ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ብሩክ እንዲኪ ሓዉና ካሳሁን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሂወትካን ሓዳርካን ይባረክ ።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓናኣምላክ ብመንገዱ ገይሩ ምሕረት የዉርደልና
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏
ዕልልልልል አስመ አልቦ ነገር ዘይሳአኖ ለአግዝአብሔር ተመስገን መድሃኒዓለም አኔታይ ይሰኣኖ🥰ምሉአ ሓጎስ ይግበረልና መምህረይ❤
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏
እልልልልልልልል እቦታትና እድሜን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓልም ፀጋኩም የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ምሳኩትኩም ይኹን በርክትኹም ይብፀሔና
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህሬይ ሙሉእ ፉፁም ብራሃን ይገበረልኩም ይገብረልና እግዚአብሔር አምላክ ኣጀከም እግዚአብሔር ያሓግዚኩም ደቂ ምድሪ ኣጋኣዚት ናይ ባሓቂ ኣንደበቲና ቂፊሪ ይግበረልና♥♥♥🙏
"ሕጂ ውን ምሉእ ጭብጢ የብልካን፡መን ይንገር ዝወዓለ፡መን የርድእ ዝቐበረ"
ትክክል ። ዝወዓሉ ዝበልዎን ፡ እዚ ሓውና ዝበጻሕክዎ ፡ ዝበሉኒ እንዳበለ ንህዝቢ ዘይተጻረየ ሓበሬታ እንዳምጽአ ፡ መጋበርይኡ ዩ ዝገብሮም ዘሎ። ንህዝቢ ምስ ሰሜን ኣሜሪካ ፍልልይና ቀሊል ዩ ነሩ ፡ ህጂ ናባና መጽዮም ዮም እንዳበለ ፡ ምስቲ ብዙሓት ተከታተልቲ ዘለውዎ ንከእምን ዩ ከም ዕዮ ገዛ ሒዝዎ ዘሎ፡ ኣምላክ ድኣ ይርኢ ኣሎ ከፍሽሎም ዩ ፡ ከም ዝቀደመ እምበር።
ኣምላኽ ይመስገን ትምኒትና እዚ ዕርቂዩ ቃለ ሂወት የስመዓልና
ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን : እዚ ዕርቀ ሰላም ብጣዕሚ ጽቡቅ : እዞም ምስ ኣቦና መቃርዮስ ዘለዉ ኣባላት ድማ እንቓዕ ናብ ልቦም ተመለሱ ትምህርቲ ቅዱሳን ኣቦታቶም ተኸተሉ : ኩልና ብሕጊ መጽሓፍ ቅዱስ ንመራሕ መንግስተ ሰማይ ንኽንወርስ ኣብዚ መሬት ድማ ሕጉሳት ኾይና ክንቅመጥ :: ብፍላይ ንሕና ከም ኤረትራውያን ተረርቲ ልቢ ኣይንኹን ልዕሊ ኹሉ ፍቅሪ ነቀድም :: ፍቅሪ ምእሰሪት ኩሉ ኢያ
ዘገርም ታሪክ ምራሕቲ ሃይማኖት ሓድነት ዘይብሎም ምራሕቲ ሃገር ብህዝቢም ክጣሉዕ ንመን ክንኣምንኑሱ ይፈረድ እቲ ሓያል ኣምላክ❤
Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏
Amennn Egziabher Amlak ywedalna mulue Selam ygberelna 🙏
Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalkum Amlak memhry
Aseyyy Temesgen Amlak entay ysano tuum asmikana kubur Diakon hawna Tetiumu kabaka aykid♥️❤️♥️❤️🙏🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኹም ኹቡር መምህርና ንኹሉ ደላይ ስላም ዝበለ ስላም የውርደልና ልዑል ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን
Tewaseo ekum tiserihu zelekum zihawey.Entay widiet alimemlkum kem zelewu ayteredeakumin.Nitekimi eyo tearikomukum zelewu.
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher mulue selam ygbero🙏
Kat hiwet yesmialna ezgiabher amlak Selam yewrdelna
""ጥንተ ኣብሶ ኣይሓለፋን ኢልና "ተረዳዲእና "እዚ እካ ውዳሴ ማርያም ዝተማህረ ዝምልሶ ኢዩ"ኣልብኪ ነውሪ""ኣብ ሃይማኖት ተረዳዲእና ዘይኮነስ ንስሓ ኣቲና" ቁነና ወሲድና ዝብሃል።። መንእሰይ ሆይ "ብጾም ዘይተጀመረ፡ጉዳይ መወዳእቱ ዓወት የብሉን""ኩላትና ሱባኤ ኣቲና ፡ ኣነ ኢየ ጎዳኢ በዳሊ ነዛ ቤተክርስትያን ኢልና፡ከይኣመና ""ተሰማሚዕና ተፈላሊልና እንዳ በልና ክንቅጽል ኢና።
ሓቂ በልካ ሓወይ። ኣብ ፖለቲካ እምበር መዓስ ኣብ እምነት ኣለዉ። ኣብ ሰብ ምድንጋር እዮም ዘለዉ። እግዚሄር ተዘቀድሙ መንፈስቅዱስ መሪሑ ናብ ሓቂ ምመጹ። ህዝቢ ብሰንኮም ኣበይ ቤተክርስትያን ከምዝኸይድ ጥፌእዎ ሃይማኖት ይቅይር ኣሎ። ንስሓ ቁነናን ቀደም ረሲዖሞ ምስገበታ ቅምታኦም ከማን ደመስግኡ ይወስዱ ይኾኑ።
እልልልልል እግዝኣብሄር ይመስገን በዚዘይሕጎ ስድያብሎስጥራይ እዩ
Ykreta dea gbereley ember ezom tearikom tblom zelekayo eyom tmrtn nay mnfkna Zemehalalfu zneberku eyom ,kemey gerka netom nay Eritrea sinedos gega tmrti yemehalalfu tblom mnalbat ab nay mmrah xegem yhlu ab emnetom gn xunuat eyom ,ksab hji nakum abeyti memharan elna zseabnaku yakl hjis berihulna eyu 🙏
ኣብዚ ዝወጸ 😢ሓበሬታ ፡ በቲ ናትኩም ኢና ንመሓደር ኢሎምና ኢልኩም ዝሓበርኩምናን ፡ ባዕሎም ዝተዛረብዎን ኣይራከብን ፡ ቃል ብቃሉ ከምኡ ኣይበልናዮምን ፡ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣታዓራቂ ኢሎም ከም ዝኣምኑ ውን ተዛሪቦም ኣለዉ።ብዛዕባ እዚ ዕርቂ ዝበሃል ዘሎ ኣብ ናሁ ሰናይ/Nahu Senay 1 to 3 Part ኬድኩም ስምዕዎ ኩሉ እቲ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተሰማምዕሉ ፡ እቶም ሰሜን ኣሜርካ ኣብ መትከሎም ዮም ዘለዉ። ንምንታይ ዘይተሰማምዕሉ ኣብዚ ንህዝቢ ምሕላፍ ኣድለየ ንምንታይ ዕላማ፡ ሰሜን ኣሜሪካ ጥዑያት ኢዮም ኢልኩም ንዓና ከተእምኑና ግዜ ከም ዘድልየኩም ኢኩም ሓቢርኩም ከምቲ ገሊጾሞ ዘለዉ። እዚ ህዝቢ ታይ ገበረኩም ፡ ዝጸነሐን ዘሎም ዘይኣክሎ ፡ ህጂ ድማ ናብ ተወሳኪ ሽግር ትሽምዎ ኣለኩም። 😢1) ንምንታይ እባ ሰላም እንዳበልኩም ትሽፍንዎ ፡ ምስዞም ሰባት ባእሲ ነርኩም ድዩ? ፍልልይና ናይ እምነት እዩ እኮ ነሩ ፡ ስለዚ ሓደ ኮይና እዩ ዝባሃል ። ምስ መባእስትካ ምስ ትዕረቅ ክኣ ሰላም ገረ ትብል። 2) ሕቶ ናባክ መም ካሳሁን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣታዓራቂ/ኣማላዲ እዩ ኢልካ ትኣምን ዲካ ? ድንግል ማርያን ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ ኢልካ ከ ትኣምን ዲካ ተወሳኪ ወዘተ እቲ ዘከራክር ዘሎ። ንሶም ከሙ ኢሎም ስለ ዝኣምኑ የ ፡ ንስካ ክኣ ምስኦም ሓቢረ ስለ ትብል ዘለካ ። እወ ተኮይኑ ፕሮተስታንት ኣሕዋትና ውን ካብኡ ንላዕሊ ኣይበሉን እሞ ።!) ንስኩም ኣብዚ ነሀለ ከም ዝተሰማምዕሉ ኢልኩም ጹሑፍ ኣርኢኩምና ንሶም ፡ ክኣ ብቃሎም ከምኡ ኢልና ኣይተሰማማዕናንን ባዕሎም ዮም መሊኦምሉ ይብሉ ኣለዉ ፡ ስለዚ ብምንታይ ክንኣምን ንክእል ናቶም ከም ዝኮነ እዚ ጽሑፍ። ከምዚ ካብ ኮነ ፡ ምስኦም ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልኩም ብዛዕባ እዘን ዘለዋ ኣርእስቲ ብቪድዮ ንህዝቢ ክቀርብ ኣለዎ ተዘይኮይኑ ግና ኣይግድን።3) ምስ ዘይኣመንቲ ምሕባር ማለት ክኣ ምስቶም ኣመንቲ ዝነበረካ ርክብ ምብታክ ማለት ዩ።እዚ ቀሊል ጉዳይ ስለ ዘይኮነ ዘይተጻረየ ከምዚ ዩ ፡ከምዚ ኢሎምና ዝብልን ዝበጻሕካዮን ዘይኮነስ ዝተጻረየ ሓበሬታ እዩ ዘድልየና ዘሎ፡ ምክንያቱ ንስካ ዝበጻሕካዮን ፡ ንሶም ዝብልዎን ኣይራከብን ዘሎም ።
ክቡር ሓው ማዕረ ዓቕምና ንዛረብ ንዘይንፈልጦ ንሕተት፡ መጻሕፍቲ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን እንተዝግንጸል እዚ ዝጸሓፍካዮ እዩ መናፍቕነት፡ ማለተይ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያና ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ኣታዓራቒ ኢዩ ኢላ ትኣምን፡ ንምንታይ ድዩ ተሰቒሉ ንኽዓርቀና እዩ ኮ፡ ናይ ኣዲስ ኣበባ ሰበኽቲ ዘምጽዎ ዘይኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ከም ናይ ኦርቶዶክስ ጌርኩም ኣይትዛረቡሉ፡ እዚ መናፍቕነት ትብሎ ዘለኻ ኣብ መጻሕፍቲ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኣሎ። ብቀጥታ ንኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኢካ መናፍቕ ትብላ ዘለኻ።
@@God-db9vp ms men yarkena
ትኽክል ብዙሕ ገና ክወጽእ ኢዩ ኣካይዶኦም ብጣዕሚ ሕማቅ ኣሎ
@@God-db9vp ሉቃ23፥43 ነቲ ኣብ የማኑ ተሰቂሉ ዝነበረ ጥጦስ ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ኣለኻ ድዩ አልዎ ወይስ ሎሚ ኣብ ገነት ክትህሉ ነቦይ ከማልደልካ፡ስለዚ ጎይታ ፈራዲ እንበር ኣማላዲ ኣይኮነን።
በቲ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢና ንኸይድ ኢሎም ኣለዉ ፡፡ ሕጂ ንዓኻስ እንታይ ሓበጠካ ምስ ኣስላም ከማን ሓደ ንኸዉን ብናትኩም ኢና ንኸይድ እንተ ኢሎም። ሃለዉለዉ እዩ ዘረባኻ
እግዚኣብሄር ዘላቒ ሰላም ይግበረልና።
ኣሜን ካሳሁን ሓወይ ቃለሂወት የስማዓልና ኣረጋጋኢ መንፈስ ዛሃብካና ፈጣሪ ሩጉእ ሂወት ያሃብካ ፈጣሪ
Egzabhair enkae erki feterelom
Qal hiwet yesmeolna kasahun hawna 🪴🪴💐⛪⛪⛪🙏🙏🙏
Egziabiher zhabero erqe selama ygberelna btaemi btaemi lbi zeresrs erqi eu!!! Sleti kulu ethbena qbue haberetan sle ethbena ortodox isawi tmhrtn msgana ygbaka kasahn hawuna!!! Selam zaselo senbet nkulna!!!
Kal hiwet yesmalna memhrna amlak tsegue yebzahalka nayzom nay adna ka kulu gize tsre selam eyom
enkuae bselam mexekana memhrna
Egzabher amlak tsegu yebzhalka edmen tenan yhabka memhrna endi hatyatna gdi koynu ab gzhena hlklk dbele hiwet yqre ybelelna ab xelot tray entenetekur dhashe neru mlue mhret mlue selam ygberelna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክውር መምህረይ እንኳዕ ሰላም መፃኩም
ተመስገን አምላኽ!!! ጽቡቕ ስማዕ ሰሚእና.
