ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
የቀንየልና ዶክተር አቤል ደስ ዝብል ትምህርቲ❤. ኣብ ስደት ዘለና ሕክምና ዘይንረክብ ፀግምና ዘሎ ኣምላክ ስደትና የሕፅሰና አጆኪ ኣሕወተይ👏🥺
የቅንየልና ኣቤልየ ፈጣሪ ፍልጠትካ የንግሰልና ❤❤❤ ኣነ ሓቲ ሕቶ ኣለትኒ ልበይ የቃፅለኒ ይገድፈኒሞ ፅኒሑ ይምለሰኒ ኣነ ዘለኩዎ ብስደት ታይ ክገብር ትመክረኒ 🙏🙏
Eski eza vedio reayya th-cam.com/video/IgnMK-lQECE/w-d-xo.htmlsi=7tTehaB6mZTtp9-i
ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ፡፡ ተካኢልካ ብዛዕባ ዝዑታ መድሃኒት እስቲ አምህረና
የቐኒየልና ጽቡቕ ምኽርን ትምህርትን 'ዩ ዶ/ር .
የቐንየልን ኤብየ የኽብረልና ፈጣሪ🙏🙏🙏
ተባረክ😢🎉
ኣቤላየ እስካብ ሐዚ ተሕልፎ ኩሉ ደስ ብሃሊ አዩ እና ቀፅለሉ🥰🥰እስክይ ኣብኣ እንከላኻ መላ በለኒ ኣቤላየ ብሕማም ርእሲ ተሳቅየልኻ ባናዶል ተውሒጠ እወን ኣይገድፈንን ዘለኽዎ ደሞ ዓረብ ሃገር😢
ኣነ በዝሒ ድምጺ ኣንተሰሚዕ ወይ ሰምዓ ገይረ ተደንጉየ ርአሰይ ክሳደይ ዓይነይ ብጣዕሚ አዩ ዝሕመኒ ነይሩ ከዚ ዳሕና ኣለኩ ሰምዓ ምስ ሓደክዎ
@@ተመስገን-ዀ4የ ሰምዓ ዝብሃል እማ ጥራሽ አይጥቀምን ምዓረይ ግን ዓውዓውታ ድምፅይ ተሰሚዕ ውድያው ይሕመንይ በቃ ዝውር ይብለኒ🥹
ውይ ሕማም ርሲይ ደበልኪ ጋለይ ኣነ ዕድመይ ሙሉእ ርእሰይ ዓው ጊለ ተተናጊ ተጎየ ተተናዲደ ሙዚቃ ተሰሚዐ ካታ ማዓልታዊይ እዩ ዞዎርዎር ልብለኒ ተሳቅየ እየ ቱችግር ለለ ሱዑዲይ እየ ለለኩ ዶክተር ኣቢል በጃካ ገለና ❤❤❤❤
ውይውይ ዋላ ኣነ ስቅይ ዕድመ ልከዐይ ከዝማ ላገደደኒ ከድሎ ምስቲ ዓድዓረብ ዘለክዎ ግዲ😢😢
Thank you❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤
An excellent way of expression.Thank you Dr..Abel
Thank you bro...
የቀንየልና ደኩተሪ❤❤❤❤
ደስ ዝብል ሕክምና እዩ አነ ሓንቲ ሕቶ አላትኒ ካብ ባጃጅ ወደቐ ኣብ ፀጋመይቲ እግርይ ክርካር ዝብሃል ብጣዕሚ እዩ ዝሕመኒ ብፍላይ ሕቆይ ንታሕቲ ኤምኣርኣይ ክምርመር እውን አይተኣዘዘለይን ጥዕይ ከመይ ከርጋግፅ ኣለኒ ክብር ሓኪም።
የቀኒየልና ዶክተር አቤል ብዛዕባ ናይ ገፅ ማድያት እና ፀጉር ንለማሽ እና ብዙሕ ፀጉሪ ታይ ዓይነት ሻምቦ ቀብአት ተንጥቀም ይሕሽ አምፀአልና
የቀንየልና ዶክተር ኣቤል❤🎉
Thanks so much for sharing this with us.
ሓዉና ዶር አቤል የቐንየልና ብሓቂ ❤ዕድመ ይሃብካ❤
ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኤብየል ሓዉና የቀንየልና❤❤
ቀመም ዘይምብዛሕ፣በርበረ ዘይምጥቃም ፣ዘይትን፣ሽንኩርትንዘይምብዛሕ፣እንበልዖ ምግቢ ብደንቢ ምሕቃቅ፣ማይ ምስታይ ፣ሓብሓብ፣ድንሽ፣ተምሪ ጽማቅ፣ካሩት ምብዛሕ ፣ንእሽተይ ደቂቃ ምዕራፍ ፣አቮካደን ፣ሙዝ ምጥቃም መተርኣስ መካከለኛ ምጥቃም፣ብዙሕ ዓይነታት ሓዋዊስካ ዘይምምጋብ፣ብሩጪ ክብደት ምቅናስ ፣ጅጅብል ብሻሂ ምስታይ፣ዘይምጭናቅ ፣
Thanks Dr❤❤❤❤
Thankyou,good information.
