Thank you Tmnit for your lovely art work on ሰጋር። This reminds Tigreans for generations to come to stand up for own existance. Never again to be betrayed.
"We stand with tigray !!!" "We proud of our heroes the best, and the greatest leadership tigray defense forces,and We love you so much!!!" Our unity stronger than ever!! Tigray stronger than ever!! Our principles to existence and road to our victory!!! Tigray strong!!!
who are your heroes..???? , TPLF --> TDF what is the difference? Is this the only operation you can do ignorant people(P+L=D).. Shame of you, who trigger a war in the 21st century.
Every male, female young Tigraway/Tigraweyti should join TDF. Even if TDF has enough fighters at this time, all the youth of Tigray ought to train. Tigray TiseEer!
ኣታ ከምዚ ከማይ ማራ ዝፎትዋ ኣሎ ዶ ነዛ ጀግና ትምኒተይ ቆንጆ💔 እንካዕ ዓኒ ብዓኒ ኣረአየና🙏ፈጣሪ 🙏 ምቅርተይ 💞💞💔ብኹሉ ስራሓ ዘድንቃ ዋዕሮ ትግራወይቲ💊 ጅግና💪 ጓል ሪመይ💊 ሓላል ትግራይ💪💊 ትስዕር💪💊 ኣጀና ኣይላቪዪ ተጋሩዋይ 💊✅
ብትግራዋይነት ዝሕበን ጥራይ ብሹም ትምኒተይን ሰጋረይን Like ❤💊💪🙏
💊💋✅️
ተጋሩ ኣበይ ኣለና ላይክ ሽር ኣይንሕመቅ ናይ ባዕልትና ምድያ ነዐቢ ደምፂ ወለድና የስመዐና ፈጣሪ አሜን ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
አሜንንን ኃል ሸኮር🥰🥰🥰
@@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ ሰብስክራይብ እስኪ ቦልኒ ደቂ ዓደይ ማዓረይ
Ati lemanit ab Eri mediya kea tilmni aleki tigraweyti keleki ati gohaf junta
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen
ትምኒተይ ናተይ ዋዕሮ
እንኳዕ ብሰለሰም መፃኪ ተጋሩዋይእንኳዕ አብፀሐኩም ርሑስ አውደአመት ይግበረልና አሜን ፫ ድምፂ ወለድና ከይሰማዕና ዲና ግን ንውዕል እፉፉፉ😥
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይብዛሓዮ ተጋሩዋይ እንካዕ ንሓዱሽ 2014 ዓ,ም ኣብፀሐኩም❤️💛
ተጋሩ ኣበይ ኣለና ላይክ ሸር ኣይንሕመቅ ናይ ባዕላትና ምድያ ንዕቢ ድምጺ ወለድና የስማዓና ፈጣሪ ኣሜን።ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
ሰጋረይ💛❤✅✊ተምኒተይ❤ ዓደየ ትግራይ ወላዲት ጀጋኑ ✊
ትምኒት ምቅርቲ እንካዕ ሓጎሰኩም ተጋሩዋይ❤️💛❤️💛❤️💛
ጀጋኑና ነዊሕ ዕድመይ ጥዕናንን ይሃብኹሙ ዋዕሮና 👑👑👑❤❤💪💪💊💊
ትምኒተይ ጓል ህዝቢ እስከ ከይበቐቕኩም
like ሃቡለይ ኮኾብ ኣዋልድ ብሉጽ ስራሕ💚
N678
like your choice of songs Tmnit Welday and u are beautiful gual Tigrai.
