DW TV ህዝቢ ትግራይ ዘካየዶ ቃልሲ ፍትሓዊ ሕቶ ዝሓዘ ሙኻኑ ልዓወት ክበቅዕ ኣኽኢልዎ እዩ - ተጋዳላይ ምግበይ ሃይለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ก.พ. 2022
  • Subscribe ይግበሩ!
    ©Copyright: Dimtsi Weyane Television | ድምፂ ወያነ ቴሌቪዥን
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    -----------------------------
    Website www.dmtsiweyane.com/
    Facebook / dimtsiweyane
    Twitter / dimtsiweyane
    Telegram t.me/DimtsiWeyaneTigray
    Instagram / dimtsiweyane

ความคิดเห็น • 154

  • @rogerjoned9924
    @rogerjoned9924 2 ปีที่แล้ว +7

    Tigrains we stand with you JGANU WE SUPPORT YOU 💯💯💥💥💥💥

  • @hailealumu8377
    @hailealumu8377 2 ปีที่แล้ว +5

    መራሕቲ ወዞም ተመሊሱ ጹቡቅ አለው,,,ህዝብና ግን ብጥሜት ይረግፍ አሎ,,, መገዲ ክፈቱ እቲ ህዝቢ ኩሉ የማልእን ይትክእን ስለዘሎ

  • @rogerchehade9709
    @rogerchehade9709 2 ปีที่แล้ว +4

    Tigray ዒ ድይ tiseit ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @letinaabreha3205
    @letinaabreha3205 2 ปีที่แล้ว +2

    God bless u all TDF our great heroes we are soooo proud off you as usuallyy 🙏🙏🙏🙏❤❤❤😍😍😍🦁🦁🦁✊✊✊💪💪💪✌✌✌

  • @mikael3245
    @mikael3245 2 ปีที่แล้ว +8

    አየ ተጋሩ ዓያሹ ንሶም ንስልጣኖም ክብሉ ደቆም ቤተሰቦም አብ ወጻኢ አቀሚጦም 300000 ወዲ ድኻ አህሊቆምሲ ሕጂ ድማ ከም አባጊዕ አብ ሓዊ ክጠብሱኹም ይፍክሩ አለዉ፣ ልቢ ዘለዎ ትግራዋይ የለን ድዩ፣ ምንም ካይሓዝካ ምስ ድሮን ታንክ ዘመናዊ መሳርያ ይግጠም ድዩ፣ አበይ ክትበጽሑ ደሊኹም፣ አየዋጽአኩምን አየዋጽአኩምን ግደፉ ግደፉ፣ ምከረው ምከረው እምቢ ካለ መከራ ይምከረው ኢሎም አምሓራ፣ የዋጽእ እንተኢልኩም ግን ቀጽሉ ..

    • @finfinie
      @finfinie 2 ปีที่แล้ว

      ችድ ሰራሪ በግዕ ክትስርቁ አትኹም ናብ ትግራይ ጀጋነና ግን ፀራሪጉ አውፅኩም ወዲ ለማኒት

    • @mikael3245
      @mikael3245 2 ปีที่แล้ว +2

      @@finfinie ጅግነነትን ስብእነትን ሻዓቢያ እሞ ትፈልጦኦ ኢኽን፣ ሃለቃ በርሀ ኢዶም ክንቆርጾም ኢና ኢሉ ይፍክር ከምዛይነበረ ሻዓቢያ ምስ ርኣየ ከምዝሃደመ ባዓሉ ተዛሪቡ፣ አያካ ስየ ድማ ክፍለስራዊት አፍሪስና ንሃንጽ ከምዛይበለ ሻዓቢያ ምስ መጸ ግን ሃዲሙ አብ አመሪካ ኮይኑ ካይጸነትና እንከለና ዩ ኤን አድሕኑና አይበለን ዲዩ፣ ኡ...ይ ጆ ባይደን እንዳበልክን አብ መሬት አየንከባለልክንን ዲኽን ሕጂ አብ ዩትዩብ ኮንካ ፈኸራ አየ እንዳ ጁንታ ፣ ሕጂ ርእሲ ዘለዎ ዳአ የብልክንን እምበር ንምዐደክን ኢና ዘለና ሓደኳ ዝሰምእ እንተተረኽበ፣ እንተዘየለ እነሆ እቲ ሜዳ እነሆ እቲ ፈረስ ቀጽሉ በዓል ሃለቃ በርሀ ህዝቢ ትግራይ ከተህልቁ ከምዝመጻኹም ክሳብ ዝርድኦ እቲ ህዝቢ፣ ብዝተረፈ እቲ አንጻር ኤርትራ ቀኒዑ ዝነበረ ሚሳይላት ታንክታት ከቢድ ብረት አብ ጉድጓድ ተቀቢሩ ዝነበረ ናይ ቢልዮናት ዶላር ተተኮስቲ ማለት ማንካን ፎርኬታን ብሙሉኡ ድማ ... ማለትሲ

  • @deargod5113
    @deargod5113 2 ปีที่แล้ว +1

    GOD keeps you from all evils thanks to Dear GOD!

