ኣዱሊስ ሜድያ © ፌቨን ምስ ኣዛነይቲ ሕቶታት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024
  • ኣዱሊስ ሜድያ ©
    ዝቐርቡ ትሕዝቶታት
    * ታሪኽ ዕዉታት ሰባት
    * ኣዘናጋዕቲ መደባት
    * ሓንጎልና ዝፍትሹ ትሕዝቶታት
    * ስፖርታዊ ዜናታትን ካልእን

ความคิดเห็น • 583

  • @haile.a3165
    @haile.a3165 4 ปีที่แล้ว +292

    ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ ከምኡውን ርሑስ ሓድሽ ልደት

    • @meratv618
      @meratv618 4 ปีที่แล้ว +4

      amen amen amen

    • @salinagaleri2450
      @salinagaleri2450 4 ปีที่แล้ว +1

      Febu shikor neshtey kola nerki si kndI gegifki kab kulu kebdki bejaki sport srhi

    • @tesfamarayammesgen8367
      @tesfamarayammesgen8367 4 ปีที่แล้ว +2

      Nils Jhons Amen Amen Amen

    • @eriboy5326
      @eriboy5326 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን amen ኣሜን

    • @msleyyoutubechannel467
      @msleyyoutubechannel467 4 ปีที่แล้ว +3

      ክክክክ ርሑስ ሓድሽ ልደት ክክክክክ ማራ ኬፍ ኣለዋ

  • @mesginahabte3391
    @mesginahabte3391 4 ปีที่แล้ว +20

    ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ።ንፊዕት ፌቡ ምስ ትሕትናኪ ኣምላኽ ይባርኪ።Bravo😍🇪🇷🇩🇪

  • @negassiyebio2231
    @negassiyebio2231 4 ปีที่แล้ว +34

    ኣዱሊስ ሚድያ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ቀጽልዎ

  • @marazimarazi8618
    @marazimarazi8618 4 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ
    ካብዚ ንላዕሊ በርትዑ ታሪካዊ ሕቶታት እንዳምጸኩም ኣበርትዕዋ ኣጀኩም

  • @faniftse441
    @faniftse441 4 ปีที่แล้ว +12

    ማራ ፅቡቅ መደብ ፌቡ ፅቡቃት ሓራሙ ኣርኢክና ብፍላይ እታ ፍዮሪ ቃው ቃው

  • @youandiarethebest1596
    @youandiarethebest1596 4 ปีที่แล้ว +47

    ፌበን እዚ ኣቀራርባኺ ትርር ኢሉ, ደሓር ከኣ እቲ ኢድኪ ኣብ ክሳዶም ኣይትስቀልዮ, መኽንያቱ ምስቲ ካሜራ ቁሩብ ክኸብዶም ይኽእል'ዩ, ደሓር ከኣ ንሓደ ሰብ ብውሕድ ሰለስተ ወይ ኣርባዕተ ሕቶ ክትሓትዮም ኣለኪ, እቲ ሕቶ ድማ ህስትሪ ናይ ኤርትራ እንተ ዝኸውን ጽቡቅ ነሩ!!!

    • @africanhabesha9650
      @africanhabesha9650 4 ปีที่แล้ว +1

      እዚ ዝበልካዮ ኩሉ እንተትገብረልካ ኔራ ድማ ካልእ ምበልካ ኔርካ ንኹሉ ኣበር ጥራይ ኢኹም ትውጽሉ ከምዚ ክኸውን ኔርዎባ ሽንጫር እንዳበልኩም

