Breaking ሓድሽ ቃለምሕተት ፕ/ኢሰያስ june 11 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 26 ก.ย. 2024
- #eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews#
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your TH-cam channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.
አብሽር አብሽር ጅግና አቦናን መራሂናን ክቡር ፕሬዘዳንት ኢሳያስ አፈወርቂ ከማካ ቢልዮን ይወለድ ዓወት ንሃፋሸ ዘልዓለማዊ ዝክሪ ንስዋአትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷ባንዴራና ንዘልዓለም።
ኣነ ዝገርመኒ እሰያስ ብዛዕባ ኣፍሪቃ ይሓስብ ተጋሩ ብዛዕባ ትግራይ ጸባብ ርእሲ ይዛረቡ
ካብ ፖለቲካ ወጺእካ ክትሪኦ ኮለኻ ኣዘራርባ ኣተናትና ኣወዳድቃ ቃላት 💯 🎉 በርቂ እዩ ጎረበታችን ከኣ ይዓፍሩ ብኮፎም ይሓልሙ
ኣሰይ ስም ንህቢ ንበረልና ወዲ ኣፈወርቂ ኣምበሳ ጎብለል ኣፍሪቃ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ኣፎም ጅግና ንበር ክበር ንዘልኣለም ኣቦ ሰውራን መንግስትን ኤርትራ ❤❤❤❤❤
🇪🇷💪🇪🇷👍🇪🇷👌🇪🇷💖🇪🇷💯💯🤝
Hmum seb
መራሒ ኣፍሪቃ ቤት ትምህርቲ ዓጉምበሳ ካብ እግሪ ገረብ ናብ ዳስ ምስግጋር ምኳኑ እዩ
3Milion hizbi 1000 gemagim bahri 2wedebat hizka hizbi eritrea axnitka bzaeba africa yihasb aleku elka nihzbi mitlal eyu nhzbika hiseb
ኣቱም ሰባት ሲፍታ ሲፍታ አዩ ሃዱስ ነገር የለን 💙💙💙💙
❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤
Esu king 👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Barya🕷️👈
Yes nay eseyas barya ye demtehalet Qumal
Hazlkayo zur barya
Thank you KB🎉
እዋይ ዓደይ ከይመትኪ መትኪ፡ ኣነ እታ ቀንዲ ነገር ተጉህየኒ ነቶም ቁኑዓት መማህራን ህዝቢ ኣምላክ ዝሃበና ኣብዛ ምድሪ ክሳብ ዘለና ፡እንተዳኣ ብቅኑዕ ልቢ ከይዶም ፡ ጸልዮምን ረጊሞምን ከብጽሑ ዝክእሉ ካህናትን ዲያቆናትን ናብቲ ናቱ ኩፉእ ሐሳባት ኣእትዩ ካብቲ መንገዲ ናይ ኣምላክ ኣዛናቢሉ ኣብቲ ናቱ እከይ ሐሳብ ኣዛናቢሉዎም ከምዘሎ ኩሉ ዝፈልጦ ሐቂዩ፡ ስለዚ በዚ እየ ድማ ነቶም ዝተረፉ ውሑዳት ህዝቢ ለኪምዎም ከይጠፍእ ዝፈርሕ መክንያቱ ኣምላክ ይሪኢ እዩ እጺኩሉ ኣምንታይ ክውዳእ እዩ እናበልኩ ይፈርሕ ፡እዚ ብደም ቁኑዓት ኣእዳው ጠልቅዩ ዘሎ ጋኒን ሃገርናን ህዝብናን ከይልክም ኣመና ንፈርሕ ፡መክንያቱ ኣምላክ ንኩሉ ስለዝሪኢ ኣብቲ መወዳእታ ኣብ ኢድ ኣምላክ እንተኣትዩ እዚ ጋኒን ከቢድዩ ቡኡ መጠን ነታ ብረክቲ ሃገርን ህዝብን ከይልክመልና ንፈርሕ፡
Anta Eritrea kh Abbey ala bejakh ba naye hezbkha hseb
Wereja maedo ebud kelbi keribka eika wedi tekalit😭😭😭😭😭