  • @nebyu2692
    @nebyu2692 2 ปีที่แล้ว +3

    Long Live our beloved Hero.
    we are lucky to have you

    • @girmayberaki1379
      @girmayberaki1379 2 ปีที่แล้ว +1

      I guess you are living abroad. Let me give you a piece of advice. It is pleasant to sit around the fire to keep yourself warm. But taking part in the burnning process is painful. So please feel the pain of your people. It is not good to chant a hero song like in football tribun while your brothers and sisters are playing the fatal game of war. Your hero is not hero for me. He is commanding 2-5 kilometres away from the fighting area and sending people to war zones like he is adding a firewood to a stove .

  • @fefefefe333
    @fefefefe333 2 ปีที่แล้ว +3

    ጀግናይሄ ድል ለትግራይ እዝብ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛😍😍😍😍😍😍💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💊💊💊💊💊💊🌹🌹🌹🌹🌹🌹😍😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 ปีที่แล้ว +5

    ሳላ ጀጋኑና ኣብዚይ ብፅሕና እምበር ፀላእትና እማ ተላፍኖም ከጥፍእና ሓስቦም ነይሮም። ስላ ጃጋኑናን ስላ ፈጣርን ኣብዚይ ብፅሕና ኣጆና ትግራይና ትዕወት 💛❤💊✊

  • @user-fu8vz4bw3z
    @user-fu8vz4bw3z 2 ปีที่แล้ว +2

    ምግበይ💘

  • @shegerketema6622
    @shegerketema6622 2 ปีที่แล้ว +1

    REAL PURE LEGEND & MARVEL ZION TIGRAY WARRIOR RESPECT

  • @cahilaphalm5137
    @cahilaphalm5137 2 ปีที่แล้ว +2

    People need food

  • @user-ts2no1ff8r
    @user-ts2no1ff8r 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ኣየና ንበረልና ትግራይ ትዕወት

  • @ST-tq9el
    @ST-tq9el 2 ปีที่แล้ว +6

    Bravo bravo my people god bless you all❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤💪💪💪general always pleasure
    hearing from you😁☝️☝️☝️

  • @user-eu6sb2ml3c
    @user-eu6sb2ml3c หลายเดือนก่อน

    እቱዘይተረዳአኩምስገለንብጉርሑገለንብገርሁዝባሀልዘረባአሎሞ።ሕዝብናብግዜብምንዋሕምስምስእናተገበረንጥሜትንስደትንመረረትንምሳኻትኩምምግጫውንኸምዝመጽእስፍለጡ።ብዝቆሰሉብዝጠመዩብዝተሰደዱምስምስመጋጨዊሕብኹምምዃኑፍለጡ።እዚእዩድማሕማቅምንቀኛኻስካብደንበኻዝባሀልእዚንወዲኸምዝንእዩሞንሕሰበሉ።ሕብረትኩምንፍቅርኹምንንህዝብኹምብምብርባርጌርኩምአርእዩዎኢኹም።ብርግጽሰናይዚገብርእሞዘይሐጥእጻድቅአብምድሪየልቦን።❤❤❤

  • @JohnDoe-qz3qi
    @JohnDoe-qz3qi 2 ปีที่แล้ว +7

    Enough with war. Don’t waste all the youth of Tigray. Surrender so to bring peace to our people. 😢😢.

    • @sabagebru6850
      @sabagebru6850 2 ปีที่แล้ว +1

      As tegrayns olwys ready for peace awer enemies don't selp until tigrayans wiped out from tigray land olwys tigrayans be ready for every thing don't believe Abiy & issyas Amhra preparing for big war against tigrayans Genocide all tigrayans must luring how to fight against awer enemies we don't believe anymore🤑🤑🤑🤑

  • @mazamekonen8569
    @mazamekonen8569 2 ปีที่แล้ว

    መግለፂ ሲኢናልኩም ጅጋኑና ባኣኩም ንከርዕ ንሕበን ❤❤❤❤❤💊💊💊💊💊💪💪👊

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 2 ปีที่แล้ว +4

    አበይ ዘሎ ዓወት ከም ቆጽሊ አናረገፍካ! ይገርም አዩ ::

