DW TV ጋሻ ሰንበት - ድምፃዊ ኣስፋው ጀብጀብ ምስ በዓልቲ ቤቱ ዶ/ር ሙሉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 112

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ ปีที่แล้ว +4

    ኣስፍወይ እንኳዕ ዳሕና መፃኻ ዝፈትወካን ዘድንቐካን ❤ ኣጋጣሚይ ኮይኑ ሙሉእ ኣልበም ሙዚቃኻ ይሰምዕ ነይረ🎉❤💛❤🎉

  • @WoldaiAbay
    @WoldaiAbay ปีที่แล้ว

    Thankyou Asfaw, Dr Mulu and Solomon for your lovely work. እንኮዕ ናትና ኾንኩም። ጀጋኑና።

  • @tigraytigray7174
    @tigraytigray7174 ปีที่แล้ว +3

    ኣስፋው ጀብጀብ እንካዕ ብሰላም ናብ መሬት ዓድኻ ኣርገፀካ 🙏🙏🙏❤ ተስፋ ይገብር ብሓደሽ ስራሕ ክትመፀና

  • @promisefreedom6423
    @promisefreedom6423 ปีที่แล้ว +11

    Thank you ጀበጀብ ጅግና ተቓላሳይ ወዲ ህዝቢ ተጋሩ ጀጋኑ ❤💛❤ ምስ በዓልቲ ገዛኻ ዶክቶር ሙሉ thank you ❤💛❤💛

  • @Aman-zi8hx
    @Aman-zi8hx ปีที่แล้ว

    wellcome ድምፃዊ ኣስፋው ጀብጀብ ሰላምን ራህዋን ይምነየልካ 😘🥰🥰🥰

  • @egzabherhaylihiweteyeyu4282
    @egzabherhaylihiweteyeyu4282 ปีที่แล้ว +1

    ጋዜጠኛ 100%✅️ ውዱእ👑
    ኣስፋው ዝፈትዎ ደራፊ😍😍😍😍

  • @ማዓርፅጌናይ
    @ማዓርፅጌናይ ปีที่แล้ว +6

    ኣስፋው ጀብጀብ ብጣዓሚ ምቑሉል ሕያዋይ ሰብ ። ናይ በሓቂ🙏

    • @abeyaabeya7809
      @abeyaabeya7809 ปีที่แล้ว

      💊💊💊💊💊😍😍😍😘

  • @Asefaalsa
    @Asefaalsa ปีที่แล้ว +2

    ልጠፍኡ ተጋድልቲ ደማ ከይትእልሹ ተፈለጥቲ ናምፃኩሙ አርኡዩና እምበይ አብ መገዲ የመኒ ሱዑዲ ዓረብ ልሃልቅ ለሎ ህዝብኩሙ ድምፂ ኩንዎ 😢😢😢

  • @tsegay-nr5dt
    @tsegay-nr5dt ปีที่แล้ว +6

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ አስፋው ስለዝረአኹኻ ደስ ኢልኒ

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 ปีที่แล้ว +1

    Asfaw jebjeb welcome Good see you my dear brother Big respect 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
    @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ ปีที่แล้ว +5

    አለካ ዲካ ክቡር ሓዉና ታይ ዳአ ጠፊኢካና እንኮዕ ዳሓን መፃካ ሙዚቃ ዉን አይትዉፅእን ዘለካ ሓዱሸ

  • @tesfaynuguse2447
    @tesfaynuguse2447 ปีที่แล้ว

    ኣስፍዉ ጀብጀብ ና ዶ/ር ሙሉ ብጣዕሚ ንዓዶም ለይተን ቀትርን ካብዝሰርሑ ጀጋንና ዲያስፖራ ተጋሩ እዮምና Dwt ደስባሊ ንጀጋኑና ክብሪ ብምሀብኩም

