ሰብ ክልተ ዓለም_7ይ ክፋል _seb klte alem tigrigna series Dram part 7 (FULL)2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 835

  • @Awuchetube
    @Awuchetube  7 หลายเดือนก่อน +180

    ሰላም ሰላም ቤተሰብ ሃናፂ ዝኾነ ሪኢቶኹም ኣይፈለየና ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ 😍🙏

    • @Tige-zs4og
      @Tige-zs4og 7 หลายเดือนก่อน +2

      ይፈትየኩም💝 የ💛 my tigaruwey♥😍👑

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 7 หลายเดือนก่อน +2

      ተጋሩዋይ ይመቸይኩም ካብዚ ልላዕሊ ቀፅልሉ❤❤❤❤
      ደራሲ ዓዉቻ. ፅቡቅ እንዲካ. ነገር ግን. ደካ ከምዚ ትሕቲ ኩሉ. ኣይትግበሮ
      ማለተይ. ሰሪሑ ከም ዝቅየር. ከም ዝዕዎት. ግቦር
      ኣደናቂትኩም. ካብ. ስዑዲ. ጋል ትግራይ

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 7 หลายเดือนก่อน +1

      በተለይ ፍሊ. እና. ሳይሙን ፍቅርኩም ከይተቃርፅዎ. ❤❤❤

    • @mikelebaraki5269
      @mikelebaraki5269 7 หลายเดือนก่อน +1

      ጎባዛት ኢኹም ቀፅሉሉ እሞ ሓደ ሓሳብ ግን ኣላ ንዓይ ዘይዓጀበትኒ
      ንጉስ ሒዙዎ ዘሎ ካራክተር ፈፂሙ እዩ ዘይስሕበካ ማለት ከምዚ ጨካን ግን ካዓ ሕድገት ገባሪ ዝዓይነቱ እንዲዩ ዝዋሳእ ግን ኣይተላበሶን ። ምስ ይቅርታ

    • @GxhfgVxhfhi
      @GxhfgVxhfhi 7 หลายเดือนก่อน +1

      😊

  • @Tigrayadey-c3k
    @Tigrayadey-c3k 7 หลายเดือนก่อน +228

    ኣድነቅቲ ዓዉቾ እስኪ ላይክ ሃቡኒ❤

    • @GoGogle-lp2iv
      @GoGogle-lp2iv 7 หลายเดือนก่อน

      🙌😊😊

    • @eyutubeእዩይቱብ
      @eyutubeእዩይቱብ 7 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ🤲

    • @GshShh-mz5xi
      @GshShh-mz5xi 7 หลายเดือนก่อน +1

      ኣለና❤

    • @EtrYydf
      @EtrYydf 7 หลายเดือนก่อน +1

      ንኩሎም ኢና ነድንቆም

  • @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
    @ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 7 หลายเดือนก่อน +87

    እንኳዕ ንዓመታዊ ክብረብዓል ቅዱስ ሚካኤል 12 ሰነ ኣብፅሐኩም ደቂ ተዋህደዋይ ❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ፈጣን ረድኤቱ ኣይፈለየና🙏
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @-jh2ft
      @-jh2ft 7 หลายเดือนก่อน

      Amen 🙏🙏🙏

    • @cutebaby2638
      @cutebaby2638 7 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤

    • @tegReay
      @tegReay 7 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤🙏🙏🙏🌿🌹

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 7 หลายเดือนก่อน +139

    ከምዚታት ፊልሚ ናትና ነማዓብል 💛❤️
    ናብ ጎረቤትና ተከድናሲ ዳፀረፉና ተጋሩ ሰስኑ ተፋቀሩ🙏ምሳይ ትስማዓምዑ ንልድያ ተደንቁ👍

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

    • @YaDu-q6q
      @YaDu-q6q 7 หลายเดือนก่อน +1

      መን ክዲኢልኪ

    • @MahiAberahaley-qh9oc
      @MahiAberahaley-qh9oc 7 หลายเดือนก่อน

      @@YaDu-q6q ቀንጠብጠብ😅😴

    • @MahiAberahaley-qh9oc
      @MahiAberahaley-qh9oc 7 หลายเดือนก่อน

      @@ትዕግስቲዩቱብCanal 💓❤️💛እሺ ጋል ሪመይ

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ኣሕዋትና ነተባብዕ🙏
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍

  • @ዓሳድራያTUbe
    @ዓሳድራያTUbe 7 หลายเดือนก่อน +124

    ኩሉኩም ተከታተልቲ ሰብ ክልተ ዓለም እንካዕ አብፀሐኩም አብፀሐና ዓመታዊ ንክብረ በዓል ቅዱስ ምካኤል ካብ ክፉእ ነገር ይሓልኹም አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትዕግስቲዩቱብCanal
    @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน +108

    ተጋሩ ኣሕዋተይ TDF እየ 10K ኣእትውኒ ስብስክራይብ ሓብሪና ንዕበ🙏💛❤️🌹

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ ንስኺ'ለ ግበርለይ ንደማመር 😍

    • @RahelGebrehwet
      @RahelGebrehwet 7 หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ ዝያዳይ ደምርኒ ምቅርተይ

    • @ሜሪ-ሠ6ጘ
      @ሜሪ-ሠ6ጘ 7 หลายเดือนก่อน

      ለመን ኢልናዬ🎉❤ እሺ❤❤❤❤❤❤

    • @ግዜ-ቘ6ጘ
      @ግዜ-ቘ6ጘ 7 หลายเดือนก่อน +1

      ክገብር ከይደስ ገይረልኺ ፀንሕ😂

    • @meadihabesha9022
      @meadihabesha9022 7 หลายเดือนก่อน +1

  • @Negii-s6j
    @Negii-s6j 7 หลายเดือนก่อน +44

    ን ጅግና ዓዉቾ ጋውና ዜኑን ትፈትዩ👍❤

  • @GalGerye-em2fp
    @GalGerye-em2fp 7 หลายเดือนก่อน +32

    እንኳዕ ንሊቀመላእክት ቅዱስ ሚካኢል ዓመታዊ ክቡር በዓል ብሰላም አብፀሐና ተጋሩዋይ ሓንጎል መሕረር ሳይሞነይ ፊለይ ምስ ሊዱ ዝፈቲ❤🎉

  • @TediHazard
    @TediHazard 7 หลายเดือนก่อน +42

    ኣድነቅቲ ዜኒ እሰቲ ላይክ ግጨዩና❤

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 7 หลายเดือนก่อน +24

    ሳይሞኒ ብዓለ ትዕግሥት ❤

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 7 หลายเดือนก่อน +27

    ያ ብእነት ተጋሩ እኮ ኣይትድገሞን ኣነስ እስካብ ትመጽእ ብሃንቀዊታ እዩ ዝጽበያ ❤ ዝሓለፍናዮ ሂወት ተዛካኽረኒ 😢

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi 7 หลายเดือนก่อน +19

    ዓውቻየይ ለባም። ድካይ ለባሚይ እግዚአብሔር ዝፈትዎ❤❤

  • @ShyfutBdhf
    @ShyfutBdhf 7 หลายเดือนก่อน +18

    እንኳዕ ሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤🥰 ሊደይ ግን ናይ ሳይሞን ሓቂ ክትፈልጦ ኣለዋ ትብሉ እስከ❤ ሓንጎል ግን🤐

  • @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ
    @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ 7 หลายเดือนก่อน +22

    ፊሊይ ሳይሞኒይ ዕርክነቶም ደስ ክብል🥰🥰

  • @AbuAser-m5u
    @AbuAser-m5u 7 หลายเดือนก่อน +13

    ዋዉ ማሩያምን ዛ ደራማ መግለፂ ሲኢነላ ንፉዓት ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ ናተይ😍

  • @Mesi-k16
    @Mesi-k16 7 หลายเดือนก่อน +11

    ብሓቂ ፅባሕ ካሊእ መዓልቲ እያ ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ሳይሞነይ❤ተስፋ ከይትቆርፅ ብቻ ሓንጎል ግን ግደፍ😂

  • @ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ
    @ተመሰገንኣምላኬ-ዸ8አ 7 หลายเดือนก่อน +34

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቅ ሓለል መሬት እንኳዕ ኣብፀሐና ናብ ዓመታዊ ክብር ባዓል ቅዱስ ሚካኤል ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +45