  • @maryedenbel9906
    @maryedenbel9906 2 ปีที่แล้ว +4

    ዘይፍታሕ ሕንቅልሕንቅሊተይ!
    እስቲ ሓዙለይ፦
    - ንህዝቢ ትግራይ መሊሱ ዝበልዕ፣ ብፍላይ ብግቡእ እንተዘይተታሒዙ ህዝቢ ትግራይ ብዓወቱ ክቕጥቀጥ፣ ክፀንት ጥጡሕ ባይታ ዝፈጥር ስርዓት፣ ፖለቲካል ኢኮኖሚ ሃኒፁ እንተብቅዕ ነቲ ዝሃነፆ ስርዓት ብብልሒ ክንዲ ምሓዝ ድማ ቆርበቱ ከፀባብቕ፣ ዓይነት መስተን ሑቐን ከማርፅ፣ ንትግራይ እናደቖሰ ንኻልኦት ከሐጉስ ዲሕ ክብል፣ መሊሱ ድማ ነንዓርሱ ክናኸስ፣ ፈተና እንትኸብድ ድማ ንለባማት ክንዲ ምምኻር ብናይ ትማሊ ናይ ውድቀት መንገዲ ክኸይድ መሪፁ፣ ብሓፈሻ ብኹሉ ግዕዙይ መንገዱ ንህዝቢ ትግራይ ኮኪቡ ናብ ብርሰት፣ ናብ ጨፍጫፍ፣ ናብ ጄኖሳይድ ካልእ ዘይኮነስ ውድብ - ህወሓት፤
    - "ሰራዊት ኤርትራ ካብ ባድመን ኻልኦት ናይ ወሰን ኸባቢታትን ሓሊፉ ናብ ማእኸልን ደቡባዊ ጫፍን ትግራይ ክዘልቕ እዩ ኢልና ኣይገመትናን" ብዝብል መሕፈሪ ገምጋም ንህዝቢ ትግራይ ዘቐጥቀጠ(ካብቲ ቅድሚ 20ን ገለን ዓመታት እውን "ኣይዓበደን፣ ኣይገብሮን፣ ናይ እንዳመሸታ ዘረባ እዩ" ኢሉ ዝፈፀሞ ጌጋ ከይተምሃረ) ካልእ ዘይኮነስ - ህወሓት፤
    - "ሕቶ ትግራይ ሕቶ ባዕዳዊ ግዝኣት እዩ፤ መልሱ ድማ ሃገርነት እዩ" ኢሉ ንዝተበገሰ ውድብ ግገሓት "ናዓ ሓቢርና ንስራሕ ኢሉ፣ እንግዶት ኣዳልዩ፤ ሓቢርና ንደቅስ" ኢሉ ኣብ ዝደቀሱሉ ብለይቱ ንመራሐቱን ተጋደልቱን ዝረሸነ- ህወሓት፤
    - ኣብ ታሪኻ ብስፍሓት እታ ዝነኣሰት (ቅድሚ እቲ ወራር 53,000 ስኴር ኪሎሜትር ስፍሓት ዝነበራ- ካብ ኣብ እዋን ደርጊ፣ ሃይለስላሰን ሚኒሊክን ዝነበረት ትግራይ ብብዙሕ ዝነኣሰት) ትግራይ ዝፈጠረ ውድብ- ህወሓት
    - ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ እናፈለጠ ቅማንት፣ ኣገው፣ ሽዋ፣ ግጃም፣ ወሎ፣ ጎንደር ወ.ዘ.ተ ኣኪቡ "ኣምሓራ ትብሃሉ" ኢሉ ንዝእክብ፤ ንትግራይ እናንኣሰ ንታሪኻዊ ፀላኢ ትግራይ ብሓሙሽተ ሽዱሽተ ዕፅፊ ክዛይድ፣ ክሕይል፣ ክረጉድ ዝገበረ፤ ብውፅኢቱ እውን ነዚ ኩሉ ብርሰት ክመፅእ ዝገበረ መን እዩ- ህወሓት፤
    - ኢሳያስ ንዝብሃል መርዛዊ ተመን ኣብ ኤርትራ ክነግስ ገይሩ፤ ተነኻኺፉ ከይወድኦ ኣትሪፉዎ፣ ሓብሒቡ ንብርሰትና ዘፅንሐልና ውድብ መን ይብሃል-ህወሓት?
    - ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስልጣን ምስሓዘ ሽዑ ንዝነበራ ትርንዕ ትርንዕ ዝበላ ብሄራውያን ውድባት(እኒ ኦነግ፣ ኦብነግ፣ ሲኣን) ሓደ ብሓደ ፀራሪጉ፣ ንኹሎም ኣግሊሉ ናይ ምሩኻት፣ ናይ ቂም ዝቛፀሩ ሓይልታት እኽብካብ ዝኾኑ፣ ማሕበራዊ ሰረት ዘይብሎም ተለኣኣኽቲ ውድባት ፈጢሩ፤ እዚኦም ቂሞም ሓቢኦም ንዓመታት እናሰሓቑ ክለኣኣኹሉ ፀኒሖም ሎሚ ባዕሉ ዝፈጠረሎም መሓውር ተጠቒሞም፣ ብዋጋ ህላወ ትግራይ ኣብ ማእኸል ኢትዮጵያ ብዝሃነፀሎም ኢኮኖሚያዊ፣ ወታደራውን ቴክኖሎጂያዊን ዓቕምታት ተጠቒሞም ኣብ ልዕሌና ጄኖሳይድ ክፍፅሙ ኩሉ ኣመቻችዩ ዝሃቦም ውድብ መን እዩ- ህወሓት፤
    - ብውሽጢ ብፖለቲካዊን ብዲፕሎማስያዊን ብስርውና፤ ብደገ ድማ ብኒሳሞራ፣ ብኒ ኣረጋዊ በርሀ፣ እኒ ሓሰን ሽፋ ክንጭፍጨፍ መንገዲ ዝኸፈተ ውድብ መን እዩ-ህወሓት
