መርዓ ኣብ ገጠር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 312

  • @ሰበይቲTdf143
    @ሰበይቲTdf143 2 วันที่ผ่านมา +12

    ኣታ ኣቃፂሎማ ነይሮም መርዓት😂😂😂 ባይዘወይ ርሑስ ጋማ ❤ደምሩኒ ባ ክድምረከምስ🥰

  • @Medi-k3d
    @Medi-k3d 2 วันที่ผ่านมา +11

    ሳሓቅለ 😂😂😂😂🎉❤ሞተ እየ ኣብ ሓንቲ ግልል ትግራይናስ ክንደይ ዓነት ባህሊ እዩ ዞሉ ዋይባዞዎይ ፁቡቅ እዩ

  • @GhGh-oz4tf
    @GhGh-oz4tf 2 วันที่ผ่านมา +6

    ወይ ላይ ናይ ዓዲና አነ ኦድዩ ደሰ ከብ ለካ❤❤❤❤❤

  • @rroshan6975
    @rroshan6975 2 วันที่ผ่านมา +7

    ተጋዳላይ ትዲኤፍ ይበልወኒርሑስ ጋማ ይግበረሎም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉አይ ናገጠርና ናፍቆት

  • @netsanettadele7528
    @netsanettadele7528 วันที่ผ่านมา +3

    ዋይ ፅሩይ ሓዚሉዋ ❤❤❤ ኩሉ ከምዚ መራኣያ መንእሰይ ትዲኢፍይ❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ተመርዐውቲ ለ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ዝባረከ ይባርከልኩም

  • @Beryeyey
    @Beryeyey 2 วันที่ผ่านมา +3

    ባህሎም ምቁንጃዩ ርሑስ ጋማ ይግበረሎም መንድኢ ኣይተደልን ከምዚኣሲ ፅብቅቲ ኣቤት ብዓድናማ ማዓረ500ሽሕ ይውድእለዋ

  • @ቻይናል
    @ቻይናል 2 วันที่ผ่านมา +4

    ብንደርታ ግይ ሽታለ ዑቡኒኣ እያ ትገብር እናዘረት ሽልማትለ ብፍቅዲ ማሓዙታ እየን ዝርከባ ዳሓር ዘነወለዲ ይምርቆኦ❤❤❤🎉ብዝኾነ ርሑስ ጋማ

  • @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ
    @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ብዝሎሚ ግዜ ዉን ከምዙይ ዓይነት ባህሊ አሎ ድዩ ደስ ክብል መርዓዊ ግን ተኮመር እልካ እዩ😁😁😁

  • @Medi-k3d
    @Medi-k3d 2 วันที่ผ่านมา +4

    መርዓ ኣብርሃን ሳራን ይግበረልኩም ምቁራተይ ❤❤❤❤❤🎉

  • @haditube3
    @haditube3 2 วันที่ผ่านมา +2

    ወይለይ ዙናቀደም ባህሊባ ኒኦዩ ኣሰይይ ደስ ክብል🥰🥰🥰

  • @ሰላምምስኩሉ-ዸ9ጀ
    @ሰላምምስኩሉ-ዸ9ጀ 2 วันที่ผ่านมา +5

    ውይ ታትግራይና ክንደይ ሓረካት እዩባ ኒሀዋ ቡዙኮነ ሩሑስ ጋማ ሓዳሮም ይባርክ

  • @Sara-b4g3p
    @Sara-b4g3p 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስዸመር መርዓ ስብኣይ ይኡ ድሰርሕ ፀብሕ

