Thank you Eritrean Unity WW. for bringing this very important, crucial history into your social media video platform. It's a valuable content, and I appreciate presidential advisor Mr Yemane G/ab for his eloquently spoken explanation of the dire situation that was. Our EDF. and our people under the astute leadership heroically were able to stop the hard earned independence from those misguided traitors take over. Viva Shaibiya, Shaibiya forever!!!
this proves the failure of Eritrea nation by PFDJ .this red handed clan built their power . We are not hearing nothing from the prisoners. He is talking to himself And for Zombie.
Ezi sebay xbuk ezia hagerna zmne seb eu. Kab lbu ente konu.kabti ajaw setay dem iseyas b 10000 yhaysh ente gedede zelo xegm shgr eti hzbi tereduwo gelixuwo
ብድሆ ንኸዳዓት!!!
ዓወት ንሐፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ተዓወት! ተዓወት፡ ጅግና ብጻይ የማነ!
ከመዚ ጌርኩም ኣምጹኡልና ንኹሉ እንተላይ ናይ መረጻ መንግስቲ ዝነበረ 1994 ኣጆኹም❤❤
ይበል መብርሂ ሓርበኛ ኣቦናን መምህርናን 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ዓወት ናሓፋሽ ደጋጊምና ዓወት ናሓፋሽ
Thank you Eritrean Unity WW. for bringing this very important, crucial history into your social media video platform. It's a valuable content, and I appreciate presidential advisor Mr Yemane G/ab for his eloquently spoken explanation of the dire situation that was. Our EDF. and our people under the astute leadership heroically were able to stop the hard earned independence from those misguided traitors take over. Viva Shaibiya, Shaibiya forever!!!
ደቂ፡ኤረይ፡ሩሑስ፡አውድአመት፡❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷💕💕💕
Kibren mogosin njeganuna erkanat gedli niberu kiberu edmen tenan yhbkum.🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏❤️❤️❤️✊🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቕን ሓቅን ትንተንና ፡ ሓሳዳት ኣይጠዓወቱን።
ሓቂ ዝሓዘ ዝወድቕ የለን ።እንቋዕ ኣብዚ ኣብጽሓኩም ።
,ዓወት ንሓፋሽ!!!!
Idmen tinan nimerahtna thanks bxay yemane 🙏❤🇪🇷❤🎉🎉🎉
God bless Eritrea and it's people ❤
ብልህታት መራሕትና ዕድመ ይሃብኩም ብኣኹም ኩሉ ግዜ ምስተሓበንናን ምስኮራዕናን ኢና::🎉🎉 😮🎉🎉
መንግስቲ ኤርትራ በብግዜኡ ንዘጓነፎ መሰናኽላት ስግንጢራት/ODDS ከም ኣመጻጽእኡ ግርም ጌሩ በዲሁ፡ዓወት ንህዝቡ ኣጨቢጡ'ዩ።ዮሃና ሰራሕቲ ቅያ ተቓለስትና።👍💪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እወ ባባ የማነ እንታይ ናይዚኣቶም ተባሂልካ ይኹን ኢልካ ከይበልካ እንታይ ይገብር እንድዮም ድሓን ድሓን ድሓን -------ኣብዚኸ ንበሎም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ይበል መብርሂ ሓርበኛ የማነ
ata hzbi ke terediwo du ezi hibey monguda zblo zelo, entrifo seb ketfu Entay rinalkum Over 3 decade Zero result 😢
Selam. Ruhus. Lidet🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
WOW ❤ Thank you for Amazing explanation Mr Yemane🎉!! Wetru Awet Nihafsh zelalem zikiru Nisiweatna❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
😂😂😂 you know this lie is old news yah and higdef still killing young eritreans if you don't know this then you are not eritrean
@@yaruzemuy9056ናይ ማአስ እዩ ናይ ቀደም ድዩ?
@@yaruzemuy9056ናይ ማአስ እዩ?
Meriheba deki Erey maaery Jeganu, Aerkanat kisab Hijiy Kidankum key Keyerkum Xilal Hegerey nusukum 🇪🇷❤️🇪🇷🐫🇪🇷👋🇪🇷🌹🇪🇷👍🇪🇷🙏🏽🙏🏽
❤️🇪🇷❤️Don’t worry about him he is in Asmara ! I meet him in Asmara Pallas hotel with my family ! STOP NEGATIVITY 🖐🏽Ewe Hade Libi Hijiwin❤️🇪🇷❤️
ሎቕማጽ ዝበረቐ ጸሓይና ኢኹም ብዓል ንስኻ ቱፍ
@@Yacoብናይ ማአስ እዩ ብሩኽ ዘሪኢ??