Deki mergem, akilkum kitragemu adetatkum atenkulen eyen welidenakum hakey, hmak nay hzbi Eritrea 🇪🇷 mzrab yhakyekum eyu hakey, Tigray 😢bhang b amexn kitletn timetn tihmes zela dia Eritrea 🇪🇷 emo kia ab alem lekah kone rediat nayzkone hager zeybla srnay nay USA dabelaekum kem buda zeguriakum zelo, hanti kal mergem ablieli ezi jgna abona tederbikum Egziabher mieti exfi geru n tigrawot ab tigray kikezfekum eyu. Denakur menfesawnet tihtinan knue hadabn gdan zeytmiharu, tigray neberet kemtkewn I am really sure for future, but Eritrea 🇪🇷 eta zhaftemet riesa kiela bdeka dademeket tkeyd zela hager bmukana deka biea hbunatn kuruatn ena.😊
Kubur Mengsti Eritrea alm zedenke
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 👍 👍 👍 👍
ብኢኮኖሚ እዳዓበየት ትከይድ ዘላ ሃገር ዝመርሕ ኣይመስልን ኣዘራርብብኡ
Esu bizey selamta jemiru wediiwa ❤❤❤ nay africa Trump
❤❤❤❤❤❤❤❤
Esu jigna
gigna niber zelealem
TRHAS FSHATION ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
The king wedi afe long live my king 🤴 👑 🤴🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
😂barya🕷️
@@ሻሎምተዋህዶ
ባርያ ህዝብኻን መንግስትኻን ሐላል ክብርንዪ :::::አይኹንስ ባርያ ሕወሐት መሕፈር እምበር
KB ኣብ ቀጻሊ ናይዚ ከይተቅርበልና ህኮት
ንስኻ ኣይትቕረብ ናብዚ ድሁል 😜
@@Habesha-1942 kkkkkkkkkkk
መርሓባ እማሳደር ንበረልና ወድ ኤረይ
Ezi wirdetegna wedi medhin berad kab meas kale mehtit geru yfelit
Ajaw aregit
Smi selatu
❤❤❤❤150
ዕቡድ ከልቢ ዛዕባ ኤርትራ ዘይትገብር ዓለማት ከም መራሒ ዘይፈልጣኻ ስቅ ኢልካ ኮለል ትብል ክሽነ ክተማሓድር ኣይትኽእልን ንስኻ ግደፍ ኣፍሪቃ ድርበይ
ዕቡድ ከልቢ ጀሚሩ ብዛዕባ ዙሑል ኩናት ከህተፈትፍ። ኣፍሪቓ ንዓኹም ሒዛ ናበይ ክትስጉም ትኽእል። ዓጀውጆው።
ኢሰያስ ዕደ ሃገራት ገንዘብ ይወሃባ ንስካ ብዛዕባ ዙሑል ኩናት ራሻ፡ቻይና፡ ክትብል ህዝበይ ባዶ ገርካዮ
እዝጊ ኣዛረበካ
ለማኒ
Enqa lementi nay America USAID aykona!! Everything else kes eilika emexi
ቡኹፋኡ ዒረብ ተካል ዘሪኢ
Aye President ሃጠዉቀጠዉ…the guy asked him straight forward question….what was it like or what he talked about with the President of Korea and President ሃጠዉቀጠዉ went on rumbling about irrelevant stuff nether here nor there….ውርደት ይባሃልዚ!