  • @Lelti_You_Tube_chanel_21
    @Lelti_You_Tube_chanel_21 วันที่ผ่านมา +1

    ርሑስ ጋማ ሓዳር ኣብርሃምን ሳራን ይግበረሎም❤❤ ኣብ እንደርታስ ዓርኪ እያ ሽልማት እትቅበል ሽታውን ዓርኪ እያ ትገብር❤🎉

  • @Tradeforall-b1j
    @Tradeforall-b1j 2 วันที่ผ่านมา +2

    Nice program form Eritrea

  • @Satgs-m3y
    @Satgs-m3y 2 วันที่ผ่านมา +3

    ማርያምን ደስ ክብል❤❤❤❤

  • @asemaaasemaa297
    @asemaaasemaa297 2 วันที่ผ่านมา +3

    አረ ቀፅል ሓወይ💕💕👍👍

  • @00-2du3zu6d
    @00-2du3zu6d วันที่ผ่านมา +1

    ብሽረና ኣሰውእት እዮም ዝሰርሕዎ❤🎉

  • @TgLove-si4wl
    @TgLove-si4wl วันที่ผ่านมา

    ክክክክክ😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉

  • @fwefxad815
    @fwefxad815 2 วันที่ผ่านมา +1

    ናመረዓዊ ነገር ግን😮😮ዝሮ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج วันที่ผ่านมา +3

    ባህልና ጥዑም❤

  • @MagggMafgh
    @MagggMafgh 2 วันที่ผ่านมา +4

    አየ ዓሪክ ኹሉ ዘጥዕመሉ ይመችኹም ሓዳሪኹም ይባረክ ትግራይና ንዘልአለም ትዓምብበልና ሰላማ ያብዘሐልና ዝጎደለውን መሪዓዊ ምሸት ክመልኦ እዩ በልወን😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤

  • @MaMa-el7jq
    @MaMa-el7jq 2 วันที่ผ่านมา +4

    ብዙ ሐዚ ከምዚይ ኣሎ ድዩ😮ገራሚ😮 ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤ልድሕሪት መሊስኩም ብዙሕ ኣዘኪርኩምና❤መርዓዊ ግን ኩርዕ በል ድዮም ኢለምዎ ኮይኖም😅❤😅

    • @TsadiFikrrr
      @TsadiFikrrr วันที่ผ่านมา +2

      😂😂😂😂😂 ደምረኒ

  • @MebrhitTesfamariam-e2w
    @MebrhitTesfamariam-e2w วันที่ผ่านมา +1

    Wow, ❤❤❤❤des behali, getushey Natka brhan ewn yeriena fetari, ajeka zhawey,Iwill prey to god,to Won atshort time, ❤❤❤❤

  • @ደሰ
    @ደሰ 2 วันที่ผ่านมา +6

    ዋይ ጉድ ታማ መርዓዊ ሙድ ሒዝ😂😂😂😂

  • @brigaltigray-q8b
    @brigaltigray-q8b 2 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውው ደስ ክብል ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ❤❤ናይኻ ቃሪኒ

  • @Alam2024Apologie0
    @Alam2024Apologie0 วันที่ผ่านมา +2

    ባህሊ ማለት ኣብዙይ ኣሎ
    ደስ ክብል ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @عالحا-ت5م
    @عالحا-ت5م วันที่ผ่านมา

    ኣበይ ዓዲ እዩ ንምርዕውት ውን ርሕስ ጋማ ይግብረለም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @gullala4624
    @gullala4624 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂🎉አታ ተሸኪመዉዋ ወለከይ 😂😂😂😂😂🎉🎉🎉

  • @شمسهأبرهات
    @شمسهأبرهات วันที่ผ่านมา +2

    አሰይ ሩሑሰ ጋማ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @JdJh-s8g
    @JdJh-s8g วันที่ผ่านมา +3

    ዋይ ሞይተ እየ ሳሓቅ ከመይከመይ እንዮ ዝነገር😂😂😂😂😂

  • @HaonHaon-z2r
    @HaonHaon-z2r 2 วันที่ผ่านมา +1

    እታ ዳኣ ዚከረየ ዝመሲል መራዓዊ🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galtigrayoh7zq
    @galtigrayoh7zq 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አዋይ ዝባህልና በብከባቢኡ ደስ በሃሊ ኣበይ ከባቢ አዩ በጃኹም መርዓዊ ግን 😂😂😂😂❤️

    • @Birhanshow
      @Birhanshow  5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Tenben