ኣነ ብጣዕሚየ ኪም ሓዊ የቃፅለኒ የናደደኒ ሕክምና ከትከዳ ሰዕዲ ዘለኽን ከደ ኪኒታት ይህቡካ ምንም ቱርጉም የቡሉን😢😢
#ሓንቲ ግዜ ሳብስክራይብ ግበርለይ
@@merhawitmuaz1619ካልእ ሕማም ሒዝካ ትመፅእ
ፀበል ዘክርኺ ትማሕፅንኺ ሰተይ ጋልነይ አይዛኺ❤❤😢
ሕክምና ዘይንከድ ፀገመና ዓዲ ዓረብ ኣነ ብበዝሒ ጨረዉረዉ ይብን ብድሕሪት ርእሰይ እዉን ቃንዛ ይስመዐኒ
Ewayyy haftey eza hymamiky anewun kemnatik eye meftiyh syanela aleku haftey natey
ክብርቲ ሓፍተይ ኣይትጨነቂ ኣይዘኪ ምግቢ ብልዒ ዋሕዲ ደም ከይከውን ኣብ ኪናት ግዜ ከሙኡ ነይረ ዓሰርተ ግዜ እናበከኩ ሎሚ ግን እግዚአብሔር ይመስገን
#ሳብስክራይብ#ግበርለይ#ሓንቲ ግዜ #ወለላይ❤
@@romahabtom3830#ሓንቲ ግዜ#ሳብስክራይብ #ግበርለይ ማዓረይ
@@ሙሉእሰላምይግበረልና#ሓንቲ ግዜ #ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
እግዚአብሔር የክብረልና ክብር ሓውና❤
ናይ ፀፀር ሓሙት ሕማም አቅርበልና ደኩተረይ ፕሊስ❤
የቀንየልና አብየላ❤❤❤
የቀንየልና ዶክተር አቤል 🥰
Thank you hawey ne 5t amet zte saqekylu hmam eyu so thank you
Ykineylena dekterey ❤❤
Yaknyalna abyal haway❤🙏
ብጣዕም ድሰ ዝብል እዩ ቀፀለሉኣቤል ሓወይ
የቀንየልና ቀፅለሉ
ደስስስስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኽቡር ሓውና ደክቶር ኣቤል እናትቅፅለሉ እዩ ዘለካ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ዘለና ኣሕዋትካ ስለ ጥዕናዊ ኣካላት ትምህርቲ የድልየና እዩ ክቡር ሓው ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና ቀፅለሉ🌹🌹❤❤❤እና ብምቅፃል መድሓኒት ውግኣት እውን ንገረና ኢካ ወድኖዋ ኣብ ኣፍ ልበይን ሱር ጡበይን ኩሉ ግዜ ዕፅውው የብለኒ ውግኣት እና ሕክምና ይከይድ ሞ ክኒና ብቻ ይህቡኒ ምንም መፍተሒ የብሉን ድሕሪ ኣዋርሕ ደማ እዩ ዝጅምረኒ🌹😴😴ተገዲስካ መልሰለይ ዶክተር ኣቤል ኣነ መዓዝ እዩ ዝለቅቅቅ እናበልኩ እየ ዝፅበ ሞ ቅልጥፍ ቅልጥፍ እናበልካ ልቀቀልና ትምህርቲ ጥዕናዊ 🌹❤❤❤❤❤
ውይ ኣቤለይ ብጣዕሚ የቀንየልና ብእውነት ብጨጎራ ብጣዕሚ እየ ዝሳቀ😢
አረ ኣነስ ኣይካኣልክወን 3 ዓመት ተሳቅየ ኣብ ኣዲስ አበባ ብደም መርመራ ፈሊጠያ ግን ሐዝውን ኣይክኣልክወን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰የቀንየልና ግን ደጉተርና 🙏🙏🙏🙏
Thank you abu🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks brother
ጽብቅ ክብር ሓዉ ቀጽለሉ ሕክምና ሓርምና ዓዲ ዓረብ ክንና 4ዓመት ገረ ከደ ዘፈልጥ ከፍ እለ ክትስእ ከለኹ ማራ ጨረዉረዉ ይብል ዓነይ ምርኣይ ይኣበየኒ ን 2ደቀቃ ዝኩን የዐምተኒ እንታይ እዩ መፍትሕኡ ንገሩኒ እባ በጃኩም 😢
ክብረት ይሃበልና ሓወይ ማርየ🙏❤🎉
Dr አበል አነ እዉን ብጣዕሚ እየ ዝሓምመኒ ክንደይ ግዜ ናብ ሕክምና ከይደ ምንም ዓይነት ለዉጥየብሉን ሐዚ ግን ብካሚራ ብኣፍኪ ንምርምረኪ ኢሎምኒ ፈርሐ ብዝተካአለካ መልሰለይ ኣበለይ 💕💕🙏🙏
ሓንቲ ግዜ#ሳብስክራይብ#ግበርለይ
ደክተረይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ❤
እዚኩሉ አነ አጋጢሙኒ ነይሩ ብጨጋራ ጎሮሮን ተሳቅየ ነይረ።መድሓኒትን ብዝበለፀ ከዓ ሚጥሚጣን ጉዕን በርበረ አትክልትታት ወዘተ... ዘቃፅሉ ምስበላዕኩ ሐዚ ተመስገን ቀንዲ ክነወግዞ ዘለና ዕሹጋት ምግብን፣ ዕሹጋት መስተ ክምኒ ሚሪንዳ፣ፔፕሲ፣ቢራ አልኮላትን ጋዝ ዘለዎም ምሰወገድኩ ሐዚ ምሕርርር ተመስገ ኣምላክ❤ ❤
ሕክምና ከይደ መፍትሒ የብለይን
ብጣዕም ድሰ ዝብል እዩ ቀፅለሉ ኣቤል ሓወይ
የቅንየልና ኣቤለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና በብዝሓ ጨጎራ ኣለና ምክንያቱ ምግቢ ኣብ ስዓትና ኣይንበልዕን ንጨናነቅ ቀለብና ዓሲር እና ኣሕዋት ነብስን ባዕልና ንሓሉ በብዝሓ ምግቢ ዘይብሉ ገዛ ከጋጥመና ይክእል እዩ ፀባ ገይርና ዋላ ብስኩት በሊዕና ተምሩ ብዙሕ ማይ ስለ ዘስቲ ማይና ሰቲና ስራሕ ነጀምር ኣይንጨነቅ ኣይዘና ኩሉ ክሓልፍ እዩ
ፅቡቕ/ስራሓ እዩ ቀፅለሉ ዛሓወይ ስብ ኾይኑ ብዛዓባ ጥዕና ወዲ ሰብ ክምህር ኣለዎ ስለዚ ንዚ ሓውና ነታባባዓዮ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኮዕ ብሰላም መፃእካ ኣቤየለ❤
የቐንየልና 🙏
