10 ዓመት ኣብ ስዑዲ ዓረብያ ዝሰራሕክዎ ተካሒደ ፡ በዓል ገዛይ ኣይወደይን ኢሉኒ ፡ ሰራሕተኛ እያ ኢሉ ውሽማ ቆፂሩለይ 👉 መቅደስ 0968692849

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 3K

  • @SarahAbirahim
    @SarahAbirahim 3 หลายเดือนก่อน +2439

    ፎተኡ ይዘርጋሕ ትብሉ ላይክ😢😢😢

    • @HyabTadese
      @HyabTadese 3 หลายเดือนก่อน +11

      Tikkil

    • @FhHdj-t7d
      @FhHdj-t7d 3 หลายเดือนก่อน +50

      ፈቱኡ ይርገሕልና ካሎኡት ኣሕዋትና እዉን ዕጫ ከይኮና😢

    • @AgfshgXggffh
      @AgfshgXggffh 3 หลายเดือนก่อน +8

      tikkli 😢

    • @akberettsegay7712
      @akberettsegay7712 3 หลายเดือนก่อน +15

      ትክክል😥✅

    • @aynalemaynalem-xb9qo
      @aynalemaynalem-xb9qo 3 หลายเดือนก่อน +10

      እወ ይዘርጋሕ

  • @TsritiHaftu
    @TsritiHaftu 3 หลายเดือนก่อน +1363

    ይቃላዕ ትብሉ ላይክ ግበሩ

    • @ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
      @ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ 3 หลายเดือนก่อน +3

      ደምርኒ ወለላይ

    • @amanuelmulugeta4475
      @amanuelmulugeta4475 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘተደመሮ ከይተማሃርኺ ዲኺ ሓሊፍኺ

    • @Fryattgray
      @Fryattgray 3 หลายเดือนก่อน

      ​ዕጭ በቃ ኩሉ ግዜ ደምርኒ ዶ ገለ ዶ​@@ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ

    • @NaeemaImam-tp9fp
      @NaeemaImam-tp9fp 3 หลายเดือนก่อน +1

      ምን ሆኗ ነው ትንሽ ነው የገባኝ

    • @Eyou12
      @Eyou12 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@NaeemaImam-tp9fpባልዋ ገንዘብዋን በላት አስር አመት የለፋችበት 😢

  • @ፍቅሪእዩእምነተይ
    @ፍቅሪእዩእምነተይ 3 หลายเดือนก่อน +38

    ናትኪ ጥንካረ እዩ ዘደንቀኒ መዓረይ ኣምላክ ዘይረኣኽዮ ይፍጠረልኪ 👏😥

    • @NgstiNgsti-j7o
      @NgstiNgsti-j7o 3 หลายเดือนก่อน +1

      በጣዐሚ ገቦዝ እያ ኣብዚ ይፈልጣ የ😢

  • @munatube2861
    @munatube2861 3 หลายเดือนก่อน +912

    ፎቶኡ ይዘርጋሕ እዝ አረመን ካላአት አጋላት ከያባላሸ😢😢😢ፎቶኡ ይዘርጋሕ ትብሉ 👍

    • @NaeemaImam-tp9fp
      @NaeemaImam-tp9fp 3 หลายเดือนก่อน +6

      ምን ሆኗ ነው 😢

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 3 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ክብረተይ❤🎉

    • @ለምለምጋልቀሺ
      @ለምለምጋልቀሺ 3 หลายเดือนก่อน +1

      😢😢😢👎👎👎

    • @ግዜ-ቘ6ጘ
      @ግዜ-ቘ6ጘ 3 หลายเดือนก่อน

      ​ኣረብ ሃገር የ10ዓመት የሰረቻው ብር ሁሉ ፍቅረኛዋ ወሰደባት😢 @@NaeemaImam-tp9fp

    • @Tefetawit.12.21
      @Tefetawit.12.21 3 หลายเดือนก่อน +3

      ​@@NaeemaImam-tp9fpባል ተብየው 10 ዓመት ሙሉ በስደት ያፈራችውን ገንዘቧን በልቶባት አፈር ደቼ ይብላና ሕይወቷን አመሰቃቀለው 😢 በሴት ልጅ ላይ ግፍ የምትፈፅሙ ወንዶች ይድፋችሁ

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 3 หลายเดือนก่อน +793

    በጃኽን ተጠንቀቓ ኣትን ኣዋልድ ጸገምክን ክትዛረባ ከለኽን ተጉህያና ኣለኽን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙💙💙💙💙
    ንሓግዛ ትብሉ ሃየ ጉሩብ ጌርና ንሓግዛ ኩቡራትን ኩቡራንን።

    • @ግዜ-ቘ6ጘ
      @ግዜ-ቘ6ጘ 3 หลายเดือนก่อน +4

      በጃኩም ታሓባብሮና ናባክም ክንመፅእ😢😂

    • @samsontesete5119
      @samsontesete5119 3 หลายเดือนก่อน +4

      @@ግዜ-ቘ6ጘ ዋ ናበይ ናባና

    • @edenzer8597
      @edenzer8597 3 หลายเดือนก่อน +8

      Sebawntka desss iluni

    • @samsontesete5119
      @samsontesete5119 3 หลายเดือนก่อน +5

      @@edenzer8597 ወዲ ዓደይ ናትካ ወሲደ💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @Merhawit-z1i
      @Merhawit-z1i 3 หลายเดือนก่อน +12

      ክብሪ ይሃብካ ስብኣውነት ይንገስ ❤

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 3 หลายเดือนก่อน +18

    ንዓመታት ዝረሀጸቶ ገንዘባን ኩሉ ነገራ ተጻዊትካናይ ሕልና ዕረፍቲ የብልካን ብፈጣሪ ክትፍደዮ ኢኻ,😢 ልዕሊ ኹሉ ናይ ጥዕናኺ ሕሰቢ ዛሐፍተይ GBU ❤Forom Eritrea

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 3 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ 😘😘

  • @gdfx3728
    @gdfx3728 3 หลายเดือนก่อน +600

    ቡዚ ትሪአ እንድሕር ሃሊካ ብጣዕሚ ክፉእ ሰብ ኢካ ነዊሕ መንገዲ አየክይደካን መናጢ ፎቱኡ ይፖሰት ትብሉ Like ግጨይኒ

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 3 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ክብረተይ❤

    • @WeyniQueen
      @WeyniQueen 3 หลายเดือนก่อน +2

      ኣሕ ብጣዕሚ ለሕዝን😢😢. ክጋለፅ ኣለዎ ዙ በካዕ😢

    • @rishane9576
      @rishane9576 3 หลายเดือนก่อน +2

      ዋይ ንግዚኡ እምበር ኣበየኑኡ ከይበጽሕ ክልክሞ እዩ በስመኣብ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@mohammedtselamደሚረኪ ደምርኒ ሓላለይ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 3 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ

  • @tahgasalema7545
    @tahgasalema7545 3 หลายเดือนก่อน +432

    ዝሓፍተይ ተገዲስኪ እዛ ሪእቶ ኣንብብያ እኪ ምስ ማዘረይ ብጣዕሚ ዘመሳስል ታሪክ ኣለኪ ኣቦይን ኣደዋይ ኣዶ 3 ደቃ ምስኮነት ብ1996 ዓም 40000ቅርሺ ሰሪቁ በይና ኣብገዛ ገዲፍዋ ጠፊኡ ኣሕፅር ኣቢለ ክነግረኪ ግን ዋላ ደኣ ስዋ ሸጣ ተዕብየና እምበር ሐዚ ልዕሊ ኩሉ ነንብራ ኣለና ኣጆኪ በርትዒ ወድኪ ከንግሰኪ እዩ😢😢😢😢😢😢