  • @SalamSalam-ih6tq
    @SalamSalam-ih6tq วันที่ผ่านมา +2

    አታ አቃጺሎምዋ ነይሮም😅😅😂
    ሩሑስ ጋማ❤❤❤❤

  • @SanchezTeklay
    @SanchezTeklay 2 วันที่ผ่านมา +2

    እንዴ ብዚ ዘመን ከምዚዓይነት ባህሊ ኣሎ ዲዩ ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ይብል ሩሑስ ጋማ ይግበረሎም

    • @trhasgerye9257
      @trhasgerye9257 2 วันที่ผ่านมา

      Key geremeni ayterefen

  • @SmerahMhamd
    @SmerahMhamd 2 วันที่ผ่านมา +2

    ወይለከ መርዓዊ ክደፍር ሰጥ ንታሕቲ ምርኣይ ዘይፈትዉ ብዝኮነ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም

    • @Hsh-w5p
      @Hsh-w5p 2 วันที่ผ่านมา

      ❤❤

  • @Selamyotube-f5d
    @Selamyotube-f5d 2 วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ጉድ መሬት ምርኣይ ዘይፈቱዎ መርዓዊ 😂😂😂ብዝኮነ ርሑስ ጋማ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @AluTube-l9j
    @AluTube-l9j 2 วันที่ผ่านมา +4

    ደሙሩኒ እባ ሓዳሽ እየ ዋ

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውውው ደስ ባሃሊ ካልኣይ ክፋል ይለቀቅ❤❤

  • @ሄርሞንሄርሞን-ፈ5ዘ
    @ሄርሞንሄርሞን-ፈ5ዘ วันที่ผ่านมา

    ይደገም ይደገም😂😂😂❤🎉

  • @JdjhfDbvd-fl6vb
    @JdjhfDbvd-fl6vb 2 วันที่ผ่านมา +1

    ርሑስ ጋማ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረሎም❤❤❤

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f วันที่ผ่านมา +2

    ሩሑሰ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤

  • @Trhas-y4f
    @Trhas-y4f วันที่ผ่านมา +1

    ጎይቶኦሞይ ከምኡ ገይሩ ማርዓኻ የርእየና

  • @ENTERTAIN-WITHFB
    @ENTERTAIN-WITHFB 2 วันที่ผ่านมา +2

    amazing!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @Samer-k6h
    @Samer-k6h 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዋውውው ርሕሱ ጋማ ይግበረሎም ❤🎉

  • @Tyffy-z7p
    @Tyffy-z7p วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ክብል ቀፅልልል ❤

  • @ዓደይጓሕተራተ
    @ዓደይጓሕተራተ วันที่ผ่านมา +1

    ብዓድና ግን ኣዓረክቲ እየን

  • @XZAS-rk8um
    @XZAS-rk8um 2 วันที่ผ่านมา +1

    ቆንጆ ነይሩዋ ዓቢዒቦምኮ ቀቲሎምዎም ዋይ😊

  • @WerkalemKahsay
    @WerkalemKahsay 2 วันที่ผ่านมา +2

    wae are btaemi zgerm nay ked bahli❤

  • @AzimeraGalTewahedo
    @AzimeraGalTewahedo 2 วันที่ผ่านมา +3

    መልካም ጋብቻ 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AskalAlemat
    @AskalAlemat 2 วันที่ผ่านมา +1

    Kemzi mera alo hezi

  • @MedhaniteyGalShambel
    @MedhaniteyGalShambel 2 วันที่ผ่านมา +1

    ደስክብል ርሑስ ጋማ ይግበረሎም ናይሎሚ ዳ ኣይኩንዘመናዊ ናተብሃለ ሰብ ይዓብ ኣሎ

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነ ክስሕቅ እየ 😂😂😂😂ርሑስ ጋማ እንካዕ ደስ በለኩም❤❤🎉

    • @mmn7636
      @mmn7636 วันที่ผ่านมา

      😂😂

  • @ጓልገርየ-ጸ3ኀ
    @ጓልገርየ-ጸ3ኀ 2 วันที่ผ่านมา +11

    መትኩ ብስሓቅ ኩርዕ በል ግዲ ኢሎምዎ ክሳዱ ተቃሪዑ አምሽዩ ሓወይ ከመይኢሉ ቀኒዩ ይከውን ታመርዓትለ አቃፂሎምዋ ነይሮም ብቲ ጥዋፍ😁😁😁😁😁