እንኳዕ ደሓን መፃካ አቤለይ
#ሳብስክራይብ#ግበርለይ#ሓንቲ ግዜ ወለላይ
ፅቡቕትምህርት እዩ ዶክቶር የቐንየልና
ኣባል ሓወይ ኣና ሓፍትካ ስደተኛ እየ ተገድስካ መልሰለይ በጃካ😭 ልበይ እዳሓመምን ጭንጪራይ ወን ብጣዓሚ የሐመን ማሃፀነይ እውን ሕባጥ ኣለን ሓላሒልፉ የሕመን ሽንቲ እውን ምፅእመፅእ ይብለን መልሰል እካ በጃካ 😭
#ሳብስክራይብ ግበርለይ
ጨገሪመ ከትላትና እያዋ ኣብየለይ ብዝከነ የቀንየልና ❤
የቅንየልናና❤❤❤
#ሳብስክራይ#ግበርለይ ሓንቲ ግዘ
ጎበዝ ቀፅለሉ ❤❤❤❤
ኩሉ ተሕልፎ መልአክቲ ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ቀፅለሉ ግን ዝኅጆብል ን ጨጐራ ግድኣት የብሉይ
#ሳብስክራይብ ሓንቲ ግዘ#ግበርለይ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እካ ኣምሂርካና ኣቤል ሓወይ 🎉🎉🎉
ሰላም ደክተረ ፎልክ አስድ እንታይ እዩ ጥቅሙ እና ግዳቱ? ያቀንየለይ
ኣቤለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ቀፅለሉ ኣጆኻ በተለይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣሕዋትካ ብጣዕሚ እዩ ዝጠቅመና ትምህርትኻ እና ኣነ ሓፍትኻ ለ ሽንቲ ደገ ማለተይ (ሓርኢ)ኣይሸንን ቀሊጥፈ ማለተይ ከ ሰብ ማዓልታዊ ኣይመፅንን መጀመሪያ ኣብ ወርሒ ሓንቲ ግዜ እየ ዝሸይን ነይረ ሎሚ ኣምላኽ ይመስገን ኣብ 5ተ _7ማዓልቲ ይሸይን ኣለኹ እና ማዓልታዊ ንክሸን ታይ ዓይነት ምክልኻል ወይ ምግቢ እየ ክጥቀም❤ ሽንቲ ማይ ግን ኣምላኽ ይመስገን ማዓልታዊ ይሸን እየ❤ ሕጂ ግን ነብሰፁር ስለ ዘለኹ ይፈርሕ ኣለኹ ሓደራ መልሰለይ ኣቬለይ ሓወይ❤ክብደይ ብጣዕሚ እየ ዝንፋሕ😢
ቅልል ዝበለ ምግቢ ቆሰጣ ፓፓያ ሓብሓብ ተጠቀሚ በሓደ ግዜ ኣይትብልዒ ነንእሽተይ ተመገቢ አደለዩ ተኾይኑ ሕክምና ተረአይዬ ኣጆኺ ኣይትፍርሒ ❤❤❤
ጨጎራን ቀሓርን ሳላ ጸበል ኣብ ሃደራ ድሒነ ክብሪ ይኩኖም ሕጂ ከፊእኒ ዘሎ ዓይነ ሕበጥ ኣለኒ ብውሽጢ ቃንዛ ክጅምረኒ እንከሎ ኣእሙረይ ከይተረፈ እዩ ዝሳቀየኒ ኣብ ስደት እየ ዘለኩ ሕክምና ውሰድኒ ኢለያ ኣብያትኒ እታ ተካል መዳመይ እንታይ ተገበርኩ ይሕሸኒ ኣማኩሩኒ
የቅንየልና ክቡር ደክተረይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን❤❤
ካብደይ ብጣዕሚዩ ልነፍሐኒ ጾመይ ተውዒለ የሐሸኒ ጥዕም ተቢለ ግን ንፍሕ ይብል
ኣነ ብከምኡ ተሳቅየ ኣለኩ ነብሰይ ወዲአ ሕጂ ተዳሂለ ኣለኩ
Thank you for your support.
Nay bhaqi nfua eka yqenelna
Selam zehawey kmy tekewn bezeba tenesi tehizelu masen ab kmyen tehizelu werhi do mesrhaklina hanti video thank you
ዶ/ር መጀመርያ ሰላምታኩም ይብዘሐለይ ኣነ ዝብሎ ብጣዕሚ ጡወይ የሐመኒ ሕክምና ተከይደ ደሞ ምንም የብልክን ይብሉኒ ምስ ወለዱኩ እዩ ጀሚሩኒ
ዋዋ ኣጋላልፃ ማርያም ታሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
የቀንየልና ቀፅለሉ ክቡር ሓው
ሓንቲ ግዜ #ሳብስክራይብ#ግበርለይ
የቀንየልና ኣቤል ሓወይ🙏❤ሓንት ሕቶ ካሓተካ ኣበለይ መልሰለይ እኻ ሕማም ካንሰር ብኸመይ ይጅምረካ ኣነ ሓፍትኻ ጫፍ ጥወ ብጣዕም የሕኮንሎ ብጣዕም እየ ፈርሐ ናይ ካንሰር ዶ ይኾውን ይብል ኣለኹ ሓደ ሓደ ግዜ ውን ደቅሰ ነይረ ምስተላዓልኹ ናብ ደገ ወፅአ ስለ ዝነበርኹ ብሻዕቱኡ እዩ ጆምርን ቦታኡ ውን ብጣዕም እዩ ምቆት ዘለዎ ናዩ ዶ ይኾውን ይብል ኣለኹ ቃንዛ የብለይ ግን ብጣዕም ያሻሕየንሎ ናይ ካንሰር ሕማም ብኸመይ ከም ዝጅምረካ ንገረን ኣቤል ሓወይ ብጣዕም እና ውን ቲ/ ት ንወስድ ዘለና ካባኻ ቀፅለሉ ጅግና ሓውና❤
Tnx burka hawey enty keblka dly meslka ane ehi paylor alka elen neru 2semu medhantey wesda ken kanza alan aygdefa yekerxa alku kebday ka
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ስለ ዓይኒ እስኪ ገለ በለና እኻ ኣነሲ ዓይነይ ሓመድ ዘለዎ ይመስለኒ ሕርኽርኽ ይብለኒ
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤❤❤💝💝🙏🙏🙏
❤❤❤❤waw
Thanks sala eti temehrtika Natey kemzi zebalkayo eu kenina nay gasterayt metikam gudat alwo do
Adlay to kynu ew gn anabrakii mstkkal eti zabeye neger eu