    ተመሰገን ኩሞንቲ ብድንግላ ቃድሞወይቲ ባዓለይ አንኮዕ ብሰላም መፂኣኩም ዝፈትወኩም ሰብ ክልተ ዓለም ተጋሩዋይ ድሕረይ ዝመፂኣኩም ላይክ ገብር ተጋሩ ዓይነይ👌💋🙏

    • @Selugaltigray
      @Selugaltigray 7 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወላላይ🎉🎉🎉

    • @Jsjs-qt4fs
      @Jsjs-qt4fs 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤

  • @TsritGoytom-ro8nm
    @TsritGoytom-ro8nm 7 หลายเดือนก่อน +40

    እንኾዕ ብሰላም መጻኩም ❤❤❤
    ንዓዉቹ ዝፈቱ ለይኹ❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ለይክና😊
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @eyutubeእዩይቱብ
      @eyutubeእዩይቱብ 7 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@brhanzetigrayገይረልኪ መልሲ🤲

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      @@eyutubeእዩይቱብ እሽኒ

  • @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ
    @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ 7 หลายเดือนก่อน +42

    ኣነ ዝገርመኒ ግን ሓደ ሰብ ድኻ ስለ ዝኾነስ ትሕቲ ሰብ ከመይ ገይሩ ክኸውን ይኽእል ማለተይ ፈጣሪ ክፈጥረና ተሎኮ ማዓረ ገይሩ እዩኮ ፈጣሪና ካቡኡ ካኣ ድኻ ኣታሓሳስባ ሃይሃልየኒ እምበር ናይ ስእነት ነገር ግን ንኹሉ ግዜ ኣለዎ።✍️🥰😒

    • @khngkhan7289
      @khngkhan7289 7 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ ይገርም እዩ

    • @FgfffHy
      @FgfffHy 7 หลายเดือนก่อน

      ዓለም ሓሳዊት ስለ ዝኮነት እያ❤❤❤❤ እበይ ደካ አእምሮ አይሃልካ እበይ ገዘብ ጠፋኢ መፃኢ እዩ❤❤❤ ስለዚ ነስተዎዕል❤❤❤

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 7 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ. ይገርም😮😢

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 7 หลายเดือนก่อน +1

      ክንደይሞ ዘይአሕለፍን ግዜ ግን ናይ ብሓቂ ይቃያይርዩ❤

    • @sendayowlegebrial4195
      @sendayowlegebrial4195 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@HhBb-lr4tnለዛ ኮእዮም ሰብ 2 ዓለም ዝብል ርእሲ መፈለምታ ዝገበሩ ብጣዕሚ መሳጢትን ማሃሪትን ጥበቡ የብዘሐልኩም ዞምአሕዋትና❤🥰🙏

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um
    @HappyBulldogPuppy-pk7um 7 หลายเดือนก่อน +20

    ጡዑም ግዜ,, ግዜ ትምርትቤተይ አዘካኪራህኒ ብጣዕሚ'የ ፈቴያ ❤❤እስካዕ 6 ትበፅሕ አይራእኩዋን ነይረ ግን ጀሚረ አርኪበኩም ቀፅሉሉ,,,,,,,❤❤❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @SaddsCZx
    @SaddsCZx 7 หลายเดือนก่อน +8

    ዋይ በስመኣም ቱማእከሎም ከይኑ ዘባእሰሞ ዘሎ ቆልዓ ግን ከፍርሐካ ኡፍፍ እመብርሃነይ 😊

  • @SalamSalam-gb7tx
    @SalamSalam-gb7tx 7 หลายเดือนก่อน +18

    ንዓውቸ ና ዘይኑ ክፎትዮም❤

  • @SemiraAbirahim
    @SemiraAbirahim 7 หลายเดือนก่อน +2

    ፍልዋይ ዕርክነትኻ ዋውው ንሳይሞን ዘለካ ክብሪ❤❤❤❤❤

  • @SalamHani-u5y
    @SalamHani-u5y 7 หลายเดือนก่อน +13

    ሓንጎል ሕማም ርእሲ😊 ብቻ ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ሽኮራት ❤❤❤❤❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @Selam62420
    @Selam62420 7 หลายเดือนก่อน +30

