Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) Baela ባዕላ- New Eritrean Tigrigna Music 2023.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @meharighirmay4029
    @meharighirmay4029 ปีที่แล้ว +249

    ኣድነቅት መዳ ኣበይ ኣለኩም like 👍 ገርኩሙለይ ሕለፍ መዳ ሓወይ ኩሉ ግዜ በኣካ ምስ ተሓጎስኩ ኢየ❤❤❤❤❤

  • @Abrahaleygebrhiwet
    @Abrahaleygebrhiwet 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Good job meda belux Serah 🎧🎧👈

  • @wahazitfutsum2691
    @wahazitfutsum2691 ปีที่แล้ว +101

    ንኡሰይ ዝፈቱ like ኣግርጭው እስከ
    My king🦁🦁ንኡሰይ

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 ปีที่แล้ว +117

    መዳየ ብሱል ፍላስፋ!መገዲ ሳህራን ባሕርን ዝረኣየካ ከምዚ ከማይ!
    !!😢ባዕላ😢!
    ዘይውርዝይቲ ኩሉ ዘኽፋኣላ
    ቅርዓት ወጽያ ደርብያ ክዳና
    ከይደነነት ክብራ ከይበልዓ
    ኣንቃዕሪራ ክሳዳ ናቅኒዓ
    ኣይሓረኹን ምስኣ ክቅኒ
    ነቢረ ግን ሕመቀይ ሒዝኒ
    ድላያ እምበር ድላየይ ኣይኮነን
    ኣይደለኹን ምስኣ ክኸውን
    ኩሉ ሙሉ.....ባዕላ
    ምስ ጠለመት ተጠሊመ እኮ በለት
    ብሕመቀይ ሂበያ እንድየ ኣታ ሕቆይ
    ንሳ ዶ ሰናፍ ወርዊራትለይ ክሹቅረር
    በታቲና ቤተይ ጌራቶ ዑና ኣቦይ
    ክንዲ ይቅረ ትለኽየኒ ኣላ ዕረ
    ባዕላ😢😢
    ንሳ ስ ንሳ የብላን መለሳ
    ደንጽይኒ ኣሎ እሞ ናይ ዋሕሳ
    ብዘይ ትርፊ ብዘይ ገለ ኣበል
    ንሓቂ እምበር ንሓሶት ዶ ዋጋ ይኽፍል
    ንሳስ ከም'ኡ ንሱ እዩ ክእለታ
    ዓጂብኒ ኣሎ ኣነ ሞ ናይ ዓጀብታ
    ንሳ ክትፈቱ ደርባዪ ፍትፍቱ
    ኣንጻር ውሽጣዊ ረብሓታቱ
    ምንባር ከንቱ💔
    ተውሳኹ ስደት ተውሳኹ ሳህራ
    እንታይ ጌሩ ባሕሪ ንሳ እከይ ግብሪ
    ንሳ ተስታይ ፍቅሪ
    እዛ ጻሕታሪት ሓዊ
    ኣብ ዓዲ ጓናኣብ ላምፓዱዛ
    ኣብ ምድረበዳ ከፊለ እንድየ ዋጋ ኣብ ሑጻ ሃልሃልታ
    ብሓለንጊ ናታ
    ድርብብብብብ❤❤
    ባዕለይ ዝኸድኩዎ ምስ ኣንደደትኒ 🔥
    ሳህራ ዶ መጺኒ
    ባዕለይ ዝኸድኩዎ ምስ ኣቁረረትኒ 🥶
    ባሕሪ ዶ መጺኒ
    ኣነ እንዶ ከይደዮ ገጽ ከሊኣትኒ
    ጓና ዶ መጺኒ
    ዝተፈጥረ ይፈጠር ኣነ እንዶ ከይደዮ
    ንሳ ትዕደዮ
    ሓባል በልያ ከይትቅድመኪ
    ወዮ ሓባል ሓባል ኢላትኒ
    ፈትየ ዶ ኮይነ ምስኣ ክቅኒ
    ሕመቀይ እምበር ፍቅራ ዶ ሒዝኒ
    መሲልዋ ከም'ኡ ኢላ ትነብር
    ምስ ሕማመይ ደቂሰ ዝሓድር
    ሓባል በልያ ከይትቅድመኪ
    ወዮ ሓባል ሓባል ኢላትኒ
    ባዕላ ድሂላ ኣፍቃሪ ቆጽያ
    በይና ተቀዳዲማስ ቀዳመይቲ ወጽያ
    ባዕላ ፈብሪኻ ለምለም ኣልቢሳቶ
    ትዓለባ ልበይ ከሰል ከዲናቶ
    ባዕላ ነጊሳ እላ ጠሊሙኒ
    እንክጅመር ከሎስ ፍቅራ ዶ ኔርኒ
    ኣኽሊል ናይ ሓቂ ክቡር እዩ ዋግኡ
    ክስዕራየ ኣብ ቅርዓት ክኾንየ ዋንኡ
    ኣኽሊል ናይ ሓቂ ክቡር እዩ ዋግኡ
    ዝኽፈል ከፊለ ክኸውን ዋንኡ
    ግጥሚ/ዜማ
    መድሃኔ ገብረመድህን (ንኡሰይ)