    • @ህንፃባርያእመብርሃንየ
      @ህንፃባርያእመብርሃንየ 3 หลายเดือนก่อน +14

      እረ ኣብ ሂወትና ልበፅሐና ኣሎ ግን ተመስገን ኹሉ ሓልፉስ ሕልፍን ትርፍን ሕዝና ኣምላክ ልኣይ የምስላ ክኸብድኮ ልረኸቦ እዩ ዝፈልጦ😢

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤

    • @rozy1257
      @rozy1257 3 หลายเดือนก่อน +2

      Kulom hade dey dekom si komom yom zebkuyka rgumat

    • @tahgasalema7545
      @tahgasalema7545 3 หลายเดือนก่อน +2

      no No Komau Elkn KeythasbA Maryamn Eye Zblekn Zeleku Ezuy Halifu Dro Tarik Koynu Xenihuna Dekkn Hezi Nesnet Alo Gele Alo Nay Mehaza Yriau Nhna Ewn Eko Bgziena RebishNaya Ena Koynu Gn kulu Biakli Halifato Nay Lomi eykones nay xbah temita aebyatna hezi gn adewana dekisa thadr ala sle zkone never give up nkdmit trah soguma dekkn amhra ahwatey ajokn

    • @LetayKiros-oe4sw
      @LetayKiros-oe4sw 3 หลายเดือนก่อน +1

      አጆኺ ኩሉ ነገር ለቦጓ ነዉ
      ወዲኺ ባዕልኺ አዕብዬ እዝጋብሔር
      ንብረትኪ አጥፍኡ ወድኺ ህብኪ አሎ ሐዚ
      ኻአ እዝጋብሔር እታይ ከም ዝገብረልኪ ስለ ዘይትፈልጢ ፀልዪ ዛሐፍተይ እዝጋብሔር ምሳኺ ይኹን❤❤❤

  • @Tsrhadesta
    @Tsrhadesta 3 หลายเดือนก่อน +7

    ክብርተይ ሓፍተይ አጆኺ
    ነዋፀእላ ኩላትና ተጋሩ ሰብ ንግበራ
    ተጋሩዋይ❤

  • @HjdjfggJfjbedhh
    @HjdjfggJfjbedhh 3 หลายเดือนก่อน +313

    ትብፃሕ ናብቲ ጋዘጠኛ ፎቱኡ ዘርገሐልና በጃካ ታጋልን ትወድን ይዘርካሕ ትቡሉ ላይክ ግጨይኒ

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ንዳማመሮ

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 3 หลายเดือนก่อน

      ትክክል😢😢😢

    • @weaszxxzsawq238
      @weaszxxzsawq238 3 หลายเดือนก่อน

  • @ኣጆኺ
    @ኣጆኺ 3 หลายเดือนก่อน +369

    ብጣዓሚ ይሕዝን! ፎቶ ናቱ ዘርግሕዋ ደስታ ንኻልኦት ከኣ ከየደናግር።

    • @sara-h4z1h
      @sara-h4z1h 3 หลายเดือนก่อน +1

      ወለላይ ደምሪን እስክ❤❤

    • @dmmksa-is8ri
      @dmmksa-is8ri 3 หลายเดือนก่อน +2

      ብጣዕሚ እዩ መደናገሪ

    • @mabrhetmoh1967
      @mabrhetmoh1967 3 หลายเดือนก่อน

      Tekll

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

  • @abrab2311
    @abrab2311 3 หลายเดือนก่อน +61

    አለና አሕዋትኪ ብኡ ዝሓለፍና እና ብዙይ ከትዳሃሊ ልግዝያዊ እዩ ዛሓፍተይ ልክዕ ነተይ ታሪክ😢

    • @milli12354
      @milli12354 3 หลายเดือนก่อน +1

      ,ዛምበይተይ ተኺእልኪ ታሪኪ ንገርኒ መፅናንዒ ተኾነኒ 😢😢ብድልቲ እየ ኣነውን

    • @Hyrgdbn
      @Hyrgdbn 3 หลายเดือนก่อน

      አጅኪ ፅጋበይ 🥹ንዓና መምህሪ ክኮነና ታሪክኪ ንገርና

    • @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
      @መድሃኒአለምአቦይብምሕረት 3 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኺን ኣሕዋተይ ጓል ኣነስተይቲ ዝትረኽቦ እኮ ክንደይ ሓሊፉ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ😢💔

    • @Selam123-w7s
      @Selam123-w7s 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@milli12354ኣነዉን ከዚ ዘለክዎ ኩነታት እዩ 😢ገንዘብ የበለዐንይ ልቃሕ ጠይቁኒ የብለይን ኢለዮ ግን ከዚ ቀለበት ክንኣስር ተቃራሪብና ንፈላለ የፍቅረኪ እየ ግን ግዴታ ዝኮነ ነገር ገጢሙኒ ኢሉኒ ብሽፍኑ 😢😢😢ኣብ ክልተ ሰሙኑ ምስ ካሊእቲ ቀለበት ኣሲሩ😢😢😢😢ዘይሃስስ በሰላ እናሰሓቀ ዝቀትለካ ሰብ እዩ😢😢😢

  • @MeryMery-r1o
    @MeryMery-r1o 3 หลายเดือนก่อน +165

    ደሰታ ኢንተርቪው ምግባር እኩል አይኮነን ፀገማ ህዝቢ ሰሚዕዎ ኣሎ ሰእሉ ብምዝርጋሕ ፅዕንቶ ምግባር ንባዕሉ የእሰሮ እዪ ሰለዚ ንክታሓዝ ዝከኣለና ንግበር ትብሉ ላይክ ግበሩለይ

    • @Zayd-b3u
      @Zayd-b3u 3 หลายเดือนก่อน

      ተዘርጊሑ ኣሎ

    • @abrisheykesibe4310
      @abrisheykesibe4310 3 หลายเดือนก่อน

      @@Zayd-b3uAbey alo

    • @SaraSara-xm2ne
      @SaraSara-xm2ne 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@Zayd-b3uabaylo

  • @dehabtesfay769
    @dehabtesfay769 3 หลายเดือนก่อน +176

    አጋጢሙና ነይሩ ነገር ግን ሻላ እቲ አደይ ዝወለደትለይ ጅግና ወድነይ አማሊስዎ
    ዕድመ ዝፈትዎ ወድነይ ክብረተይ ምንአሰይ ነገር ግን አቦይ❤ ከም ናተይ ዝበለ ወድነ ይሃብክን አሕዋተይ❤❤

    • @Sanirey777
      @Sanirey777 3 หลายเดือนก่อน +2

      Assey egziabher adme yhabo des zbl

    • @Kanal0809
      @Kanal0809 3 หลายเดือนก่อน +3

      ተመስገን እንኳዕ ኣምላኽ ሓገዘኪ
      መን ከም ሓውካ ዕድመ ይሃቦ❤❤❤❤

    • @dehabtesfay769
      @dehabtesfay769 3 หลายเดือนก่อน

      @@Kanal0809 አሜን🥰❤️

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน +3

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

    • @ሰብእንታይዘይበለ
      @ሰብእንታይዘይበለ 3 หลายเดือนก่อน

      Wowwww 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @Gddgfh-f3z
    @Gddgfh-f3z 3 หลายเดือนก่อน +14

    እዛ ፍጥርቲ ግን ማዕረ ክንደይ ጅግናን ጠንካራን እካ ኣነ ባኣኪ ከይተገረምኩ ኣይቀረኩን ካብ ስደተኛ ሓፍትኪ ሄርማላ ዝብለኪ ነገር እንተሎ ብጣዕሚ ጅግና እካ ብርግፅ ብክልተ እግርኪ ቆይምኪ እዚ ታሪክ ከም ዝኮነ ከምትነግርና ተመሊስኪ ርግፀኛ እየ በድጋሜ ጅግና ❤❤❤