ይዕስስስስስስስስስ
ትምኒተይ ሽኮር ሰላምኪ የብዛሓዮ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ዓይኒ ፀላኢኪ ይደፈን 🙏🙏🙏🙏እሰይይይይይ እልልልልልልልልል
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እስይ ትምኒተይ ዋዕሮ እንኻዕብስላም መፃኪ ተጋሩዋኒይ እንኻዕ አብፅሐኩም❤️❤️💊💊
በሰዓት ፅሎት እዩ ዝደለይ አብ ምዕራብ ተጋሩ አራዊት አማራ ኢሳያስ ህዝብ ይጭፋጨፍ አሎ
@@genetgenet4250 ትክክል ሓፍተይ ❤️❤️
አሜን አሜን አሜን
@@kaswadaropti2666 አሺኒ እንቢቲዋ
@@kaswadaropti2666 ገረኪ አልኩ ምቅርቲ
ትግራይ ስዒራ💐💐💐💐😘😘😘💐💐💐💐💐💐😘😘😘😘
ንግስተይ 🙏💓💓💓💓💓💓💓💓
ብጣዕሚ ነመስግን ንብልፅቲ ከያኒት ዋዕሮ ሓፍትና ትምኒት ወላይ ዕድመን ጥዕናን ዕቤትን ራህዋን ምስዙ ጅግና ህዝብኺ ህዝቢ ትግራይ ንምነየልኪ:: ብጣዕሚ ተፈታዊትን እዋናዊትን ናይ ስነጥበብ ስራሕ እያ:: ትግራይ ተዓዊታ:: ኣብሊፃ እውን ክትዕወት እያ::
አሜን ተምኒተይ ሸኮር ሩሕሰ ሓደሸ ዓመት ይግበርልና ናይ ዓውት ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ዘመን ይኩነልና
This is for the first time since the outbroke of the war, congratulation Tagaru. Our dignity & survival is by our unity & strength !!
መቀለይ ህዝበይ ስድራይ ከመይ ትህልው ኣቱም ጀጋኑ ኣይዘኩም ሰጋረይ ክሓልፍ እዩ እንካዕ ንቅንያት ሓድሽ ዓመት ኣብፀሐኩም 2014 ብስም ኣምነ ኣርጋዊ ቀዳዊና ዓመት ይኩን💛♥️💪💪💊💊💊🙏🙏🙏
ተመስገን እዚደስታ ዘርእካና ፈጣሪ አይትፈትነኒ አይባሃልን ካብ ፈተና አውፀኣኒ እንበር ትምኒትይ ሽኮር
ኣሰይይይይይ ትምኒተይ ዋዕሮ እንኻዕ ብሰላም መፃኪ ምቀርተይ😍😍😍🥰🥰
Thank you Tmnit for your lovely art work on ሰጋር። This reminds Tigreans for generations to come to stand up for own existance. Never again to be betrayed.
ኣምላክ ይሓልኩም ኣሕዋተይ እንተ ንሕና ሞ ብናፍቆት ክንመውት ደሊና ኣለና
ሰጋረይ❤💛✅ ትምኒተይ እወ ትግራይ ዓደይ ትዕወት 2014 ናይ ሰላም ፍቅሪ ይግበረልና🙏🙏🙏
🕊🌻🌻🌻🌻🌻🕊
🌻🌻 🌻🌻️
🌻🌻🇻🇳🇻🇳🇻🇳 🌻🌻
🌻🌻 🌻🌻️
🌻️🌹🌾🌻💐🌷🌻
🕊🌻🌻🌻🌻🌻️🕊
ደስ ይበለና ደስ ይበልኩም ትግራይ ሲዒራ ትምኒተይ ኢንቃዕ ብሰላም ገጽኪ ራኢና ኣንቲ ብራቅ ጸሓይ ወትሩ ዓወት ንትግራይ ዓደይ ሳብስክራይብ ከኣ ግበሩለይ ኢኩም ተጋሩዋኒ ❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
ትምኒተይ ምቅርተይ እንኳዕ ብስላም መፃኺ
ስጋር ብርኪ ሊሎ ❤💛✊
Proud tegraweyti 💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻♥️
ጅግና
Nesta yawetahiw be kakawu endanger yarekiwu Kellan huno tigray siweri yogermal
ትምኒት ዋዕሮ ❤❤❤❤❤
ሩሁስ ባዐል ሐድሽ ዐመት ንሃገር ትግራይ ን ንሙሉእ ህዝብና 2014 ናይ ዐወት ዓመት ይግበረልን አምላክ. አሜን
ፅኑ ህዝብ። በርቱ። የሰማይ አምላክ ከተገፉ ጋር ነው።
