"ልቢ ዘሎዎ ልቢ ይግበር"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 235

  • @khos7344
    @khos7344 3 ปีที่แล้ว +11

    ابشرو يا اخوان انا مسلم اريتري من اسمره. بارك الله فيكم ووفقكم الله في ما يحبه ويرضى. المسلمين كلهم لابد من دعم هؤلاء بنشر هذا المحتوى. لابد من الوعي و الاتحاد.

    • @manmano5085
      @manmano5085 3 ปีที่แล้ว

      لو قلت انا مسلم ارتري كان اجمل اخي

    • @khos7344
      @khos7344 3 ปีที่แล้ว

      @@manmano5085 فعلا يا اخي واللة. شكرا

  • @ከንፈርክስዕምዝደሊ
    @ከንፈርክስዕምዝደሊ 3 ปีที่แล้ว +16

    ማሻኣላህ ወ ተባረክ ላሁ ፊኩም ጀበርቲ ሙኻነይ ወዲ ጀበርቲ ሙኻነይ ንመጻኢ ውን ኣቦ ጀበርቲ ሙኻነይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕብነንን ዝኹረዓንን ኣላሁ ኣክባር

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following:
      1. Abdela Idris
      2. Hamid Adem Sulieman
      3. Ibrahim Mohamed Ali
      4. Azien Yasin, and few minions
      People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved.
      Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”.
      Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …

    • @ከንፈርክስዕምዝደሊ
      @ከንፈርክስዕምዝደሊ 3 ปีที่แล้ว +1

      @@zegdagmawi275 ኪድ ሓሲኻ ኢኻ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ከንፈርክስዕምዝደሊ እቲ ሓቂ ብዛዕባ ትግራይ ካብ ትግራይ፡ ሓሶት እንተ በዝሐ እናታይ ይረብሕ፧ th-cam.com/video/I7oghinpeJ8/w-d-xo.html

    • @ከንፈርክስዕምዝደሊ
      @ከንፈርክስዕምዝደሊ 3 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 ሱቅ በል ሓሳዊ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      @@ከንፈርክስዕምዝደሊ ቅድም ቀዳድም፡ "ራሻይዳ" ዝበሃል ብሄር የለን። እቶም ኣብ ኤርትራ ኔሮም እዮም ዝበሃሉ ራሻይዳ ንነብሶም ኤርትራውያን ቆጺሮም ኣይፈልጡን እዮም። ኣብ ገድሊ ይኹን ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ሓደ ራሻይዳ ኣብ ኵናት ይትረፍ፡ ኣብ ሳዋ ውን ርእየ ኣይፈልጥን። እዚ ህግደፍ "ብዙሕነት ኣለና" ክብል ዝነፍሖ ሓሶት እዩ።
      እቶም ዝነበሩ ራሻይድ ዝበሃሉ፡ ብኣማኢት ዝቑጸሮ ነጋዶ ኮንትሮባንዳ፡ ቀደም ብግዜ ደርጊ ንስዑድያን ሱዳንን ከይዶም እዮም። እዞም ውሑዳት ኣለዉ ዝበሃሉ ነጋዶ ካብ ሱዳን ዝመላለሱ፣ ህግደፍ ንኻልእ ፖለቲካ ዝጠቀመሎም እዮም።
      ቴስዓ ካብ ሚእቲ ህዝቢ ኤርትራ ብቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ይነብር ኣሎ። ነዚ ባህርያት እዚ ሓኺኹ ባዕዳዊ ዓረብ ከምጽእ እየ ዝብል ዕጭኡ፡ ዕጫ ጀብሃ ይኸውን። ዝኾነ ይኹን ዓፈር ወይ ኩናማ ወይ ካልእ ኣብ መሬቶም ምርጫኦም ቋንቋታቶም ምዕቃብ እዩ። ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ኸኣ እንተደለየ ንዉቕሮ ትግራይ ወይ ንዓብደልራፊ ሱዳን ክኸይድ ይኽእል እዩ።
      ኣብ ደምና ረሃጽና ዝኸፈልናሉ ሃገር ማንም ባዕዳውን ካዳሚ ናይ ባዕድን ኣይእውደናን እዩ።

  • @apoloeleven4756
    @apoloeleven4756 3 ปีที่แล้ว +14

    ክብርን ሞገስን ንክቡራት አሕወተይ ይኩን ስለቲ አብ ሓቂ ዝተሞርኮሰ ታሪኽ ብመርትዖ ዝተሰነየ ትሓቲትኩም ብዘይ ጥርጣሬ ክትምሉሱ ዓቅሚ ዘለኩም ክቡር ሐዉ መምህር ማሕሙድ መ ብርሃን ሰፈር ከምእዉን ክቡር ሓጂ ዓብደልዋሃብ ካሳ ንዓኩም ምርካብና ዕድለኛታትን ሕቡናትን ኢና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ::