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 3 หลายเดือนก่อน +289

    ብከመይ ንሕግዛ ብዝዓቅምና ንሓግዛ ትብሉ 👍

    • @SaraSara-zu2vl
      @SaraSara-zu2vl 3 หลายเดือนก่อน

      ኣብ fp ቮስት ኢላቶ ኣላ ኣካዉንታ

    • @moratekle5484
      @moratekle5484 3 หลายเดือนก่อน

      ❤😢xebku u

    • @bxiigjcfbutn5491
      @bxiigjcfbutn5491 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢

    • @MerryMerr-li8rb
      @MerryMerr-li8rb 3 หลายเดือนก่อน

      ትክክል፡ኢኪ፡ግን፡ንትቆልዓ😢​@@Zez295

    • @Ufcjjf-rx4sx
      @Ufcjjf-rx4sx 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @rimtigraytube
    @rimtigraytube 3 หลายเดือนก่อน +534

    ክዝርግሖ እየ ፎትኡ ዝካሕዳም

    • @ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
      @ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ 3 หลายเดือนก่อน +3

      ደምርኒ ማርዋይ

    • @hyaub
      @hyaub 3 หลายเดือนก่อน

      Merye haftey ajoki beliya zhaftey😢😢😢😢

    • @tititesfay127
      @tititesfay127 3 หลายเดือนก่อน

      Meriyeyy zom enda selam&muez dyom wala😮

    • @ዓዊ
      @ዓዊ 3 หลายเดือนก่อน +10

      ሜሪ ሓፍተይ ኣቲ ጅግና ፈላጥ በጃኪ ፎትኡ ይዘርጋሕ በጃኪ

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +8

      ምሳኪ ይሪኣ ኔረ ሜሪየይ አጆኪ በልያ ሓደራ 😢

  • @AmaenኣሜንyouTube
    @AmaenኣሜንyouTube 3 หลายเดือนก่อน +15

    ሀዚ እዚኣስ እንታይ እዮ ጥፍኣታ 😢😢😢ክንዲ ዘፍቀረት: ክንዲ ዝኣመነት : ክንዲ ዝሓጎዞቶ እግዝኣብሄር ናይ ኢድካ ይሃብካ😢😢😢

  • @birhanueestay1981
    @birhanueestay1981 3 หลายเดือนก่อน +228

    ፎተኡ ይዘርጋሕ ትብሉ ላይክ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @helenfanos7526
      @helenfanos7526 3 หลายเดือนก่อน

      መልከዐኛን ኣበራኛን እዩ ዙስዲ

  • @የቁድስጊዮርጊስልጅነኝ
    @የቁድስጊዮርጊስልጅነኝ 3 หลายเดือนก่อน +105

    ጥንካሬኺ ግን ከየድነቅኩኽይ አይሓልፍይ ምዓረይ ብጣዕሚ ጀግና ኢኺ ኣይዞኺ ክብረተይ ፈጣሪ ክሕግዘኪ እዩ🙏🥰

  • @ጓልማርያምዲቦልጅኣጽቢወን
    @ጓልማርያምዲቦልጅኣጽቢወን 3 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ መወቲ ምካና ረስዕና ናይ እማትና ንበልዕ ንምንጥል
    ኣደና ሓፍትን ሰብይትና ንብድል ደም ነብዕና ደም ርህጻ ናፍቆት ክእላ ትዕግስቲ ገይራ ደገ ከይትርእ ታዓጽያ ንዓማውቲ ተቆጽሪ ብሓቦ ተስፋ ብእግዚኣብሔር ጠንካራ ዝሰርሖቶ ንምንታይ 😢ከምዚ ትፈድያ
    ምጭካና ኣብየት እግዚአብሔር አምላክ
    ይፍረድካ
    ኣጀኪ ዝሓፍቲ እመ ብርሃን ትሓግዝኪ ❤❤❤

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 3 หลายเดือนก่อน +144

    ልብና ጎድኢኽና ዛሓፍተይ 😢ደስታ show pelise ስእሉ ዘርጋሓዮ ክእሰር ኣለዎ ብሕጊ 👌

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ክብረተይ❤🎉

    • @LETEBRHANTube
      @LETEBRHANTube 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@mohammedtselamገይረልኪ ግበርለይ ወለላይ❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ ንዳማመር 👏🥰❤

  • @ህርምላ
    @ህርምላ 3 หลายเดือนก่อน +134

    ይቃላዕ ትብሉ ላይክ ግበሩ አሕወተይ😢😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓

    • @ህርምላ
      @ህርምላ 3 หลายเดือนก่อน

      @@ኣስኮል አሸ ዓለመይ

    • @NgstiNgsti-j7o
      @NgstiNgsti-j7o 3 หลายเดือนก่อน

      ተዘርጊሑ ኣሎ ኣብ fb

  • @trhasgide-pl9wi
    @trhasgide-pl9wi 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኤህ መድህናኣለም ክርስቶስ ኣብዚ ከዶ ኣይቅንዓዮ ንብዓትኪ ስጉምቲ ኣይሰዶን እዩ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጸላእኪ ይንባዕ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ህያበይ

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 3 หลายเดือนก่อน +171

    እዛ ኮሞቲ ትንብቡ ዘልኩሞ ሓለቃ መልአክቲ ቅዱስ ሚካኤል ካብ ኩፍእ ዝበለ ኩሉ ያሓሊኩም ካብ ክሕደት ይስውርኩም ዓደይ ኣተየ ብማሃርቲ ናይ ፍቅሪ መደብ ክሰርሕ እየ ደምሩኒ 2k ኣእተውኒ❤

    • @Tesfachannel-f1w
      @Tesfachannel-f1w 3 หลายเดือนก่อน +3

      ገይረልኺ ኣለኩ ናዓይውን ደምርኒ መዓረይ🙏

    • @ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
      @ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@Tesfachannel-f1w ናዓይ እውን ደምርኒ ደምረኪ እየ

    • @HyabTadese
      @HyabTadese 3 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen

    • @Mare-qb9xr
      @Mare-qb9xr 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜንኣሜንኣሜን

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

  • @ዕባይ-ዓጋመ
    @ዕባይ-ዓጋመ 3 หลายเดือนก่อน +99

    በጃኩም ፎቶ ዘርግሕልና😭😭😭😭😭😭😭ኣወዳት ተጋሩ ግን እንታይ በዲልናኩም ኢና ኣየ ኣታ ፈጣሪ ኣውያትና ስማዕ😭😭😭😭ዕመናን ምስልናን ኣህሲስና ሰሪሕና እዙይ ክንፍደ😭😭😭😭😭ግሩብ ናይ ሓገዝ ከፉትና ነሓግዛ የሕዋተይ😭

  • @KhanKhan-fr4zs
    @KhanKhan-fr4zs 3 หลายเดือนก่อน +4

    ፀላኢኺ ይንባዕ ናትኺ ንባዓት ክሕደትን ከንደይናይ ከይጥዕሞ ልቦና ይሃቦ

  • @ወጋሕታትግራይዩቱብ
    @ወጋሕታትግራይዩቱብ 3 หลายเดือนก่อน +111

    ኣጋልፅዎ ኣሕዋት ኣንሕና ኣሕዋትኺ ኣለና ፎቶ ብቻ ፖስት በሉሉና😢 በተለይ ብደቅ መዳም ድቅልድ እማ ካብዝ ዓለም ቡሱሩ ክጠፍእ ኣለዎ 😢 እዛ ቆልዓ ግን ብጣዕም እያ ጠንካራ ከይድነቅኽዋ ኣይሓልፍይ ክምዝ እልኪ ምንጋር ንባዕሉ ዓዉይ ነገር እዩ❤ ንሱ ግን እድኺ ይሕነቆ ጨምላቕ😢😢😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @hadas425
      @hadas425 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ኣስኮልደምርኒ🙏