Dr. Hto neyrunis slki wey dema kalie social media account eba wey bakal abey knerekbeka nkiel
Imo 098 033 4977
በጃኻ ስለ ቃንዛ ርእሲ ንገረና ብቕድምት ርእሰይ ብጣዕሚ የሕመኒ በተለይ ተበኽየ ተተጫናንቀ ሸጥ ሸጥ ውን የብለኒ😢
#"ሳብስክራይብ #ግበርለይ ማዓረይ❤
@@merhawitmuaz1619 እሺ ገይረልኪ❤
First of all thanks bro,ክሓተካ ደልየ ዘለኩ ብዛዕባ ቅርጸት እባ ኣስፍሕ ኣቢልካ ግለጸልና፡1፡ ቅርጸት ካብ ምንታይ እዩ ዝቅርጸና?2፡ብምንታይ ከ ንፍውሶ ንኽእል?3፡ኣገባብ ኣፈዋውሳ ናይ ቅርጸትን ካልእን ዝብል ተገዲስካ መልሰለይ እካ!!።
#ሳብስክራይብ ግበርለይ #ሓንቲ ግዘ
ኣቤለይ ናይ ኩሩሙቲ መዳሓኒት ንገረኒ ኣብ ስደት ትሳቅየ 😥
ጨው ገይርኪ ጎፅግፅዮ ዝር እውን ፅቡቅ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ
የቐንየልና❤
የቅንየልናናና
#ሳብስክራይብ#ግበርለይ#ሓንቲ ግዘ
Ketslulu dokterey
ኣቤለይ የቀንየለይ ናተይ ዝበዝሕ ኢኻ ጠቂስኻ ዘለካ😢 Thanks abel❤🎉
ሓንቲ ግዜ#ሳብስክራይብ #ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
👌👌👌👌👌
Kebdey ntaemi eyu znfah nay amegagba mbzah gn aykonen hospital keyde dma nay chegora bacteria elomnu doctor
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤
ራጂ ተላዒለአብቲ በሪ ናይጨጎራ ምልሕላሕ አጋጢሙ ተባሂለ መድሓኒት ሂቦምኒ ምንም መፍትሒ የብሉን ሕክምና ገዲፈ አብ ምግቢ እየ ዘስተካክል ዘለኩ 2ዓመተይ ብጣዕሚ ክሕመንሎ ክልቲኡ ጎነይ አፍልበይ አብጡበይ ኢደይ እዩ ዘቃፅለኒ እና ሕክምና ገዲፈዮእየ ዘለኩ ፀገም ከምፅአለይ ይክእልዶ?ተገዲስካ መልሰለይ👏
አሕዋተይ ጢንስት እየዋ ከትሓልፉን ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩኻተይ🎉❤
Kkkk😂😂😂
ገይረልኪ
@@HdEt-os1of 😹
@@HdEt-os1of ያቀንየለይ
❤❤❤😂😂😂😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉
🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
#ሳብስክራይብ#ግበርለይ ሓንቲ ግዘ😊
የቀንየልና ደክተረይ❤ግን ከሓተኻ በጃኻ መልሰለይ ኣብ ስደት ተሳቅየ ናብራ ዓዲ ዓረብ ከቢድ እዩ ሕጋዊ እንተዘይኮይንካ ኣነ በቃ ተዳኪመ ዋዕ ኢለ ክዛረብ ወይ ድማ ክስሕቅ ኣይክእልን ኩሉ ኣኻላተይ ሓዊ እዩ ዝቃፀል ብፍላይ ዝባነይ ክሳደይ ደረት ኣፍልበይ ከብዲ እግረይ ርእሰይ ኣብ መበስበስተይ በቃ ሓዊ ተቀይረ እየ ሓደ ሓደ ጊዜ እውን ኣብ ልበይ ከቢድ ፆር ዝፀርኩ ኮይኑ ይስመዐኒ ብደገ ልበይ ንክእ እንተቢለዮ ብገርሆ ከዓ ብጣዕሚ ይሕመኒ ኣኻላተይ ረሸሽ ይብለኒ በቃ ሓያል ድኻም ይስመዐኒ ዝኮነ መሕዘኒ ወይ መጉሃይ ነገር ወይ ድማ ዋዕ ኢለ እንተዕሊለ በቃ ምስ ሞት እየ ዝቃለስ ንሰብ እንተጠየቅኩ ከዓ ጮጎራ እያ ይብለኒ ሰለዚ ኣቤለይ ብማርያምኻ ከይተሓልፈኒ ምክሪ ሃበኒ ዝኮነ ሰብ እውን ቁስለት ልቢ እዩ ዝኮውን ኢልኒስ ፈሪሐ በቃ ምስ ደቂ ሰባት ምዕላል ገዲፈዮ እየ እንተዕሊለ ብዝያዳ ስለ ዝገደኒ😭😭😭😭😭😭
🙏🙏🙏🙏❤❤
#ሳብስክራይብ#ግበርለይ ሓንቲ ግዘ
10X xxxxx👍👍👍👍👍👍👍👍
❤🎉🎉
❤❤🎉
❤❤❤🙏
እወ አረ ኣነስ. ማራ ከብደይ ይንፍሕ 😢ኘርየደ ከዓ መርፍእ ተዎጊአ ኔረ. እና ሕክምና ከዓ ኬደ ኔረ ኣብ ስዕዲ. ቅርሺ ብቻ እምበር. ኣይፍልጡን😮
ኣቤለይ ስቅ ኢሉ ዘድክምካ ከ ታይ እዩ ስራሕ ኣይትሰራሕ 😢
ሓወይ ዶክቶር ኣነ በዚ ህማም ይሳቐ ኣለኩ ብ ሕክምና ዝኮነ ክትአዚዘልና ትኽአል ዶ በጃካ መልሲ ሃበኒ ከብደይ ይንፋሕ ዝበላአኪዎ ኩሉ ይምሊሰኒ ነብሰይ ኣቢረ በጃካ መልሲ ንገረኒ
❤❤❤
#ሳብስክራይብ #ግበርለይ ሓንቲ ግዜ
የቀንየልና ዶክተር አቤል ደስ ዝብል ትምህርቲ❤. ኣብ ስደት ዘለና ሕክምና ዘይንረክብ ፀግምና ዘሎ ኣምላክ ስደትና የሕፅሰና አጆኪ ኣሕወተይ👏🥺
የቅንየልና ኣቤልየ ፈጣሪ ፍልጠትካ የንግሰልና ❤❤❤ ኣነ ሓቲ ሕቶ ኣለትኒ ልበይ የቃፅለኒ ይገድፈኒሞ ፅኒሑ ይምለሰኒ ኣነ ዘለኩዎ ብስደት ታይ ክገብር ትመክረኒ 🙏🙏
Eski eza vedio reayya th-cam.com/video/IgnMK-lQECE/w-d-xo.htmlsi=7tTehaB6mZTtp9-i
ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ፡፡ ተካኢልካ ብዛዕባ ዝዑታ መድሃኒት እስቲ አምህረና
የቐኒየልና ጽቡቕ ምኽርን ትምህርትን 'ዩ ዶ/ር .
