ካብ ዉልዳ ሓዋ ትፎቲ አዶ😴😱

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 762

  • @hggvbffh1665
    @hggvbffh1665 หลายเดือนก่อน +301

    ማኣዛዋይ አተናድዱዋ ተብሉ👍 ማአዛዋይ❤ ምቅርቲ

    • @kirosGualwekru
      @kirosGualwekru หลายเดือนก่อน

      መልሲ❤​@@tgyhgchggg9259

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ ዝያዳይ❤🎉

    • @ፀግሽጋልተዋህዶ
      @ፀግሽጋልተዋህዶ หลายเดือนก่อน

      ​@@LemLe-t7iደምርኒ ወለላይ

    • @Mahder-f7t
      @Mahder-f7t หลายเดือนก่อน


      እሺ
      ደምርኒ

    • @Mahder-f7t
      @Mahder-f7t หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ወለላይ​@@tgyhgchggg9259

  • @Amutube25
    @Amutube25 หลายเดือนก่อน +147

    #ፅባሕ እኮ ባእታ ማርያም እዩ ኣዴና ናብ መቅድስ ዝኣተወትሉ ዓመታዊ ባዓል ኣዶ ኣምላክ ንናብ ገዛና ኣቲያ ሂወተና ትባርክ #አሜን ብሓደ ንዕብ ንታሓጋገዝ

    • @hiwetgaltigray2147
      @hiwetgaltigray2147 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @Abi-bj8qv
      @Abi-bj8qv หลายเดือนก่อน

      ኣሜን❤❤❤❤❤❤

    • @AsSa-bd7nk
      @AsSa-bd7nk หลายเดือนก่อน +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @AberahaAlem
      @AberahaAlem หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤

    • @lokkjbn6896
      @lokkjbn6896 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
    @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ หลายเดือนก่อน +115

    ማሻላህ ያሬድ ኣዲኡ ምስ ረኸበ ተመችይዎ😊❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግጨውለይ❤

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu หลายเดือนก่อน

      ማራ

    • @aaggss8829
      @aaggss8829 หลายเดือนก่อน

      ማራ♥️

    • @mesijfgjvjcfzf6426
      @mesijfgjvjcfzf6426 หลายเดือนก่อน

      ማራ❤

    • @DgfjSelam
      @DgfjSelam หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ🥰

  • @hiwettsegay1616
    @hiwettsegay1616 หลายเดือนก่อน +106

    እረ ያሬድ ዋውው አዶካ ካብ ትመፅእ ለውጢ ኣዳ ብርሃን ገዛ እያ❤ እስኪ አዶኡ ዝናፈቀ 😢ሳብስክራብ አነውን አዶ እየዋ 👏

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግጨውለይ❤❤

    • @HayatHailu-z4u
      @HayatHailu-z4u หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

  • @MashoGalber
    @MashoGalber หลายเดือนก่อน +193

    እዝኣ ተንብቡ ዘለኩም ሓሳብ ልብኩም ይስመረልኩም 🙏 ብፊቃድኩም ደምሩኒ

    • @tgyhgchggg9259
      @tgyhgchggg9259 หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ መልሲ

    • @kirosGualwekru
      @kirosGualwekru หลายเดือนก่อน

      ኣንዉን ደሚረኪ መልሲ

    • @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ
      @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ ናዓይ ለ ማዓረይ🤲💟

    • @DPo-fq3lb
      @DPo-fq3lb หลายเดือนก่อน

      አሜን❤

    • @TitiTiti23-y9r
      @TitiTiti23-y9r หลายเดือนก่อน

      ንስኪ እው ደምርኒ

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo หลายเดือนก่อน +84

    ኣፍወርቂ ብሰላም ድዩ ጠፊኡ

    • @kirosGualwekru
      @kirosGualwekru หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

    • @meazai
      @meazai หลายเดือนก่อน +10

      ኣሎእዩ ዝያዳይ 🙏🙏🙏❤❤❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ❤❤

    • @ብሬዩተብ
      @ብሬዩተብ หลายเดือนก่อน

      ናፈቀናዮ ኮ ኣምፅእልና ማኣዛየይ.​@@meazai

  • @tfgddyfyg38750
    @tfgddyfyg38750 หลายเดือนก่อน +55

    ናጋ እኮ ባእታ ማርያም እዩ ባእታ ማርያም ካብ ኩሉ ኩፉእ ዘበለ ትሐልወና ንደማመር ተጋሩዋይ ሐቢርና ንዕበ🙏❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤❤

    • @tfgddyfyg38750
      @tfgddyfyg38750 หลายเดือนก่อน +1

      @Hadu_8 ገይረልኪ ደምርኒ❤

    • @ፀጋገሃንስ
      @ፀጋገሃንስ หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኪ ደምርኒ ንስኺ እውን

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      @tfgddyfyg3875 ኣብ ኮሞንት ፃሓፍለይ ክድምረኪ አየ ዝያዳይይ

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      @ፀጋገሃንስ ደምርኒ❤

  • @Tesgabrhanaregwi
    @Tesgabrhanaregwi หลายเดือนก่อน +7

    መአዛዋይ እዝውቲ ትሕቲ ህድእቲ ፀብቅቲ ኩሉ መሊኡ ዝሃባ ፈጣሪ ደሰታ ን ሓጎሰን ካብቤትኪ አይጥፍእ❤❤❤

    • @HayatHailu-z4u
      @HayatHailu-z4u หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

    • @HayatHailu-z4u
      @HayatHailu-z4u หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

    • @Tesgabrhanaregwi
      @Tesgabrhanaregwi หลายเดือนก่อน

      @@HayatHailu-z4u እሺ ፀበቀተይ መለሲ ንሰኪ ለ

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 หลายเดือนก่อน +74

    ምስክነይቲ ማኣዛ ተቐርቂርኪ ለባም 😢😢😢 ስደት እንዲዩ ምሂሩኪ 😢😢😢ያረድ ግን ኣይለበምካን 😢 😢😢😢 please ዋላ prank ይኹን ከምኡ ኣይትግበራ 😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇺🇸🇺🇸 ማማ ኣምጽእወን ኣነ ናፊቐየን ኣለኹ ጸሎት ግበራለይ ኢለየን ነይረ ገይረናለይ ዶ? ኣብ 19 ዓመተይ ዓዲ ተኸይደ ክምጽእ እየ ክሪኤን please ኣምጽእወን ሰላም ሓፈተይ በጃኺ😢❤

    • @SelamgaltigraySelamgaltigray
      @SelamgaltigraySelamgaltigray หลายเดือนก่อน +5

      ብስላም ምፃእ❤🎉

    • @helenhagos9195
      @helenhagos9195 หลายเดือนก่อน +1

      ብሰላም ምስ ቤተሰብካ የራክብካ ብሰላም እዉን ምፃእ🥰

    • @ፀግሽጋልተዋህዶ
      @ፀግሽጋልተዋህዶ หลายเดือนก่อน

      ​@@SelamgaltigraySelamgaltigrayደምርኒ ማዓረይ

    • @ሜሪጓልካናዳ
      @ሜሪጓልካናዳ หลายเดือนก่อน

      በሓቂ😢😢

    • @Mii-z9c
      @Mii-z9c หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @arsina-q7y
    @arsina-q7y หลายเดือนก่อน +29

    አፈ ወርቂ ታኾይኑ ጠፊኡ ያሬድ ሓወይ❤❤❤❤

  • @HananTubeሓናንይቱብ
    @HananTubeሓናንይቱብ หลายเดือนก่อน +35

    ያሬድ ግን ማእዛ ምስ መፀት ተምችይካ ❤አዶ ኩሉ ነገር

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤❤

    • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
      @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ หลายเดือนก่อน +1

      አስበርት ስለ ንሰርሕሎ አዩ ተመቺይዎ አንኦ

  • @ኣሉሓበሻዊት1921
    @ኣሉሓበሻዊት1921 หลายเดือนก่อน +89

    ንመዓዛዋይ ዝፎቲ ይደምረኒ ንታሓጋገዝ❤

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ ኣሕዋተይ ብስም ባእተ ማርያም ሓላዊትኩም ትኩን ስደትኩም ተሕፅረልኩም ካይትሓልፊኒ ክምልስ እየ❤❤