Elllllll elllllllll ellllllllll kasahun hawey egziabiher ymesgen des iluna des ybelkum
Kale hiwet yesmealna memhr kasahun hawna
ቤት እግዚኣብሄር ኣይትናውጽን'ያ እንበር ናትኩም ሕልኽልኽ ሲ ሪኢናዮ ኣለና።
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና
ንጹርን፣ ውሕሉልን ኣቀራርባ🙏🏾
Enqae bselam mexaka memhrey 🙏🙏🙏
Amen amen amen kal hiwet yesmaana
ማየናይ ዕርቂ እዩ መን ምስመን
Goyta memelisu yglexka memhrna❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🙏🙏
Gobez eme. Amlaken
ናይ ባሓቂ መምህር
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!መልክዕ መንካዕ ብመምህር ክነፈ ርግብ ማርቆስመንካዕ፡ ሓደ ካብ ዓይነት እንስሳት ኮይና ናይ ተፈጥሮ መልክዓ ዝተፈላለየ ዘደናግር እዩ። ብሓደ ወገን ብርእሳን ብእዝናን ብኣስናናን ብኣፋን ኣንጭዋ ክትመስል ከላ፣ ብካልእ ወገን ድማ ብኽልተ ኣኽናፋ ወይ መንገብገብ ስለትነፍር ናይ ዑፍ መልክዕ ኣለዋ። ብተወሳኺ’ውን ከም መጥበውቲ እንስሳት ከም እኒ ላምን ገመልን`ውን ንደቃ በርባዕተ ጡባ እናጥበወት እያ ተዕቢ። ናይ መንካዕ ሥነ ተፈጥሮ ነዚ ዝመስል ክኸውን ከሎ፣ ናይዞም ኣብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ዝንቀሳቐሱ መናፍቃዊ ተሓድሶ ኮነ ዝተነጸሉ ወገናት ናቶም መልክዐ ሃይማኖት ድማ ካብዚ ተፈልዩ ዝረአ ኣይኮነን። ምኽንያቱ ድማ መንካዕ ንኣንጭዋ እንተ መሰለት ኣንጭዋ ከም ዘይትበሃል፣ ብመንገብገባ እንተነፈረት`ውን ዑፍ ተባሂላ ከም ዘይትጽዋዕ፣ እዚኦም ድማ ብሓደ ወገን ካብዛ ጥንታዊትን መሠረታዊትን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ብምርኃቖም ብኣቦን ኣደን ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝኾነ ቅዱስ ሲኖዶስ ገሊኦም ብትምህርተ ሃይማኖት ገሊኦም ከኣ ብሰማያዊ ሥልጣን ብውግዘት ዝተፈልዩ፡ ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ወፃኢ ርእሶም ብርእሶም ዝመኃደሩ ክኾኑ ከለዉ፡ በቲ ሓደ ወገን ድማ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሥዩማን ኣገልገልትን ኣባላትን መሲሎም ከም ጳጳሳት፣ ፈለስቲ፡ ካህናት፡ ዲያቆናት፡ ምእመናን ኮይኖም ይረኣዩ።“ኣነ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ወገን እየ፡ ግና ነቲ ብመንፈስ ቅዱስ ዝምራሕ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ዝእዝዞ ትእዛዝን ዝሓገጎ ሕግን ኣይቕበልን እየ” ዝብል ሰብ፣ ምስ መን’ዩ መደቡ፧ ምስ ኣማንያን ድዩ ወይስ ምስ ከሓድያን፧ ምስ ኣማንያን ከይትብሎ ንቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ዝነጽግን ዘይቕበልን ንትምህርተ ሃይማኖት ዘፋልስን እዩ። ምስ ከሓድያን ከይትብሎ ከኣ ኦርቶዶክስ እየ በሃላይ እዩ። ነዞም ካብዛ መሠረታዊት ሃይማኖት ተነጺሎም ከይዶም ዘለዉ ኣቐዲሙ ብቅዱሳት መጻሕፍት ዝተዋህቦም መጠንቀቕታ ከም ዘይተጠቕሙሉን ንዕኡ ረጊጾም ልቦም ናብ ዝሓሰቦ ይኸዱ ከም ዘለዉ ይፍለጥ። ተዋሂቡዎም ዝነበረ መጠንቀቕታ ግና ኵሎም እኳ እንተ ዘይተጻሕፉ፣ ንምጥቃስ ዝኣክል ግና ዓሰርተ ዝኾኑ እነሆ ነቕርበልኩም፦ክርስቶስ ኣብዚ ወይ ኣብቲ ኣሎ እንተበልኹም ኣይትእመኑ፣ ማቴ. 24፡23ካብ ሓሰውቲ ነቢያት ተጠንቀቑ መንጠልቲ ተዃሉ እዮም፣ ማቴ 7፡5ፍቓድ ኣቦይ ዝገብር እምበር ጐይታይ ጐይታይ ዝብለኒ መንግሥተ ሰማያት ኣይኣቱን እዩ። ማቴ. 7፡21ነቲ ዝተመሃርኩምዎ ዝቃወሙን ምፍልላይን ዘምጽኡን ፍለጥዎም። ሮማ 16፡17ኣብቲ ዳኅራይ መዓልቲ ብዙኃት ሃይማኖቶም ኃዲጎም ከም ዝኽሕዱ። 1ይ ጢሞ. 4፡1ናይ ኣምልኾ መልክዕ ኣለዎም ነቲ ኃይሉ ግና ይኽሕድዎ። 2ይ ጢሞ. 3፡5።ዋጋኹም ክትረኽቡ እምበር ዋጋኹም ከይትስእኑ ርእስኹም ሓልዉ። 2ይ ዮሓ. 8ንመንፈስ ዘበለ ኵሉ ኣይትእመኑ፣ ብዙኃት ሓሰውቲ ነቢያት ተላዒሎም ኣለዉ። 3ይ ዮሓ. 1፡9ተጠራጠርቲ ኣይትኹኑ ምስ ዘይኣምኑ`ውን ኣይትጸንበሩ። 2ይ ቆሮ. 6፡19ኣብ መንገዲ ቁሙ እሞ እቲ ጥንታዊ መንገዲ ኣየናይ ምዃኑ ሕተቱ ብእኡ ከኣ ተመላለሱ ንነፍስኹም ኸኣ ዕረፍቲ ክትረኽቡ ኢኹም። ኤር. 6፡16እዚ ኃይለ ቃል እዚ ኣብዚ ሕጂ ዘሎናዮ ጊዜ ክትግበር ብሥሩዕ ክትርጐምን ብወረ ንሰምዖ ዘሎና ዘይኮነስ ብዓይንና እንርእዮ ዘለና እዩ። ብሓቂ እዚኣቶም ነቲ ተነጊሩ ዝነበረ ትንቢት ንምፍጻም እዮም ብዝተፈላለየ መንገዲ ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ እምበር ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ሓንቲ እያ። ሓፂራ ኢልካ ከተንውኃ፣ ነዊኃ ኢልካ ከተሕፅራ ኣይከኣልን እዩ። ምኽንያቱ ድማ ይትረፍዶ ነዛ ብሥጋዊ ዓይኒ ዘይትርአ ብኢድ`ውን ዘይትተኃዝን ዘይትድኅሠሥን፣ ክትልውጥን ከተሐድስንሲ፣ ነዚ ብዓይኒ ዝርአ ብኢድ`ውን ዝድኅሠሥ ፀጒሪ ርእስኻ እኳ ነቲ ጸሊም ናብ ፃዕዳ ከምኡ`ውን ነቲ ፃዕዳ ናብ ጸሊም ለዊጥካ ከተሐድሶ ኣይትኽእልን ኢኻ። ሃይማኖትና በቲ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ደሙ ኣፍሲሱ ዝመሥረታን ቅዱሳን ሓዋርያት ዝሰበኽዋን ጸኒዓ ትነብር እምበር፣ ካብቲ ዝተመሥረተቶ ጽኑዕ ኦርቶዶክሳዊነት ንየማንን ንጸጋምን ፍንትት ከይበለትን ከይተነቓነቐትን እያ ትነብር ዘላ። ቅድሚ ሎሚ`ውን ከጥፍእዋን ፈጺሞም ከጽንትዋን ሓሲቦም ክሳዕ ብኣዋጅ`ውን ኣብያተ ክርስቲያናት ይትዓጸዋ፣ ኣብያተ ጣዖታት ይትረኅዋ ብምባል በዓል ዲዮቅልጥያኖስ በዓል መክስምያኖስ ኃይሎም ክሳዕ ዝጽንቀቕ ነዛ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ኣፍሪሶም ግብረ እደ ሰብእ ጣዖት ኣንጊሦም ንኽነብሩ ዘይገበርዎ ጻዕሪ ኣይነበረን። ግና ክኾነሎም ኣይከኣለን። እቲ ሓሳቦም ሰይጣናዊ እምበር መንፈሳዊ ስለ ዘይነበረ ፈቲኖማ ደኣ ተረፉ። እዚ ከኣ ቃል እግዚአብሔር ክስዓርን ክኃልፍን ስለ ዘይከኣል እዩ እምበር ካልእ ኣይኮነን።ካብዞም ዓላውያን ነገሥታት ዘይኅሹ ብዙኃት ሓሰውቲ ነቢያት ክትንሥኡ እዮም ተባሂሉ ዝተነግረ ከኣ ሓቂ ምዃኑ ዘረድኣናን ዘገንዝበናን ኣብዚ እዋንዚ ዝፍጸም ዘሎ እዩ።ከምቲ ቅዱስ ጴጥሮስ`ውን ኣብ ካልኣይ መልእኽቱ ዝጸሓፎ፦ “እቶም ደናቑርን ዘይጽኑዓትን ከኣ ከምቲ ነቶም ቅዱሳት መጻሕፍቲ ናብ ድላዮም ዝጠዋውይዎም ንጥፍኣት ገዛእ ርእሶም ይጠዋውይዎ ኣለዉ” ይብል፣ እሞ ኅልፍ ኢሉ ድማ “ኣብ ማእከልኩም ሓሰውቲ መምህራን ክትንሥኡ እዮም እሞ ንሳቶም ብኅቡእ ጥፍኣት ከስዕቡን መናፍቕነት ከምጽኡን እዮም፣ ብዙኃት ድማ በቲ መንገዲ ርኽስቶም ክስዕቡዎም እዮም፣ ብሰሮም`ውን እታ መንገዲ ሓቂ ክትጽረፍ እያ፣ ንሳቶም ስሱዓት ስለ ዝኾኑ ብዘረባ እናጠበሩ መናገዲ ክገብሩኹም እዮም ይብል። (2ይ ጴጥ. 2.1-3 ፣3፡11) ሳጥናኤል ቅድም ስሙ ነይሩ፣ ሕጂ ግና ዲያብሎስ እናተባህለ ይጽዋዕ ኣሎ፣ ዲያብሎስ ማለት ውዱቕ ሕሱር ማለት እዩ። ስለምንታይ ውዱቕ ሕሱር ተባህለ እንተ በልና ካብ ማኅበረ መላእኽቲ ተፈልዩ ዘይዓቕሙ እግዚአብሔርነት ብምምናዩ እዩ። ይሁዳ`ውን ምስ ፲፪ ሓዋርያት እዩ ነይሩ ፣ ግና ብግብሩ ካብ ፲፪ ሓዋርያት ተፈልዩ፣ “ለይሁዳ ውሉደ ውሉዱ ይደምሰስ” እናተባህለ በብዓመቱ ክርገም ይነብር ኣሎ። እዚ ተጠቒሱ ዘሎ መልኣኽ ነበርን እዚ ተጸዊዑ ዘሎ ይሁዳን ክልቲኦም ልዑል መዓርግ ዓቢይ ደረጃ እኳ እንተ ነበሮም፣ ሕጂ ግና ክልቲኦም ኣበየናይ መዓሙቐ መዓሙቕ እዮም ዝርከቡ ዘለዉ፧ ነስተውዕል። ንዲያብሎስን ንይሁዳን ካብ ጠቐስናን ስሞም ብኸመይ ዓይነት ከም ዝጽዋዕን ካብ ፈለጥና እዞም ካብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ተፈልዮም፡ ርእሶም ብርእሶም ዝኸዱ ዘለዉ’ኸ ካብዞም ኣብ ላዕሊ ተጠቒሶም ብኽፉእ ስም ዝጽውዑ ዘለዉን ካብዚኣቶም ተፈልዮም ዝጽውዑሉ መንገዲ ኣለዎም ድዩ፧እዚ ኂዞሞ ዘለዉ መንገዲ ዘጥፍእ እምበር ዘልምዕ፣ ዘኅጥእ እምበር ዘጽድቕ ከምዘይኮነ ፈሊጥካ፡ ወገነይ ኦርቶዶክሳዊ እዚ ዝኸድዎ ዘለዉ ሓድሽ መንገዲ ጽቡቕ መሲሉካ ከይትስዕቦም። ተጠንቀቅ በዚኣቶም ከይትጋገ፣ ርእስኻ ሓሉ ምስ ክርስቶስ ምእንቲ ክትህሉ።ወስብሐት ለእግዚአብሔር፡ አሜን!***
ፍፁም ዕርኪ ይግበረልም/ና ክቡር መምህርና❤🙏
Kale hiwet yesmealna memhrey ETA misila exakt misza abza zelekuwa bota zelewu tikeyd mesilkaya kemia ena zelona lekine mihretu yazizelna
Wales hiwet yrsmaelna kashun hawna erqn selamn yewrdelna
ሰላም ሓውና ካሳሁን ይቅረታ ምሕታት ንዝመሃርሉ ጽቡቅ ኣይመስለካን፡ ዕፉን ብሽፉን ዝመስል ዓይነት ኣካይዳ ዝከይድ ዘሎ ኮይኑ ይስመዓካ ኣብ ሃይማኖት ቅደፈለይ ኪገድፈልካ ዝበሃል የለን
Qle hewet yesmaelna egzabher amlak memher btaemi des zebl eu kulu neger bfqad egzabher eu emo nay goyta fqri aeb lelena zeywdae eumo baelu bnay melaektu knfi ygardena
ጸግ❤ኡ የብዝሓልካ
Kasahun hewna abune semayat ms belus beseleme kuds gebriel ayblun alewu yblu alewu kemey eya ezia
Amlak selamu ylakelna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Eway kolel ezi ztezarebwo nay aboy Makoryes mechem dhri kulu ms wedeu eu, entay gerkum ezi hzbi thabablwo ane ko kedem eye zfelteka zey Orthodoxwi mkanka weleu da nakum zey felet meskin hzbi 😔😔ata hzbi tetenkek alem neza kdsti haymanotna Orthodox tewuhado abrisa ab one nation eya ttrnef zela fexami tnbit keyhkewun dro orthodox meslom mexemna 😭
ድሓን ሓውና ካሳሁን ናይ ፈጣሪ ይዓቢ ክዉን ክገብረልና ኢዩ እግዚኣብሄር ኣብ ስርሑ ኣይጋገን ኢዩ ቃሉ ከኣ ሓቂ ኢዩ ዘስምዓና ብስራት ኣይቕይሮን ኢዩ እቲ ዝሕሸናን ዝጠቕመናን ንሱ ይፈልጦ ክገብሮ ከኣ ኢዩ ንኣብነት ንስኻ ወይ ኣነ ወይ ኩልና ውላድና ዘስሕቖ ዘሐጉሶ መጻወቲ ኢና ንቕርበሉ ደስ ኢልዎ ምስረኣናዮ ከኣ ክስሕቕ ክድሰት ምስረኣናዮ ምስኡ ኢና ንሕጎስ እንበር ነታ ተሐጉሶን ትጠቕሞን ኣይንምንጥሎን ኢና ስለዚ ፈጣሪና ከኣ ከምኡ ኢዩ ንደቁ እሞ ተስፋናን ድልየትናን ሕጂ እውን ሰላም ኢዩ 😢🤲
Selam mezena yebilan Niselam kefrisu keydekesu zihadru bzuhat eyom.
