orthodox mezmur ይናፍቅ ኣለኩ ብ ዘማሪት ሄርሜላ፣ ዘማሪ በረከት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 103

  • @semharsemhar-b9m
    @semharsemhar-b9m 4 วันที่ผ่านมา +1

    መዝኣምራን የብዝሓልኩም ፈጣሪ❤❤❤

  • @mekkykikky4426
    @mekkykikky4426 2 วันที่ผ่านมา

    Amennnn amennn🙏❤️mezamuratkum memelisu yibzah burukat zeri ❤️

  • @ዮህያዳፍቅሪ
    @ዮህያዳፍቅሪ 4 วันที่ผ่านมา +2

    ይናፍቅ ኣለኩ ❤ ንበረኸት ኩኑ ❤

  • @fissehageremeskel115
    @fissehageremeskel115 11 วันที่ผ่านมา +28

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፍቁራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም ። ኣብ ጽሑፍ ናይ ግጥሚ ግን # የሱስ# ደላ ኢየሱስ ክትእረም ይመክረኩም ፍቁራት መዘሙራን ኣሕዋተይ።

    • @JojiJo-fi9vq
      @JojiJo-fi9vq 6 วันที่ผ่านมา

      ሓወይ ኣስተውዕል ትጠፍእ ኣለካ

  • @NatnaielMihtsun
    @NatnaielMihtsun 6 วันที่ผ่านมา +3

    ዋይ እዛ መዝሙር ደኣ ከመይ እያ ኣዕርይ ኣብልዋ ቁርብ ቤንጠ ቤንጠ ጨንያ ብሩኻተይ

  • @MerhawiBeyene-u4f
    @MerhawiBeyene-u4f 9 วันที่ผ่านมา +14

    ኢየሱስ እምበር የሱስ ኣይበሃልን ዩ

  • @kisanetweldegebreal2215
    @kisanetweldegebreal2215 8 วันที่ผ่านมา +10

    ኢየሱስ እምበር የሱስ ኣይበሃልን.

    • @HewanAlyas
      @HewanAlyas 7 วันที่ผ่านมา

      ኣብ ኣፀሓሕፋ እዩ እምበር ኢየሱስ እዩ ዝስመዐኒ ዘሎ ኣነስ

  • @Genet-qe3qj
    @Genet-qe3qj 4 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teklithabtai4433
    @teklithabtai4433 9 วันที่ผ่านมา +13

    Ezi mezmur nayzi wedi ezi gn tekeyruni bhaki natom kdi kemxiu do nabkalie gexom keydom nay thewahdo mezmur aykoen ezi😮😮

    • @DianaDesta-hw2ey
      @DianaDesta-hw2ey 7 วันที่ผ่านมา +2

      ወላ ናዓይ ብጣእሚ ኩሉ ነገሩ ተቀይሩኒ ስርዓት ቤተ ክርስትያና ምሕዳስ ኣየድልዮን ዩ
      ጥንታውነቱ ግርማኡን መልክዑንዩ

  • @Dngley21
    @Dngley21 9 วันที่ผ่านมา +3

    እምነትናካ ብጽነዕ ዘይሓዝና ሰንከልከል ዳ በልናስ ንምጽ ማቱ ከኣ ሃረር ክንብለ ቀንደልናን ዘይትናን ሞ ንምላእ ቅደም

  • @ማኮምቦኪም
    @ማኮምቦኪም 7 วันที่ผ่านมา +2

    ይናፍቅ ኣለኩ ኣነስ ብዙሕ
    ንሰማይ የንቃርር ኣብ ጸጽባሕ
    ክርእየካ ኦ ጎይታ ኢየሱስ
    ብክብሪ ተዓጂብካ ክትምለስ
    ማራናታ ጎይታ❤❤❤
    ተባረኹ ብሩኻት❤❤