    ሰላሞ ኣድነቅቲ ሰብ ክልተ ዓለሞ ላይክ ርገፀ ሰብሰከራይብ ርገፀ❤🙏

  • @DanielZewde-f2w
    @DanielZewde-f2w 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዋውውውውውው ❤❤❤❤ሙሉእ ዕድመ ይሃብኩም ደቂ ሪመይ❤❤❤❤
    ደሞ ሓንጎል ግና 😂😂😂😂
    ልክዕ ሓንጎል ናብ ዝምችዎ ዝጎዓዝ 😂

  • @mጓልዓድጉደም
    @mጓልዓድጉደም 7 หลายเดือนก่อน +9

    አሰይ አሰይ ደቅ ትግራይ❤❤
    ናይ ሓንጎል ግን ሓንጎሎሞ ከወፅኦሞ አዩ😂😂😂

  • @TesgHed
    @TesgHed 7 หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ ናብ ክብረ ባዓሉ ቅዱስ ገብሪኤል ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና

  • @hymiyoutubechanel6651
    @hymiyoutubechanel6651 7 หลายเดือนก่อน +22

    ዓዉቻየይ❤ ሊድያ❤

  • @kibromSemere-gh6wz
    @kibromSemere-gh6wz 7 หลายเดือนก่อน +9

    ምንም ክብል ኣይኽአልይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቡኡነት ሓጆኹም ኣሕዋት❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ ናተይ😍

  • @HhdGhjd
    @HhdGhjd 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዓዉቻ ግን ኣሕዚኑኒ ድራማ ምካኑ ናፈለጥኩስ ኡፍፍፍፍፍፍ 😢❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SAs-pn7cb
    @SAs-pn7cb 7 หลายเดือนก่อน +1

    ውዋ ኣጆኩም ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩዋ♥️♥️🇻🇳♥️🇻🇳♥️

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 7 หลายเดือนก่อน +13

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤

  • @GshShh-mz5xi
    @GshShh-mz5xi 7 หลายเดือนก่อน +6

    ተጋሩዋይ አንቃዕ ንዓመታዊ ክብረ ብዓል ቅዱሰ ሚካኤልሰነ12❤❤❤❤

  • @Haymiሀይሚ-q3f
    @Haymiሀይሚ-q3f 7 หลายเดือนก่อน +73

    ዓውቻ ዝትፈትው ሳፕስክራይፕ ግበሩኒ😢❤

    • @HiwiGaltigray
      @HiwiGaltigray 7 หลายเดือนก่อน +1

      ገይረ እየዋ ልቃሕ ይመለሰኒ 🙄❤❤❤❤

    • @EtrYydf
      @EtrYydf 7 หลายเดือนก่อน +1

      እምቢ ንኩሎም ኢና ንፈቱ

    • @Haymiሀይሚ-q3f
      @Haymiሀይሚ-q3f 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@HiwiGaltigray እሹኒ

  • @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ
    @ጸጉሽጓልኣቡነኣረጋዊ 7 หลายเดือนก่อน +20

    ኣጀኹም በርትዑ ተጋሩዋይ❤❤
    ልዲያዋይ ይፈትወኪ እየ😍
    እህ ከም ናኡድ ዝቦሉ ኣወዳት ግን ስለምንታይ
    ብሂወት ጓል ሄዋን ልጫወቱ💔🥺🥺

  • @GGKi-es7yi
    @GGKi-es7yi 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዋው ደስ ዝብል እዩ ቀፅልሉ ጠንክሩ ሓሪፍ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HyabHyab-z3u
    @HyabHyab-z3u 7 หลายเดือนก่อน +3

    ፊሊይ ሳይምነይ ዕርክነቶም ደስ ክብል❤❤❤❤

  • @ሰላም-ፈ5ጠ
    @ሰላም-ፈ5ጠ 7 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቅ ርመይ❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @Hayet-tesfay
    @Hayet-tesfay 7 หลายเดือนก่อน +21

