መጥቃዕቲ ዕጡቓት ፋኖ ኣብ ልዕሊ ተመለስቲ ተጋሩ፣ ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ትግራይ ንምንታይ ወፍሪ ተጀሚሩ? 10/3/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 85

  • @TeklehaymanotGebreslase-q4t
    @TeklehaymanotGebreslase-q4t 20 วันที่ผ่านมา +5

    ትግራይ ኦንላየን ኩለን ኩሉእትብሎ ዘለኻ ሓቂ እዩ ቃልስኻ ክብርትዕ አለዎ ሕዝጉን ዳኛና ዳኛናይትግራይ ትዲኤፍ እዩ

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 20 วันที่ผ่านมา +6

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @MulugetaGebre-uc5mf
    @MulugetaGebre-uc5mf 20 วันที่ผ่านมา +9

    ንምንታይ ኢና ሓደሽቲ ንኸውን? ግፍዒ አብትግራይን ተጋሩን ዝነበረን ዝቐፀለን እዩ! ነዚ ድማ ብዞም ድቓላታት ናይ ብልፅግና ግምፍት ዝባሃል ዋና ናይዚ ጥፍአት እዯም ! Nothing new

  • @muluabay-h2z
    @muluabay-h2z 20 วันที่ผ่านมา +1

    እሽ ክብር ሓውና ኸምኣፍካ ይግበረልና እ/ር ኣምላኽ ነቲ ሃላል ህዝቢ ትግራይ ኸም ነገደያዕቖብ ፈቐዱዑ ዝተበተነ ኢሉ❤🧡እህ ሃላል ህዝቢይ

  • @areaareaarea4587
    @areaareaarea4587 20 วันที่ผ่านมา +6

    ስማዕ መዳለዊ እዚ ፕሮግራም ኩቡር ሓውና
    ንሕና በዚ ሕጂ ሳዓት ብዛዕባ ግምት መብራህሪሂ ኣይንደልን
    እቲ ግምት ምስ ፀላእትካ ኮይኑ ንፀላእትና ደጊፉ ጆኖሳይድ ዝፈፀሙ ወረርቲ ብዘይ ፍቃድ ህዝቢ ትግራይ ፈቲሑ ብምልቃቁ ጥራሕ ወንጀል ስለ ዝፈፀመ ተኣሲሮም ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዎም ኣብዙይ ተመርኪስካ ፕሮግራማትን ወፍሪን ንስራሕ ።

    • @semretgirmay5590
      @semretgirmay5590 20 วันที่ผ่านมา

      አመጻጽኡኡ ነዚ ሕጂዘሎ ሽግር ባንድነት ክትፈልጦ አለካ ተጠንሲሱ ዝጸንሐ ምኻኑ አንጠልጢልካ ዘረባ የለን

  • @hannesgebreh5692
    @hannesgebreh5692 20 วันที่ผ่านมา +4

    ግምት ንፓለቲካ ክጻወተሉ ንሕዝብና ብዘይ ሐላውን ዝካላኸለሎም አብዘይብሎም ንአዛብእ አረኪብዎም አዩ መጽኡ አነ ናይግምት አይገረመንን ምክንያቱ ናይ ብልጽግና ተላአኺ እዩ!አነ ገሪሙኒ ዘሎ ናይ ሕውሐት እዩ!ንሕዝብ እየ ጠጠው ኢለ እዩ ዝብል! እሞ እንታይ እዩ ዝጽበ ሕዝብ ተበሊዑስ ባዕሉ ክስብ ዝብላዕ? ብጣዕሚ ዘሕዝን አካይዳ!