ሰጋር ብርክ ሊሎ ከመይ ኣሎ ወትሩ ዓወት ይምነየልካ ኣጆኻ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ጽናዕ ሓደኩን ከምቀደምካ በዘይ ኣፈላላይ
ትሞንቲ ዋዕሮ ጀግና🙏💘💖💕💔💗💘💋💋💋✌💘💘💪💪💪💪👈
Viva Timnitey selam yigberlna Adina Viva Tigray tiwet Tigray wedefit 🥰💕💕💕🙏
💪💪💖💖❤ጀግና ተምኔት ዋዕሮሮሮ ትግራይ
ተጋሩ ተባዓት ምሉእ ዓወት ይግበረልኩ
ትምኒት ሽኮር ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗💗
ፍቅርኹም ዘስተማቀረ ❤ ክብረትኩም ዝጣዓመ ❤ መሬትኩም ዝረገጸ ❤ ማይኩም ዝሰተየ ❤ እንጀራኩም ዝተመገበ ❤ ጥራይ እዩ ተጋሩ ሓላላት ሙኻንኩም ዝፈልጥ 🙏🏽 ኣምላኽ ሰላምኩም ይምለሰልኩም ተጋሩ ኣሕዋተይ 🙏🏽 ሓፍትኹም ካብ 🇪🇷🙏🏽
Amen amen amen 💛❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓረይ✝️☝️💛❤🌻🤲🤲🤲🤲🤲
Aminn marey ❤❤
አሜን
Amen
ዋይ ኣነስ ተጋሩ ከምዚ ኢሎም ክሕጎሱ ክርኢ ከለኩ ሑጉስ አየ ዝቢል♥ ፡ኣጆኩም ጸላኢኩም ይታሓረድ💪🏼👍።
ኣሰይይይይ ሙቁራት 💖💖💖💖 እንኳዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ዓደይ💊💊💊🌻🌻🌻🌻🌻 ናይ ሰላም ራህዋ ዓመት ይግበረልና ኣምላክ🙏🙏🙏
ኣሜንንንንንንንንንንንንን
ኣሰይይይሙቁራት❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
I love the current song and its lyrics , just great Timnita and the company... just great!!!!!!!!
እንካዕ ገፅኪ ረአናኪ ትምኒተይ በአኪ ብዙሕ እየ ዝሻቀል ነይረ ተመስገን እንካዕ ሃለኪ ዋዕሮና
Timnitey haftey i am eritrean and i am proud of you its true what ur singing
ትሚኒተይ ኣነስ መግለፂ ስእነልኪ እየ ዊ ኣየ ህዝበይ ኸ ከመይ ኮን ትህሉ 🥺🥺🥺🥺 💓💓💓
ኃል ዓጋመይ ፃዕዳ ትግራይና ወርቂ 💊💋
Happy tigray new year 2014 zemene tegaru ygbero🙏🙏🙏🙏
ኣሰይይይ ትምኒት ሓፍተይ እንቋዕ ዓይነይ ረኣኩኪ ሰላምኪ ይብዘሐለይ ዝያዳይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ዓደይ💛❤️ ዘበነ ራህዋ ፣ ቅሳነት ፣ ፍቅሪ ፣ሓድነት ይግበረልና🌻🌺🌾🌺🌺💐 ድምፂ ወለድና ንሰምዐሉ👏
Hzbey tehagos
Mulue selam Mulue Awet ygberelka
Kthgos ktelil trah eyu zgbaka Ata lewah hyaway xunue Hzbey🥺 🙌❤💛💪🏼
ትምኒተይ ዋዕሮና💜❤
ትምኒት ዓለምይ እና ሳብስክራይብ እባ በሉኒ መልካም ሐድሽ ዓመት ይግብርልና ፈጣሪ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
ትግራይ ተዓዊታ ኣብ ናይ ዓዎት መድረኽ ኾይና በዓላትና ነኽብረሉ ግዜ ይግበረልና
ፅቡቅ ናይ ምስግጋር ካብ 2013_2014ይግበረልና ተጋሩዋይ ዘመና ይግበረልና አሜን(((3)))ትምኒተይ ባዓልቲ ጥዑም ድምፃ "ሰጋር"❤️💛✍️
Amen amen amen 🙏
Beautiful heroic song. Keep up the good work.