    • @brightbright9011
      @brightbright9011 4 ปีที่แล้ว +1

      DDD FFF shut up 🤐 everyone have an opinion don’t judge them

    • @africanhabesha9650
      @africanhabesha9650 4 ปีที่แล้ว

      @@brightbright9011
      ያኢ ኢንግሊሽ ተኻኢልለይ ኢዩ ተባሂሉ እዚኣ ጥራይ ዲኻ ትኽእል ኢንግሊሽ ፈዛዝ የእምሮ

    • @brightbright9011
      @brightbright9011 4 ปีที่แล้ว +1

      DDD FFF idiot

    • @africanhabesha9650
      @africanhabesha9650 4 ปีที่แล้ว +1

      @@brightbright9011
      ጥፍኣለይ ከይትመጸኒ ጓሓፍ

  • @RobelGhebrelu
    @RobelGhebrelu 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቒ ዘሐጉስ ስራሕ ኣጆኹም ቀጽልዎ ኣዱሊስ ሜድያ፤ ኣብ ስራሕኩም ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም።

  • @bdhobdho6461
    @bdhobdho6461 4 ปีที่แล้ว +3

    Wowww febu lewah kulu seb kemaki ente zkewn so xbuk ajoki kexlyo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nakfa1244
    @nakfa1244 4 ปีที่แล้ว +8

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ፌቡ ንፍዕቲ❤️❤️❤️

  • @TastyTacosRoblox
    @TastyTacosRoblox 4 ปีที่แล้ว +1

    Great job Febu aytehmeqee . Adulis Aytehemequ buzuh kenxebeykum ena Jeganu Xebuq edel.

  • @danaittewelde3273
    @danaittewelde3273 4 ปีที่แล้ว +8

    Eway azkirkeni kemzi lomi abi gift keykone kelo kedem kartelina azeyu kebur hiyab eyu zenebere love it febu kexeliyo. ❤🇪🇷 Happy new year neakum ewen ❤❤❤

  • @wizfugra2920
    @wizfugra2920 4 ปีที่แล้ว +15

    😍😍😍🙏ዋዉ ይበል መደብ ፌቡ ሹኮር ♥️♥️🤣

  • @mtprodacion3777
    @mtprodacion3777 4 ปีที่แล้ว +4

    ጽቡቕ መደብ እዩ እንተ ኮነ ግን እቲ ዝሓተትክዮም ኣብ መወዳእታ እንዳ ነገርክዮም እንተ ትኸዲ ጽቡቅ ነይሩ ምክንያቱ መታን እቲ ዘይ ፈልጥ ንእግረ መንገዱ ክፈልጽ ብዝኾነ ቐጽልዎ

  • @Awettesfaldet2013
    @Awettesfaldet2013 3 ปีที่แล้ว +1

    Eway sherifo shikor nay kedem seb arekimuna thank you so much adulis media kea ketsiliwo

  • @yrgalmpawlos6664
    @yrgalmpawlos6664 4 ปีที่แล้ว +6

    መጀመርታ ሩሁስ ሓድሽ ኣመትን ኣውደኣመትን ይግበረልና ኣዝዩ ደስ ዚብል መደብ ፌቡ ሽኮር ከኣ ትህትናኪ ክብረትኪን ድሰ ይብል ቀጽልዎ

  • @selamyemane1640
    @selamyemane1640 4 ปีที่แล้ว +7

    Ewyy gezawtna...miss it a lot epee

  • @htht5893
    @htht5893 4 ปีที่แล้ว +2

    I love her. She is very good interviewer

  • @habenshishay9741
    @habenshishay9741 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽልዎ ደቂ እረይ

  • @22danielzula
    @22danielzula 4 ปีที่แล้ว +2

    Thanks somuch adulis

  • @bsrateyasu1039
    @bsrateyasu1039 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ፌቡየይ ናዓኪ ምስ ሰድራበትኪ ሩሑስ ሐዳሽ ዓመት ይገበረልኪ

  • @user-wd4vt5hk6x
    @user-wd4vt5hk6x 4 ปีที่แล้ว +8

    መርሓባ ፌቡ ብጣዓሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዮ ጓል ኤረይ ሽኮር

  • @biniazmarino7334
    @biniazmarino7334 4 ปีที่แล้ว +11

    ፌቡ ሽኮር ጽቡቅ መደብ ትሕትናኪ ፍሽኽታኹ ኩሉሙሉ እንታይ ክወጾ

  • @eelias3043
    @eelias3043 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መደብ፡ ኣንቱም ሰባት እዚ ህዝቢ ትግርኛ ዘይሕለል ሓየት ህዝቢ፡ ስነስርዓቱ ትሕትንኡን ደስ ክብለካ።

