ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Waw btaemi xbuq timhirti
እንኻዕ ብሰላም መፃካ መምህር ብዛዓባ መቁፀርያ ሕቶ አለኒ መቁፀርያ መሎኾስ ብቻ ድዩ ዝጥቀመሉ መቁፀርያ ንመሎኾስ ብቻ እየ ስለ ዝሰማዕኹ ብዛዓባ መቁፀርያ ትምርቲ ክትህበና እደሊ አለኹ ኸም ፍቃድ አምላኽ
ዓቢ መምህር ኢካ ኣብ ሂወተይ ብዙሕ ዘይፈልቶ ስለ ዘፍለትካኒን ተፍልጠኒ ዘለካን ክቡር መምህረይ 🙏❤❤
Ewa kab komu tebli eti mexhafe keduse anbebeyo..hanti neger kenegreki.. kale amlake entay yeble mesileki eti ab seb zewekle regume yekune eyu zeble..selezi n mengedi haki ketflti eti keduse kale amleke anbebeyo..bless you..
Ezabhe ymsegan Amen Amen Amen kebru yesfha
_ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክብር መምህርና ከምዚ ከማየ ሓውና ስልጣኑ መዓዘ እዩ ዝመፅእ ዝብል ይህሊዶ_
አማሪኛም ጣልቃ ቢኖርበት ትግሪኛውን ብዙም አልችለው ቃለ ኅይወት ያሰማልን
ትግርኛ ፊልም ተከታተዩ ከዛ በሃላ ትችያለሽ እኔም ኣማርኛ ማስማት እንጂ ማናገር ኣይችልም😁😀
ትግርኛ ተላመዲ ዛሓፍተይ
ኣይዝሽ ታውላቅ ስለ ሃይማኖት ፍሊሚ ብትግርኛ ተመልታቹ እሺ
እዚ ክብረት ይስጥልኝ
@@tdflove3582 ደምርኒ ጋል ሪመይ
እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ እኳዕ ብሰላም መፃካ ነጋ ቅዱስ ሩፋኤል ፈታሄ ማህፀን እዩ እኳዕ አብፅሐኩም/ክን አብፅሐና ናይ ቅዱስ ሩፋኤል አማላድነቱን ጸሎትን በረኸቱን ይሕደረና አሜን፫
አሜን
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን እንኳን አብሮ አደረሰን በረከቱ አይለየን 🤲🥰♥️
Amen Amen Amen 🙏🏽
ኦርቶዶስ ንዘላለም ትነበር❤️❤️❤️🙏🙏🙏 ትኽበር ትምስገን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️❤️
Amen amen amen
Amen Amen Amen
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህናሓደ ሕቶ ነይርን ብዙሓት ሰባት ሕዞሞ ይርእዮም መቁጠርያስ ንኹሉ ይፍቀድ ድዩክብር መምህር መልስ ክትህበና ተስፋ ይገብር
ብጥዓሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ቃል ሂወትካ የስማዓና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድመ ዘመንካ ይባርኸልካ ኩቡር ሓዉና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር መ መምህር ና ዕደመን ጥዕናን ይሃብክ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብረረትይይ 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🌻🌻🌻🌻🌻❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ብሓቂ ናተይ ሕቶ እያ ፀጉኡ የበዘሐልካ ስልጣነይ 💟💟
ደምርኒ ምቅርተይ
ኣሜን (((3))) ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና ሰልጠና ናይ ግልጋሎት ዘመንካ ይባረኽ
ቃል ህወት የስመዕና ኩቡር መምህርና 🥀ሓንቲ ሕቶ አላትኒ ኩቡራተይ ክትሙሉሱለይ ደማ ተስፋ ይገብር ኩቡራተይ አሰላም ማንጨሎት ይሕፅቡ እየም ብካመይ ዝምሕር ሙካኑ አሚኖም ድዩ ብዓይነይ እየ ርአ ግን ኩሉ ግዜ ሕቶ ይፈጥረለይ እዩ ሞሉሱለይ ኩቡራተይ 🥀✝️😘
እዚ ብኣብዛሓ ኣብ ገጠር እዩ ዝረአ እሱ ካኣ ኣንሕና ኬድና ተሓፂብና ክንሓዊ ከለና ንሶም ውን ከምኡ ይገብሩ
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓና ኩቡር መምህር ስልጣን ሓዉና ፀግኡን በረከቱን ናይ ልኡል እግዚኣብሄር ምስ ኩላህና ደቂ ተዋህዶ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
ሰልጠነ ኣምላክ ይባርካ ሰለ ህዝብና ሰላም ክወዶ ንማህለል ንስሃ ንእቶ በል በጃ ተዛረቡ ኣምላክ ሰለም ክገብረና
ናይ ዳዊት ሓዉና ጽብቅ ሕቶ ሓቲቱ ዘይንፈልጦ ክንፈልጦ ገይሩና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
@@FRETUBE-oz4pm እምቢ
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa መን ጠቅኪ ናዓኺ ንሰላም እየኮ ጠይቀ ነገር ፍለጋ
@@FRETUBE-oz4pm ክክክክክክ ፈሊጠ እየ እምበር ቀደም ዝገበርኩኪ እየ መዓረይ
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa ኣደንጊፅክኒኮ ታይ ኮይና እይለ እና እሺ ሑቡይ
Entay feliteki..welhanti aymeleslkumne zelo eza zeblo zelo kabey amxiu eyu zezareb zeleo astewelu..kab kal hiwete yesalna teblu astewelu kale amlake anbebu mesakin hezbi...behaki merahtkume yetfekume alewu..mewedata gezie mes mexete seltene mexeyu deyu kedhnekume..anbebu ketfeltu