ኽርስቶስ ተንሲኡ እዩ!ኣሜን ብሓቂ ተንሲኡ!ስለ እቲ ጽቡቅ ትንተናኻ ኣመስግነካ፡ Please read below. እቲ ሕዝቢ ምድንጋሩ ካብ ዜሮ ኣይመስለንን፡ ምኽንያቱ እቲ ዝዝረብ ዘረባታት ነንሕድሕዱ ይጋጮ ይመስል፡ ኣብቲ ዝለሓኸ ድምጺ ተደጋጋሚ፡ ቀሺ ሓለፎም ይኹን ቀሺ ገብረሚካኤል ሕጂ ዝተረፈ ነገር የሎን፡ እዞም ሽማግለታት’ውን ካብዚ ንላዕሊ ክኸዱ ኣይክኡሉን እዮም፡ ተሪፉ ዘሎ እቶም ጳጳሳት ምርኻብ ጥራሕ እዩ፡ ኢሎም ከብቅዑ፡ ሕጂ ከምዚ መግለጺ ምውጻእ ፡ ኮንሲስተንሲ ዝሓለወ ኣይመስልን። መርጌታ ዳዊት እውን ብወገኑ ካብ ስእሊ እቲ ዝርርብ፡ ኣባል ሽማግለ ዝነበረ ይመስል፡ ብዛዕባ ጥንተ ኣብሶ ዝብል፡ ከምዚ ዘይኮነስ፡ በቲ ቤተ ክርስቲያን ትኸዶ ዝጸንሐት ንኸይድ፡ ክብል ምስተሰምዐ፡ ካልእ ካብኦም’ውን እሞ ከምኡ እንተኢልኩም ደኣ አወ/ኖ ስለዝይበልኩም ኣይተሰማማዕኩምን ማለት እዩ ክብሉ እውን ተሰሚዖም እዮም፡ መላግቦ ተመልከት። th-cam.com/video/YUVDoqJElU0/w-d-xo.htmlንሱ ጥራሕ ዘይኮነ፡ እዚ ምርኻብ ጳጳሳት ቅድሚ ምፍጻሙ፡ ተደጋጋሚ ፡ ቀሺ ሓለፎምን፡ ቀሺ ወልደትንሳኤ ፡ ምስ ቀሺ ኣፎርቂ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትት እውን እንተኾነ፡ ብ5 ነጥብታት ተሰማሚዕና ኣሎና እዮም ዝብሉ ነይሮም፡ ስለዚ፡ እዚ ድምጺ እዚ ልሒኩ ምስወጸ 29 ይኹን 30 ቁጽሪ መሰማምዒ ክለዓል ከሎ፡ መሊስካ ክትሓትት ዘይገብር ኣይመስለንን። መላግቦ ተመልከት፡th-cam.com/video/Jx_CGXSzzaE/w-d-xo.htmlብወገን ኦርዮንታል እውን እንተኾነ፡ ኣብዚ ታሕቲ መላግቦ ተመልከት፡ ሓፈሻዊ ብናይ ኦርቶዶክስ ዶግማን፡ ቆኖናን፡ ትውፊትን ተሰማሚዖም እዩ ዝብል እምበሪ፡ ብናይ ኤርትራ ኣይብልን እዩ፡ ስለዚ እቲ ኣከራኻሪ ነጥብታት ብናይ ኦርዮንታል እንተኮይኖም ተሰማሚዖም ፡ መሊሱ ክትሓትት ዝገብር እዩ። www.scooch.org/the-standing-conference-of-oriental-orthodox-churches-glorifies-god-for-the-reconciliation-of-the-two-largest-eritrean-orthodox-dioceses-in-diaspora-and-prays-for-the-reconciliation-of-the-entire-chur/ስለምንታይ እዩ ከ ፡ ኣብ ስምምዕ ከምተበጽሐ ፡ ዝርዝር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ እቲ ሃገር ስብከት ዘይተዘርገሐ?እንተኣብስምምዕ ተበጺሑ ኮይኑ፡ ከምዚ ሕጂ ቀሺ ሓለፎም ዘንበቦ መግለጺ ብ29 ነጥብታት ተሰማሚዕም እንተኮይኖም; ስለምታይ ዓበይቲ ኣቦታት ነቲ ጉዳይ ብቀረባ ክካታተልዎ ዝጸንሑ ስክፍትኦም ይገልጹ ኣለዉ? ስለምታይ ባዕሉ ቀሺ ሓለፎም፡ ብሓሙስተ ነጥቢ ተሰማሚዕና ኣሎና ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሜዳ ተዛሪቡ፡th-cam.com/video/Jx_CGXSzzaE/w-d-xo.htmlዝኮኑ ኮይኑ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሜዳ ኣብ ቀረባ ጊዜ ብዝተዛረብዎ፡ ቀሺ ኣፎርቂ ምስ ቀሺ ተስፎም መላግቦ ተመልከት፡ ኤጲስቆጶሳት ናይ ምሻም ድሌት ፡ ማለት ሲኖዶስ ንሙቃም ዘማላኽት ከምዘሎ ዘማትእ ኣይመስልን።facebook.com/EritreanOrthodoxChurch/videos/209114785185548ብሽፋን ኣገልግሎት ክስፍሕ፡ ኣቦታት ከዕርፉ ብምባል ጳጳሳት ምሻም እንተተጀሚሩ፡ እቲ ዝዓበዬ ስሕተት ክኸውን ስለዝኽእል በጃኻትኩም ንፍጹም ሓድነት መላእ ኤርትራ ስርሑ።እምላኽ ፍጹም ሓድነት ኤርትራ ቤተ ክርስቲያን የርእዬና፡የቀንዬለይ፡
@@ZebeHabieki ኣብዚ ሰዓት እዚ ሰዓርን ተሰዓርን ኣገዳሲ ኣይኮነን፡ ኣብ ቢት ኣምላኽ ብፍላይ፡ ልሒኩ ዝወጸ ድምጺ እንተኾነ በቲ በዓል ቀሺ ገብረሚካኤል ዝዝውርዎ ሃገር ስብከት ዝመስል፡ ናይ ሓቂ ደለይቲ ፍትሒ፡ ንሓቂ ዝቆሙ፡ ባይታ ዝሰኣኑ፡ ሓቅን ሓድነትን ዘግህደ ኣጋጣሚ ይመስለኒ፡ እቶም ፈጺማ ክትከፋፈል ዝደልይዋ ፡ ንካልእ ዕላማኦም ዋላ እውን ሕጂ ብሽም ኣገልግሎት ክሰፍሕ ኤጲስቖጶሳት ክሽየም ከምዘለዎ ብምባል፡ ቀስ ብቀስ ሲኖዶስ ከቁሙ ክፍትኑ ሙኻኖም ዘየማትእ እዩ። ቅድሚ ሕጂ ንናይ ግብጺ ቤተ ክርስቲያን ሓቲቶማ ዘይሰለጦም ጳጳሳት ሽምልና ኢሎም፡ ሕጂ 2ተ ጳጳሳት ኮይኖም ኣለዉ፡ ጳጳሳት ክሸሙ ይኽእሉ እዮም፡ መርኣዩ ከኣ እዚ ክብሉ ጀሚሮም ስለዘለዉ እዩ፡ መላግቦ ተመልከት፡facebook.com/EritreanOrthodoxChurch/videos/209114785185548ኣነ ዝመስለኒ፡ እዞም ዝሓብርዎም ዘለዉ፡ ዳርጋ 90 ሚእታዊት ናይ ሃይማኖት ሽግር ስለዝይብሎም፡ ሲኖዶስ ማለት እንታይ ከምዝኾነ፡ ኣብ ኢትዮጵይ ዘጋጠመ ንኹሉ ዓቢይ ትምህርቲ ኮይንዎ ስለዘሎ፡ ብዓቢኡ ፍቃድ ኣምላኽ ተሓዊስዎ፡ ብመንገዲ ግብጺ ቤተ ክርስቲያን፡ ተገዲዶም ምስ ናይ ኤርትራ ሲኖዶስ ኣብ ሓደ ሞጋሰ ከምዝመጹ እዬ ተስፋ ዝገብር።
ዕርቂ ናይ ብኣምስላለ ስላሴ እግዚኣብሄር ኣኽቢሩ ዝፈጠሮም ደቂ ሰባት ዘይኮነስ ናይ እንስሳ ዕርቂ ንዝሰምዐ ሰብ ደስ ዘይሎ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን። ነገር ግን እዚ ፍልሊ እዝን እዚ ተላዒሉ ዘሎ ኣርእስቲ ቀሊል ኣራስትን ነጥብን ኣይኮነን። ስለዚ ብመሰረቱ እቲ ዕርቂ ምስ ወላዲቶም ዝኾነት ቅድስት ቤተክርስትያን ይተዓረቁ ። ክቡር ሓውና መምህርና ሰ/ወ ካሳሆን ውን እውን እዚ ንዓኻ ዝተዋህበ ጸጋን ምስ ማንም ዘሎ ኣይመስለናን ። ስለዚ ዕርቂ ምስማዕና ሰናይ ኢዩ። ሃዋራውያንን ፡ ኦሬንታልን ምዃነን ናተን ክብሪ ኣለውን ። ግን ነብሰወከፍ ወንበር ዝተዋህበን ኣሓቲ ቤተክርስትያን ንጉዳይ ደቀን ዝምልከት ዕርቂ ኮነ ስራዓትን ነታ ዝምልከታ ቤተክርስትያን ጥራይ ኢዩ ዝምልከት። እቲ እግዚኣብሄር ዝውድልዮን ፡ ቤተክርትድያን ትምነዮን ዕርቂ ክፍጸም እንተ ኮኑ ድማ ደቃ ብኩሊትን ብናይ ማዕዶን ፡ ብኩሊት ዝተወልዱ ጨናፍር ኩሊታት ዝነበረ ዘይምርዳዳእ ናብ ምርድዳኣ በጺሒም ዝብል ዜና ክስማዕ ጽቡቕ። እዚ ግና ካብ 3 ኣስካል ተንሸራቲቱ ዝጸንሐ ሓደ ኣስካላ ናብ ንቡር ተመሊሱ ጥራይ ኢዩ ከስምዕ ዝኽእል። ካቡኡ ሓሊፉ ግና ነዚ ገርሂ ልቢ ዝኮነ ተኸታሊ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ህዝቢ ንጥልቕ ኢሉ ዘይፈልጦ ተወሳኺ ሕርራኻትን ፈተንትን ዜና ምሃብን ምቁጣብ ይሓይሽ። መኽንያቱ ጌና ካብቲ ወዲኽናዮ ወጺእናዮ ዘልና ዘምልስ ተብግሶ ክሳብ ዘይበጽሐ። እግዚኣብሄር ህዝብናን ቤተክርድትያንን ብጸጉ ኣጽኒዑ ከንብራ ስናይ ፍቃዱ ይኩነልና ። ኣሜን ።
kab zgermenii. ok. neti nay mergata. sbkett konchilka. amxika netenn zedliyaka. tentinkaa. nayzom mekarsawyann da zetemxioo hakinett telekaaa. selam ena ndeliii ena belka. sebekti na zelefkaa aykonenn. za hawyyy
Egzibhier ymesgen ezi zesmana tsega yebzhalka Kasahun hawn
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና አሜን ቃለ ሂወትን የስመዐልና ፈጣሪ ንኩሉ ሰላም ይግበረልና ❤❤
አብ ማእከል አባጊዕ ተኻሉ እዮም አባ መንቆርዮስ አባ ሽኖዳ እግዝኣቢሄር ይፍረዶም 💘💘💘። ዘሕዝን እዩ።
Tmsegen amlak
ኣነስ ኣይተዋሕጠለይን ኣሎ
Aytemelesun aba meqars
Ksab meas ekum Meninetkum habiekum ktgeazu
Enqae biselam Tefexeme, Xbuk meglexi.
Btaemi des zbl amlak enkae abzi abxhana
Selam naka kasahun hawey ,erqi egziabhern sebn zfetwo eka entekone .gn ane abzi qreta aloni meknyatu ezom seba abzuh mengedi kihidom eyom xenihom slezi khdetom aminom nhzbi krstyann betekrstyann yqreta khatu alewom.2 , nay ethiopia betekrstyan ke abzi guday alado .3 abzi erqi ezom sebat bafom aminom blbom entekehadu bkemey namn ........3 betekrstyan ke gedemawyan abotat .bahtawyan yeblan du .... Memhrey tmhrtka btaemi hiwet zhb u abza guday gn memhrey nay emnet hto eyu klte gze kynwqae .
አምላኸ ይመሰገን
❤❤❤❤❤
ጽብቅ ሕጂ ኩሉ ሰብ ብሪሂሉ ኣምላክ እንቃዕ ነዚ ኣራየና
እተን ስምምዓት ዝሓዘ ጽሑፍ ፡25 ገጻት ዝሓዘ ኣበይ ክንረኽቦ ንኽእል።
💒💒💒🙏🙏🙏💯💯💯
Kasahun hawey bsm Erqi ilka ab haymanot waza yelen xbuq gierkum mermruwo. Gele ztehabe'e neger alo. Xhuf aywexen ilka qnue megot aykonen. Aba meqarios zmhruwo zneberu gguy timhrti yqre hatitom nabta qnietn Tintawitn bietekrstiana temelisom beluna kinamn entezeyele key zbele erqi iyu kikewm?
እቶም ዝምልከቶም ኣካላት እቲ ዕርቂ ባዕሎም መግለጺ ክህቡ ትዕግስቲ ግበር!!!
