" ዑደት ኣዛዚ ሰራዊት ኡጋንዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዕላማ'ቲ ሓደገኛ ተባሂሉ ዝግለጽ ዘሎ ስግኣታትን"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
  • " ዑደት ኣዛዚ ሰራዊት ኡጋንዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዕላማ'ቲ ሓደገኛ ተባሂሉ ዝግለጽ ዘሎ ስግኣታትን"

ความคิดเห็น • 75

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you wedi ERI jigna ❤❤❤❤❤

  • @danielevaccari537
    @danielevaccari537 หลายเดือนก่อน

    Eritrea and its people will always be glorious
    ✌️✌️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷✌️✌️

  • @zebibadhanom8219
    @zebibadhanom8219 หลายเดือนก่อน +3

    ኤረትራዊ ዓድካ ትምለሰሉ❤ ብሰላም ትነብረሉ ግዜ ይምጽኣልካ ❤

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቶ መሓምድ ስዒድ በዚ ዘቅረብካዮ ሓበሬታ ብዛዕባ ኦጋንዳ ዝርከቡ ኤርትራውያን ክብረት ናዓኻ ከምኡውን ንሚድያ AAN 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹

  • @muluyeaslawi7999
    @muluyeaslawi7999 หลายเดือนก่อน

    God bless to eritrea& eritreans🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merinamogoszemuy-j7l
    @merinamogoszemuy-j7l หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @tesfuwoldu2595
    @tesfuwoldu2595 หลายเดือนก่อน

    Thank you

  • @Brokethebeas
    @Brokethebeas หลายเดือนก่อน +4

    ኩሎም ኣእዱግ ተኣኪቦም ሓንቲ ኣየፍርዩን ኢዮም ሓለዋና ኣብ ትግራይን፡ ኣምሓራን ጥራይ ይኹን ደቂ ኤረይ

    • @Asmeraweymot
      @Asmeraweymot หลายเดือนก่อน

      abey koyna kinhlwom.. ab youtube 🤣🤣🤣🤣

    • @Brokethebeas
      @Brokethebeas หลายเดือนก่อน

      @Asmeraweymot ኣብ ኣዲስ ኣበባ

  • @resomtewelde5598
    @resomtewelde5598 หลายเดือนก่อน +1

    Great analysis

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @teklabtesfation5213
    @teklabtesfation5213 หลายเดือนก่อน

    Thanks Bro❤❤❤

  • @miniasghid6386
    @miniasghid6386 หลายเดือนก่อน

    ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕

  • @nselamnzemr8692
    @nselamnzemr8692 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Abi-xr4uq
    @Abi-xr4uq หลายเดือนก่อน

    Good job

  • @janbe7051
    @janbe7051 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ ስለላን ኮለላን ድሮን ካብ ካብ ኮለላ ካምፓላን ኢንተበን !

  • @bingbang-kv9yt
    @bingbang-kv9yt หลายเดือนก่อน +1

    ABI nezom Nay Uganda 🇺🇬 shegrat keyfeterelom kolo kab seltan keltifka meilayu eya

  • @MekonnenGhebreselasse
    @MekonnenGhebreselasse หลายเดือนก่อน +1

    መልእኽቲ ንኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳ አገዳሲ ሐበሬታ።

  • @gejeretnieshtey9669
    @gejeretnieshtey9669 หลายเดือนก่อน

    Ethiopia keytedemseset selam yelen ::

  • @Teame-l1x
    @Teame-l1x หลายเดือนก่อน

    ሃለውለውድንቆሮናይባዕልኽእናሓረስናይጎረቤት

  • @idrisadam4097
    @idrisadam4097 หลายเดือนก่อน

    Merhaba AAN men-kmakum.

  • @akubitgebrengus397
    @akubitgebrengus397 หลายเดือนก่อน

    Well Come siedom ❤❤❤

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @dilasor2029vision
    @dilasor2029vision หลายเดือนก่อน

    Dron long time.❤

  • @derihabte1422
    @derihabte1422 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤eritrawey

  • @MesriTeclia
    @MesriTeclia หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉😢

  • @khalifaahmedin6364
    @khalifaahmedin6364 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😂❤❤❤❤

  • @abdelawahabsaid
    @abdelawahabsaid หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hagosyohanns9443
    @hagosyohanns9443 หลายเดือนก่อน +1

    ንሰራዊት ኤርትራ ዋላ ሓንቲ ኣይገብሮኦን የን፡ ስደተኛታት ግን ከበሳብሱ ይክእሉ እዮም። ኮሎም ራበሽ እዮም።

  • @yorusalemfissehatsion340
    @yorusalemfissehatsion340 หลายเดือนก่อน

    Adeka eto

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷❤️‍🩹❤️‍🩹❤️‍🩹🌹🌹🇪🇷🇪🇷👍👍

  • @MLMediya
    @MLMediya หลายเดือนก่อน

    ሳብስክራይ ግበሩለይ ክብራት የሕዋት ሓዳሽ ቻነል ኢያ 🙏😍😍😍

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @yemanegebrehiwotwoldemaria5938
    @yemanegebrehiwotwoldemaria5938 หลายเดือนก่อน

    AAN: Speaking about Eritreans investments worth $3bn in Uganda, is NOT enough. Can you ask, 'Why invest so much in Uganda? And why not in Eritrea? ?????