    - ሐዚ ብዝገደደ ድማ ዝተወሰነ ናይ ኣካይዳ፣ ኣተሓሳስባ ለውጢ፤ ቁሩብ rearrangement፤ ቁሩብ ሪፎርም ንምክያድ ተሓሲሙ ብመስዋእቲ ዓሰርተታት ኣሽሓት ደብረብርሃን ዝበፅሐ ሰራዊትና ማእለያ ዘይብሉ መስዋእቲ እናኸፈለ ከንሰሓሕብ ግድን ክኾኖ ምግባር ጥራሕ ዘይኮነስ ብስሩ እውን ከም ህዝቢ ክንፀንት ኣብ ብዝገብር ግጉይ መንገዲ ተሸኺሉ ዘሎ መሪሕነትን ውድብን መን እዩ- ህወሓት።
    ባዕልና ብዝፈጠርናዮ ኢኮኖሚያዊ ዓቕሚ(እሞ ድማ ንትግራይ ንቑልቁል እናደፈንና ዝሃነፅናዮ ቁጠባዊ ዓቕሚ)፤
    ባዕልና ብዝሃነፅናዮ ቢርክራሲ፣
    ባዕልና ብዝኣከብናዮም ክልል፣
    ባዕልና ብዘቐነናዮ ኢሳያስ...ብዚ ኣይኮንናን ዲና ንቕጥቀጥ ዘለና?
    መን ድዩ እሞ እቲ "ባዕልና" ዝበሃል ዘሎ- ህወሓት ኣይኮነን ድዩ?
    ዘይብሃል ኮይኑና እምበር ነዚ ጄኖሳይድ 99% ተሓታቲ ህወሓት እዩ፤ እቶም ፀላእቲ ድማ ነታ 1% ዝከፋፈሉ ህወሓት ሰሪሑ፣ ወዲኡ ዝሃቦም ናብ ረብሐኦም፣ ናብ ሕልሞም ዝለወጡ እዮም።
    ስቕ ኢለ ክሪኦ ኸለኹ ከምዝመስለኒ ኣብ ዓለም ክንዲ ህወሓት ዕድለኛ ውድብ ኣይክህሉን፤
    - 250,000- 280,000 መንእሰይ ገቢሩ፣
    - ካብ ናይ ሕድሕድ ዕድሙኡ 17 ዓመት ቀኒሱ፤
    - ኣደዳ ጥሜት፣ ሞት ብርሰትን ኾይኑ፣
    - ፍርቂ ፀርዩ፣
    እዚ ኹሉ ገይሩ ናብ ስልጣን ዘደየበካ ህዝቢ 30 ዓመት ደሙ ተመጢጡ፣ ተረጊፁ፣ ተሸቂጡሉ፤ እቲ ስልጣን ዝሓዘ ኣካል ድማ 30 ዓመት ነቲ ቓልሲ ሳዕሲዑሉ፣ ዓጢሩሉ፣ ሸይኑሉ፣ ዊስኪታት ተገፃፂቡሉ፣ ሕንሽሽሽ ኣቢሉ ወዲኡዎ እንተብቀዕ እዚ ምግባሩ ከይኣክል መሊሱ ድማ ቆርበቱ ከፀብቕ፣ ክሰርቕን ብኣዋልድን ብስረይ ስረኻን ክናኸስን(ከምቲ ዓዲ ሙሉእ ዝፈልጦ ናይ ጌታቸውን ሳሞራን ዓይነት ማለት እዩ) ናብ ፍፁም ብርሰት፣ ናብ ጄኖሳይድ ኮኪቡ ወሲዱዎ፤ ኣብ ዓለም ክፍፀም ዝኽእል ኩሉ ሕማቕ ኣብ ልዕሊኡ ክፍፀም ገይሩዎ፤ ከም ህዝቢ ክበርስ ገይሩዎ፤
    እዚ ኹሉ ኾይኑ እውን ግን፦
    - ናይቲ ውድብ ናይ 47 ዓመታት ትርፍን ክሳራን ክግብጥ ኣይደልን፤
    - "እዚ ውድብ ክፍጠር ዘይነበሮ፣ ዕድላተይ ዘምከነ፣ መጋበርያ ጥፍኣተይ ዝኾነ ርጉም ውላድ ድዩ ወይስ እነኳዕ ተፈጠረ" ኢሉ ንፃት እውን ክሓስብ ኣይደልን፤
    የግዳስ፦
    - እቲ ኹሉ ገቢሩ ሓንጊሩ ኣንጊሱ መሊሱ ብሰንኪ እቲ ውድብ ዝበረሰ፣ ዝተጨፍጨፈ፣ ኩሉ ክፉእ መከራ ዝርኢ ዘሎ ህዝቢ መሊኡ ኣይጭክነሉን፣ መሊሱ "ውድበይ" ምባል ኣይገደፈን፤
    - ኣብ ደገ እውን ዓይኑ ብጨው ሓፂቡ ንኹሉ ገበኑ ብማይ ክሓፅብ ዝፍትን ከም ከልቢ ዝነብሐሉ ብዙሕ ዕስለ ኣለዎ፤
    - ተናሓናሕቲ ውድባት ድማ "ምሳኻ ኾይንና ስግግር መንግስቲ ንመስርት፣ ደኺምካ ክንሕግዘካ" ይብሉኡ። ኣስተውዕሉ "ካብ ስልጣን ውረድ፣ ንገበንካ ብሕጊ ተሓተት" ዘይኮነስ "ክንሕግዘካ" እዩ ዝብሃል ዘሎ፤
    ከምዚ ዝበለ ዕድልስ ኣብ ኻልእ ዓለም ይርከብዶ ይኸውን? ከምዚ ዝበለ "ናትካ እየ" እናበልካ ንኽትርግፆ፣ ንኸተጥፍኦ፣ ንኽትግህፆ ምቹው ዝኾነ ተገዛኢስ ይርከብዶ ይኸውን?
    ኣብ ካልእ "ተሓታትነት" ዝብሃል ነገር ዝፈልጥ ሕብረተሰብ ከምዚ ዝበለ መሪሕነት ምስ ገበኑ ዝመጣጠን ልክዕ ከምኒ ናይኒ ሞሶሎኒ ዕፃ እዩ ዝፅበዮ ነይሩ- ናብ ቤት ፍርዲ እውን ዘይበቅዕ ናይ ኣደባባይ ናይ ህዝቢ ብያነ።
    ናይ ብሓቂ እየ ዝብለኩም፤ ኣነ ናይቲ ውድብ ዕድልን ናይ ሕብረተሰብና መጠን ምትሓት ንቕሓተ ሕልናን ንኽሓስቦ እውን እዩ ዝኸብደኒ። ኣብዚ ምትሓት ንቕሓተ ሕልና እቲ ኣብ ዝሰልጠነ ዓለም ዘሎ ትግራዋይ ዝገደደ ኮይኑ ክትረኽቦ ድማ ኣዐርዩ እዩ ዘደንፅወካ።