ጒጅለ 15 ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓቢ ሓደጋ የእትዮሞ ዝነበሩ ውሑዳት መራሕቲ እዮም፥
ሓንሳብ ምስ ተጋገዩ ምስል ክብሉ ውን ዘይመረጹ ውን እዮም፥
ኣብ ጋዜጣታት ዝብልዎ ዝነበሩ ምልስ ኢልካ ምስ ተንብቦ፥ ስጋብ ክንደይ ሓላፍነቶም ረሲዕም ከምዝነበሩ እዩ ዘብረሃልካ።
ህዝብን መንግስትን ክእረሙ ውን ዕድል ሂብዎም እዩ፥ ግን ንሶም መመሊሶም ሓድነትን ህዝቢ ፈታቲኖም፥ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ ክሒዶም፥
ኣብ መወዳእትኡ ዕንደራኦም ከሕትቶም ምካኑ ምስ ፈለጡ፥ ጃኬት ናይ ዲሞክራስን፥ ምርጫን ኣትዮም ነቲ በደሎም ምክንያት ክህብሉ ፈቲኖም።
ንጸላእትና ፍናን ሞራልን ድማ ሂቦ፥
ህበይ. ባዕሉ ከሳሲ ባዕሉ ፈራዲ፥ ሓሳዊ መዋቕዒ(ህበይ)፥ ገበን እንሕሪ ጌሮም ንምንታይ ኣብ መጋባእያ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ቀሎም ዘየስምዑ ስለምንታይ ብሕጋዊ መስርሕ ነብሶም ናይ ምክልኻል መሰል ዘይሃብካዮም?
ናይ ኢድካ ትፍደየሉ መዓልቲ ክትመጽእ ኢያ!!!
ሓደ ማሲ ጀቢሃ ሰማርካ ሓደሊሲ ሚሲ ወያነ ኒሱዲን 19810ሸለዊ ጸረሚዳዳ
።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
GBU more and more Eritrea ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Thank you
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ንኹሉ ግዜ ኣሎዎሞ፡ ኢድ ሓላፊት ጸናሒት ከምዝብሃል፡ በቲ ምድብ ናይ እግዚኣብሄ ግዜ ኩሉ ናይ ኢዱ ክረክብ እዩሞ፡ እቲ ሕነ ምፍዳይ ፡ ዓብይን ሓያልን እግዚኣብሄር ኣሕሊፍና ንህቦ።
Fortissimo ,compagno Yemane hasta la victoria
tekesasi abzeyblu, kesasi zbele entebeles nzdekese seb tsuwtsway kemngar eyu.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
ኤርትራውያን ብተጋሩ ተበሊኦም።
እቲ ሃቂ ክፍለጠ እንተደሊሃ ካብቲ ሞት ዝተረፋ ክዛረቡ ይፍቀደሎም ። ብርሃነበርኸ እንታይ ስለዝገበረ ??? ክመውት ተገይሩ
ህበይ ካብ ድሩዕን ጰጥሮስ ሰለሙን ተኣማኒ ገይሩ ዝኣምን ህዝቢ ንነብሱ ጥራሕ ኢዩ ዝቅሽሽ ነይሩ። እቲ ዝገርም ግን ክሳብ ሕጂ ንህበ መሳሪሒ ኢስያስ ኣሚንካ ምካድ ድንቁርና ዘተጋላገለ ህዝቢ ከምዘለውና ኣብዚ መውሃቢ ሪኢቶ እርኢ ኣለኩ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
ኣጣቅዑ ኣመልኩም ዝነገሰ ንጉስና ዝበረቀት ጸሓይና ካብ 8 ብልዮን ደቂ ስባት መጣቃዕቲ ጸሓይ..
ክሳድ ናይ ኣጋሜ ምምንጣስ እውን ንክዕል ኢና።
He done now what he said, he playing to Eri. Ppl double cross. Look all over eri. Diaspora ፈርከሽከሽ ኢሉ ኣሎ። ንምንታይ ግን ሕጂ እዚ….?