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i หลายเดือนก่อน

      መልስ ውድ❤🎉

    • @zewduzewduzewduzewdu-k2q
      @zewduzewduzewduzewdu-k2q หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ ኽምልስ የ

    • @SnduKonjo
      @SnduKonjo หลายเดือนก่อน

      ደሚረኪ🎉 መልሲ🎉

    • @zewduzewduzewduzewdu-k2q
      @zewduzewduzewduzewdu-k2q หลายเดือนก่อน

      @@SnduKonjoላይክ ኾሜንት ግደፊዐኽሪኦዉዴ

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sx หลายเดือนก่อน +46

    ንማአዛ ትፍትዉ እስኪ ላይክ ወቁጡ 🤗

  • @BrahnDesta
    @BrahnDesta หลายเดือนก่อน +14

    ያሬድ ትባሃል ቆልዓ ግን ሕደግ የኮነይ ማሓረና ንማዓዛዋይ ኣይተናድዳ 😊😊

    • @liliaregawi-ll5oz
      @liliaregawi-ll5oz หลายเดือนก่อน +2

      ስራሕ እዩ ግደፍኦ

  • @Have-zc5rk
    @Have-zc5rk หลายเดือนก่อน +16

    አረ ተመችዎ ያሬድ ዋው ለውጢ ኣደካ ካብ ትመፅእ😮❤❤❤

  • @محمدالحديدي-ه3ف
    @محمدالحديدي-ه3ف หลายเดือนก่อน +15

    አረ የሬድ ተመችዩካ ማዓዛ ምስመፀት ኣዶ ብርሃን ገዛ❤❤❤❤❤❤

  • @rdfgrfv7135
    @rdfgrfv7135 หลายเดือนก่อน +4

    አቤት ትእግስቲ ኩሉ ዛዓደላ ማዓዛዋይ ያሬድ ገን ግደፊ አይትናዲዳ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz หลายเดือนก่อน +22

    አረ ድምፃ ሰላም ባዕላ በቃ😮ማዓዛይ ጥዕምቲ ኣደ❤🎉

  • @hagosamare9655
    @hagosamare9655 22 วันที่ผ่านมา

    ናይ ባሓቂ ደስ ትብል ሰበይቲ ጽቡቅ ጽቡቅ ጥራይ ተዛረብዋ ❤

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx หลายเดือนก่อน +13

    ጎይተይተይ ማዓዛዋይ ወናንቲ ዓቅል❤❤🌷
    እግዚአብሔር ኣምላኬ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም🌷🙏

    • @ይርጋጓልትግራይ
      @ይርጋጓልትግራይ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤

    • @AaAs-ns7sx
      @AaAs-ns7sx หลายเดือนก่อน

      @@ይርጋጓልትግራይ ደምረኪ ዝሓፍተይ❤

  • @hfhdhdfhh395
    @hfhdhdfhh395 หลายเดือนก่อน +9

    መዓዛዋይ ይፍትወኪ እየ ጓል መሓይልና ❤

  • @aaggss8829
    @aaggss8829 หลายเดือนก่อน +10

    ማእገር ይኮነካ ትብሎ ላስ
    ናባዕለይ ማእገር ዶ የኒሀንን ያ 🤣🤣 ያሩ መሕረር
    ያ ተጋሩዋይ ደምሩኒ 🎉

  • @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ
    @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ หลายเดือนก่อน +4