  • @tegabelay4730
    @tegabelay4730 3 ปีที่แล้ว +7

    Staz Mahmud Sefer hgusti eye hafteka mukaney 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jamalabdu4460
    @jamalabdu4460 3 ปีที่แล้ว +8

    مشالله تبارك الله منورين ربنا يحفظكم ويبارك فيكم

  • @siedamahmud3728
    @siedamahmud3728 3 ปีที่แล้ว +10

    ማሻላህ ናይ ባሓቂ ጹቡቅታሪኽ ረቢዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀጽልዎ

    • @eriboy2421
      @eriboy2421 3 ปีที่แล้ว

      🥰 Subscribe to the channel please for them if you didn’t yet?!

  • @nuredinnegash4037
    @nuredinnegash4037 3 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ነመስግነኩም ነዚ ሓቂ ታሪክ ናባና ብምሕልላፍኩም አብዚ ግዜ ሓቂ ተቀቢራ ሓሶት ዓብሊላትሉ ዘላ ግዜ ወ ጀዛኩሙላህ ኬር

  • @eriboy2421
    @eriboy2421 3 ปีที่แล้ว +8

    I'm Muslim Eritrean ❤️🇪🇷🇪🇹

  • @حياهمحمد-ق3خ
    @حياهمحمد-ق3خ 3 ปีที่แล้ว +4

    جزاكم الله خير الله يحميكم من كل شيء

  • @SabrinA-hn7ix
    @SabrinA-hn7ix 3 ปีที่แล้ว +4

    جزاكم الله خير

  • @redsea4821
    @redsea4821 3 ปีที่แล้ว +8

    Jeberti are very Intelligenten and smart people. 👏👏👏✌

  • @zahraalawi1492
    @zahraalawi1492 3 ปีที่แล้ว +8

    Aslamwalkum my brother's l am proud of u guys my heroes😍😍😃😄

  • @Wedi_kahsay
    @Wedi_kahsay 3 ปีที่แล้ว +4

    ጹቡቕ ገርኩም እቲ ሓቂ ተብትብዎ።

  • @belae7107
    @belae7107 2 ปีที่แล้ว

    ቁኑዕ ሕልና ኢዩ ዘድልየና ዘሎ ሎሚ
    ምክብባር ምትሕልላይ እንተሃሊዩ
    ኢዩ ሃይማኖትን ፈጣርን ዝኸብር መጀመርታ
    ከመይ ጌርኩም ናብ ዝነበሮ ክብሪ ይምለስ ጻዕሪ ከዲሊ ኢዩ ። ናብ ፍቕሪ ሙርሑና ዕድመን ጥዕናን
    ይሃብኩም እግዚኣቢሔር

  • @hageryshokor4563
    @hageryshokor4563 3 ปีที่แล้ว +1

    አላህ ይርሐመክ ሸይኸ አላህ አበ ጀናት ፈሪዶሰ የሰፈርካ

  • @hananyonus9095
    @hananyonus9095 3 ปีที่แล้ว +5

    ማሻላህ ማሻላህ ሚሻላህ

  • @salamsalam-sc4ql
    @salamsalam-sc4ql 3 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዓሚ መሃሪይ መደብ ኢዮ ሕሉፍ ታርኸ መ ኣንድነት ዓቢ ዋጋ ገድሊ ኤርትራ ከፉልናሉ ኢና ሰለዚ 🐪🐫🇪🇷ኤሪትራ ንኤሪትራውያን በስ✌

    • @eriboy2421
      @eriboy2421 3 ปีที่แล้ว

      Yep❤️🇪🇷🕌🐪

    • @yafetfshaye3499
      @yafetfshaye3499 3 ปีที่แล้ว

      Yes eritra neritrawyan ezi kodar tgraway kfelalyena zeyfenkelo emni yelen

  • @umamier3318
    @umamier3318 3 ปีที่แล้ว +2

    ድሮ ረቢ ይርሓመልካ ኮይኑ ደላይ ፍትሕን ሰላምን ሓውና ዓብዶልሃብ ጀነተል ፈርዶስ እንሻኣላህ። ጡዕማት ላዛ ልዙብ ውግዒ ነዞም ምሳኻ ደለዉ ኩብራት ኣሕዋትና ኻኣ ጽንዕት ይሃብኩም ረቢ ይገውዮም ብድሕረኻ ኸርካ ግደፈሎም

  • @N_Y_2030
    @N_Y_2030 3 ปีที่แล้ว +4

    ‎يقول الإمام العلامة ابن عقيل رحمه الله: "إذا
    ‎أردت أن تعلم محل الإسلام من أهل الزمان فلا تنظر إلى زحامهم في أبواب الجوامع، ولا ضجيجهم في الموقف بلبيك، وإنما انظر إلى مواطأتهم أعداء الشريعة"، وسئل الإمام الشافعي رحمه الله تعالى: كيف تعرف أهل الحق في زمن الفتن؟! فقال: "اتبع سهام العدو فهي ترشدك إليهم".