  • @mikiyatlove9608
    @mikiyatlove9608 4 ปีที่แล้ว +51

    ወዲ ቱኩል ኣበይ ዓዱ እንድዒ
    እንዳ ነገርኩኺ
    እንድዒ
    ኣጆኺ
    እንድዒ ሳሓቅ እኮ መይተ ሽኮሪና ግን ኬፍ ኣለዋ።

    • @missufamily28
      @missufamily28 4 ปีที่แล้ว +3

      Ygerim u 😂😂😂😂😂

    • @user-gy9ve2sy9v
      @user-gy9ve2sy9v 4 ปีที่แล้ว +5

      Arki Alewa 😜

    • @loveit2571
      @loveit2571 4 ปีที่แล้ว +2

      @@user-gy9ve2sy9v ane endye arka

    • @efremsunmoonstar8146
      @efremsunmoonstar8146 4 ปีที่แล้ว +2

      14:00 Wedi afkaria malet dyu neta gual (fana)

    • @shawnmikle9189
      @shawnmikle9189 4 ปีที่แล้ว +1

      🤩🤩🤩🤩🤩

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 4 ปีที่แล้ว +7

    ፌቡ ምቅርቲ ደስ ዝብል ሕቶታት ምስ ሙሉእ ሬስቤክት

  • @biniamhabte1467
    @biniamhabte1467 4 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዓሚ ጽቡቅ ኣድንቆኩምም ካሜራ ንጹር፡ ድምጺ ፡ ቦታ ጽቡቅ ትመርጹ ናኣሽቱ ጌጋታታ ኣለኡ ግና ኣብ ቀጻሊ

  • @rigatgirmay2958
    @rigatgirmay2958 4 ปีที่แล้ว +8

    ጽቡቅ ኣቀራርባ ቀጽልዎ።ፌቡ ከኣ ንፍዕቲ

  • @zupeerinaomar2084
    @zupeerinaomar2084 ปีที่แล้ว

    Fibu Shkor Naqy ka Rhus Ball Yegbrlki Mes Sedraki Sebayki Modesha 🇪🇷🥰🇪🇷🥰

  • @abrahamjohannes4408
    @abrahamjohannes4408 4 ปีที่แล้ว +4

    Deki Eriy xada 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🌟🌟🌺🌺

  • @kesetegeresus3020
    @kesetegeresus3020 4 ปีที่แล้ว +4

    febuye love you so much ma Baby girl Respekt full kaxeleyo

  • @yordanoshabtom7573
    @yordanoshabtom7573 4 ปีที่แล้ว +5

    አብ ዓድና campany/ሞያ ከምንኸፍት ተበራቲዐ።
    Thanks♥H.N.Y 2020

  • @furtunakibrom5943
    @furtunakibrom5943 4 ปีที่แล้ว +2

    Wow you look beautiful and smart my home country girl we love you

  • @furtunayemane1629
    @furtunayemane1629 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ምድላዋት ፌቡ ሓፍተይ ኣጆኺ ቀጽልዮ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ብዓል ልደት ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን

  • @abrhammehari167
    @abrhammehari167 4 ปีที่แล้ว +15

    ኣስመራየ ሽኮር

  • @abrhethaile7793
    @abrhethaile7793 4 ปีที่แล้ว +18

    Fabu shikorrr xebuk serh kaxleyo zeyaday

  • @jhonghk72
    @jhonghk72 4 ปีที่แล้ว +12

    ፈቡ ሽኾር ቀጽልዮ ኣጆኺ ። ስፖርት ከኣ ግብር ኣብሊ ቅጥንጥን በሊ ናይ ሕማመይ።

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 4 ปีที่แล้ว +1

    Rhus hadsh amet adulis medya amet selam ksanet ygberelna

  • @aman562
    @aman562 4 ปีที่แล้ว +1

    good job Fevena and continue your good approaching your media talent

  • @xxcxd880
    @xxcxd880 4 ปีที่แล้ว

    ስላም ፍተዋት ደቂ ሃገርይ🇪🇷 ረሑስ ሓደሽ ዓመት 2020 ሐቱ ናተይ ነፈቡ ዓዲ( ቀ) ኣበይ ተርከብ

  • @eritreanmothertebedila1002
    @eritreanmothertebedila1002 4 ปีที่แล้ว +2

    ሓታቲት ዋውው ምቅርቲ ህዝቢ ኤርትራ ትሕትና ዝመልኦ በዓል ልቦናዩ ሰላም የውርደልና

  • @biniamgere4925
    @biniamgere4925 4 ปีที่แล้ว +1

    Xubuk medebe 🇪🇷🇩🇪

  • @yoditsahle2138
    @yoditsahle2138 4 ปีที่แล้ว +6

    ርሑስ ሐዲሽ አመት ደቂ ኤረይ አዝዩ ጽቡቅ መደብዩ ኤርትራና ዘለዋ ጽባቀ ተላሊ ካልእዉን ነዚ ምጭዉ ለዋህ ህዝብና ክንርዒ ብምግባርኩም ዝድነቅ ስራህዩ ቀጽልዎ

  • @kekeloye771
    @kekeloye771 4 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy febuye shikor respekt full ketseleyo mekeret❤️💋🤙

  • @lifelove8265
    @lifelove8265 4 ปีที่แล้ว +10

    እንዲዒ መሊኣ በል ቀሊል ኣይኮነን ምሉእ ሂወቱ ኣብ ፍርሒ ስክፍታን ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ ሃንደበት ሜድያ ከተላምዶ።ግን ኣጆኹም እቶም ናብ ሃገር መድያታትኩም ይእቲኹም ትሰርሑ ዘለኹም ክሳብ ትኽልከሉ ወይ ክሳብ ትእሰሩ ።ምዝራብ ኣላምድዎ ኣፍልጥዎ እዚ ውን ሓደ መንገዲ እዩ።ኣጆኹም

    • @abrhammehari167
      @abrhammehari167 4 ปีที่แล้ว

      ኩርምጅ ወላ መድፍዕ ጌሮም ዲዮም ዘፈራርሕዎን ኔርም ድሁል

    • @Official-Hermela-Tek1
      @Official-Hermela-Tek1 4 ปีที่แล้ว

      Ata kid niaka eu kefieka zelo maere kindiu aytegdido duhul😂😂

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 4 ปีที่แล้ว +1

    Great entertaining program

  • @faniliverpool6732
    @faniliverpool6732 4 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሜድያ ተዘይተዓወቱ የውሃና መን ይረኽቦ ፌቢ ጽቡቅ ኣታሓትታ ፍሽኽታን ነቲ ህዝቢ ዘዛናግዕ

  • @never664
    @never664 4 ปีที่แล้ว +1

    Good job brother's continue

  • @fishktaameley7842
    @fishktaameley7842 4 ปีที่แล้ว +2

    Febu mekret naki ka ruhs hadsh amet hizbina tium respect mlu

  • @tektes524
    @tektes524 ปีที่แล้ว

    Deki Adlus eritrea 🇪🇷 ♥

  • @abrahamtsegay1918
    @abrahamtsegay1918 4 ปีที่แล้ว +2

    Deki Erey Anabs !!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @pawlostekie8453
    @pawlostekie8453 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ኤረይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን

  • @lovemaru4268
    @lovemaru4268 4 ปีที่แล้ว +1

    መደብኩም ኣዝዩ ጽቡቅ መደብ እዩ ግን እቲ ህያብ ሞባይል ወይ ላብቶፕ ወይ ክኣ ከም በጊዕ ደርሆ ማለትን ንኣውድ ነኣመት ዝውኩሉ ነገር እስቦንሰር ዝኾኖኩም ዓበይቲ ትካላት ረኺብኩም ንዓመታ ክትምለሱና ንጽበየኩም ምክንያቱ ካርተሊና ጽቡቅ እዩ ነገር ገን ኣዝዩ ነእሽተይ ህያብ ኮይኑ ስለ ዝተሰማዓኒ እየ እዚ ዝጽሕፈልኩም ኣዱሊስ ሚዲያ ከኣ ስለ ምኽረይ ዝሰማኩምኒ ኣዝየ የመስግነኩም ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይመነየልኩም

  • @mekonenbokuray2896
    @mekonenbokuray2896 4 ปีที่แล้ว +2

    Febu Haftey nay behaki xbuk Medeb qexlwo Ruhus awdamet ygberelna

  • @danealmekonene749
    @danealmekonene749 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኩም በርቱዑ ኣብ ጎኑኩም ኣለና ኣድሉስ ሜድያ

  • @tirhastewelde3216
    @tirhastewelde3216 4 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ጽብቅቲ ፍጥረት ሩሑስ በዓል ልደት ይግበረልና ንኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ሰላም ዘለዎ ዓመት ይግበረልና

  • @biniamtekle4023
    @biniamtekle4023 4 ปีที่แล้ว +1

    Febu shkor 100% respect

  • @maharyabraha229
    @maharyabraha229 4 ปีที่แล้ว +1

    Owa Kindey Tishkur 🇪🇷Eza Gal Hlal Mret.Xbkte gal HaHaHa.y

  • @trustyourself9355
    @trustyourself9355 4 ปีที่แล้ว +22

    ዋይ ፌቡ ክክክክክ ተመሳጊንካ ትኸይ ህ ኢላቶ ዓርከ ኬፍ ኣለኪ ክክክክክ

  • @biniamamanuel8502
    @biniamamanuel8502 4 ปีที่แล้ว +6

    ብታእሚ ደስ ዘብል መደብ ቀፆልዎ

  • @eruna91
    @eruna91 4 ปีที่แล้ว +1

    Wawww febu shkor qexlyo🇪🇷💪💞🙏

  • @merrylopakiku9068
    @merrylopakiku9068 4 ปีที่แล้ว

    Nice jop deqi erey xaeda...edmen tienan yhabkum fetari nezi jemirkumo zelekum srah teawitkum twdewo ygberkum...kbri ayney am so proud .... keep it well

  • @eluguleri9746
    @eluguleri9746 4 ปีที่แล้ว +3

    Keep up girl

  • @luwamlulu8097
    @luwamlulu8097 4 ปีที่แล้ว +3

    Deki asmera shikornatat. 😘😘😘😘😘

  • @imissyoumom238
    @imissyoumom238 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ደስ ክብል 💖😘