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ ปีที่แล้ว +78

    ናይ 💙መ💙ዳ💙
    ኣድነቅቲ ኣለና ዲና
    💙ን💙ኡ💙ሰ💙ይ💙

  • @eyu1221
    @eyu1221 ปีที่แล้ว +33

    ፈተዉቲ መዳ እስከ ብልቢ ትፈትውዎ like ሃብኒ ማዳዬ my king Africa 😢

  • @efremambesa1544
    @efremambesa1544 ปีที่แล้ว +158

    ከማኻ ይብዙሑ መዳ ሓወይ እሞ ድማ ብንኡስካ ምስ ትብዓትካ ምስ ጻዕርኻ መግለጺ እዩ ዝጎድለል ቀጽሎ 💙💙💙💙💙💙

    • @robeltekle545
      @robeltekle545 ปีที่แล้ว +4

      🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Gvs-d1h
      @Gvs-d1h ปีที่แล้ว

      a❤❤❤❤❤

  • @shishaygebray9095
    @shishaygebray9095 ปีที่แล้ว +20

    ናይ ዘመና የማነ ባርያ መዳ በል ጥዑም ላዛ 💙💙💙💙💙

  • @axsum---tsion21
    @axsum---tsion21 ปีที่แล้ว +26

    በሓቂ ኩሉ ስራሕካ ንፍዕ ኢካ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ዘይ ከምዕድመካ ንኡሰይ ማራ እየ ዝፈትወካ ካብ ሓፍትካ ጋል ትግራይ❤💙💊💙💊💙

    • @Speacefull
      @Speacefull ปีที่แล้ว +2

      💙💙💙

  • @fkg98
    @fkg98 ปีที่แล้ว +10

    ባዕላ ዲሂላ ኣእጋረይ ቆጽያ
    በይና ተቀዳዲማ ቀዳመይቲ
    ወጺያ
    መዳ ተባዕ መንእሰይ❤።

  • @እንኪልበይስምኪጻሓፉሉ
    @እንኪልበይስምኪጻሓፉሉ ปีที่แล้ว +30

    ከምዚ ደርፊ ዳርጋ ድሕሪ ኣብራሃም , የማነ ባርያ ዳርጋ ተገዲፉ እዩ ጸኒሒ ከምዚ ኣታሓሳሳቢ ደርፊ በይንካ የዛርበካ ሑቶ ዛሓዘ so niccc job Bro keep IT ✅

  • @aronadhanom4886
    @aronadhanom4886 ปีที่แล้ว +21

    እንቃዕ ብድሓን መዳ 🎉ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ የብለይ ዕድመን ጥዕናን ይሓበካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወካ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉❤🎉🎉❤🎉

    • @ksanetgaym5518
      @ksanetgaym5518 ปีที่แล้ว

      9😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und Leid😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und Leid😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊

    • @ksanetgaym5518
      @ksanetgaym5518 ปีที่แล้ว

      9😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und Leid😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und Leid😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊

    • @ksanetgaym5518
      @ksanetgaym5518 ปีที่แล้ว

      9😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und Leid😊Schön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und LeidSchön, dass du mich so einfach aus deinem Leben streichen konntest. Ich habe es bis heute noch nicht geschafft.
      Herz und Seele - Liebe und Leid😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😅😊😊😊😊😊😊😊😅😅😅😅😊😅😅😅😊😅😅😅😅😅😅😅😅😊😊😊😊

    • @ksanetgaym5518
      @ksanetgaym5518 ปีที่แล้ว

      9😊😊😊😊😊😊😊😊😅😊😊

  • @fala1219
    @fala1219 ปีที่แล้ว +19

    መዳ ሓወይ እንቃዕ ብሰላም መጻካ ኣብ ሰራሕኻ ዓወት ይምነየልኻ ዕዲመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ❤❤❤