  • @nurotube9044
    @nurotube9044 3 ปีที่แล้ว +12

    ኢንሻአላህ አብ መንጎ ትግርኚ ዘሎ አስላማይ ልቢ ክገብር እዩ ኢለ ተስፋ ይገብር ።
    ግን እዞም ሰባት ልቢ ዝገብሩ አይመሰለንን ምኽንያቱ እቲ አእምሮኦም بلعاقسአዩ ዝሰርሕ

    • @Kemalemeye
      @Kemalemeye 3 ปีที่แล้ว

      Nuro Tube ኑሮ ቲዩብ
      እቲኣ ብዓረብ ዝጸሓፍካያ ተንኮል ዝይንትርጉማ ድዩ መሲልካ ዕድመ ንቴክኖሎጂ ቀኒዒካ ተዛረብ ከምዛ ንሶም ኣብ ሚድያ ወጺኦም ዝዛረብዎ ዘለው

  • @abdrieone4080
    @abdrieone4080 3 ปีที่แล้ว +2

    That's the truth.

  • @africamymom5163
    @africamymom5163 3 ปีที่แล้ว +6

    Hagere tewhado eyom deleom gen beheje 1000 amet aykowenen eyom

  • @happylive8880
    @happylive8880 3 ปีที่แล้ว +2

    Well done go a head 💯👍

  • @nurotube9044
    @nurotube9044 3 ปีที่แล้ว +13

    አስላማይ ዘይትሓቁፍ ዓባይ ትግራይ በይን እዩ መንገዳ
    ብሱዳን አስላም ብቀይሕ ባሕሪ አሰላም ዓፋር ብወሎ አስላም ብዓፋር ክልል አስላም
    እምበር ከቱዓይኖም ይሰርሕ ዶ?

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      ብወያነ ኣብ ከባቢ ሑመራ ንጂሃዳውያን እስላማውያን፣ ኣብ ኤርትራ ሽበራ ክፈጥሩን ዓረባውነት ከስፋሕፍሑን ንቋንቋታት ኤርትራ ብሓዊ ከንዲዱ፡ መዋፈሪ ዝነበረ ኣብዚ ረኣዩ፥ th-cam.com/video/bgRwemIr9tg/w-d-xo.html&feature=emb_title

    • @slamslam54
      @slamslam54 3 ปีที่แล้ว

      Men yu aslamay ayhawsen eluka

    • @yafetfshaye3499
      @yafetfshaye3499 3 ปีที่แล้ว +1

      Eritra neritrawyan tgraway zeyblu

  • @bilalfamily769
    @bilalfamily769 3 ปีที่แล้ว +3

    Mashalah Allah yichlikum

  • @kheria694
    @kheria694 3 ปีที่แล้ว

    جزاك الله خير

  • @belaytesfaytewelde9775
    @belaytesfaytewelde9775 2 ปีที่แล้ว

    ኣነ ዝገርመኒ አዚ ዓብደልዋሃብ ዝብሃል ትግራዋይ አንታይ ኢዩ ሽግሩ ናይ ዓዱ ከይኣኽሎ ኣብቶም ኣሕዋትና ኤርትራውያን ጀበርቲ ጦብሎቕ ጦብሎቕ አናበለ ምስ ኣሕዋቶም ከናኽሶም ከይደቀሰ ኢዩ ዝሕድር ፡ አቲ ዝያዳ ዝገርም ሃይማኖትን ፖለቲካን ክልቲኡ ተጻራሪ ኣርአስትታት ክነሱ ክሓዋውሶ ብዙሕ ኢዩ ዝፍትን ፡ ደኺሙ ዘፍ ክብል ኢዩ አምበር ዘምጽኦ ለውጢ የለን ፡ ( ልኡኽ ወያነ ምዃኑ ዘጠራጥር የልቦን ) ብዛዕባ ታሪኽ ጀበርቲ ፡ ታሪኽ ዕማመት ፡ ካልአ ታሪኽ አንተሎ ኤርትራዊያን ጀበርቲ ዘሰክፍ የብሎምን ፡ ኣብ ቴለቪዝዮን ኤርትራ ( ERI TV ) ቀሪቦም ኮሪዖም ክገልጽዎ ይኽአሉ ኢዮም ፡ ንስኻ ( ዓብደልዋሃብ ወያነ ሓሳድ ) ግን ካብ ጉዳይ ኤርትራ ኢአዳውካ ስሓብ ፡ ኣአዳውካ ከይትስአነን ። ዓወት ንሓፋሽ ።