  • @adunyaasmera3581
    @adunyaasmera3581 4 ปีที่แล้ว +2

    ፌቪ ዓይነይ ቬላ መደብ ኣስመራይ ናፊቅናያ ዓሕ ኣዱንያ ያኽ

  • @missufamily28
    @missufamily28 4 ปีที่แล้ว +3

    Ma fav artist febiteyy love u ❤🇪🇷❤

  • @fani609
    @fani609 4 ปีที่แล้ว +1

    Keep it up 👍🏽

  • @eritreaneritrean1570
    @eritreaneritrean1570 4 ปีที่แล้ว +2

    ብመጀመርታ ንኩሉ ኣማኒ ክርስትና ርሑስ ቅንያት ልደትን ጥምቀትን ይግበረልና፡ ብምቅጻል ፌቡ ሓብተይ ጽቡቅ መደብ፡ብፍላይ ድማ ኣብ ኣውደኣመት ከምዚ ዝኣመሰለ ሓጎልካ ዘዛኒ ሕቶታት ብምቅራብኪ፡ኣብ ቀጻሊ ግን እዚ መደብ ካሊእ ኣጋል ሕዚ ክቀርብ ይላቦ።ምክንያቱ ኣብዚ ኸምዚ ዝኣመሰለ ሕቶታት ዘቅርባ ቻነላት ብዙሓት ኣለዎ፡ ብሚሒር ምብዛሕን ከማን እቲ ሕቶ ይደጋገም ደሓር ይሽልትወካ፡ ከም ፈታዊ ተካታታልን ኣዱሊስ ግን ሓደ ምክሪ ክበኩም፡ ኣብ ኣውደኣመት ክከውን ከሎ ከብዚ ዝኣመሰለ ሕቶታት ክትሓቱ ትክእሉ ኢኩም፡ እቲ ሰሩዕ ናይዛ ምድያ ስራሕ ግን፡ ከመይ ከም ኮነ ይብል፡ ኣብ ኣዳራሽ ድዩ ኣብ ዝኮነ ቦታ፡ ኣብ ዝተፋላለየ ሞያታት ዝነጠፉን፡ዝነጥፍፉ ዘለውን፡ ኣብቲ ሞያ ክነጥፉ ንዝደሉ ኣብ መጻእን፡ ዓዲምካ ዝርርብ ምምይጥ፡ንኣብነት ሰብ ሞያ ስነ ጥበባውያን ኣለዉ፡ ስነ ጥበብ ድማ ባሕሪ እዩ፡ ናይዚ ባሕሪ እዚ ተጠቃሚ ክትከውን እተኮንካ ኣፍልጦን ፡ተመክሮን ክህልወካ ኣለዎ፡ኣብዚ ድማ ዝተፋላለዩ ሰባት ነናቶም ስነ ሓሳብ ወይ ኣረኣእያ ኣለዎም፡ ኣብዚ ከም ሓውሲ ክትዕ፡ ንኣብነት ዕብየት ስነ ጥበብ ሃገርኛ እዚ መንገዲ እዚ ምስ ንክተል ዝዓቢ ክብል ከሎ፡ ሓደ ሰብ፡ ብኡ መንጽር ድማ ካሊእ ሰብ ኻሊእ ሓሳብ የምጽእ፡ ኣብዚ ድማ እቲ መንእሰይ ዩኩን ተካታታሊ እቲ ድሩት ዝነበረ ኣፍልጡኡ እዳ ዓበየን እዳ ሰፍሐን ይከይድ፡ እዚ ማለት ካብ ኩሉ ሞያ፡ ዋላውን ካብ ኮለጃት፡ካብ ሃይስኩል፡ካብ ሞባእታ ፡ እቲ ሓሳቦም ዝገልጽሉ መደብ እተዝክውን፡ከምቲ ኣዱሊስ ዝመስል ስም ሂብኩማ ዘለኩም ነዛ ምድያ፡ ዓቢ መደብ ክከውን ድማ ዘዓሩ፡ ካብ ፖሎቲካ ናጻ ።

  • @user-xj2jd2gn1g
    @user-xj2jd2gn1g 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መደብ ፈቡ ሓብተይ ኣጆኪ ቐጽልዮ

  • @haneyhaney5609
    @haneyhaney5609 4 ปีที่แล้ว

    Febey shkor love kexlyo ms Asmirey keman arakibkna love you deki ASMARA

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መደብ ምስ ጽብቅቲ ጋል

  • @cafuantonio8280
    @cafuantonio8280 4 ปีที่แล้ว +8

    9:30 Gele aynet dona sheyfna

  • @mebrahtomdebas9415
    @mebrahtomdebas9415 4 ปีที่แล้ว

    Ruhus awdeamet nkulu hzbi eritrea amen Maintenanceajokum kexlwo

  • @kesetegeresus3020
    @kesetegeresus3020 4 ปีที่แล้ว +3

    yemane barya 😭❤❤❤❤❣❣❣❤❤❤❣❣❣

  • @mikeweldu8116
    @mikeweldu8116 4 ปีที่แล้ว +8

    ናይ የማነ ባርያ ሉላ ቀዳመይቲ ደርፉ ድኣ እምበር ኣርእስቲ ካሴቱ ኣይኮነትን።

    • @fanufanu8381
      @fanufanu8381 4 ปีที่แล้ว

      emo nexel derfu eiya ko ela zearkey

    • @mikeweldu8116
      @mikeweldu8116 4 ปีที่แล้ว

      @@fanufanu8381 ዋእ ንዓ እባ ኣልቡም እንታይ ማለት ድዩ፧
      ኣልቡም እምበር ትሓትት ኣላ።
      እስከ ካብ መበል 5፣00 ደቒቕ ዘሎ ጀሚርካ ስምዓዮ።