    • @AaAa-x4b2y
      @AaAa-x4b2y 20 วันที่ผ่านมา

      ❤❤

  • @TemesgnKebede-lr6gq
    @TemesgnKebede-lr6gq 20 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቂ ምስ ሕዋሓት ድንቂ!
    ሓቂ ትረቅቅ ከም ጨርቂ
    ትፈሰስ ከም ማይ ሃይቂ
    ተመሊሳ ትተርር ከም ወርቂ።
    እሞ ትሓቂ
    ሕዋሓት ድሕሪ ዓወት ዕጥቂ
    ሃገር ኽትመርሕ እንትትበቅዕ
    ማዕሮነትን ወካሊ ሥርዓት እንትት ተክል
    ግዜ በፂሑ ሥልጣት ልቐቁ ትባሃል
    በዘይ ሃንቲ ተኹሲ ደም ምፍሳስ
    ኣረኪባ ናብ ትግራይ ትምለስ።
    ስብ እዋን ንሕና ሃገር ንውክል ዝብሉ
    ኣክንዲ ዘመሃዳድሩ ውዕል ፈሰስ
    ናቂም በቐል ኺናት ወሊዖም
    ትግራይ ሓፀብዋ ብደም ወዲ ስብ።
    ካልኣይ ሓቂ
    ዘይዘረጎ ሓሶት በርቂ!
    ብሪቶርያ ውዕል ሰላም ተወከልቲ
    ሕዋሓት ኣፍሪሶም ሠራዊት ደምሶም
    ትምለሱ ዓዶም
    ሓዞ ስደዶ መን በለኩም
    መንግሥቲ ዘፍረስኩም
    ከምዝሕሸሉ ነዓኹም ይጥዓምኩም
    ኢሉ ሥልጣን ትፅዕነልኩ
    ካብዙይ ዝለዓለ ዲሞክራሲ
    ኣበይ ዓለም ሪዑኹም።
    ብድሕሪዑ ሥልጣን ተረኪብኩም
    ቸቸ እናበልኩም ምልጋፅ
    ኣብክንዲ ላዕላውነት ምርግጋፅ
    ወንጀለኛታት ብድ ፈቐደ ምፍታሕ
    ካብዙይ ዝዓበየ በደል ጋሕጋሕ
    ብዕድ ፀላኢ ምምካሕ
    ተሓታቲነት ናይ ግድን
    ክራጋገፅ ይግባዕ
    ሕዝቢ ቅሳናቱ ክመልስ
    ብሰላም ኣስተርሕዩ ክድቅስ።
    ጎይታየ
    ትዶጎልካ ኣምበለዋይ
    ሰንበለዋየ
    መንሞ ይዘሎ!
    መንሞ ይዘሎ!
    ወዲ ዲያብሎ
    ክፍኣት ዝዓደሎ።

  • @bbg8739
    @bbg8739 20 วันที่ผ่านมา +4

    God bless brother

  • @ADonayAregay
    @ADonayAregay 20 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ኣጋላልፃ ቀፅለሉ

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 20 วันที่ผ่านมา +3

    VIVA TDF

  • @ninaabay2140
    @ninaabay2140 19 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you TOL

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 20 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ኢዩ ዘሐዝን ቀደሙ እውን ብዘይ ፕላን ህዝቢ ክምለስ ምግባር ጌጋ ኢዩ ተገይሩ ነዙይ ኢዩ ዓብዪ ዋጋ ህዝብና ዘኽፍሎ ዘሎ