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ክቡር ሓውና ሰልጣን ፀጉኡ የብዛሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ📚✝️አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ✝️
ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ከምዚ ጌርካ ቃለ እግዝኣብሔር ትምህረና ዘለኻ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወይ ስልጣን እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ የብዘሐልካ
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዩ ምዝገን ቃል ሂወት ያስምዓልና ኩቡር ሓወይ ቶውሃዶ ንዘልኣለም ትንበር በረከት ናይ ቀድስተ ቁዱሳን ደንግል ማርያም ምስ ኩላትና ዩኩን ቡሩካተይ
መምህረይ እንኳዕ ደሓን መጻእካ ጸግኡ የብዘሐልካ
Edmen tenan yhabka. Sltan hawey xegu yebzhlka amlak. Dawit wn n kulu zmlket hto sle zhatetka kexlo
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህረይ ካብ ኩላትና ንስካ ክትነበር ኣለካ መታን ኩሉ ሰብ ክድሕንን ክማሃርን
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሕናም ዝሰማዕነዮ ኣብ ፅላት ልቦናና የሕድረልና አሜን
ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባረክ
እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡረ ሓወና መምህርና እንቋዕ ብሰላም መፃኣካ ዝፍተወካ ዝክበርካ ፍቅራና ኣምልክ ዮብዛሓና ❤🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ እንኳዕ ዳሓን መፃካ ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላኸና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርኽ 👏⛪🎆💕
ቃል ሂውት የስምዐልና መምህርና ካብክም ብዝሕ አና ንማሃር ዘለና አግዚአብሔር አምለክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብክም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰማዕልና ክብር ሓወና እግዚአብሔር ይሃበለና አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና
እንኩዓ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ቃለሂወት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህረና ቃለ ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወይ 👏👏👏👏👏👏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይዘት ያሰመዐልና❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህር ስልጣን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ዳዊት ሓውና ብጣዕም ፅቡቕ ገይሩ እዩ ዘዋርዶምሎ ።
ባሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብርመምህረይ ሰልጣን ኣብ ሰደት ኮይነ ካባካ ብዝሕ ት/ቲ ይማሃር ኣለኹ ናዓኻ ዝሃበኒ እግዚኣብሔር ይመሰገን ሰልጣነይ ኣብህይወትካሙሉእ ደሰታን ራህዋን ቅሰሳነት ይኹነልካ ::ዝፈትወካን ዘኽብረካ ::
ቃል ሂውት የስምልና ክብር ሓወና ብዕደመን ብጥዕናን የንብርካ አግዚአብሔር አምለክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኢግዚአብሔር ይመሰገን ክብር ሓወና ሰልጣነ ከሰተ ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዕልና መምህርና አገልጋልት ዘመንካ ይባሪከሊኻ ኢግዘአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ አምላክ ሰልጣን ሓወና 📚📚📚📖📖📖⛪⛪⛪🙏🙏🙏🌻🌻🌻💐💐💐
ቃል ህይወት የስማዓልና ኩቡራት የሕዋተይ ስልጣንን ዳዊትን
ቃለሂወት የስመዓልና ስልጣነይ አምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ መምህረይ ዳዊት ሓውና ውን ንመንእሰያት ዘነቃቅሕ ንፉዕ መንእሰይ እዩ አምላክ ጸግኡ የብዛሓሉ በዓል እዚኦም ብዙሕ ተከታታሊ ስለዘለዎም በቲ መናፍቃን ዝሰርሕዎ ዘለው ድራማ ብምቅላዕ ብዙሓት መንእሰያት ከድሕኑ እቲ ብዘይፍላጥ ዝከድዎ ዝነበሩ ጌጋ መንገዲ ንክነቅሑ ክሕግዞም ይክእል እዩ ንኩላትና ማለተይ እየ ስለዚ ጠንኪሩ ንክቅጽሎ ናትና ምትብባዕ የድልዮ እዩ
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርኽልካ ስልታን ሓዊና
Qalhiwet yesmealna kbur hawna, zemen agelglotka ybarek.
ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና ኩርዓትና ኢካ ንስኳ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለፀልካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም መምህርና፡ እመ ብርሃን ትኹን ጽላልኩም ።
ስልጣነይ ዕደመን ጥዕናን ይሃበልና ፀጋ ኣብ ልዕሊይ ፀጋ የዓደልካ ጥበብ ወሲኩ ይግለፅልካ ትክለኛ ኦርተደክስ ተዋህዶ ንስካ ኢካናይ ክርስቶስ ወታደር 🙏🙏🙏🙏🥰✅
እግዚአብሔር ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ ኩብሩ መምህርናእንኳዕ ዳሕን መፃእካ
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን እንኳዕ ብሰላም መፃኣካብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓወና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ኩሉ ንዋያተ ቅዱሳን ዝብሃሉ ቤተ መቅስ ኣትዮም ጾሎት ምስ ተገበረሎም ቅዱስ ቅብኢ ምስ ተቀብአ እዩ ስለዚ መናፍቃን ክፈልጡ ዘይኮነ ዝሓቱ ምስ ኦርቶዶኩስ ዓቢ ጽልኢ ስለ ዘለዎም እዩ። ስለዚ የሕዋተይ ብሃይማኖትና ጸኒዕና ክነብር እግዚአብሔር ይደገማል ፈና። ስልጣን ሓወይ ከኣ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመንካ ይባረክ ኣጆካ በርትዕ
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ሰልጣን ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
እንቃዕ ደሓን መጻኻ መ/ም ስልጣን ሓውና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህረይ ማዓረይ ብሓቂ ተመሰገን ብዝሕ ኢና ተማሃሮና ካብካ ጸጉኡ የብዘሐልኪ ዝፈትወካ ሰልጣነይ ❤️❤️❤️❤️❤️
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ኣምላክ ክቡር ሓውና መምህር ስልጣኑ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን ፫ስላ ኩሉ ነገር ምስጋና ይብፀሐዮ ንእግዚአብሔር ኣምላክ ኣርተደኩስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትኽበር ትመስገን
ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና ስልጣነይ❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና
እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓዉና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ🥰
ክብር ይኩን ንስላሴ፪ይኽበር ይመስገን አምላኬ ሙሴ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ስልጣነይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር ያኽብረልና አሜን ፫🤲♥️🥰
በሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህር ፀጉኡ የብዝሐልካ🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ፀገመኡ የብዘሔልካ ዳውተይ እውን ጎበዝ
አንኻዕ ብሰላም መጻካ ኩቡር ሃውና ቃል ሂወት የስማልና❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርይ
እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ፈጣሪ ክቡር ሓውና
ቃል ህይወት የስመዐልና ዳዊት ሓውና ውን ቃፅሎ ብጣዕም ደስ ዝብል ሕቶ ደስ ዝብል መልስ ፀግኡ በረከቱ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaalna
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣን ሓወና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
ደምርኒ ጋል ዓደይ
ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ ናይ መናፍቅ ሓንቲ ቃል ላወስካ ብናቶም ፐች ምንጋር እንበር ርእሲ ሒዝካ ምንጋር ብጣዕሚ እዩ ዘፍረሖም
እግዚአብሄር ኣምላክ ይመስገን ዝናፍቀካ ዝክብረካ ክብርሓወይ እንኳዕ ብስላም መፅእካ አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሄር ኣምላክ ናይ እግልግሎት ዘመንካ ይባርክ ብሓቂ ደስዝብልትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ😍😍😍ንሕናእውን ሰምዕና ኣትግበርቲ ይግበረና እግዚአብሄር ኣምላክ
እንኻዕ ደሓን መፃእካ ክብር መምህርና
አሜን ቃል ሂወት የስመዕልካ ክቡር መምህረይ💞💞💞💟💟💟😘
ስላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህወይት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚእብሔር አምላክና ☘️👏☘️👏☘️👏☘️
እግዝኣብሄር ይመስገን ኽብር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃኻ 🥰🥰🥰❤️❤️🍃🍃🍃ፀጋ ዲበ ፀጋ ይዓድልካ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ስልጣነይ እመብርሃን ትሓግዝካ 🌹❤️🥰🥰🍃🍃❤️💐
እግዚአብሔር አምላኽ ይመስገን ኩቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዐልና ✝️
Amennn
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሥልጣን ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ ቃል ኅይወት ያስመዐልና ጸጉኡ በረከቱ ያብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫
amen kale hiwt yesmaana kubur memhrey 💓🙏🙏🙏💓
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
አምላኬ ይመሰገን ሰለጣን ሓወይ✝️✝️✝️💙
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስልጣን ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ባሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ
እግዚኣብሄር በረከቱ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ
ብዙሕ ሰብ ከተድሕኑ ኢኩም ኩቡር ሓወይ በዚ ዳዊት ሓውና ዘውጽኦ ዘሎ ጉድ ሓሳብ ፈጢርሎም እቲ ሓቀኛ ኣየናይ ምኻኑ ክፈልጥ ጀሚሩ ኣሎ እሞ እሕዋትኩም ኣድሕኑ ኣጆኩም ንዳዊት ሓውና ከኣ ኣተባብዕዎ ከይፈርሕ ከየቆርጾ ኣጆካ በልዎ ኣብ ስደት መጽዩ መንእሰይ እምነት እምበር ፍልጠት ዘይብልና ስለ ዘለና ንኸይንጠፍእ ተጋደሉልና ኣሕዋተይ ከምቲ ጎይታናን ኣምላኽና እየሱስ ክርስቶስ ስሌና ዝሞታ ንስኹም ከኣ ስሌና ስለ ኣሕዋትኩም ተጋደሉ ንሓውኻ ወይ ንብጻይካ ከም ነብስካ ኣፍቅሮ ዝበልና ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ምን ዓይነት ኣሰተዋይ ልብ ነዉ ያለህ ቃለህይወት ያሰመዐልና ብሓቂ
ቃል ህይወት የስማልን አሜን አሜን አሜን💒💒💒💐💐💐💐🌺🌺🌺
ኣስይ ተመስገን ኣምላኬ ባሓቂ ቃልሂዉቱ ይስሙዕሉና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏🌿🌿🌿
Ney bhaki kale hiwet yesmalna kubur hawne sultan xegue yebzhalka Egzabher Amlak
እንካዕ ብሰላምኩቡር መምህርይ ቃለ ሂወት የስመዕልና ❤❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ዝተማሃሪናዮ አብፅላት ልብና የሕደረልና አምላክ አሜን አሜን አሜን
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓወይ ብጣዕሚ መሃሪ ዝኮነ ትምህርቲ ዩ ቀጽሎ ከምቲ ልቢ ሊዲያ ዝከፈታ ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና
ቃል ሂውተ ይሰመጰለን መምህረ ሰለጣን እግዚአበሔረ መሰተውጰለ ይጵደለን
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክቡር መምህርና😍 መስተውዐሊ ዓይኒ ልቦና ይዓድለኒ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም😥🙏
መምህረይ ዕንቂ ተዋህዶና 😘
ቃለሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ! ዳዊት ብጣዕሚ ብሱል ወዱ እዩ ተከታተልዎ ምክንያቱ በቲ ሒዝዎ ዘሎ መንገዲ ንብዙሓት መንእሰያት ክመልሶም ይክእል ዩ! ነዞም መናፍቃን ናይ ብሓቂ ዩ ሺበራ የእቲሎም ቀንዩ ተናዊጾም ዮም ቀንዮም ስለዚ ምትብባዕ የድልዮ ዩ! ስልጠነ ሓወይ ባካ ውን ብጣዕሚ ኢና ንኮርዕ ኣጆኩም እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን ኦርቶዶክ ተዋህዶ ንዘላለም ትበረክ!!!
ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና
እንኻዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ ስልጣን ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክን ይቀደስን ብሓቂ ዘሰተወዕል ዓይነ ልቦና ይሃበናእንኻዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ክን ንሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ፆሎቱን ተራዳእነቱን በረከቱን ምስ ኩልና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን አሜን
እግዛብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና ሠልጣን ቃለ ሂወት የስምዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ እግዛብሔር ኣምላክ ኣብ ትሕቲ እግዛብሔር ኬንካ ንኩሉ ብዘይ ኣፈላላይ ድኩም ሰነፍን ከይበልካ ናይ ስደት ወላዲ ኬንካ ስለ ተበረታትዐናን ኣጀኩም ትብለና ሰለ ሃይማኖትካ ትቃወም መምህርና እግዛብሔር ናይ ኣገልግሎትካ ይባርከልካ ዓስብካ እምበር ናትና ናይ ድክማት ኣሕዋትካ ምንም ትረክቦ የብልካን እሞ እመ ብርሃን ወሲካ ጥበብን ምስትውዓልን ትዓድልካ ዘሓወይ ኣጀካ ደዊት ሓውና ደሞ በርትዕ መርኣያ ናያ ዘመንና መንእሰይ ክትኮን እመ ኣምላክ ትርዳእካ ዘሓወይ
ኣነ ልዓርሰይ ንባዕለይ ጠጠው ኢለ ትምህርቲ ክሰምዕ ወይ ክሰግድን ክፅልን በፍፅም ኣይክእሌን እየ ጨኒቁኒ ኣሎ ዋላ ኣብ እሻክ ተፀኒሐ እንካን ኣብኣ ይድቅስ ታ ት/ቲ ምስ ተወደአት ድማ ወድያው ይትስእ 💔🥺 ኣምላክ ዳኣ ቀልጢፍ ብሰላም ናብዓደይ ከይደ ተተባሪከን ቤተ ክ/ን ከይደ ተሓውየ (ተሲዒረዬ እንበር) ኣብዚስ ተሸኒፈ እየ ዘለኩ ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ተኪኢልኩን ኣብ ፀለትኩም ዘክሩን ክቡራት ኣሓተይ 😭 ፍረ እየ ካብ ስደት ዓዲ ዓረብ 💔🥺
Ajoki xelot kudusan❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩቡር መምህርና
ቃለ ሂወት የስምኣልና መምህር ሰልጠነ ሓዉና
እንቋዕ ዳሓን መጻካ ሥልጣን ሓወይ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ መምኅረይ👏🥰
እግዚኣብሄር ይመስገን ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ቃል ህይወት የስመዐልና
ስላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚአብሔር አምላኽብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወትየስምዐልና🙏🙏🙏
Waw btaemi xbuq timhirti
እንኻዕ ብሰላም መፃካ መምህር ብዛዓባ መቁፀርያ ሕቶ አለኒ መቁፀርያ መሎኾስ ብቻ ድዩ ዝጥቀመሉ መቁፀርያ ንመሎኾስ ብቻ እየ ስለ ዝሰማዕኹ ብዛዓባ መቁፀርያ ትምርቲ ክትህበና እደሊ አለኹ ኸም ፍቃድ አምላኽ
ዓቢ መምህር ኢካ ኣብ ሂወተይ ብዙሕ ዘይፈልቶ ስለ ዘፍለትካኒን ተፍልጠኒ ዘለካን ክቡር መምህረይ 🙏❤❤
Ewa kab komu tebli eti mexhafe keduse anbebeyo..hanti neger kenegreki.. kale amlake entay yeble mesileki eti ab seb zewekle regume yekune eyu zeble..selezi n mengedi haki ketflti eti keduse kale amleke anbebeyo..bless you..