  • @aknebshalom8962
    @aknebshalom8962 หลายเดือนก่อน

    እዛ ፍሕ ብትን ዝበለት ሃገር ኣብ ናይ ዕርበታ ግዝየ ንሃገርና ክት ገጥም ዓቅሚ ስለ ዘይብላ ንህዝብና ኣብ Ethiopa ኡጋንዳ ክምኡ ውን kenya zelo,ሽግር ከተውርደሉ ትጽዕር ኣላ ግን ካብ 6 ወርሒ ዝሓልፍ ሂወት የብላን

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly หลายเดือนก่อน

      ከምኡ ኢልካ ጥራይ ነብስኻ አጸናንዕ

    • @aknebshalom8962
      @aknebshalom8962 หลายเดือนก่อน +1

      @Z-oneandonly ajoka ane serawiteyy hize zekone yeblyen weylka da kedami ebr

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly หลายเดือนก่อน

      @@aknebshalom8962
      እንታይ ሰራዊት ኣለካ ዝኑብ :: ስራዊተይ ትብሎ ዘለኻ ኮ ከማኻ ክሃድም ዕድል ዘይረኸበ ካብ ትሕቲ ዓራት ኣዲኡ ብሓይሊ ትገዲዱ ዝወጸ እኽብካብ ገባር ዩ :: ተኺልካ ክተት ዓሰብ ከይተወስደት ከላ

  • @rttr3992
    @rttr3992 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @abdulkadertaha1891
    @abdulkadertaha1891 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ሓላይ ወዲ ሙሰቢኒ ዝይገብሮ ኣይኮነን ክገብሮ እዩ።

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 หลายเดือนก่อน

      nay bhaqi lbi zelewo aymesln klkmo eyu neb'u

  • @trussom647
    @trussom647 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ኮን ምገበረኩም ኩሉ ግዜ ሃናጽን ጠቃምን ከምዚ ዓይነት እንተተቅርቡ 🇪🇷🇪🇷💪👈

  • @EyasuMehari-e2s
    @EyasuMehari-e2s หลายเดือนก่อน

    Go keep Eritrea drtiy

  • @EyasuMehari-e2s
    @EyasuMehari-e2s หลายเดือนก่อน

    No no no no no we are with uganda and Ethiopia

  • @YosiefGirmay-bx2fl
    @YosiefGirmay-bx2fl หลายเดือนก่อน

    አብ ስደት ኮይንካ ፈከራ አጽሊእና ሕጂ እስካ ንዓ ውረድ ዓድካ ተመለስ ተባሂልካ አይትምለስን ኢካ ንርፍራፍ ሳናቲም አብዚ ትግዕሩ ሓሰውቲ

  • @2tedros
    @2tedros หลายเดือนก่อน

    Let's hope you're wrong, for sake of our people in Uganda 🙏

  • @YosiefGirmay-bx2fl
    @YosiefGirmay-bx2fl หลายเดือนก่อน

    ክላ ሞሻሙሽ ጸገምካ አብ ሃገርካ ኮፍ አቢልካ አብዚ መጺካ ተለዘካ እንታይ ፋይዳ አለዎ ሓሞት የብልኩምን ሓንቲ ቃል ንኢሰያስ ከይትዛረብ ነብስካ አታልል ድሕሰበልካ ደሎ ካልእ እስካ ከአ አብዚ ትዓፍር

  • @zekariasbahlibi2890
    @zekariasbahlibi2890 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዝግበር ግፍዒ እዚ ጀልፋፍ ኣንድነታዊ ኢሰያስ ኣፎርቂ እዩ ዝገብሮ። ዝኾነ ኤርትራዊ እዚ ኩሉ ኣብ ልዕሌኻ ዝግበር ሽርሒ ካብዛ ደም ዘይብላ ዓሌታዊት ብነብሰ ምትሓት ዝተበልዐት ድኽምቲ ስድራቤት እዩ ዝብገስ።

    • @zzeeyib3009
      @zzeeyib3009 หลายเดือนก่อน +1

      Denkoro Esayas is not ur problem ur the problem like u deki 40 tegaru mejegna. Long live Esayas Afeworki God protect you from hadsadat.