  • @idrisqtr9533
    @idrisqtr9533 3 ปีที่แล้ว +2

    يسلام يا مشيخ

  • @yenieere5690
    @yenieere5690 3 ปีที่แล้ว

    Hagi Abdelwahab equa kab Agiazian felie ayri eyekumn eye . Etom zektamat kulu fow eluwom alo Abona eustaz btaemi lebam kestilwo rebi msakum ykun edmen tienan yhabkum

  • @happylive8880
    @happylive8880 3 ปีที่แล้ว +1

    ماشاء الله وتبارك الله

  • @ummohammed8211
    @ummohammed8211 3 ปีที่แล้ว +11

    ጀዛኩም አላህ ኸይር ኩቡራት አቦታተይ አላህ ይባርክ ፊኩም

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      እቲ ሓቂ ብዛዕባ ትግራይ ካብ ትግራይ፡ ሓሶት እንተ በዝሐ እናታይ ይረብሕ፧ th-cam.com/video/I7oghinpeJ8/w-d-xo.html

    • @اللهاكبرلاالهإلاالله-ظ7ج
      @اللهاكبرلاالهإلاالله-ظ7ج 3 ปีที่แล้ว

      ንስካስ ዳሓን ኣመል ኣለካ

    • @yafetfshaye3499
      @yafetfshaye3499 3 ปีที่แล้ว +1

      Ente etom kbur abona xbuk zereba eritra nay eritrawyan ente nayti hsur tgraway zereba Ajibka mseu nab tgrayka teazer

  • @muniradem6192
    @muniradem6192 3 ปีที่แล้ว +4

    ማሻኣላህ ኩቡራት ኣቦታትና ታሪኽናን መንነትናን ኣብ ምፍላጥ ከይትሓለልኩም ትሰርሑ ምህላውኩም ከያመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን።ኣብ ቀጻሊ ከኣ ናይ ቤጃ፡፡ኣዱሊስ ስልጣነ ክተምጹልና ንምሕጸን።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following:
      1. Abdela Idris
      2. Hamid Adem Sulieman
      3. Ibrahim Mohamed Ali
      4. Azien Yasin, and few minions
      People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved.
      Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”.
      Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      እቶም ሓሰውቲ በዓል "ንዘይ ስንኻ ሑጻ ቖርጡመሉ" ተበለጽቲ ፡ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ። ሓደ ሰብ መንነቱ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ በቲ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሰንፈላል ርእሱ፣ ንገዛእ ርእሱ ገና ካብ ዓረባውነት ሓራ ዘይወጸ ፡ ንኤርትራ ሓራ ከውጽእ ብቕዓት የብሉን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን መንነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @muniradem6192
      @muniradem6192 3 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 ብመን፡መዓስ፡ኣበይቦታ ኢዩ ምጽሓፍቲ ናይ ትግረ ተቃጺሉ ንዘን ሕቶታት ከያጻረካ ተባሂሉ ኢልካ ኣይትሃውትት

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      @@muniradem6192 The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following:
      1. Abdela Idris
      2. Hamid Adem Sulieman
      3. Ibrahim Mohamed Ali
      4. Azien Yasin, and few minions
      People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved.
      Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”.
      Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว +1

      @@muniradem6192 ብወያነ ኣብ ከባቢ ሑመራ ንጂሃዳውያን እስላማውያን፣ ኣብ ኤርትራ ሽበራ ክፈጥሩን ዓረባውነት ከስፋሕፍሑን ንቋንቋታት ኤርትራ ብሓዊ ከንዲዱ፡ መዋፈሪ ዝነበረ ኣብዚ ረኣዩ፥ th-cam.com/video/bgRwemIr9tg/w-d-xo.html&feature=emb_title

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom447 3 ปีที่แล้ว

    Very good programme and educational. TPLF FROM 4KILO TO TORABORA AFGHANISTAN.

  • @yasser8419
    @yasser8419 3 ปีที่แล้ว +2

    Meshallah Rebena yhfezekum Rebena emrukum yenwahayo ajokum kexlo kuluna msakum alena xbuk zereba ☝️☝️☝️☝️☝️🤝🤝🤝

  • @User65432s
    @User65432s 3 ปีที่แล้ว +3

    እቲ ሓደ ኤርትራዊ እቲ ሓደ ከኣ ትግራዋይ ንባዕሎም ሓቢሮም ክንሶም ግን ትግርኛ ከይሓብር ግን ይቋወሙ። ክፍኣትኩም ዩ ዘርኢ

    • @asteryohannes5107
      @asteryohannes5107 3 ปีที่แล้ว

      Nsom ko mo bebi hagerom ykoru eyom natna ko ab beybeynu hager nkmet ahwat ena tebelna ikonkumn eritra tbhal yelan eu zelo tzereba etom aslam gen etiom btgrawntom kuruat etiom b eritrawntom kuruat eyom

    • @اموعمار
      @اموعمار 3 ปีที่แล้ว

      እስቲ ካብዘአሙ ንማሃር ዘረኝነት ዘይብሎም ኑፃሃት ንማሃር ካባኣቶም

  • @amalb5474
    @amalb5474 3 ปีที่แล้ว +5

    👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌸

  • @MohammedIsmail-gp6ht
    @MohammedIsmail-gp6ht 3 ปีที่แล้ว +7

    ማሻ አላህ
    እስታዝና

  • @susususu1889
    @susususu1889 3 ปีที่แล้ว

    አላህ ይርሓመክ ራሕመተን ዋሲዓ

  • @simontsige7361
    @simontsige7361 3 ปีที่แล้ว

    ኣስላማይ ዓዲ የብሉ መትከል የብሉ።
    ኣስላማይ ተፈረደ ይቀቲል
    ኣስላማይ ማላት ኣብ ዓለም እቲ ዝሓመቀ ኢዩ።ካባኩም የድሕነና ።
    ታሪክ የብልኩም፡ኩሉ ግዜ ሱዑራት

  • @yafetfshaye3499
    @yafetfshaye3499 3 ปีที่แล้ว +1

    Kbur abona nlebam amtelu nacha gerguhalu xbuk gerkum meliskumulu EMBER NSUSI KALEA HASIBU MEXIEU

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 3 ปีที่แล้ว

    Ishok tebelukumsi ishok DANDER imber
    Silezi mis tigraysi distance dea !
    Ajikum eritrawian eritrea niana ni wanatata ERITREA 🇪🇷 FOR ERITREANS
    BY ERITREANS Let's go !

  • @zaynwolloyew7787
    @zaynwolloyew7787 3 ปีที่แล้ว +1

    Guys the solution is to join Ethiopia where there are 65 million Muslims

    • @eriboy2421
      @eriboy2421 3 ปีที่แล้ว

      We can work together but not as one country 🇪🇷❤️🇪🇹

  • @aronke2801
    @aronke2801 3 ปีที่แล้ว +4

    ዝኸበርኩም ኣሕዋት ትኽክል ታሪኽ ደኣ ኣስተምህሩ እንበር ኣይትሻቐሉ፥ ናይ ኩሉ ከፋፈልቲ ልኡኻት ናይ ወያነ እያቶም ከም ኣጋዝያን ትግራይ ትግርኚ ቐሺ ማርቆስ ወዘተ ሕጂ ግን ወያነ ነበር ኮይና ኢያ።

    • @apoloeleven4756
      @apoloeleven4756 3 ปีที่แล้ว

      ተዓወት ተዓወት ሕቡን ሃገራዊ

  • @abebajeissakhghhhunn2074
    @abebajeissakhghhhunn2074 3 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍🇪🇷👍👍👍👍🇪🇷👍

  • @absienice5013
    @absienice5013 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣላህ ይባሪክ ፊኩም 😍😍😍

  • @michaelabebe1216
    @michaelabebe1216 ปีที่แล้ว

    ዓጆዋት ዓጆውጆው ኣይትበሉ

  • @SALMAN-ro1ih
    @SALMAN-ro1ih 3 ปีที่แล้ว +5

    👍👍

  • @nurotube9044
    @nurotube9044 3 ปีที่แล้ว +3

    جزاكم الله خير الجزاء

  • @abduomer3064
    @abduomer3064 3 ปีที่แล้ว

    Mashallah barakallahu fiykum

  • @reyanferej6164
    @reyanferej6164 3 ปีที่แล้ว +2

    ክክክክ ወላሂ እቲ ሓሳብኩም ጽቡቕ ኔሩ ግን ባህሊን ሃይማኖትን ፍለይዎ እስላማዉ ባህሊ ዝባሃል የልን እስልምና ከምቲ ረሱልን ሳሓባን ዝነበርዎ እምበር ከምዚ ናትና ባህሊ ወይ ኣካይዳ ኣይኮነን።

    • @اموعمار
      @اموعمار 3 ปีที่แล้ว

      ሓበና ኣካዳድናና ኮኦዩ በየምስ ድን ዘጋጭ የብሉን እድያም የኹሩዑ

    • @reyanferej6164
      @reyanferej6164 3 ปีที่แล้ว

      @@اموعمار ሓፍተይ ዘሕፈር ኢዩ ኣይበልኩን ግን ናይ ባህልኹም ክዳን ናዓኹም እምበር ን እስልምና ዝውክል ኣይኮነን ኩሉ ሕብረተሰብ ነናቱ ኣካዳድና ኣለዎ፡

