"ኤርትራዊ ኣብ ሃገርነቱን ሓድነቱን እዩ ዘሎ"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 มิ.ย. 2024
  • "ኤርትራዊ ኣብ ሃገርነቱን ሓድነቱን እዩ ዘሎ"
    #eritrea #eridronawi #aanmedia #aanpodcast #ethiopia #egypt #uae #sudan #china #somalia #russia

ความคิดเห็น • 55

  • @merhawisolomon361
    @merhawisolomon361 19 วันที่ผ่านมา +1

    good analysis Mr. Daniel. thank you ANN Media Network for your Excellent Programmes. I love them ❤

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 17 วันที่ผ่านมา

    ዓብዳት ዘዕግብ መደብ 👍ዳኒ ሓውና ጽቡቕ ኣገላልጻ ሑቡናት ደቂ ኤረ🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷

  • @isayastewolde2527
    @isayastewolde2527 19 วันที่ผ่านมา +2

    We are all shabia. We are all HGDF. WE ARE ONE PEOPLE AND ONE HEART.

  • @tsegayteweldebrhan9499
    @tsegayteweldebrhan9499 19 วันที่ผ่านมา +3

    ዘዝኣቶና like 👍 ንግበር ደቂ ኤረይ

  • @motherland1510
    @motherland1510 19 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ.... ሚዛን... ዘለዎ... ትንተና... ዳኒኤል.. ሓውና &ዓብዳት ሓውና!

  • @mohammedhassen2839
    @mohammedhassen2839 19 วันที่ผ่านมา

    ክብረት ይህብካ ዳኒአል
    ስላም የውረድልና።

  • @tesfamariambahta5660
    @tesfamariambahta5660 17 วันที่ผ่านมา

    Dani the best. Thank you!!!

  • @motherland1510
    @motherland1510 19 วันที่ผ่านมา

    100%... ዳኒ... ሓውና... ኣዝዩ ብሱል መልሲ. ደጊምካ.. ተመለሰና

  • @motherland1510
    @motherland1510 19 วันที่ผ่านมา +2

    ዓብዳት... ሃርድ... ቶክ.... ይሓትት... ኣሎ, ዳኒ...... ካኣ... ደፋርን... ሓቅን... ብግልጺ... መልስካሉ..... ካብ ናይ ካልኦት.. ጨብረቅረቅ... ንሰምዕ, ቀጽልዎ... ብዙሕ.. ክንምሃር ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤

  • @dragonfast206
    @dragonfast206 18 วันที่ผ่านมา

    ዳኒ ብጣዕሚ ሚዛናዊ ሓሳብ : ሰማዒ ተረኺብካ'ዩ!!

  • @biniamteklemariam2202
    @biniamteklemariam2202 19 วันที่ผ่านมา +1

    ከማኹም ይብዝሑ ቀጽልዎ ንኹልና ክሕሸና የቀንየልና

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 19 วันที่ผ่านมา +1

    Selam. 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @MunaJaefer
    @MunaJaefer 13 วันที่ผ่านมา

    Waw goood job Abduselam nice background

  • @ephremabraham8266
    @ephremabraham8266 19 วันที่ผ่านมา

    Love the media. Respect to all

  • @alexanderrussom3043
    @alexanderrussom3043 19 วันที่ผ่านมา

    Dani you are so smart just keep gonig jegena

  • @samiyemtek1982
    @samiyemtek1982 19 วันที่ผ่านมา

    Dani the great ❤🇪🇷🇪🇷🙏

  • @user-xh4dp6ij4r
    @user-xh4dp6ij4r 19 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ " ደላዪ ፍትሒ " ኢየ ዚብል ፡ ክብርን መሰልን ሰባት ብዚሓለወ ኣገባብ ተማእዚዙ ፡ ንባዕሉ ፍትሓዊ ኣብነት ኪኸውን ይግባእ ። እዚ እንዕዘቦ ዘሎና ገበናዊ ኣካይዳ ግን ፡ ብርእዮ ግህሰት ፍትሒ'ምበር ፡ ብምንም ተኣምር ምስ ፍትሒ ስለ ዘይራኸብ ፡ እዚ ጉዳይ'ዚ ካልእ እኩይ ተልእኾን ዕላማን ዘለዎ ምዃኑ ርዱእ ዚገብሮ ፡ እቲ ብግህዶ ንሓልዮት ትግራይን ትግራዋይነትን ዚወገነ " ኤርትራ እትብሃል ሃገርን ፡ ኤርትራዊ ዚብሃል መንነትን የልቦን " ዚብል ጭርሖኦምን ጎስጓሶምን እኹል መረዳእታ ኢዩ ። ስለዚ ኢዩ ድማ ንሓድነት ህዝብን ህላወ ሃገርን ደው ዚብል ኤርትራዊ ዜጋ ከም ቀዳማይ ጸላኢ ዚፈርድዎ ዘለው ።