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
ዕልዋ!
ምስ ዝኮነ ተሻሪክና ወይ ካልእ ረቂቅ ስልትታት/ህዝቢ ምፍልላይ ማለት'ዩ/ክንጥቀም ኢና፡ ኣግሂዱ ኢሉ ኔሩ ውን ኣምባሳደር ዓንደብርሃን፡ ዝውረከ ሓቂ ድዩ ይሕዋት ደቂኤረይ🙏🏽
ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊💡
Lekbat
Awot. Nhafashh::
በየን ኢካ ትመጸኒ ዘለካ ጸረ ህዝቢ ኤርትራ
ህበይ አንታ መደናገሪ ሕጂ ግን ከምዚአ ኢልካ አይክትዛረብን ኢኻ😂😂
Many thanks to a great political leadership that saves the motherland Eritrea 🇪🇷. Thanks founding fathers and mothers of Eritrea 🇪🇷. We r proud of you
ነደኻ ማይ ዉረደላ ጃሱስ ዉዲ ኮማንድስ
Hasweti. You’re still alive but one day the truth will come out
እንታይ ደኣ ናይ እዚ ህበይ ዘረባ ኣምጺእኩሞ ፡ንስብሓት ዝረኸበት ዶ ረኺባቶ እያ።
ናይ ዝሐለፈ እንታይ እዩ ከምብሐዲሽ?
ማንከይ ማለት ህበይ ማለትዩ።❤❤❤
አርእስቲ ጥራይ እየ ርኤዮ ምስምዑ ሰይድልን እዩ ከመይሲ ድሕሪ ዐሰርተታት ዐመታት ዝተደርሰ ና ክሕደት ድራማ ንማንኪ ሸምዲድ ከንብቦ ዝተዎህቦ እዩ እዚ ነቶም ደናቁር በራዪ ደጋጊሞም ክሰምዕዎ ገዲፍናሎም አለና
ጌጋ እንተጌሮም ህራይ ጽቡቕ ኣይኮነን
ግን ይኤክል ምሕረት ክግበር ይግባእ
ሕጂ
If they are alive it is time forgiveness I think they paid their time.
Hero my blood
🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ባርያ ተዛሪብካዮ ምዒድካዮ ሓሰማ ዩ እዞም ሕጂ ዝጠቕሶም ዘሎ ሰባት ብሕጊ ቅዋም ብጠበቓ ሓጋግን ፈራድን ጌሮም ኣዛሪቦሞም ድዮም ካብኦም እግባይ ወይ እወ ተሰሚዑ ድዩ ልካዮ ንሓደ ባርያ ህግደፍ ወይ ኢሰያስ ዝምልሰልካ የለን!ባርያ ባርያ ዩ ንሊብያ መጽዩ ለማኒ ኮይኑ ናኸደ ባርነቱ ኣይገድፍን
ሞንኪ /ሒበይ /ማንካ
Hassawi Hassawi
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣስተውዕል ወዲ ሃገር።
ኣተሃላልዋ ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ : ቅድምን ድሕርን ምስ ምእሳር እዞም ኣብ ዝለዓለ ጽፍሒ ውድብ ህግሓኤ ብምኻን ናጽነት ኤርትራ ክውን ንምግባር ህዝቦም ብምውህሃድ ዝዓየዩ ህያው ምስክር'ዩ። ዘረባ ክልተ ከይሰማዕካ ኣይትፍረድ እናበለ ዝምዕድ ብፍትሓውነት ዝተናበረ ሕድሕዱ ለባም ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ሕጂ ውን ኣሎ።
ምዉጣ ጥዑም ይመስል ግን ዕረ እዪ, ምስ ዉያነ ኮይንካ ዓዲ ኣጥፊኩም ደቃሉ ወያነ ሓንቲ መዓልቲ ትሕቲ መሬት ኢኻ ንስኻን ጎይታኻን ማንኪ ህበይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማንክይ ዝተዛረቦ ብዛዕባ እቶም ኣብ ማሓዩር ዘለዉ ደቀባት ጉጅለ 15 ኩሉ ሓሶት ከምዝኾነ ግዜ ሚሂሩና'ዩ። እቶም ዘይተረዳኣኩም ብድሌትኩም ዝደንቆርኩም ኢኹም።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🏼
Hgi emo yelen diu ksab hji dehayom aygebrn democracy alo diu kbehal hji... Yakl yakl aykl.....