  • @jamalabdu4460
    @jamalabdu4460 3 ปีที่แล้ว +4

    مسلمين إريتريا اتيوبي توحد

  • @ebrahimeman2973
    @ebrahimeman2973 3 ปีที่แล้ว +1

    Mashalah ya akwan JZK

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 3 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ጎረቤት ሀገር ኢትዮጵያ ክዛረብ አይደልን።
    እንተ ናይታ ክብርቲ ሀገረይ. ...... ኤርትራን ኤርትራውያንን ግንክንዛረብ ኢና።
    ሀገርና ኤርትራ ናይ ሙስሊም ኤርትራውያን ክርስቲያን ኤርትራውያንን እያ።
    ኤርትራውያን

    • @tesfittekle3527
      @tesfittekle3527 3 ปีที่แล้ว +1

      ለማኒት ሓድነት።

    • @yordanoskidane5394
      @yordanoskidane5394 3 ปีที่แล้ว +4

      @@tesfittekle3527 ኪድ ቆንዳፍ ጁንታ
      ትግራይ ትግርኛ አግአዝያን
      ብላ ብላ አብ ኤርትራ አይሰርህን።
      Game is over.

    • @asteryohannes5107
      @asteryohannes5107 3 ปีที่แล้ว +2

      @@yordanoskidane5394 .yorda haftey ezom zixarefu itgedeslom kulom nay baelom xegem alewo menfesom ruguat ikonun mesakin mexahaf wen ayenbubun eyom lemanit hadnet elukii kkk kabus xerfi eu tebahilu gen lemanit fkri malet u fkri mlman ka nay lebamat eu emo ezom mebeyom zbedelom itgedesilom

    • @yordanoskidane5394
      @yordanoskidane5394 3 ปีที่แล้ว

      @@asteryohannes5107 Thank u so much......ma Dear.

    • @الجبال-ن1ع
      @الجبال-ن1ع 3 ปีที่แล้ว +1

      Abi zereba eza haftey eri nay Christian and Muslim iya, nisu iyu kea bselam kenbrena zikiel

  • @ben5115
    @ben5115 ปีที่แล้ว

    ewe Zewdna Moa Anbessa

  • @yenieere5690
    @yenieere5690 3 ปีที่แล้ว

    Abona eustas mehamed btaemi akurikumini kab abotatna ziweresnayo ms Aslam tefakirna tekebabirna ab merana yi wielu ab mer o om ni wiel. Ezom gorebetna gin kifelaluyna entay zeygeberu . Gin ayewetun eyom . Wala Abo Hagi zibluwo zelewu keman aygidin . Gin nikulu melsi bigibue silezimeleskumulu Agibe. Libbi Nigiber Ereatra bi Eritrawiyan ni Eritrawiyan . Gwana Ayne etu. Allah ms kuluna ykun

  • @abebajeissakhghhhunn2074
    @abebajeissakhghhhunn2074 3 ปีที่แล้ว +2

    yes yes yes yes yes yes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @embaderho4807
    @embaderho4807 3 ปีที่แล้ว

    ማሻኣላህ: እንተ ዘይተጋግይ: እዘን ኣስማት እዚኡን ከም ሰፈር : ደረንካ ኣብ ዓሳውርታ-ሳሆ ጉኑናት'የን ::

  • @yafetfshaye3499
    @yafetfshaye3499 3 ปีที่แล้ว +1

    KBUR ABONA ERITRAWI KBRN MOGOSN NAKUM ENTE NAYZI KODAR TGRAWAY TENKOL GN ZTEREDAEKUMO TMESLU KFELALYENA ZEYFENKELO EMNI YELEN ERITRA NERITRAWYAN

  • @uuuu7562
    @uuuu7562 3 ปีที่แล้ว +6

    ماشاء الله تبارك الله ربنا يحفظكم

  • @habtebrhane4021
    @habtebrhane4021 3 ปีที่แล้ว +1

    Hitum jahd

  • @safiaden693
    @safiaden693 3 ปีที่แล้ว +3

    Shukren

  • @osmanibrahim1905
    @osmanibrahim1905 3 ปีที่แล้ว +2

    Mashallah Allah yahfezakum insallah! Gin ka haki marar eya subhanallah! :: 44 🌷❣️🤙🤙🤙🤙🤙💘✊✊✊✊✊🌷💔✌️✌️✌️✌️✌️🌷❣️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷❣️💔✅✅✅