  • @barkabarkaa2259
    @barkabarkaa2259 2 ปีที่แล้ว +4

    Woyane game over ane tgraway iye wedi adi grat gen ka tekawami iye game over ileyo aleku n tplf tgarayna selam ket rekeb tplf ktefie alewo.
    Kulatna tegaru mes belxgena wey mes shabia ken sereh alena n tplf kenetfeo selam ket rekeb tgriana

  • @girmayberaki1379
    @girmayberaki1379 2 ปีที่แล้ว +7

    መሳኪን ደቂ ሕዝቢ ከጥፍእ ድሉው ኣለኹ ዶግዳ በል :: ልዓኻ ድአ ጥይት በበይ ክትረኽበካ ?

    • @user-fu8vz4bw3z
      @user-fu8vz4bw3z 2 ปีที่แล้ว +1

      🍴🍴🍴🍴🐏🐏🐏🐏🐏

    • @girmayberaki1379
      @girmayberaki1379 2 ปีที่แล้ว +4

      @@user-fu8vz4bw3z ጀጋኑ ድኣ ከም ድልየቶም :: መንዶ ከልካሊ አለዎምዩ ?
      እንተደለዩ ፋብሪካ
      እንተደለዩ ማንካ
      እንተደለዩ ሰበይቲ
      እንተደለዩ ድስቲ
      መስክነይቲ ድአ ንስኺ ከም አድጊ ዘንገርግሩ እምበር ካብ ዓመፅ ዘድሕኑ የሕዋት ዘይብልኪ :: ሳሕሳሕ ትግራወይቲ ::

  • @sarajesus9817
    @sarajesus9817 2 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ይሐግዝኩም ጆጋኑና ትግራይ ትስዕር

  • @TinaTina-ti2bl
    @TinaTina-ti2bl 2 ปีที่แล้ว +1

    ምግበይይ❤❤👌👌

  • @behonest2617
    @behonest2617 2 ปีที่แล้ว

    ምስኪን ህዝቢ ትግራይ

  • @jjjghd9375
    @jjjghd9375 2 ปีที่แล้ว +2

    ዓወት ምሳክም ትኽን

  • @mebrahtuhadgu7215
    @mebrahtuhadgu7215 2 ปีที่แล้ว +3

    ዘልኣለም ክትሕስዉ።

  • @user-hh5jo7eb4b
    @user-hh5jo7eb4b 2 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ጀግና ወዲ ህዝቢ ህዝበይ ኣጆካ እንዳቀረበ እዩ ክብርን ሞጎስን ዝክርን ንስዋእትና

  • @lvoetgray3656
    @lvoetgray3656 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀና ክሓልፍ እዩ ትግራይ ትዕወት እዬ❤💊💪

  • @ferwaynigermay794
    @ferwaynigermay794 ปีที่แล้ว

    ምግበይ ሃይለ ❤❤

  • @ghhh4331
    @ghhh4331 2 ปีที่แล้ว

    Yas

  • @letinaabreha3205
    @letinaabreha3205 2 ปีที่แล้ว

    God bless my Golden people🙏🙏🙏 chiwa hezb feriha e/r amlak yalew miskin maheberseb malet ye Tigray hezb new long live Tigray n our beloved heroes 🙏🙏🙏🙏🙏🦁🦁🦁🦁❤❤😍😍😍✊✊✊✊💪💪💪✌✌

  • @promisefreedom6423
    @promisefreedom6423 2 ปีที่แล้ว +4

    ዓወትና ናይ ግድን እዩ ክንዕወት እይና ትግራይ ትስዕር❤💛❤💛❤💛💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛

  • @embafirash853
    @embafirash853 2 ปีที่แล้ว

    ከተቐይሙልና ጀጋኑና ሸልሙልና ካባ ብካባዳአ ብካባ ይሸለሙ ካባ ኾሪዕም ዛኹርዑ ይሸለሙ ካባ

  • @Joy-op2qh
    @Joy-op2qh 2 ปีที่แล้ว +3

    The people who are sitting looks like the are tired of hearing false propaganda. And they seem like asking, where are our children? We don't trust you.

