New Eritrean Orthodox wedding 2021 ዉሑዳት ክንድኣሻሓት ኮይኖም ብደስታ ዘድመቅዎ መርዓ (ናይ ድ/ኣብርሃምን መዘ/ር ተወን ሓብትናን)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 25

  • @ኣሎኒኣብሰመረ11
    @ኣሎኒኣብሰመረ11 3 ปีที่แล้ว +12

    ይቕሬታ ይድድያ ትዩብ እዚ ንርእዮ ዘለና ኣብ መርዓ ዝተዘመረ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ ክትብሎ ዘይትኽእል ስራሕ'ዩ ፡ ምኽንያቱ ካብ መጠን ዝሓለፈ ቅልጣፈ ዘለዎ ብምዃኑ ፈጺምካ ጭፈራዩ እምበር መዝሙር ክበሃል ኣይክእልን'ዩ፡ ስለዚ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያንና ድማ ርግእ ዝበለ ንልቢ ዝምስጥ መዝሙርዩ ዘለዋ ምበር ከምዚ ዝበለ ሆይሆይታን ዕብዳንን ዝዓብለሎ ስርዓት የብላንሞ፡ ናብቲ ጥንታዊ ዝማሬ ተመለሱ ክብል ይፈቱ።

    • @hanilove5389
      @hanilove5389 3 ปีที่แล้ว +5

      አሱ ጽብቅ አለካ አንዶ ሕወይ ግን ስሚዒት ስለ ዘሎ ኢዩ ካብ ልቦም ኢዩም ዝዝምሩ ዘለዉ አንተ ኮነ ዘማራይ ያርድ ውን ብ ፍቅርኢ ስለ ዝዝምር ዝነበር ክስብ ኩናት ዝወጎኦ አይተስሞዕን ሕጂ ድማ ደስታ ኮይኑ ይስማዓኒ

    • @TV-vh2im
      @TV-vh2im 2 ปีที่แล้ว +2

      @@hanilove5389 ብሓቂ ልቢ ኣምላኽ ቅዱስ ዘማራይ ዳዊት ውን ልብሲ መንግሰቱ አሰካብ ዝወድቅ ዘመረ አዩ ዝብኃል💐

  • @suziteklu8490
    @suziteklu8490 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላክ ክትዝምሩ የንብርኩም

  • @shishaykidanemaryam616
    @shishaykidanemaryam616 3 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ኩኑ መርዓ አብራሃም ሳራ ይግበረልኩም

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚኣብሔር ኪዳንኩም ይባርኽ ወገናተይ ።

  • @tekamhreteab3230
    @tekamhreteab3230 ปีที่แล้ว +1

    Allllllllllllll Allllllllllll Allllllllll aseyyyy amen(3)❤❤❤❤❤❤❤❤😍😘😘😘❤❤❤❤❤

  • @smretrussom6565
    @smretrussom6565 3 ปีที่แล้ว +3

    asey kli hawet እልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ንግዜ
    @ንግዜ หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ደስ ዝብል መዝሙር እንተ ኮነ ግን ብጣዓም ትጎዩ ኣለኩም ዳያቆን ሓዉና ብጣዓም ኢና ንፍትወኩም መዝሙር ኩም ጥዕም እዩ ኣብዚ ናይ መርዓ ግን ትህወኩ ኣለኩም እዋ?

  • @henosbrhane
    @henosbrhane 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልዝማሪ መላኢክቲ የስምዓለና ርሑስ ጋማ

  • @የፍቅረካየጎይታይ-ቘ8ጐ
    @የፍቅረካየጎይታይ-ቘ8ጐ 3 ปีที่แล้ว +2

    ቃለ ሂወት የስምዓልና🙏❤🙏❤❤

  • @saronamanuel7931
    @saronamanuel7931 3 ปีที่แล้ว +1

    Elllll asey deqiq krstos des tlalachu yhie new yenafeqen benatachu betam des ylal tasqenalachu

  • @heruhabte419
    @heruhabte419 2 ปีที่แล้ว +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @mooomkomm3435
    @mooomkomm3435 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን እልልልልልልልልልልልልል

  • @kusumeles1777
    @kusumeles1777 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyy kal hiwet yesebealena elllllllllllllllllllllllllll

  • @kbromkdane
    @kbromkdane ปีที่แล้ว +3

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ኩላትኩም ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ዘለኹም ስደትና የሕጽረልና ገጽ ንፈትዎም ስድራና የርእየና እንዳበልኩ ኣብዛ ቻነለይ ሳብክራይብ ብምግባር ሓጉዙኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @DanielJakob-dj1vw
      @DanielJakob-dj1vw 11 หลายเดือนก่อน

      ኣሰይይይይይ ዝማሬ መልአክቲ የስማዓልና ደቂ ጽዮነይይ እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዛሓልኩም

  • @Meronmeharii
    @Meronmeharii 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yorsalemwelday9228
    @yorsalemwelday9228 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyyyy elllllllllllll

  • @hadnetkinfe8976
    @hadnetkinfe8976 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen

  • @mogosaregay
    @mogosaregay 3 หลายเดือนก่อน +1

    ✝️⛪️👏✅😍😍😍😍

  • @yorsalemwelday9228
    @yorsalemwelday9228 3 ปีที่แล้ว +1

    Rhus gama

  • @fnanmewael2500
    @fnanmewael2500 2 ปีที่แล้ว +1

    Elllllllllllllllllllllllllll ellllllllllllllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllllllll

  • @youelfeqre504
    @youelfeqre504 2 ปีที่แล้ว

  • @sameraabraha5728
    @sameraabraha5728 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