  • @bilalfamily769
    @bilalfamily769 3 ปีที่แล้ว +2

    Walekumselam

  • @abrahateklay5931
    @abrahateklay5931 3 ปีที่แล้ว +1

    Hasewut aregitot jahadawiyan.ab tbexhwo yelen ktafru trah ktnebru

    • @yenieere5690
      @yenieere5690 3 ปีที่แล้ว

      Aboy eustas zibelu wo kulu hakin weregan ey u . Aboy haji gin hakika haylom ab hadinet zey kone ab haymanot eyu Aboy eustaz gin abkulu enda aley wo keydom

  • @abebajeissakhghhhunn2074
    @abebajeissakhghhhunn2074 3 ปีที่แล้ว

    yes yes yes

  • @نورااحمد-ت2ث
    @نورااحمد-ت2ث 3 ปีที่แล้ว +3

    الحمدالله ع نعمة الاسلام 👍

  • @abrrasdf8565
    @abrrasdf8565 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰይጣን መፅእካ ሰይጣን

  • @ferejwoldu679
    @ferejwoldu679 3 ปีที่แล้ว

    These people are going back to the 1940s. If Eritrea survives, the only way forward is to have secular government. Religion should not have any business in gov't.

  • @susu_6900
    @susu_6900 3 ปีที่แล้ว +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following:
      1. Abdela Idris
      2. Hamid Adem Sulieman
      3. Ibrahim Mohamed Ali
      4. Azien Yasin, and few minions
      People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved.
      Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”.
      Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 3 ปีที่แล้ว

      እቶም ሓሰውቲ በዓል "ንዘይ ስንኻ ሑጻ ቖርጡመሉ" ተበለጽቲ ፡ ሰብ ፈሊጥዎም እዩ። ሓደ ሰብ መንነቱ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነን ዝነዓቐን፡ በቲ ኣብ ባርነት ዓረብ ዝነብር ሰንፈላል ርእሱ፣ ንገዛእ ርእሱ ገና ካብ ዓረባውነት ሓራ ዘይወጸ ፡ ንኤርትራ ሓራ ከውጽእ ብቕዓት የብሉን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን መንነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።

    • @Sick0fTraitors
      @Sick0fTraitors 3 ปีที่แล้ว +1

      @@zegdagmawi275
      Kkkkkkkkkk
      Don't waste your time we know our history

  • @berhanehabte1338
    @berhanehabte1338 3 ปีที่แล้ว +1

    ANTA RIESI ADGI KALIE DA KEYTIHASBU

  • @seadaarefa3566
    @seadaarefa3566 3 ปีที่แล้ว +1

    Sheik Abdulwuhab, now you look a real Muslim
    please don take off your metemtemia

  • @jamalabdu4460
    @jamalabdu4460 3 ปีที่แล้ว +2

    الله واكبر الله واكبر ابشر

  • @abebajeissakhghhhunn2074
    @abebajeissakhghhhunn2074 3 ปีที่แล้ว

    wow

  • @bilalfamily769
    @bilalfamily769 3 ปีที่แล้ว +2

    Rebna yahfzkum allahuakber

  • @omareritrea9558
    @omareritrea9558 3 ปีที่แล้ว +1

    Islamai galelka kemzia mashariktika rekayo hagar ketemesrit zebat eyo hagar selam fethin kemzia tekawin felexi eya

  • @meazamichael67
    @meazamichael67 3 ปีที่แล้ว

    ወይ ኣስላም ብዘይ መጠን ሓደገኛታት ኣታሓሳስባ ኢዩ ዘለዎም

  • @aziebgebere8493
    @aziebgebere8493 3 ปีที่แล้ว

    Nay Jebert Imam zeynatka silzikone aytkilon ayxebiklka

  • @zahraalawi1492
    @zahraalawi1492 3 ปีที่แล้ว +2

    U have to be proud of u are Muslim this is important thing not about ethnic this isn't good idea Allah will not accept it .l am proud l am a Muslim Allhamdullah rabeli alaymin.

  • @adilmahfuz2466
    @adilmahfuz2466 3 ปีที่แล้ว

    rebi edmen tienan yihabkum

  • @omareritrea9558
    @omareritrea9558 3 ปีที่แล้ว +2

    هذآ الرساله للمسلمين التقارو إريتريا بلدكم ماتقول انتم إثيوبين ولا تقارو قولو إريتريين ولا تخفو من حد 😍🥰

    • @سبحاناللهبحمده-ط7ج
      @سبحاناللهبحمده-ط7ج 3 ปีที่แล้ว +1

      مين قال اريتري تجراي يقولون إثيوبين لا بالعكس فخورين ببلدهم

    • @gabos2337
      @gabos2337 3 ปีที่แล้ว +1

      Yes they are very well come, but they are from Tigeray Ethiopia they should be proud off their background and fight for their rights.