የቐንየልን ኤብየ የኽብረልና ፈጣሪ🙏🙏🙏
ተባረክ😢🎉
ኣቤላየ እስካብ ሐዚ ተሕልፎ ኩሉ ደስ ብሃሊ አዩ እና ቀፅለሉ🥰🥰እስክይ ኣብኣ እንከላኻ መላ በለኒ ኣቤላየ ብሕማም ርእሲ ተሳቅየልኻ ባናዶል ተውሒጠ እወን ኣይገድፈንን ዘለኽዎ ደሞ ዓረብ ሃገር😢
ኣነ በዝሒ ድምጺ ኣንተሰሚዕ ወይ ሰምዓ ገይረ ተደንጉየ ርአሰይ ክሳደይ ዓይነይ ብጣዕሚ አዩ ዝሕመኒ ነይሩ ከዚ ዳሕና ኣለኩ ሰምዓ ምስ ሓደክዎ
@@ተመስገን-ዀ4የ ሰምዓ ዝብሃል እማ ጥራሽ አይጥቀምን ምዓረይ ግን ዓውዓውታ ድምፅይ ተሰሚዕ ውድያው ይሕመንይ በቃ ዝውር ይብለኒ🥹
ውይ ሕማም ርሲይ ደበልኪ ጋለይ ኣነ ዕድመይ ሙሉእ ርእሰይ ዓው ጊለ ተተናጊ ተጎየ ተተናዲደ ሙዚቃ ተሰሚዐ ካታ ማዓልታዊይ እዩ ዞዎርዎር ልብለኒ ተሳቅየ እየ ቱችግር ለለ ሱዑዲይ እየ ለለኩ ዶክተር ኣቢል በጃካ ገለና ❤❤❤❤
ውይውይ ዋላ ኣነ ስቅይ ዕድመ ልከዐይ ከዝማ ላገደደኒ ከድሎ ምስቲ ዓድዓረብ ዘለክዎ ግዲ😢😢
Thank you❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤
An excellent way of expression.Thank you Dr..Abel
Thank you bro...
የቀንየልና ደኩተሪ❤❤❤❤
ደስ ዝብል ሕክምና እዩ አነ ሓንቲ ሕቶ አላትኒ ካብ ባጃጅ ወደቐ ኣብ ፀጋመይቲ እግርይ ክርካር ዝብሃል ብጣዕሚ እዩ ዝሕመኒ ብፍላይ ሕቆይ ንታሕቲ ኤምኣርኣይ ክምርመር እውን አይተኣዘዘለይን ጥዕይ ከመይ ከርጋግፅ ኣለኒ ክብር ሓኪም።
የቀኒየልና ዶክተር አቤል ብዛዕባ ናይ ገፅ ማድያት እና ፀጉር ንለማሽ እና ብዙሕ ፀጉሪ ታይ ዓይነት ሻምቦ ቀብአት ተንጥቀም ይሕሽ አምፀአልና
የቀንየልና ዶክተር ኣቤል❤🎉
Thanks so much for sharing this with us.
ሓዉና ዶር አቤል የቐንየልና ብሓቂ ❤
ዕድመ ይሃብካ❤
ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኤብየል ሓዉና የቀንየልና❤❤
ቀመም ዘይምብዛሕ፣በርበረ ዘይምጥቃም ፣ዘይትን፣ሽንኩርትንዘይምብዛሕ፣እንበልዖ ምግቢ ብደንቢ ምሕቃቅ፣ማይ ምስታይ ፣ሓብሓብ፣ድንሽ፣ተምሪ ጽማቅ፣ካሩት ምብዛሕ ፣ንእሽተይ ደቂቃ ምዕራፍ ፣አቮካደን ፣ሙዝ ምጥቃም መተርኣስ መካከለኛ ምጥቃም፣ብዙሕ ዓይነታት ሓዋዊስካ ዘይምምጋብ፣ብሩጪ ክብደት ምቅናስ ፣ጅጅብል ብሻሂ ምስታይ፣ዘይምጭናቅ ፣
Thanks Dr❤❤❤❤
Thankyou,good information.