  • @user-iq1vg7cy9f
    @user-iq1vg7cy9f 19 วันที่ผ่านมา +1

    የቀንየልና ክልቴኹም ምሁራን❤

  • @user-hh8zs6he8j
    @user-hh8zs6he8j 19 วันที่ผ่านมา

    Great! Good ideas Dani brother

  • @Aman80770
    @Aman80770 19 วันที่ผ่านมา +1

    ዳኒ ጽቡቕ መልሲካሉ ነዚ ሓቲቲ ዓብዱ ሰላም ልሕቲት

    • @user-xh4dp6ij4r
      @user-xh4dp6ij4r 19 วันที่ผ่านมา

      ንስኻኸ እንታይ ኢዩ ሽግርካ ? ኣርኪብካስ ምስቲ ውርዙይ ዛዕባ ዘይቃዶ ንስድነትን ድንቍርናን ትዋፈር !
      " ለባማት ከም ዓቤት ይጭንዱሑ ፡ ጓል ማእምን ከኣ ጥራጥ ተራእዩዋ " ዚብሃል ከምዚ ናትካ ኢዩ !

  • @MunaJaefer
    @MunaJaefer 13 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @jemanejemane91
    @jemanejemane91 18 วันที่ผ่านมา

    አዚኣቶም ወላ አሪትራዊያን አንተኮኑ ግን ሲነሃሳብ ህውሃት አዩ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷።

  • @AsmaraDenden-km3ky
    @AsmaraDenden-km3ky 19 วันที่ผ่านมา +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤞

  • @teklitberaki5125
    @teklitberaki5125 17 วันที่ผ่านมา

    Smart

  • @habeshamehrer7962
    @habeshamehrer7962 19 วันที่ผ่านมา

    Good job dani

  • @hazhaz85
    @hazhaz85 18 วันที่ผ่านมา

    There is no (HGDF) Guila but there is Eritrean festival, Eritrean independence , June20th remembering day and new year celebration. You should correct your questions. Thank you

  • @motherland1510
    @motherland1510 19 วันที่ผ่านมา

    ዕላማ... ብርጌድ... ንኸብዶም ( tom&Jerry ) 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @menkem967
    @menkem967 19 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 18 วันที่ผ่านมา

    😢Kebid ieyu nazom uespat gezeb yemurom sekiru derhazulu gezeib jeicanit bedeim dekina telkuyu yemuro bali beyene setene etom mhuran debuluna

  • @user-fr3os2yn4t
    @user-fr3os2yn4t 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @motherland1510
    @motherland1510 19 วันที่ผ่านมา

    ንጹር... መልሲ... ዳኒ? ኣብ europa ይኹን ኣብ ካልእ... ሕማቅ ንምግባር... ዕላምኦም እዩ. ኣብ ዝተፈላለየ... ከተማታት europa ይፍጽምዎ ኣለዉ.

  • @motherland1510
    @motherland1510 19 วันที่ผ่านมา

    ዳኒ... ብጣዕሚ... ደፋርን.. ሓቅን ኢኻ.... ትትንትን... ኣጆኻ! ብዓል ኪሮስ ዓንጃል ኣባልዓ.... ሃንዛ ( ሕምባሽ ) ጌሮሞ... ቃልሲ.... ብሓደ... ለይቲ.... ኣስመራ... ክኣትዉ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @wanderfull0213
    @wanderfull0213 19 วันที่ผ่านมา +1