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
ربنا ينصر ارتريا 🇪🇷❤️
ብሐቂ ማንኪ። ብሕልፊ ብአታሐሳስባ። ካብቶም ጉ15 ንላዕልስ ንኤርትራን ሕዝባን ተጨኒቑ ክምጉቶም። ሐቂ እንተሀልዩካ ነቲ ጋውና አረጊት ሐለቓኻ አብጎንኻ አቐሚጥካ ፊት ንፊት ዘይትሙግቶም። ማእሰርቲ ብፍፁም አይግቦኦምን ኢልካ እኳ ክትፀንዕ ዘይበቓዕካ ሕሊና ዘይብሎ ጎደሎ።
ቆማል ትግራዋይ
Where is he now😂
G-15 ኣሲርካ እንታይ ኣፍሪኻ????
ወየ ሕልሚ ሲንጋፖር ኣተግቢርካዮ'ዶ???
this proves the failure of Eritrea nation by PFDJ .this red handed clan built their power . We are not hearing nothing from the prisoners. He is talking to himself
And for Zombie.
ውሑዳት ጠላማት ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ክኾኑ ኣይክዕሉን። ስለዚ ከምቶም ተሓባበርቶም ወያኔ ጉቡኦም ረኪቦም ኣለዉ። እዚ ዘይዋሓጠሉ ገመድ ጌሩ ሸቀቅ ይበል።
Waheyo hasawe Deqee batt ekom Aserkom zellekom. Hasewte Deqee 40 dahan Gezeykom texebeyo.
🙏🏽⛪️⚖️🗝️⚖️🕌🙏🏽
ቆንዳፍ ኣጋሜ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Seb sle zitegageye mot dyu zigibio, kiqtelu alewon elka si fthawi aykonen
ግርም ጽንጽዋይ
ፋራ ክልል mentality
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
100%ሓሶት
👏👏👏👏👏💯💯👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🙏🏿🇪🇷💕❣️🙏🏿
ልዕሊ ኩሉ፡ እዚ ዝተባህለ ኩሉ ሓቂ እንተ ኰይኑ፡ ንምንታይ ኣብ ሕጊ ቀሪቦም ጉዳዮም ዘይፍረድ። እዚ ቪድዮ ናይ ቀደም ምዃኑ ፍሉጥ እንድዩ፡ ብግብሪ ግን ክሳብ ሎሚ ስርዓት ሕጊ የለን።
ኣበይ ዓዲ ኣሎ ኣብ ሕግ ዝቀርብ ናይ ፖለትካ ጸገም ሲቅ ኢልካ ኣይትዛረብ ጥራይ ኢቶም ዝተረፉ ኣቦታትና ብሰላ ይቅረ ይባሃለሎም ንጸበ ። ምክናቶ ኣቦታትናን ይሕዋትና ስለ ዝኮኑ እምበር ሕጊ ኣይትበል ዓቅሚ ዘይብልካ
ምሊታሪ ፍርዲ እዩ ዝዋሃቦም ምኽንይቲ አብ ግዜ ዉግእ እዮም ዝኸድዑ ዘለዉ ስለዚ ዉግእ ምስተላዕለ ማርሻል ለዉ ስለ ዝተአወጀ ብማርሻል ሕጊ ትፍረድ ።
እቶም ብሰንኮም ዝጠፈኡ ይሕዋትና እኳ ኣብዘይምለስሉ እዬም ከይዶም ምእንቲ እታ ክብርቲ ሃገሮም ስለዚ ሃገር ኣብ ምክልኻል ከላ ምስ ጸላኢ ዝመኸሩ እዬም እንታይ ኣብ ፍርዲ ምቅራብ ኣድልይዎም ባዕሎም ዝተፈረዱ ቃሎም ክትሰምዕ እንተደሊኻ ኣብ ባዓል ጀርመን ዝገበሮ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ዱሩዕ ብመናብር እዬም ደርቢሙሉ ተጣላቂና ኢሉ ንርእሲኡ ጠልቂዮ .... ሓዉ ሰንጋል ዉን ዝበሎ ኣሎ ስምዓዬ ....ኢኻ ንሶም ዝኣጎድዎ እከይ ተግባራት ክሕደትን :ጥልመትን ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ሎሚ ኣብ ስደት ሰልፈፍ, ሰልፈፍ እናዳበሉ ይርቡ ኣለዉ እንተ ህዝቢ ኤርትራ ናብዛ ብርሃን....