ኣነ ብጣዕሚየ ኪም ሓዊ የቃፅለኒ የናደደኒ ሕክምና ከትከዳ ሰዕዲ ዘለኽን ከደ ኪኒታት ይህቡካ ምንም ቱርጉም የቡሉን😢😢
#ሓንቲ ግዜ ሳብስክራይብ ግበርለይ
@@merhawitmuaz1619ካልእ ሕማም ሒዝካ ትመፅእ
ፀበል ዘክርኺ ትማሕፅንኺ ሰተይ ጋልነይ አይዛኺ❤❤😢
ሕክምና ዘይንከድ ፀገመና ዓዲ ዓረብ ኣነ ብበዝሒ ጨረዉረዉ ይብን ብድሕሪት ርእሰይ እዉን ቃንዛ ይስመዐኒ
Ewayyy haftey eza hymamiky anewun kemnatik eye meftiyh syanela aleku haftey natey
ክብርቲ ሓፍተይ ኣይትጨነቂ ኣይዘኪ ምግቢ ብልዒ ዋሕዲ ደም ከይከውን ኣብ ኪናት ግዜ ከሙኡ ነይረ ዓሰርተ ግዜ እናበከኩ ሎሚ ግን እግዚአብሔር ይመስገን
#ሳብስክራይብ#ግበርለይ#ሓንቲ ግዜ #ወለላይ❤
@@romahabtom3830#ሓንቲ ግዜ#ሳብስክራይብ #ግበርለይ ማዓረይ
@@ሙሉእሰላምይግበረልና#ሓንቲ ግዜ #ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
እግዚአብሔር የክብረልና ክብር ሓውና❤
ናይ ፀፀር ሓሙት ሕማም አቅርበልና ደኩተረይ ፕሊስ❤
የቀንየልና አብየላ❤❤❤
የቀንየልና ዶክተር አቤል 🥰
Thank you hawey ne 5t amet zte saqekylu hmam eyu so thank you
Ykineylena dekterey ❤❤
Yaknyalna abyal haway❤🙏
ብጣዕም ድሰ ዝብል እዩ ቀፀለሉኣቤል ሓወይ
የቀንየልና ቀፅለሉ
ደስስስስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ኽቡር ሓውና ደክቶር ኣቤል እናትቅፅለሉ እዩ ዘለካ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ዘለና ኣሕዋትካ ስለ ጥዕናዊ ኣካላት ትምህርቲ የድልየና እዩ ክቡር ሓው ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና ቀፅለሉ🌹🌹❤❤❤
እና ብምቅፃል መድሓኒት ውግኣት እውን ንገረና ኢካ ወድኖዋ ኣብ ኣፍ ልበይን ሱር ጡበይን ኩሉ ግዜ ዕፅውው የብለኒ ውግኣት እና ሕክምና ይከይድ ሞ ክኒና ብቻ ይህቡኒ ምንም መፍተሒ የብሉን ድሕሪ ኣዋርሕ ደማ እዩ ዝጅምረኒ🌹😴😴ተገዲስካ መልሰለይ ዶክተር ኣቤል ኣነ መዓዝ እዩ ዝለቅቅቅ እናበልኩ እየ ዝፅበ ሞ ቅልጥፍ ቅልጥፍ እናበልካ ልቀቀልና ትምህርቲ ጥዕናዊ 🌹❤❤❤❤❤
ውይ ኣቤለይ ብጣዕሚ የቀንየልና ብእውነት ብጨጎራ ብጣዕሚ እየ ዝሳቀ😢
አረ ኣነስ ኣይካኣልክወን 3 ዓመት ተሳቅየ ኣብ ኣዲስ አበባ ብደም መርመራ ፈሊጠያ ግን ሐዝውን ኣይክኣልክወን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰የቀንየልና ግን ደጉተርና 🙏🙏🙏🙏
Thank you abu🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks brother
ጽብቅ ክብር ሓዉ ቀጽለሉ
ሕክምና ሓርምና ዓዲ ዓረብ ክንና 4ዓመት ገረ ከደ ዘፈልጥ ከፍ እለ ክትስእ ከለኹ ማራ ጨረዉረዉ ይብል ዓነይ ምርኣይ ይኣበየኒ ን 2ደቀቃ ዝኩን የዐምተኒ እንታይ እዩ መፍትሕኡ ንገሩኒ እባ በጃኩም 😢
ክብረት ይሃበልና ሓወይ ማርየ🙏❤🎉
Dr አበል አነ እዉን ብጣዕሚ እየ ዝሓምመኒ ክንደይ ግዜ ናብ ሕክምና ከይደ ምንም ዓይነት ለዉጥየብሉን ሐዚ ግን ብካሚራ ብኣፍኪ ንምርምረኪ ኢሎምኒ ፈርሐ ብዝተካአለካ መልሰለይ ኣበለይ 💕💕🙏🙏
ሓንቲ ግዜ#ሳብስክራይብ#ግበርለይ
ደክተረይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ❤