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 หลายเดือนก่อน +1

      ኣብዘይ ዓቅምካ እስካርባ ኣቲካ ኣይትለፍልፍ እንታይ ኣፍሊጥካ ።

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly หลายเดือนก่อน

      ክክክክ ብፈጣሪኦምን ጎይትኦምን ወዲ መድህን በራድ አይትምጸኣዮም :: ንሱ ዝበሎ ሓቂ ውን ክደግሙ ዘይክእሉ ጀጀውቲ እንታይ ትጽበ :: ኣብ ዘይሃገርካ ክብረት የለን ::

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 หลายเดือนก่อน

      @Z-oneandonly ካራ ውራይ ጃጃዊ ስለዝኮንካ ብወንጭፍ ምስ ዘይዓቅምካ ሓንቲ ከስራሕካ ንዝሰርሑ ትካሻምሽ ንስካ ሓደ ባኮ ብስባት ተውጢጥካ ከም ዕወር ትመርሒካ ስብ ተደፊኑ ዘይ ፍንቀል ፋይል ከፊቶም ኣብጣውልኦም ዘቀመጡ ኣርካናት ባኮ ንባኮ ክትዋጥዩ ትሕዝኑ ሓተላ።

    • @hagerey-c6q
      @hagerey-c6q หลายเดือนก่อน

      ትክክል ኣለኻ! ኢሳያስ አርትራዊ ንክስደድ ጥራይ ዘይኾነ ዋላ አቲ ዝተሰደደ ናብ ኣዱ ንከይምለስ ተጻአቦታት ዝሃንደሰ፡ ደቅ ኣባት ኣጽኒቱ፡ ስልጣን ንተወልጄታት ዞኣደለ። ንኣብነት 2% ዘይከፈለ ከምቱሪስት አምበሪ ከም ዜጋ ኣገልግሎት ኣይዋሃቦን ዝብል ቀንዲ ዕላምዑ ኤርትራዊ ኣዱ ተመሊሹ ንከይዋፈር ዝተሃንደሰ ካብ ሙሉዕ ኣፍሪካ ኤርትራ በይና ተተግብሮ ተጻአብኦ ምዃኑ አዩ። ካልአ ድማ አርትራውያን ኢንቨስተርስ ካብ 5ሺ ንላኦሊ ከይትህዙ፡፡ ቢዝነስ ላይሰንስ ንክትረክቡ ኣይትሕለሙ። ኣብ ኤርትራ ኣባይቲ ን ጸኦኣትን ኣይስራህን። ቢዝነስ ክከፍት ዝደለየ ምስ ሕግደፍ ሽርኻ ይኹን፡ ዝብል ኩሉ ተጻአቦታት ፈጢርኻ አርትራዊ ኣዱ ናይምምላስ ሸውሃቱ ንምአጻው ዝተሃንደሶ ውዲት አዩ። ን30 ኣመት ደቅ ኣፋርን ደቅ ሕርጊጎ ኣሳ ኣዲኖም ንከይበልዑ ዝገበረ። ኣገልግሎት ዘሎ ሰራዊትና ክንዲ ኣሳ ዝምግቦ ብኣደስ ዘጠላቀዮ፡ ሃሳድ መራሂ አዚ ጀልፋፍ ጥራይ አዩ። ሕጂ ድማ ሃዲሽ ውዲት ጀሚሩልናሎ። አርትራ ናይ ዜግነት አንበር ናይ መንነት ኣይኾነትን ዝብል ሃዲሽ ድራማ። ነዚ ከሳልጡሉ ድማ ትማሊ ትግራይ ትሰአር ይብሉ ዝነበሩ፡ ከም በዓል ኣብራሃ ገብሬ፡ ካድሬ ጌሩ ኣምጺአዎም ኣሎ። ጽባህ መንነትካ ኣየገድሰኒን አንዳበለ መሬት ካብ ደቅ ኣባት ምምንጣል ክጅምር ፕላን ኣለዎ። ኣብ ኣዲ ሃሎ ከማን ኦሮሞይ ኣተግቢርዎሎ። ነዚ ኣራዊት ከየልገስና ኤርትራ ሰላም ኣይትሃድርን። ዋላ ምስ ኣሜሪካ ሰላም ፈጢርና፡ ነዚ ርጉም ከየጽነተና፡ ክነልግሶ ጥራይ ዝሕሸና። ኤርትራ ን አርትራውያን!

  • @gezahegnmiteku5801
    @gezahegnmiteku5801 หลายเดือนก่อน

    ንአቢይ አሕመድ እሸል ቖልአ ኢልኹም አኒኢስኹም ትርእዩ አይኾነንዶ? ሕጅ ነሕግደፍን ኢሊቶም ወሲኹ ይሕምስመሰና ፍርሕ ኸመይ ትብሉ? ሶሉስ ኽዳንኽኩምኼ? ሶማል ኽንሓልዋ ጀሓራኹምኸ እንታይ ዊሕጡዎ? አብይ ዝተዛረቦን ዝጀመሮ ኸይተአወተ ዝምለስ ኸምዘይኾዉን አብ ቱርኪያ ፈረንሳይ ኡጋንዳ ከኒያ ሱዳን ሶማል ሶማሌላንድ ጅቡቲ እናበለ ኸምዝፃወተልኹም አይትሓስቡንዶ ኔርኹም?ሕጂ ደኒኑ ምብኻይ ግዚኡ ዝሓለፈእዩ።

  • @danielevaccari537
    @danielevaccari537 หลายเดือนก่อน

    Eritrea and its people will always be glorious
    ✌️✌️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷✌️✌️

  • @mebrahtumehari9107
    @mebrahtumehari9107 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹♥️♥️♥️🙏🙏🙏💪💪💪