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ ปีที่แล้ว +3

    ኣሰፋ ጀብጀብ😊❤❤

  • @dagmawiadwa8882
    @dagmawiadwa8882 ปีที่แล้ว +1

    እሰፈው ጀብጀብ በጣም ነው የምወደው ልጅነቴን ያስታውሰኛል ናፍቄ አነስ የሚለውን ግጥሙን አጥንቼ እዘፍነው ነበር ስላየየውህ በጣም ደስ ብሎኛል! በነፃ ሃገረ ትግራይ ያገናኘን💛❤️💛❤️🙏🙏🙏

  • @popopepo3069
    @popopepo3069 ปีที่แล้ว +3

    ዝፍትዎ ደረፋይ ኣስፋወይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ዕድመ ይሃብካ ናተይ
    ጋዜጠኛ ስሌ ድማ ብጣዕሚ ካብዞም ዝፍትዎም ጋዜጤኛ ኢኻ ሰሎምነይ💕 ቲቲ ካብ ስዑዲ

  • @girmaneshdesta259
    @girmaneshdesta259 ปีที่แล้ว +3

    Glad to see you, the good-hearted couple! Muluye, my sis, you look so beautiful zhaftey. Longlived life!

  • @norhwhab3757
    @norhwhab3757 ปีที่แล้ว +3

    እንካዕ ብሰላም ኣከበኩም ደስ ይብል ተዘክሮታት ናይ ቀደም ኣምፅኩምልና የቕንየልና ከምኡ ገርኩም ካልኦቶም ክትቕርቡልና ንላቦ ዳይ ንሕዉየት ትግራይ

  • @ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ
    @ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ ปีที่แล้ว +1

    ዓቢደላ ማዓስከር ሕንጻጽ
    ኩሉ ኤርትራዊ ዘይርሳዓ ደርፊ
    እስኪ ዓቢደላ ትፈትውን ማዓስከር ሕንጻጽ ዝነበርኩምን ላይክ

  • @marthakidane8329
    @marthakidane8329 ปีที่แล้ว

    Good job. Proud of you

  • @selamwitgebremedhin8325
    @selamwitgebremedhin8325 ปีที่แล้ว +2

    ጀብጀብዋ ሙሉሻ እንቋኧ ብሰሰላም መሬት ኧድኲም. አብፀሐኩም ደስ ኢልኒ ቤተሰብ ኩሉ ሰላም ዶ ፀኒህኩም ወሰላም በሉልና ሙሉየ ደቅኪ ደሀን ዴን እንኳኧ ሀጎሰኪ ዝሀፍተይ ሰላም ተመለሱና

  • @afomgebremaryam8420
    @afomgebremaryam8420 ปีที่แล้ว

    አስፋው ጀብጀብ እንኳዕ ደሐን መፃካ አብ ሂወተይ ዝፈትዎ ደራፊ ዕድመ ጥዕና ይምነየልካ

  • @kirosgebrekidan1422
    @kirosgebrekidan1422 ปีที่แล้ว +1

    Wow welcome, dearest Asfesh and Dr.Mulu.

  • @Fre-w3u
    @Fre-w3u ปีที่แล้ว +1

    💪💪💪💪💪💊💊💊💊❤❤❤🎉🎉🎉

  • @tomasfeshaye6319
    @tomasfeshaye6319 ปีที่แล้ว +1

    Welcome to tigray brother 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mahrayeyob9282
    @mahrayeyob9282 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤ይገርም እዚ ድዩ ጀብጀብ ብዓል ቡሉጽ ድምጺ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክትመጸን ንጽበ ንፉዕ ባዓል ሞያ

  • @asterkassa3132
    @asterkassa3132 ปีที่แล้ว +1

    አስፋው ስለዝራአኩካ ደስ ኢሉኒ ጨጉርካ ብምቅራፁ እውን ደስ ይብል ❤❤❤❤❤

  • @liamesfin5737
    @liamesfin5737 ปีที่แล้ว

    Asfaw jebjeb you are my favourite singer

  • @kirosgebrekidan1422
    @kirosgebrekidan1422 ปีที่แล้ว +1

    They are very kind couple and thanks again for your hospitality that when I went to DC.

