቱ ተገዲስካ ዝትስርሖ ስራሕኻ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ክብረት ይሃበልና ❤👏

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💌💞💞💞

  • @Samriye10-10
    @Samriye10-10 ปีที่แล้ว +6

    እተቅርቦም ኩሉ ደስ ክብለካ ናይ ልብና በርትዕ ኣጆካ ዝሓወይ❤❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌿👏👏👏

  • @zinbfjh7267
    @zinbfjh7267 ปีที่แล้ว

    ወዲ ገብረኪረስ አታ ጅግና❤

  • @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
    @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ ปีที่แล้ว +1

    ስስሚንቶ ጠይቀልና

  • @mimomm9582
    @mimomm9582 ปีที่แล้ว +1

    አነ ገሪሙኒ ዘሎስ እቲ ህዝቢ ከመይ ይናበር ኩሉስ ክባር በስማአም😮

  • @سلطانالعنزي-و4ر6ذ
    @سلطانالعنزي-و4ر6ذ ปีที่แล้ว +1

    ብጣዒሚ ኡዩ ዝገሪም ኣብ ዓዲ ኣትኻ ናብ እና ገማዕ ክንብል ኽባር ኡዩ

  • @عليحمدي-ه6ب
    @عليحمدي-ه6ب 11 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ደስ ብሃል ካብ ስደት ምስ ተመለስና ንገዝእ ፁቡቁ ዝሓወይ❤❤❤❤

  • @mlaytakele7018
    @mlaytakele7018 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ የቅኒየልና

  • @gezanatube6559
    @gezanatube6559 5 หลายเดือนก่อน

    ስላም ስላም ዝሓወይ ተገስካ መልስለይ እባ መስብ እና ፣ወርቂ መስብ፣መከምበያ ፣መብሊዒ ቁርሲ ፣መብካዕቲ ፣ኮታስ ብጣዕሚ ቡዝሕ ኢየ ዝደሊ እና ቁፅራ ላአከልና

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና ሸዋተይ ኣጆካ በርተዐልና😍😘

  • @ZafuteweldeHabesha
    @ZafuteweldeHabesha ปีที่แล้ว

    ፅቡቕ ደስ ብሃሊ ቀፅለሉ ዓድና ዘሎ ዕዳጋ ሰለ ተላልየና ያቕንየልና ❤❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ተሕብብርኒ ዝያድይ💌💞💞🌿🌿🌿

  • @tekichowe
    @tekichowe ปีที่แล้ว

    ሸዊት ናይ ካራምቡላ
    ናይ ፑል
    ናይ ጆተኒ
    ናይ ሳይክል ዋጋ ጠይቀልና

  • @ጓልትግራይ-በ6ፐ
    @ጓልትግራይ-በ6ፐ ปีที่แล้ว +1

    ማዓረይ ቦታ ኣብ ውቅሮን ኣጉላዓን ክንደይ ኣሎ ኦባ ጠይቀልይ

  • @Soli.7779
    @Soli.7779 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቅ ስራሕ

  • @ቅዱስገብርኤልሓልወኒ-ጠ7ቐ
    @ቅዱስገብርኤልሓልወኒ-ጠ7ቐ ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ዝሓወይ

  • @hiwi2141
    @hiwi2141 ปีที่แล้ว +3

    የቀንየልና ኩቡር ሓዉና ዘይከበረ ፅቡቅ ዘሎ ሰፈ ጥራሕ እዩ👏❤🥰

    • @kidan5256
      @kidan5256 ปีที่แล้ว

      አረ ብጣዕሚ እዩ ከብሩ ዘሎ 😂😂😂ርካሽ እኮ እዩ ነይሩ 😊😊

  • @ኣቤጓልቀሺ
    @ኣቤጓልቀሺ ปีที่แล้ว

    ሽዊተይ ሓወይ ቦታ ኣብ ደንጎሎ ጠይቅልና እስቲ ከመይ እዩ እዚ ቦታ ኣብ ዳ ገብሪኤል ቤት ክርስትያን ኣካባቢ ዛሓወይ ውሃ ጠለፋ ኣለዎ❤❤

  • @MgbeyMgbey
    @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

    አአይይይይይይ ትግራይ ዓድይ ወለለይ ብርተዓልይ💞💞💞💞💞💞🌿🌿🌿👏👏👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿💞💞💌💌

  • @azebazeb5277
    @azebazeb5277 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና❤❤❤❤❤❤❤ ምዓረይ

  • @mommommommom9907
    @mommommommom9907 ปีที่แล้ว +3

    ጎቦዝ ዝሓወይ ደስ ዝብል እዩ ቀፅለሉ ወዲ ሪመይ ❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿🌿💞💞