  • @galtigray168
    @galtigray168 2 ปีที่แล้ว

    ምግበይ❤🦁🦁🦁🦁🦁💪

  • @user-ug6wr8lb7u
    @user-ug6wr8lb7u 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @kdsangolu3912
    @kdsangolu3912 2 ปีที่แล้ว

    ❤️💛✊😍😍😍😍

  • @selamagamegaltigaray376
    @selamagamegaltigaray376 2 ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍😍😍😍😍💊💊💊💊

  • @abebaberhe2161
    @abebaberhe2161 2 ปีที่แล้ว

    ምግበይ ሀይይይይይይ ጀነራል ምግበይ ዋውውውውውጀግናና ምስቡፆትካ ፁኑዑ ሩገፁ ማዐረየ ነክብረካ ንፈትወካ ውሒሉሉ ስራሒኻ ነኽብረካ 🙏🙏🙏🌹🌹🌹💊💊💊

  • @bis9504
    @bis9504 2 ปีที่แล้ว +2

    Kali MESWATI Kinkefil ena dika elika. Deki men KISIWIA . Dekika dege sedidka deki deha tewediwom aleka HILKUSAT

  • @danelmamo280
    @danelmamo280 2 ปีที่แล้ว +3

    3000ሺ አስጨርሳቹ ትጨፍራላቹ እግዜርን የማትፈሩ ፍርድ አለ ከእግዚአብሔር ስለምታፈሱት የንፁሃን ደም ህይወት ወዮውላቹ በፍርድ ቀን

    • @almaztareke6060
      @almaztareke6060 2 ปีที่แล้ว

      እግዚኣብሄርን ታውቁታላችሁ እንዴ?
      የተረገማችሁ

  • @tsgeweingebreeyesus3369
    @tsgeweingebreeyesus3369 4 หลายเดือนก่อน

    Proud of you our hero we love 💕

  • @tesfaldetzerom5148
    @tesfaldetzerom5148 2 ปีที่แล้ว +1

    Ata hzbi selam u zhishekum selam tsewu kulu seb zbelie

  • @tekleaxmite7181
    @tekleaxmite7181 ปีที่แล้ว

    Tigray .
    TIGRAY
    TlSER

  • @MEK748
    @MEK748 2 ปีที่แล้ว +1

    Tigray will prevail

  • @zekerasberhe5904
    @zekerasberhe5904 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰላም

  • @solomontadele9166
    @solomontadele9166 2 ปีที่แล้ว

    Imber Tegadalay , jigna Migbey Haile!!

  • @lovepeace7261
    @lovepeace7261 2 ปีที่แล้ว

    ተባዕ ኣቦ ናይ ብሓቂ ጀነራል ምግበይ ሃይለ💪💪💪💪💪💪

  • @senaysalhie5769
    @senaysalhie5769 2 ปีที่แล้ว +4

    የትግራይን ወጣት በየቦታው እንዲ አስጨርሶ ጥሎ ወጦ ከነ ውሉ ቁመናች ነው የወጣነው እያለ ይቀልዳል ። th-cam.com/video/8WIu3pXOsSA/w-d-xo.html

  • @atsedeamenamenamentesfay8523
    @atsedeamenamenamentesfay8523 2 ปีที่แล้ว

    💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @letinaabreha3205
    @letinaabreha3205 2 ปีที่แล้ว

    💋💋General megebi our beloved hero long live our retina🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤😍🦁🦁🦁✊✊✊💪💪💪💪✌✌

  • @speedcall8796
    @speedcall8796 2 ปีที่แล้ว

    🎈🎈🎈🙏🙏🙏💔💔

  • @lemigaultigray505
    @lemigaultigray505 2 ปีที่แล้ว +4

    ጅግና ኣያና ንበረልና❤❤❤

  • @temutemu9526
    @temutemu9526 2 ปีที่แล้ว +8

    ሓለዋትናን ደህንነትና ብቅልፅምና ። ትግራይ ትስዕርን ፈረቃን 💪💪💪

  • @user-fw4pn5jv1q
    @user-fw4pn5jv1q 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ኣቦና

  • @vhhhhf5887
    @vhhhhf5887 8 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💊💊😢😢😢😢

  • @flfh9679
    @flfh9679 2 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️✊✊✊✊💪💪💪💪💪

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 2 ปีที่แล้ว

    Qelgem tigray Egizabhr eyu Amen 🤲🤲🤲 Egizabhr misakum eyu ajokum

  • @lemgoodadwa4717
    @lemgoodadwa4717 2 ปีที่แล้ว

    Jeganuna tenan edmen yihabkum amlk misakum yikun. Enke nilekatiti 11 absehana. Kibren mogosen nisematatina. Tigiray tiwet ❤💛❤💛

  • @tesferedae9014
    @tesferedae9014 2 ปีที่แล้ว

    ❤💛💪✌

  • @blessedgeneration3920
    @blessedgeneration3920 2 ปีที่แล้ว +1

    ክባ ክንሰብር ኢና ትብሉ ኣለኩም እረ በጃኩም ከይትውድኡ

  • @edenhagos9591
    @edenhagos9591 2 ปีที่แล้ว

    Ata jegna edmen tianan yahabka 👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪

  • @user-cb5tj9yo7i
    @user-cb5tj9yo7i 2 ปีที่แล้ว +1

    ህዝቢ ትግራይ እንታይ እዩ እቲ ምሽጥር

  • @yonastekle1848
    @yonastekle1848 2 ปีที่แล้ว

    game over my friend.... what is the point Mr Migbe.. you know it is over... you better surrender

  • @kahsayfesseha4188
    @kahsayfesseha4188 2 ปีที่แล้ว

    ኣበይ ዘሎ ኣወት ኢዩ ኢንካብ ከበባ ኢንተይወጻአ ።

  • @believeyourself1903
    @believeyourself1903 2 ปีที่แล้ว

    Loin Mr Megbey !!!!