እዚኩሉ አነ አጋጢሙኒ ነይሩ ብጨጋራ ጎሮሮን ተሳቅየ ነይረ።መድሓኒትን ብዝበለፀ ከዓ ሚጥሚጣን ጉዕን በርበረ አትክልትታት ወዘተ... ዘቃፅሉ ምስበላዕኩ ሐዚ ተመስገን ቀንዲ ክነወግዞ ዘለና ዕሹጋት ምግብን፣ ዕሹጋት መስተ ክምኒ ሚሪንዳ፣ፔፕሲ፣ቢራ አልኮላትን ጋዝ ዘለዎም ምሰወገድኩ ሐዚ ምሕርርር ተመስገ ኣምላክ❤ ❤
ሕክምና ከይደ መፍትሒ የብለይን
ብጣዕም ድሰ ዝብል እዩ ቀፅለሉ ኣቤል ሓወይ
የቅንየልና ኣቤለይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና በብዝሓ ጨጎራ ኣለና ምክንያቱ ምግቢ ኣብ ስዓትና ኣይንበልዕን ንጨናነቅ ቀለብና ዓሲር እና ኣሕዋት ነብስን ባዕልና ንሓሉ በብዝሓ ምግቢ ዘይብሉ ገዛ ከጋጥመና ይክእል እዩ ፀባ ገይርና ዋላ ብስኩት በሊዕና ተምሩ ብዙሕ ማይ ስለ ዘስቲ ማይና ሰቲና ስራሕ ነጀምር ኣይንጨነቅ ኣይዘና ኩሉ ክሓልፍ እዩ
ፅቡቕ/ስራሓ እዩ ቀፅለሉ ዛሓወይ ስብ ኾይኑ ብዛዓባ ጥዕና ወዲ ሰብ ክምህር ኣለዎ ስለዚ ንዚ ሓውና ነታባባዓዮ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንኮዕ ብሰላም መፃእካ ኣቤየለ❤
የቐንየልና 🙏
እንኳዕ ደሓን መፃካ አቤለይ
#ሳብስክራይብ#ግበርለይ#ሓንቲ ግዜ ወለላይ
ፅቡቕትምህርት እዩ ዶክቶር የቐንየልና
ኣባል ሓወይ ኣና ሓፍትካ ስደተኛ እየ ተገድስካ መልሰለይ በጃካ😭 ልበይ እዳሓመምን ጭንጪራይ ወን ብጣዓሚ የሐመን ማሃፀነይ እውን ሕባጥ ኣለን ሓላሒልፉ የሕመን ሽንቲ እውን ምፅእመፅእ ይብለን መልሰል እካ በጃካ 😭
#ሳብስክራይብ ግበርለይ
ጨገሪመ ከትላትና እያዋ ኣብየለይ ብዝከነ የቀንየልና ❤
የቅንየልናና❤❤❤
#ሳብስክራይ#ግበርለይ ሓንቲ ግዘ
ጎበዝ ቀፅለሉ ❤❤❤❤
ኩሉ ተሕልፎ መልአክቲ ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ቀፅለሉ ግን ዝኅጆብል ን ጨጐራ ግድኣት የብሉይ
#ሳብስክራይብ ሓንቲ ግዘ#ግበርለይ
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ እካ ኣምሂርካና ኣቤል ሓወይ 🎉🎉🎉
ሰላም ደክተረ ፎልክ አስድ እንታይ እዩ ጥቅሙ እና ግዳቱ? ያቀንየለይ
ኣቤለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ቀፅለሉ ኣጆኻ በተለይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣሕዋትካ ብጣዕሚ እዩ ዝጠቅመና ትምህርትኻ እና ኣነ ሓፍትኻ ለ ሽንቲ ደገ ማለተይ (ሓርኢ)ኣይሸንን ቀሊጥፈ ማለተይ ከ ሰብ ማዓልታዊ ኣይመፅንን መጀመሪያ ኣብ ወርሒ ሓንቲ ግዜ እየ ዝሸይን ነይረ ሎሚ ኣምላኽ ይመስገን ኣብ 5ተ _7ማዓልቲ ይሸይን ኣለኹ እና ማዓልታዊ ንክሸን ታይ ዓይነት ምክልኻል ወይ ምግቢ እየ ክጥቀም❤ ሽንቲ ማይ ግን ኣምላኽ ይመስገን ማዓልታዊ ይሸን እየ❤
ሕጂ ግን ነብሰፁር ስለ ዘለኹ ይፈርሕ ኣለኹ ሓደራ መልሰለይ ኣቬለይ ሓወይ❤
ክብደይ ብጣዕሚ እየ ዝንፋሕ😢
ቅልል ዝበለ ምግቢ ቆሰጣ ፓፓያ ሓብሓብ ተጠቀሚ በሓደ ግዜ ኣይትብልዒ ነንእሽተይ ተመገቢ አደለዩ ተኾይኑ ሕክምና ተረአይዬ ኣጆኺ ኣይትፍርሒ ❤❤❤
ጨጎራን ቀሓርን ሳላ ጸበል ኣብ ሃደራ ድሒነ ክብሪ ይኩኖም
ሕጂ ከፊእኒ ዘሎ ዓይነ ሕበጥ ኣለኒ ብውሽጢ ቃንዛ ክጅምረኒ እንከሎ ኣእሙረይ ከይተረፈ እዩ ዝሳቀየኒ ኣብ ስደት እየ ዘለኩ
ሕክምና ውሰድኒ ኢለያ ኣብያትኒ እታ ተካል መዳመይ እንታይ ተገበርኩ ይሕሸኒ ኣማኩሩኒ
የቅንየልና ክቡር ደክተረይ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን❤❤
ካብደይ ብጣዕሚዩ ልነፍሐኒ ጾመይ ተውዒለ የሐሸኒ ጥዕም ተቢለ ግን ንፍሕ ይብል
ኣነ ብከምኡ ተሳቅየ ኣለኩ ነብሰይ ወዲአ ሕጂ ተዳሂለ ኣለኩ
Thank you for your support.