    • @eriboy2421
      @eriboy2421 3 ปีที่แล้ว

      ❤️🦁❤️

  • @lemlemgolgejertnehstay212
    @lemlemgolgejertnehstay212 3 ปีที่แล้ว

    Reesa

  • @jamalabdu4460
    @jamalabdu4460 3 ปีที่แล้ว +3

    وعليكم وسلام مرحبا

  • @tseghayghebrat5433
    @tseghayghebrat5433 3 ปีที่แล้ว +1

    Abiet dfret xgab Ata gdefu ndo

  • @fessahayemebrahtu4916
    @fessahayemebrahtu4916 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ሓደ ክልተ ለፍለፍቲ ዘረባታት ሰሚዕኩም ንጥንታዊ ዝምድና እስላምን ክርስቲያንን ብዘበን ኣምጽኦ ጉዳያት ምቁስሳሉ ዘድሊ ኣይኮነን። ንኢሳያስ ከም ክርስቲያን ምቑጻር ድማ ዓገብዩ።

  • @aziebgebere8493
    @aziebgebere8493 3 ปีที่แล้ว

    Zigermni izi Asha Tigrway Tegaru inda texerfu awiu kof ilu

  • @siedhassen9747
    @siedhassen9747 3 ปีที่แล้ว +2

    Mashallah Girma zelkum

  • @sabasegid8711
    @sabasegid8711 3 ปีที่แล้ว

    ዐደል ወሃብ ወራይ ትግራይካ ዘትገብር

  • @N_Y_2030
    @N_Y_2030 3 ปีที่แล้ว +2

    الشُبهة المثارة
    "المبعوث بالسيف.. رحمة للعالمين" كيف هذا؟
    حين يسألك أحدهم (مُشَكِّكًا): "ألم ينتشِر الإسلامُ بالسيف؟!" فقد تُسرِع مدافعًا بقولك: "لا"، أو ثائرًا منتقمًا بقولك: "نعم"!
    www.alukah.net/sharia/0/82683/

  • @meazamichael67
    @meazamichael67 3 ปีที่แล้ว

    ኣበት ኣሶት ኢዚስ ካብ ኣስላም ይህድም እንበት ሕብረት ኣይጽውዕን፡

  • @ahmedosman8827
    @ahmedosman8827 2 ปีที่แล้ว

    أفتخرو بي الإسلام وليس العمامة يا أخوة

  • @shelshelosman3912
    @shelshelosman3912 3 ปีที่แล้ว +1

    ماشاءالله ابارك آلله ربنا يحفظكم

  • @abebajeissakhghhhunn2074
    @abebajeissakhghhhunn2074 3 ปีที่แล้ว +1

    yes 🇪🇷🇪🇷👍

  • @nejatahmedosman8416
    @nejatahmedosman8416 3 ปีที่แล้ว +2

    الله يحفظكم

  • @yafetfshaye3499
    @yafetfshaye3499 3 ปีที่แล้ว +1

    ASEY ASEY ANTUM KBUR ABO LKEA ABOY KONKUM TESEMIEKUMUNI GEGEZANA GOREBET ENA KKKKKKKKK ABDELWEHAB HJIKE ENTAY KTHATIT EKA

  • @AA-qb3cr
    @AA-qb3cr 3 ปีที่แล้ว

    Rebna yedikum tulalumur weaffia. Abzihigi gizie kemakum muhuratin haki zizarebu iyom zedliyuna.

  • @abdulnoor9977
    @abdulnoor9977 3 ปีที่แล้ว

    You big lair asteqfulah

  • @yonasabraham4532
    @yonasabraham4532 3 ปีที่แล้ว +2

    atum sebat tarik yeblkumin yiblena alo , jeberti zibahalu mehferi yeblomin kkkkkkkkkkk

    • @eriboy2421
      @eriboy2421 3 ปีที่แล้ว

      Don't say Jeberti say Muslim be Brave by the way I’m not Jeberti

    • @yonasabraham4532
      @yonasabraham4532 3 ปีที่แล้ว

      @@eriboy2421 etom zizarebu zelewu jeberti silezkonu eye jeberti ele.ember b,zaba islimna tekoynu arestom muslim shu kibl eye.

  • @amanoneloves2506
    @amanoneloves2506 3 ปีที่แล้ว

    Agazian geromo elkum thwttu aleku nsom si ko tarik alewom nskum entay aleku ab mdre habesha sdetenatat ekum ktfeltu mafi tarik abadin fake Arebs

  • @fasielsamielatoy9360
    @fasielsamielatoy9360 3 ปีที่แล้ว +1

    Aslmay kngeis shiger ay konen genre ete sher zkwen shra key ewgu eue

  • @tewldekesetehaile3512
    @tewldekesetehaile3512 3 ปีที่แล้ว

    Fetikum tsilikum aselam naye Eriyrea tigaru ekum