    • @ወጋሕታትግራይዩቱብ
      @ወጋሕታትግራይዩቱብ 3 หลายเดือนก่อน

      @@ኣስኮልእሺ

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน +1

      እሺ

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደሙሩኒ ኣሕዋተይ ❤😢

  • @eriilove2812
    @eriilove2812 3 หลายเดือนก่อน +50

    ቆልዓስ ጅግና ነርኪ ፃዕራም ዋ ታሞ ርግም ሰብ ኣጋጣሚኪ ዳሓን ኣጆኪ ኣምላክ ይሓግዝኪ😢🙏🙏🙏💗

  • @adisuagame7619
    @adisuagame7619 หลายเดือนก่อน

    በጃካ ሚድያ ፎተ ትሓብካ ብሜላ ተኣልሹ ተታሒዙ ይጠየቅ። መድሓኒ ኣለም ይሓግዝኪ።

  • @SurprisedBadminton-eq4cu
    @SurprisedBadminton-eq4cu 3 หลายเดือนก่อน +88

    ኣጀኺ ዝሓፍተይ ፎቶ ይዘርጋሕ ትብሉ ላይክ 😢😢😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @KiyaHafi
    @KiyaHafi 3 หลายเดือนก่อน +79

    ብጣዕሚ ኢኺ ጠንካራ ዘረባኺ ብጣዕሚ እዩ ብቁዕ ጀግና ኢኺ ዘለኺ ኣጆኺ ሓፍተይ ጠንክሪ 🥺💪 ንሱግን ናይኢዱ ኣይስእንን

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน +2

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

    • @Kanal0809
      @Kanal0809 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ጠንካራ ጅግና እያ❤❤❤❤❤

    • @Sanirey777
      @Sanirey777 3 หลายเดือนก่อน +1

      Eway entay emo zereba tray kemti zereba ktbelh nerwa gega ka ms sdra zeytezerarebet mkana u awald btami hmakat ena

    • @KiyaHafi
      @KiyaHafi 3 หลายเดือนก่อน

      @@Sanirey777 ትክክል ኣለኺ መዓረይ ወዮ ክነተባብዓ እዩ እምበር👍👍

    • @Sanirey777
      @Sanirey777 3 หลายเดือนก่อน

      @@KiyaHafi mearey entay du gerimni awald entefetina bzey teref ena nfetu sdrana nrsei hji eza habtnas kemzi gere serihe mehazutey bay ydneka neren knefie mat ye tbl ala gn ezi kulu ms sdru kelalya enda hamua ktkeyd hamata msa ktkmet n sdra gn mstir u neru ezi u ka nay zehrkeni ms teshegerna gn neb sdrana nmles mesakin nsom ka ykbeluna 🤔🤔 ezi kulu ms sdra kab mejemerya tetekaflom srda wn nay balom teazbti mwesedu mknyatu zefkere ewur u naa godelu ayreayan u ahwatu kmexu kelewu ka tebie wey sdraka mrex wey hadarka mbeleto kulu gn bguya koynu ab tnsi bexiha ezia ka zyada yekbdo nkeytwsn bflay ngal ansteyti wlad kab buzuh alaman medebn u zetrfa bzkone egziabher yhagza bejakn nfuat nkun kdmi kulun kedamnetn ka sdrana kredit nhab 🇪🇷😍😍🥰

  • @galtigrayB
    @galtigrayB 3 หลายเดือนก่อน +9

    ብጣዓሚ ኢኪ ጀግና መርኣያ በተለይ ንስደት ዓዲ ዓረብ ዘለና ኣይዛኪ ፈጣሪ ክፍድዮ እዩ😢😢

  • @Dgdewgsg
    @Dgdewgsg 3 หลายเดือนก่อน +114

    አሕ ሓፊተይ ጋል ትረኪቦ 🥹😢
    ደቂ መዳም አሕዋተይ ጉሩፕ ይኸፈታ ባና ቴማስ Tdf ሳሚ ትግራይ ጉሩፕ ይኸፈታ ናሓጊዛ ዋላ 50 ሪያል ምርያም አሕዋተይ ሓስብ ተበላክዮ ባጣዕሚ አዩ ካብድ አፍፍፍ ሓፈተይ 💔
    እሞ ሓራስ 🥹😢
    ስደተኛ 🥹😢
    ጋል አንስተይቲ አዶ ሓፊቲ አያ ኮ ነይራ ናበይ እና ንኮከዶ አፍፍፍፍፍ ጋል ሙካን ለሙሲ አጳልእን 🖤😭

    • @ዕባይ-ዓጋመ
      @ዕባይ-ዓጋመ 3 หลายเดือนก่อน +2

      እሸኒ ንዕነ ደቅነይ😭😭😭እዘም ኣሪመናትኣወዳት በቃ ፀሊእናዮም ሞይትና😭😭

    • @AwetLove-mu9kk
      @AwetLove-mu9kk 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ዕባይ-ዓጋመ እቲ ጸገም ኣብ ኣወዳት ወይ ውን ኣዋልድ ኣይኮነን ዘሎ ኣብ ኩሉ ኢዩ ። ወዲ ሰብ ካብ እግዚኣቢሄርን ሕልናን እንተደኣ ወጹ ውጺኢቱ እዝን ካብዚ ዝከፍእን ንምግባር ድሕር ኣይብልን ኢዩ ። ሰብኣውነት ኣብ ኩሉ ወዲ ኣዳም ይንገስ ❤ ካብ በዳሊ ተበዳሊ ይግበረኒ ፈጣሪ

  • @Kanal0809
    @Kanal0809 3 หลายเดือนก่อน +41

    ካብ ኣምሰሉ ዝኾነ ሰብ ይሰውረና ኣምላክ
    ለዋህ ሓፍተይ እግዚአብሔር ዘይተራእየ ይፍጠረልኪ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ghenetsemere
    @Ghenetsemere 3 หลายเดือนก่อน

    Betami hayale gual eki ajoki ezgabher hizki tekonyo yeblikin bertio embrhane misaki tekun

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 3 หลายเดือนก่อน +49

    ኣይ ከምዚ ዓይነት ሰብ እንድዮም ሂወትና ዘባለሸውልና ያኣኪ 😭😭ካሊእ ዜጋ ምምርዓው እያ እታ ምርጫ

    • @sara-h4z1h
      @sara-h4z1h 3 หลายเดือนก่อน

      ወለላይ ደምሪን እስክ❤❤

    • @rehan222-l1h
      @rehan222-l1h 3 หลายเดือนก่อน

      ዋይ ልኽለም ድኽይ በፅሕክየም በቃ እዝእም ጥራሕ ድየም ተጋሩ እታይ ዓነት ርእስይ እዩ ዘለክን ሓደሓደግን

  • @Nebyattesfay
    @Nebyattesfay 3 หลายเดือนก่อน +28

    ማዓረይ ኣጀኪ ከማኪ ቡዙሕ ሰደተኛ ኣሎ ኩሉ ዝርደኣ 😢😢 ኩሉና ክንሕግዘኪ እና ንዕኡ ግን ሙሉ ነብሱ ከም መራፍእ ይውጋኣዮ😢😢

  • @nahomfiseha5522
    @nahomfiseha5522 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ኢኺ አዮኪ ብምሊናት ዘይሽየጥ ዘይግዛኣ ዉላድኪ አምላክ ብጥበቡ ይአበልኪ።አጀኪ አጀኪ

  • @jhxjvzhudhhxj3490
    @jhxjvzhudhhxj3490 3 หลายเดือนก่อน +44

    ፅብቅ ገርካ ደቂ ኣንእስቲ ተጋሩ በደለን ስቃየን ሓጓሰን ኪስማዓ ኣለወን😢😢😢😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ኣስኮልገይረልኪ ንስኪ እውን ግበርለይ❤😊

    • @waskan9628
      @waskan9628 3 หลายเดือนก่อน

      ትበደል ካብ ገዛአ እዪ ዝጅምር መረዓት ቆላዓ ሕዛ መረዓት ላማፃአ እየን ዘን ገበርቲ ጉድ ዝሓፍተይ ጥራይ ክትበኪ አይኳነትይ ጎል ምብዳል ማዓልቲ ይነውሕበይ አይቀርን ሓደራክን መርዒ አሕዋትክን ከይትብድላ ዘነሓተይ እንተ ሐፈተይ ገን ብናተም ግፍዒ አምላክ አይሓደጋይ ንፅብቃ እዩ😢😢😢😢😢