  • @ማዓርፅጌናይ
    @ማዓርፅጌናይ ปีที่แล้ว +1

    my favorite singer ever. I L9ve Jejeb

  • @birenatigray8789
    @birenatigray8789 ปีที่แล้ว

    ኣስፋወይ ወለላ ዝፈትዎ ኣርቲስት ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ብዓልቲ ገዛኻ እዚ ጋዜጠኛ ውን ደስስ ክብል ቀፅሎ❤

  • @ertyfgvmkybrcwmperverterty9694
    @ertyfgvmkybrcwmperverterty9694 ปีที่แล้ว

    ትግራይ 👍👍👍🇻🇳🇻🇳🇻🇳✅️✅️✅️🤝🤝💯💯🌹🌹💪💪💪✊️👑🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @Semhar-w8w
    @Semhar-w8w ปีที่แล้ว

    Enqae bselam ateka Ase

  • @Asqualhaile
    @Asqualhaile ปีที่แล้ว +1

    አስፋው እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ ስለ ልረአኹኻ ደስ ኢሉኒ አስኳል ሀይለ እየ

  • @gebrihiwotgidey24
    @gebrihiwotgidey24 ปีที่แล้ว

    ብጣእሚ ጽቡቅን መቄረታ ዝሀዘለ ናይ ወዲሰብ እብየት መርአያ አዩ'ሞ ተሀገስ ኩራእ ❤❤❤

  • @Dannytube46
    @Dannytube46 ปีที่แล้ว

    lovely couple

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 ปีที่แล้ว +1

    እታ ስበይቱ ግን እርም ዘይትብ😅😂
    ፅቡቕ ድምፂ ዘለዎ ደራፋይ እዩ❤

  • @HdhdDbbd-m5h
    @HdhdDbbd-m5h ปีที่แล้ว

    አሰፍዉ እንካዕ ብሰላም መጸአኻ ናተይ ❤💛💋

  • @jhxjvzhudhhxj3490
    @jhxjvzhudhhxj3490 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤ ኣይትትጥፈኤና ደኣ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤❤

  • @nardoszerea
    @nardoszerea ปีที่แล้ว

    እንኳን ደሐን መጸአካ ጀግና ሐወይ ነዊሕ ጊዜ ጠፍካ ናትካ አድናቅት እየ❤❤❤❤

  • @rozar227
    @rozar227 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @binyamygizaw6680
    @binyamygizaw6680 ปีที่แล้ว +2

    Asfaw jebjeb ❤❤
    Solomon tigrgnaka nay tgray gebro letitkayo nab gorebetka gerkayo

  • @aabaditmumu2317
    @aabaditmumu2317 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤

  • @birenatigray8789
    @birenatigray8789 ปีที่แล้ว

    ግን ብዓልቲ ገዛኻ ፅቡቕ ምዕሩግ ሽፎን ከመ ኣዴታትና ተኸዲና ተትመፅእ ኽንደይ ደስስ ምበለ ኣስፋወይ ይቅርታ ኣቕሪበ እየ❤❤❤

  • @akilove3701
    @akilove3701 ปีที่แล้ว +2

    asfaw jebjeb hawey ❤❤❤

  • @ove6164
    @ove6164 ปีที่แล้ว +2

    ጀብጀብ ሰብ ቀደመ💎💎💎
    እታ ኣለኪ ዶ ትብል ደርፉ ክፈትዋ ምዓትየ😊
    ን ጸጋዝኣብ ገ\ስላሴ 'ውን ተትቅርቡልና ንብል❤