Deqi menqaryos tahaduso enkae tegahde mnfqnakum
ካሳሁን እውን ጉልባብካ ዳ ተቀልዐ ንብዙሕ ዘመን ተዋህዶ መሲልካ ነዚ ህዝቢ ኣታሊልካዮ ሕጂ ከኣ ምስ ተሃድሶ ተዓሪቅና ጸውታ ቆልዑ ኣይትግበርዎ ነዛ ናይ ኣባ እንጦኖስን politics ሃግርናን መሕብኢ ገርኩም ሓለይቲ መሲልኩም ነዚ ሕዝቢ ኣብ መጻወድያከም ከተእትዉዎ ህርድግ ኣይትበሉ ሲኖዶስ እርትራ ናይ ምሕደራ ጌጋ ኣለዎ ሓይማኖት ግን ርቱዕ እዮ ንስካትኩም ከኣ ነዚኣ መዝሚዝኩም ሓለይቲ ክትመስሉ ኣይትፈትኑ ሓቅነት ተሊኩም ምስ ስኖዶስ እርትራ ተዓረቁ ምስ ኣባ መቅርስ ደኣ ተሃድሶ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና መሳኩም ኣየሕብረና ነዴና ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ ዝብል ጳጳስና ኣይግበሮ
Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽✝️⛪️✝️🤲🙏🏽🤲🙏🏽
እንኳእ በደህና መጣህ መምህር❤
አምሓራይ ተመሲሉ ድዩ ተራእዩኪ😅😅😅 ዋይ ፍቅሪ ሽዋ😅😅😊😂
@@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ ሓደርኺ ጓል ህግደፍ😋
@@selam801 Btami eki tgermi negram
@@havenabraham5252 ምሸ ለባመይ ተጠባባቂ🤣😁
በጃኩም ኣባ ኣብርሁለይ እዚ ዕርቐ ሰላም።መን ምስ መን እዩ ናይ ኤርትራ ምስ ናይ ግብጺ ድዩ ዋላስ ምርዳእ እኮ ኣቢኒ
ስርዓት ኣስመራ ኣብ ሰላም ክትነብር ኣይትደልን እያ ::
You are write
ምስ መን ሰላም ከም ዘድሊ ጠፊእዎም ኣይኮነን ንጥበበኛ ሓንቲ ቃል እያ ትኣኽሎ ።
ቃለሂወት የስማዓልና
Xegu yebzhlka egziabhr memhrna 🙏🙏🙏
ባእሲ ክልተ ዓደ ኣይኮነን ኃወይ፡ጉዳይ ሃይማኖት እዩንስኻ ውን ኣብ እምነትካ ጽናዕ፡ስለ ዝሰበኽካ ጸዲቕካ ማለት ኣይኮነን!!!
ኩሉ ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ይኹን፡ ሓንቲ ዝይትርደኣኒ ዘረባ ግን ኣላ ናይ ኣግኣዚት ቤተክርስትያን ትምህርቲ ዝበሃል ፍሉይ ትምህርቲ ኣሎ ድዩ ናይ ኦርቶዶክስ ኩሉ ሓደ ዶ ኣይኮነን እምነትና። ካሳሁን ሓወይ ፍርሕኻ ይርደኣኒ እዩ እንተኮነ ኣጆካ ኣይትስጋእ።
ናይ ምድሪ ሓበሻ እኾ ናይ በይንና ትምህርቲ የለን ግና ኣነ ከም ዝርድኣኒ ናይ ምድሪ ሓበሻ ምባሉ ንኣብነት :- ግብጺ ብኣፍ ዝወጽእ እምበር ብኣፍ ዝኣቱ ንሰብ ኣየርክሶን እዩ (ማቴ15፣11)። ብምባል ስጋሓሰማ ይበልዑ : ናብ ቤተ ክርስትያን ምስ ሳእኖም ይኣትዉ ካብዚ ዝገደደ ድማ እተን ደቂ ኣንስትዮ ሓጸርቲ ክዳን ለቢሰን ናብ ቤተ ክርስትያን ይኣትዋ ጸጉረን ኣይጉልበባን : መካላኸሊ ጥንሲ ይጥቀማ : እዚ ማሌግና ኣብ ኩለን ናይ ግብጺ ቤተ ክርስትያን ድየን ከምዚ ዝገብራ ወላስ ውስናት ቤተ ክርስትያን ኢየን ብዙሕ ዝፈልጦ የብለይን ::ስለዚ ንሕና ኤረትራውያን ድማ እቲ ግብጺ ትጥቀመሉ ስርዓት ስለዘይንጥቀመሉ ከይከውን ብናይ ትምህርቲ ኤረትራ ንሳማማዕ ኢሎም ዝብል ዘሎ :: ንሕና ኤረትራውያን ግና ዓብይ ጸገም ኣለና ሕጊ ብጣዕሚ ንኣምን ኢና ግን ሕጊ ኣይነኽብርን ንሕጊ ኣዚና ኢና ንጥሕሶ ልሳናን ተግባርናን በበይኑ :: ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስክዎ ብዛዕባ ግብጻውያን : ኣቦታት ናይ ግብጺ ድምጺ ህዝቦም ይሰምዑ ኢዮም ተኸባቢሮም ድማ ይኸዱ : ስለዚ ኢዮም ድማ ንህዝቦም እቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስክዎ ኣፍቂዶምሎም :ኣብ ናትና ድማ ኣቦታትና ጳጳሳት ምስ ካህናት ምስ ዲያቆናት ኮይኖም ብፍላይ ነዞም ኣብ ስደደት ዘለና ገለ ከማሓይሹልና ትጽበ ግን ብኣንጻሩ { 0 }
@@Xelyunselam92 ሓወይ እዚ ኩሉ ዝጠቐስካዮ ናይ ስርዓት(ቀኖና) እንበር ናይ ትምህርቲ እምነት(ዶግማ) ፍልልይ ኣይኮነን፡ ምስ ግብጺ ግን ብክርስትያናዊ ህይወት ኣይንወዳድደርን ኢና ብሓጺሩ፡ ከምናቶም እንተዓዲልና ኣምላኽ እንታይ ዘይሃበና ክንብል።
ኣብ ዶግማ ዝፈላሊ የብልናን።ኣብ ቀኖና ግን ፍልልይ ኣለና፥ናይ ግብጺ ኦርቶዶክስ ንኣብነት ኣደይ ማርያም ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ ይብሉ።ስእሊ ስላሴ ኣይቅበልዎን እዮም።መሳርሒ ሙዚቃ ዘመናዊ ይጥቀሙ እዮም።እዞም ተሃድሶ ክበሃሉ ዝጸንሑ ከኣ በቲ ናይ ግብጺ ስርዓት እዮም ክጉዕዙ ጸኒሖም።
@@iwiilbe4329 ጥንተ ኣብሶ ጉዳይ ዶግማ ድዩ ጉዳይ ቀኖና፧ ብቀኖና ምፍልላይ ከ ናይ እምነት ፍልልይ ማለት ድዩ፧
@@God-db9vp ናይ ጥንተ ኣብሶ ምስ ቀኖና ዲያ ምስ ዶግማ ኣይፈልጥክዋን።ብቀኖና ምፍልላይ ግን ናይ እምነት ፍልልይ ኣሎ ማለት ኮይኑ ኣይስመዓንን።
Amlak mulue selam ygberelna gn kesahun hawey nexela sratnan Nay bietekrstyana entqemelu eyu emo kulu gzie AB etmexana netela gera ktmhrena kem fkad amlak
Amen amen amen 🙏 kesahun hawey mlue hbret ygberelna amlak. Degagimka habereta ab mhab aythmek amlak xegue yebzhalka 🙏🙏🙏🙏🤝🤝🤝👏👏👏🛖🪴🪴💞🪴
ብስመ ስላሴ ሕቶ ኣለኒ ነዓይ ሰላም ጡዑም ኣምላኽ ዘፈትዎ ሰብ ድማ ዝፈትዎ እዩ ሰላም ምግባሮም ንሕጎስግን ተዓሪቕና ክንበሃል ከለና ባእሲ የብልናን በጀካ ናይ እምነት ፍልልይ ዳሓን ኣብ ሓደ እምነት ሰሚርና ንምምባል እዩ ተቐቢልናዮ ok እዞም፡ሰሜን ኣሜርካ ዘለው የሕዋትና ከምታ ናይ ኤርትራ ዝኸድዋ ኢና ንኸይድ ኢሎም እዮም ትብሉና ኣለኹምOk ክርስቶስ ኣማላዲ፡ ድንግል ማርያም ጥንቲ ኣብሶ ኣለዋ ፡ቤት ምቅደስ ምስ ጫማኻ ይእቶ፡ ስልእሊ ስላሴ ኣይድልን እዩ ኢሎም እዮም ዝምህሩ Ok ነዚ ድማ ናይ ኤርትራ ኣይትቅበሎን እያ ምንፍቅና እዩ ናዓና ፡ ግን ጹቡቅ ተጋጊና ኢና እቲ ንምህሮ ዝነበርና ጌጋ እዩ ኢሎም እንተ ኣሚኖምሲ ንምንታይ ተጋጌና ኢና እሞ ተረዲናስ ትመሊስና ኣለና ዘይብሉ ድምጾም ዘየስምዑ ንስሓ ውን ይኣትዉ መኽንያቱ እምነቱ ኬሔዱ ዝነበረ ክምለስ ከሎ ተነሲሑ ማይ ጭደራ ታሓጺቡ ስለ ክምለስ ዘለዎ ቤት ክርስትያን ኮሙኡ እያ ትምህር ፡ ኣየድልን እዩ እንተ ኢልኩም ድማ ወላ ውን ሓደ ምስ ኮና ሓደ ሰብ ናብ ምስልምና ወይ ድማ ናብ ፕሮሲስታን ከይዱ ኔሩ ምስ ተመልሰ ንሳሓ ኣየድልዮን እዩ ትብሉና ኣለኩም ማለት እዩ
Amen kalehiwet yesmealna egziabiher mleue selam ygberelna❤
ስማእ እስከ ካስሆን ክሃተካ ምድረ ሃበሻ ዝተፈለየ እምነት ካብ ናይ ኣሃት ኦሮንታል ኦርቶደክስ ዝፍለ ኣለዎ ድዪ እንተ ኣልይዎ ግለጸለይ እንተ ዘይ ብላ ክኣ ክትምልሰለይ ብትህትና ይሃተካ ማለት ቅኖና ኣይ በልኩካን ደጉማ እምነት እየ ዝሃተካ ዘለኩ ?ተባረክ
ኣቀዲመ ሰላምታ ይቀድም ቀጺለ እዞም ኣቦታት ኣብ ማስሜዳ ብዙሕ ሚሂሮም እዮም ሕጂ ዉን ንስኩም ደኣኹም ተመሊሶም ትብሉ ዘለኩም እንበር ንሳቶም ከምቲ ኣብ ቻነሎም ዝሕለፍዋ ብዛዕባ ኹሉ ኽሕደት ማለት እየሱስ ኣማላዲ ስእሊ ናይ ስላሰ ስጋ ሓሰማ ከም ዝብላዕ ናይ እመ ብርሃን ዘይ ዛረቡ ደኣ እዚኣስ ዝብእስ ኽሳብ ዝደልዎ ይሕንክስ
@@God-db9vp wedi mariqos astewl
@@God-db9vp ሉቃ23፥43 ነቲ ኣብ የማኑ ተሰቂሉ ዝነበረ ጥጦስ ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ኣለኻ ድዩ አልዎ ወይስ ሎሚ ኣብ ገነት ክትህሉ ነቦይ ከማልደልካ፡ስለዚ ጎይታ ፈራዲ እንበር ኣማላዲ ኣይኮነን።
@@HaniRomay ጎይታ የሱስ ፈራዲ ምኳኑ ይኣምን እየ፡ ኣታዓራቒ ከኣ እዩ፡ ናብ ሕቶኻ ክምለስ፡ ጎይታና ነቲ ኣብ ኣብ የማን ዝተሰቐለ ሽፍታ ከማልደልካ ኣይበሎን፡ ምሳይ ኣብ ገነት ኪትህሉ ኢካ እዩ ኢልዎ።ኣነ ከኣ ኪሓተኻ፡ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ተሰቒሉ እንከሎ ኣብ ክንዲ ሰባት ናብ ኣቦ ኣማሊዱ ወይ ጸልዩ ዶ፧
@@ZebeHabieki ብመጽሓፍቲ ቤተክርስትያን ብጭብጢ ምሳይ ኪትዛራረቢ ፍቓደኛ ዲኺ ወይስ ብድፉኑ ኣይትዛረብ ኢኪ ትብሊ ዘለኪ፡ ብፍልጠት ኪዘራረብ ይደሊ እየ ትምህርቲ ቤተክርስትያን እንተኢልኪ ንስኺ ትኣምንዮም ኣነ ዝኣምኖን ምስ ቤተክርስትያን ትኣምኖ ከነነጻጽሮ ንክእል ኢና።
Ammnom nay qdmi hji dma khdet ymhru kem zneberu felitom kmlesu alewom enber merageti hizka meraq xbuq aykonen
ኣሜን ኣሜን amen🙏❤🙏❤
Dgime agelglotkayemez
ብሓቅ ሰናይ እዩ ❤❤❤ እግዝኣቢሔር ይመስገን ፡ ግንእቶም ናይ ኣቡነ መቃርዮስ ሰዓብቲ እተን ዝጠፍኣ ኣባጊዕ' ከ እንታይ ኣሎ?