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

  • @ንግስቲጋልንግስቲሳባ
    @ንግስቲጋልንግስቲሳባ 3 หลายเดือนก่อน +74

    ጥንካሬኪ ግን ተየድንቅካ ምሕላፍ ኣይከኣልን👊💙
    ኣጆኪ እግዚአብሄር ኣምላክ ይሓግዝኪ💙🙏

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

    • @nfkriyeznebr4336
      @nfkriyeznebr4336 3 หลายเดือนก่อน

      Btami hayal lebam amlak axniewa bhaki ember ezis aykealn😢😢😢

  • @saraa9497
    @saraa9497 3 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኽ😢ኣይዘኽ ኹሉ ክሓልፍ ይኡ ዋናኡ ተስፋ ደይሙቁራፅ ድኹሉ ደማ ጊዜ ኣለዎ ትስሕቁሉ ማዕልሕት ክመፅእ ይኡ ትኣገስ ጅግና የኽ

  • @HelenKalay
    @HelenKalay 3 หลายเดือนก่อน +17

    ኣጆኺ ውላድኺ እውን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ብጥበቡ የዕብየልኺ ምስ ዓበየ ከሐጉሰኪ እዮ❤ እቲ ወዲ እውን ናይ ኢዱ ይሃቦ

  • @Mekdes9005
    @Mekdes9005 3 หลายเดือนก่อน +142

    ፎቶ ናቱ ክዝርግሖ እየ ምስ ሙሉእ ቪድየታቱ 😢

    • @jhxjvzhudhhxj3490
      @jhxjvzhudhhxj3490 3 หลายเดือนก่อน +1

      ግርም ኪክሰስ ኣለዎ

    • @aynalemaynalem-xb9qo
      @aynalemaynalem-xb9qo 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዘርጋዮ ዙመናጢ

    • @jvh580
      @jvh580 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዘርግሕዮ እዙ ካሕዳም😢😢😢

    • @hanahaile6150
      @hanahaile6150 3 หลายเดือนก่อน +1

      Yzergah ishi

    • @ሁሉምለበጎነው-ጐ1ጘ
      @ሁሉምለበጎነው-ጐ1ጘ 3 หลายเดือนก่อน +1

      ይዘርጋሕ ዝቆርማድ

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሐዚ እዉን አጀኪ ጠንካራ እኪ ሓቦ ገይርኪ ጥንካረኪ ዳግም አርእዮ በዙይ ተስፋ ከይትቆርፂ ከይትብረከኪ ኩሉ ንፅቡቅኪ ምዃኑ ኣምንኪ አምላኽ ሕዝኪ ተስእኪ ዛሓፍተይ ንቅድምት ሰጉሚ ንሐዚ ክከብደኪ እዩ አጀኪ ኣምላኽ ምስ ብዱላት እዩ ኩሉ ግዜ ንሱ እዩ ጥራሕ ዘይገድፈና እምበር ናይ ደቂ ሰብ ነገር ግን መግለፂ የብሉን 😢😢
    ዉላድኪ እዉን ብጥበቡ የዕብየልኪ እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤

  • @mahleyt7694
    @mahleyt7694 3 หลายเดือนก่อน +44

    ዘይትዓደለ ወዲ ዝሓፍተይ ካሲሩኪ ጥንካረኪ ከይደንቅኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን ኣጆኪ ኩሉ ሓላፊ እየ እመብርሃን ኣደይ ምሳኪ ትኩን

    • @ZFANMEKONEN
      @ZFANMEKONEN 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዕሚ ኮሲርዋ ብቻ ከንቲ የትርፍ

  • @ይርዱ
    @ይርዱ 3 หลายเดือนก่อน +21

    ዋይ ሓፍተይ አጆኺ ንፅቡቅኺ እዩ ወድኽውን ብጥበቡ የዕብየልኺ ኡፍፍፍፍፍ ንመንዩ ዝእመኖ ሎምስ ክሕደት በዚሑ😢😢😢😢😢😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብጣዓሚ እዩ ለሐዝን 😥ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓

  • @مونىاثوبيه
    @مونىاثوبيه 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይዘኺ ማዓረይ ኹሉ ክሓልፍ ይኡ ብብጣዕሚ ጠንካራ የኺ ፈጣሪ ይሓልኺ ውዴዋ

  • @FerFerFe
    @FerFerFe 3 หลายเดือนก่อน +26

    ጀግና እኪ ናይ ባሓቅ አጆኪ ዝይሓሊፍ የለን ኩሉ ንግዜዩእ አዩ ጥንካሪኪ ክይድነቅኩ ካሓሊፍ አይድልን እንተ ኑሱ ግን ናይ መጭረሻ አረምን እዩ😢😢

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

  • @letushhaylay-nq7nq
    @letushhaylay-nq7nq 3 หลายเดือนก่อน +27

    ፎቱኡ ንዝርግሖ ኢና ብሸር ተሓባበሩና ንከምኣ ዝበላ መሊሱ ከየታልል ዓይኒ ዘውፀአ ለማፅ ን ለባምን መሲሉ ሂወት ሰብ ዘዐኑ ሰብ መሰል ሰይጣን😢😢

    • @ugh6249
      @ugh6249 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዘርግህዎ ልካሊእ መህመሬ ክከዉን

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣጆኺ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዝኪ ሕማቅ ንሩእሱ ፅቡቅ ንርእሱ እዩ ንዑኡ እውን ልቢ ይሃቦ 😔👏

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 3 หลายเดือนก่อน

      @@TeheshMahari ደምርኒ ህያበይ

  • @Tiji-R8
    @Tiji-R8 3 หลายเดือนก่อน +47

    ኣሕ ዋይ ጋል ትረክቦ 😢 መቅዲ ሓፍተይ ኣጆኪይ በጃኩም ባ ግሩብ ፈጢርና ዓቅምና ንሓግዛ 😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 3 หลายเดือนก่อน +45

    ትግራይ ዳኣ ንደቂ ኣንስትዮ ሲኣል ካብ ትከውን እካ 2011ጀሚራ እያ።🖤💔💔ቀደማ ካ ሰደት ❤❤ኣጀኪ ዝሓፍተይ ኣምላክ ይሓግዝኪ ዝሓፍተይ ውልዳኪ ይካሓስኪ❤

  • @ابويحي-د6ط
    @ابويحي-د6ط 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣረ ወላ ንካብድና ወላ ይኮን ታይ ኣለና ንመፅእ ንኩላ ዓመት ዓድና ናነፍቅና እዙይ ናራኣካዶ ይምፃእ እዩ ፈጣሪ ኣቦይ ኣቅልሎ

  • @FriewGolesh
    @FriewGolesh 3 หลายเดือนก่อน +120

    መቅድየ ናይ ስደት ማሓዛይ ኣምላክ ይሓግዝኪ

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ🙏❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ኣስኮልደምርኒ ደሚረኪ ዝያዳይ

    • @Majthegreat560
      @Majthegreat560 3 หลายเดือนก่อน +1

      What’s her Number we might help her

    • @user-iamorthodox
      @user-iamorthodox 3 หลายเดือนก่อน

      ስልካ ሃብና

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 3 หลายเดือนก่อน +16

    ጓልነይ ብጣዕሚ እዩ ዝሕዝን ካብ መጠን ንላዕሊ እና አጀኪ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፅንዓት ዓድልኪ ንሓፍትና ንሓግዛ የቱብ እውን ክፈትላ ካልአይ ሰደት ከይትስደት ሰደት መሪርና አሎ ሰደት ካቢድ እዩ ተጋሩዋይ አረ ይረናእኩም በጃኩም አብ ስዕዲ ዘለናስ በደል በዝሕና እኮ ንመን ንአምን ፀጊምና 😢💔