  • @saragbramariam4116
    @saragbramariam4116 ปีที่แล้ว +2

    በጣም እሪፍ ድምፅ ❤❤❤❤❤

  • @fere782
    @fere782 ปีที่แล้ว

    Asfaw nice to see you

  • @tomayayalew5626
    @tomayayalew5626 ปีที่แล้ว

    አስፋው ጅብጀብ በጣም ነው የምወደው የማደንቀው ልጅነቴን አስታወሰኝ በሚቀጣው ደግሞ አለዋ ገለ የሚለውን ብታቀርቡት

  • @merimeriy6432
    @merimeriy6432 ปีที่แล้ว +1

    ኣስፋወይ እንካእ ብሰላም መሬት ኣድካ ብሰላም ኣተኻ

  • @Fkadu-ruo8cl2rn4b
    @Fkadu-ruo8cl2rn4b ปีที่แล้ว +5

    መደብ ጋሻና ነዚ ኹቡር ዓብይሰብ ስነ ጥበባዊ ንትግራይን ትግርኛን ኣብ ከፍታ ንከስቀል ዓብይተራ ዝነበሮ ከም ጋሻ ገይርኩም ምቕራብኩም ብጣዕሚ ነመስግን። ንመዳለዊ ሓውና ሓንቲ መሃሪት ዝኾነት መአረምታ ግን ክህበኩም ይደሊ ኣጋይሽ ዓዲምኹም እንተብቅዑ ቕድሚ ናብ ጥልቕ ዝበለ ወግዒ ምእታውኩም ንኽብርቲ ብዓልቲ ቤት ኣስፋው ሽማ ኣላሊኹም ፣ እንኳዕ ናብዚ ቃለ መሕተት መደብ ብሰላም ምምፃእኹም ነመስግን ብዝብል ተትጅምሩ ፅቡቕ ነይሩ። ንሓፍትና ሽሟ እኳ ከየላለኹም ንልዕሊ ንነዊሕ ደቓይቕ ምውጋዕኹም ጌጋ እዩ። ብኽፋእ ከም ዘይኾነ ይርዳእ እየ ግን ይትኣረም።

    • @Johnhumera
      @Johnhumera ปีที่แล้ว

      Entay deka ey Tigray Tigraga malt Guhaf

  • @محمدمحمد-ق1ه8ض
    @محمدمحمد-ق1ه8ض ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉

  • @MameMan-yo8jv
    @MameMan-yo8jv ปีที่แล้ว

    ደስ ባሀልቲ ደቂ ሐላል ትግራይ እንካዕ መሬት ዓድኹም አርገፀኩም

  • @samiramir6719
    @samiramir6719 ปีที่แล้ว

    ኣስፍ ሓዊና ብጣዕሚ ነክብረካኅ ንፈትወካን

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 ปีที่แล้ว

    Asfaw Jebjeb❤❤❤❤❤

  • @djdjkriri4o367
    @djdjkriri4o367 ปีที่แล้ว

    ViVi Ddawl ❤❤❤❤❤❤❤

  • @abinetlideto3443
    @abinetlideto3443 ปีที่แล้ว +2

    አስፋው ጀብጀብ ኣብ ዓ/ ዓዲ ናሀለወ ምስ ብግዚኡ ልነበሩ ኪነጥባብውያን ምስ ከበደ ደስታ መታዕብይቲና ሀህ ኢልና ንስምዖም ነይርና ክዝክሮ ሀም ሐዱሽ ንመስርት ላዓነው ዓዲ ወዲቕና ኣይንትረፍ ፈቐዶ መገዲ ልብል ካብ ልዝክሮይ ንፈትዎ ደርፊ ህወሓት ነይሩ . ልአስፋው ጀብጀብ ለለኒ ኽብሪ ፅቡቕ እዩ ኣብ መቐለ መጽኢናለ ቖልዑ ኾይና ናይ ትግራይ ኪነት ልክንደርፍ ያታባብዑና ነይሮም ኣነውን ናይ ውድብ ደሪፈስ ክቕፅል ኣባራታቲዑምኒ ካብኡ ግን ወድ ቐሺ ብምኳነይ ብምድራፈይ እቱ ወእረ ተስሚዑስ ግዜያ ታሐዘነ ወድ ቐሺ ዋጣ ኾነ ተባሂለ ብወለደይ ተለይኾነስ ብኣዝማደይ ተወቒስ ናይ ኪነ ጥበብ ድልየተይ ተኾሊፉ . ድልየተይ ብምኽንያት ድሑር ባህሊ ልምዲ ብምቕራዩ ይሐዝን . ግን ኪነ ጥበብ መግለጺ ናብራ ባህሊ ልምዲ መግለጺ ጸገማት ብሉሺ ምምሕድዳር ባህጊ ድልየት መግለፂ ህዝብና እዩሞ ክኣቢ ክምዕብል ይግባእ ያሀያ ሐውናይ ስብ ሙያ ኣዕርኽትኻይ መሳርሕትኻ ልአስፋው ጀብጀብ ፕሮግራም አዳሊኻ ሃለዋት እንፈትዎ አርቲስት አስፋው ጀንጀብ ጀባ ስለልብልኩምና ካብ ማዕሙቕ ልበይ ያምስግን .
    ኃይለማርያም ብዙአየነ ካብ ጄኔቫ ስዊዘርላንድ 🙏❤️💛

  • @01tigray
    @01tigray ปีที่แล้ว

    💛❤

  • @weyalzemen9898
    @weyalzemen9898 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ብሪጓልትግራይ-ዸ8ኘ
    @ብሪጓልትግራይ-ዸ8ኘ ปีที่แล้ว +3

    ናይ ማአዝ እዩ

  • @אברהטנוגוסי
    @אברהטנוגוסי ปีที่แล้ว

    ❤💛❤💛❤💛❤✅✅

  • @blen3
    @blen3 ปีที่แล้ว

    ምቕሉል ኣንደበተኛ ኣርቲስት ኣስፋው ጀብጀብ ንበረልና

  • @Zafu-bz6wn
    @Zafu-bz6wn ปีที่แล้ว

    😍😍😍

  • @nardoszerea
    @nardoszerea ปีที่แล้ว

    ❤❤🎉🎉🎉

  • @Gualzeruu
    @Gualzeruu ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @selamonkinde1433
    @selamonkinde1433 ปีที่แล้ว

    ናይ ቀደም ከየንት ዘመን ተሳጋር ዜምኦም አዝ እዩ ሙቁር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቅ ሓላል መሬት

  • @yohannisberhane8775
    @yohannisberhane8775 ปีที่แล้ว

    Jebjeb haweye. Eta msekeleka neweshti gebra.ketelti tigrayan

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 ปีที่แล้ว +1

    ኣከዳድናኣ ከን ከም ደቂ ትግራይ ኣይኮነትን ሓረፍኩ ክትብል ጥራሕ ሰለፋ ናብ media መጺኣ ኣብ ዓራት ክትለብሶ ነይርዋ

    • @Fre-w3u
      @Fre-w3u ปีที่แล้ว

      😂😂

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 ปีที่แล้ว +2

    THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC WELAHI

  • @tekleaxmite7181
    @tekleaxmite7181 ปีที่แล้ว

    H.........Dimtsi..........Weyanane.......tg.........Citly...........Counrt

  • @Senay606
    @Senay606 ปีที่แล้ว

    ኣስፋው ካብ ብቆልዓይ ጀሚረ ክሻብ ሀዚ ዝፈትዎን ዘድቖን ግን ስብእንኡ ተዝፈልጦ ኢለ ዝምነዮ ዝነበርኩ እዩ፤ ካብ ስራሕ መፅየ ምስ ድኻመይ ክልቲኡ ኽፋል ወግዒ ሰሚዐዮ መምሀሪን ሰሓብን እዩ።