  • @frewenigergish1579
    @frewenigergish1579 20 วันที่ผ่านมา +4

    ብጣዕሚ ዘሕዝንዩ ጌታቸውን ሰዓብቱን ንትግራይ ኣብ ከቢድ ሽግር የእእትውዋ ኣለዉ!! ብእዋኑ እንትርዘይ ትኣልዩ ከቢድዩ።

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 20 วันที่ผ่านมา +1

    እዝ ናይ ትግራይ ሰራዊት ዘፅሊሙ ዘለው ጌታቸውን ፃድቃንን እዮም ከብ ትግራይ ክጠፉኡ።

  • @MimiMimi-kg8cb
    @MimiMimi-kg8cb 20 วันที่ผ่านมา +2

    ንረብሓ ሰልጣንካ እንበረ ንረብሐ ህዝቡ አደለምን አብ ግዝያዊ መንግሰቲ ዘለወ ሓንቲ ቁም ነገር ዘይፈጻመ።

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 20 วันที่ผ่านมา

    Selam tigrai online. Niperina. Hwuna. Gegna. Ika.❤❤❤❤❤

  • @ZufanJegher
    @ZufanJegher 20 วันที่ผ่านมา +1

    ምኽኒት አየድልን ኢዩ ክውቀስ እንተኾይኑ ነቲ ማንም የማሓድሮ ኢሉ የሕሊፋ ዝሓቦም ኢዩ ነቶም ተመዛበልቲ የሕዝን

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 20 วันที่ผ่านมา +1

    ዝጨመለቅ ጨነዊ ብድብድ ረሳሓ ሰካራም ጌታቸው ናብ ኢትዮጵያ አባርርዋ።

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 20 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤️💛💛❤️❤️❤️❤️

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @MebeeWelday
    @MebeeWelday 20 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤💛💛💛💛💛

  • @weghta3315
    @weghta3315 19 วันที่ผ่านมา

    TDF Our heroes TDF Our Jiginaaaaaa Abasaaaaaaaa Tigrai Tiseir TDF ❤❤❤❤

  • @tigray447
    @tigray447 20 วันที่ผ่านมา

    👍👍

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 20 วันที่ผ่านมา

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @likytedla9218
    @likytedla9218 16 วันที่ผ่านมา

    Yes it is perfect decision

  • @NigistTesfahungne-n4c
    @NigistTesfahungne-n4c 20 วันที่ผ่านมา +1

    ን4ዓመት ሙሉ ተፈናቒሎም ፈቖዱኡ ተንከራቲቱ ዘጽናሐ ሂወቱ አኪበም ንባላዕቲ ሂበሙዎም!

  • @notyours733
    @notyours733 20 วันที่ผ่านมา

    Yes, we all understand what is going on in Tigry but, how do we dealing with this difficult situation ? What is the options ???

  • @zeggawrangel3762
    @zeggawrangel3762 20 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you for your service TOL ♥️🙋🏽‍♀️💛GBU Tigrai 🙏🏽☮️🫶🏾

  • @EndaEtay
    @EndaEtay 20 วันที่ผ่านมา

    ስማዐና ነውና ደመቀ ዘውዴ 24:24

  • @yemanekidane9147
    @yemanekidane9147 20 วันที่ผ่านมา

    Yes ✅👌💘👍

  • @yemanekidane9147
    @yemanekidane9147 20 วันที่ผ่านมา

    Yes👋👋👋👋👋👋👋👋👋

  • @tsionbaheran468
    @tsionbaheran468 20 วันที่ผ่านมา +1

    Way Hezebye 😭😭😭😭heziwene aywgehelune 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @helenzewede3802
    @helenzewede3802 20 วันที่ผ่านมา +1

    Tigray online so what he said what his said about Ethiopia. Please brother come back to Tigray. Ignore him and focus on Tigray please! We are wasting out time and energy on him

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 20 วันที่ผ่านมา

    ሱሑልሚካኤል ተሳሒልካ ወለዶ ትስሕል ቆራፅ ተቓላሳይ

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 20 วันที่ผ่านมา

    ብደምቢ ተፀጋዕ ቲዲኤፍ ኢዮም ዘለውዋ።

  • @girmayameha9796
    @girmayameha9796 20 วันที่ผ่านมา

    መሬት ማንም የማሐድሮ በዘየገድስ ተፈናቐልቲ ግን ይመሉሱ ማለት አዙይ እዩ ትርፋ ላተቐተልካ ክትነብር ርእስኻ አድኒንካ ክትነብር ሐሸው ከይትብል እኮ እዩ ብጣዕሚ የሕዝን ህዝብና አቦ ሲኢኑ ዋይ አነ

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 20 วันที่ผ่านมา

    አብ ሰራዊት ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ፀለመ ናይ እኒ ጌታቸውን ፃድቃንን ብድህሪት ድማ አብይ አህመድ ን ምዕራባውያን ተሰሊፎም ንህዝቢ ትግራይ ንምብትታን እዩ ።