Ezabhe ymsegan Amen Amen Amen kebru yesfha
_ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክብር መምህርና ከምዚ ከማየ ሓውና ስልጣኑ መዓዘ እዩ ዝመፅእ ዝብል ይህሊዶ_
አማሪኛም ጣልቃ ቢኖርበት ትግሪኛውን ብዙም አልችለው ቃለ ኅይወት ያሰማልን
ትግርኛ ፊልም ተከታተዩ ከዛ በሃላ ትችያለሽ እኔም ኣማርኛ ማስማት እንጂ ማናገር ኣይችልም😁😀
ትግርኛ ተላመዲ ዛሓፍተይ
ኣይዝሽ ታውላቅ ስለ ሃይማኖት ፍሊሚ ብትግርኛ ተመልታቹ እሺ
እዚ ክብረት ይስጥልኝ
@@tdflove3582 ደምርኒ ጋል ሪመይ
እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ እኳዕ ብሰላም መፃካ ነጋ ቅዱስ ሩፋኤል ፈታሄ ማህፀን እዩ እኳዕ አብፅሐኩም/ክን አብፅሐና ናይ ቅዱስ ሩፋኤል አማላድነቱን ጸሎትን በረኸቱን ይሕደረና አሜን፫
አሜን
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን እንኳን አብሮ አደረሰን በረከቱ አይለየን 🤲🥰♥️
Amen Amen Amen 🙏🏽
ኦርቶዶስ ንዘላለም ትነበር❤️❤️❤️🙏🙏🙏 ትኽበር ትምስገን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️❤️❤️
Amen amen amen
Amen Amen Amen
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህና
ሓደ ሕቶ ነይርን ብዙሓት ሰባት ሕዞሞ ይርእዮም መቁጠርያስ ንኹሉ ይፍቀድ ድዩ
ክብር መምህር መልስ ክትህበና ተስፋ ይገብር
ብጥዓሚ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ቃል ሂወትካ የስማዓና ናይ ኣጎልጉሎት ዕድመ ዘመንካ ይባርኸልካ ኩቡር ሓዉና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብር መ መምህር ና ዕደመን ጥዕናን ይሃብክ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብረረትይይ 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🌻🌻🌻🌻🌻❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
ብሓቂ ናተይ ሕቶ እያ ፀጉኡ የበዘሐልካ ስልጣነይ 💟💟
ደምርኒ ምቅርተይ
ኣሜን (((3))) ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና ሰልጠና ናይ ግልጋሎት ዘመንካ ይባረኽ
ቃል ህወት የስመዕና ኩቡር መምህርና 🥀
ሓንቲ ሕቶ አላትኒ ኩቡራተይ ክትሙሉሱለይ ደማ ተስፋ ይገብር ኩቡራተይ አሰላም ማንጨሎት ይሕፅቡ እየም ብካመይ ዝምሕር ሙካኑ አሚኖም ድዩ ብዓይነይ እየ ርአ ግን ኩሉ ግዜ ሕቶ ይፈጥረለይ እዩ ሞሉሱለይ ኩቡራተይ 🥀✝️😘
እዚ ብኣብዛሓ ኣብ ገጠር እዩ ዝረአ እሱ ካኣ ኣንሕና ኬድና ተሓፂብና ክንሓዊ ከለና ንሶም ውን ከምኡ ይገብሩ
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓና ኩቡር መምህር ስልጣን ሓዉና ፀግኡን በረከቱን ናይ ልኡል እግዚኣብሄር ምስ ኩላህና ደቂ ተዋህዶ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
ሰልጠነ ኣምላክ ይባርካ ሰለ ህዝብና ሰላም ክወዶ ንማህለል ንስሃ ንእቶ በል በጃ ተዛረቡ ኣምላክ ሰለም ክገብረና
ናይ ዳዊት ሓዉና ጽብቅ ሕቶ ሓቲቱ ዘይንፈልጦ ክንፈልጦ ገይሩና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣነይ ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን አሜን አሜን
@@FRETUBE-oz4pm እምቢ
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa መን ጠቅኪ ናዓኺ ንሰላም እየኮ ጠይቀ ነገር ፍለጋ
@@FRETUBE-oz4pm ክክክክክክ ፈሊጠ እየ እምበር ቀደም ዝገበርኩኪ እየ መዓረይ
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa ኣደንጊፅክኒኮ ታይ ኮይና እይለ እና እሺ ሑቡይ
Entay feliteki..welhanti aymeleslkumne zelo eza zeblo zelo kabey amxiu eyu zezareb zeleo astewelu..kab kal hiwete yesalna teblu astewelu kale amlake anbebu mesakin hezbi...behaki merahtkume yetfekume alewu..mewedata gezie mes mexete seltene mexeyu deyu kedhnekume..anbebu ketfeltu
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምካ ዮብዘሐዮ ክቡር ሓውና ሰልጣን ፀጉኡ የብዛሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ📚✝️