    ነዚ ዘረባኹም ዝርዳእ ሓንጎል ይሃቦም

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d 19 วันที่ผ่านมา

    ብዝኮነ ትማሊ ዓጋመ ትብልዎ ዝነበርኩም ደምበ ፍትሒ ሎሚ ኤርትራዊ እዩ ክትብልዎ ጀሚርኩም ኣለኩም

  • @Russomfstokecoine
    @Russomfstokecoine 19 วันที่ผ่านมา

    ዝከበርካ ዳኔኣል ኣብ ፖሎቲካዊ ዕምቆትን ትንተናን ጠንቆን ሳዕቤን ኢልካ ኣዕሚቃ ብምሕስብካ
    ናይ ሃገርና ኩውንነትን ተጻቦኦ ካብ 50 ታት መቅጸልታ ብ ዓል ከቢረ ወልደኣብ መራሕቲ ሂውት ክቅንጸሉ ዝተደልየን ሕጂውን ሰሪሑ ዝበለዕ ዜጋታት ንፖለቲካዊ እምነት ቀጺሮምቲ እምነት ሓገር ዘለዎ ብበትሪ ኤርትራዊ ኣይትበል ዝብሉ(ብምስምስ ህግደፍ ዋላውን ይኩኑ) ሓደ ልቢ ቅድም ሃማሴን ዝብሉዋ ዝነበሩቅይሮም ሓደልቢ እዩ እናበሉ መዓልታዊ ምኽንያት እናቀይሩ ብጎዘሞ ብወጥዊጥ ከም ፖለቲካ ፕሮግራም ናይ ዳዓሽ (ተረሪስቲ)ተምሳል መምሪሒ ማእከልነት ዝይብሉ ኣብ ሓደ ከተማ 2ተ ጉሩፕ ፈጢሮም ግብሪ ብምፍርራሕ ነናብ ጂብኦም ከቲቶም ከይትነግሩ ዝብሉ ክተርቲ ልከዕ ከምቲ ኣብ ትግራይ ሓጻውንቲ ተተሸኪሞም ህጻውንቲ ካብ 5ተ ዓመት ክሳብ10 ወዲን/ጋለን ዝወሰዱ ጎረቤትእይ ኢሉ ዝይረዳኣሉ በጺሑ ዘሎ እዚ ገንዘብ /ግብሪ እናተባህለ ካብጁባ ኤርትራውን ብስም ተቅወምቲ ተጋሩ ዝመርሕዎ ምስ ሹጎር ኮቲን ኤርትራውያን ሽፍትነት ተገሩ ኡዩ 90%እሞ
    እዚ ዝሃብካና ትንታነ ኣብቦቱኡ እዩ ክብል ስለ ዝደልኹ የቀኒየልና ስለቲ ደፋር ውሳኔኻ ቀጽሎ ።መተሓሳሰቢ ትግራውይ ከምቲ ናይ ኦረሞ ን ኣምሓራ ዝገበርናዮ ኣብ ኤርትራውያን ግንቀሊል ኣይክከውን እዩ እታ መድብና ናባና ክድርቡይዋ ተዳሊዮም ኣለው ኣና በሉ ናይ ትግራይ ፕላን ምካኑ ተኣሚኖም ኣለዉ።

  • @shewhat438
    @shewhat438 18 วันที่ผ่านมา

    Entay aynet -ve mind gazetegna eyu foee kunat hadhid gele mele kebizih

  • @welelaayney4959
    @welelaayney4959 19 วันที่ผ่านมา

    Eritrean government is painfully slow government. We need to be allowed to return our country. The only way a nation to be prosperous is if it has a very skilled citizens that know how to create wealth. Government job is to safeguard the wealth created and make sure it is peaceful. We showed Africa how to build a good central government now is the time to show how to create strong economy that dream can be reality when people are free to do so otherwise if we keep going like this for longer and longer then we will kill each other eventually. I remember 25 years ago we never thought our sociaty would be so divided like this.

    • @KT-tm8yu
      @KT-tm8yu 17 วันที่ผ่านมา

      Perhaps a little understanding of scope and objective of the sanction regime that started in 1991 is important. No Eritrean can do what you are doing in Eritrea as you are doing in Africa when a country is choked by the west!did you know you can not wire transfer euro or dollar from anywhere to a Bank in Eritrea or use credit card!