  • @sheba03
    @sheba03 ปีที่แล้ว +46

    ናይ ዘመንና ባርያ ተበልኩኻ ኣይዓብየካን እዩ መዳ🤴🇪🇷💡

    • @tgmedia12
      @tgmedia12 ปีที่แล้ว

      ንስካ ዶ ፍንፉን ህግደፍ

    • @tekiebereket710
      @tekiebereket710 ปีที่แล้ว +1

      ​@@tgmedia12 ሊጀንድ የመነ ባርያ ንምባል
      ኣድናቆት እምበር ጽርፊ ኣይኮነን ሓሲብዋ

    • @sheba03
      @sheba03 ปีที่แล้ว +1

      @@tgmedia12 ብሮ😂ያአኸ ኣነ የማነ ገብረሚካኤል (ባርያ)እየ ሓሲበያ

    • @rahwagezana
      @rahwagezana 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@tgmedia12ewa atum ezi ህግደፍ ኣብ ደምኩም ዶ ሰረጸ ኣሕሕሕ 😂😂😂😁😁😁

    • @chuchusolomon8614
      @chuchusolomon8614 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@tgmedia12aklabat nay Tegaru!! Tustisat

  • @wedisielu5628
    @wedisielu5628 ปีที่แล้ว +52

    ወዲ ሓፍቲ ጅግና ካብ ልቢ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ💙💙💙🙏

    • @senayberih7561
      @senayberih7561 ปีที่แล้ว +3

      Ya nay bhaqi zarkyyy 💙🌿✊

  • @ዳኑጓልሑመራ
    @ዳኑጓልሑመራ ปีที่แล้ว +11

    እንካዕ ብሰላም መጻካ መዳየ ንኡሰይ Miss you more ኣድናቂትካ ትግራወይቲ ❤️❤️

  • @shameyob3317
    @shameyob3317 ปีที่แล้ว +7

    ከምካ የለን ሕማም አዚ ወለዶ ዝሕማሙ keep going ንኡሰይ ❤

  • @weredekidane1405
    @weredekidane1405 ปีที่แล้ว +12

    መዳ መድሃኒት ልቢ ! አባኻ ዘለኒ አድናቖት መግለጺ የብለይን ! Hero ! ቀጽሎ መድሃኒተይ !

  • @rahwadebesay-wu8bj
    @rahwadebesay-wu8bj ปีที่แล้ว +4

    ኡፍፍፍ ኣብ ሰዓታ ደርፍካለይ ብጣሚ ኑሰይ ዘይ ከም ኤድሚኡ ❤❤❤❤ተዓዊት ናይ ዘብና ባርያ

  • @selam8217
    @selam8217 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ናይ ብሐቅ ዉሻጠ ወርቅ ዘሎዎ ግጥሚ የቀንየልና ክቡሩ ንእሰይ ኤረይ መዓረይ ሕጃዉን ንኪድ ንቅድሚት ብንቍሐት ምስትዉዓል ኤረይ ሰብ አለዋ 🇪🇷💯🇪🇷🙏🇪🇷💯🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷💯🇪🇷🙏🇪🇷💯

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 ปีที่แล้ว +12

    ፍላስፋ'ኳ ተቐርካ ንኣድናቖተይ ቃላት የብለይን
    ከምዚ ዓይነት ዘተሓሳስብ ስራሕ ናፊቐ'የ ኔረ just thank you medino

  • @ላሚቦራ
    @ላሚቦራ ปีที่แล้ว +2

    ከይደነነት ግብራ ከይበልዓ
    ኣንቃዕሪራ ክሳዳ ኣቕኒዓ!
    ኣይሓረኹን ምስኣ ክቕኒ
    ነቢረ ግን ሕመቐይ ሒዙኒ።
    ብዘይ ትርፊ ብዘይ ገለ ኣበል
    ንሓቂ እንበር ንሓሶት'ዶ ዋጋ ይኽፈል።
    ተውሳኹ ስደት ተውሳኹ ሳህራ

  • @desbeleberhane-k2w
    @desbeleberhane-k2w ปีที่แล้ว +7

    ኑኡሰይ
    ይበል ድምጺ
    ይበል ዜማ
    ይበል ግጥሚ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ ቡሉጸይ