  • @InduTahaye
    @InduTahaye 7 วันที่ผ่านมา +2

    ስለትሕዝቶኣ ነመስገን ዝማሬ መለላእክት የስምዞኩም
    እንተ ዜማኣ ግን ከምልሙድ ብከበሮን ብሸብሸቦ ዘይትጥዕምያ።

  • @Dngley21
    @Dngley21 10 วันที่ผ่านมา +13

    Nabey gzu ykeyd alo ze mezmur

    • @dngleyadefkri5866
      @dngleyadefkri5866 10 วันที่ผ่านมา +1

      Endee entay felitna

    • @gualtibxue9336
      @gualtibxue9336 9 วันที่ผ่านมา

      እንታይ ኢና እሞ ክንብሎም፡ደንጽዩና እኮ

    • @luliteklay5864
      @luliteklay5864 9 วันที่ผ่านมา

      Wela ane gerimuni

    • @okubaynahom3951
      @okubaynahom3951 9 วันที่ผ่านมา

      Gerimuna alo entay eyom zkonu zelewu kfelt ay kealkun zelwku wala ane bhaki

    • @DianaDesta-hw2ey
      @DianaDesta-hw2ey 7 วันที่ผ่านมา +1

      ምስማዕ ተኣብዩ ናብ ዝደለዮ ይኺድ ንሕና ግን ምስ ቤተ ክርስትያን ዘይመሳሰል መዝሙር ኣይንስማዕ

  • @luwamhaile8725
    @luwamhaile8725 2 วันที่ผ่านมา

    ማራናታ ጎይታ ኢየሱስ ንዓ

  • @Zemi-ei2xl
    @Zemi-ei2xl 10 วันที่ผ่านมา +16

    ፍቱዋት ዘመርቲ ኣሕዋትና ካብቲ ጥዑም መዛሙርኩም ንመሃሮ ብዙሕ አዩ፡ ሕጂ ግን ተፍርሑና ኣለኩም ምኽንያቱ ዘይ ኦርቶዶክሳዊ ይመስል ኣሎ 🤔

    • @gualtibxue9336
      @gualtibxue9336 9 วันที่ผ่านมา +2

      ናይ ሓንቲ ደርፊ ዜማ ምጥቃም ከ ድኣ እንታይ ንበሎ።

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 8 วันที่ผ่านมา +2

    ጸጋ የብዝሕ ደስ ዝብል ዝማሬ
    ኣብ ብጽሑፍ ዝስነ ዘሎ መኣረምታ የድልዮ ኣሎ ነስተውዕሎ❤🎉😊።

    • @ZedaniZerai
      @ZedaniZerai 4 วันที่ผ่านมา +1

      Yesus(eyesus)

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 9 วันที่ผ่านมา +1

    Zmare melaeti Yesmaelna Amen amen amen 🙏🌹🙏

  • @FaniWedikehsi
    @FaniWedikehsi 7 วันที่ผ่านมา

    Ellll zemare melakti yesmalna yehwatey amlki xegu yebzhalkum 🙏 🙏 🙏

  • @Nolawi27
    @Nolawi27 10 วันที่ผ่านมา +1

    Tebareku burukat ይናፍቅ ኣለኩ ብዙሕ ❤❤❤

  • @user-vg8dw5xb8h
    @user-vg8dw5xb8h 9 วันที่ผ่านมา +9

    ኢዚ ኦርቶዶክሳዊ መዝሙር ኣይኮነን

  • @yerusalemtsehaye7149
    @yerusalemtsehaye7149 9 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen zimare melakti yesmalna kuburat yehwat ❤❤❤🙏🙏🙏💒💒💒

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham 10 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እልልልልልልል እልልልልልልልል እልልልልልልልልልል ዝማሬ መልእክቲ የስመዓልና ጸጉ የብዝሕ ፈጣሪ

  • @JojiJo-fi9vq
    @JojiJo-fi9vq 6 วันที่ผ่านมา

    ብዙሓት ሒዞም ክጠፍኡ ምኳኖም እዪ ዘጉህየኒ ብፍላይ ድማ እዘን ብሩካት ኣሓተይ ደቂ ኣንስትዮ ናብ ኩሉ እባ ኣብጹሑለይ እዛ መልእክቲ።

  • @ድንግለይኣደፍቅሪድን-ቀ9ፈ
    @ድንግለይኣደፍቅሪድን-ቀ9ፈ 11 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ፍቅራተይ 🙏🙏🙏

  • @Aduhaylu-ii8qv
    @Aduhaylu-ii8qv 6 วันที่ผ่านมา +1

    የሱስ ኣይባሃል እዮሱስ እምበር ናይ ተዋህዶ

  • @ArsemaHagos-e3y
    @ArsemaHagos-e3y 4 วันที่ผ่านมา

    ኦ ኣምላከይ 😢እንታይ ዩ ንዓይ ጥራይ ድዩ ንኩሉ ግን እዚ መዝሙር ናይ መናፍቃን ኮይኑ ዝስምዓኒ

  • @lene6205
    @lene6205 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤ Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤

  • @ነቡ
    @ነቡ 9 วันที่ผ่านมา +1

    Yenafqe aleku goyta Jesus Amen 🙏 tebreku

  • @dngleyadefkri5866
    @dngleyadefkri5866 10 วันที่ผ่านมา +6

    Mezmur yireywo derfi amsilkmo menafqan dea entay gerom kabzi nlaeli

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 5 วันที่ผ่านมา

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️

  • @almazalema
    @almazalema 9 วันที่ผ่านมา

    አሜን ፫ ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና❤

  • @teklithabtai4433
    @teklithabtai4433 9 วันที่ผ่านมา +1

    Astewelo ezi mezmur wedi Thewahdo😮

  • @እግዝኣብሄር
    @እግዝኣብሄር 9 วันที่ผ่านมา

    Amilak yibarkim❤❤❤❤

  • @amantesfom8778
    @amantesfom8778 7 วันที่ผ่านมา

    Ezias kemterefetki hery haftey nay menafkan mezmur amdilkya ta original mezmur ttiem Ms akbrot

  • @tabiemicheal91
    @tabiemicheal91 10 วันที่ผ่านมา

    zimare meliakty yesmialina❤❤❤❤❤

  • @merhawitsegay7394
    @merhawitsegay7394 11 วันที่ผ่านมา +5

    እንድዒ ኣይግድንን

  • @Danielissac-eu6cy
    @Danielissac-eu6cy 8 วันที่ผ่านมา +5

    ጎይታ የሱስ የሕዝን

  • @WegihWegih-mo4nd
    @WegihWegih-mo4nd 10 วันที่ผ่านมา

    amen zemar melakti yesmalena xegu yebzhlekm

  • @timhab7705
    @timhab7705 10 วันที่ผ่านมา

    ዝማረ መላእክት የስምዓልና።

  • @HewanAlyas
    @HewanAlyas 9 วันที่ผ่านมา +1

    ይናፍቀካ ጎይታ እየሱሰ😢

  • @girmay0547
    @girmay0547 10 วันที่ผ่านมา

    Zmare melaelti yesmealna brukat

  • @tsigehabte1744
    @tsigehabte1744 11 วันที่ผ่านมา +5

    ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ኣሕዋት ዜማኩም ግን ንምታይ ይ ከምዚ ዝከውን ዘሎ እንድዒ ናይ yonisosi ዝብል መዝሙር ኣሎ ናይ protestant ናብኡ ገጹ ጸርዩ ሕጂስ የሱስ ከኣ ኣይኮነ እየሱስ ተልኩም ይሓይሽ ምስናይ ይቅሬትኡ ኣሕዋት

  • @AskaluTesfazgi-t5i
    @AskaluTesfazgi-t5i 9 วันที่ผ่านมา

    Zmare melakti ysmlena yhatey natey

  • @Nebyat-dp2fi
    @Nebyat-dp2fi 10 วันที่ผ่านมา

    Amen (3) zmare meliakiti yesimialina

  • @RestiMichael
    @RestiMichael 7 วันที่ผ่านมา

    Anta loms tetaraturuna alekum bejekum

  • @Sebmkaney
    @Sebmkaney 8 วันที่ผ่านมา +1

    Atum sebat bejakum bejakum halafnet ysemana ezi mezmur nabey gexu eiu xbah nghu ke nbel

  • @AbrahamTikabo
    @AbrahamTikabo 8 วันที่ผ่านมา

    Zimare melakit gin eti ab coment zelo ketemahyishiwo ziyada dima neza zemarit hagiza eti nay kedem mezmurka zoyada yehlo bertue.

  • @kewanitTesfamariam
    @kewanitTesfamariam 6 วันที่ผ่านมา

    ብመጀመርያ ቃል ሂወት የስማእልና ክቡራን መዛሙራን ግን አሰተ ወዕለ ክትዝሙሩ ከለኹም 🙏🙏🙏

  • @YanaswediTesfay
    @YanaswediTesfay 10 วันที่ผ่านมา

    Amén Amén Amén

  • @zerisenaybrhane-mx1yu
    @zerisenaybrhane-mx1yu 4 วันที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢።