  • @Alu-mh9
    @Alu-mh9 ปีที่แล้ว

    ሸውተይ ፊስቶ እንየዶ ቃደማይ ደረጃ ረአየልና ተገድስካ ሓላለይ❤❤❤❤

  • @እቲንምከሖብእግዛብሄርይኹ
    @እቲንምከሖብእግዛብሄርይኹ ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ክቡር ሓውና🙏

  • @brhanbrhan7225
    @brhanbrhan7225 ปีที่แล้ว +2

    ኣይ ሽዊተይ ጎበዝ ኢኻ አጆኻ በርትዕ 🥰🥰❤️👏👏👏

  • @rhdndjejfw2083
    @rhdndjejfw2083 ปีที่แล้ว +3

    ኣነኳ ንመጀመርታ ግዘ እየ ኮመንቲ ልዝፅሕፍ ኣለኩ ግን ኣዘየ እየ ዘድንቀካ ስለደገዳስነትካ እና ኣጀካ ቀፅለሉ ዛሓዋይ❤❤❤❤

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ሓሳብ ምኽሪ ምሃብ ይልመድኪ ሓፍተይ ናተይ

    • @rhdndjejfw2083
      @rhdndjejfw2083 ปีที่แล้ว

      @@shewitmultimedia እሺኒ ክብረተይ

  • @ኣውላዕሎወይቲ
    @ኣውላዕሎወይቲ ปีที่แล้ว +1

    ስራሚኽ ጠይቀልና

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316 ปีที่แล้ว +1

    ሸዊተይ የቀንየልና ዙሓወይ❤❤❤

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ዝያዳይ❤❤

  • @remetsmedia1677
    @remetsmedia1677 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ደስስስ በሃሊ ወዲ ሪመይ ቀፅለሉ ንዓና ኣብ ሰደት ዘለና ኣሕዋትካ ከምዚ እዩ ዘድልየና ዘሎ ቀፅለሉ
    እና ኣነ ከኣ ናይ ወርቂ ዋጋ ክተርእየኒ ደልየ ነይረ ናይ ክሳድ እና ናይ እዝኒ ብቻ

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว

      ኣሎ እዩ ሰሪሕና ብዝሓለፈ

  • @esteresterr7065
    @esteresterr7065 ปีที่แล้ว +1

    ሸዊተይ ጀግና ❤️❤️❤️

  • @aerbadikadg7517
    @aerbadikadg7517 ปีที่แล้ว +3

    ሸዊት plis🙏ዓራት ኣርማድዮ ናይ ኣቁሑ እና ኣርማድዮ ናይ ክዳን ኣምፀኣለይ🥺

  • @SH-xu9mm
    @SH-xu9mm ปีที่แล้ว +3

    በጃካባ ዋጋ ዓራትን ኣርማድዮን ኣርእየና ፕሊስ

  • @tsehayhadush4214
    @tsehayhadush4214 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ወዲ ዓደይ❤❤❤❤❤

  • @SelamYouTube-g8y
    @SelamYouTube-g8y ปีที่แล้ว +2

    ዋው ደስ ዝብል እዩ ሸዊተይ ግን ዋግኡ ኸቢሩ❤

  • @ሰለምጋልትግራይ
    @ሰለምጋልትግራይ ปีที่แล้ว +1

    ባዕልና ክንሰፊ ኢና😂😂😂❤❤❤❤

  • @hdrhxe5764
    @hdrhxe5764 ปีที่แล้ว

    አምሐረይቲ ድያ ባእ

  • @merisaud6140
    @merisaud6140 ปีที่แล้ว

    ቁፅርክባ ለኣክልና

  • @Mm-ov7id
    @Mm-ov7id ปีที่แล้ว +1

    እንቋዕ ብሰላም መጻካ ሓወኒ ሸዊተይ

  • @Me-gq1jj
    @Me-gq1jj ปีที่แล้ว +4

    የቅንለይና ዝሓወይ ሓደ ሕቶ
    ክእዝዘካ ይቅርታ ናይ ባኒ ማሽን
    አቅርበልና ክንደይ ይክውን ??