    ኣቱም ምርጥታት ኣጆኹም በርትዑ ተጋሩ ኣሕዋተይ ሳብስክራይብ ላይክ ብምግባር እባ ነዕብዮም ምንም ንኻፍሎ ነገር እኮ የብልናይ ልኣቶም ግን ጥቅሚ ኣላታ እያ Please ኣቲኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ቱ ቪድዮ ኣይትርኣይዎ ምስ ይቅርታ 🙏

  • @kdsankds2141
    @kdsankds2141 7 หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ደቀ ሓላል መሬት እንኳዕ ኣብፀሐና ናብ ዓመታዊ ክብር በዓለ ቁዱስ ሚካኤል አሜን አሜን ኣሜን❤❤❤❤❤

  • @Aleko10
    @Aleko10 7 หลายเดือนก่อน +4

    ሓሪፍ ድራማ ኢዩ ግን ኣብ ሓደ ሓደ ነገራት ድራማ ይመስልሎ and more joke ክህሊ ይግባእ school life ከምቲ ኩሉና ንፈልጦ ኣብክላስ ሰሓቅ joke ምናምን ኢዩ እቲ ተስታዉሶ ነገር ኣብ ዚ ናይኩም ግን just ኣብ ፍቅሪና ኣብቲ ድክነት ነገር ብቻ ኢኩም focus ተገብሩ ለለኩም ንዓየ ክምተረኣየኒ ብልተረፈ ሓሪፉቀፅልሉ ❤❤❤❤

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 7 หลายเดือนก่อน +7

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤ኣድነቅቲ ዓዉቼ👍❤

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183 7 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ድሓን መፃኹም ❤እንኳዕ ንዓመታዊ በዓል በዓል ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ኣብፀሐና👏መልኣኩ ቅዱስ ሚካኤል ዓድናን ህዝብናን ሰላም የውርደልና🙏💒👏❤

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 7 หลายเดือนก่อน +6

    waw ደቂ ማማ ትግራይ ናደመቀት እያ ትከድላ ደቂቃ ለ ኩሉ ግዘ ሀም ናሎሚ ትኩነልና✌️♥️💛
    ኣድነቅቲ ሳይሞን ኣለኩም ዶ ለለ ኩሉኩም ጎቦዛት ኢኩም በብዝተዉሀብክምዎ ካራክተር♥️💪

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 7 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ሙቁራት ዓወቸዋይ ጎይታ ዓቅሊ❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 7 หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
    ኣደናቂት ዓዉቻ. እየ. ይበል ደርሰት ጀግና❤❤❤❤

  • @xhv5054
    @xhv5054 7 หลายเดือนก่อน +15

    _ዓዉቹ ግን ኣሕሕ ወድነይ 😢_

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 7 หลายเดือนก่อน +1

      ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @xhv5054
      @xhv5054 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@ትዕግስቲዩቱብCanal _እሸኒ ክብረተይ እግዚአብሔር አምላኽ የክብረለይ_

  • @Hayet-tesfay
    @Hayet-tesfay 7 หลายเดือนก่อน +10

    ዜኑ 😂😂😂 ኣብ ክላስ ጅግና ኣብ ደገ ግና ንጉሰይ ንጉሰይ😂😂

  • @Mhkldhjd
    @Mhkldhjd 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሓንጎል ጉዳይ ሓዊ ኣትይላ ንንጉስ ትኩን ንግስቲ😂😂😂 ደቂ ትግራይ ጽብቅቲ ፍልም ካብ ኤርትራ ብሩካት በርትዑ ዓዊታ ንፉዕ ደራሲ ብሮይ ኣጆካ ❤❤

  • @ራከቭDc
    @ራከቭDc 7 หลายเดือนก่อน +26

    ጽቡቅ ስራሕ በርትዑ ግን pls ኣምሓርኛ ኣይትሕወሱ ጽሩይ ትግርኛ ተዛረቡ ባዓል ብቻ ያው አንዳያው ዝብሉ ቃላት ኣይትጠቀሙ የሕዋት አዚ ክብል ከለኹ ግን ኣምሓርኛ ስለ ዝጸላአኹ ኣይኮነኩን ኸማን ኣምሓርኛ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈቱ ግን ኣምሓርኛ በይኑ ክትዛረቦ ኢዩ ጥዑም ትግርኛ ካኣ በይኑ ናይ ኻሊአ ከይሓወስካ ክትዛረቦ ኢዩ ጥዑም so ነዚኣ ናተይ ሓሳብ አንተ ፈቲኩማ ኣብ ተግባር ክትዉዕል ተስፋ ይገብር ብዝተረፈ ግን ንፉዓት ኢኲም ❤️🙏