  • @abiberaki7589
    @abiberaki7589 2 ปีที่แล้ว

    💛❤💪💪💪💛❤💪💪🤝

  • @passion7142
    @passion7142 2 ปีที่แล้ว

    ሕጂ ከኣ ኲናት ኣዝዩ ዘደንግጸካ ህዝቢ,,,,,,!!!

  • @habtiegamehreteab5937
    @habtiegamehreteab5937 2 ปีที่แล้ว

    Dfetwo megbey😍😍

  • @goodlack927
    @goodlack927 2 ปีที่แล้ว

    ጅግና ተጋዳላይ ምግበይ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ጅግናና💊💊💊💓💓💓💪💪💪

  • @embafirash853
    @embafirash853 2 ปีที่แล้ว

    ሰላ ዝነበሩና ጀጋኑ ወሊዶካኻዓ ጀጋኑ ወዲጅግና ጅግና ቐዳሞት አታናዕቑ እኳንያ ዊዒለሞስ ብስሞም ይስብዱ ሱቕ ኢሎም አይኾነይ ሱሙ ይቐየር ዝብሉ እዞም ቡዳታት እትስሞም ወያኔ ዝብል ከምዛ መስቀል ዝተከፎ ሸጣን የዕበርብሮም እዩ ሳላዎም አይሓፈርናይ ኾራዕናዳአ ዓላምኳን ፈሊጣትና ጀጋኑ ምኳናስ ኾሪዕናልኹም ዳበሉልና

  • @worldcup7450
    @worldcup7450 2 ปีที่แล้ว +2

    🤣🤣🤣🤣🤣300.000 moyta riesoom shetituu🤣🤣🤣🤣

  • @aresmatekley95
    @aresmatekley95 2 ปีที่แล้ว

    My hero man 👨

  • @mrsvip9364
    @mrsvip9364 2 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪✊

  • @user-qe7jq6ws9c
    @user-qe7jq6ws9c 3 หลายเดือนก่อน

    ክላ ንህዝቢ ተገልግሉ ዶ ኣይትመስሉን

  • @user-ih1qr3xo8h
    @user-ih1qr3xo8h 2 ปีที่แล้ว +1

    (ብዓል ምግበ ንመላኢ ኣፍሪቓ ዝመርሕ ዓቕሚ ኣለዎ፡ኢንታ ኣብ ደገ ዘለዉ ተጋሩ ግን ኣብዘይ ከዉን ሓሸዋን ዑሱባት ኢንከለዉ ሓለይቲ ህዝቢ ይመስሉ ነቲ ደጋፊ ህዝቢ ትግራ የቕሑሩን ሞራል ከምዘይ ህብ ይገብሩን

    • @zenatesfay4979
      @zenatesfay4979 2 ปีที่แล้ว +1

      Zefakre Kelu Yemarhe Malte Deyu Fakari Megnmbay Hadmi

  • @imperialsaleh265
    @imperialsaleh265 2 ปีที่แล้ว

    Tegaru nay baki jeganu ekum!

  • @nebiyatmebratu6118
    @nebiyatmebratu6118 2 ปีที่แล้ว

    My megeby ❤️❤️❤️❤️❤️our hero

  • @Milk-xo5ne
    @Milk-xo5ne 2 ปีที่แล้ว

    Look at the faces of the audience 🤣😅🤣😹🤣😅😹🤣

  • @negasiweldu2209
    @negasiweldu2209 ปีที่แล้ว

    ኣቱም ሰብ: ሕዚ ኾይንኹም እዉን ብቕልፅምና ? ህዝባዉያን እንዶ ኣይነበርኩምን? እቲ ህዝቢ እሞ ብሰላምን ሰላምን ጥራሕ ፍትሕዎ እዩ ዝብል ዘሎ። ካበይ ዘምፃእኹምዎ እዩ እዚ?

  • @selamenhunsamiferede3835
    @selamenhunsamiferede3835 2 ปีที่แล้ว

    አይታስሑቅና በጃኩም ኩልሲ እናበልኩም እቲ ቃልሲ ካብ ርእስኹም አይወርድን ኢሉ ቀርዩ አሎ።ባህጊ ሓቢራ እያ ትኽተል ማለተይ ሰላም እተሓሲብካ ሰላም ትኽተል እንተደአ ቃልሲ ቃልሲ ኩሉ ግዜ እትብል እንተኾይንካ ሓቢራ ቃልሲ ትምርሽ።

  • @tedrosbokrexan9915
    @tedrosbokrexan9915 2 ปีที่แล้ว +1

    ተባዕታይ ዝኮነ ሰብኣይ !!!