  • @solomonhabte6235
    @solomonhabte6235 ปีที่แล้ว +4

    ባዕላ እወ ህግደፍ ጸረ ኤርትራዊ
    ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስራሕ ንኡሰይ

  • @rahwagezana
    @rahwagezana ปีที่แล้ว +4

    መዳ ዓርከይ እምቃዕ ብሰላም መጻኻ መዳ ጡዑም ድሃይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yosiefmelake9956
    @yosiefmelake9956 ปีที่แล้ว +2

    Meda eti emun wegeney zeytelm zeykhd bxay meneseyat xbuq srah be proud my hero ❤❤❤

  • @sham316
    @sham316 ปีที่แล้ว +9

    ደራፋይ ጥራይ ምባል ይዉሕደካ ኢዩ መዲኖ😊
    ሙሴ ናይዚ ዘመን❤

  • @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
    @ሳሚሳሚ-ዀ9ተ ปีที่แล้ว +2

    እወ ንሳ እታ እከይ ስርዓት እከይ ውድብ ጸሓታሪት ሓዊ ንሳ እያ ጸላኢትና ንሳ ጠንቂ ናይ ስደትና ክንስዕራ ኢና ድማ መንእሰይ ግን ድሉው ዲካ በረካ ወሪድና ክንቃለስ

  • @WiztE9n-cl5qv
    @WiztE9n-cl5qv ปีที่แล้ว +5

    መዳየ እን ኳዕ ብሰላም መፃኻ ለባመይ ኣብስራሓካ ኣሳልጦ ይምነየልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ ካ ፈጣሪ🙏

  • @kisanetkidane4012
    @kisanetkidane4012 5 หลายเดือนก่อน +1

    ግጥሚ ናይዛ ደርፊ ንዘስተንተን ኡፍፍፍፍ ዝገርም አዩ great song 👌

  • @mnbarmalet3996
    @mnbarmalet3996 ปีที่แล้ว +3

    ዝተፈጥረ ይፈጠር ኣነ አንዴ ከይደዮ አሳ ትዕደዮ 😢😢😢 ❤❤❤❤ መዳ ቡሉጽ መንአሰይ

  • @tomisaka-j6u
    @tomisaka-j6u 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    meditey

  • @ንፋቐርእሞክንሰማማዕ
    @ንፋቐርእሞክንሰማማዕ ปีที่แล้ว +8

    መዳ ጎይታ ጥበብ ❤❤❤ ንበር እስከ ኑኡሰይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @zowdi810
      @zowdi810 ปีที่แล้ว

      He is laiy and wayana 😢😮😮😢

  • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
    @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ ปีที่แล้ว +12

    welcome ነኡሰይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ from tigray ኣጆና ክሓልፍ እዩ ኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ልቭያ ትግራዋይ ኣብ የሜን ዝተረፈ ኣብ ዓድ ዘሎ ከዓ ብጦርነት ንሃልቅ ኣለና መንእሰይና ተወድኡ እዝ ህዝብና ግን ማኣዝ እዩ ክዓርፍ❤😥😥

    • @Speacefull
      @Speacefull ปีที่แล้ว

      🥺🥺🥺💙💙💙🙌

  • @MeleyEri
    @MeleyEri ปีที่แล้ว +1

    Hapale belya iy zemenu Meda hawey jigna BN nqdmit 💙🌿✊🏾

  • @milanerina4454
    @milanerina4454 ปีที่แล้ว +7

    መዳ ንኡሰይ ናይ ውሽጠይ ስምኢት ገላጺ እድመን ጥናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤

  • @tesfay10
    @tesfay10 ปีที่แล้ว +2

    Wedi Ery jigna Xbuk srah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kingyemane2854
    @kingyemane2854 ปีที่แล้ว +9

    Meda nusey❤መሲልዋ ከሙኡ ኢለ ዝሓድር ምስ ሕማመይ ደቂሰ ዝሓድር።

  • @HenokTeklay-s6l
    @HenokTeklay-s6l ปีที่แล้ว +2

    Nice one thanks

  • @hermongebremichael3903
    @hermongebremichael3903 ปีที่แล้ว +3

    Ni wedi tkabo ende ab flsfina gtmi zedniko nere nusey gn beka kalay wedi tkabo eka nay nbrelna nusey 💙💙💙💙💙