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

  • @እመብርሃንመራሒትመንገደይ
    @እመብርሃንመራሒትመንገደይ 3 หลายเดือนก่อน +31

    ፎትኡ ይዘርጋሕ ብህፁፅ😢😢😢 ምክንያቱም ንካልኦት ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋትና እውን ከምኡ ይገብር ከይህሉ ብርግፅ እውን ከምኡ እዩ ዝገብር እና ፎትኡ ይዘርጋሕ ኣይዞኪ ዛሓፍተይ በኡነት ብጣዕሚ ኢኪ ጠንካራ እቲ ናትኪ ፀገም ኣባየይ ምበፅሐ ነይሩሕ ብህይወት ኣይምሃለኩን ምክንያቱም ደካማ እየ ሐዚ ግን ካባኪ ብዙሕ ትምህረ ብጣዕሚ ኢኪ ጠንካራ ዛሓፍተይ❤❤❤❤

    • @ZFANMEKONEN
      @ZFANMEKONEN 3 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ እያ ንፍዕቲ ግን ሓሳድ ዝኮነ ወዲ 😢😢😢

  • @rahwaal863
    @rahwaal863 3 หลายเดือนก่อน +15

    ደቂ መዳመይ ኣለና ዶ በጃኽን ንማሃር ዋይይይይይ ጋል ትረኽቦ ካብ ዝኹሉ ሓዊ ወጺካ ዶ ከምዙይ ይግበር ኣረ በጃኹም ደቂ ተባዓትዮ ኣሕዋትኩም ኣትበዱሉና እታይ ኢና ገርናኹም ትቀቱሉና ብገንዘብናን ብዑዱሉናን ትፃወቱ ዋይ ብዝኾነ ሓወይ ማዓረይ ፈቱኡ ኣምጺኢካ ለጥፍዎ 😭😭😭😭ኣጀኪ ሓፍተይ ማዓረይ ሓቲ ማዓት ኣላ ትስሕቅላ ንዑኡ, ግን ኣምላኽ ኣሎ ክፍድዮ,እዩ ወረቀት ክኣሪ እዩ ኣብ ጽርግያ ኣብ ቀረባ እዋን 😭😭😭

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 3 หลายเดือนก่อน +19

    ብጣዕሚ ኢኺ ሓያል ናይ ጅግና ጅግና ኢኺ ዛምበይተይ ንወድኺ እግዚኣብሄር ኣምላክ ብጥበቡ የዕብየልኪ👏❤❤❤ነዚ ካሕዳም ወዲ ከኣ እግዚኣብሄር ናይ ኢዱ ይፍደዮ🙏

  • @احمدحسين-ت1ط1ت
    @احمدحسين-ت1ط1ت 3 หลายเดือนก่อน +13

    ፎቶ ክልቀቀ ኣለዎ ንካልኦት ኣዋልዱ ከምኡ ከይገብር ጉሓፋ ብጣዓሚ ይሕዝነካ😢😢😢😢😢😢😢ኣጆኪ ሓፊተይ 💔💔💔💔💔

  • @GefgtYrdg
    @GefgtYrdg 3 หลายเดือนก่อน +36

    ዋይ መቅዲ ናይ ስደት ማሓዘይ 😢

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +1

      አጆኪ በልያ ምቅርተይ እንድሕር ትደዋወላ😢

    • @GefgtYrdg
      @GefgtYrdg 3 หลายเดือนก่อน +2

      እሺ ዝያዳይ ዋይ ከሐምም ከምዚ ኮይና ክትሪአ😢

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 3 หลายเดือนก่อน

      ተጋሩዋይ ደሙሩኒ❤🎉

    • @nነኝ
      @nነኝ 3 หลายเดือนก่อน +1

      አጀኪኺ በለያ ማዓረይ ፀገም ሓላፍ እዩ ትዳዋወላ ተኾይንኺን💓😥

    • @rahwaal863
      @rahwaal863 3 หลายเดือนก่อน

      ኣረ ብጃኪ ስልካ ኣምጽእልና ኣሕሕሕሕሕሕ ሓፍተይ ዑዱለይ ዶ ረኺብኪ 😭😭

  • @shxb9265
    @shxb9265 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሕ 😢😢ኣጆኪ ጋልነይ መዓረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሉእ ብዘይ ጎደሎ ገይሩ የምፅአልኪ ንኩሉ ንኣምላክ ግደፍዮ

  • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
    @ሃረገወይኒማርያመይYouTube 3 หลายเดือนก่อน +15

    ሓደ ሓወይ ሲ እታ ጠንካራ ጓል ሂዋን ሓደ ዘይረብሕ እዩ ዝሽውዳ ይብለኒ 😢ኣነ ፍጹም ኣይአምነሉን ነይረ ግን ካኣ እዛ ሓፍተይ ብጣዕሚ ጠንካራ ምኳና ካልእ ይትረፍ ኣብዚ መጺአ ምንጋራ ብጣዕሚ ዘይግለጽ ጥንካረ አለዋ ግን ካኣ እዚ ዘይረብሕ ተጻዊቱላ ግን ኣጆኺ ህያበይ ንስኪ ጽባሕ ንጎሆ ኣብ ዓብዩ ነገር በጺሕኪ ትሪኢ ኢኪ ❤❤❤❤ኣጆኺ ጥራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @genet3442
    @genet3442 3 หลายเดือนก่อน +22

    ፎትኡ ይቃላዕ ጨካን ደሞተራ 😢 ምጭካኑ ዋይ ጉድ 😢 ኩሉ ዓለም ይፍለጦ በጃኩም😢

  • @حياةعبدالله-م9خ
    @حياةعبدالله-م9خ 2 หลายเดือนก่อน

    ብኣምላክ ይርካባ ጋልነይ ንሀዚ እየ እንበይ ካሕሳ ክህበኪ እየ ኣጀኻ ማዓርይ😢😢😢

  • @soligualagame
    @soligualagame 3 หลายเดือนก่อน +19

    ብጣዕሚ ኢዩ ዘሐዝን ግን ኣጆኪ ሂወት ፈተና ኢያ ኣብ ዓብይ ዓወት ካምዘብፀሐኪ ርግፀኛ ኢየ ብቻ ኣብ እግዚአብሔር ተወከሊ ናብ እግዚአብሔር ኣሕሊፍኪ ሃብዮ እዚ ዘጋጠመኪ ነገር ዋላ ምስ ማሓዛኪ ዳግማይ ከይተልዕልዮ ናብ ሕጊ ገለ እውን ኣይትኪዲ ሱቅ ኢል ናብ እግዚአብሔር ጥራሕ ኣሕሊፍኪ ሃብዮ ንሱ ኢዩ ቅኑዕ ፈራዲ ግን ኣይርደአናን ናዓና እመነኒ እግዚአብሔር ፆርኪ ክፀረልኪ ፀገምኪ ክፈትሐልኪ ፍፁም ነዚ ዘጋጠመኪ ፀገም ከይተልዕልዮ ኩሉ ግዜ ን እግዚአብሔር ኣመስግንዮ ገድሊ ቁዱሳን ስምዒ ትዕወትሉ ቀረባ ክኩውን ኢዩ ኣጆኪ

  • @ለምለምማሓዛደስታ
    @ለምለምማሓዛደስታ 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሕ 😥😭ሓፍተይ ማዓረይ አብ ክንዳኺ አነ ልበይ ተቐፅለ ግን ብሓቂ ጠንኻራ ዝብል ቃል ንዓኪ ኣይግልፅኽን ብምንታይ ክገልፀኺ ወርቒ ዳ ክብለኺ ብሓዊ ትፍተን ብጣዕሚ ጠንኻራ ትዕግስተኛን ሂዋን ኢኺ ኣጆኺ ዛሓፍተይ ዝሕስር ሰብ ሰብመስል ሰይጣን ፎቶኡ ናብ ምይያ ኣውፅዮ ንከመኺ ዝበለ ዕንባበታት ከይልኽመን ንዓኺ ሰማያዊ ኣቦኺ ፍትሒ ይሓብኺና ርሃፅኺ ይመለስልኺ ኣጆኺ