  • @user-mv2dg7rt8q
    @user-mv2dg7rt8q 5 หลายเดือนก่อน

    አቱም ደናቊር ሕዋሕት እንተቐፅሉ መሰል የለን ረብሐ የለን ንምግበይ ደቅኽም አበይ አለው በልውም እቶም አብ ገዲንኹም ኢና ምሳኹም ኢና ቱቡሉ ቀዲምኩም ንደቁኹም ላአኹ ህዚቢ ትግራይ ግን ዘበስበሰ ናይ ሶሻሊዚም ሐሳብ ሕዞም ትግራይ ትሳዓር ንሱ ጥራይ አይ ከነን ጉራ ሽላ ናይ ምግበይ እያ ት ዲ ኤፍ ግን ተረደኢወ እዩ

  • @RahbotNhzbey
    @RahbotNhzbey 2 ปีที่แล้ว

    Yae eza bklexmna tble zereba nana n Eritreawiyan aytekemetnan neiw beluwa Amlak ktwkelo keloka awetn asaleton yhbeka eyu emo n wekelo dea

  • @user-kc9pk8de8x
    @user-kc9pk8de8x 2 ปีที่แล้ว

    ህዝበይ ኣጆካ ክሓልፍ እዩ

  • @mowdave9578
    @mowdave9578 2 ปีที่แล้ว +1

    Kkkk 10 million tewesiduwo eyu zimdir zelo mish hizbi tigray kkkk junta nefat

  • @habtomgebre1523
    @habtomgebre1523 2 ปีที่แล้ว

    gegna

  • @paulostsegay3743
    @paulostsegay3743 2 ปีที่แล้ว

    Sebihu do hakeye shabiya Eritreawu kimesiaka eyu

  • @sisaywoldeyohannes737
    @sisaywoldeyohannes737 2 ปีที่แล้ว +1

    ይኸ ምግብ የተባለ ሰው የዘንዶው ግልጽ መጅዕክተኛ ነው! የትግራይ እናት ልቿችዋን አምጣ ወልዳ ዋጋ ለሌለው ከንቱ የአውሬ ጭዳ አድርጋ ደግሞ አሁን ያደርቃታል!!

  • @kidistasgedom8458
    @kidistasgedom8458 2 ปีที่แล้ว

    Ata jigna niberelena

  • @etiioerit2563
    @etiioerit2563 2 ปีที่แล้ว

    Bzey dem kihadru zeykeilu merahti

  • @selamselamey8644
    @selamselamey8644 2 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ ኣታ ለባም ተሳእኑ ካን መንእሰይ ትግራይ ትርጉም ኣብ ዘይብሉ ኲናት ከም ቆፅሊ ይረግፍ ኣሎ ። ደቆም ኣብ ወፃኢ ኣቐሚጦምሲ ንኲናት ተዳሊና ኣቤት ላግፂ

    • @slamslam766
      @slamslam766 2 ปีที่แล้ว

      ንሳቶም ንሃገሮም ንስኩምግን ንምሓራ ክትብሉ ትሞትለኩም

    • @selamselamey8644
      @selamselamey8644 2 ปีที่แล้ว

      @@slamslam766 እንታይ ማለት ኢዩ ሃገር ። ኤርትራዊ ንሃገሩ ስግኣት ዝኾኑ ኣብ ዘለውዎ ይጥፍእሞ ኣሎ ። ንስኹም ግን ኢትዩጵያውያን ወይ ካኣ ቀደምኩም ከደምቲ ንምዃን ኢኹም ትሞቱ ዘለኹም ኣንቱም ደናቑር

    • @slamslam766
      @slamslam766 2 ปีที่แล้ว

      @@selamselamey8644 ክሊ ፎጭፋጭ

    • @selamselamey8644
      @selamselamey8644 2 ปีที่แล้ว

      @@slamslam766 ቆንዳፍ ኣብዲ ድምሱስ ዓጢነ

  • @Azsx23-pg8ix
    @Azsx23-pg8ix 2 หลายเดือนก่อน

    seraki

  • @user-vb6jd6ts9s
    @user-vb6jd6ts9s 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkkkk

  • @genetteklemengesha9164
    @genetteklemengesha9164 2 ปีที่แล้ว

    Adey mearey tsomuna zeynhadr eilknsi kab measke tsgibkum tfeltu. Tshay zharemo kusta tmeslu. Tekieilkum keshkum ialemkum. Tsolot gberu. Brtue tslot yedlyekum ialo. Bral mgbey niaiatom ktemom nay bombatat megbi keygebrkum lebmu.

  • @funnyyoutube6228
    @funnyyoutube6228 2 ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂😂😂Ayokum 😂😂😂

  • @mowdave9578
    @mowdave9578 2 ปีที่แล้ว

    Kkkkk 2mengsti ziseare shifta ayreanan kisab tiwidu gin ketsilu lementi endabekekas alina

  • @Gl.f
    @Gl.f 2 ปีที่แล้ว

    Tegaru b kunat zftah yelen n Selam tsiaru 300 000 meneseyat atfiekum hji kea kba knsebro eilkum kindey eikum ktkeflu dehan eske ykun Humora hazwo dob Sudan nbel bdhrieu ke ywidae Selam ymexie målet d u

  • @opsahmed7211
    @opsahmed7211 2 ปีที่แล้ว

    Viva TDF Army Lions of the world

  • @zedan1619
    @zedan1619 2 ปีที่แล้ว

    ዓወትና ናይ ግድንእዩ ትግራይ ትሰዕር 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