Mon présent passant irremplaçable, que Dieu vous accorde longue vie et bonne santé, héros de la Corne de l'Afrique
Mnia kolel zigerm eu,,,,, nay Eritrea gedifka nay Africa zeraba
So sad hope he will at least create administration that can be transferred to others,,,,,,,
Ethiopia nmdhan kontu zitefiu menieseyat sdrabetom yixbeyuka alewu deken sienen asakika aytiktelen mesta akewo
ባዕሉ ድዩ ጺሒፉ ሂብካ ጋዝጠኛ
Not change 34 Years 😢😢😢
U STILL HOPE FOR CHANGE WHEN HIS ALIVE 😂
ኬይሰማካ ሲክ ይሃይሽ ቢዘይናቱ gemiru ሲሊዚዊዴኦ
Ata eza sebeay da wegia endya😂😂abzi 2024 ktkrb eya fulut eyu, esu goyta hatiyat 😈
Wedi afewerki 💪💪💪
Barya 🕷️😅
ዕድለኛ ሰብ ከይሰርሐ ዝነገሰ እሰያስ ርእሲ ኩባያ ናይ አፍሪቃ አይኮነን ናይታ መፍረ ስደተኛ ዝኾነት ሃገርካ ግበር በርኔንተ ዕቡድ ከልቢ
ሓራይ ገበርካዮ ዶኣ ነዚ ረሳሓ ጠላም ህዝቢ ኣበይ እሞ ፈጣሪ ዕጽፊ ዕድመ ዘይ ህበኻ ጽብቅ ጊርኻ ክም ዳይናሶሮ ክተጽንቶ ናይ ኣፍሪቃ መራሒ ድዩ ወላ ናይ ኤርትራ ኮ ገሪምና😢😢😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Ata kidim
Mo entay kemzbl zelo smayo mejemerya donkoro wela hade neger keysemaka nab mergemin xerfin tgoyi adgi eka behaki😭
😂😂😂😂
ሰብኣይ ኢሱ ኣብጥረግ ❤ኮለል ጥራሕ ኣብሎ ነዚ ድሁል ህዝቢ 😮ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🎉ብጻይ ኮለሉ 😅
😂😂😂😂
ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤ፈጣሪ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷1️⃣🇪🇷9️⃣❤️6️⃣🌹2️⃣💯
Barya 🕷️👈😂
@@ሻሎምተዋህዶ
ኣይተጋገካን ኣነ ባሪያ ሃገረይ ኢየ
ንስካ ግን ባሪያ ሕዋሓት ኢካ 😢
እንታይ ዕቡድ ከልቢ ዳኣ ጋኒን& ተመን ኣጻምእ እንበር እዚ ዳኣ፡ ሐሳዊ ዓመት ዓመት ትሕሱ እዋይ !! ኣንታ ከም ስብካ ሐደ ማዓልቲ ሞት ምስመጻትካስ ናይ 30 ዓመት እከይ ተግባራትካስ ኣብ ታሪክ ይጻሐፍ ምህላውስ ይርዶኦ ዶ ይከውን? እዋይ ጋኒን
ኤሰያስ ክቻ ሓይካ ትኸሎዶ አው ክባሃል ይካልዩ ቅጫ ስግም ቅጫ ስራንይ ድዩ ኣምንታይ ዘበስለ ኣፍርኖ ክንብል ከልና ፍርኖ ናይኤቶን በምንታይ ማይ ሰትልውሰዩ ማይ ሳሃ ውዘተ
Mad dog ሕልሚ ጎብለል ኣፍሪቃ ንምዃን ዝፈሸሎ ሕሱር ሽፍታ ኣረጊት።
😂😂😂😂😂😂😂😂
Mexe king xere kedat
Ane kab 2010 semiaka kulen hasabatka kemzelewa lewa bejaka kbret seb yhaluka tom swuat c kihdkayom endika senef
Wedi afe heji amet hagerna hezbina negber zedefrena yelen
ብዛዕባ ዓለማዊ ቀጽሪ ክቅይር ይቃለስ ኣለኹ ዝብል ንምትላል ኢዩ እንበር ካብ ወዲ ኣንድነት ዕላምኡ ኣንድነት ሙኻኑ ርዱእ ኢዩ ምስላጥ ኢዩ ኣቢዎ እዚ ዕቡድ ከልቢ። ኣቡኡን ሓዎቡኡን ሰሊጥዎም ኔሩ ኣንድነት ምስ ሃይለስላሴ ቃልሲ ኤርትራ ስለዝጀመረ ግን ነዚ ዲያብሎስ ሰዲዶሞ ናብ ቃልሲ ምስጢራዊት ሰልፊ ጌሩ ቃልሲ ተቖጻጺሩ። ነቲ ቃልሲ ሻዕብያ ውን ኣዳናጊይዎ ኢዩ ኣብ 70ታት ምዝላቅ ኢሉ 3 ከተማታት ምስተረፋና ጽቡቅ ነገር ግን ዕድል ኣይረኸበን ኣቢ ከኣ ጠሊምዎ ይህውትት ኣሎ ሕጂ
kB bekmy nezi video tetekimlu?????????????.