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና ክቡር ሓውና ✝️
ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ከምዚ ጌርካ ቃለ እግዝኣብሔር ትምህረና ዘለኻ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ሓወይ ስልጣን እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ የብዘሐልካ
እግዚኣብሄር ኣምላክ ዩ ምዝገን ቃል ሂወት ያስምዓልና ኩቡር ሓወይ ቶውሃዶ ንዘልኣለም ትንበር በረከት ናይ ቀድስተ ቁዱሳን ደንግል ማርያም ምስ ኩላትና ዩኩን ቡሩካተይ
መምህረይ እንኳዕ ደሓን መጻእካ ጸግኡ የብዘሐልካ
Edmen tenan yhabka. Sltan hawey xegu yebzhlka amlak. Dawit wn n kulu zmlket hto sle zhatetka kexlo
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህረይ ካብ ኩላትና ንስካ ክትነበር ኣለካ መታን ኩሉ ሰብ ክድሕንን ክማሃርን
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ንሕናም ዝሰማዕነዮ ኣብ ፅላት ልቦናና የሕድረልና አሜን
ቃለ ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባረክ
እግዚአብሔር ይመሰገን ክቡረ ሓወና መምህርና እንቋዕ ብሰላም መፃኣካ ዝፍተወካ ዝክበርካ ፍቅራና ኣምልክ ዮብዛሓና ❤🙏
እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓወይ
እንኳዕ ዳሓን መፃካ ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላኸና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባርኽ 👏⛪🎆💕
ቃል ሂውት የስምዐልና መምህርና ካብክም ብዝሕ አና ንማሃር ዘለና አግዚአብሔር አምለክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብክም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰማዕልና
ክብር ሓወና እግዚአብሔር ይሃበለና
አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና
እንኩዓ ብሰላም መፃእካ መምህረይ ቃለሂወት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏🙏
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህረና ቃለ ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓወይ 👏👏👏👏👏👏
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይዘት ያሰመዐልና❤❤❤
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህር ስልጣን ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ዳዊት ሓውና ብጣዕም ፅቡቕ ገይሩ እዩ ዘዋርዶምሎ ።
ባሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክብርመምህረይ ሰልጣን ኣብ ሰደት ኮይነ ካባካ ብዝሕ ት/ቲ ይማሃር ኣለኹ ናዓኻ ዝሃበኒ እግዚኣብሔር ይመሰገን ሰልጣነይ ኣብህይወትካሙሉእ ደሰታን ራህዋን ቅሰሳነት ይኹነልካ ::ዝፈትወካን ዘኽብረካ ::
ቃል ሂውት የስምልና ክብር ሓወና ብዕደመን ብጥዕናን የንብርካ አግዚአብሔር አምለክ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኢግዚአብሔር ይመሰገን ክብር ሓወና ሰልጣነ ከሰተ ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዕልና መምህርና አገልጋልት ዘመንካ ይባሪከሊኻ ኢግዘአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ አምላክ ሰልጣን ሓወና 📚📚📚📖📖📖⛪⛪⛪🙏🙏🙏🌻🌻🌻💐💐💐
ቃል ህይወት የስማዓልና ኩቡራት የሕዋተይ ስልጣንን ዳዊትን
ቃለሂወት የስመዓልና ስልጣነይ አምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ መምህረይ ዳዊት ሓውና ውን ንመንእሰያት ዘነቃቅሕ ንፉዕ መንእሰይ እዩ አምላክ ጸግኡ የብዛሓሉ በዓል እዚኦም ብዙሕ ተከታታሊ ስለዘለዎም በቲ መናፍቃን ዝሰርሕዎ ዘለው ድራማ ብምቅላዕ ብዙሓት መንእሰያት ከድሕኑ እቲ ብዘይፍላጥ ዝከድዎ ዝነበሩ ጌጋ መንገዲ ንክነቅሑ ክሕግዞም ይክእል እዩ ንኩላትና ማለተይ እየ ስለዚ ጠንኪሩ ንክቅጽሎ ናትና ምትብባዕ የድልዮ እዩ
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርኽልካ ስልታን ሓዊና
Qalhiwet yesmealna kbur hawna, zemen agelglotka ybarek.
ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓዉና ኩርዓትና ኢካ ንስኳ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብዚሑ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለፀልካ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም መምህርና፡ እመ ብርሃን ትኹን ጽላልኩም ።
ስልጣነይ ዕደመን ጥዕናን ይሃበልና ፀጋ ኣብ ልዕሊይ ፀጋ የዓደልካ ጥበብ ወሲኩ ይግለፅልካ
ትክለኛ ኦርተደክስ ተዋህዶ ንስካ ኢካ
ናይ ክርስቶስ ወታደር 🙏🙏🙏🙏🥰✅
እግዚአብሔር ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ ኩብሩ መምህርናእንኳዕ ዳሕን መፃእካ
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን እንኳዕ ብሰላም መፃኣካ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓወና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
ቃለ ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ኩሉ ንዋያተ ቅዱሳን ዝብሃሉ ቤተ መቅስ ኣትዮም ጾሎት ምስ ተገበረሎም ቅዱስ ቅብኢ ምስ ተቀብአ እዩ ስለዚ መናፍቃን ክፈልጡ ዘይኮነ ዝሓቱ ምስ ኦርቶዶኩስ ዓቢ ጽልኢ ስለ ዘለዎም እዩ። ስለዚ የሕዋተይ ብሃይማኖትና ጸኒዕና ክነብር እግዚአብሔር ይደገማል ፈና። ስልጣን ሓወይ ከኣ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመንካ ይባረክ ኣጆካ በርትዕ
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ሰልጣን ሓወይ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ
እንቃዕ ደሓን መጻኻ መ/ም ስልጣን ሓውና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና መምህረይ ማዓረይ ብሓቂ ተመሰገን ብዝሕ ኢና ተማሃሮና ካብካ ጸጉኡ የብዘሐልኪ ዝፈትወካ ሰልጣነይ ❤️❤️❤️❤️❤️
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ኣምላክ ክቡር ሓውና መምህር ስልጣኑ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን ፫
ስላ ኩሉ ነገር ምስጋና ይብፀሐዮ ንእግዚአብሔር ኣምላክ ኣርተደኩስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትኽበር ትመስገን
ብሓቂ ቃለህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና ስልጣነይ❤❤
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓዉና
እንካዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን ሓዉና
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ🥰
ክብር ይኩን ንስላሴ፪
ይኽበር ይመስገን አምላኬ ሙሴ
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ስልጣነይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር ያኽብረልና አሜን ፫🤲♥️🥰
በሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና ክቡር መምህር ፀጉኡ የብዝሐልካ🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ፀገመኡ የብዘሔልካ ዳውተይ እውን ጎበዝ
አንኻዕ ብሰላም መጻካ ኩቡር ሃውና ቃል ሂወት የስማልና❤❤❤
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርይ
እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ፈጣሪ ክቡር ሓውና
ቃል ህይወት የስመዐልና ዳዊት ሓውና ውን ቃፅሎ ብጣዕም ደስ ዝብል ሕቶ ደስ ዝብል መልስ ፀግኡ በረከቱ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaalna
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣን ሓወና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና
ደምርኒ ጋል ዓደይ
ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ
ናይ መናፍቅ ሓንቲ ቃል ላወስካ ብናቶም ፐች ምንጋር እንበር ርእሲ ሒዝካ ምንጋር ብጣዕሚ እዩ ዘፍረሖም
እግዚአብሄር ኣምላክ ይመስገን ዝናፍቀካ ዝክብረካ ክብርሓወይ እንኳዕ ብስላም መፅእካ አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሄር ኣምላክ ናይ እግልግሎት ዘመንካ ይባርክ ብሓቂ ደስዝብልትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ😍😍😍ንሕናእውን ሰምዕና ኣትግበርቲ ይግበረና እግዚአብሄር ኣምላክ
እንኻዕ ደሓን መፃእካ ክብር መምህርና
አሜን ቃል ሂወት የስመዕልካ ክቡር መምህረይ💞💞💞💟💟💟😘
ስላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለ ህወይት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልካ እግዚእብሔር አምላክና ☘️👏☘️👏☘️👏☘️
እግዝኣብሄር ይመስገን ኽብር መምህርና እንኳዕ ብሰላም መፃኻ 🥰🥰🥰❤️❤️🍃🍃🍃ፀጋ ዲበ ፀጋ ይዓድልካ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ስልጣነይ እመብርሃን ትሓግዝካ 🌹❤️🥰🥰🍃🍃❤️💐
እግዚአብሔር አምላኽ ይመስገን ኩቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዐልና ✝️
Amennn
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሥልጣን ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ ቃል ኅይወት ያስመዐልና ጸጉኡ በረከቱ ያብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫
amen kale hiwt yesmaana kubur memhrey 💓🙏🙏🙏💓
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
አምላኬ ይመሰገን ሰለጣን ሓወይ✝️✝️✝️💙
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስልጣን ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ባሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ
እግዚኣብሄር በረከቱ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ
ብዙሕ ሰብ ከተድሕኑ ኢኩም ኩቡር ሓወይ በዚ ዳዊት ሓውና ዘውጽኦ ዘሎ ጉድ ሓሳብ ፈጢርሎም እቲ ሓቀኛ ኣየናይ ምኻኑ ክፈልጥ ጀሚሩ ኣሎ እሞ እሕዋትኩም ኣድሕኑ ኣጆኩም ንዳዊት ሓውና ከኣ ኣተባብዕዎ ከይፈርሕ ከየቆርጾ ኣጆካ በልዎ ኣብ ስደት መጽዩ መንእሰይ እምነት እምበር ፍልጠት ዘይብልና ስለ ዘለና ንኸይንጠፍእ ተጋደሉልና ኣሕዋተይ ከምቲ ጎይታናን ኣምላኽና እየሱስ ክርስቶስ ስሌና ዝሞታ ንስኹም ከኣ ስሌና ስለ ኣሕዋትኩም ተጋደሉ ንሓውኻ ወይ ንብጻይካ ከም ነብስካ ኣፍቅሮ ዝበልና ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ምን ዓይነት ኣሰተዋይ ልብ ነዉ ያለህ ቃለህይወት ያሰመዐልና ብሓቂ
ቃል ህይወት የስማልን አሜን አሜን አሜን💒💒💒💐💐💐💐🌺🌺🌺
ኣስይ ተመስገን ኣምላኬ ባሓቂ ቃልሂዉቱ ይስሙዕሉና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏🌿🌿🌿
Ney bhaki kale hiwet yesmalna kubur hawne sultan xegue yebzhalka Egzabher Amlak
እንካዕ ብሰላምኩቡር መምህርይ ቃለ ሂወት የስመዕልና ❤❤
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
እግዚአብሄር አምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ዝተማሃሪናዮ አብፅላት ልብና የሕደረልና አምላክ አሜን አሜን አሜን
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓወይ ብጣዕሚ መሃሪ ዝኮነ ትምህርቲ ዩ ቀጽሎ ከምቲ ልቢ ሊዲያ ዝከፈታ ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና
ቃል ሂውተ ይሰመጰለን መምህረ ሰለጣን እግዚአበሔረ መሰተውጰለ ይጵደለን
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ክቡር መምህርና😍 መስተውዐሊ ዓይኒ ልቦና ይዓድለኒ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም😥🙏
መምህረይ ዕንቂ ተዋህዶና 😘
ቃለሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ! ዳዊት ብጣዕሚ ብሱል ወዱ እዩ ተከታተልዎ ምክንያቱ በቲ ሒዝዎ ዘሎ መንገዲ ንብዙሓት መንእሰያት ክመልሶም ይክእል ዩ! ነዞም መናፍቃን ናይ ብሓቂ ዩ ሺበራ የእቲሎም ቀንዩ ተናዊጾም ዮም ቀንዮም ስለዚ ምትብባዕ የድልዮ ዩ! ስልጠነ ሓወይ ባካ ውን ብጣዕሚ ኢና ንኮርዕ ኣጆኩም እግዚኣብሄር ምሳኩም ይኩን ኦርቶዶክ ተዋህዶ ንዘላለም ትበረክ!!!
ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና
እንኻዕ ብሰላም መፃካ መምህረይ ስልጣን ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባረክን ይቀደስን ብሓቂ ዘሰተወዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና
እንኻዕ ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም ክን ንሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ፆሎቱን ተራዳእነቱን በረከቱን ምስ ኩልና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን አሜን
እግዛብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና ሠልጣን ቃለ ሂወት የስምዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ እግዛብሔር ኣምላክ ኣብ ትሕቲ እግዛብሔር ኬንካ ንኩሉ ብዘይ ኣፈላላይ ድኩም ሰነፍን ከይበልካ ናይ ስደት ወላዲ ኬንካ ስለ ተበረታትዐናን ኣጀኩም ትብለና ሰለ ሃይማኖትካ ትቃወም መምህርና እግዛብሔር ናይ ኣገልግሎትካ ይባርከልካ ዓስብካ እምበር ናትና ናይ ድክማት ኣሕዋትካ ምንም ትረክቦ የብልካን እሞ እመ ብርሃን ወሲካ ጥበብን ምስትውዓልን ትዓድልካ ዘሓወይ ኣጀካ ደዊት ሓውና ደሞ በርትዕ መርኣያ ናያ ዘመንና መንእሰይ ክትኮን እመ ኣምላክ ትርዳእካ ዘሓወይ
ኣነ ልዓርሰይ ንባዕለይ ጠጠው ኢለ ትምህርቲ ክሰምዕ ወይ ክሰግድን ክፅልን በፍፅም ኣይክእሌን እየ ጨኒቁኒ ኣሎ ዋላ ኣብ እሻክ ተፀኒሐ እንካን ኣብኣ ይድቅስ ታ ት/ቲ ምስ ተወደአት ድማ ወድያው ይትስእ 💔🥺 ኣምላክ ዳኣ ቀልጢፍ ብሰላም ናብዓደይ ከይደ ተተባሪከን ቤተ ክ/ን ከይደ ተሓውየ (ተሲዒረዬ እንበር) ኣብዚስ ተሸኒፈ እየ ዘለኩ ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ተኪኢልኩን ኣብ ፀለትኩም ዘክሩን ክቡራት ኣሓተይ 😭 ፍረ እየ ካብ ስደት ዓዲ ዓረብ 💔🥺
Ajoki xelot kudusan❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኩቡር መምህርና
ቃለ ሂወት የስምኣልና መምህር ሰልጠነ ሓዉና
እንቋዕ ዳሓን መጻካ ሥልጣን ሓወይ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ መምኅረይ👏🥰
እግዚኣብሄር ይመስገን ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ቃል ህይወት የስመዐልና
ስላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚአብሔር አምላኽ
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላኽ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወትየስምዐልና🙏🙏🙏