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 2 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

    • @dhhgh6830
      @dhhgh6830 2 วันที่ผ่านมา

      ኣይካኣልኩን ሰሓቅ ሞይተ😂😂😂😂😂😂😂ኣበይ ዓዲ እዩ ግን

    • @ShaSha-eo6ci
      @ShaSha-eo6ci 2 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😅😅

    • @Zafuchannel-m6p
      @Zafuchannel-m6p 2 วันที่ผ่านมา

      @@ጓልገርየ-ጸ3ኀ 😁😂😂

    • @TrhasKndeya
      @TrhasKndeya วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂😂😂😂

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb วันที่ผ่านมา +1

    Etom awedat gobezat eyom adnekeyom👏👏👏

  • @mhretgaltewahdo3459
    @mhretgaltewahdo3459 2 วันที่ผ่านมา +4

    ኣበይ ዓድዩ😳ሰብኣይ ፀብሒ ዝሰርሐሉከ🙄ርሑስ ጋማ ይግበረሎም🎉❤

    • @MHRETAMARE-et1xt
      @MHRETAMARE-et1xt 2 วันที่ผ่านมา

      ዓደና ይሰራሕ እዩ አብ መርዓ በቻ

    • @Gfd432-n8q
      @Gfd432-n8q 2 วันที่ผ่านมา

      ኣብ ኩሉ ይሰርሑ እየም

    • @Selam-Hadush-j4i
      @Selam-Hadush-j4i 2 วันที่ผ่านมา

      ፀብሕስ ይሰርሑ እዩም ዋ ሓይሊ ስለ ዘድልዮ ብጎላ ስለ ዝስራሕ ናይ መርዓ ዋ ግን ግርም ዘበለኒ ናይ መርዓውን 😂ናይ መርዓት ሽልማትን😂😂😂😂

    • @mhretgaltewahdo3459
      @mhretgaltewahdo3459 2 วันที่ผ่านมา

      @@Gfd432-n8q አረ ዓድናስ ኣንሽቲ እየን ዝሰርሓ እንበር ሰብኣይ ኣይሰርሕን እቲ በርበረ ደሞ ተዘጋጅዩ እዩ ዝቅኒ እንበር ንግዚኡ ኣይሕበፅን😂ዝሮዝሮ በብከባቢኡ ይፈላለ ይኮን እዩ🥰

    • @mhretgaltewahdo3459
      @mhretgaltewahdo3459 2 วันที่ผ่านมา

      @@Selam-Hadush-j4i ናይ ሽልማትስ ብኡነት ነተን ሰበይቲ ዝወሃብ ውህብቶ መሲሉኒ ፀኒሑ🤣ለካ ሽልማት እዩ ናይ ቀደም ባህሊ ክሳብ ሕጂ ምህላዉ ግን ደስ ይብለካ🥰🥰🥰

  • @MesiTigray-b5t
    @MesiTigray-b5t วันที่ผ่านมา +1

    ሓዳርኹም ይባረኽ እሕዋተይ🙏

  • @سلامهالسلامه-غ9ب
    @سلامهالسلامه-غ9ب 2 วันที่ผ่านมา +3

    ዋይ ወዮ መራዓዊ ተከሚሩ በቃ😂😂

  • @KasoaKkasooa
    @KasoaKkasooa 2 วันที่ผ่านมา +1

    ብዚሐዚ ዶክምዚ አሎ እዩ ቡዙኸነ ደሰ ባሃሊ ሩሑሰ ጋማ ይግበረሎም🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @GhjkMmbv
    @GhjkMmbv 2 วันที่ผ่านมา +1

    ደሰ ክብል❤❤❤

  • @HomeQatar-kb2hq
    @HomeQatar-kb2hq 2 วันที่ผ่านมา +1

    Bahli adna des behali❤

  • @ማናይመድሕን
    @ማናይመድሕን 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሃይሃይ ሂንደይ ቃሊዑ 😂😂😂

