ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጥም ዘሎ ግፋ ንኤርትራውያን መንግስቲ ኢትዮጵያ ከመይ ዓይነት ሰባት ኢዩ ዝመልሶም ዘሎ ዝብል ካብ ብዙሓት ሰባት ዝተዋሃበ ርእይቶ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 3

  • @meronkiflu2825
    @meronkiflu2825 27 วันที่ผ่านมา +1

    🩵🩵🩵🩵🩵💙💙💙💙💙

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 27 วันที่ผ่านมา

    ናይ ተቃለስቲ ርኡይ ዝደጋገም
    ድኽመት እንታይ እዩ
    ድኽመትካ ዘይትፈልጦ እንተኮንካ ተቃላሳይ ኣይኮንካን
    እዞም ኣብ ኢትዮዹያ ዝስጎጉ ዘለዉ ኣገልገልቲ ናይቲ ምልኪ
    ኣብዉሽጥና እንድዮም ኔሮም
    ስለምንታይ ኣቐዲምካ ነቶም
    ባራዩ የሒልፍካ ዘይተረክቦም
    ብዓቢኡኸ ናብ ጎረባብቲ ስደትን ህድማን መፍቲሒ ድዩ
    ኣብ ዓዲ እንዳማትካ ኮንካ ብኽያትን ምስትምሳልን
    ዋጋ የብሉን
    ኣቢ ኣሕመድ ዋላ በልማማ ንዓዳ እንተ ጠራዛ ጽቡቕ እዩ

  • @issakhabtenkiel9387
    @issakhabtenkiel9387 27 วันที่ผ่านมา

    ኣሞንጎ ኣባጊዕ ተኹላ እንተሎ
    እቲ ጓሳ ስቕ እንተ ኢሉ
    ኣባጊዕ ይጸንታ
    ሕጂ ብዙሓት ኣገልገልቲ እቶም ቀንዲ ጎስጎስቲ ዝነበሩ
    ንኡጋንዳን ኬንያን ሰጊሮም
    ክሳብ ዝሰግሩ ድልየቶም ክሳብ ዝገብሩ ትም ኢልካ ትሪኢ እንተኾንካ ዋጋ የብልካን
    ንጸላእትኻ ኣብክንዲ ተቃልዖም ትሓቁፎም እንተኮንካ
    ከምቲ ቶኹላ ኣብ ማእከል ኣባጊዕ ስለዝኮንካ
    ነብስኻ ከተድሕን ስለዘይትኽእል
    ሃሊኻ ኣይሃሊኻ ሙዉት ስለዝኾንካ
    ብጠቅላላ። ንዓዱ ምጥራዝ ቅቡል እዩ