  • @Edenzemuy-r4m
    @Edenzemuy-r4m 9 วันที่ผ่านมา

    እሰይ እልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤😢

  • @Kbretdream2878
    @Kbretdream2878 11 วันที่ผ่านมา

    Zmare melaekt yesmealna

  • @PetrosTesfaldet-l8c
    @PetrosTesfaldet-l8c 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @jenivajeniva435
    @jenivajeniva435 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏

  • @naxahadish-ed6je
    @naxahadish-ed6je 7 วันที่ผ่านมา

    Please eza mzmur armwa

  • @lene6205
    @lene6205 6 วันที่ผ่านมา

    Zemare melaekti yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤Amen Maranata Na Eyosus ❤❤❤

  • @ዘምሩለኣምላክነ
    @ዘምሩለኣምላክነ 8 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና የስምዓልና። ናይዞም ኣብ መዝሙር ኮነ ኣብ ቤተክርስቲያን ንእሽተይ ኣፍልጦ ኣሎና ኢሎም ፥ በታ ዝሓዙዋ ምልእቲ ዘይኮነት ፍልጠት ናብ ምንቃፍ ዝቀዳደሙ፥ ተኸተልቲ ናይ ማጆሪቲ ሓሳብ ከይትዕንቀፉ፥ ክሳዕ እቲ ዝከኣለኩም ብልቢ ጥራሕ ኣገልግሉ። ፍርዲ ናይ ሰባት ኣብ መንፈሳዊ ዓለም ትርጉም የብሉን።

    • @AbelTesfabrhan
      @AbelTesfabrhan 3 วันที่ผ่านมา

      ክትብሎ ትደሊ ኣነጽሮ ቅኑዕ ኣገባብ ዩ ዝከይድ ዘሎ መዝሙር ?

  • @Misganit
    @Misganit 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @Danielissac-eu6cy
    @Danielissac-eu6cy 8 วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ መጀመርታስ ደሃን ነርኩም ቀስ ብቀስ ናበይ ናበይ ገጽኩም ትከዱ ኣለኩም ጎይታ የሱስ ሎምስ ተጠራጡርና ኣለኩም ኢየሱስ ባ በሉ የሱስ ዝብል ቃል ትርጉም ኣይህብን ይ ኢ ኣብ ልሳነ ግእዝ ኣብ ኣስማት ኣፍራስ ኣይኮንን ፕሊስ ቃላትኩምን ዜማኩምን ኣማሓይሽኩም ምጹ ቀሊል ዝመስል ናይ ቃላት ፍልልይ ኣብ ግእዝ ክሳብ ናብ ክሕደት ዩ ትርጉም ዘለዎም ቃላት ስለ ዝወስድ

  • @Alam2024Apologie0
    @Alam2024Apologie0 11 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @eritreanayeritrawyan4711
    @eritreanayeritrawyan4711 8 วันที่ผ่านมา +1

    ይቅረታ ሓውና በረከት የሱስ ይብሃል ዲዩ? መልሲ ካባካ ይጽበ ምስ ኣክብሮት

    • @selam-yi2op
      @selam-yi2op 6 วันที่ผ่านมา

      ኣብ ጽሕፈት እዩ እቲ ጌጋ እምበር ጎይታ እየሱስ ኢዮም ዝብሉ ዘለዉ።

  • @merhawitembaye7473
    @merhawitembaye7473 8 วันที่ผ่านมา

    Mezmur du derfi

  • @KidanemariamGebremariam-sf9oz
    @KidanemariamGebremariam-sf9oz 6 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐልና፡፡ ኣዕፅምቲ ዘለምልም ናይ መላእኽቲ ዝማሬ የስመዐልና ኣሓት፡፡ “የሱስ” ትብል ግን “ኢየሱስ” ብዝብል ይስተኻኸል

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 9 วันที่ผ่านมา

    ✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️

  • @awetdebesay1803
    @awetdebesay1803 9 วันที่ผ่านมา

    Tebraku yehwat gen eti nayti wedi xubq nira some different

  • @Truth-u2f
    @Truth-u2f 8 วันที่ผ่านมา +1

    ዋና እዚ ቻነል እቲ ጽሑፍ ዝጸሓፎ ይመስለኒ። ስለዚስ እቲ ናይ ቃላት ግድፈት ብቀጥታ ምስቶም ዘመርቲ ኣይነተሓሕዞ። ጉዳይ ዜማ ግን ፥ ናይ ኣምሓርኛ ባህሊ ዘለዎ ህርመት ስለዝለመድና ፥ ከምዚ ዓይነት ዜማ ክመጽእ ከሎ ናይ ኦርቶዶክስ ኮይኑ ዘይስምዓና ፥ እምበር መዛሙርና ኩሉ ከምዚ እዩ ክኸውን ዘለዎ ፥ ካብ ናይ ኣምሓርኛ ህርመት ዝወጸ።