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት 🇪🇷 ! ዉድቀት ንኸዳትን ጃጀዉትና
@Eritrea_2013 ኣይትሓዋውሶ። እቶም ዝተሰውኡ ኣሕዋትና ብሰንኪ እዚዶ እቲ ኢልካ እተሳብበሎም ኣይኰኑን። ምእንቲ መሬቶምን ክብሪ ሃገሮም እዮም ተሰዊኦም። ብስውኣት ምድንጋጽ ንምፍጣር ምፍታንካ ክሳብ ክንደይ ሕሱር ምዃንካ እዩ ዘርኢ። እምበር ስርዓት ሕግን ፍትሕን፡ ሰብ ብድብድቡ ንኸይኩነን፡ ኩሉ ዜጋ ከኣ ኣብ ሕግን ርትዕን ተኣማሚኑ ንኽነብር እዩ። እንታይ ርትዒ ኣድልዩካ፡ ኣብ ጀርመንዶ ኣብ ገለ ብዝበልዎ ዘይፍረዱ ክትብል ከለኻስ ኣብ ጎልጎል ብኣፍካ ዝሃበካ ዘይኰነስ፡ ከም መርትዖ ኣብ መጋባኣያ ቀሪቡ እዩ ክፍረድ ዝግብኦ። እዚ ግን ናታቶም ጥራይ ዘይኰነስ ናይ ዓሰርተታት ኣሽሓት ዜጋታትና ኣካይዳን ዕጫን ኰይኑ ኣሎ። ክሳብ ኣጽናሓለይ እናበልካ ንዓመታት ዝርሳዕ ሰብ ክንደይ እዩ።
@@efremmebrahatu8682 ፈቲኻ ጸሊእካ ሕጊ እዩ ዝዳኒ፡ ኣብኡ ከኣ እዩ ገበን ናብ ቃልዕ ዝወጽእ። እንተ ዘይኰይኑ ብበለካ ለኽዓካ ዝቀርብ መርትዖ የለን። ናይ ፖለቲካ ይኹን ካልእ ጸገም ኣብ ቤት ፍርዲ ተራእዩ እዩ ፍርዲ ዝወሃብ። ኣይትፈልጥን እንተ ኰንካ፡ ኣሽሓት ኣብነታት ክዝርዘር ይከኣል። ልክዕ እዩ፡ ከምዚ ናትና'ውን ኣሎ እዩ። ግን ኣየናይ ኣብነት እዩ ዘዋጽኣና ኢልካ ሕሰብ። ከምዚ ዓይነት ኣካይዳ ግን ብዙሕ ሕማቕ ሳዕቤናት ጥራይ እዩ ዘምጽእ።
Is this new😮
Not new
No nooooo
I was really surprised 😂
100%🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ካሕዳም ኣምሰሉ
❤😢😢😢😢😢😢❤
Men deyo kabb Aseb Ansahebu zebelle. Ballo president natka eyo.
እዚ ህበይ ማንኪ እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ። ስበይታይ። ግዜኻ ተጸበ ወዲ ኾታሪ። ሬሳኻ ኣብ ጎደና ሓርነት ክንጎቶ ኢና፡ በጃ ቢትወደድ።
Shaebiya Eritrea 💪 💪 💪 hayal eyu men ktnkfo kkkkkkkk
He is liar
እቲ ሓቂ እዚዩ።G15 ልክዕ ከምዚ ባዓል ጻድቃን ብምዕራባውያን ታዓሲቦም ዘርባዕባዕ ዝብሉ ዘለዉ ዘርባዕባዕ ኢሎም።ኣብቲ ግዜቲ ወያነ ክትስዕርያሞ ንሕና ንጹሃት ኢና ከምጲላጦስ ክብሉዩ ኔሩ ዓላሞኦም። ነዚ ድማ ሃይለ ዱሩዕ ኣብ ጀርመን ሰብ ኣኪቡ ተናሲሑዩ።
(ሳላ ህዝቢ ኤርትራ ዝመከተምበር ተጠላቒና ኢና ኢሉዩ)። ህዝብን ሃገርን ኣሕሊፎም ሂቦሞዮም። ትዘሕዝን ግን ኣሕሊፎም ዝሃብዎ ህዝቢ ገበኖም ንምሽፋን ክንዲ ብዝቐደመ ከይስተሩ ደለይቲ ለውጢ መሲሎ ቀሪቦም ህዝቢ ከደናግሩ ምፍታኖምዩ። ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑምበር እዘን ዝፈርሳን ነንሕድሕዶም ዝባሉዑ ዘለዉ በዝን ወድኸምዝንዮም።
እንበር ማንኪ ዖና ጌርካስ አብ ሚድያ ትወፅእ ደንቆሮ ካልእ ይትረፍ ቡንባ ማይ ትጭኩኑ
ኮለል ኣይንበል! ንፍርዲ ዘይቀረቡ ገበን ስለዘየብሎም ኢዩ!