  • @robielcom
    @robielcom ปีที่แล้ว +21

    ስንክስታር ዝኮነት ደርፊ ኣሎ ዶ ከማይ ጌሩ ንመዳ ዘድንቅ ብተግባር እንበር ብኣፍ ሃተፍተፍ ዘይብል ናይ ዘመነይ ሞዴል መዳየይ ናተይ ❤❤❤

  • @TeslaTekeks
    @TeslaTekeks ปีที่แล้ว +8

    ብሉጽ ስራሕ ሕጅዉን ወዲ ሓፍቲይ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @samorakidane
    @samorakidane 2 หลายเดือนก่อน +1

    🎶ባዕላ🎶
    ዘይ ውርዝይቲ ኩሉ ዘኽፍኣላ
    ቅርዓት ወጽያ ደርብያ ክዳና
    ከይደነነት ግብራ ክይበልዓ
    ኣንቃዕሪራ ክሳዳ ኣቕኒዓ:
    ኣይሓረኹን ምስኣ ክቕኒ
    ነቢረ ግን ሕመቐይ ሒዙኒ::
    ድላያ'ምበር ድላየይ ኣይኮነን
    ኣይደልኹን ምስኣ ክቑረን
    ኩሉምሉ... ብዕላ....
    ምስ ጠለመት ተጠሊመ'ኮ በለት
    ብሕመቐይ ሂበያ እንድየ ሕቖይ
    ንሳ'ዶ ሰናፍ ወርዊራትለይ ጭቁራፍ
    በታቲና ቤተይ ጌራቶ ዑና
    ክንዲ ይቕረ ትለኽየኒ ኣላ ዕረ
    ህህህ...ባዕላ.....ህህህህ
    ንሳ ዛ ንሳስ የብላን መለሳ
    ደንጽዩኒ ኣሎ ኣነ ናይ ዋሕሳ
    ብዘይ ትርፊ ብዘይ ገለ ኣበል
    ንሓቂ እምበር ንሓሶት'ዶ ዋጋ ይኽፈል:
    ንሳስ ከምኡ ንሱዩ ክእለታ
    ገሪምኒ'ሎ ኣነ ናይ ዓጀብታ
    ንሳ ክትፈቱ ደርባዪ ፍትፍቱ
    ኣንጻር ውሽጣዊ ረብሓታቱ ምንባሩ ኮንቱ:
    ተውሳኹ ስደት ተውሳኹ ሳህራ
    እንታይ ጌሩ ባሕሪ ንሳ እከይ ግብሪ
    ንሳ ተጻይ ፍቕሪ እዛ ጻሕታሪት ሓዊ
    ኣብ ዓዲ ጏና ኣብ ላምባዱዛ ኣብ ምድረ-በዳ ከፊለ እንድየ ዋጋ
    ኣብ ሑጻ ሃልሃልታ ብሓለንጊ ናታ
    ኦኦኦኦኦ....ኦኦኦኦኦኦ
    ባዕለይ ዝኸድክዎ ምሰንደደትኒ
    ሳህራ'ዶ መጺኒ.....
    ባዕለይ ዝኸድክዎ ምሰቑረረትኒ
    ባሕሪ'ዶ መጺኒ...
    ኣነንድየ ክይደዮ ገጽ ክሊኣትኒ
    ጏና'ዶ መጺኒ:
    ዝተፈጥረ ይፈጠር
    ኣነንድየ ክይደዮ ንሳ ትዕደዮ
    🎶🎶🎶🎶
    ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ
    ወዮ ሓባል ሓብል ኢላትኒ
    ፈትየ'ዶ ኾይነ ምስኣ ክቕኒ
    ሕመቐይ እምበር ፍቕራ'ዶ ሒዙኒ
    መሲልዋ ከምኡ ኢላ ትነብር
    ምስ ሕማመይ ቀሲነ ዝሓድር
    ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ
    ወዮ ሓባል ሓብል ኢላትኒ
    ባዕላ ድሂላ ኣእጋሪይ ቆጽያ
    በይና ተቐዳዲማ
    ባዕላ ቀዳመይቲ ወጽያ:
    ባዕላ ፈብሪኻ ለቢሳቶ
    ንዓለባ ልበይ ከሰል ከዲናቶ
    ባዕላ ነጊሳ ኢላ ጠሊምኒ
    ክጅምር ከሎስ ፍቕራ'ዶ ኔሩኒ
    ኣኽሊል ሓቂ ክቡር እዪ ዋግኡ
    ክስዕሪ'የ ኣብ ቅርዓት
    ክኸውን'የ ዋንኡ
    ኣኽሊል ሓቂ ግን ክቡር እዪ ዋግኡ
    ዝኽፈል ከፊለ ክኸውን'የ ዋንኡ::
    ……….🎶🎶🎶🎶…….
    Thank You Meda ❤❤