  • @حزامحزامحزام
    @حزامحزامحزام ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ዓደይ ማዓረይ ማራ እየ ኣድኒቀካ 💖💘💘💖💖💖

  • @fotyengebremaryam6746
    @fotyengebremaryam6746 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅዋ ኣምሓሬቲ ድያ

  • @YghgddhigGdtugdw3-yz7je
    @YghgddhigGdtugdw3-yz7je ปีที่แล้ว

    ሸዊተይ ናይሲሚንቶባ ኣቅርበና

  • @akilove3701
    @akilove3701 ปีที่แล้ว +1

    ቀፅለሉ ሸዊታ ሓወይ ❤️❤️❤️❤️❤️💖💕💕💕

  • @wejereteyt
    @wejereteyt 9 หลายเดือนก่อน

    ስልኪ ባ አቅምጠልና ወዲነይ❤

  • @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ
    @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ ปีที่แล้ว +3

    የቀንየለና ክቡር ሓውና❤❤ክንደይ ደስ ይብል

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey ปีที่แล้ว

      ስብስክራይብ ታሕብብርን ዝያድይ💌💞💞🌿🌿

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 ปีที่แล้ว

    Konaju tegaruway bitaemi tsibuk ketslulu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jwbwhshak3150
    @jwbwhshak3150 ปีที่แล้ว +1

    ፁብቅ ሰራሕ አዩ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ
    @ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ ปีที่แล้ว +1

    እግዚኦ ኣነስ ካብ ስደት ምስ ኣተኹ ባዕለይ ክሰፊ እምበይ ኸቢሩ ዋይ አይዉጻእይ😂

  • @حزامحزامحزام
    @حزامحزامحزام ปีที่แล้ว +1

    ኣበይ እየ ነይረ ዝኩሉ ግዜ ግን ኣነ 😍😘😘😘😘😘😘😘💖💖💖

  • @alganeshberhie1249
    @alganeshberhie1249 ปีที่แล้ว +2

    Very nice work 🌺💕🌺

  • @mama-wb4jz
    @mama-wb4jz ปีที่แล้ว

    Embeban hnbashan elka ystekakelelna fthi nkonkana

  • @Abc-zl6ts
    @Abc-zl6ts ปีที่แล้ว

    ዝሓወይ ናይ ፍርጅ ዋጋ እባ ንገረና

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว

      ኣብ ዝሓለፈ ሰሪሐ ኣለኹ

    • @Abc-zl6ts
      @Abc-zl6ts ปีที่แล้ว

      @@shewitmultimedia ኦ እሺ ክሪኦ እየ thank you

  • @brhanugebre9344
    @brhanugebre9344 ปีที่แล้ว +1

    ሸዊት ሓውና ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅለሉ ዝሓውና በርትዕ።ግን እቲ ናህና ሰብ ታይ ኮይኑ እዩ እቲ ቋንቋኡ ፀሊኡ እስቲ ሕተተልና ንምንታይ እዩ ነት ኣቁሕት ብትግርኛ ሽም እንዳሃለዎ በማርኛ ዝፅውዑዎ እቲ ትግርኛና ንምንታይ የጥፍእዎ ኣለው።ዋላ ኣብቲ ዕዳጋ ክዋገዩስ እቲ ኣማርኛ ዝቅድሞምሲ ንምንታይ እዩ?ኣብኡ ከለካ ለበዋ ሃበልና ዝሓወይ ቋንቋና ንፍተው በለልና።

    • @shewitmultimedia
      @shewitmultimedia  ปีที่แล้ว

      ሕራይ ሓፍተይ ናተይ ትኽክል እዩ

    • @amlesetmuruts470
      @amlesetmuruts470 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ክተፅለአካ ዛጓል ብአማርኛ ወዲአቶ አብ ደገ ዘለና ኢና ተፀይፍናዮ ዘለና ዙአማርኛ እምበር አብ ዓዲ ዘለዉ ከሕርቁኻ😢

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና መዓረይ እዙ ስፈ ንእሽተን የሐይሽ ቅናሽ እዩ

  • @geufrydyg7740
    @geufrydyg7740 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ

  • @ፍረጓልጽዮንማርያም
    @ፍረጓልጽዮንማርያም ปีที่แล้ว +2

    ያቀንየልና ሸዊተይ💟😘 ሞቶር ሳይክል ባጃጅ እውን ጠይቀልና ሸዊተይ

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ሓዉና

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 ปีที่แล้ว

    በቃ ዓደይ ኣትየ ሰፍየ ክበልዕ እየ ኣነስ ጠለብ ከ እኒአዎ ዶ ይከውን 😅❤❤❤

  • @lelegualadwa2871
    @lelegualadwa2871 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤🎉 shewity jegena lebam

  • @abititube6919
    @abititube6919 ปีที่แล้ว +1

    ሱፍ ጠይቀልና ዘይተሰፈየን ዝተሰፈየን

  • @maremare1976
    @maremare1976 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️ጽብቅ 🙏🏼

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 ปีที่แล้ว +1

    የቅንየልን ማዓረይ❤❤