❤️❤️❤️💪💪💪ተምኒት ሽኮር we love you❤️❤️❤️
ተመስገን ፈጣሪ እንኳዕ ናብዚ አብቀዐና
Soon to see the all out victory, TIGRAI Free Tigrai i!!!!!!!!!!!
ፅርይቲ
Excellent Artist! Amazing stage performance!
ተጋሩዋኒ አብኩሉኩርናዓት ለለኹም እንኻዕ አብፀሐኩም ንባዓል ሓድሽ ዓመት🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ኧረ ትግራዮች ስወዳችሁኮ ❤❤❤ ትለያላቺሁ ሰላማቺሁ ብዝት ይበልልኝ ❤❤❤
ሰጋር እወ ሰጋር ክንደይ ሞ ዘይተሰግረ ኣጆና ሕጂ እውን ኩሉ ክስገር ዩ::እዚ እውን ዓብዩ ብርሃን ዩ ተመስገን ኣምላክ እዚ ዘርካኒ ::እንካዕ ኣብፀሐካ የዋህ ህዝበይ ንሓድሽ ዓመት 2014 ዓ ም ግ
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን እቶም ትግራይ ትስዕር እንዳበሉ ህወቶም ዝከፈሉን ዝከፍሉ ዘለውን ጀጋኑና::
Eka tigray tawetet.awet nàfashe I'm tigray eritray I'm tigray love 💯.
Thank you a beautiful and historical song
እግዚአብሔር ሳሓቅናን ደስታናን ምለሰልና ኣሜን
Welcome ትምኒተይ ዋዕሮ ✊✊💊😍😍😘😘😘
ብሓቂ ብልጽቲ ደርፊ!
ናይ ብሓቂ ሰጋር 🙏✌💪🌿🌿🌿
ትግራይ ዓለመይ ነፊቅ 💕💕💕💕👍👍👍👍
ትምኒተይ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፂእኪ
"We stand with tigray !!!"
"We proud of our heroes the best, and the greatest leadership tigray defense forces,and We love you so much!!!"
Our unity stronger than ever!!
Tigray stronger than ever!!
Our principles to existence and road to our victory!!!
Tigray strong!!!
who are your heroes..???? , TPLF --> TDF what is the difference? Is this the only operation you can do ignorant people(P+L=D)..
Shame of you, who trigger a war in the 21st century.
ተምኒተይ ዋዕሮ
ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ልህዝብና ሰላም የውርደልና
ቲሚኒተይ ዋዕሮ ጅግና💖💛💊💊💘💘💪💪💪
እንካዕ አብጸሐኩም ንበዓል ሓዱሽ ዓመት 2014 ዓም ንኩሉ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ
እዚ ኩሉ መከራን ስቃይን ኣሕሊፍካ ህዝበይ ናይ ሰላምን ራህዋን ፍቅርን ዘመን ይግበረልካ ደመይ ወገነይ ሓበነይ ኩርዓተይ ህዝበይ
ንኩሉ ትሰግር እምብር ሰጋር💕💕💕💕💕💛💛💛💛💛💛💛💖💖💖💖💖💖💘💘💘
ጅግና አዶ ትግራይ ወሊደ ትበል ተምኒተይ ዋዕሮ
Every male, female young Tigraway/Tigraweyti should join TDF. Even if TDF has enough fighters at this time, all the youth of Tigray ought to train. Tigray TiseEer!