  • @michaelabraham6913
    @michaelabraham6913 ปีที่แล้ว

    Ytehawaweseni alo adiu dya sebeytu

  • @bereketnew6657
    @bereketnew6657 ปีที่แล้ว

    Sunu ajubo eilu ziderif dyu

    • @fereweynib8982
      @fereweynib8982 ปีที่แล้ว

      Aykonen I think Tesfay eyu zbehal sni ajbo

  • @TsigabuTesfay
    @TsigabuTesfay ปีที่แล้ว

    Asfaw gebgeb enahelwe btv knrio kelena btami des yblena neyru

  • @ertyfgvmkybrcwmperverterty9694
    @ertyfgvmkybrcwmperverterty9694 ปีที่แล้ว

    ‏‪5:01‬‏

  • @asbbwg3203
    @asbbwg3203 ปีที่แล้ว

    ግን ቅድምኣ ሓቲትካዮ ዲካ 20 ዓመት ትብለካ ስለዚ ካብ ትግራይ ካብ ዝወፅእ 11 ዓመት እዩ ገይሩ ኣይትወስክሉ

  • @mamdadlove
    @mamdadlove ปีที่แล้ว

    When you interview two people, you better ask a few questions to both of them turn by turn. You let his wife listen for so long. She may not feel comfortable. Improve this in your future interviews.

  • @DaniAbrha
    @DaniAbrha ปีที่แล้ว

    ketsilo ajuka

  • @mariogebreab258
    @mariogebreab258 ปีที่แล้ว

    Ante bushti Mistunim teyikat

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩ ኣገው ብኣምሓራይን ብዘምሓርሓሩን ዝተሳቀናዪን ቋንቋ ኣዴና ቢለን ከይንዛረብ ዝኸልከሉናን ንምንታይ ታሪኽ ትሓብእዎ ኣርቶዶክስ ትግራይ ኽሓሱና ኣሕዋትኩም ኢና !! ስቃይ ትግራዋይ ብሓፈሻ ኸብቅዕ በጃኹም ርኹስ ኣምሓርኛ ኣቋርጹ ! ህዝቢ ኢትዮጵያ ብጀካ ብመንነቶም ሕቡናት ዓፋርን ሶማልን ካሊእ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ኣሳቂኹሞ ኣምሓራይ ንኽመስል ኩሉ ኽፋእ ሓሶት ፈኸራ ጥረስጋ ስስዔ ጠንቆላ ቋንቋ ኣዲኦም ምጥላም ... ብኣምሓራይ ስነልቦና ይሳቀዩ ኣለው ! ብፍላይ ተጋሩ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ኣቋርጽዎ በጃኹም ዓለምን ኣምላኽን ይዕዘበኩም ኣሎ ።
    ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ !
    ዕድመ ተጋሩኣገው 4000 ዓመት ዝያዳ !
    ንምንታይ የሕዝንዩ ተናስሑ ተጋሩትግራይ ኦሮሞ ጉራጌ ስልጤ ... ቋንቋ ኣዴኹም ንዕቕኩም ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብኩም ጌጋዩ ተናስሑTHE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC WELAHIWHY U ALL HIDING THE PAIN OF AGEW WHO SUFFERING BY AMHARA & AMHARIC SPEAKERS THINK WAT MEANS DEMBYA OR DEMBEZAN WE ARE AGEW BILENbrothers key of Eritrea Tigray Oromo TPLF OR TIGRAYAN STOP SPEAKING EVIL HELL LANGUAGE AMHARIC!why Tigrayan still speaking evil 😈 he'll language amharic

  • @sabyafoofn1891
    @sabyafoofn1891 9 หลายเดือนก่อน

    Semiae zeymonwo derftatka snkey hiwetey eyom beteley abo galey enabekeye kgabzeni keelo ane neshtey eye nere kab zfleyeni 12 ametu geru hezi gn darga satay eka buzuh seb bnatka derfi neay zzkr seb wwuhud aykonen so edmen tienan yehabka nberelna ms kbrti baalti gezaka

