ስብከት | መልእኽቲ በዓለ ልደት ክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ ካህን ኤጵርቅና ኣሥመራ 2023 | ኣብ ግዜ በዓለ ልደት መድኃኒና እንብሰሮ ብሥራት Fr Yonas.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • ሰላም ወ ሰናይ ፍቁራት ኣኅዋትን ኣኃትን ጸጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ፍቅሪ ኣምላኽን ኅብረት መንፈስ ቅዱስን ምስ ኲላትና ይኹን። እዚ You Tube Chanel #Eri_Catholic_Addismedia እዚ ናይ ካቶሊካውያን ኤርትራውያን ማኅበር መድኃኔ ዓለም ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ሓደስቲ መዛሙራት፡ ኣስተምህሮታትን ትምህርትታትን ብምዝርጋሕ ሓቢርና ንዓብየሉን ንባረኸሉን Chanel እዩ። Subscribe ብምግባር ስድራቤት ክትኩኑ ከምኡ ውን ኣብዚ ዝተፈነወ መታን ኣብ ኲሉ ክባጻሕሞ ሓቢርና ክንዓቢ Share ክንገብር ንዕድም።

ความคิดเห็น • 67