    • @sirakyemane7160
      @sirakyemane7160 4 ปีที่แล้ว

      @@mikeweldu8116 No Nexel derfi nay barya elato kubur hawi

    • @mikado5545
      @mikado5545 4 ปีที่แล้ว

      Mike ትፈልጣ እንተኮንካስ እንተትምልሳ ፅቡቅ ኔሩ

  • @abelbereket1759
    @abelbereket1759 4 ปีที่แล้ว +1

    Welcome Adilus entertainment btaemi xbuk keep it up.

  • @furtunabrekti4059
    @furtunabrekti4059 4 ปีที่แล้ว +2

    Kemzi kemay meret adu kri kelo:
    Lewhaten fikren hizbu kri kelo:
    Mirka adetat kiseme kelo:
    Nebeat😥 zesero
    Trgum ab sdet mnbar 0 zikono
    Gin kea kimles wela entedleye gin
    Ab adu natu hiwet 0 kemzkewen felitu merir nabra sedet mis nafkot kesawer zwesene kemzi kemay
    Men alo?
    Zwfetwa Hagreyn 🇪🇷 tinfasey zewefyela weladiteyn ❤nafike gen entay emo yigeber dehan hanti malti la
    Amlak nebeatnan meretnan riu Rhwa yifterelna.

  • @mbrhtomtmelso258
    @mbrhtomtmelso258 4 ปีที่แล้ว +1

    Yemane barya
    Abrhame Afwerki
    Kaloten si ab snde ktahz ygbo eu :: 🇪🇷

  • @eritube3898
    @eritube3898 4 ปีที่แล้ว

    Medbu xebku neru
    Genu heto nu hade sebu wehidu
    Abu zekxlu kerbu asfu eta teblwo xebku neru 😍🇪🇷👍

  • @dubatop7581
    @dubatop7581 4 ปีที่แล้ว

    Fevbu .beautiful artist

  • @walaaykeseb407
    @walaaykeseb407 4 ปีที่แล้ว +3

    Deki Asmera kea behalu, nay taniko kedameyti kaset zeyfeltu

  • @halenamotivation5065
    @halenamotivation5065 4 ปีที่แล้ว +15

    ናይ ኩሎም ናይ ዮውሃና ዕድል ዝበልዎ ኣድኒቐዮም# ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም #dki Eri selamkum ybzah .

  • @yordanosabraham5361
    @yordanosabraham5361 4 ปีที่แล้ว

    Sesenu deki Erey shikorinatat 😍🇪🇷

  • @lovepeace717
    @lovepeace717 4 ปีที่แล้ว

    *ከረን ሽኮር!*

  • @user-pl1vs3hc3s
    @user-pl1vs3hc3s 4 ปีที่แล้ว +2

    ፈቡ ዓይነይ😘

  • @phili8384
    @phili8384 2 ปีที่แล้ว

    Febey mkrti miss u so much.

  • @user-yd2dk3qs9v
    @user-yd2dk3qs9v 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣብርሃም ኣፍወርቂ ቆጽሊ-ጋባ
    የማነ ባርያ ሰገናይ
    ተመስገን ጣኒቆ ወላ ኣይክሰብ
    ቀዳሞት ኣልቡም ናይዞም ድምጻውያን ሃገአና!!