  • @GmrEryy
    @GmrEryy 3 หลายเดือนก่อน +4

    አጀኪ መዐረይ. ኩሉ. ሐለፊ. እዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢😢😢

  • @sabai12167
    @sabai12167 3 หลายเดือนก่อน +86

    ወይ መቅዲ😢 ፎትኡ ይዘርጋሕ ትብሉ ብላይክ😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💜

  • @deradubai1754
    @deradubai1754 3 หลายเดือนก่อน +9

    ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ቤተ ክርስትያን ተዝስራሕስ ኣብ ስዑዲ ምነበርኩ
    ኣሕሕሕሕ ዓድና ናበይ ተቀይራ😢😢

    • @genettewelde6372
      @genettewelde6372 3 หลายเดือนก่อน

      ከመየ አነ ዝብሉ መገዛ ዓድና ፈሪሕና ዋይ

    • @nነኝ
      @nነኝ 3 หลายเดือนก่อน

      እረ በተክርሰትያን አምላክ አብ ዝፈቆዶ ክሰራሕ እዩዋ አብዝ ሐዝ ሰዓት ናብ ዓድ ዘይምእታዉ በገዛ ዓድኻ ትፈረሐሉ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ቋንቋየነሽድንግል-ሰ9ጀ
    @ቋንቋየነሽድንግል-ሰ9ጀ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ መዓረይ ኤህ ናይ ኢድኻ ኣይትስኣን😓

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 3 หลายเดือนก่อน +6

    ዝገርም ፍፃመ አገላልፃ ዝተምሃረ ዝተመሓረ አጆ ኺ ፈጣሪ አሎ ወድኺ ብሰላም የዕብየልኺ መድሃኔ አለም።

  • @ብሬዩተብ
    @ብሬዩተብ 3 หลายเดือนก่อน +8

    እፍፍፍፍ ታይ ዓይነት ወዲ እዩ ክድይና ይጨክን ዓይኒ ልቦናካ ይክፈትልካ ፈጣሪ ንግዚኡ ክምቸይካ ይኩዉን እዩ ፅባሕ ንጎሆ ግና ከምዚ ዓይነት በደል በዲልካ ታሰቃይ ተገሊብጣ ናባካ እያ ኣይጥዕምካ ተመልሰ ካብ ጌጋካ ፈጣሪ ፈራዲ እዩ ብሪኦ ☝
    ክቡርቲ ሓፍተይ የኔ ጠንካራ ብዙሕ ተማሃሪና ካባኪ ጠንካሬኪ ኣጆኪ ፈጣሪ ፅብቅ ሕዚልኪ እዩ አብ ፅብቅ ደረጃ ክተብፂሒ ኢኪ ርገፀኛ እየ ፈጣሪ ኣብቱ ተበዳሊ ሰብ እዩ ንወዲኪ ለ ብጥበቡ የዕቢልኪ ፅባሕ ንጎሆ ብወዲኪ ክትሕጎሲ ኢኪ ❤😢 ፎቶኡ ይዘርጋሕሕሕሕ

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe 3 หลายเดือนก่อน +5

    ማዓረይ ኣጀኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ እመብርሃን ምሳኪ ትኩን😢😢💔💔

  • @ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh
    @ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh 3 หลายเดือนก่อน +84

    ሓቀይ ዩቲብ ትሰርሒ ነይርኪ መቅዲየይ ኣጆኺ ዩቲብኪ ቀፅልዮ 😍😍ደምራኒ ዘን ኣሕዋተይ ኣይኽፎሎን ዋ😍

    • @ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ
      @ቲቲይቱብ-ፐ3ቘ 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኪ እየ ደምርኒ❤

    • @ጓልእንዳባጉና
      @ጓልእንዳባጉና 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንኣየለ ደምራኒ ደሚረክንየ

    • @jvh580
      @jvh580 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዩትብ መን ይብል ዝያዳየይ

    • @Hufthb
      @Hufthb 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዩቲባ መን ይብል ንገርኒ

    • @birhan-X7k
      @birhan-X7k 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዩቲባ መን ይብል ኣሕዋተይ ናበራታትዓ

  • @XgHc-zp2rl
    @XgHc-zp2rl 3 หลายเดือนก่อน +17

    ኣጆኪ ማዓረይ ኣብ ጎንኪ ኣለና ኣሕዋተይ ማዓረይ በብዓቅምና ንሓግዛ😢🙏💔

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💓

    • @XgHc-zp2rl
      @XgHc-zp2rl 3 หลายเดือนก่อน

      @@ኣስኮል እሺ ኢለኪይ❤

  • @kisanettumuzghi6615
    @kisanettumuzghi6615 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጂኪ ሓፋተይ ማዓረይ ኩሉ ንጽቡቅኪ እዩ ኣምላኽ ኣብዚሑ ክህበኪ እዩ ❤❤❤😢😢😢

  • @AskalGebrehiwet-s7p
    @AskalGebrehiwet-s7p 3 หลายเดือนก่อน +9

    አጀኪ መቅዲ ሓፍተይ ኩሉ ንፅቡቅኪ እዩ አወዳት ልቦና ይሃብኩም

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 3 หลายเดือนก่อน +34

    መስቃ የውርደሉ ላካሚኡ ይግበሮ ኣዮኺ ዛ እምበይተይ 😢😢❤❤🙏

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ
    @ብሪጋልተዋህዶ-ጀ2ፐ 3 หลายเดือนก่อน

    አይዞኪ ዝሓፈተይ እግዚአብሔር አምላክ ዘይረአክዮ እንጀራ ይፈጠረልኪ ብልክዕ ንግዝይኡ ክሰመዐኪ ይክእል እዩ ግና ክሓልፈ እዩ ጠንክሪ ዛሓፈተይ እቲ ጠሊሙ ዘይጠልም ህያዉ አምላክና አብ ዝርያኪ ይኩን❤❤❤❤

  • @GffCf-q3e
    @GffCf-q3e 3 หลายเดือนก่อน +10

    እቱ ሪከርዲ ጌርክዮ ዘለኪ ክሕግዘኪ እዩ ጀዋልኪ ተጠንቀቂ ከየስርቀኪ ዛሓፍተይ
    ኣጃኪ ኩሉ ክሓልፍ እዩ

  • @selam801
    @selam801 3 หลายเดือนก่อน +22

    እህ ክሕደት ዝብል ምሰ ረኣኹ ልበይ ከም ገለ ኢሉኒ ከም ኣነ ኣማኒ ሰብ ይህሉዶ ልክዕ ከም ባዕለይ ጌረ'የ ዝወሰዶ😢

    • @NgstiBerhe-rm8ro
      @NgstiBerhe-rm8ro 3 หลายเดือนก่อน +4

      ከምኡ ኢና ምስተክሓድካ ግን ትመሃር ኩሉ ሰብ ዝክሕደካ ዘታልለካ ኮይኑ ይስመዓካ😢

    • @laylaal7008
      @laylaal7008 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብ ሓቂ ስብ አይትአምንን ዋሊ እሙን ስብ ተመፀ 😢

    • @hfdeyjvdeyj
      @hfdeyjvdeyj 3 หลายเดือนก่อน

      ሸር ቦልልና ፈትኡ ለባ ክንደይ ግዘ ክሕባእ

    • @selam801
      @selam801 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@hfdeyjvdeyjባዕላ ኣብ fb post ኢላቶ ኣላ

  • @abelselomon1589
    @abelselomon1589 3 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ጋል ትረኽቦ ኣጆኺ ዛሓፍተይ ከም ሰብ ጠላም ዘይ ኮነ ፈጣሪ ስለ ዘለና ክድግፈኪ ኢዩ ኣበርቲዕኪ ጸልይ 🙏🙏🙏