    • @Truth-u2f
      @Truth-u2f 8 วันที่ผ่านมา

      th-cam.com/video/0jfK9hhSDag/w-d-xo.htmlsi=ZGnUH0aZ7pW9F4Lc
      እታ ቀንዲ መዝሙር እዚኣ እያ።ዘማሪ እስራኤል ዝበሃል ዝዘመራ እያ።

  • @gualtibxue9336
    @gualtibxue9336 9 วันที่ผ่านมา +3

    ክንዝክሮም ንስዉኣት ብጾት
    ሂወቶም ዘሕለፎ ብጅግንነት...ትብል ናይ ሰውራ ደርፊ ዜማ ወሲድኩማ።ቆልዑ ዲኹም ከምዚኣ ዶ ተሪፋትኩም ኔራ።እንታይ ተርእዩና ኣለኹም ዋእ

  • @Asmeret-re8xr
    @Asmeret-re8xr 7 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ናይ ኦርተዶክስ መዝሙር ኣይመስለንን ?
    መኣረምታ የድልዮ ኣሎ!

  • @deep_90_20solus
    @deep_90_20solus 7 วันที่ผ่านมา

    ኦርቶዶክሳዊነት ጥራይ ኢዩ ጎዲልዎ ዘሎ። ክልምነኩም በጃኹም ኢድኩም ምእካብ ልመዱ!

  • @tesfaybokre6907
    @tesfaybokre6907 10 วันที่ผ่านมา +1

    Ewae kemey dealki tkoni zeleki beli lomi si mengedki aflitkina egzeabiher amlak ab lbukum ymleskum leka hawarya qdus pawlos kem zbelo seytan kemsl melake brhan ymesl zbelos kemzi yu bzkone aser qdusan ente sieb mehashe habtna paster seha do knbleki weys tehadso mls beli qnie beal abona qdus yared tetsebi kndey senay eyu yeqenyely

  • @milenabrham3256
    @milenabrham3256 8 วันที่ผ่านมา

    Kemey aynet mezmur u zi????????!!!

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 5 วันที่ผ่านมา

    ታይ ዩ ?አዚ ኣጻሕሕፋ ናይ ፖሮስታንት እዩ።
    አቲ ቁኑዕ ኢየሱስ❤።

  • @maftrsfam
    @maftrsfam 10 วันที่ผ่านมา +1

    እዛ ዜማ ብሙሉኣ ደርፊ ኢያ ፡ ዘዘክረኒ፧
    ከመይ ከመይ ኢኹም ትጻወትሉ ዘለኹም፡ ብኡነት ዋና ደርፊ ውን ክኸሰኩም ኢዩ

  • @lidugheb7960
    @lidugheb7960 6 วันที่ผ่านมา

    መጀመሪያ ኦርቶዶስ ኢየሱስ ኢያ ትብል ዪቅረታ ዳኣ ኣምበር መዝሙርኩም ግን ኦርቶዶክሳዊ ዲዩ?

  • @እመኣምላክእያዋሕሰይ
    @እመኣምላክእያዋሕሰይ 8 วันที่ผ่านมา +1

    እቶም ዶንጉዩ ዝርዳኩም ?

  • @helennegash4593
    @helennegash4593 9 วันที่ผ่านมา

    ???????????

  • @TigstiTesfmaryam
    @TigstiTesfmaryam 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @MerhawiBeyene-u4f
    @MerhawiBeyene-u4f 9 วันที่ผ่านมา

    ኢየሱስ እምበር የሱስ ኣይበሃልን ዩ

  • @medhanitberhane2543
    @medhanitberhane2543 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @WegahtaHadush-qd8js
    @WegahtaHadush-qd8js 9 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉

  • @yoridove7003
    @yoridove7003 6 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @nexnetmehari8134
    @nexnetmehari8134 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @AmanuelTekle-pm6th
    @AmanuelTekle-pm6th 9 วันที่ผ่านมา

    ❤🙏

  • @tewhdo100
    @tewhdo100 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @MichaelTesfamariam-hq7jq
    @MichaelTesfamariam-hq7jq 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @fyorikubrom5423
    @fyorikubrom5423 7 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