ትምኒተይ ከም ሽማ ትምኒት ኩሉ miss you ጅግና ኩሉ ዘይ ፅግማ ተባዕ ትግራወይቲ ዝኾርዓልኪ ናተይ 💋💊✊️
Tegaru anka Hagosekum,Rhus beal kudus youhanns ygberelna,tmnit shikorr ane kea ab dege zeleki ymesleni neyru waro eki ❤❤❤💯
ትምኒተይ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ተምኒት ሽኮር ስጋረይ ደመይ🦁💊🦁💊✊💞💊💞💊💞🦁💞💊💞💊💞💊💞💊💊🙏
ኣሰይይይ ትምኒት ጋል ጀጋኑ ሕንቃእ ደስ በለኩም
my sister, u are a real heroine! That defines who you're! u belongs to ur people! I liked your work keep it up! SEGAR!
FROM QEERROO OROMIA!
Enqoue ahbiru abzehana geganu deky tgray adey mearey 🙏🙏🙏❤💛❤
ትምኒተይ ሽኮር 💛❤🙏🙏
❤💛🔥
እንኳን 2014 አዲሥ አመት በሠላም አደረሠን አዲሡ አመት የሠላም የፍቅረ እና የብልጽግና ይሁንልን
አምላኬ ሆ ሀገራችን ሰላም አድርግልን :ሰላም ፍቅር መተሳሰብ መከባበር የሰፈነው አዲሱ ዓመት ያምጣልን !!!!!
ገፅኪ ትርሓቕ ኣየኑኡ ሰላም ኢኺ ትዛረቢ ዘለኺ
እንኳን 2014 ዓ ም አደረሰን አትዮጵያ የምትባል ሃገረ ከምድረ ገፅ ይጥፋች አሜን ዓባይ ሃገረ ትግራይ
ሰላምየ ከመንት እየገባሽ አትፃፊ ለንሰድብሽ ነን ምክንያት እኛ ትግራይ ስምእት ላይ ነን ያለነው
@@ftsumfkire1912 አረ ፌክ እዩ ንሳ አይኮነትን
@@የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ ብስማ ዝተኸፈተ ፌክ እዩ ንሳ አይኮነት
ጽቡቅ ሚሪኢት ዋዕሮ ትምኒት ወልዳይ (ሰጋር)፡ ቃልስና መሪር ኢዩ ፡ ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ።!ትግራይ ትዕወት ኣሎ።! 👉#Subscribe🔔! 🙏🙏🙏❤️❤️💛❤️❤️
ትምኒተይ ጓል ሃገረይ ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ደመይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ 🙏
Thank God 🙏 💊
ጥዑም ደርፊ አብዘይ ጥዑም ግዜ! አብ መቐለ ጓይላ አብ ጥቓ ደምታኼላ ብዝኾነ ግዜኡ አይኮነን አብ ክልል አምሓራ መንእሠይ ትግራይ ጠስሚ አይኮነን ዝበልዕ ዘሎ:: አብ ርሑቕ ኮንካ ካብ ሓዊ ውግእ ሪሒቕካ ሃየንታ አለዎ::
Bhaki Segar Temesgen fetary Esssseyyyyy elililililillili Enkua kemzuy elkum areayena fetary Tigrai adey🙏🏾❤️✊💪💪❤️😁🌿🌻🌼🌿🌻❤️💛🌻🌿🌼
waw des bhali gobz🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ደስ ኽትብሉ ሰላምታይ ይብፃሓልኩም...
ጽቡቅ ስራሕ ትምኒተይ
Wow wow God bless you 🙏❤️🙏❤️🙏❤️👌👌👌
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ብዝሕ ይበለለይ
ነዚ ጭዋ ህዝቢ ትግራይ ናጽነቱ ሃቡለይይ****
Temnitey♥
❤️♥️👍
ትምኒት ወልዳይ ጀግና አርቲስት እው *ትግራይ ሰብ አለዋ "ትግራይ ኹልሻእ ሰአሪት እያ!!!!!
I love you my hero people tigray❤️❤️❤️❤️❤️❤️
በዓል ክራር ማስተር ካብ ቀደም ኣትሒዙ ደስይብል እንካዕ ላብዚ ኣብጸሓና