Let them also speak for them selves HGDEF belo elka he elka mismae nab ngedfo zemenat koynu 😢😢😢😢😢😢😢
አያኻ ኢሱ 2.5ቢሊዮን ዶላር አለዎ ።።።ማኒከይ አምላኺ ይቂዘፍካ ሚሲ ወዲ ተኒቤን ኢትዮጲያ ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
ሕጊ ዳኣ ኣብ ጉድጋድ ኣዕሚቂ ታኣሲሩ እንድዩ፡ ኣብ ------ኤ!
"አንጭዋ ደገ ን አንጭዋ ገዛ አውጽአ" ደቀባት ምስ ጅግንነቶም ተሓይሮም፡ ዓዲ መጻወቲ ጋና ደቂ ተምቤን ኮይና ብኻ ከይመጸት ተሪፋ
Ghize nay hidgheten mehreten yekre zigibetelun hadeneten wefri mehyal kuteba ghize yehatena alo emo bezey waal hider keneterghumo nebegheset hagherna ab mehnax nekid nekirmit zelalemawi zikri ne seweatna awet nehafash 🇪🇷
Iza Gugle hgdef khedaat tselaati hizbi earetrea Nehalem denatured serekti
👍🇪🇷🐪
This is an old speech, why was it presented as new ????
ህግደፍ ጸዋዕቲ ግናይ ግዜ
ኣማሕዲርኩም ኣካኣልኩምን ኣሲርኩም ቀቲልኩም ኣይትውድኡንን ኢኹም
ሓደ መዓልቲ ክትስዓሩ ኢኹም መን ዘይ ፈከረ ኣብዛ ዓለም
ለኽባጥ
@wonder580 go live in eritrea if you like higdef lekbat
CIA infiltrate geru nezom G15 usubat geruwom eyu.
It's 2024 still you believe higdef lies 😂😂you are delusional wakeup
Ezi sebay xbuk ezia hagerna zmne seb eu. Kab lbu ente konu.kabti ajaw setay dem iseyas b 10000 yhaysh ente gedede zelo xegm shgr eti hzbi tereduwo gelixuwo
ትበንቅስኩም ዘመነ እምኒ
ጒጅለ 15 ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓቢ ሓደጋ የእትዮሞ ዝነበሩ ውሑዳት መራሕቲ እዮም፥
ሓንሳብ ምስ ተጋገዩ ምስል ክብሉ ውን ዘይመረጹ ውን እዮም፥
ኣብ ጋዜጣታት ዝብልዎ ዝነበሩ ምልስ ኢልካ ምስ ተንብቦ፥ ስጋብ ክንደይ ሓላፍነቶም ረሲዕም ከምዝነበሩ እዩ ዘብረሃልካ።
ህዝብን መንግስትን ክእረሙ ውን ዕድል ሂብዎም እዩ፥ ግን ንሶም መመሊሶም ሓድነትን ህዝቢ ፈታቲኖም፥ ጅግንነት ህዝቢ ኤርትራ ክሒዶም፥
ኣብ መወዳእትኡ ዕንደራኦም ከሕትቶም ምካኑ ምስ ፈለጡ፥ ጃኬት ናይ ዲሞክራስን፥ ምርጫን ኣትዮም ነቲ በደሎም ምክንያት ክህብሉ ፈቲኖም።
ንወያነ ድማ ፍናን ሂቦም፥
ዶንቂሮ
😡😡😡👊👊👊👊👊