    • @welelaayney4959
      @welelaayney4959 17 วันที่ผ่านมา

      @@KT-tm8yu stop laying around and accepting your fate. When do you thing this choking will stop then. Lame excuse

  • @user-uh4cr5sb8d
    @user-uh4cr5sb8d 19 วันที่ผ่านมา

    ዳንኤል ተክላይ ካብ ፖለቲካ ኣፍልጦ በራሕ ኢካ የማንውን ጸገማውን ኮይንካ ክትንቀሳቀስ ቀሊል እዩ ግን ነናትካ ስነ ሓሳብ ሒዝካ ብሓባር ተሳኒካ ኢትነብር ንኩልካ ዝቅይድ ቅዋማዊት ሃገር ክትህልወካ ኣለዋ የመናዊ ኩን ጸገማዊ ብሕጊ ሃገር ኢካ ትዳነ እቲ ሓድነት እውን ኣብ ሕጊ ዝተሰረተ እዩ ኣቦታትና ብሕጊ እንዳባ እዮም ዝቅየዱ ነይሮም ብዘይ ሕጊ ሓድነት ኢልካ ምዕፋር ከሕፍረካ እዩ ዘለዎ እዚ ዝመጽእ ዘሎ ጎንጺ እውን ውጽኢት ናይ ዘይቅዋማዊት ሃገር ምብትታን ሓድነት እዩ

  • @fessehazeru1946
    @fessehazeru1946 19 วันที่ผ่านมา

    አዝም ሰባት ናይ ትግራይ ሰነ ሓሳብ ሒዞም ዝኸዱ ዘለዉ ሰለዝኾኑ።
    አብ ምዕራብ ናይ ግብረ ሽበራዊ ተግባራት አንቀጺሎም ዉዒሉ ሐዲሩ ሕጊ ከራኽበሎም አዩ።
    አዚኦም ዘይረብሑ ሕነ ናይ ትግራይ ሰዕረት ከፈድዩ
    ብተጋሩ ዝምወልን ዝተባባዕን
    ሰለዝኾኑ።
    አብዚ ከልተ ዓመት አብ አርትራ
    ተቃወም ዝበሃል ከትብለሉ ምኽንያት ተፈጢሩ።
    አብ አርትራ አብ መንጎ ሃገርን
    ልዕላውነት ከዕቅብን ዝደልዩን ምስ ናይ ትግራይ ፖለቲካ ውህደት ዝደልዩ ሰለዝኾነ ፣ ሰለዚ
    ምስ ትግራይ ትዕወት በሃልቲ ናይ
    ፖለቲካዊ ፍልል ዘይከነ ናይ ከልተ
    አካል አብ ደማዊ ውግአ ዝተጸመደ ዘሎ ፍልልይ አዩ።

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 17 วันที่ผ่านมา

    አቶም ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ዘለዉ ገሊኦም ተወልጄ ገሊኦም ኤርትራውያን ኢና ኢሎም ወረቐት ዝሓዙ አዮም።ዘይተረድኦ ኤርትራዊ የለን ክበሃል ኣይክኣልን አዩ።ኢቲ ዕላማ ሓደ አዩ ንኤርትራ ከምዘይትሰርሕ ምግባር።

  • @abebazeray5277
    @abebazeray5277 19 วันที่ผ่านมา

    እዞም ሰባት እምኒን በትሪ ሕዞም ንኤርትራውያን ክቀትሉ ዝደልዩ ሰባት ካብ 10 / 1 እዩ ኤርትራውያን መብዛቶም ትግራይ እዮም even እቶም ኤርትራውያን ከማን ንኽና ተጋሩ ኢና እዮም ዝብሉ + ብድህሪኡምመን ከምዘሎ ግልጽ እዩ ብገንዘብ ተገዚኦም እዮም ንዝይ ሚስኪን ኤርትራውያን ዝርብሹ