  • @asmarabella65
    @asmarabella65 4 ปีที่แล้ว

    GOOD job 👍👍👍

  • @samuelberhane3342
    @samuelberhane3342 4 ปีที่แล้ว +7

    እቲ ሽልማት ሰልዲ ክከውን ኔሩዎ

  • @godislove7120
    @godislove7120 4 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ መደብ እሞ
    ነቲ ወዲ ሲ ኣይፈልጥን እየ ምስ በላስ
    ወይ ኣርእስቲ፡ንገርኒ ሞ ክፍትን ኢልዋስ
    እንታይ ሞ ኣላ ካልእ ኢላ ትሓቶ እንዳ ሰምዓ ሓደራ ኢሉ ኔጊርዋ ድሓር ንሳ ካ
    ሓደራ ወላ ኣይከሰብ ኢላቶ ወላ ኣይከሰብ ኢልዋ ግጡም እንድዩ ዋ ብናጻ ዘይህብዎ እቲ ህያብ መስሓቅ ቅቅቅቅ

  • @justicefortheseekofhumanit2969
    @justicefortheseekofhumanit2969 4 ปีที่แล้ว

    Happy new year and merry Christmas but Poor Questions

  • @bahgialonionedaylove2329
    @bahgialonionedaylove2329 4 ปีที่แล้ว +1

    Febu shikor nice job

  • @abrhammehari167
    @abrhammehari167 4 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ኤረይ ጽቡቃት

  • @abadigebre6247
    @abadigebre6247 4 ปีที่แล้ว +1

    Febu Asli Kek aleki Love you

  • @efremtewldebrhan8748
    @efremtewldebrhan8748 4 ปีที่แล้ว +1

    Btami xbuq srah rhus awdamet deki eri jeganu

  • @mebrahtikiflemariam1002
    @mebrahtikiflemariam1002 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏

  • @osmanhasen5482
    @osmanhasen5482 4 ปีที่แล้ว +4

    Fabu shikor mer si kef aleki

  • @temesgengebrezighbiher9261
    @temesgengebrezighbiher9261 4 ปีที่แล้ว

    febu shkor wela Ane knafkeki eiye 💛❤💛

  • @nahommhretab4261
    @nahommhretab4261 4 ปีที่แล้ว

    Barya the best all in africa music ahh hgdef telamat enqae ayrio hji barya ezi koynayo zelena bsenki shfta sreat hgdef

  • @user-qw3ed1tn5w
    @user-qw3ed1tn5w 4 ปีที่แล้ว +13

    ናይ ጣኒቆ ኣልቡም ወላ ኣይከሰብ
    ናይ ባርያ ንጽል ደርፊ ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር
    ናይ ኣብራሃም ኣልቡም ቆጽሊ ጋባ
    ተኽለ ክፍለማርያም ወዲ ትኩል ዓዱ ትኹል

    • @user-eq9xz2vn4x
      @user-eq9xz2vn4x 4 ปีที่แล้ว

      Nay barya lula eya nay abrham dima hadera astewiel menesey

    • @GoodmorningEritrea33
      @GoodmorningEritrea33 4 ปีที่แล้ว

      ተስፋያ ስንቀይ th-cam.com/video/CxqdTOZb0N8/w-d-xo.html my new channel pls 🙏❤️🙏

    • @22danielzula
      @22danielzula 4 ปีที่แล้ว

      Thanks

    • @PhilmonGiggs11
      @PhilmonGiggs11 4 ปีที่แล้ว

      Sami Bare nay barya kdmi lula mdrafu derftat neruwo’yu. Nay abraham kedameyti album 1991 wegahta eya tbil.

    • @user-qw3ed1tn5w
      @user-qw3ed1tn5w 4 ปีที่แล้ว

      Sami bare ናይ ባርያ ቅድሚ ሉላ ሃገረይ ዝበለ ተዘኪሩ ይነብር ናይ ኣርቲስት ኣቶብርሃን ሰጊድ ኣማሓይሹ ዝደረፋ ቀዳመይቲ ደርፉ እያ ናይ ኣብራሃም ግን ወሲደያ ኣለኹ ከምዘላታ