  • @jonasbereket5440
    @jonasbereket5440 ปีที่แล้ว +3

    መዳ ኑእሰይ ናይብሓቂ ብሉጽ ስርሕ❤
    ኣበይ እሞ ይርድኦም እዞም ባራዩ

  • @saymonermias
    @saymonermias ปีที่แล้ว +4

    ቃልሲ ነዊሕ እዩ፡ስንቂ ቃልሲ ኢኹም ብዓል ንስኻ መዳ💪

  • @hhhoh2251tahir
    @hhhoh2251tahir ปีที่แล้ว +4

    እንኳ ዳሓን መፃአካ መዳ ጎብዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ

  • @Seni1484
    @Seni1484 ปีที่แล้ว +2

    ንኡሰይ💙💙

  • @hermontekle7860
    @hermontekle7860 ปีที่แล้ว +3

    What an amazing lyrics Meda, keep it up

  • @MicheleUkbay
    @MicheleUkbay ปีที่แล้ว +6

    መዳ ጎይታ ጥበብ ናይ ዘመና❤ ወዲኤ ካብዚ ንላዕሊ እንተይለካ ከይ ከብደካ😊

  • @MamiNatey-c2u
    @MamiNatey-c2u 11 หลายเดือนก่อน

    Good job bro kulu gzie blux ayttfeana tray nskas

  • @abelgirmay4428
    @abelgirmay4428 ปีที่แล้ว +6

    ስንክሳር ዝኮነ ግጥሚ ❤❤❤

  • @حاعنخطط
    @حاعنخطط ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ዛሓወይ ክናፍቅ እከለኩ ናትካ ደርፍ ሰምዐ ኣይፀግቦን

  • @saliholove101
    @saliholove101 ปีที่แล้ว +3

    ልዕሊ ግጥሚ ዜማ
    ልዕሊ ዜማ ኢዲት ኣሳእል
    ወዝ ድምጺ ኡፍፍፍ ንኡሰይ❤❤❤❤

  • @jontv6228
    @jontv6228 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ እዛ ዘይውርዝይቲ

  • @ሰይፈናይልበይ
    @ሰይፈናይልበይ ปีที่แล้ว +3

    ኩሉ ግዜ በቃ ቡሉጽ መግለጺ ይሳኣነካ ንዓኻ ዝከውን ቃላት መዳ❤❤

  • @AsmeromZeray-q4o
    @AsmeromZeray-q4o ปีที่แล้ว +2

    አንቃዕ ብድሓን መጻኣካመዳ ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ የብለይ ዕድመን ጥዕናን ይሓበካ ፈጣረ❤❤❤❤❤❤

  • @awetalem4748
    @awetalem4748 ปีที่แล้ว +3

    ናትና እዩ እዚ ግዜ ንኡሳተይ መዳ መዘና እዚ ግዜ ብሉጽ መንእሰይ ✌️👌 ኣብ ዓድና ከም ልብና ንብሎን ንነብሮ ናብራ ኣይክነውሕን እዩ ንወደብ ንኡሳተይ 💪💙💙💙

  • @hermonataklti
    @hermonataklti ปีที่แล้ว +2

    Meda ylal tebaetay srah cause i love it

  • @humanbing-kb1ir
    @humanbing-kb1ir ปีที่แล้ว +1

    Wowow gelaxit hedma meda hawey thanks kebur bexay

  • @Naxitey
    @Naxitey ปีที่แล้ว +7

    መዳ ማዓረይ ኣባካ ዘለኒ ኣድናቆት ገሊፀ ኣይዉደኦን
    ኑኡሰይ ጅግና ቀፅሎ ሓፍትካ ካብ💛⭐️❤️

  • @mulueabrhaley2441
    @mulueabrhaley2441 ปีที่แล้ว +2

    ንእሰይ ከም ዕድመኻ ዘይኮንካስ ከም ኣቦኻ መን ክዳረክ ንዓኻ ❤❤❤

  • @nebayestifanos7246
    @nebayestifanos7246 ปีที่แล้ว +8

    You deserve more subscribers, this is a masterpiece!!!