    አቤት ዓቅሊ ማአዘየ ፅሪቲ❤❤❤ያሬድ ተመችዩካ ኮ ኣዶ ብርሃን ገዛ እያ❤❤❤

  • @Oppoa18-g6p
    @Oppoa18-g6p หลายเดือนก่อน +19

    በይዛኩሞ ንማኢዛዋይ እይተናዲዲዋ ካሊእ ይአክላ😢😢😢❤❤❤❤❤

  • @Fhgv-n4c
    @Fhgv-n4c หลายเดือนก่อน +2

    ያርየደይ ተዓቂሩ ዝነበረ ፀባጡ ግዲ ትጠቡ አለካይካ 😂😂😂😂ተመችይካ 😂😂አይተናድዳ ንማዚ❤

  • @ckydbxyoj9643
    @ckydbxyoj9643 หลายเดือนก่อน +2

    ያሩየ የተናድዳ ንመኣዛ❤

  • @udyhdt6106
    @udyhdt6106 หลายเดือนก่อน +2

    ዬኔናት እኔኮ ዬምወዲሺ በምክንያት ነዉ እናታችን በኡነት ታዒደልኽ እት ትእግሰት ልሃበክ አምላኽ ከመኣኽ ታጋሺ ያረገኝ ፈጣር ያሩ ግን ፂናሓያ በቃ ጨጋራኣ ትሕሚማ ዲኻ ደልኻ ፈጣር ዒደመይ ጥዒናይ ኹሉ ዲአኽ ይሃብኽ ምዓዛዋይ ማዓርይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz หลายเดือนก่อน +3

    ያረደይ ኣይትጥፋእ ቅልል ቅልል ዝበል ብራክ ይኩን ማሃሪ ነገር ሕዝካልና ምፃእ ❤❤

  • @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ
    @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ หลายเดือนก่อน +5

    ዕድመን ጥዕናንን ያሃብኩም ብሰላም ድዩ ጠፊኡ አፍወርቂ አምፁኡልና❤❤

  • @wuneshgerezihar
    @wuneshgerezihar หลายเดือนก่อน +8

    ማኣዛዋይ ምስሊ ኣዶዊተይ❤

  • @Mizar-r7l
    @Mizar-r7l หลายเดือนก่อน +2

    ማዓዛዋይ ዛምቤተይ ❤❤❤ አይተናደድልይ😢

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ หลายเดือนก่อน +5

    ምኣዛዋይ ኣነስ ክፈትዋ ጀግና ኣዶ❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @jamelhnaif4524
    @jamelhnaif4524 หลายเดือนก่อน +5

    እዙ ሓዉ አዲካ ድሰ ክብል ፅሩይ 😍😍😍

  • @ZEDiYOUTUBEዜዲዩቱብ
    @ZEDiYOUTUBEዜዲዩቱብ หลายเดือนก่อน +44

    ያርድ ግን ርጉዱ ተራእዩኒ ለቨይነ ደዩ ዋላ ???ካዓ ደምሩኒ ተጋሩዋይ🎉❤🎉❤🎉

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      ናኣይ እውን ደምርኒ❤ ማዓረይ❤

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k หลายเดือนก่อน

      ደምራኒ 2 ክድምረክን

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      @Maebel6-p7k ደምርኒ❤❤❤

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu หลายเดือนก่อน

      ማራ

  • @selamburuk
    @selamburuk หลายเดือนก่อน +10

    ይመችኪ ማኣዛዋ❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግጨውለይ❤

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ❤❤🎉🎉

  • @ዊንታና
    @ዊንታና หลายเดือนก่อน +2

    ያሩ ኣታ ጋዕናን ንመዓዛ ኣይተናድዳ😂😂መዓዛይ❤❤❤❤❤❤

  • @aaff882
    @aaff882 หลายเดือนก่อน +5

    መኣዛይ ሽኮር ፍርዲ ጎበዝ ኢኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 หลายเดือนก่อน +13

    ኣፈወርቂ እባ please 🙏 & ማማ እባ ኣምጽኤወን❤❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 หลายเดือนก่อน +3

    ማአዛይ ክትልውህ ኾይነ ዝፈትወኪ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HadasHaddes
    @HadasHaddes หลายเดือนก่อน

    የሬድ አይተናድዳ ማአዛዋይ ፅሪቲ❤❤❤

  • @dhur3631
    @dhur3631 หลายเดือนก่อน +10

    እረ ኣፈወርቂ ኣምፅኡልና ማርያምን ናፊቀዮ😔

  • @AsEe-w5s
    @AsEe-w5s หลายเดือนก่อน

    ቃደማኪ ማዓዛዋይ❤❤❤

  • @hdfu4095
    @hdfu4095 หลายเดือนก่อน +8

    ያሬድ ጋዕናን ርእሲ ሞደሻ 😂ሓደግ ንማኣዛ ኣይተናድዳ❤🎉

    • @hhfhfhj4432
      @hhfhfhj4432 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂

    • @DgfjSelam
      @DgfjSelam หลายเดือนก่อน

      መደሻ🤣🥰

    • @TsegaTsega-k1o
      @TsegaTsega-k1o หลายเดือนก่อน

      😁😁😁😁😂

  • @Halifley
    @Halifley หลายเดือนก่อน +5

    Eway teawtlkum behaki kemzi natkum ms ndrana yrekabela enshlahi 🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷

    • @rahelrahel6194
      @rahelrahel6194 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ ማዓረይ

  • @Asfxrtc
    @Asfxrtc หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤❤❤❤ግሻ እየ ሰላም ቦሉኒ

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ หลายเดือนก่อน

    ያሬድ አበከ ሕደጎ ንማዓዛ አይትናድዶ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘💐💐💐💐ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም

  • @مدينهمدينه-و7د
    @مدينهمدينه-و7د หลายเดือนก่อน +2

    ያርየድ ማዓዛ ምስ መፀት ረጉዱ 🥰😍😍

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ምጪውት ፊጢረት አምላኪ ዕዲመን ጢዕናን ይሃብኪ ትክክለኝ ዘረባ

  • @deewer-m1j
    @deewer-m1j หลายเดือนก่อน +2

    መኣዛየ ለባም ❤
    ኣነሲ ሓው ማሚ ኣና ሓው ባቢ ክርብሽ ከለኩ ይወዕዑኒ ነይሮም ተመሊሰ ይፀርፎ ነይረ ንቲ ሓው ማሚተይ ኣብ ሑቁፉ ኮይነ 🤣🤣 ሀዚ ክዝክሮ ግን ብጣዕሚ ት/ቲ ኮይንኒ ለከስ ሰለዝፈትውኒ 🤣❤️ilove aqitay ዝፈቲ like❤

  • @fjgj3691
    @fjgj3691 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ኪፈትወኪ ኣነዉን ንደይ ከማኣ ገር ይርቡሻ ነረ ግን ኣደይ ገዲፋትና ትከድ ነራ ኩፉእ ከትስመዐኒ ኣሜላክ ኣባይ ነቡላ ነርና ❤❤❤❤❤❤ ማኣዛ ገበዝ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @nony0040
    @nony0040 หลายเดือนก่อน

    ኣፍወርቂ፡ብስላምድዩ።ጠፉኡ❤❤

  • @LetshMeGabi
    @LetshMeGabi หลายเดือนก่อน

    ኣፍወርቂ ናበይ ከይዱ ዘየለ ጠፊኡ ናይ ሰላም❤❤❤❤

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 หลายเดือนก่อน +27

    ኣብዚ ስድራ እዚ ደሎ ፍቕሪ ኣቤት ተዓዲልኩም ኣዴኹም ካኣ እሞ ለዋህ ኣብ ስደት ከርቲታ ተባሂላ ባህሪኣ ደይቀየረት ርግእቲ ኣታ ንሕና ዳኣ ክንደይ ብሎን ኢዩ ሞሊቕና ኣተሕርቕዋስኪ ቅልል ድበለ ፕራንክ ግበርዋ ኣይትፈትንዋ ነዛ ለዋህ ርግቢት ኖህ ❤❤❤

  • @Sarahsarah-s2c
    @Sarahsarah-s2c 24 วันที่ผ่านมา

    ያረድ ሕጅይ ይንፋሕ ኣሎ😂❤❤❤

  • @ConfusedCake-rl8rl
    @ConfusedCake-rl8rl หลายเดือนก่อน

    ማዓዛዋይይይ😊❤❤

  • @GdgGddg-uj8rt
    @GdgGddg-uj8rt หลายเดือนก่อน +6

    እረ በጃካ ያሬድ ንማዓዛ ኘራንክ ኣትግበራ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ
    @ትግራይዓደይ-ዠ6ሠ หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመይ ጥዕና ዬሃበለይ ፊጣር ኣምላኬ

  • @HddgehSheytgf
    @HddgehSheytgf หลายเดือนก่อน

    😢❤❤❤❤ኣፈወርቅባ ድምፁ አስምዕኒ የኔ ዉድ❤❤❤❤

  • @ሊያ58
    @ሊያ58 หลายเดือนก่อน +6

    ፕራክ እናፈለጥኩስ ናይ ብሓቂ ሞሲሉኒ ማዓዛዋይ 😢

  • @waskan9628
    @waskan9628 หลายเดือนก่อน +1

    ማአዛዋይ ፅርቲ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج หลายเดือนก่อน

    እሰይይይ ማዓዛዋይ ለባም❤❤❤

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 หลายเดือนก่อน

    ማዓዙየይይ ፅሪቲ💋💋💋🥰🥰🥰🥰

  • @hchc8534
    @hchc8534 หลายเดือนก่อน

    ያሬድየይ ንማአዛ አይተናድዳ❤❤❤

  • @aebltAez
    @aebltAez หลายเดือนก่อน

    ኣረ ንማማኩም ኣይተናድድዋ ድማ ብጣዕሚ ኣና ንፍተወኩም ጥዕሚት ሰድራ❤❤❤❤

  • @jamelhnaif4524
    @jamelhnaif4524 หลายเดือนก่อน +2

    አዶ ፅሪቲ💗❤💞

  • @ህያብ-ሠ8ጠ
    @ህያብ-ሠ8ጠ หลายเดือนก่อน

    እረ ያሬድ ለውጢ ማሽኣላህ😍

  • @محمح-ت2د
    @محمح-ت2د หลายเดือนก่อน

    ማዓዛየይ ፃሓይ ገፃ❤❤🎉🎉

  • @سلطانسلطان-ت8ص9ت
    @سلطانسلطان-ت8ص9ت หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ኣደዋይ ፃሓይ ገፃ❤❤❤❤❤

  • @Ramzsn-x6p
    @Ramzsn-x6p หลายเดือนก่อน

    ማኣዛ ዋይ ፅሪቲ ኣደ💋💋❤❤❤

  • @zeydey-dk5lb
    @zeydey-dk5lb หลายเดือนก่อน

    ማኣዛ ዋይ ፅሪቲ ኣደ ❤❤

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ หลายเดือนก่อน +5

    ያሬድ በጃኩም ተገዲስኩም መሉሱልና ኣፍወርቂ ናበይ ጠፊኡ ብስሩከ ድሓን ድዩ😢

    • @abushe-j5q
      @abushe-j5q หลายเดือนก่อน

      ዳሕና እዩ ኣብ fb ኣሎ እዩ❤

  • @HfhGdh-e2f
    @HfhGdh-e2f หลายเดือนก่อน +1

    Maazaway lebam egzabhier amlak edmen tsenan yhabkum❤❤❤❤❤❤❤

  • @KgghkVvmgg
    @KgghkVvmgg หลายเดือนก่อน

    ማኣዛ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HayuAobsef
    @HayuAobsef หลายเดือนก่อน

    ጀላዕ

  • @Yut-oq3lw
    @Yut-oq3lw หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ ያሬድ አረ ግደፍ ማአዛዊ ምቅርቲ አይተናድዳ 🎉🎉🎉

  • @ሊያ58
    @ሊያ58 หลายเดือนก่อน +3

    ምዓዛዋይ ክብርቲ ኣዶ 🎉

  • @nony0040
    @nony0040 หลายเดือนก่อน

    ያሬድ።ሓወይአፈወርቂ።ታኾይኑ።ጠፊኡ

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479 หลายเดือนก่อน +1

    ማኣዛዋይ❤🤗

  • @ሙሉብርሃንሙሉብርሃን
    @ሙሉብርሃንሙሉብርሃን หลายเดือนก่อน

    ደሙሩኒ ተጋርዋይ💊💊💊💊

  • @GGg-v3t
    @GGg-v3t หลายเดือนก่อน

    ማኣዛዋይ ማዓረይ ክፈትወኪ ኣነስ❤

  • @KerskersAergw
    @KerskersAergw หลายเดือนก่อน +1

    ማዓዛዋይ ረክቡምካ ለማዓልቱ

  • @MerraJjj
    @MerraJjj หลายเดือนก่อน +3

    ማአዛዋይ ❤ጭንቅ አለው ነይሩ ኣብ ምንጎ ሓውን ወደይ😢

  • @Negstichanel
    @Negstichanel หลายเดือนก่อน

    ተድየይይይይ ዓቅላም❤❤❤❤❤❤

  • @Cherkos-kahsay
    @Cherkos-kahsay หลายเดือนก่อน

    ኣታ ግደፍ ልደካ ኣትናድዳ ዋይ🎉❤❤

  • @Aznm-kt6fz
    @Aznm-kt6fz หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤ ያሩ መሕረር😢😢

  • @ማርያመይእያዋሕሰይ
    @ማርያመይእያዋሕሰይ หลายเดือนก่อน

    ማሚየይ ምስክን 🥰🥰🥰😂

  • @DdzZfhu
    @DdzZfhu หลายเดือนก่อน

    ማሻላህ ኣዲኡ ምሰ ረከበ ተመችይዎ ❤❤❤🎉🎉

  • @ygg949
    @ygg949 หลายเดือนก่อน +4

    አረ ኣፍወርቂይ ናበይ ከይዱ ዋይ ኣምፅእዎ❤😢

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግጨውለይ❤❤

    • @LemLe-t7i
      @LemLe-t7i หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ❤❤🎉🎉

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      @LemLe-t7i ደምርኒ ማዓረይ🙏❤

  • @Rike-c9c
    @Rike-c9c หลายเดือนก่อน +8

    ሳብስክራይ ግባራኒ ዋይ አነ ለማኒት ኮነ ቃርየ ልገብረለይ ዘየለስ❤😅😅

    • @TitiTiti23-y9r
      @TitiTiti23-y9r หลายเดือนก่อน

      ንስኪውን ደምርኒይ

    • @RjdhchDjjdh
      @RjdhchDjjdh หลายเดือนก่อน

      ​@@TitiTiti23-y9rመልሲ ገይረልኪ 😍😍

    • @RjdhchDjjdh
      @RjdhchDjjdh หลายเดือนก่อน

      2ክልቲአክን መልሳ ደሚረክን ❤❤❤❤❤

    • @lilihafithalofom270
      @lilihafithalofom270 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኽ❤😂ኣነ

    • @RjdhchDjjdh
      @RjdhchDjjdh หลายเดือนก่อน

      @@lilihafithalofom270 መልሲ ገይረልኪ 😍😍

  • @SabielaTesfalem
    @SabielaTesfalem หลายเดือนก่อน +1

    Afewerki entay konu tefu❤❤

  • @genetBrhane12
    @genetBrhane12 หลายเดือนก่อน +1

    ደምራኒ እባ❤❤

  • @selam5637
    @selam5637 หลายเดือนก่อน +2

    ያሬድ ማኣዛ ምስ ከደት ረጉዱ
    ወደይ ደ ኣድኡ ምስ ኣተክሉ ክረጉድ ተስፋ ይገብር❤

  • @atsedegidey5991
    @atsedegidey5991 หลายเดือนก่อน

    ማዝዋይ❤❤

  • @hhfhfhj4432
    @hhfhfhj4432 หลายเดือนก่อน

    ተጋሩዋይ ደምራኒ🎉ክምልስ እየ❤❤❤❤

  • @MmMm-mp2hm
    @MmMm-mp2hm หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ማኣዛዋይ ትፍለይ ኢኺ ብስሩ ዋግደፍ ያሬዱ ኣይተናድዳ ንማኣዛ ንካልኦት እንዶ ፕራንክ ግበርን ንኣ ዲኻ እባ መሊካ ዋኝ❤❤❤❤

  • @sarayan525
    @sarayan525 หลายเดือนก่อน +1

    ማአዛዋይ ❤❤❤❤❤❤

  • @Ali-i9q
    @Ali-i9q หลายเดือนก่อน +1

    የኔ ማሮች❤❤❤

  • @SelamHaftu-qz3qc
    @SelamHaftu-qz3qc หลายเดือนก่อน

    እሰይ ፅሪቲ መዓዛዋይ ለዋህ❤❤❤❤

    • @Hadu_8
      @Hadu_8 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤ ናተይ

  • @HalekaYared-s4h
    @HalekaYared-s4h หลายเดือนก่อน +9

    ያሬድ ግደፍ ከተምፅኒ ኣተናድዳ ልማዙየይ ኣነ ወድዶ😂

  • @Zano-ml1gc
    @Zano-ml1gc หลายเดือนก่อน +3

    ማኣዛ ፅሪቲ❤