Nay bhaqi nfua eka yqenelna
Selam zehawey kmy tekewn bezeba tenesi tehizelu masen ab kmyen tehizelu werhi do mesrhaklina hanti video thank you
ዶ/ር መጀመርያ ሰላምታኩም ይብዘሐለይ ኣነ ዝብሎ ብጣዕሚ ጡወይ የሐመኒ ሕክምና ተከይደ ደሞ ምንም የብልክን ይብሉኒ ምስ ወለዱኩ እዩ ጀሚሩኒ
ዋዋ ኣጋላልፃ ማርያም ታሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
የቀንየልና ቀፅለሉ ክቡር ሓው
ሓንቲ ግዜ #ሳብስክራይብ#ግበርለይ
የቀንየልና ኣቤል ሓወይ🙏❤ሓንት ሕቶ ካሓተካ ኣበለይ መልሰለይ እኻ ሕማም ካንሰር ብኸመይ ይጅምረካ ኣነ ሓፍትኻ ጫፍ ጥወ ብጣዕም የሕኮንሎ ብጣዕም እየ ፈርሐ ናይ ካንሰር ዶ ይኾውን ይብል ኣለኹ ሓደ ሓደ ግዜ ውን ደቅሰ ነይረ ምስተላዓልኹ ናብ ደገ ወፅአ ስለ ዝነበርኹ ብሻዕቱኡ እዩ ጆምርን ቦታኡ ውን ብጣዕም እዩ ምቆት ዘለዎ ናዩ ዶ ይኾውን ይብል ኣለኹ ቃንዛ የብለይ ግን ብጣዕም ያሻሕየንሎ ናይ ካንሰር ሕማም ብኸመይ ከም ዝጅምረካ ንገረን ኣቤል ሓወይ ብጣዕም እና ውን ቲ/ ት ንወስድ ዘለና ካባኻ ቀፅለሉ ጅግና ሓውና❤
Tnx burka hawey enty keblka dly meslka ane ehi paylor alka elen neru 2semu medhantey wesda ken kanza alan aygdefa yekerxa alku kebday ka
❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ስለ ዓይኒ እስኪ ገለ በለና እኻ ኣነሲ ዓይነይ ሓመድ ዘለዎ ይመስለኒ ሕርኽርኽ ይብለኒ
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤❤❤💝💝🙏🙏🙏
❤❤❤❤waw
Thanks sala eti temehrtika
Natey kemzi zebalkayo eu kenina nay gasterayt metikam gudat alwo do
Adlay to kynu ew gn anabrakii mstkkal eti zabeye neger eu
Dr. Hto neyrunis slki wey dema kalie social media account eba wey bakal abey knerekbeka nkiel
Imo 098 033 4977
በጃኻ ስለ ቃንዛ ርእሲ ንገረና ብቕድምት ርእሰይ ብጣዕሚ የሕመኒ በተለይ ተበኽየ ተተጫናንቀ ሸጥ ሸጥ ውን የብለኒ😢
#"ሳብስክራይብ #ግበርለይ ማዓረይ❤
@@merhawitmuaz1619 እሺ ገይረልኪ❤
First of all thanks bro,
ክሓተካ ደልየ ዘለኩ ብዛዕባ ቅርጸት እባ ኣስፍሕ ኣቢልካ ግለጸልና፡
1፡ ቅርጸት ካብ ምንታይ እዩ ዝቅርጸና?
2፡ብምንታይ ከ ንፍውሶ ንኽእል?
3፡ኣገባብ ኣፈዋውሳ ናይ ቅርጸትን ካልእን ዝብል ተገዲስካ መልሰለይ እካ!!።
#ሳብስክራይብ ግበርለይ #ሓንቲ ግዘ
ኣቤለይ ናይ ኩሩሙቲ መዳሓኒት ንገረኒ ኣብ ስደት ትሳቅየ 😥
ጨው ገይርኪ ጎፅግፅዮ ዝር እውን ፅቡቅ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ
የቐንየልና❤
የቅንየልናናና
#ሳብስክራይብ#ግበርለይ#ሓንቲ ግዘ
Ketslulu dokterey
ኣቤለይ የቀንየለይ ናተይ ዝበዝሕ ኢኻ ጠቂስኻ ዘለካ😢 Thanks abel❤🎉
ሓንቲ ግዜ#ሳብስክራይብ #ግበርለይ ማዓረይ🎉❤
👌👌👌👌👌
Kebdey ntaemi eyu znfah nay amegagba mbzah gn aykonen hospital keyde dma nay chegora bacteria elomnu doctor
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤
ራጂ ተላዒለአብቲ በሪ ናይጨጎራ ምልሕላሕ አጋጢሙ ተባሂለ መድሓኒት ሂቦምኒ ምንም መፍትሒ የብሉን ሕክምና ገዲፈ አብ ምግቢ እየ ዘስተካክል ዘለኩ 2ዓመተይ ብጣዕሚ ክሕመንሎ ክልቲኡ ጎነይ አፍልበይ አብጡበይ ኢደይ እዩ ዘቃፅለኒ እና ሕክምና ገዲፈዮእየ ዘለኩ ፀገም ከምፅአለይ ይክእልዶ?ተገዲስካ መልሰለይ👏
አሕዋተይ ጢንስት እየዋ ከትሓልፉን ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቡሩኻተይ🎉❤
Kkkk😂😂😂
ገይረልኪ
@@HdEt-os1of 😹
@@HdEt-os1of ያቀንየለይ
❤❤❤😂😂😂😂
❤❤❤❤🎉🎉🎉
🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
#ሳብስክራይብ#ግበርለይ ሓንቲ ግዘ😊
የቀንየልና ደክተረይ❤
ግን ከሓተኻ በጃኻ መልሰለይ ኣብ ስደት ተሳቅየ ናብራ ዓዲ ዓረብ ከቢድ እዩ ሕጋዊ እንተዘይኮይንካ
ኣነ በቃ ተዳኪመ ዋዕ ኢለ ክዛረብ ወይ ድማ ክስሕቅ ኣይክእልን ኩሉ ኣኻላተይ ሓዊ እዩ ዝቃፀል ብፍላይ ዝባነይ ክሳደይ ደረት ኣፍልበይ ከብዲ እግረይ ርእሰይ ኣብ መበስበስተይ በቃ ሓዊ ተቀይረ እየ ሓደ ሓደ ጊዜ እውን ኣብ ልበይ ከቢድ ፆር ዝፀርኩ ኮይኑ ይስመዐኒ ብደገ ልበይ ንክእ እንተቢለዮ ብገርሆ ከዓ ብጣዕሚ ይሕመኒ ኣኻላተይ ረሸሽ ይብለኒ በቃ ሓያል ድኻም ይስመዐኒ ዝኮነ መሕዘኒ ወይ መጉሃይ ነገር ወይ ድማ ዋዕ ኢለ እንተዕሊለ በቃ ምስ ሞት እየ ዝቃለስ ንሰብ እንተጠየቅኩ ከዓ ጮጎራ እያ ይብለኒ ሰለዚ ኣቤለይ ብማርያምኻ ከይተሓልፈኒ ምክሪ ሃበኒ ዝኮነ ሰብ እውን ቁስለት ልቢ እዩ ዝኮውን ኢልኒስ ፈሪሐ በቃ ምስ ደቂ ሰባት ምዕላል ገዲፈዮ እየ እንተዕሊለ ብዝያዳ ስለ ዝገደኒ😭😭😭😭😭😭