  • @tedroszerazghi1234
    @tedroszerazghi1234 ปีที่แล้ว +1

    Appreciate meda kndi milionat Artist

  • @ዊነርwinnermedia
    @ዊነርwinnermedia ปีที่แล้ว +5

    Meda is the best singer of the time. It is a very nice song. You are a person made for art. Keep it up

  • @tesfamariambein2545
    @tesfamariambein2545 6 หลายเดือนก่อน

    King of the generation meda my Brother

  • @EfremZeray-q8j
    @EfremZeray-q8j ปีที่แล้ว +4

    ብሕመቅና ዓድና ሂብናያ ሕቆና 😢

  • @tesfahiwetyemane3964
    @tesfahiwetyemane3964 ปีที่แล้ว +1

    መዳ ተውለ ይበል ግጥሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ:

  • @Tesfa177
    @Tesfa177 ปีที่แล้ว +23

    ተውሳኩ ስደት ተውሳኩ ስህራ እንታይ ጌሩ ብሕሪ እዛ እከይ ግብሪ ንሳ ተጻይ ፍቅሪ እዛ ጽሓታሪት ሓዊ ኣብ ዓዲ ጋና ኣብ ላፓዱዛ ኣብ ምድረ በዳ ከፊለ ኢንዴ ዋጋ ኣብ ሑጻ ሃልሃልታ ብሓለንጊ ናታ። welkom meda 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @atakltitafere5687
    @atakltitafere5687 ปีที่แล้ว +2

    Nberged nhedu kea tetderfelom azyu xbuq neyru meda 💙💙💙💙😊

  • @adikeihbeautiful7654
    @adikeihbeautiful7654 ปีที่แล้ว +3

    Well come 🎉 ፈተውቲ መዳ like 👍

  • @HermonBeraki-f9c
    @HermonBeraki-f9c ปีที่แล้ว +1

    Ya Nska sebay eka so good thanks ❤❤❤❤

  • @mommommommom9907
    @mommommommom9907 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብስላም መፃእካ መዳየይ ባዓል ጥዑም ድምፂ ❤❤❤

    • @DenaytAngesom
      @DenaytAngesom ปีที่แล้ว

      💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @rhstifqr7724
    @rhstifqr7724 ปีที่แล้ว +2

    Meda shikor hanti kabten zednqaka eye ❤nice music 👌❤️👑

  • @henokweldat6654
    @henokweldat6654 ปีที่แล้ว +8

    መዳ መግለጺ የብለይን ንዓካ ዝከውን ቃላት ዘድንቀካ ንኡስ ስነ ጥበባዊ ብፍላይ ናይ ውጹዕ ህዝብና ትደርፎ ከም ስርዓት አዩ ንብዓት ዝስዕረኒ ብዝኮነ ቀጽሎ ደገፍቲ መዳ ፍቅርኩም ግለጹለይ❤❤❤❤❤❤❤❤ርገጹኒ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🎁🌎

  • @mekonenWata
    @mekonenWata ปีที่แล้ว +1

    ማዳ ዓርከይ ጅና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ

  • @Sami_Funti
    @Sami_Funti ปีที่แล้ว +3

    ሰሪ ጽንተትና ፡ስደትና፡ሕሰምና ኮታ ኩሉ ሓቢእኻ ዘይሕባእ ህልው ሃልዋትና ንሳ ባዕላን ኣዳኸርታን ምኻና ደብተርካ ቀሊዕኻ ብርዕኻ ኣንቢዕኻ ''ንመዛኖይ እንኮ ህግደፍ'' እያ 'ታ እንኮ ቁርዲድካ ምባልካ ፡ ዝቐሃመ ተስፍያ ሂወት ይሰኩዕ ኣሎሞ ሃየ ደጊምካ ሓንጥጥ ዘይም ወገነይ ።
    ተውሳኹ ስደት ተውሳኹ ሳህራ
    'ታይ ጌሩ ባሕሪ ንሳ እከይ ግብሪ
    ንሳ ተጻይ ፍቕሪ፡ ጻሕታሪት ሓዊ
    ኣብ ዓዲ ጓና ላምፓዱዛ
    ኣብ ምድረበዳ ከፊለ 'ንድየ ዋጋ
    ኣብ ሑጻ ሃልሃልታ ብሓለንጊ ናታ