ነዴኻ ሕተታ 😜
Yarege gimel yemeslal...kkkkkkaya
Arogit gimel...kkkkk
ኣታ ኖ በሎ ናይዚ ኣረጊት ክልቢ ኣብ ስርኡ ዝሸይን ኢንተርቪው ኣይትስደድ
anta resha gohaf agme suqbel
Ab sireka shenka ab Adi sidet hatsabi biyati kemtikewin geruka alo
አታ ዘይትገድፉና ኣረቂ ቀርበሉ ክላውን
ተበተክ ኣድጊ
Entay ajowujow texelilu eyu hijs
ታይ ዝበለ ዕድል ዩ ንጹሉል ህዝቢ ጹሉል መራሓ ፈጢሩሉ ፐው 3 ሚልዮን ዘየማሕደረስ ብ ዛዕባ ኣፍሪቃ ዝብኢ
ዓለማዊ ኩናት 😢😢😢
ኣየ ተስፋኣለም 😂😂መዋእልካ ክንገብር ኔሩና ክትብል ግዜ ኣርኪባ 😃ተለኺታ ሎምስ ምዝራብ ስኢና ።
ኩሉ ግዜ ዓጀውጀው ንቶም ደገፍቲ ምሳሕ ይኮኖም ካብ ጋኒን ዝመጽእ ቁሙነገር የለን 0+0፡0
It was worth wasting time listing same shit.
Wedi afom jigena ❤❤❤❤❤
Gethka kefitka tezareb
King of king
ኢሰያስ ማፍያ ምዓስ ኢካ ትናሳሕ ? ? ?
ኢሰያስ ምዓስ ኢካ ሓሶት ትገድፎ ? ? ?
ኢሰያስ ምዓስ ኢካ ተመስገን ትብል ? ? ?
ኢሰያስ ምዓስ ኢካ መንእሰይ ከለካ ዘሕለፍካዮ ህወት ትዝክር ? ? ?
ኢስይአስ- ስጋብ - ትመውት - አይትናስሕን ኢካ ። ሓንቲ ዘይትዝክራ ከዘክረካ * ሰብ ዝዘሮኦ ኢዩ ዝዓፅድ *። ኢዝአ አላ ዘይትፈልጣ ወይ ዘይትዝክራ ። ይሕፀር - ይንዋሕ " ዝዘራእካዮ - ክትዓፅድ " ኢካ ።
ሓንቲ ጥቅሲ ክነግረካ ፣ ካብ ሑሙም መራሒ መንግስቲ/ ፕረዝደንቲ ፣ ሙሉእ ጥዕና ዘለዎ ለማናይ ይበልፅ ። ካብ ናትካ ህወት ናይ ዝኮነ ኤርትራዊ ፣ ህወት ብሰላም ዝድቅስ / ብኩሉ ሰብ ፍቱው / ሙሉእ ጥዕና ዘለዎ / ዘይሕሱ ,ዘይሰርቅ , ዘይቀንእ " ኡሙን " ኤርትራዊ 100%100 ይብለፅ ካብ ናትካ ህወት ።
ኢሞ - ንዓካ - ወስዱ - ፈጣሪ - ኩሉ - ዓለም - ይትዓረቀና ። ብድሕረካ ኩሉ ሰብ ናብ መኒነቱ ክምለስ ኢዩ ። ሰላም ,ፍቅሪ ,ራህዋ ናብ ኤርትራን ጎሮባብትናን ክአቱ ኢዩ ።
ከምቲ - ንስካ - ሓደ - ሩኩስ - ዘራከስካዮ ፣
ሓደ - ሓቀኛ - ፍትሓዊ - ሰብአዊ - መራሒ - ክነግሰና - ኢዩ ። ብርገድ ንሓመዱ ይዕወት ብሓይሊ ፈጣሪ ። ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምሳና ኢዩ ።
تقول تكره امريكا تزور حفيده امريكا
መጸ መጸ ኣቦይ ዓጀዋጆው 12.045 መዓልታት ገርካ ኣለካ ካብ ትመልክ ሓቲ ንሃገር ትረብሕ ከየምሎቃ ኣለካ ሸኪሩ ዱ ድመጽእ ዋላ ሽሻ እዮም ደስሕብዎ እእእእእእእእ ኽብል መሕፈር ዓጀውጆው
ዕቡድ ከልቢ😢😢😢😢
ተረፍ ቅንአትኩም ጸርፊ
Kela hataf! Mulu hiwetka k’thsid
ኣብየት ዓጀውጀው ናይ ሃገርካ ዘይ ገበርካ ለውጢ ናይ ዓለም ኣታ ድኻ😂😂😂😂
ኩነታት ዓለም ዘይትምልከት ተኾይንካ ህውሓት ኮንካ እኻ ትቐሪ ኣታ ኣብዲ
Wediafom king of Africa
Aregit
ምንያ ኮለል ዝኮነ ሰባይ ባዓጎስ,ብዛዓባ
ህዝብካ ዘይትዛረብ,
Política Kemey kem zserih zeyfelith seb hafu entezhz selam mrekebna nerna
isu goblel
ኣንበሳ ኣፍሪቃ ወዲ ኣፎም ክዳኻ ዘያኽሉስ ባኣኻ ይዋዓሉ ዓለም ዘፍ ኣቢልካያ ንበር ክበር።🫡🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🐪✊️🌟🌹🥀🌿🌹🥀🐪🥀
33 amet hasot zero hager hzkaya ariga ksab meas eka kthswena nska enteweridkalna eyu zhalfelna
ገለ ሰብ ቆሎ ጥጥቆ ዘረባ ሰሚዓ ዚ ናይ ኢሱ ኣይርድኦምን ዩ እምበር ዓቢ ኣርእስቲ ዩ ተዛሪቡ ሓሊፉ ዩ ዝጸንሓ ንዓለም
ፅምዶ ጥራይ ጎልጎል ተስፉ ዘቁርፅ ንካሜራ ጥራይ ድዩ መገሻታት ለውጢ ዘይብሉ!::
ዘይፈለትናዮ አስታላ ማሪዋና ድዮም ዝምግብዎ? ክንድዚ ሃለውለው ኣሎ ድዩ
አታ ዘይትቀትልዎ ክላውን::
መስልቾ 😂😂መቓን ጊዜ ዶ ገለ ዶ 30 ዓመት ሓሊፉ ትርጉም ዘይብሉ ።ገጽካ ይርሓቅ ጋሓፍ።
Entay u, zekewen zelo wedey 😢😢😢😢
Wayyy 😂😂😂😂
ፈጣሪ ደኣ ክወስደካ ይከውን ኣታ ርኩስ ፍጥረት
ኣሜን።
ኢሰያስ ድርባይ. ኮንቶ
Hiwteta u bejakum abidu alo 😢
ስዲ
Ayyyey Thxulul kolel
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹🌹🌹
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከምዚ ዝበለ ሃታፍ ምውዳቑ የሓዝን።ሓደ ውልቐመላኺ ዝሓነቖ ሃገር ክምዕብል ኣይተራአየን።ካብኩሉ ዘሕዝን ድማ አቶም ዋላ ዕዲ ሸይጠያ አንተበሎም ዘጣቕዑ ጉሓፍ።
ናይ ኤርትራ ክንዲ ዝዛረብ ናይ ክፍሊ ዓለም ኣፍሪቃ ናይ ኤርትራ ተዛረብ
Hataw ⚰️
ለዛዪ ኣረጊት ከልቢ😢😢😢
ኪድ ርሐቅ ዓጋመ ዋሒድ
Gena nkulatna kelezyena eyu 😂😂😂
ዉዱቅ ዝኮነ ስኣይ ዓለማዊ ክብል
ዜጋታቱ ከም ደቂ ዛግራ በትኑ ካብ ዓለም ፈልዩወምስ ደርጋግ😂
Hamed ble 😂
ጋዘጠኛ ካኣ ሕልኩስ ብዛዕባ ሃገር ደይትሃቶ ዋላ ከይትሓተኒ እዩ ኢልካ ኣቀዲሙ ሃተውተው ክድዚ 😅
ሂድ ውጣ ቦቢ ቀውስ ጥቅርሻ ውሻ
Dedeb
ኢሱ ዕደ ነፋሪት ገዲፋቶ ከይዳ ይበሃል ፡ ሓቂ ድዩ ?
Arogit gimel...kkkk66