  • @UfYd-g9c
    @UfYd-g9c วันที่ผ่านมา +1

    ብኡነት ደስ ክብል ርሑሰሰ ጋማ ይግበረልኩም
    ግን ብሬዋይ ቪዶ ኣንዉሕ ኣቢልካ ቅረፀልና ስደት ኮይናስ ናፍቆት ሞይትና ዓድና ናፊቅና😢

  • @debesegaltewahdo456
    @debesegaltewahdo456 2 วันที่ผ่านมา +1

    እሰይይይይ ገጠርና❤❤🎉🎉

  • @yyghhu9146
    @yyghhu9146 2 วันที่ผ่านมา

    ታይ ዓይነይ ባህሊ እዩ እዚ ከ❤❤❤❤

  • @zufanzufan9990
    @zufanzufan9990 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከምዚ ጸልማት መብራህቲ መርዓ ርኤስ ገለ ዘኪረ 😂ኣወዳት ይለኽፍና ነይሮም ናይ ሓትነይ ሓዱሽ ነፀላ ሒዘ ናብ ጎይላ መሊቀ ኸይደ ሕጂ መሓዙት ነይርና ብሓሊ መናእሰይ ክሓቅፍና ኢሎም ኣነ ኣነ ከኣ ሓዱሽ ነፀላይ ገዲፈዪ ሃዲመ 😮ሓትነይ ተፀሊላ እካዕ ደኣ ድግለይ ዘይ ሃብክዎም እበር ጉዳዪ ነፀላ😂

  • @DubrgShiftg
    @DubrgShiftg วันที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰

  • @edelehagaz
    @edelehagaz วันที่ผ่านมา +1

    ታይ ልበለ ባህሊ እዩዚከ ቁኔኖ የብሉ ዓብዒበም ቅቃቱሉዋዮም ዛመርዓት 😅😅😅😅

  • @اثيبويهاثيوبيه
    @اثيبويهاثيوبيه 2 วันที่ผ่านมา +1

    Wewww des kebly❤❤❤

  • @Tsegatesfay-v8p
    @Tsegatesfay-v8p 2 วันที่ผ่านมา +2

    ወይለይ ካብኡ ናብኡ አፈላላይ እኒአዎ ብኣከባቢና ከምዚ የኮንይ ንተመርዓውቲ ርሑስ ጋማ ሓዳር ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም

  • @SeluGerezihar
    @SeluGerezihar วันที่ผ่านมา +1

    ደምርኒኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤

  • @gullala4624
    @gullala4624 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ሸበጥ ለ ናብ ሽልማት ተቆፂራ 😂😂😂😂😂

  • @ሰሉጋልባልሆ
    @ሰሉጋልባልሆ 2 วันที่ผ่านมา +6

    ብሰኪ ዛመርዓ ሳብስክራይብ ገይረልካ በእዉነት ተመስጠ ርኤዮ ግን አበይ እዩ❤❤❤❤

    • @Birhanshow
      @Birhanshow  2 วันที่ผ่านมา +1

      ተንቤን

    • @sendayowlegebrial4195
      @sendayowlegebrial4195 2 วันที่ผ่านมา

      ናሎሚ ተኮይኑ አነ ተምቤን እየ ከምኡ ሪኤ አይፈልጥን ግን ደር ክብሉኻ🥰
      ሓዳር አብራሃምን ሳራን ☦️ ይግበረሎም❤️🙏

  • @MerriM-k4n
    @MerriM-k4n วันที่ผ่านมา +7

    ደምሩኒ❤

  • @GghFgh-w4l
    @GghFgh-w4l 2 วันที่ผ่านมา +1

    አበይ ዓዲ እዩ ማለት እዚ ባህሊይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ytub8615
    @ytub8615 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዋውው ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም
    ኣብ መውዳእታ ግን እቲ መርዓዊ ብድሕርቱ ገመዳ ኣስርኩሞ ድኹም ማለት ትሕት ከብሊ