  • @ይቅሬታነብሰይይቅሬታነብሰ
    @ይቅሬታነብሰይይቅሬታነብሰ 4 หลายเดือนก่อน +1

    Good jo

  • @miremeles4960
    @miremeles4960 ปีที่แล้ว +3

    nice to see you again mada Legende 🧢💎💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @NaniOg-j4g
    @NaniOg-j4g ปีที่แล้ว +1

    Meda entay aynet seb eka beka kulu nay wushtey ❤❤❤

  • @natitiboy9069
    @natitiboy9069 ปีที่แล้ว +3

    ስደትና ዪሕጽረልና ፈጣሪ🙏

  • @BerihKibrom
    @BerihKibrom ปีที่แล้ว +2

    Meda nusey ናይ ብሓቂ እየ ዝድንቀካ ኣብ ሓቂ ምህላውካ ቀጽሎ ንኩሉ ጌዜ

  • @dc8625
    @dc8625 ปีที่แล้ว +4

    ቃላት የብልናን ናይ ሓቂ ብሉጽ ኢካ 😢

  • @BiniamTeame-mm9xp
    @BiniamTeame-mm9xp ปีที่แล้ว +2

    መዳ ብጣዕሚ ደስ ጥብል እንቃዕ ብሰላም መጻካ ❤❤

  • @Merana10632
    @Merana10632 ปีที่แล้ว +5

    መዳተይ ሰማዒ ናይ ውሽጠይ💙💙💙💚💙💙💙❤️

  • @teweldehaile3776
    @teweldehaile3776 ปีที่แล้ว +3

    Great job as always

  • @bashayyehdego9074
    @bashayyehdego9074 ปีที่แล้ว +2

    Medhanie G/ Medhin Nice music Anbesa eka

  • @HabenYemane1
    @HabenYemane1 ปีที่แล้ว +12

    መዳ ሓወይ ከምቲ ሉሙድ ጽፉፍ ስራሕ፡ ከም ርኢቶ ንዝመጽ ስረሓትካ ግጥሚ ኣብ ታሕቲ እንተትጽሕፈሉ ዝበለጸ💙💙💙

  • @Hanimengesha
    @Hanimengesha ปีที่แล้ว

    ኣቱም ሰባት እንታይ ኢለ ከም ዝገልጾ እየ ኮ ጠፊኢኒ ናይ ብሓቂ እዩ ኑኡሰይ ክብሃል❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ባዕሉ

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 ปีที่แล้ว +2

    ፅቡቅ ስራሕ ንኡሰይ ❤❤😍🙏

  • @goytomteweldebrhan4222
    @goytomteweldebrhan4222 5 หลายเดือนก่อน +1

    መዳ❤❤❤ተባዕታይ

  • @semerehaile6817
    @semerehaile6817 ปีที่แล้ว +6

    🎉መዳ በዓል ብሩህ መጻኢ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ👌

  • @WestGalilee
    @WestGalilee ปีที่แล้ว

    Best music of 2023 i have ever listened thank you meda

  • @geni581
    @geni581 ปีที่แล้ว +3

    መዳ ኑኡሰይ ብሉፅ
    ፅቡቅ ስራሕ💙👑

  • @haben524
    @haben524 ปีที่แล้ว +4

    Great job 💙💙💙💙

  • @habtomtesfamariam1959
    @habtomtesfamariam1959 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww bulux mensyyy edemenn tenann yhabka nusy anbsawa❤️❤️❤️❤️

  • @frehayele5091
    @frehayele5091 ปีที่แล้ว +4

    ንማዳ ከይደንቕካ ክሕለፍ ከቢድ’ዩ።💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @berketgebriel5597
    @berketgebriel5597 6 หลายเดือนก่อน

    Meda shikor tiemti derfi.

  • @EmaShow
    @EmaShow ปีที่แล้ว +15

    0:35 ኣይሓረኩን ምስኣ ክቅኒ
    ነቢረ ግን ሕመቀይ ሒዙኒ 😢 0:54 ምስጠለመት ተጠሊመ ኮ በለት ብሕመቀይ ሂበያ እንዲየ ታ ሑቆይ ባዕላ መዲተይ ኩሉ ጊዘ ምስ ኮራኩ እየ ብኣካ ❤

  • @titigaltigray
    @titigaltigray ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብድሓን መፃኻ መዳን ሓወይ ኩሉ ግዜ ስራሕኻ ታሃራፍይ እዩ ንኡሰይይይይ

  • @hadageeuamlakey
    @hadageeuamlakey ปีที่แล้ว +6

    Wow Great job❤❤❤🎉