    • @HaniBani-ol8sq
      @HaniBani-ol8sq 6 หลายเดือนก่อน

      Nskale so aytbel😂

    • @ራከቭDc
      @ራከቭDc 6 หลายเดือนก่อน

      @@HaniBani-ol8sq ዓሕ 😂😂😂

    • @breyefkrsew5240
      @breyefkrsew5240 6 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ክቡር ሓውና ❤❤❤ቀፅ..

  • @Fskta
    @Fskta 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣድነቅቲ ሊድያ❤😊

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 7 หลายเดือนก่อน +14

    ሚጣ ባዓልኺ ንስኺ ኢኺ ናብ ጋሃነብ ትኣትዊ ዘለኺ ዘይትረዳኣኺ ዋ😢

    • @mmn-sy7vo
      @mmn-sy7vo 7 หลายเดือนก่อน +3

      ይገርም እዩ !! ሕደግያ ኽፉእ ዝሓስብ ሰብ ናብ ባዕሉ እዩ ዝግልበጥ : አስተውዕል እንተአቢልኻያስ ብዙሕ ተምህረኻ ዛድራማ

    • @RgbeyTirnh
      @RgbeyTirnh 7 หลายเดือนก่อน +2

      @@mmn-sy7vo ብጣዕሚ ቡዙሕ ትምህረካ በቲ ለ ትዝታ ናይ ቤት ት/ት ተዛኻኽረና ኣላ እና ክፍእ ንሩእሱ ጽቡቅ ንርእሱ ዝባሃል ባሓቂ እዩ እቲኣ ትሓልየላ እትኣ ክፍአ ትሓሰበላ ናይ ሰብ ነገር እየ ህያበይ

  • @Zzxzz123Rttt
    @Zzxzz123Rttt 7 หลายเดือนก่อน +3

    ኣዳመይ ናተይ የኔ🫅🫶❤ፁቡቅ ስርሕ ቀፅልዎ ተጋሩዋይ❤❤

  • @hntsaalem2736
    @hntsaalem2736 7 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤አብ ሰሙን ክልተ ግዜ ተዝኸዉን ክንደይ ምጠዓመ

  • @alameer4867
    @alameer4867 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ድራማ ቀፅልሉ ደቂ ሓላል ሜሬት💓💓💓
    ኣነስ ኣብዛ ድራማ ምሳካትኩም ተትሰርሕ ደስስስ ምበለኒ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢልኒ ዘሎ😊

  • @Jddj-jf8ok
    @Jddj-jf8ok 7 หลายเดือนก่อน +4

    ዓውቾ እና ፊልሞን ይመችኩም❤❤

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 7 หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩዋይ በርቱዑ አሕዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰😢

  • @NshsKd
    @NshsKd 7 หลายเดือนก่อน +1

    Awcho ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩዋይ ❤️💋ኣቡሽ ግን ኣቁስል ኣቢልኒ ብሳሓቅ 😘😘

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 7 หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ብሉጻት አሕዋተይ ❤❤❤❤
    እንኳዕ ንሊቀ መላእኽት ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል አብጸሐና ደቂ እመብርሃን ❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን⛪🙏
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @SarhSarh-x4p
    @SarhSarh-x4p 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ሙቁራት❤❤❤

  • @StylishHuman-jo7ly
    @StylishHuman-jo7ly 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዓውቸ ሓወይ ግን ኣንቢዕካኒ😢🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 7 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ሰላም መፃኩም ተጋርዋይ ፅርያት ዘርኢ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @አሉጋል70እንደርታ
    @አሉጋል70እንደርታ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ደስ ክትብል ምስጥ ላበለትኒ ትኸድ ኣላ 💚🫶ተጋሩዋይ ነተባብዓዮም 50K ኣብ ቀረባ ምዓልቲ ነእትዮም 🥺ለለ ለሙዓንት እኮ ዓመታዊ ክብረ ብዓል ሊቀ መልኣክ ቅዱስ ሚካኤል እዩ በብ ዘለናዮ ይሓልወና ተጋሩዋይ ❤🥀👏