    • @HyabTadese
      @HyabTadese 2 วันที่ผ่านมา

      😂

  • @semhalgebre
    @semhalgebre วันที่ผ่านมา

    ታማ ታመርዓት ዘይተሸለመት😮

  • @ምልየን
    @ምልየን 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣበይ ዓዲ እዩ ደሰ ክብል🎉

    • @Birhanshow
      @Birhanshow  2 วันที่ผ่านมา +1

      Tenben

  • @ebkebk-gs4qz
    @ebkebk-gs4qz 2 วันที่ผ่านมา +1

    ርሑሰ ጋማ❤❤❤

  • @DubrgShiftg
    @DubrgShiftg วันที่ผ่านมา

    ☺️☺️☺️☺️

  • @azbgalweyentiytgray221
    @azbgalweyentiytgray221 วันที่ผ่านมา

    ገራሚ አበይ አከባቢ እዬ ❤

  • @ትዕግስቲ12
    @ትዕግስቲ12 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉ደሰ በሃሊ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadguluul8785
    @hadguluul8785 2 วันที่ผ่านมา +1

    Ruhus gama ygberelkum ❤❤❤❤❤❤

  • @arz9027
    @arz9027 2 วันที่ผ่านมา +2

    ደሙሩኒ❤

  • @pickme4346
    @pickme4346 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ደስ ክብል ቀፅልሉ

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር 2 วันที่ผ่านมา +1

    እረ ተቅፅል ❤❤❤

    • @Birhanshow
      @Birhanshow  2 วันที่ผ่านมา

      2 kifal alo eyu

    • @mmn7636
      @mmn7636 วันที่ผ่านมา

      ክሰሕቅ ይፈቀደለይ 😂😂😂😂ከብደይ ቆሲለ መርዓዊ ክሙር እዩ በይ 😂😂መርዓት ዓፊነም ክቀትልዋ እዮም😂😂😂 ርሕሰ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Selam-t2w
    @Selam-t2w 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ኣበይ ዓዲ እዩ😂😂

  • @محمد-ك6س5ع
    @محمد-ك6س5ع 2 วันที่ผ่านมา

    አታየከምዓጋመነይ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሩሑስ ጋማ ይግበረሎም❤❤❤❤❤

  • @Gaga-e3b
    @Gaga-e3b 2 วันที่ผ่านมา

    Wawww🎉🎉❤❤

  • @Yrguyrgu-d3s
    @Yrguyrgu-d3s วันที่ผ่านมา

    አታ አበይ ዓዲ እዩ🎉🎉😅😅😅😅

  • @سارة-و7م
    @سارة-و7م 2 วันที่ผ่านมา +1

    መይተ ተመሲጠ ላረእኩ ነይረስ ትመራዓዊ ቀታልኒ ሳጋቅ ከሙኡ ዱዩ ተገዲኩ እኒኦ ከም ተፊን ተመሪዑ ኣይፈልጥ ዱዩ መይተ😁 እና መራዓን ሳራን ይግበረሉኩም ኣሕወተይ🥰🥰🙏

  • @TgLove-si4wl
    @TgLove-si4wl วันที่ผ่านมา

    ከሕርርዋ እዮም😂😂😂

  • @adonaybisrat537
    @adonaybisrat537 2 วันที่ผ่านมา

    Wowww,super super🎉

  • @dfac9592
    @dfac9592 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉👑👑🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏

  • @ጋልትግራይ-በ4ጘ
    @ጋልትግራይ-በ4ጘ 2 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @سنويت
    @سنويت 2 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
    @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ 2 วันที่ผ่านมา +1

    ዉይ ባህልና ደስ ክብል❤🥺

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ วันที่ผ่านมา +1

    ታማ ወለድና ክምረዐያ ከለዋ ነበረ ሽልማት ይመቸይኩም ግን 2ይ ክፋል ንፅበ ኢና

  • @ቻይናል
    @ቻይናል 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኻልኣይ ኽፋልባ ኣምፀእና🎉😊

  • @ZaNs-g4c
    @ZaNs-g4c 2 วันที่ผ่านมา +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