My Reaction on B/General Abrahaley Kiflie and Hiruy Tedla interviews and my book Kokob Semien.

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 269

  • @GLiLo-m5c
    @GLiLo-m5c 4 หลายเดือนก่อน +1

    Very very well done Memhir Mokonen ❤
    Thank you for digging the truth out and made Dr. Futsum alive forever!! He can rest in peace now.

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 5 หลายเดือนก่อน +6

    I m really appreciate your confidence in writing this kind story, thank you so much

  • @yafettesfom7475
    @yafettesfom7475 5 หลายเดือนก่อน +4

    እንታይ እዩ አጀንዳኻ ዶከተር ፍጹም ተሰዊኡ እንተይ እሞ ? ክንደይ አሽሓት ጀጋኑ ተሰዊኦም እንድዮም ነዛ ሃገር። ስለዚ ዕድለኛ እዩ አብቲ መጽሓፍ ተጠቂሱ አሎ። ክንደይ ካብኡ ንላዕሊ ጅግንነት ፈጺሞም ገና አብ መጽሓፍቲ ታሪክ ቃልሲ ህዝቢ አርትራ ገና ዘይተጻሕፈሎም አለዉ ገና።

  • @Eritrea3091
    @Eritrea3091 5 หลายเดือนก่อน +13

    መምህር፡ውሽጥኻ ተረቢሽካ ኣለኻ።
    ናብ ዝርዝር ከይኣተና። ታሪኽ ድማ ካብ ወዓልቱ ንላዕሊ ዝፈልጦ የለን።
    ዓደይ ዓድኻ ንግደፍ። ሎሚ እቲ ትምህርቲ ይኹን ኣፍልጦ ኣብ ኩሉ ከባቢ ኢዩ። ሑሩይ ሑሩይ ኣብዚሕካ ኣይግድን። እዚ ጉዳይ ኣቦይ ሕሩይ ጥራይ ሰሚዕካ ጅግንነት ዶክቶር ይኹን ካልእ መዛዘሚ ክግበር ኣይክእልን።

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  5 หลายเดือนก่อน

      ውሽጥኻ ተረቢሹ? ትቕልድ ኢኻ ትህሉ። ዝወዓልዎ ዝበልዎ ጠቒሰየ ዝዛረብ ዘለኹ። ሕሩይ ከኣ መጽዩ የፍርሶ።

    • @emitiemiti1419
      @emitiemiti1419 5 หลายเดือนก่อน +3

      😂😂😂 zeterebeshe si heruy dea enber zi dea tay koynu kerbesh ti zenbere yeglix alo wegen ayhazen

    • @wintamichael8657
      @wintamichael8657 5 หลายเดือนก่อน +2

      @Eritrea3091 Birigixi ane win misaka yisamame eye. Your body language and the way you keep mention your hometown explain everything. “ It is not our differences that divide us. It is our inability to recognize, accept and celebrate those differences “ Audre Lorde.

    • @wintana2464
      @wintana2464 5 หลายเดือนก่อน

      I think you need to sell something.

    • @Mrwolfkicker
      @Mrwolfkicker 4 หลายเดือนก่อน

      Wait something about this guy ain’t right he’s burying/hiding something

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki5568 5 หลายเดือนก่อน +8

    ኣብ ጀብሃ ስለዘይነበርኩ ብዛዕብኡ ዝብሎ ብዙሕ ነገር የልቦን።ዶክቶር ሕሩይ ስለምንታይ ብዛዕባ ዶክቶር ፍጹም ብዙሕ ዘይጸሓፈ ናቱ ምስጢርን ምኽንያትን ይህልዎ ዝብሎ የብለይን።ኣብዚ ቐረባ ግዜ ንናይ ኣብረሃለይ ክምልስ ዝቀረበ ሓደ ስሙ ስለዝተጠቕሰ ካብ ስምዒት ናቱን ድፍኢት ናይ ሰባት ኮይኑ ይስምዓኒ።ካልእ ካብ ምስ ዳኒኤል ዝገበሮ ሕቶታት ናይ ግዜ ምውጅባራት ምስ ሰማዕኩዎ ናይ ምርሳዕ ነገር ዘማዕበለ ሰብ ኮይኑ ተዓዚበ ።ኣብነት ቐዳማይ ውድባዊ ጉባኢ ህዝባዊ ሓይልታት 1977 ዝነበር 1987 ክብል ሰሚዐዮ።ካልእ ዝተሓቶ ሕቶታት ፈጺሙ ዘይራኸብ መልሲ ክህብ እየ ተዓዚበ።ስለዚ ካብ ትዕዝብተይ ካብ ዶክቶር ሕሩይ ዝሓለፈ ዝገበረን ዘይርጡባት እየን።ስለዚ ሰማዒ ነዚ እውን ኣብ ግምት የእትዩ ክርዳእ ኣለዎ ይብል።

  • @abrahamkidane9170
    @abrahamkidane9170 5 หลายเดือนก่อน +7

    መብዛሕትኹም እዞም ኮሜንት ዝሃብኩም ሰባት ናይ ዓዲ፣ናይ ወረዳ ፣ ናይ ኣውራጃ ኢኻ ጌርካዮ ዝበልኩሞ ንመምህር መኮነን፣ ንባዕልኻትኩም እሞ ኣብ ዓይንኹም ዘሎ ጉንዲ እለይዎ ድሓር ንኣብዓይኒ መም/ መኮነን ዘላ በሰር ክትርእይዋ ኢኹም ኣንቱም ሰነፋት

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 5 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መብርሂ ተባዕ ውሳነ 👏👏👏👏👌

  • @tesfagaberredie9921
    @tesfagaberredie9921 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጋላልጻካ ብጣዕሚ ጽቡቕን ብሩህን፡ ኣብዚ ዝብሎ ታሪኽ ጽቡቕ እዩ እንተኾነ ግን ዝነቐጸ ምትርካስ፡ ቂምታ ምግዳፍ ጽቡቕ ኣይኮነን፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ዘይተገብረ ነገር የለን፡ እዚ ነቲ ስድራቤት ቁስሎም ምግዳእ እዩ፡ ክኡሉኩም ጸሓፍቲ ታሪኽ ንኹሉ ጅግና ኤርትራዊ ብማዕረ ኣቕርብዎ።

  • @agona4373
    @agona4373 5 หลายเดือนก่อน +7

    Mekonnen Tesfai, You are an interesting kind of person.

  • @erihayet7566
    @erihayet7566 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዓዲ ቀይሕ ክትብል ዓሪቡካ ምስኪናይ ።ኣነስ እዞም ኪሎልዛይ እንታይ ዝበለ ነብሰ ምትሓትዩ ዘሳቕየኩም?

  • @petertesfagabir3450
    @petertesfagabir3450 5 หลายเดือนก่อน +2

    እምበር ዶ ጻሓፋይ ኢዃ
    እዋይ ዓንጀልጀል

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ካኣ ንዓካ ክሓተካ ፣ ሕሴን_ከልፋ ብህይወት ኣሎ ንክዳነ ክፍሉን ተኪኤ ይሕዱጎን ብካራ ዘህረደ ሰብ ሰለምንታይ ነዝ ሰብ እዝ ብህይወት ከሎ ሰለምንታይ ቀትልካዮም ተባሁሉ ዘይሕተት ሰለምንታይ #ትግርኛ ሰለዘይኮነ ዶ ይኮውን ፍርህኩም እታ #ማዓንታኩም ገጽኩም ትራሓቅ ለቅለቅት

  • @ogbaihagos4732
    @ogbaihagos4732 5 หลายเดือนก่อน +6

    Mekonon, you did a great job .Please keep it doing ,the great job
    Ogbai

  • @mogosberhane9026
    @mogosberhane9026 3 หลายเดือนก่อน

    ድሕሪ ወርሒ እየ ዝሪኦ ዘለኹ! ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርካ ዝናኣድዩ! ኩሎም ዝሃብኻ ሪእይቶ ከይተረፈ ተገዲስ ኣምቢበዮም እቲ ዝገርም ሕብረተሰብና ትኽተበለ ማዕጽድ ይባህል ዘበኑን መዋእሉንዩ!
    ገሊኦም ንኣብረሃለይ ዝንእዱን ንሑሩይ ዘናሽውን! እቶም ገሊኦም ንሑሩይ ኒኢዶምን ተኻላኽሎምን ነብረሃለይ የናሽው:: ፍርድን ፍትሕን የለን ፍጹም ክስዋእ ኢሉ ወጺኡ ተሰዊኡ" ብጥይት ገድልን: ብተጋዳላይን" ምኳኑ እዩ:: ክጋደሉ መጺኦም በቲ ገድሊ ዝተቐትሉን ዝሓቐቑን ግን ማእለያ የብሎምን ግን ስውኣትዮም:: ሓው ሞኮነን ብዝተኻእለካ ሚዛናዊ ሓበሬታን ብምሃብካ: ኣዝዩ ጽቡቕ ስራሕዩ:: እቶም ዝተመዛዘነ ኣረኣእያን ቡሱል ኣእምሮ ዘሎዎም ክሰምዕዎን ክከታተልዎን ንጽቡቕ ክጥቀሙሉ እዮም:: ንሶም ድማ ዝበዝሑን ትም ዝብሉን እዮም::
    ብዙሓት ዘለፋታት እውን ሪኤ! ኣይትገደስሎም ጽበት ኣእምሮኦምን ብድንቁርና ዝዓወሩንዮም:: ደንቆሮ ድማ ደንቆሮ እዩ ለቕላቒ ኣቃጣሪ ንውልቀ ሰባት ክልቕልቕ ጥራይ ስለ ዘቋምት ንየማን ጸጋም ኮታ ናብ ኩሉ ማኣዝናት ክጥምት ዕውር እዩሞ: ብስራሕካ ክትሕበን ኣሎካ::
    እታ መጽሓፍ ግን ከንብባ ይብህግ!

  • @GLiLo-m5c
    @GLiLo-m5c 4 หลายเดือนก่อน

    Ezom nay wegen do adi do ziblu zlewu, neti meliekti kiqetlu elom eyom. Aytigedeselom Memhir Mokonen

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 5 หลายเดือนก่อน +2

    Waw you are very intelligent , brilliant ,keep going ❤❤

  • @hailetekle6023
    @hailetekle6023 5 หลายเดือนก่อน +3

    Doctor ኣይነበረን ሁከት
    ኪንደይ ምሁራት ከማን ሞይቶም መንካዕ ተባሂሎም።

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki5568 5 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ኣኼባ ወኪ ዛግር እውን ኣብ መጨረሽታ 1974 እምበር ኣብ 1975 ኣይነበረን 1000% ርግጸኛ እየ።

    • @mulugetaa532
      @mulugetaa532 5 หลายเดือนก่อน

      እወ ጥቅምቲ 1974 እዩ ።

  • @BerheDce
    @BerheDce 5 หลายเดือนก่อน +1

    ከመይ ኣለኻ ክቡር ሓው መኮነን ኣቦ ፍልጠት ብፍላይ ኣቦ ቃንቃን ያታን ትግርኛና ንበረልና ብጣዕሚ እየ ዝኾርዓልካ

  • @kiflesolomon6333
    @kiflesolomon6333 5 หลายเดือนก่อน

    Dr FUXUM tray diyu tesewiau??
    SLEMNTAY zeytezarebu? Ilka that it Aleka???
    IYOM kaloot ke?
    Ashahat- Ashahat- suwuatna

  • @tesfayberhane5805
    @tesfayberhane5805 5 หลายเดือนก่อน +6

    መኰንን ብውልቂ ዝሕተት ይቕሬታ የለን ኣይንጋገ።ጉዳይ ውድብ እዩ።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน +1

      ምስ መን መጺኡ ይቕሬታ ክሓትት ትደልዮ ኣሎኻ ባዕሉዶ ኣይኮነን ነታ መጽሓፍ ጽሒፉዋ" ኣብ ሜድያ ወጺኡ ካብ ምዝራብ ንላዕሊኸ ብኸመይ ክሓትት ኣሎዎ ብሃላይ ኢኻ፧

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ 1999 ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝነብረ ውግእሲ ሓንቲ ጽብቅቲ ሬንጀር ስረ ረኺበ, ዓሰርተ ግዜ ዝኸውን ብውዕይ ማይ ሓጺበያ::ኣብኡ ዝነብረ ደም ጸርዩ ክኸይድ ስለዘይከኣለ ረብሪበ ጉሕፈያ::😂😂😂

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 5 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ስለትብዓትካ ደኺመ ከይበልካ ታሪኽ ከተዘንቱ ስለዝኽኣልካ ብጣዕሚ'ዩ ዘሕዝን

  • @በለስ-ጨ1ጐ
    @በለስ-ጨ1ጐ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓፈሻ ታሪክ ቆልዑ ሱሳታት ታሪክ ምብልላዕን ክሕደትን እዩ።ጠንቂ እዚ ኩሉ ክኣ ስድራቤታትና ግዳያት ኮይነን እየን።ንኣብነት ኣብ 70ታት ካብ ዩኒቨርስቲ ናብ ገድሊ ዝተሰለፈ ሓውቦይ ግዳይ እዚ ምብልላዕ ኮይኑ።ነዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ካብዚ ሕማቅ ታሪክ ኣውጺእና ናብ ሓድነት ንምርሓዮ።እቶም ኣብዚ ምብልላዕ ብሂወት ዘለውን ዝነበሩን ንታሪክ ክጽሓፍ ግን ግድን እዩ።

  • @meharigebre2366
    @meharigebre2366 5 หลายเดือนก่อน +2

    B/General Abrahaley eko bnexur eti zinebere kunetat kem zelata yizareb alo etom zizarebu zelewu gin neti Abrahaley zibelo bmertio zimegoto aysemaekun ,kulu kem zimesleni endabelu eyom zizarebu zelewu

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 5 หลายเดือนก่อน +1

    ታርክ ክፍተሽን ክምርመርን ጥራይ ኢዩ ዞሎ።

  • @melaketesfaselassie4593
    @melaketesfaselassie4593 5 หลายเดือนก่อน +3

    መኮነን ተስፋይ ብጣዕሚ ይበል ዘብል ኣቀራርባ ድኻምካ ኣይጸብጽብ ኣብዚ ጸልማት እዋን ከማኻ ይዓንብቡ ኣሜን

  • @sham3872
    @sham3872 5 หลายเดือนก่อน +4

    You are speaking with emotions. You need to be calm and collected. Huruy or anyone can only tell what they recall. The issue I see here is people talking with out first hand experience. Gen. Abrahaley is the only person so far who spoke with first hand experience of situation. The rest is speculation.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน +2

    "ክቡር ሓው "ዝገብር ከምኡ ይነግርዩ" ከም ዝብሃልዩ ናይ ገለ ደቂ ኣከለጉዛይ ሕማምን ኣተሓሳስባን ኣይትሰከፈሉ ርእይቶኻን ትፈልጦን ጽሓፍ ኣጆኻ በርቲዕካ ስራሕካ ስራሕ ቀጽል።

    • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 5 หลายเดือนก่อน

      ካብ ርእሲ ኣክለ ጉዛይ ዘይትወርዱ

    • @emitiemiti1419
      @emitiemiti1419 5 หลายเดือนก่อน

      @@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ😂😂😂 kewerdu si temhayeshu kem hebreteseb

    • @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ
      @በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ 5 หลายเดือนก่อน

      @@emitiemiti1419 መዋእልኩም ከም ኣቦታቱክም ሕሜታ

    • @alemgerezgiher4721
      @alemgerezgiher4721 4 หลายเดือนก่อน

      ወገነኛ ኣይትኹን ታሪኽ ታሪኽዩ ከምዝነበሮ ግለጾ!

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน +3

    መኮነን ናይ ብሓቂ ጅግና ሃገራዊ ኢኻ ክትምስገን ዝግብኣካ ሰብ ከማኻ ይብዝሑ።

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 4 หลายเดือนก่อน

    Why don’t you come ready put a marker in between the book that you reading on the pages so that we don’t have to wait for you too flip the pages. You talking fast sometimes slow sometimes flipping pages and at times you’r stuttering (Ba Ba or Babata) Tibl. You may be nervous to speak on the level with Tegadaly Huruy. Lomi Kone Hmli Kone.

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 5 หลายเดือนก่อน +2

    መጀመርያ ኣብ " ኩማይለ " እዮ ተኣሲሩ ካብ ሶይራ ተወሲዱ ኣብኡ ሞጎራይብ ደሓር እዮ ኩማይለ ኣብ " ነባገደ " ባሕሪ ክዊሒዝ ይሪከብ I thik It's Sealevel from ዊዓ level to South Mugorayib related with Mr Huri Uncle
    You right all but the Kennedy was charismatic Lincoln ' s Nick name kind app kkk

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 4 หลายเดือนก่อน

    Of course, you have to mention names if you’re truthful. you could be making up story every day if we don’t know who the person is so if you don’t mention the name, nobody would believe you, but you’re talking about like I said you could be making a story Nebere ya Nebere. If you don’t mention the name, you’re not telling the truth maybe this is the only time you’re telling the truth.. who do you think is gonna believe you or somebody told me this somebody told me that. What kind of storytelling is it by calling somebody?

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ ይቀንየልና።

  • @rorahabab754
    @rorahabab754 5 หลายเดือนก่อน

    Feedback to Makonnen Tesfay: You have 3 main flaws:
    1) First and foremost, please allow the reader to have own picture of the book by self-reading. You do not need to interpret yourself to the reader or listener. Leave this opportunity to the reader in order to build their free opinion of what they read. Please stop this behaviour.
    2) Are you making a presentation of the book content, or are you making a report, or are you a journalist to read news, or are you a lecturer in a classroom? Your role cannot be identified. Your role is not clear to the audience? Please make your role clear to the audience and what the subject is about so that the audiece can understand you.
    3) You lack knowledge in reseach studies. And this is that you believe that a book's author or writer does not make a bias in the writing. You believe that an author or writer only informs the facts and does not falsify. I am the view that you are an innocent writer not having enough experiece and knowledge in this field. Altogether, it shows to me clearly that you have a lack of self reflection, and not realizing the universal truth. The universal truth is that most authors or writers have their own purposes to achieve as to why they write a book or an article. Therefore, again most writers or authours always try to influence the reader or the audience to confirm the authors' way of thinking.
    I hope these three points will help you to learn, to reflect and finally to change your attitude to make it better in the future.

  • @micaelaradom277
    @micaelaradom277 5 หลายเดือนก่อน

    ስማዕ ዝሓወይ ብዛዕባ ዶክቶር ፍጹም ታርኽ እንዳነገርካ ኣማውትኡ ግን ኣይክዛረብን እዬ ምብልካ ኣይተረድኣንን ክትዛረብ ኣለካ እምበር ማለት ትፈልጦ እንተሃልዩካ,,,ንሕና ቅድሜና ዝጸንሑና ተጋደልቲ ብ1976 ማእሰርተይ ወድኤ ናትኩም ካድር ኮይነ ተምድበ ኣለኹ ኢሉና ኩልና ምልእቲ ቦጠለን ኣሕመድ ደርማስ ሓላፍና መራሒ ሓይልና ረካ ሓምድ ሓይሊ 1961 ኣብ ከባቢ ከረን ኤና ነርና,,ክንቀትሎ ምስ በልና ኣሕመድ ደርማስ ኺድ ተመለስ አሎዎ,ዓብደላ እድሪስ ንከበሳ ወሲዱ ታሪኽካ ከይትዛረብ ኤልዎ ሕጂ ብኣልሽጉጥ ስለዝኾነ ይነብር ኣሎ ግን ብበጦልና ከምዝቀተሎ ኤና ንፈልጥ ናይ ምሕሳውን ምሕባርን ክእለትን ልምድን አለዎ እነሆ ድማ ንጉጅለ 15 ኣእስርዎም

  • @habtomakeitay2718
    @habtomakeitay2718 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሰሰናትዩ ሞክየ እዚ ኩሉ ላዕልን ታሕትን ኢልካ ተቕርበልና ዘልኻ ዕዙዝ ምስጋና ይግበኣካ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብክካ።

  • @DawitWeldemariam-ew8qx
    @DawitWeldemariam-ew8qx 4 หลายเดือนก่อน

    ብርጋዴል ጀረናል ኣብርሃይ ክፍለ ሰውራዊ ተቃላሳይ እዩ ምስ ሃደምቲ መሳፍንቲ ብዓል ሑሩይ ኣይትስርዓዮ መግለጺካ ሚዛናዊ እንተጌርካዮ ሰብ ክሰምዓካዩ መስዋእቲ ደኩተር ፍጹም ታሪክ ናይ ጀብሃ እበር ብውልቂ ዝሕተተሉ ኣብርሃለይ ክፍለ ኣይኮነን ብቤት ፍርዲ ጀብሃ ተጻርዩ ዝተወድኤ ክፍለጥ ይግባእ ሓፍቱ ዶ ኣዲኡ ዶ ዝብል ምብረተሰብ ምኑቃት ትሰርሑ ሰባት ግን ምስ ግዜ ተሓተቲ ሙኻንኩም ፍለጡ ኣብ ደገ ኢና ከምድላይና ዝባሃል የለን

  • @logo967
    @logo967 5 หลายเดือนก่อน

    ቂም ዘላካ ኢኻ ትመስል ምስ ብርጋዴል ኣብርሃለይ ክፍለ በጨቅ እብለካ ዘረባ በል እዝግሄር የርእካ እታ እዝንካ ከመይ ዲያ ትሰምዕ ? ብዛዕባ ሃብተስላሴ ገረመድህን ክዛረብ ከሎ ወዲ ጆርጆ ከምዝበለኒ ኣብ እስርቤት ከለና ኢሉ እዩ ዝዛረብ ።ካልኣይ ብመሪሕነት ደረጃ ተጻርዩ ሓደጋ ከምኳኑ እንታይ ንምምጻእ እዩ እዚ ኹሉ ትህውቱቶ ዘላኻ ? ዶክቶር ፉጹም ዓቢታራ ከምዝነበሮ ማንም ABCD ዝፈልጥ ናይ ፖሎትክስ ዝርድኦ እዩ።

  • @Mereb78
    @Mereb78 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ትብሎ ዘለኻ ውልቃዊ ወቐሳ ኣይኮነን ኢልካ ጀሚርካዮ። ኮይኑ ግን ንለባም አምተሉ ንዓሻ ኽ ደርጉሓሉ እዩ ነገሩ። ከም ጻሓፋይ ናይ ክልተ ኣካል ዘማልኤ ታሪኽ ክጽሓፍ ነይርዎ። ብሃሰ ስ ክጻሓፍ አይነበሮን። ሕሩይ ታሪኽ ናይ ዶክቶር ፍጹም ታሪኽ ክነግር አይመጸን የግዳስ ነቲ ብጀነራል እብራሃለይ ዝተጠቕሰ ተረኽቦታት መልሲ ንምሃብ እዩ። እቲ ግደ ናይቲ ሓታቲ እዩ ሕቶ ድማ ብዛዕባ ታሪኽ አይነበረን

  • @kestifanos5949
    @kestifanos5949 5 หลายเดือนก่อน

    እንዳ ቀቤልየ ታይፕስት ተማሂርካስ ጅጋኑ ክተካማሞሽ ኦ .መንእዮም ዝብልዎ ,መልአከ ተክለ ብሓንቲ ኣጻብዕቱ ጠርቆሽ እናበለ ይጽሕፍ ነይሩ !!!ገጽካ ንወተግካ ገጹ እናምረሐ ድሕሪ45+ ዓመታት ሃንግኦቨር ዋህዮነት ዘይወጻልካ ከምኡውን ድሓን ገዲፈዮ

  • @alemelete
    @alemelete 5 หลายเดือนก่อน

    ጀነራል ኣብረሃለይ ብዙሕ ዘይንፈልጦ ሰነድ እዪ ሂቡ።እንተኔርኩም ትፈልጥወ ንገሩ።ካብ ኣብዚ ዘይተዛረበሉ ጃምላዊ ምርሻን ተጋደልቲ ኣብ ብርጌዳትን ከሓዲ ርኽክብ ምስ ደርግን ሶቪየትን እዪ።ብዛዕባ ከሓድን ካብ ተመክሮታት ከይተማህሩ ብናይ ስሳታት ኣካይዳ ዝመርሑ ሰውራዊት ባይቶን መስፍናዊ ሕሩይን ብዙሕ እዪ።ከምኡ ጌጋ ከይፍጸም ከም ታሪኽ ከአ ኣብ ዝተኸፍለ ዋጋ ከቢድ ዋጋ ዘኸፈለ ምስናዱ ጽቡቕ እዪ።ምስ ስፍሓትን ንውሐ ግዜን ጀነራል ኣብርሃለይ ምስጋና ኣብ ዝቕጽል ብውሁድ ምስኡ ጸኒዖም ዝመረሹ ተጋደልቲ ኮይኑ ታሪኽ ክስንድ እየ ዝላቦ።

  • @berhaneberaki1565
    @berhaneberaki1565 5 หลายเดือนก่อน

    መርሒነት ናይ ጀብሃ አካይዳ ናይ ዶ/ር ፍጽም አይተዋሕጠሎምን ፣
    ዶ/ር ተቀቲሉ አሎ ሕሩይ ፈለማ ንሜዳ ዝአተወሉ ግዜ። እቶም ሰራዊት ጀብሃ ምስ ዶ/ፍጹም ዝነበሩ ዓረምረም ዝብል ስም ሒዞም አብ ኩናት ሐድሕድ ሳሕል ዝተሳተፉ እዮም ነታ ምስጢር ዝምልስዋ ብሂወት እንተለው!!

  • @Finesekidazu
    @Finesekidazu 4 หลายเดือนก่อน

    አብዚ ፡ ምስ (Eripm) ብዝገበርካዮ ብጣዕሚ ብዘገርም ስራሕ ስለዘቅረብካዮ ከየደነቕኩኻ ካሓልፍ አይደልን ፡ ከምዚ ጌርካ ፋሓሒርካ ነዚ ኩሉ ብምቀራብካ ከማኻ ዝበሉ የብዛሓልና ፡ ❤

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 5 หลายเดือนก่อน +2

    ህግደፍ ኣብ 1991 ኣብቲ ግዜ ናጽነት ናይ ተሓኤን ናይ ህግሓኤን ሓርበኛታት ስእሊ ለጢፋ ኣብታ ናይ ወዲ ትኩል ደርፊ ይቀናበር ኣብ ዝነበረ ናይ ዶር ፍጹም፡ ኪዳነ ክፍሉ፡ ዓብደልቃድር ሮሞዳን ፡ ዘካተተ ስእሊ ተለጢፋ ርእየ ኣለኩ ኣብ ቪድዮ!

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 5 หลายเดือนก่อน +1

    ቀዳመይቲ ስውእቲ ኣለም መስፍን ካበይ ኢያ ተሰሊፋ?

    • @Gift-b2p
      @Gift-b2p 5 หลายเดือนก่อน +1

      Kab adi keyih Gaul mesfin meascho

    • @tomasmogos6239
      @tomasmogos6239 5 หลายเดือนก่อน

      @@Gift-b2p
      Incredible, Thanks for the answer!

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 5 หลายเดือนก่อน +1

    Abeu zynberka haleflef aytbel,elato elwo endabelka aytzareb

  • @elsanegash9943
    @elsanegash9943 5 หลายเดือนก่อน

    ናይ ባሐቃ ጹብቅ አቀባቡላ ጀጋና መሳጥ ሐሳባት ንሰብ ዘይትፍዝል ብሐቃ ጹብቅ መግለጺካ አጃካ ቀጺሎ ናይ ባሐቃ ጀግና

  • @qelhi7922
    @qelhi7922 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዶር ፉጹም ውን መራሒ ናይቶም ፈደይን ወይ ክፍሊ ቅንጸላ ከምንባሩ መጠን ጽቐንጸሎም ሰባት ወይ ዘቐንጸሎም ሰባት ስሞምን ዓዶምን እሞ ንገረና ሽዑ እቲ ታሪኽ ሚዛናዊ ክኸውን ንገረና

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane1706 5 หลายเดือนก่อน

    ኢሰያስ እንታይ ፈድዩና ዝብል ዝንቡዕ መራት ኣራኣእያ እዩ። ትብዓትን ጅግንነትን ኢሰያስ መሰረት ነጻነት ኤርትራ እዩ።

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 5 หลายเดือนก่อน

    ነውራም ህግደፍ ታይ ከከተመኽንዮሎም ኢኻ ሞ ጨካናት መርዚ ጌሮም ዝቐተልዎም ነዝማዶም ብማይ ውዑይ ዝተቐትሉ በዐል መን ሙኳኖም አምፅአልና

  • @temesghen9252
    @temesghen9252 5 หลายเดือนก่อน

    የማነ ማንኪ ውን ኣዝዩ ንፉዕ ፈዳይን እዩ ነይሩ ይብሃል እዩ እሞ ናቱ ከኣ ኩሓሒልካ ከም ናይ ዶክተር ፍጹም ንገረና? ንገረና ኣቶ መኮነን።ንፉዕ ጠበቃ።

  • @amanabdulsamed3171
    @amanabdulsamed3171 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ሓዉና ሕሩይ ባይሩ ካልእሲ ይትረፍ ንዶክተር ፍጹም እቲ ብጽዕሩ ዘምጸኦ ናይ ዶክተር መዓርግ ገዲፉ ፍጹም,፡ፍጹም እናበለ ኢዩ ዝጠቕሶ ኣብ ቲ ዝገበሮ ቃለምሕትት ፡እዚ ድማ ምናልባት ብሰንኪ ምእራጉ ናይ ምዝንጋዕ ጉዳይ ክኸውን ይኽእል ብምባል ክንሓልፎ

  • @yghebre
    @yghebre 4 หลายเดือนก่อน +1

    Where can I find this book today? Can I buy it on line?

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  4 หลายเดือนก่อน

      Yes you can order it at www.semayat.com

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 5 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢 ይሕዝን እዩ መምህር

  • @CCRUUS
    @CCRUUS 5 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ ግዘ ከመይ አንተገበርና ኢና ካብ ኢቪል ኢሳያስ ንገላገል ኣብ ክንዲ ንሓስብ ኣብ አንዳ ህግደፍ ዝሃቡና መቀየር ኣጀንዳ ኣቲና ኮለል ኣይንበል ። ኣቢዚ ሰዓት ጽንተን ናይ ሃገርና ጠጠው ንምባል ዓቢ ስራሕ ይሓልፈና ኣሎ።

  • @teagestesfalidet5763
    @teagestesfalidet5763 4 หลายเดือนก่อน

    Suk bel tarik Kab wealtu nlaeli zfelto yelen!! Nsu kea elama ftsum qinue mnbaru kab abrahalay kiflu nlaeli nfustum zqerbo ayneberen

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 5 หลายเดือนก่อน +2

    ጊደ ሓቂ ኩሎም ነቲ ሓቂ ንፈልጥ ኢና ዝብሉን ኢድ ዝነበሮምን ምስ ኣማዉታ ዶር ፍጹም ዝምልከት ምስ ጀብሃ ይሃልዉ ሽዕብያ ብመምህር መኮነን ንኽሕተቱ ፍቓደኛታት እንተዝኾኑ ከመይ ዝበለጸ ምኾነ።ምስ ደረጃ ፍልጠቱ ነቲ ክወጽእ ዝደልዮ ዘሎ ኣማዉታ በርቃዊ ዝኾነ መስቀላዊ ሕቶታት መቅረበ።

    • @thedawnlight3902
      @thedawnlight3902 5 หลายเดือนก่อน

      እዚ እንታይ መስቀላዊ ሕቶ ኣድልይዎ እቲ ሓደጋ ዘጓነፎ ምሽ ባዕሉ ወጺኡ ይዛረብ ኣሎ? ኣብኡ ኔረ ክመውት ኮሎ ብመደብ እዩ ቀቲልዎ ዝብል ሰብ እንተኣልዩ ክኣ ፈታቲሽኩም ኣቅርቡ ባእ ዘየለ ዘይነበረ ሰሓሒብካ ጽልኢ! ድሓር ጀብሃ ክንደይ ንጹሃት ተጋደልትን ህዝብን ትሓርድ ዝነበረትስ ኣብረሃለ ሰብቀቲሉ ድያ ክትምሕሮ? ኩሎም መራሕቲ ናይ ጀብሃ ኣብዚ ደገ ከማን ኣለው ሽርሒ ኣለዎ ዝብሉ እንተኮይኖም ይቅረቡ!

  • @semere8059
    @semere8059 5 หลายเดือนก่อน

    መ/ም ኣይግድን እንታይ ተረክቡ, ምካን ኣርኪ ኒንጎ ካብ ኮንካ ዋላ ሓንቲ ክንብል ኣይንክልን.ጹቡክ ታሪኽ ጽሕፍካስ ስክ ክትብል ነርካ

  • @CCRUUS
    @CCRUUS 5 หลายเดือนก่อน

    ኣብዚ ሰዓት አዚ አርትራዊ ኣብ ሙሉአ ዞኣለም ብስደት ተዘርካ ክትሓፍር አምበር ኢዩ ዝግባኣኻ። አርትራ ፋብሪካ ስደተኛ ኢያ ዝስቆሮካ አንተኮይኑ።

  • @GLiLo-m5c
    @GLiLo-m5c 4 หลายเดือนก่อน

    Dr. Futsum b niesinetu eqa hiwetu Ente tementele, kab tarik nayzom 80 amet b hiwet zitsenihu natu tarik yiabin yinewihin 🇪🇷🇪🇷

  • @hiritiberhane545
    @hiritiberhane545 5 หลายเดือนก่อน +1

    There is nothing wrong giving description of his physical appearance

  • @Bluerevolution.23
    @Bluerevolution.23 5 หลายเดือนก่อน +3

    Good job memhr 💙💙💙🌺🌺🌺🌸🌸🌸

  • @Bitew12
    @Bitew12 5 หลายเดือนก่อน

    gena iseyas kelo tifat hizbi eretra kexali . kolel aytibelu shigirna iseyas mikanu aytiresiu.

  • @hiritiberhane545
    @hiritiberhane545 5 หลายเดือนก่อน

    you should not take too much time on trivial things.

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡር ሓውና መኮነን ብመልክዕ ይኹን ቁመት ምንእድን ምጽራፍን ናይ ዘይብሱል ኣእሙሮን ድኹም ኣተሓሳስባን ምዃኑ ዘረጋግጸልካ ኢዩ።

  • @awethaile4524
    @awethaile4524 5 หลายเดือนก่อน +2

    Daniel, nihna ezom teazebti keman natna nekefeta alena eti wedi zahli akewo kalie srah kideli yigibeo u, natey rieyto u Memhir.

  • @amanabdulsamed3171
    @amanabdulsamed3171 5 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ደራሲ ኣዚዩ ንኡድ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ፡ thank u so much.

  • @ngusetsegay2104
    @ngusetsegay2104 5 หลายเดือนก่อน +2

    Memhir azye yemesgneka srahka eyu hji zzareb zelo. Dr ftsum kea kemzeymote

  • @birhaneniguse1068
    @birhaneniguse1068 5 หลายเดือนก่อน +1

    ⭐️⭐️🙏🙏💙💚💙🌿💙✅✅

  • @adet4668
    @adet4668 5 หลายเดือนก่อน +3

    መጺሐት ገድሊ ትግራይ😅ብዝኮነ ንውፉይ ኣምጺእካ ኣዘራርቦ ክጥዕመልካ😂እምበር ጅግና ጀነራል ኣብርሀለ ኣፍልቡ ነፊሑ ቀዳማይ ኣካል እምበር ኢሎሞ ኢላቶ ኢሉ ብካልኣይ ኣካል ሳልሳይ ኣካል ኣይተዛረበን:: ካባካ ዝተጸበክዎ ከይተረበጽካ ጸግዒ ከይሓዝካ ክትንትነ እዩ ነይሩ: ብዝኮነ ብናተይ ሚዛን ንውፉይ ሊስትሮን ገበራይ ወዲ ሰራሪ ኣድጊ ኣመጺእካ ምዝርራብ ይሕሸካ😂😂ጅግና ጀነራል ኣብርሃለይ ግን ነጻን ቁኑዕን ሓቀኛን ተጋዳላይ ምካኑ በዛ ባዕሉ ዝገበራ መስከረም ኣለኩ::❤

  • @Eri-blue
    @Eri-blue 5 หลายเดือนก่อน

    Kudos to You big brother. I would like to ask you that, Abrahale said "Melake Tekle had stayed with me before the day he got killed" but another veteran (I think Tewelde/wedi Tewelde) said that he,Gebray Tewelde and one other were together, Melake left for the meeting and the rest refused to go, bcz the letter said "from chairman Abdalla Idris" which was unusual at that time. Do you know anything about this in your research?
    And is it suspicious that after the time "SAGM" united with EPLF, he directly became a division leader(second to Wuchu).

  • @googlexy1358
    @googlexy1358 5 หลายเดือนก่อน

    such interesting story and book

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 5 หลายเดือนก่อน

    Jigna eka bdfret kexlo gudom awxeayo felitnaio kulom gebnom eyom zhebazlewo ezi mtlal eu nhzbna hiwet atfaks tnbr bzey frdi azs msmntay ykuxar❤

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 5 หลายเดือนก่อน

    Mexhafka ketshyt tarik aythamazuq

  • @zewdibeyene5038
    @zewdibeyene5038 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ጂግና ቆልዕ ከሎኩ ዝሰምዖ ታሪኽ አስሚዕካና እሞ plies we need mar to hear from you a.nd tank you

  • @berhaneberaki1565
    @berhaneberaki1565 5 หลายเดือนก่อน

    ብናተይ ግምት ጀብሃ እያ አቅቲላቶ

  • @BerheAguaStories
    @BerheAguaStories 5 หลายเดือนก่อน +1

    መኮነን ጽቡቕ ገሊጽካያ ኣገባብካ ሓሊኻ ኣቕሪብካያ።ለባም ኣቀራርባ ።

  • @Hailewinnipeg
    @Hailewinnipeg 5 หลายเดือนก่อน +1

    ከምቀደም ❤ ጽቡቕ ኣቐራርባ መምህር መኮነን ተስፋይ

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 5 หลายเดือนก่อน

    Awrajawi wahid entay hasab aleka dehul kelbi tigray

    • @Gift-b2p
      @Gift-b2p 5 หลายเดือนก่อน

      Entay xegemka wede akle eka

  • @eyasuyonas5626
    @eyasuyonas5626 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ግብረ መልሲ ክልመድ ዘለዎ❤❤❤❤❤

  • @selamnigber-fb5lq
    @selamnigber-fb5lq 5 หลายเดือนก่อน +2

    Where can we order the book ,
    Please and thank you .

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  5 หลายเดือนก่อน +1

      Check www.semayat.com or call me 016162726546

    • @senaitbein4826
      @senaitbein4826 5 หลายเดือนก่อน

      Selam Naaka Mokie, I tried to order through your website but abti Country zibil Australia zibil yelen.Thank you.

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  4 หลายเดือนก่อน

      @@senaitbein4826 selam senait ab what's up xehafley 016162726546 ab qereba gzie available kitkewn eya Australia

  • @gedemb1961
    @gedemb1961 5 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ብዘከአለካ ገሊጽካዮ ዝነአድ ሐሳብ አብቲ መብዛሕቲኡ ዝገለጽካዮ ገሊኡ ብአካል ዝነበርኩሉን ዝወዓልኩዎን ስለዝኾነ ጽቡቕ አለኻ አብ ገሊኡ ክእረም ዘለዎ ንኡስ ነጥብታት ጊዜ እንተረኺብና ወላ ብዙም ናይቲ እዋን ