መበል 13 ክፋል ናብ ውሽጥኻ ተመለስ ዓወትን ውድቀትን ሓደገኛታት'ዮም። ወትሩ ሰንበት ን81 ሰሙናት ምስ ዶክተር ሙሴ ተስፋጊዮርጊስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 10

  • @AmanuelBerhe-pg6ku
    @AmanuelBerhe-pg6ku 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምውዳቅ ማለት ምትሳእ
    ምፍራሕ ማለት ምፍቃር

  • @awettadesse9481
    @awettadesse9481 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዝዩ ደስ ዘብል መደብ ኣጆኩም ቀጽልዎ

  • @tsegubahta5155
    @tsegubahta5155 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዝድነቕ መደብ❤🎉

  • @letigebrekristos3282
    @letigebrekristos3282 3 หลายเดือนก่อน +1

    Already
    ውዱቕ እንተኾንካ ኸ
    ስለምንታይ ካብ ምውዳቕ
    ትፈርሕ።

    • @AmanuelBerhe-pg6ku
      @AmanuelBerhe-pg6ku 3 หลายเดือนก่อน

      ምውዳቅ ማለት ምትሳእ
      ምፍራሕ ማለት ምፍቃር ኮይኑ የስምዓኒ

    • @MussieTesfagiorgis
      @MussieTesfagiorgis 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንጹር ሕቶ ኣይኮነን። ውዱቕ ኮይኑ ዝፍጠር የልቦን፡ ምውዳቕ ኣብ መስርሕ ዘጋጥም ተርእዮ ወይ ተመኩሮ እዩ። ውዱቕ እዩ ኢልካ ኣዋዲቕካ ክትፈርዶ እትኽእል ሰብ ድማ የልቦን። ምኽንያቱ ወዲቕካ ምትንሳእ እውን ስለዝከኣል። እቲ ሎሚ ውዱቕ ጽባሕ ዕዉት ክኸውን ገፊሕ ተኽእሎ ኣሎ።

  • @habengebreluul7762
    @habengebreluul7762 4 หลายเดือนก่อน +1

    ንጹር ትምርቲ 🙏.

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ kemey qenkum yhiwat

  • @Fvgfbc123
    @Fvgfbc123 4 หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰❤❤❤❤🙏🙏🙏yekenyelna

  • @MatewosTekieAbrahale
    @MatewosTekieAbrahale 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks Memhirey and Dr. Musie