  • @TemesgnKebede-lr6gq
    @TemesgnKebede-lr6gq 20 วันที่ผ่านมา

    Share if you can!
    ዕሠልየ ዕሠልየ ዕሠልየ
    ዕሠልየ ኣብ ሜዳ ዕሠል።
    ወጊሑ ለይቲ
    ፀልማት ድፍንቲ
    ዓይኻ ተንቆሩኻ
    ዘይትሪኤሉ መብካዕቲ።
    ዕሠልየ ዕሠልየ ዕሠልየ
    ዕሠልየ ኣብ ሜዳ ዕሠል
    ብርርሃን ነጊሡ ተኾሊዑ መስቀል
    ዕንጨቲ ጭራሮ ዝነቐዘ ደጎል
    በሊዑ ስትዩ ዝኻደ ኣካል
    ኾምሮ ኽቃፀል።
    ዕሡል ኣብ ሜዳ ዕሠል
    ኣፈሙዝ ብረትካ ንላዕሊ ስቐል
    ዝናርካ ተገምደል
    ፈርሲ ዳንጋ ገምባሌ ይሸብለል
    ጠያ ይት ይጎልጎል
    ዕሠል ተላሃይ ተውዘንዘን
    ደስ ኽብላ ኣዶ ዝሠመጠት ብሓዘን
    ፀላዒ እንትሸምሪር ውድቀቱ እንትኣምን።
    ዕሠል ወጊሑ ለይቲ
    ውፃዕ ካብ ፀልማት ባዓቲ
    ብርሃን ኾይኑ መስቀል
    ኣይንኻ/ኺ ተኻሓል
    ፀላዒ ይንጠልጠል
    ጀጋኑ ስውኣት
    ኣስተርሕዮም ክድቅሱ ትሕቲ መሬት።

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 19 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ኢትዮጵያዊ ኮይነ ምንባር እየ ዝደሊ ኢሉውን ተዛሪቡ ነይሩ እዩ

  • @Aggmb97
    @Aggmb97 20 วันที่ผ่านมา

    ብቡዙሕ ትእግሰቲ እዮም ዘለው እቶም ጀነራላትና ሰልክኻ እንተረኺበ ብቀረባ ሰለ ዝመፃእኹ ካብ ትግራይ ሐቀኛ ዝኸዉን ዘሎ ክነግረካ እየ።

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 19 วันที่ผ่านมา

    እንታይ ኢና ንገብር ዘለና ተጋሩ

  • @oneeritrealoveeritrea332
    @oneeritrealoveeritrea332 19 วันที่ผ่านมา

    ትግራወይ ኤርትራዊ ጎራሀት ምኩን እዋኑ ሕጂዩ ኤርትራ 4 ሚሊዬን ትግራይ 7 ሚሊዬን ኦሮሞ 60 ኣማራ 40 ሚሊዬን ዝብሉና ንህና መንእሰይ ከተወለደ ካይዘመደ ብኩናት ንሶም ግና ይራቡሁ ኔሮም::!

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph9440 20 วันที่ผ่านมา

    Yes, we are Ethiopians. Getachew Reda simply is following American guidelines.

  • @ትጋሩሰብስረ
    @ትጋሩሰብስረ 20 วันที่ผ่านมา

    አቱም TDF መንእሰያት ኢትዮጵያ እንዳበለ ዝዝምር እንተሀሊዮ ክሳድ ቀንጥብዋ።

  • @GebremedhinArefayneh
    @GebremedhinArefayneh 20 วันที่ผ่านมา

    ግዝያዊ ምምሕዳር ዓቅሚ የብሉን

  • @getahunlegesse6462
    @getahunlegesse6462 20 วันที่ผ่านมา

    እወታ ኩስትር ይበል ! እልፊ እራይ ምራይ !!