  • @tsehayeniya1768
    @tsehayeniya1768 ปีที่แล้ว

    አፍቱ ጆርናሊዝም ንታ ሰበይቱውን አብማእኸል እናእተኻ እትው ምልስ እናበልኻ እንተዝኸውን ምሐሸ።

  • @fishhagos1610
    @fishhagos1610 ปีที่แล้ว

    ኣታ እታ ሰበይቲ ረስዕካዮ 😂

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 ปีที่แล้ว +2

    Kkkkk adisabeba TENQOLTI HASAKAT HZBI ITOPIA RKUS AMHARGNA MIHIRKUM ASAQIKUMO

  • @aron5023
    @aron5023 ปีที่แล้ว

    ንፋስ ድያ ተእትወሉ ዘላ ሃህ ኣኒላቶ ምጥራ

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 ปีที่แล้ว +2

    ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ህዝቢ ኢጦጵያ ኣሳቂኹሞ ዘይትናስሑ ንምንታይ ክሳብ ክንድዚ ጨካናት ትኾኑ ኣምሓራይ ተቀይርኩም ነብስኹም ኣዴኹም ተሳቅዩ ። ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ..... ቛንቋ ኣዲኦም እንታዩ በዲልኩም ርጉማት ኣምላኽ ዝኸፍኤ ከይመጻኩም ንኹሉ ህዝቢ ኢስጦጵያ በቢቋንቋ ኣዲኦም ኣረድእዎም ክኽሕስኩምን ኣምላኽ ክዕረቀኩምን ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ኣቋርጹ

    • @bekindtoyourself1817
      @bekindtoyourself1817 ปีที่แล้ว +2

      ነቶም ባርያ ኢሳያስ አብ እቶጵያ ባዕል ነፃነት ዝኽበሩ ኬድኪ ንገርዬም
      ርግምቲ ስዲ

    • @salamwini8694
      @salamwini8694 ปีที่แล้ว

      አማርኛ ናይ ኢትዮጵያ ቋንቋዮ እዮ ልዕሊ 88 ቋንቋ አለና ኢትዮጵያ ብድላና ክንዛረቢና ቆንዳፍት ዓዶም ንዓረብ ዝሸጡ ካህዳማት

  • @tsehayeabraha5808
    @tsehayeabraha5808 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤

  • @ትርሓስጓልኣሕፎሮም
    @ትርሓስጓልኣሕፎሮም ปีที่แล้ว

    ኣሰፋ ጀብጀብ😍😍😍😍😍

  • @yohannisberhane8775
    @yohannisberhane8775 ปีที่แล้ว

    Jebjeb haweye. Eta msekeleka neweshti gebra.ketelti tigrayan

  • @TtTt-jp4
    @TtTt-jp4 ปีที่แล้ว

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💐💐💐💐💐💐💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💊💊💊💪💪💪

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @fyg6487
    @fyg6487 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yohannisberhane8775
    @yohannisberhane8775 ปีที่แล้ว

    Jebjeb haweye. Eta msekeleka neweshti gebra.ketelti tigrayan

  • @amitgebregergis9056
    @amitgebregergis9056 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yohannisberhane8775
    @yohannisberhane8775 ปีที่แล้ว

    Jebjeb haweye. Eta msekeleka neweshti gebra.ketelti tigrayan

  • @yohannisberhane8775
    @yohannisberhane8775 ปีที่แล้ว

    Jebjeb haweye. Eta msekeleka neweshti gebra.ketelti tigrayan

  • @alemm6719
    @alemm6719 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @lemlemwoldegerima3598
    @lemlemwoldegerima3598 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @weyalzemen9898
    @weyalzemen9898 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