ንኣማኒ ኣብ ጌጋ ትምህርቲ ዝማሀርዎ መን ተሃታቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ። ኣምላክ ንኣማኒ ኣይነ ልቦንኡ ይክፈተሉ ።
ብሩክ እንዲኪ ሓዉና ካሳሁን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሂወትካን ሓዳርካን ይባረክ ።
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና
ኣምላክ ብመንገዱ ገይሩ ምሕረት የዉርደልና
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏
ዕልልልልል አስመ አልቦ ነገር ዘይሳአኖ ለአግዝአብሔር ተመስገን መድሃኒዓለም አኔታይ ይሰኣኖ🥰ምሉአ ሓጎስ ይግበረልና መምህረይ❤
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏
እልልልልልልልል እቦታትና እድሜን ጥዕናን ይሀብኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓልም ፀጋኩም የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ምሳኩትኩም ይኹን በርክትኹም ይብፀሔና
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህሬይ ሙሉእ ፉፁም ብራሃን ይገበረልኩም ይገብረልና እግዚአብሔር አምላክ ኣጀከም እግዚአብሔር ያሓግዚኩም ደቂ ምድሪ ኣጋኣዚት ናይ ባሓቂ ኣንደበቲና ቂፊሪ ይግበረልና♥♥♥🙏
"ሕጂ ውን ምሉእ ጭብጢ የብልካን፡መን ይንገር ዝወዓለ፡መን የርድእ ዝቐበረ"
ትክክል ። ዝወዓሉ ዝበልዎን ፡ እዚ ሓውና ዝበጻሕክዎ ፡ ዝበሉኒ እንዳበለ ንህዝቢ ዘይተጻረየ ሓበሬታ እንዳምጽአ ፡ መጋበርይኡ ዩ ዝገብሮም ዘሎ። ንህዝቢ ምስ ሰሜን ኣሜሪካ ፍልልይና ቀሊል ዩ ነሩ ፡ ህጂ ናባና መጽዮም ዮም እንዳበለ ፡ ምስቲ ብዙሓት ተከታተልቲ ዘለውዎ ንከእምን ዩ ከም ዕዮ ገዛ ሒዝዎ ዘሎ፡ ኣምላክ ድኣ ይርኢ ኣሎ ከፍሽሎም ዩ ፡ ከም ዝቀደመ እምበር።
ኣምላኽ ይመስገን ትምኒትና እዚ ዕርቂዩ ቃለ ሂወት የስመዓልና
ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን : እዚ ዕርቀ ሰላም ብጣዕሚ ጽቡቅ : እዞም ምስ ኣቦና መቃርዮስ ዘለዉ ኣባላት ድማ እንቓዕ ናብ ልቦም ተመለሱ ትምህርቲ ቅዱሳን ኣቦታቶም ተኸተሉ : ኩልና ብሕጊ መጽሓፍ ቅዱስ ንመራሕ መንግስተ ሰማይ ንኽንወርስ ኣብዚ መሬት ድማ ሕጉሳት ኾይና ክንቅመጥ :: ብፍላይ ንሕና ከም ኤረትራውያን ተረርቲ ልቢ ኣይንኹን ልዕሊ ኹሉ ፍቅሪ ነቀድም :: ፍቅሪ ምእሰሪት ኩሉ ኢያ
ዘገርም ታሪክ ምራሕቲ ሃይማኖት ሓድነት ዘይብሎም ምራሕቲ ሃገር
ብህዝቢም ክጣሉዕ ንመን ክንኣምን
ኑሱ ይፈረድ እቲ ሓያል ኣምላክ❤
Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏
Amennn Egziabher Amlak ywedalna mulue Selam ygberelna 🙏
Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalkum Amlak memhry
Aseyyy Temesgen Amlak entay ysano tuum asmikana kubur Diakon hawna
Tetiumu kabaka aykid♥️❤️♥️❤️🙏🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን እንካዕ ብስላም መፃኹም ኹቡር መምህርና ንኹሉ ደላይ ስላም ዝበለ ስላም የውርደልና ልዑል ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን
Tewaseo ekum tiserihu zelekum zihawey.
Entay widiet alimemlkum kem zelewu ayteredeakumin.
Nitekimi eyo tearikomukum zelewu.
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher mulue selam ygbero🙏
Kat hiwet yesmialna ezgiabher amlak Selam yewrdelna
""ጥንተ ኣብሶ ኣይሓለፋን ኢልና "ተረዳዲእና "እዚ እካ ውዳሴ ማርያም ዝተማህረ ዝምልሶ ኢዩ"ኣልብኪ ነውሪ""ኣብ ሃይማኖት ተረዳዲእና ዘይኮነስ ንስሓ ኣቲና" ቁነና ወሲድና ዝብሃል።። መንእሰይ ሆይ "ብጾም ዘይተጀመረ፡ጉዳይ መወዳእቱ ዓወት የብሉን""ኩላትና ሱባኤ ኣቲና ፡ ኣነ ኢየ ጎዳኢ በዳሊ ነዛ ቤተክርስትያን ኢልና፡ከይኣመና ""ተሰማሚዕና ተፈላሊልና እንዳ በልና ክንቅጽል ኢና።
ሓቂ በልካ ሓወይ። ኣብ ፖለቲካ እምበር መዓስ ኣብ እምነት ኣለዉ። ኣብ ሰብ ምድንጋር እዮም ዘለዉ። እግዚሄር ተዘቀድሙ መንፈስቅዱስ መሪሑ ናብ ሓቂ ምመጹ። ህዝቢ ብሰንኮም ኣበይ ቤተክርስትያን ከምዝኸይድ ጥፌእዎ ሃይማኖት ይቅይር ኣሎ። ንስሓ ቁነናን ቀደም ረሲዖሞ ምስገበታ ቅምታኦም ከማን ደመስግኡ ይወስዱ ይኾኑ።
እልልልልል እግዝኣብሄር ይመስገን በዚዘይሕጎ ስድያብሎስጥራይ እዩ
Ykreta dea gbereley ember ezom tearikom tblom zelekayo eyom tmrtn nay mnfkna Zemehalalfu zneberku eyom ,kemey gerka netom nay Eritrea sinedos gega tmrti yemehalalfu tblom mnalbat ab nay mmrah xegem yhlu ab emnetom gn xunuat eyom ,ksab hji nakum abeyti memharan elna zseabnaku yakl hjis berihulna eyu 🙏
ኣብዚ ዝወጸ 😢ሓበሬታ ፡ በቲ ናትኩም ኢና ንመሓደር ኢሎምና ኢልኩም ዝሓበርኩምናን ፡ ባዕሎም ዝተዛረብዎን ኣይራከብን ፡ ቃል ብቃሉ ከምኡ ኣይበልናዮምን ፡ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣታዓራቂ ኢሎም ከም ዝኣምኑ ውን ተዛሪቦም ኣለዉ።
ብዛዕባ እዚ ዕርቂ ዝበሃል ዘሎ ኣብ ናሁ ሰናይ/Nahu Senay
1 to 3 Part ኬድኩም ስምዕዎ ኩሉ እቲ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተሰማምዕሉ ፡ እቶም ሰሜን ኣሜርካ ኣብ መትከሎም ዮም ዘለዉ። ንምንታይ ዘይተሰማምዕሉ ኣብዚ ንህዝቢ ምሕላፍ ኣድለየ ንምንታይ ዕላማ፡ ሰሜን ኣሜሪካ ጥዑያት ኢዮም ኢልኩም ንዓና ከተእምኑና ግዜ ከም ዘድልየኩም ኢኩም ሓቢርኩም ከምቲ ገሊጾሞ ዘለዉ።
እዚ ህዝቢ ታይ ገበረኩም ፡ ዝጸነሐን ዘሎም ዘይኣክሎ ፡ ህጂ ድማ ናብ ተወሳኪ ሽግር ትሽምዎ ኣለኩም። 😢
1) ንምንታይ እባ ሰላም እንዳበልኩም ትሽፍንዎ ፡ ምስዞም ሰባት ባእሲ ነርኩም ድዩ? ፍልልይና ናይ እምነት እዩ እኮ ነሩ ፡ ስለዚ ሓደ ኮይና እዩ ዝባሃል ።
ምስ መባእስትካ ምስ ትዕረቅ ክኣ ሰላም ገረ ትብል።
2) ሕቶ ናባክ መም ካሳሁን
ኢየሱስ ክርስቶስ ኣታዓራቂ/ኣማላዲ እዩ ኢልካ ትኣምን ዲካ ?
ድንግል ማርያን ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ ኢልካ ከ ትኣምን ዲካ ተወሳኪ ወዘተ እቲ ዘከራክር ዘሎ። ንሶም ከሙ ኢሎም ስለ ዝኣምኑ የ ፡ ንስካ ክኣ ምስኦም ሓቢረ ስለ ትብል ዘለካ ። እወ ተኮይኑ ፕሮተስታንት ኣሕዋትና ውን ካብኡ ንላዕሊ ኣይበሉን እሞ ።
!) ንስኩም ኣብዚ ነሀለ ከም ዝተሰማምዕሉ ኢልኩም ጹሑፍ ኣርኢኩምና ንሶም ፡ ክኣ ብቃሎም ከምኡ ኢልና ኣይተሰማማዕናንን ባዕሎም ዮም መሊኦምሉ ይብሉ ኣለዉ ፡ ስለዚ ብምንታይ ክንኣምን ንክእል ናቶም ከም ዝኮነ እዚ ጽሑፍ።
ከምዚ ካብ ኮነ ፡ ምስኦም ኣብ ጣውላ ኮፍ ኢልኩም ብዛዕባ እዘን ዘለዋ ኣርእስቲ ብቪድዮ ንህዝቢ ክቀርብ ኣለዎ ተዘይኮይኑ ግና ኣይግድን።
3) ምስ ዘይኣመንቲ ምሕባር ማለት ክኣ ምስቶም ኣመንቲ ዝነበረካ ርክብ ምብታክ ማለት ዩ።
እዚ ቀሊል ጉዳይ ስለ ዘይኮነ ዘይተጻረየ ከምዚ ዩ ፡ከምዚ ኢሎምና ዝብልን ዝበጻሕካዮን ዘይኮነስ ዝተጻረየ ሓበሬታ እዩ ዘድልየና ዘሎ፡ ምክንያቱ ንስካ ዝበጻሕካዮን ፡ ንሶም ዝብልዎን ኣይራከብን ዘሎም ።
ክቡር ሓው ማዕረ ዓቕምና ንዛረብ ንዘይንፈልጦ ንሕተት፡ መጻሕፍቲ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን እንተዝግንጸል እዚ ዝጸሓፍካዮ እዩ መናፍቕነት፡ ማለተይ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያና ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ኣታዓራቒ ኢዩ ኢላ ትኣምን፡ ንምንታይ ድዩ ተሰቒሉ ንኽዓርቀና እዩ ኮ፡ ናይ ኣዲስ ኣበባ ሰበኽቲ ዘምጽዎ ዘይኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ከም ናይ ኦርቶዶክስ ጌርኩም ኣይትዛረቡሉ፡ እዚ መናፍቕነት ትብሎ ዘለኻ ኣብ መጻሕፍቲ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኣሎ። ብቀጥታ ንኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኢካ መናፍቕ ትብላ ዘለኻ።
@@God-db9vp ms men yarkena
ትኽክል ብዙሕ ገና ክወጽእ ኢዩ ኣካይዶኦም ብጣዕሚ ሕማቅ ኣሎ
@@God-db9vp ሉቃ23፥43 ነቲ ኣብ የማኑ ተሰቂሉ ዝነበረ ጥጦስ ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ኣለኻ ድዩ አልዎ ወይስ ሎሚ ኣብ ገነት ክትህሉ ነቦይ ከማልደልካ፡ስለዚ ጎይታ ፈራዲ እንበር ኣማላዲ ኣይኮነን።
በቲ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢና ንኸይድ ኢሎም ኣለዉ ፡፡ ሕጂ ንዓኻስ እንታይ ሓበጠካ ምስ ኣስላም ከማን ሓደ ንኸዉን ብናትኩም ኢና ንኸይድ እንተ ኢሎም። ሃለዉለዉ እዩ ዘረባኻ
እግዚኣብሄር ዘላቒ ሰላም ይግበረልና።
ኣሜን ካሳሁን ሓወይ ቃለሂወት የስማዓልና ኣረጋጋኢ መንፈስ ዛሃብካና ፈጣሪ ሩጉእ ሂወት ያሃብካ ፈጣሪ
Egzabhair enkae erki feterelom
Qal hiwet yesmeolna kasahun hawna 🪴🪴💐⛪⛪⛪🙏🙏🙏
Egziabiher zhabero erqe selama ygberelna btaemi btaemi lbi zeresrs erqi eu!!! Sleti kulu ethbena qbue haberetan sle ethbena ortodox isawi tmhrtn msgana ygbaka kasahn hawuna!!! Selam zaselo senbet nkulna!!!
Kal hiwet yesmalna memhrna amlak tsegue yebzahalka nayzom nay adna ka kulu gize tsre selam eyom
enkuae bselam mexekana memhrna
Egzabher amlak tsegu yebzhalka edmen tenan yhabka memhrna endi hatyatna gdi koynu ab gzhena hlklk dbele hiwet yqre ybelelna ab xelot tray entenetekur dhashe neru mlue mhret mlue selam ygberelna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክውር መምህረይ እንኳዕ ሰላም መፃኩም
ተመስገን አምላኽ!!! ጽቡቕ ስማዕ ሰሚእና.
Elllllll elllllllll ellllllllll kasahun hawey egziabiher ymesgen des iluna des ybelkum
Kale hiwet yesmealna memhr kasahun hawna
ቤት እግዚኣብሄር ኣይትናውጽን'ያ እንበር ናትኩም ሕልኽልኽ ሲ ሪኢናዮ ኣለና።
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና
ንጹርን፣ ውሕሉልን ኣቀራርባ🙏🏾
Enqae bselam mexaka memhrey 🙏🙏🙏
Amen amen amen kal hiwet yesmaana
ማየናይ ዕርቂ እዩ መን ምስመን
Goyta memelisu yglexka memhrna❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይመስገን 🙏🙏🙏
Gobez eme. Amlaken
ናይ ባሓቂ መምህር
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ!
መልክዕ መንካዕ ብመምህር ክነፈ ርግብ ማርቆስ
መንካዕ፡ ሓደ ካብ ዓይነት እንስሳት ኮይና ናይ ተፈጥሮ መልክዓ ዝተፈላለየ ዘደናግር እዩ። ብሓደ ወገን ብርእሳን ብእዝናን ብኣስናናን ብኣፋን ኣንጭዋ ክትመስል ከላ፣ ብካልእ ወገን ድማ ብኽልተ ኣኽናፋ ወይ መንገብገብ ስለትነፍር ናይ ዑፍ መልክዕ ኣለዋ።
ብተወሳኺ’ውን ከም መጥበውቲ እንስሳት ከም እኒ ላምን ገመልን`ውን ንደቃ በርባዕተ ጡባ እናጥበወት እያ ተዕቢ። ናይ መንካዕ ሥነ ተፈጥሮ ነዚ ዝመስል ክኸውን ከሎ፣ ናይዞም ኣብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ዝንቀሳቐሱ መናፍቃዊ ተሓድሶ ኮነ ዝተነጸሉ ወገናት ናቶም መልክዐ ሃይማኖት ድማ ካብዚ ተፈልዩ ዝረአ ኣይኮነን። ምኽንያቱ ድማ መንካዕ ንኣንጭዋ እንተ መሰለት ኣንጭዋ ከም ዘይትበሃል፣ ብመንገብገባ እንተነፈረት`ውን ዑፍ ተባሂላ ከም ዘይትጽዋዕ፣ እዚኦም ድማ ብሓደ ወገን ካብዛ ጥንታዊትን መሠረታዊትን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ብምርኃቖም ብኣቦን ኣደን ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ዝኾነ ቅዱስ ሲኖዶስ ገሊኦም ብትምህርተ ሃይማኖት ገሊኦም ከኣ ብሰማያዊ ሥልጣን ብውግዘት ዝተፈልዩ፡ ካብ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ወፃኢ ርእሶም ብርእሶም ዝመኃደሩ ክኾኑ ከለዉ፡ በቲ ሓደ ወገን ድማ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ሥዩማን ኣገልገልትን ኣባላትን መሲሎም ከም ጳጳሳት፣ ፈለስቲ፡ ካህናት፡ ዲያቆናት፡ ምእመናን ኮይኖም ይረኣዩ።
“ኣነ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ወገን እየ፡ ግና ነቲ ብመንፈስ ቅዱስ ዝምራሕ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ዝእዝዞ ትእዛዝን ዝሓገጎ ሕግን ኣይቕበልን እየ” ዝብል ሰብ፣ ምስ መን’ዩ መደቡ፧ ምስ ኣማንያን ድዩ ወይስ ምስ ከሓድያን፧ ምስ ኣማንያን ከይትብሎ ንቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ዝነጽግን ዘይቕበልን ንትምህርተ ሃይማኖት ዘፋልስን እዩ። ምስ ከሓድያን ከይትብሎ ከኣ ኦርቶዶክስ እየ በሃላይ እዩ።
ነዞም ካብዛ መሠረታዊት ሃይማኖት ተነጺሎም ከይዶም ዘለዉ ኣቐዲሙ ብቅዱሳት መጻሕፍት ዝተዋህቦም መጠንቀቕታ ከም ዘይተጠቕሙሉን ንዕኡ ረጊጾም ልቦም ናብ ዝሓሰቦ ይኸዱ ከም ዘለዉ ይፍለጥ። ተዋሂቡዎም ዝነበረ መጠንቀቕታ ግና ኵሎም እኳ እንተ ዘይተጻሕፉ፣ ንምጥቃስ ዝኣክል ግና ዓሰርተ ዝኾኑ እነሆ ነቕርበልኩም፦
ክርስቶስ ኣብዚ ወይ ኣብቲ ኣሎ እንተበልኹም ኣይትእመኑ፣ ማቴ. 24፡23
ካብ ሓሰውቲ ነቢያት ተጠንቀቑ መንጠልቲ ተዃሉ እዮም፣ ማቴ 7፡5
ፍቓድ ኣቦይ ዝገብር እምበር ጐይታይ ጐይታይ ዝብለኒ መንግሥተ ሰማያት ኣይኣቱን እዩ። ማቴ. 7፡21
ነቲ ዝተመሃርኩምዎ ዝቃወሙን ምፍልላይን ዘምጽኡን ፍለጥዎም። ሮማ 16፡17
ኣብቲ ዳኅራይ መዓልቲ ብዙኃት ሃይማኖቶም ኃዲጎም ከም ዝኽሕዱ። 1ይ ጢሞ. 4፡1
ናይ ኣምልኾ መልክዕ ኣለዎም ነቲ ኃይሉ ግና ይኽሕድዎ። 2ይ ጢሞ. 3፡5።
ዋጋኹም ክትረኽቡ እምበር ዋጋኹም ከይትስእኑ ርእስኹም ሓልዉ። 2ይ ዮሓ. 8
ንመንፈስ ዘበለ ኵሉ ኣይትእመኑ፣ ብዙኃት ሓሰውቲ ነቢያት ተላዒሎም ኣለዉ። 3ይ ዮሓ. 1፡9
ተጠራጠርቲ ኣይትኹኑ ምስ ዘይኣምኑ`ውን ኣይትጸንበሩ። 2ይ ቆሮ. 6፡19
ኣብ መንገዲ ቁሙ እሞ እቲ ጥንታዊ መንገዲ ኣየናይ ምዃኑ ሕተቱ ብእኡ ከኣ ተመላለሱ ንነፍስኹም ኸኣ ዕረፍቲ ክትረኽቡ ኢኹም። ኤር. 6፡16
እዚ ኃይለ ቃል እዚ ኣብዚ ሕጂ ዘሎናዮ ጊዜ ክትግበር ብሥሩዕ ክትርጐምን ብወረ ንሰምዖ ዘሎና ዘይኮነስ ብዓይንና እንርእዮ ዘለና እዩ። ብሓቂ እዚኣቶም ነቲ ተነጊሩ ዝነበረ ትንቢት ንምፍጻም እዮም ብዝተፈላለየ መንገዲ ዝንቀሳቐሱ ዘለዉ እምበር ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ሓንቲ እያ። ሓፂራ ኢልካ ከተንውኃ፣ ነዊኃ ኢልካ ከተሕፅራ ኣይከኣልን እዩ። ምኽንያቱ ድማ ይትረፍዶ ነዛ ብሥጋዊ ዓይኒ ዘይትርአ ብኢድ`ውን ዘይትተኃዝን ዘይትድኅሠሥን፣ ክትልውጥን ከተሐድስንሲ፣ ነዚ ብዓይኒ ዝርአ ብኢድ`ውን ዝድኅሠሥ ፀጒሪ ርእስኻ እኳ ነቲ ጸሊም ናብ ፃዕዳ ከምኡ`ውን ነቲ ፃዕዳ ናብ ጸሊም ለዊጥካ ከተሐድሶ ኣይትኽእልን ኢኻ። ሃይማኖትና በቲ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ደሙ ኣፍሲሱ ዝመሥረታን ቅዱሳን ሓዋርያት ዝሰበኽዋን ጸኒዓ ትነብር እምበር፣ ካብቲ ዝተመሥረተቶ ጽኑዕ ኦርቶዶክሳዊነት ንየማንን ንጸጋምን ፍንትት ከይበለትን ከይተነቓነቐትን እያ ትነብር ዘላ። ቅድሚ ሎሚ`ውን ከጥፍእዋን ፈጺሞም ከጽንትዋን ሓሲቦም ክሳዕ ብኣዋጅ`ውን ኣብያተ ክርስቲያናት ይትዓጸዋ፣ ኣብያተ ጣዖታት ይትረኅዋ ብምባል በዓል ዲዮቅልጥያኖስ በዓል መክስምያኖስ ኃይሎም ክሳዕ ዝጽንቀቕ ነዛ ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ኣፍሪሶም ግብረ እደ ሰብእ ጣዖት ኣንጊሦም ንኽነብሩ ዘይገበርዎ ጻዕሪ ኣይነበረን። ግና ክኾነሎም ኣይከኣለን። እቲ ሓሳቦም ሰይጣናዊ እምበር መንፈሳዊ ስለ ዘይነበረ ፈቲኖማ ደኣ ተረፉ። እዚ ከኣ ቃል እግዚአብሔር ክስዓርን ክኃልፍን ስለ ዘይከኣል እዩ እምበር ካልእ ኣይኮነን።
ካብዞም ዓላውያን ነገሥታት ዘይኅሹ ብዙኃት ሓሰውቲ ነቢያት ክትንሥኡ እዮም ተባሂሉ ዝተነግረ ከኣ ሓቂ ምዃኑ ዘረድኣናን ዘገንዝበናን ኣብዚ እዋንዚ ዝፍጸም ዘሎ እዩ።
ከምቲ ቅዱስ ጴጥሮስ`ውን ኣብ ካልኣይ መልእኽቱ ዝጸሓፎ፦ “እቶም ደናቑርን ዘይጽኑዓትን ከኣ ከምቲ ነቶም ቅዱሳት መጻሕፍቲ ናብ ድላዮም ዝጠዋውይዎም ንጥፍኣት ገዛእ ርእሶም ይጠዋውይዎ ኣለዉ” ይብል፣ እሞ ኅልፍ ኢሉ ድማ “ኣብ ማእከልኩም ሓሰውቲ መምህራን ክትንሥኡ እዮም እሞ ንሳቶም ብኅቡእ ጥፍኣት ከስዕቡን መናፍቕነት ከምጽኡን እዮም፣ ብዙኃት ድማ በቲ መንገዲ ርኽስቶም ክስዕቡዎም እዮም፣ ብሰሮም`ውን እታ መንገዲ ሓቂ ክትጽረፍ እያ፣ ንሳቶም ስሱዓት ስለ ዝኾኑ ብዘረባ እናጠበሩ መናገዲ ክገብሩኹም እዮም ይብል። (2ይ ጴጥ. 2.1-3 ፣3፡11)
ሳጥናኤል ቅድም ስሙ ነይሩ፣ ሕጂ ግና ዲያብሎስ እናተባህለ ይጽዋዕ ኣሎ፣ ዲያብሎስ ማለት ውዱቕ ሕሱር ማለት እዩ። ስለምንታይ ውዱቕ ሕሱር ተባህለ እንተ በልና ካብ ማኅበረ መላእኽቲ ተፈልዩ ዘይዓቕሙ እግዚአብሔርነት ብምምናዩ እዩ። ይሁዳ`ውን ምስ ፲፪ ሓዋርያት እዩ ነይሩ ፣ ግና ብግብሩ ካብ ፲፪ ሓዋርያት ተፈልዩ፣ “ለይሁዳ ውሉደ ውሉዱ ይደምሰስ” እናተባህለ በብዓመቱ ክርገም ይነብር ኣሎ። እዚ ተጠቒሱ ዘሎ መልኣኽ ነበርን እዚ ተጸዊዑ ዘሎ ይሁዳን ክልቲኦም ልዑል መዓርግ ዓቢይ ደረጃ እኳ እንተ ነበሮም፣ ሕጂ ግና ክልቲኦም ኣበየናይ መዓሙቐ መዓሙቕ እዮም ዝርከቡ ዘለዉ፧ ነስተውዕል። ንዲያብሎስን ንይሁዳን ካብ ጠቐስናን ስሞም ብኸመይ ዓይነት ከም ዝጽዋዕን ካብ ፈለጥና እዞም ካብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ተፈልዮም፡ ርእሶም ብርእሶም ዝኸዱ ዘለዉ’ኸ ካብዞም ኣብ ላዕሊ ተጠቒሶም ብኽፉእ ስም ዝጽውዑ ዘለዉን ካብዚኣቶም ተፈልዮም ዝጽውዑሉ መንገዲ ኣለዎም ድዩ፧
እዚ ኂዞሞ ዘለዉ መንገዲ ዘጥፍእ እምበር ዘልምዕ፣ ዘኅጥእ እምበር ዘጽድቕ ከምዘይኮነ ፈሊጥካ፡ ወገነይ ኦርቶዶክሳዊ እዚ ዝኸድዎ ዘለዉ ሓድሽ መንገዲ ጽቡቕ መሲሉካ ከይትስዕቦም። ተጠንቀቅ በዚኣቶም ከይትጋገ፣ ርእስኻ ሓሉ ምስ ክርስቶስ ምእንቲ ክትህሉ።
ወስብሐት ለእግዚአብሔር፡ አሜን!
***
ፍፁም ዕርኪ ይግበረልም/ና ክቡር መምህርና❤🙏
Kale hiwet yesmealna memhrey
ETA misila exakt misza abza zelekuwa bota zelewu tikeyd mesilkaya kemia ena zelona lekine mihretu yazizelna
Wales hiwet yrsmaelna kashun hawna erqn selamn yewrdelna
ሰላም ሓውና ካሳሁን ይቅረታ ምሕታት ንዝመሃርሉ ጽቡቅ ኣይመስለካን፡ ዕፉን ብሽፉን ዝመስል ዓይነት ኣካይዳ ዝከይድ ዘሎ ኮይኑ ይስመዓካ ኣብ ሃይማኖት ቅደፈለይ ኪገድፈልካ ዝበሃል የለን
Qle hewet yesmaelna egzabher amlak memher btaemi des zebl eu kulu neger bfqad egzabher eu emo nay goyta fqri aeb lelena zeywdae eumo baelu bnay melaektu knfi ygardena
ጸግ❤ኡ የብዝሓልካ
Kasahun hewna abune semayat ms belus beseleme kuds gebriel ayblun alewu yblu alewu kemey eya ezia
Amlak selamu ylakelna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Eway kolel ezi ztezarebwo nay aboy Makoryes mechem dhri kulu ms wedeu eu, entay gerkum ezi hzbi thabablwo ane ko kedem eye zfelteka zey Orthodoxwi mkanka weleu da nakum zey felet meskin hzbi 😔😔ata hzbi tetenkek alem neza kdsti haymanotna Orthodox tewuhado abrisa ab one nation eya ttrnef zela fexami tnbit keyhkewun dro orthodox meslom mexemna 😭
ድሓን ሓውና ካሳሁን ናይ ፈጣሪ ይዓቢ ክዉን ክገብረልና ኢዩ እግዚኣብሄር ኣብ ስርሑ ኣይጋገን ኢዩ ቃሉ ከኣ ሓቂ ኢዩ ዘስምዓና ብስራት ኣይቕይሮን ኢዩ እቲ ዝሕሸናን ዝጠቕመናን ንሱ ይፈልጦ ክገብሮ ከኣ ኢዩ ንኣብነት ንስኻ ወይ ኣነ ወይ ኩልና ውላድና ዘስሕቖ ዘሐጉሶ መጻወቲ ኢና ንቕርበሉ ደስ ኢልዎ ምስረኣናዮ ከኣ ክስሕቕ ክድሰት ምስረኣናዮ ምስኡ ኢና ንሕጎስ እንበር ነታ ተሐጉሶን ትጠቕሞን ኣይንምንጥሎን ኢና ስለዚ ፈጣሪና ከኣ ከምኡ ኢዩ ንደቁ እሞ ተስፋናን ድልየትናን ሕጂ እውን ሰላም ኢዩ 😢🤲
Selam mezena yebilan Niselam kefrisu keydekesu zihadru bzuhat eyom.