  • @YohanesKifle-j3q
    @YohanesKifle-j3q 20 วันที่ผ่านมา

    Thanks TOL ❤ . Getachew and Tsadkan they are working hard Abey's agenda. Those two banda don't give them chances they will make disasters in tigray so please take action TDF don't waste time.
    Thanks

  • @weghta3315
    @weghta3315 19 วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭🇻🇳😭🇻🇳🇻🇳

  • @legessegebrekristos8088
    @legessegebrekristos8088 19 วันที่ผ่านมา

    ኣሎባ ብዙሕ ዘከፍ ። ጆኖሳይድ በጺሑናስ ዘሰክፍ የለን ይባሃል ። ጉድ

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 20 วันที่ผ่านมา +1

    Tegaru aytitehamelu Aby Ahmed mis fano ab kunat k'etiwekum sle zideli tenqequ ekum

  • @helenzewede3802
    @helenzewede3802 20 วันที่ผ่านมา

    Honestly, the federal government himself is working with Fana against Tigray.

  • @abrahamalemayehu9701
    @abrahamalemayehu9701 20 วันที่ผ่านมา

    ንወደብ ሰላማዊ ሰልፊ ንውፃእ ፣አታ ወድቡናን ዶ ፣ ህዝብና ወዲአኦምዎ፣

  • @mulubelay2145
    @mulubelay2145 20 วันที่ผ่านมา

    Hethebena Nebaletome Arakibwome

  • @nigussuebota3773
    @nigussuebota3773 19 วันที่ผ่านมา

    ሰክ በል ዘይመሰል ነገር አይተመፅእ።

  • @HanaKflom
    @HanaKflom 20 วันที่ผ่านมา

    ሸርሒ ግ ም ት ዝሸርሕዎ ኢዩ

  • @mengeshaabreha-x1s
    @mengeshaabreha-x1s 20 วันที่ผ่านมา

    Dahani

  • @GebremedhinArefayneh
    @GebremedhinArefayneh 20 วันที่ผ่านมา

    ዋይ እዞም ደናቁር መራሕቲ እዚኦም

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 20 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ረዳ ዕላማኡን ድልየቱን ኣግሂዱ ተዛሪቡ ::

  • @HanaKflom
    @HanaKflom 20 วันที่ผ่านมา

    እዙይ ዝተገብረ ብጌታቸውን ብወዲ ወረደን ምስ አብይ ዝገበርዎ ኢዩ

  • @TigrayChannel-j2k
    @TigrayChannel-j2k 20 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊️✊️💪

  • @yemanekidane9147
    @yemanekidane9147 20 วันที่ผ่านมา

    💊💊💊🎖🎖🎖🎖🎖👌👌👌💘💘💘💘🥰

  • @gebrgziabhergebreselaes7152
    @gebrgziabhergebreselaes7152 20 วันที่ผ่านมา

    ክልተሽሐን ዓሰርተን እዩ

  • @woldenegusse2455
    @woldenegusse2455 19 วันที่ผ่านมา +1

    ኮረነል እዩ ናይ ቀደም ኢትዮ መካላከሊዩ ነይር::

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 20 วันที่ผ่านมา

    Debrits dihur politikegna tenkol albo Getachew Asha kifae siruhu enatserefe ziwiel kibri zitegadelelu zizengie nehayim politika bisimiet zizareb zizarebo saebienu zeyfelitin eyu.

  • @azebhadgu9508
    @azebhadgu9508 20 วันที่ผ่านมา

    It sad they went through for the past four years after all that ower people who displaced from ther home and place they use to live however gatachew send them with out clearing the are look what happen they lost there life

  • @gebrehiwotgebru5242
    @gebrehiwotgebru5242 20 วันที่ผ่านมา

    Who is his gards then if he doesn't like tplf the

  • @tilahuntesfaye6104
    @tilahuntesfaye6104 19 วันที่ผ่านมา

    Anta hashawey zetsenhe eyu etey nay getachew interview eyu foshfash wedezom banda

  • @Syntifik100
    @Syntifik100 20 วันที่ผ่านมา

    zehifir eyu plane ticket eknka mkhwan siena?

  • @fthi3585
    @fthi3585 20 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