  • @mezmurmariyam-ys7
    @mezmurmariyam-ys7 7 หลายเดือนก่อน +5

    ናፍቆተይ አንካዓ ብሰላም መፃኩም 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @ፍሪታጓል70እንደርታ
    @ፍሪታጓል70እንደርታ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋሩዋይ እንኳዕ ዳሕን መፃኹም ኣይ ሓንጎል በጃኻባ ኣይተናድደኒ

  • @Samri16
    @Samri16 7 หลายเดือนก่อน +11

    እንኮዕ ደሓን መፃኩም ኣሰተካኪልኩም ሰለ ዝመፃኩም ደማ ብጣዕሚ ደሰ ይብል❤

  • @ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ
    @ፀጋጓልተዋህዶ-ወ1መ 7 หลายเดือนก่อน +3

    ❤ክንደይ ደስስ ትብሉ ምቁራተይ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @mekrti
    @mekrti 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይ ሙቁራተይ ደቂ ዓባይ ትግራይ ❤❤💛💛💛💛❤️❤️❤️💊💊💊💊

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 7 หลายเดือนก่อน +14

    ሰላም ደቂ ዓደይ
    ከምዚ ከማይ ዶ ነቶም ንሳይሞን በቲ ትዕቢተኛ ቃላቶም ቀስሙ ዝሰብርዎ ዘለው ብሊዕሊኦም ኮይኑ ክሪኦ ከማይ ዝሃፀፀ ዶ አሎ 🥰🥰

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray 7 หลายเดือนก่อน +7

    ደቂ ሓልል መሬት ተጋሩዋይ ሙሩጻት ዘርኢ እንኳእ ብሰላም መጻኩም
    ኣነስ ናማን ናመሰለኒ ኣወተይ የመና ኣሕዚኑኒ😔
    ሓንጎል ርእስካ ቆጥ ከብለካ እየ ኣታ ሞሐንኮል

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ቆጥ 😄
      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @tsegagaltgray
      @tsegagaltgray 7 หลายเดือนก่อน

      @@brhanzetigray ክክክ ግበርለይ ንስኪምበይ ኣነማ ነዊሐ ገይረ ካብ ዝገብር ከይተብሃልኩ ናተጋሩ ዝኮነ ጥራሕ ላሓለፍኩ እየ ልገብር

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน +1

      @@tsegagaltgray ኣነ 'ውን ገይረልኪ ኣለኹ ፍትውተይ😍

    • @sendayowlegebrial4195
      @sendayowlegebrial4195 6 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

  • @ሰኒፅዮናዊት
    @ሰኒፅዮናዊት 7 หลายเดือนก่อน +3

    ዓውቾ ይመቸካ🥰 ሓንጎል ኤህ😊

  • @Mehari-r7j
    @Mehari-r7j 7 หลายเดือนก่อน +5

    waw ክትነፍዑ ኣጆኩም ቀጽልዎ ኣና ብሃንቀውታ የ ዝጽበያ ናትኩም filme ❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 7 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ ናተይ😍

  • @sarontewelde01
    @sarontewelde01 7 หลายเดือนก่อน +3

    ሓንጎልይ ኣቡሽይ ግን ናዛ ድራማ መማቕርቲ ደስ ክብሉ ህህ😂

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 7 หลายเดือนก่อน +4

    "ሰብ ክልተ ዓለም" ❤💛
    ዓወት ኪዳነማርያም ንፉዕ ደራሲን ዳይረክተርን ኢኻ።
    ኣዮኻ ቀጽለሉ። ✌
    ብጣዕሚ ንፉዓት ተዋሳእቲ። 👌

  • @HenokGerezgiher-s7g
    @HenokGerezgiher-s7g 7 หลายเดือนก่อน +1

    Gzye ba aytdenguyuna hawukum kam Emerica❤❤❤❤

  • @ቲጂጓልትግራይ
    @ቲጂጓልትግራይ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ተጋሩዋይ ቀፁሉሉ ሓንጎል ልባሃል ሰብ ግን 🙄♥️♥️