ኽርስቶስ ተንሲኡ እዩ!
ኣሜን ብሓቂ ተንሲኡ!
ስለ እቲ ጽቡቅ ትንተናኻ ኣመስግነካ፡ Please read below.
እቲ ሕዝቢ ምድንጋሩ ካብ ዜሮ ኣይመስለንን፡ ምኽንያቱ እቲ ዝዝረብ ዘረባታት ነንሕድሕዱ ይጋጮ ይመስል፡ ኣብቲ ዝለሓኸ ድምጺ ተደጋጋሚ፡ ቀሺ ሓለፎም ይኹን ቀሺ ገብረሚካኤል ሕጂ ዝተረፈ ነገር የሎን፡ እዞም ሽማግለታት’ውን ካብዚ ንላዕሊ ክኸዱ ኣይክኡሉን እዮም፡ ተሪፉ ዘሎ እቶም ጳጳሳት ምርኻብ ጥራሕ እዩ፡ ኢሎም ከብቅዑ፡ ሕጂ ከምዚ መግለጺ ምውጻእ ፡ ኮንሲስተንሲ ዝሓለወ ኣይመስልን።
መርጌታ ዳዊት እውን ብወገኑ ካብ ስእሊ እቲ ዝርርብ፡ ኣባል ሽማግለ ዝነበረ ይመስል፡ ብዛዕባ ጥንተ ኣብሶ ዝብል፡ ከምዚ ዘይኮነስ፡ በቲ ቤተ ክርስቲያን ትኸዶ ዝጸንሐት ንኸይድ፡ ክብል ምስተሰምዐ፡ ካልእ ካብኦም’ውን እሞ ከምኡ እንተኢልኩም ደኣ አወ/ኖ ስለዝይበልኩም ኣይተሰማማዕኩምን ማለት እዩ ክብሉ እውን ተሰሚዖም እዮም፡ መላግቦ ተመልከት።
th-cam.com/video/YUVDoqJElU0/w-d-xo.html
ንሱ ጥራሕ ዘይኮነ፡ እዚ ምርኻብ ጳጳሳት ቅድሚ ምፍጻሙ፡ ተደጋጋሚ ፡ ቀሺ ሓለፎምን፡ ቀሺ ወልደትንሳኤ ፡ ምስ ቀሺ ኣፎርቂ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መሕትት እውን እንተኾነ፡ ብ5 ነጥብታት ተሰማሚዕና ኣሎና እዮም ዝብሉ ነይሮም፡ ስለዚ፡ እዚ ድምጺ እዚ ልሒኩ ምስወጸ 29 ይኹን 30 ቁጽሪ መሰማምዒ ክለዓል ከሎ፡ መሊስካ ክትሓትት ዘይገብር ኣይመስለንን። መላግቦ ተመልከት፡
th-cam.com/video/Jx_CGXSzzaE/w-d-xo.html
ብወገን ኦርዮንታል እውን እንተኾነ፡ ኣብዚ ታሕቲ መላግቦ ተመልከት፡ ሓፈሻዊ ብናይ ኦርቶዶክስ ዶግማን፡ ቆኖናን፡ ትውፊትን ተሰማሚዖም እዩ ዝብል እምበሪ፡ ብናይ ኤርትራ ኣይብልን እዩ፡ ስለዚ እቲ ኣከራኻሪ ነጥብታት ብናይ ኦርዮንታል እንተኮይኖም ተሰማሚዖም ፡ መሊሱ ክትሓትት ዝገብር እዩ።
www.scooch.org/the-standing-conference-of-oriental-orthodox-churches-glorifies-god-for-the-reconciliation-of-the-two-largest-eritrean-orthodox-dioceses-in-diaspora-and-prays-for-the-reconciliation-of-the-entire-chur/
ስለምንታይ እዩ ከ ፡ ኣብ ስምምዕ ከምተበጽሐ ፡ ዝርዝር ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ እቲ ሃገር ስብከት ዘይተዘርገሐ?
እንተኣብስምምዕ ተበጺሑ ኮይኑ፡ ከምዚ ሕጂ ቀሺ ሓለፎም ዘንበቦ መግለጺ ብ29 ነጥብታት ተሰማሚዕም እንተኮይኖም; ስለምታይ ዓበይቲ ኣቦታት ነቲ ጉዳይ ብቀረባ ክካታተልዎ ዝጸንሑ ስክፍትኦም ይገልጹ ኣለዉ? ስለምታይ ባዕሉ ቀሺ ሓለፎም፡ ብሓሙስተ ነጥቢ ተሰማሚዕና ኣሎና ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሜዳ ተዛሪቡ፡
th-cam.com/video/Jx_CGXSzzaE/w-d-xo.html
ዝኮኑ ኮይኑ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሜዳ ኣብ ቀረባ ጊዜ ብዝተዛረብዎ፡ ቀሺ ኣፎርቂ ምስ ቀሺ ተስፎም መላግቦ ተመልከት፡ ኤጲስቆጶሳት ናይ ምሻም ድሌት ፡ ማለት ሲኖዶስ ንሙቃም ዘማላኽት ከምዘሎ ዘማትእ ኣይመስልን።
facebook.com/EritreanOrthodoxChurch/videos/209114785185548
ብሽፋን ኣገልግሎት ክስፍሕ፡ ኣቦታት ከዕርፉ ብምባል ጳጳሳት ምሻም እንተተጀሚሩ፡ እቲ ዝዓበዬ ስሕተት ክኸውን ስለዝኽእል በጃኻትኩም ንፍጹም ሓድነት መላእ ኤርትራ ስርሑ።
እምላኽ ፍጹም ሓድነት ኤርትራ ቤተ ክርስቲያን የርእዬና፡
የቀንዬለይ፡
@@ZebeHabieki
ኣብዚ ሰዓት እዚ ሰዓርን ተሰዓርን ኣገዳሲ ኣይኮነን፡ ኣብ ቢት ኣምላኽ ብፍላይ፡
ልሒኩ ዝወጸ ድምጺ እንተኾነ በቲ በዓል ቀሺ ገብረሚካኤል ዝዝውርዎ ሃገር ስብከት ዝመስል፡ ናይ ሓቂ ደለይቲ ፍትሒ፡ ንሓቂ ዝቆሙ፡ ባይታ ዝሰኣኑ፡ ሓቅን ሓድነትን ዘግህደ ኣጋጣሚ ይመስለኒ፡
እቶም ፈጺማ ክትከፋፈል ዝደልይዋ ፡ ንካልእ ዕላማኦም ዋላ እውን ሕጂ ብሽም ኣገልግሎት ክሰፍሕ ኤጲስቖጶሳት ክሽየም ከምዘለዎ ብምባል፡ ቀስ ብቀስ ሲኖዶስ ከቁሙ ክፍትኑ ሙኻኖም ዘየማትእ እዩ። ቅድሚ ሕጂ ንናይ ግብጺ ቤተ ክርስቲያን ሓቲቶማ ዘይሰለጦም ጳጳሳት ሽምልና ኢሎም፡ ሕጂ 2ተ ጳጳሳት ኮይኖም ኣለዉ፡ ጳጳሳት ክሸሙ ይኽእሉ እዮም፡ መርኣዩ ከኣ እዚ ክብሉ ጀሚሮም ስለዘለዉ እዩ፡ መላግቦ ተመልከት፡
facebook.com/EritreanOrthodoxChurch/videos/209114785185548
ኣነ ዝመስለኒ፡ እዞም ዝሓብርዎም ዘለዉ፡ ዳርጋ 90 ሚእታዊት ናይ ሃይማኖት ሽግር ስለዝይብሎም፡ ሲኖዶስ ማለት እንታይ ከምዝኾነ፡ ኣብ ኢትዮጵይ ዘጋጠመ ንኹሉ ዓቢይ ትምህርቲ ኮይንዎ ስለዘሎ፡ ብዓቢኡ ፍቃድ ኣምላኽ ተሓዊስዎ፡ ብመንገዲ ግብጺ ቤተ ክርስቲያን፡ ተገዲዶም ምስ ናይ ኤርትራ ሲኖዶስ ኣብ ሓደ ሞጋሰ ከምዝመጹ እዬ ተስፋ ዝገብር።
ዕርቂ ናይ ብኣምስላለ ስላሴ እግዚኣብሄር ኣኽቢሩ ዝፈጠሮም ደቂ ሰባት ዘይኮነስ ናይ እንስሳ ዕርቂ ንዝሰምዐ ሰብ ደስ ዘይሎ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን።
ነገር ግን እዚ ፍልሊ እዝን እዚ ተላዒሉ ዘሎ ኣርእስቲ ቀሊል ኣራስትን ነጥብን ኣይኮነን። ስለዚ ብመሰረቱ እቲ ዕርቂ ምስ ወላዲቶም ዝኾነት ቅድስት ቤተክርስትያን ይተዓረቁ ። ክቡር ሓውና መምህርና ሰ/ወ ካሳሆን ውን እውን እዚ ንዓኻ ዝተዋህበ ጸጋን ምስ ማንም ዘሎ ኣይመስለናን ። ስለዚ ዕርቂ ምስማዕና ሰናይ ኢዩ።
ሃዋራውያንን ፡ ኦሬንታልን ምዃነን ናተን ክብሪ ኣለውን ። ግን ነብሰወከፍ ወንበር ዝተዋህበን ኣሓቲ ቤተክርስትያን ንጉዳይ ደቀን ዝምልከት ዕርቂ ኮነ ስራዓትን ነታ ዝምልከታ ቤተክርስትያን ጥራይ ኢዩ ዝምልከት። እቲ እግዚኣብሄር ዝውድልዮን ፡ ቤተክርትድያን ትምነዮን ዕርቂ ክፍጸም እንተ ኮኑ ድማ ደቃ ብኩሊትን ብናይ ማዕዶን ፡ ብኩሊት ዝተወልዱ ጨናፍር ኩሊታት ዝነበረ ዘይምርዳዳእ ናብ ምርድዳኣ በጺሒም ዝብል ዜና ክስማዕ ጽቡቕ። እዚ ግና ካብ 3 ኣስካል ተንሸራቲቱ ዝጸንሐ ሓደ ኣስካላ ናብ ንቡር ተመሊሱ ጥራይ ኢዩ ከስምዕ ዝኽእል።
ካቡኡ ሓሊፉ ግና ነዚ ገርሂ ልቢ ዝኮነ ተኸታሊ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ህዝቢ ንጥልቕ ኢሉ ዘይፈልጦ ተወሳኺ ሕርራኻትን ፈተንትን ዜና ምሃብን ምቁጣብ ይሓይሽ። መኽንያቱ ጌና ካብቲ ወዲኽናዮ ወጺእናዮ ዘልና ዘምልስ ተብግሶ ክሳብ ዘይበጽሐ።
እግዚኣብሄር ህዝብናን ቤተክርድትያንን ብጸጉ ኣጽኒዑ ከንብራ ስናይ ፍቃዱ ይኩነልና ። ኣሜን ።
kab zgermenii. ok. neti nay mergata. sbkett konchilka. amxika netenn zedliyaka. tentinkaa. nayzom mekarsawyann da zetemxioo hakinett telekaaa. selam ena ndeliii ena belka. sebekti na zelefkaa aykonenn. za hawyyy
Egzibhier ymesgen ezi zesmana tsega yebzhalka Kasahun hawn
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና አሜን ቃለ ሂወትን የስመዐልና ፈጣሪ ንኩሉ ሰላም ይግበረልና ❤❤
አብ ማእከል አባጊዕ ተኻሉ እዮም አባ መንቆርዮስ አባ ሽኖዳ እግዝኣቢሄር ይፍረዶም 💘💘💘። ዘሕዝን እዩ።
Tmsegen amlak
ኣነስ ኣይተዋሕጠለይን ኣሎ
Aytemelesun aba meqars
Ksab meas ekum Meninetkum habiekum ktgeazu
Enqae biselam Tefexeme,
Xbuk meglexi.
Btaemi des zbl amlak enkae abzi abxhana
Selam naka kasahun hawey ,erqi egziabhern sebn zfetwo eka entekone .gn ane abzi qreta aloni meknyatu ezom seba abzuh mengedi kihidom eyom xenihom slezi khdetom aminom nhzbi krstyann betekrstyann yqreta khatu alewom.
2 , nay ethiopia betekrstyan ke abzi guday alado .
3 abzi erqi ezom sebat bafom aminom blbom entekehadu bkemey namn ........
3 betekrstyan ke gedemawyan abotat .bahtawyan yeblan du ....
Memhrey tmhrtka btaemi hiwet zhb u abza guday gn memhrey nay emnet hto eyu klte gze kynwqae .
አምላኸ ይመሰገን
❤❤❤❤❤
ጽብቅ ሕጂ ኩሉ ሰብ ብሪሂሉ ኣምላክ እንቃዕ ነዚ ኣራየና
እተን ስምምዓት ዝሓዘ ጽሑፍ ፡25 ገጻት ዝሓዘ ኣበይ ክንረኽቦ ንኽእል።
💒💒💒🙏🙏🙏💯💯💯
Kasahun hawey bsm Erqi ilka ab haymanot waza yelen xbuq gierkum mermruwo. Gele ztehabe'e neger alo. Xhuf aywexen ilka qnue megot aykonen. Aba meqarios zmhruwo zneberu gguy timhrti yqre hatitom nabta qnietn Tintawitn bietekrstiana temelisom beluna kinamn entezeyele key zbele erqi iyu kikewm?
እቶም ዝምልከቶም ኣካላት እቲ ዕርቂ ባዕሎም መግለጺ ክህቡ ትዕግስቲ ግበር!!!