  • @bokrekahsay987
    @bokrekahsay987 19 วันที่ผ่านมา

    ኢርትዊ ምስ ልብካ
    ተማክር ።

  • @dolcevitac.lassale9974
    @dolcevitac.lassale9974 18 วันที่ผ่านมา

    መብዛሕትኦም ብድጌድ ንሓመዱስ ኤርትራውያን ኣይኮኑን ተጋሩ እዮም ክበሃል ይስማዕዩ። እዞም ተጠቒዖም ዝሓልፉ ዘለው ግን ኩሎም ኤርትራውያን እዮም ።ከመይ እዩ እዚ ነገራት? ብሕልፊ ኣብ እስራኤል ዘለዉስ ብሓቂ ኤርትራውያን ኣይኮኑን ማለት ድዩ? ሓደ ትግራዋይ ሂወቱ ሓሊፉ ክበሃል ከመይ ዘይስማዕ? ዋላ ኣብ ኣውሮጳ ካብዘለዉ ኣባላት ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ትግራውነቶም ዝተለለዩ ኣለው ክበሃል ኣይስማዕን ንምንታይ?
    ወይ ከኣ ውሑዳት መራሕቶምን ፈላለይትን ተጋሩ ምስ ገለ ውሑዳት ኤርትራውያንን መበቆል ኤርትራ ዘለዎም ሰባት ኮኖም ነቲ ብዙሕ መንእሰይ ኤርትራዊ ይመርሕዎን የጋግይዎን ኣለዉ ክበሃል ዶ ይከእል?
    ከምዚ እንተኾይኑ ንምንታይ ነቶም ተጋግዮም ዝበሃሉ ዘለዉ ብዙሓት መንእሰያት ኤርትራውያን ካብ ጌግኦም ክምለሱን ክኣምኑሉ ዝከኣለሉ መንገዲ ምስራሕ ዘይከኣል? ቅድሚ ነዊሕ ፕ.ኢሳያስ መንእሰይ ክጋገ ይኽእል እዩ፣መንእሰይ ተጋግዩ ኢልካ ክሳብ ንኻልኦት መጋበሪያ ዝኸውን ብዝተጋገዮ ክጠፍእ ስቕ ኢልካ ምርኣይ ግቡእ ከምዘይኮነ ምግላጹ ይፍለጥ ፣እዚ ስለዘይተገብረዶ ኾን ይኸውን መንእሰይ ኤርትራ ኣላዬ ስኢኑ ፣ በቲ ዝደልዮን ዝኣምነሉ መንገዲ ዝውድቦን ዝሓቑፎን ብዘይምርካቡ ሓላዬ ስኢኑ ኣብከምዚ ዓይነት ውድቀት ክበጽሕ ኪኢሉ? መንእዩ ተሓታቲ? እቲ ዕሸል መንእሰይ ተሓታቲዶ ክኸውን ይኽእል? መንእዩ ተሓታቲ? ካብ መመሊስካ ምውቃስን ተሓታቲ ምግባርን ብኸመይ መንገዲ ናብ ቅኑዕ ክምለስ ይከኣል ንዝብል ክስረሓሉ ዶ ኣይግባእን?
    ኣብ ናጻ ኤርትራ ኣብ ኣይውግእ ኣይሰላም ኩነታት ተወሊዱ ዝዓበዬ ዕሸል መንእሰይ ኤርትራ ጥራሕ ታሓታቲ ምግባር ዶ ሕልናዊ ይኸውን?

  • @victorfreedom1967
    @victorfreedom1967 19 วันที่ผ่านมา

    Flip flapper in kindergarten.

    • @adulis73
      @adulis73 19 วันที่ผ่านมา

      ጸርፊ ደኣ ቀሊል።

  • @Aman80770
    @Aman80770 19 วันที่ผ่านมา

    ኤሪትራ ተቓወምቲ የብላን እንታይ ዳአ እዞም እኩባት ናይዛ ቻነል መዋቓዓቲ ብቒምጣ ዝተባዓጥኩም ዓዋሉ እኩባት ።

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 17 วันที่ผ่านมา

    ጸላአቲ ህዝቢ ኤርትራ ድኣ ዕያሹ ከናዲ ኣለዎም ኡምበር ለባማት መስተውዕልቲ ደቒ ሃገር ዳኣ ኣበይ ክረኽብዎም።

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 19 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራዊ ብመን ይቅለስ ኣሎ ደበ ተቃውሞ ብወያነ ዝእለ ስለ ዝኾነ ብዙሕ ናብ ኤርትራ ዝጸልዎ ኣይመስለኒን ብዝተኻኣለ ክውገዝ ኣለዎ

  • @daveabrahale
    @daveabrahale 18 วันที่ผ่านมา

    ትንተና ፖለቲካ ጥራይ እዩ ዘጸብቀልካ ወዲ ሓወበይ

  • @teweldehabtu9746
    @teweldehabtu9746 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