  • @Galwekromisyoutdif12
    @Galwekromisyoutdif12 7 หลายเดือนก่อน +1

    ይሞችኩም ተጋሩዋይ ቀፅሉሉ ❤❤

  • @haftomkidane
    @haftomkidane 7 หลายเดือนก่อน +2

    እዛ ዓለምና ኮ ከም በዓል ሓንጎል ዝበሉ ሰባት ምስ በዝሑ እዮም ሰላማ ስኢና ዘላ 😮

  • @FreweynlAedhenl
    @FreweynlAedhenl 7 หลายเดือนก่อน +8

    ይሞችኹም ተጋርዋኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @DenyTeam-ii7su
    @DenyTeam-ii7su 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆኩም ቀፅሉሉ ተጋሩዋኒ ንፋዓት❤❤❤

  • @Tige-zs4og
    @Tige-zs4og 7 หลายเดือนก่อน +2

    ይመቸኩም💛♥♥♥♥♥ ተጋሩዋይ💝💞

  • @Rahel-q4j
    @Rahel-q4j 7 หลายเดือนก่อน +4

    እዋይ ሓንጎል ለክባጥ😅ኣንታ ከመይ እዩ ዝክእሎ ዝወካዕካዕ😂

  • @Abrha-jr3de
    @Abrha-jr3de 7 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ዓዉቼ ለባም ኣጆካ❤❤❤❤

  • @SarahApadi
    @SarahApadi 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዝፈትወኩም ቡሉፁት ተዋሳእት ❤❤❤ሳይሞነይ😢😢

  • @ለምለም-ትግራይ
    @ለምለም-ትግራይ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኑጉሰይ ሓንቲ ሓፋስ ፅፊዒት ባ ፅፍዐለይ ንሓንጎል 😂😂😂

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti 7 หลายเดือนก่อน +1

    ቀጽልሉ ኣጆኩም ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
    @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋርዋይ ሰስንለይ❤❤❤❤

  • @AaAa-ep3dy
    @AaAa-ep3dy 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዓሚ ፅብቅ ቆፅሉሉ❤❤❤❤❤

  • @ሶሊይ
    @ሶሊይ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጡዑሙ ከይበልናዮ ጡዑሙ ጊዜ ሓሊፉ ያአክ😢❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 7 หลายเดือนก่อน

      ያ እወ😢

  • @ከመይኣላዓደይ
    @ከመይኣላዓደይ 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም❤❤❤❤🎉

  • @ኣቢቲ
    @ኣቢቲ 7 หลายเดือนก่อน +2

    ሊድያን ዓዉቸን ከይትባኣሱ ሓደራ ማራ ነቢዐ😢

  • @Oneforall-ux3iw
    @Oneforall-ux3iw 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

  • @sooqusaabya3831
    @sooqusaabya3831 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኡንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ማዓረይ 💊

  • @Roda19-zq4bn
    @Roda19-zq4bn 7 หลายเดือนก่อน +3

    ንሓንጎል እባ ሱቅ ኣብልዎ ፊልሚ ምኻኑ ንኣፈለጥቁ ሕርር ይብል😄 ምሃሪ እያ ደቂ ትግራይ ሽኮራት ብሃንቀውታ እየ ዝጽበየኩም

  • @WediBrhanu
    @WediBrhanu 7 หลายเดือนก่อน +2

    ልዱ ዝፎትይ ላይክ ❤❤❤❤❤

  • @fnanhagos7597
    @fnanhagos7597 7 หลายเดือนก่อน +6

    ድኻ ምኯን ሲ ዓቢ ጸገን ይመስሎም ገለ ደቅ ሰባት ገጋ ጥዕና እንተልውካ ሃፍታም እዃ

  • @zeduGualtgray
    @zeduGualtgray 7 หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ💎❤🥳

  • @سلامالسلام
    @سلامالسلام 7 หลายเดือนก่อน +1

    ምጣ አሕዝንኽን❤❤❤❤❤