  • @titial9069
    @titial9069 3 หลายเดือนก่อน +84

    ሓደራ ፎትኡ ይዘርጋሕ😢😢😢😢

    • @dmmksa-is8ri
      @dmmksa-is8ri 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ይፈልጦ ቲዲኤፉ እዩ ከዓ😢😢😢😢

    • @GDGGHrty
      @GDGGHrty 3 หลายเดือนก่อน

      😮ታይ😡😡😡😡😡😡ትዲአፊ አይመሲለንን😭😭😭😭😭😭😭😭😭​@@dmmksa-is8ri

    • @rozaroza7147
      @rozaroza7147 3 หลายเดือนก่อน

      ​@dmmአይኮነንksa-is8ri

    • @Sanirey777
      @Sanirey777 3 หลายเดือนก่อน

      @@dmmksa-is8risebaya neta selam tsegay malet du 😂😂😂😂😂😂😂

    • @ኣቢጋልትግራይ
      @ኣቢጋልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@Sanirey777ዋይ 🙄

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay7712 3 หลายเดือนก่อน +8

    ጋልነይ ኣጆኪ ኩሉ ንፁቡቅኪ እዩ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር ኣብ ዓይነ ብርኩ የብፃሓዮ እዚ ኩሉ ፈረፀማክን ንብዓትክን ምቅርተይ ዘይራእክዮ ካሕሳ ይፍጠረልኪ🙏🙏🙏

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ህያበይ ናተይ

  • @JhonTesfay-pi4mc
    @JhonTesfay-pi4mc 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጆኪ ሓፍተይ ናተይ ኣምላክ ኣሎ ን ኩሉ ዝርኢ ብጥዓሚ ዓባይ ሰብ ኢኪ❤

  • @santhoshmk5693
    @santhoshmk5693 3 หลายเดือนก่อน +8

    ዋይ ዕድመኩም ትሕፀር ኣወዳትስ 😢😢😢 ፎትኡ ይዘርጋሕ በጃኩም😢😢 ኣጆኪ መቅዲ ሓፍተይ💙🙏

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 3 หลายเดือนก่อน +8

    _እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣቦና ካብዝይ ሰውረና ኣጀኪ ዝሓፍተይ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኩሉ ግዜ ምሰ ውፅዓት እዪ ኣሕዋተይ ካብ ሓፍትና ንማሃር ኩሉ እንግብሮ ቅዱሚ ኩሉ ብሕጊ ንግበሮ😢😢😢_

  • @abrab2311
    @abrab2311 3 หลายเดือนก่อน +1

    አጆኪ እግዛብሄር ንዝፈቶዮ እዩ ዝፍትኖ ረግፀኛ እየ አምህሩክስ አብ ፅቡቅ ደረጃ ከምትበፅኪ ምቅርተይ

  • @bitigaltigray
    @bitigaltigray 3 หลายเดือนก่อน +9

    ዋይ ታይ ዓይነት ጭካነ እዩ እዚ ብቃ ድዩ እምነት ጠፈኡ ኣጆኪ ሓፍተይ ጥዕና ሒዝካ ኩሉ ክሓላፍ እዩ ❤❤😢

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

  • @Mereመሬtube
    @Mereመሬtube 3 หลายเดือนก่อน +47

    ፎቱኡ ዘርግሕዎ ካልኦት ኣዋልድ ከየባላሹ

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج 3 หลายเดือนก่อน

    አምላክ ልቦና ይሃቦ😢
    አጆኺ ዉላድኺ እንኳዕ ወለድኺ
    ዊሉድ ህያብ ፈጣሪ እዩ በዚ ከይትብርከኺ ዝሓፍተይ❤

  • @stpual1
    @stpual1 3 หลายเดือนก่อน +27

    ዕድመ ልክ እስራት ብዘይ ይግባኝ ክእሰር ይግብኦ ።

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

  • @alemefem5459
    @alemefem5459 3 หลายเดือนก่อน +16

    wow ሃፍተይ ንስኺ ትበልዕዮ እንጀራ ኣለኺ መኣረ ክንድዚ ጥልመት ብደዉኪ ቀቲሉኪ ግን እንኳዕ ሂወትኪ ኣይሕልፈኪ እምበር ዝርጉም ዘርዒ በዲሉኪ እዩ ኣጆኺ እንኳዕ ዳኣ ናብ ደስታ ሸዉ መጻኺ ንስኺ ድሕር ሕጂ ንግስቲ ትግራይ ኢኺ ወይለዪኡ ንበዳሊ። ደስታ ሸዉ ሃዉና ዉን ከይትህፍረና ካብ ህልፈት ነብሲ ስለ ዝተረፈት ዛሃፍትና።

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @MKrtihayli
      @MKrtihayli 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ኣስኮል ንደማመር😢❤❤

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበራለይ ደቂ መደመይ 👏🥰❤

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js 3 หลายเดือนก่อน +1

    እህህ ሓፍተይ ማዓረይ ኣጆኪ እሰኸ እግዚአብሔር ይሓግዝኺ ኣረ እንታይ ዓይነት ግዜ እና በፅሕና😢😢😢

  • @ግርማነሽ
    @ግርማነሽ 3 หลายเดือนก่อน +8

    ብጣዕሚ እንድዩ ከቡድ ብእትኣምኖ ትክሓድ ግን ክዓ እግዚአብሔር ናይ ኢድኻ ዓይንኺ ለረኣኺ የርእይኺ ጥንካራኺ ግን ከይድንቅኺኪ ኣይሓልፍይ ኣጀኺ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ታሪኽ ክኾነልኺ እዩ ❤😌

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ባሓቂ💞ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💞

  • @GanaaatSlam
    @GanaaatSlam 3 หลายเดือนก่อน +5

    ወይ አጀኪ መዓረይ ንሱ ግን ናይ ኢድ አይስአን ከምዙይ ዝበሉ ሌያቡ ፎቶኦም አብ ሚድያ ይዘርግሑ ትብሉ ላይክ😢

  • @Hiyab-e1c
    @Hiyab-e1c 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ደዉታ ተሃልዩ ኩሉ ተርክብሉ ኢኪ ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኪሞ ካብኡ ዝበልፅ ከም ትረክቢ አይትጠራጠሪ 🥰😘 ከምኡ እዉን you tube ትክፈት እሞ ነበራታተዐያ ንአይ እዉን ደምራኒ ክብራት የሕዋት አይክፈሎይዋ ንተሓባበር please 🙏

  • @lewamtsegay1458
    @lewamtsegay1458 3 หลายเดือนก่อน +10

    ማዓረይ አጀኪ እዞም ናይ አድዋ አወዳት ርእሶም አንረከብን 💔💔

    • @Konj-qn8wl
      @Konj-qn8wl 3 หลายเดือนก่อน

      Riesiki tibeteki resah entay adiwa abeleki chemlaki beti zetifio nibeynu zeytizarebi hade endiyu bediliwa

    • @مرفدصالح
      @مرفدصالح 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@Konj-qn8wlbAkum hzbi tewaridu resahat ሰርህኩም mblae ተላመዱ meebiyo ዝበደሎም tselemti ጥልያን

    • @Konj-qn8wl
      @Konj-qn8wl 3 หลายเดือนก่อน

      @@مرفدصالح gualeta sharmuta neta mebelet adeki tselam bariya beliya degale resah

  • @gsjydywijh
    @gsjydywijh 3 หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ ማዓረይ ኣጀኪ እግ/ብሄር ኣምላክ ይሓግዝኪ ኡፍፍፍ ኣየ ናይና ነገር ኣምላክ ባዓሉ መጨረሸና ይፀበቅና እበር እንታይ ክንብል ኮይንና😢☺️

    • @ኣስኮል
      @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ💝