Deqi menqaryos tahaduso enkae tegahde mnfqnakum
ካሳሁን እውን ጉልባብካ ዳ ተቀልዐ ንብዙሕ ዘመን ተዋህዶ መሲልካ ነዚ ህዝቢ ኣታሊልካዮ ሕጂ ከኣ ምስ ተሃድሶ ተዓሪቅና ጸውታ ቆልዑ ኣይትግበርዎ ነዛ ናይ ኣባ እንጦኖስን politics ሃግርናን መሕብኢ ገርኩም ሓለይቲ መሲልኩም ነዚ ሕዝቢ ኣብ መጻወድያከም ከተእትዉዎ ህርድግ ኣይትበሉ ሲኖዶስ እርትራ ናይ ምሕደራ ጌጋ ኣለዎ ሓይማኖት ግን ርቱዕ እዮ ንስካትኩም ከኣ ነዚኣ መዝሚዝኩም ሓለይቲ ክትመስሉ ኣይትፈትኑ ሓቅነት ተሊኩም ምስ ስኖዶስ እርትራ ተዓረቁ ምስ ኣባ መቅርስ ደኣ ተሃድሶ ኣምላክ ይቅረ ይበለልና መሳኩም ኣየሕብረና ነዴና ድንግል ማርያም ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ ዝብል ጳጳስና ኣይግበሮ
Amen amen amen kal hewait yesmalna 🤲🙏🏽✝️⛪️✝️🤲🙏🏽🤲🙏🏽
እንኳእ በደህና መጣህ መምህር❤
አምሓራይ ተመሲሉ ድዩ ተራእዩኪ😅😅😅 ዋይ ፍቅሪ ሽዋ😅😅😊😂
@@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ ሓደርኺ ጓል ህግደፍ😋
@@selam801 Btami eki tgermi negram
@@havenabraham5252 ምሸ ለባመይ ተጠባባቂ🤣😁
በጃኩም ኣባ ኣብርሁለይ እዚ ዕርቐ ሰላም።መን ምስ መን እዩ ናይ ኤርትራ ምስ ናይ ግብጺ ድዩ ዋላስ ምርዳእ እኮ ኣቢኒ
ስርዓት ኣስመራ ኣብ ሰላም ክትነብር ኣይትደልን እያ ::
You are write
ምስ መን ሰላም ከም ዘድሊ ጠፊእዎም ኣይኮነን ንጥበበኛ ሓንቲ ቃል እያ ትኣኽሎ ።
ቃለሂወት የስማዓልና
Xegu yebzhlka egziabhr memhrna 🙏🙏🙏
ባእሲ ክልተ ዓደ ኣይኮነን ኃወይ፡ጉዳይ ሃይማኖት እዩ
ንስኻ ውን ኣብ እምነትካ ጽናዕ፡ስለ ዝሰበኽካ ጸዲቕካ ማለት ኣይኮነን!!!
ኩሉ ክብሪ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽና ይኹን፡ ሓንቲ ዝይትርደኣኒ ዘረባ ግን ኣላ ናይ ኣግኣዚት ቤተክርስትያን ትምህርቲ ዝበሃል ፍሉይ ትምህርቲ ኣሎ ድዩ ናይ ኦርቶዶክስ ኩሉ ሓደ ዶ ኣይኮነን እምነትና። ካሳሁን ሓወይ ፍርሕኻ ይርደኣኒ እዩ እንተኮነ ኣጆካ ኣይትስጋእ።
ናይ ምድሪ ሓበሻ እኾ ናይ በይንና ትምህርቲ የለን ግና ኣነ ከም ዝርድኣኒ ናይ ምድሪ ሓበሻ ምባሉ ንኣብነት :- ግብጺ ብኣፍ ዝወጽእ እምበር ብኣፍ ዝኣቱ ንሰብ ኣየርክሶን እዩ (ማቴ15፣11)። ብምባል ስጋሓሰማ ይበልዑ : ናብ ቤተ ክርስትያን ምስ ሳእኖም ይኣትዉ ካብዚ ዝገደደ ድማ እተን ደቂ ኣንስትዮ ሓጸርቲ ክዳን ለቢሰን ናብ ቤተ ክርስትያን ይኣትዋ ጸጉረን ኣይጉልበባን : መካላኸሊ ጥንሲ ይጥቀማ : እዚ ማሌግና ኣብ ኩለን ናይ ግብጺ ቤተ ክርስትያን ድየን ከምዚ ዝገብራ ወላስ ውስናት ቤተ ክርስትያን ኢየን ብዙሕ ዝፈልጦ የብለይን ::ስለዚ ንሕና ኤረትራውያን ድማ እቲ ግብጺ ትጥቀመሉ ስርዓት ስለዘይንጥቀመሉ ከይከውን ብናይ ትምህርቲ ኤረትራ ንሳማማዕ ኢሎም ዝብል ዘሎ :: ንሕና ኤረትራውያን ግና ዓብይ ጸገም ኣለና ሕጊ ብጣዕሚ ንኣምን ኢና ግን ሕጊ ኣይነኽብርን ንሕጊ ኣዚና ኢና ንጥሕሶ ልሳናን ተግባርናን በበይኑ :: ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስክዎ ብዛዕባ ግብጻውያን : ኣቦታት ናይ ግብጺ ድምጺ ህዝቦም ይሰምዑ ኢዮም ተኸባቢሮም ድማ ይኸዱ : ስለዚ ኢዮም ድማ ንህዝቦም እቲ ኣብ ላዕሊ ዝጠቀስክዎ ኣፍቂዶምሎም :ኣብ ናትና ድማ ኣቦታትና ጳጳሳት ምስ ካህናት ምስ ዲያቆናት ኮይኖም ብፍላይ ነዞም ኣብ ስደደት ዘለና ገለ ከማሓይሹልና ትጽበ ግን ብኣንጻሩ { 0 }
@@Xelyunselam92 ሓወይ እዚ ኩሉ ዝጠቐስካዮ ናይ ስርዓት(ቀኖና) እንበር ናይ ትምህርቲ እምነት(ዶግማ) ፍልልይ ኣይኮነን፡ ምስ ግብጺ ግን ብክርስትያናዊ ህይወት ኣይንወዳድደርን ኢና ብሓጺሩ፡ ከምናቶም እንተዓዲልና ኣምላኽ እንታይ ዘይሃበና ክንብል።
ኣብ ዶግማ ዝፈላሊ የብልናን።
ኣብ ቀኖና ግን ፍልልይ ኣለና፥
ናይ ግብጺ ኦርቶዶክስ
ንኣብነት ኣደይ ማርያም ጥንተ ኣብሶ ኣለዋ ይብሉ።
ስእሊ ስላሴ ኣይቅበልዎን እዮም።
መሳርሒ ሙዚቃ ዘመናዊ ይጥቀሙ እዮም።
እዞም ተሃድሶ ክበሃሉ ዝጸንሑ ከኣ በቲ ናይ ግብጺ ስርዓት እዮም ክጉዕዙ ጸኒሖም።
@@iwiilbe4329 ጥንተ ኣብሶ ጉዳይ ዶግማ ድዩ ጉዳይ ቀኖና፧
ብቀኖና ምፍልላይ ከ ናይ እምነት ፍልልይ ማለት ድዩ፧
@@God-db9vp ናይ ጥንተ ኣብሶ ምስ ቀኖና ዲያ ምስ ዶግማ ኣይፈልጥክዋን።
ብቀኖና ምፍልላይ ግን ናይ እምነት ፍልልይ ኣሎ ማለት ኮይኑ ኣይስመዓንን።
Amlak mulue selam ygberelna gn kesahun hawey nexela sratnan Nay bietekrstyana entqemelu eyu emo kulu gzie AB etmexana netela gera ktmhrena kem fkad amlak
Amen amen amen 🙏 kesahun hawey mlue hbret ygberelna amlak. Degagimka habereta ab mhab aythmek amlak xegue yebzhalka 🙏🙏🙏🙏🤝🤝🤝👏👏👏🛖🪴🪴💞🪴
ብስመ ስላሴ
ሕቶ ኣለኒ ነዓይ
ሰላም ጡዑም ኣምላኽ ዘፈትዎ ሰብ ድማ ዝፈትዎ እዩ ሰላም ምግባሮም ንሕጎስ
ግን ተዓሪቕና ክንበሃል ከለና ባእሲ የብልናን በጀካ ናይ እምነት ፍልልይ ዳሓን ኣብ ሓደ እምነት ሰሚርና ንምምባል እዩ ተቐቢልናዮ ok
እዞም፡ሰሜን ኣሜርካ ዘለው የሕዋትና ከምታ ናይ ኤርትራ ዝኸድዋ ኢና ንኸይድ ኢሎም እዮም ትብሉና ኣለኹም
Ok ክርስቶስ ኣማላዲ፡ ድንግል ማርያም ጥንቲ ኣብሶ ኣለዋ ፡ቤት ምቅደስ ምስ ጫማኻ ይእቶ፡ ስልእሊ ስላሴ ኣይድልን እዩ ኢሎም እዮም ዝምህሩ
Ok ነዚ ድማ ናይ ኤርትራ ኣይትቅበሎን እያ ምንፍቅና እዩ ናዓና ፡ ግን ጹቡቅ ተጋጊና ኢና እቲ ንምህሮ ዝነበርና ጌጋ እዩ ኢሎም እንተ ኣሚኖምሲ ንምንታይ ተጋጌና ኢና እሞ ተረዲናስ ትመሊስና ኣለና ዘይብሉ ድምጾም ዘየስምዑ ንስሓ ውን ይኣትዉ መኽንያቱ እምነቱ ኬሔዱ ዝነበረ ክምለስ ከሎ ተነሲሑ ማይ ጭደራ ታሓጺቡ ስለ ክምለስ ዘለዎ ቤት ክርስትያን ኮሙኡ እያ ትምህር ፡ ኣየድልን እዩ እንተ ኢልኩም ድማ ወላ ውን ሓደ ምስ ኮና ሓደ ሰብ ናብ ምስልምና ወይ ድማ ናብ ፕሮሲስታን ከይዱ ኔሩ ምስ ተመልሰ ንሳሓ ኣየድልዮን እዩ ትብሉና ኣለኩም ማለት እዩ
Amen kalehiwet yesmealna egziabiher mleue selam ygberelna❤
ስማእ እስከ ካስሆን ክሃተካ ምድረ ሃበሻ ዝተፈለየ እምነት ካብ ናይ ኣሃት ኦሮንታል ኦርቶደክስ ዝፍለ ኣለዎ ድዪ እንተ ኣልይዎ ግለጸለይ እንተ ዘይ ብላ ክኣ ክትምልሰለይ ብትህትና ይሃተካ ማለት ቅኖና ኣይ በልኩካን ደጉማ እምነት እየ ዝሃተካ ዘለኩ ?ተባረክ
ኣቀዲመ ሰላምታ ይቀድም ቀጺለ እዞም ኣቦታት ኣብ ማስሜዳ ብዙሕ ሚሂሮም እዮም ሕጂ ዉን ንስኩም ደኣኹም ተመሊሶም ትብሉ ዘለኩም እንበር ንሳቶም ከምቲ ኣብ ቻነሎም ዝሕለፍዋ ብዛዕባ ኹሉ ኽሕደት ማለት እየሱስ ኣማላዲ ስእሊ ናይ ስላሰ ስጋ ሓሰማ ከም ዝብላዕ ናይ እመ ብርሃን ዘይ ዛረቡ ደኣ እዚኣስ ዝብእስ ኽሳብ ዝደልዎ ይሕንክስ
ክቡር ሓው ማዕረ ዓቕምና ንዛረብ ንዘይንፈልጦ ንሕተት፡ መጻሕፍቲ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን እንተዝግንጸል እዚ ዝጸሓፍካዮ እዩ መናፍቕነት፡ ማለተይ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያና ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ኣታዓራቒ ኢዩ ኢላ ትኣምን፡ ንምንታይ ድዩ ተሰቒሉ ንኽዓርቀና እዩ ኮ፡ ናይ ኣዲስ ኣበባ ሰበኽቲ ዘምጽዎ ዘይኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ከም ናይ ኦርቶዶክስ ጌርኩም ኣይትዛረቡሉ፡ እዚ መናፍቕነት ትብሎ ዘለኻ ኣብ መጻሕፍቲ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኣሎ። ብቀጥታ ንኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኢካ መናፍቕ ትብላ ዘለኻ።
@@God-db9vp wedi mariqos astewl
@@God-db9vp ሉቃ23፥43 ነቲ ኣብ የማኑ ተሰቂሉ ዝነበረ ጥጦስ ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ኣለኻ ድዩ አልዎ ወይስ ሎሚ ኣብ ገነት ክትህሉ ነቦይ ከማልደልካ፡ስለዚ ጎይታ ፈራዲ እንበር ኣማላዲ ኣይኮነን።
@@HaniRomay ጎይታ የሱስ ፈራዲ ምኳኑ ይኣምን እየ፡ ኣታዓራቒ ከኣ እዩ፡ ናብ ሕቶኻ ክምለስ፡ ጎይታና ነቲ ኣብ ኣብ የማን ዝተሰቐለ ሽፍታ ከማልደልካ ኣይበሎን፡ ምሳይ ኣብ ገነት ኪትህሉ ኢካ እዩ ኢልዎ።
ኣነ ከኣ ኪሓተኻ፡ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ተሰቒሉ እንከሎ ኣብ ክንዲ ሰባት ናብ ኣቦ ኣማሊዱ ወይ ጸልዩ ዶ፧
@@ZebeHabieki ብመጽሓፍቲ ቤተክርስትያን ብጭብጢ ምሳይ ኪትዛራረቢ ፍቓደኛ ዲኺ ወይስ ብድፉኑ ኣይትዛረብ ኢኪ ትብሊ ዘለኪ፡ ብፍልጠት ኪዘራረብ ይደሊ እየ ትምህርቲ ቤተክርስትያን እንተኢልኪ ንስኺ ትኣምንዮም ኣነ ዝኣምኖን ምስ ቤተክርስትያን ትኣምኖ ከነነጻጽሮ ንክእል ኢና።
Ammnom nay qdmi hji dma khdet ymhru kem zneberu felitom kmlesu alewom enber merageti hizka meraq xbuq aykonen
ኣሜን ኣሜን amen🙏❤🙏❤
Dgime agelglotkayemez
ብሓቅ ሰናይ እዩ ❤❤❤ እግዝኣቢሔር ይመስገን ፡
ግን
እቶም ናይ ኣቡነ መቃርዮስ ሰዓብቲ እተን ዝጠፍኣ ኣባጊዕ' ከ እንታይ ኣሎ?
ንኣማኒ ኣብ ጌጋ ትምህርቲ ዝማሀርዎ መን ተሃታቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ። ኣምላክ ንኣማኒ ኣይነ ልቦንኡ ይክፈተሉ ።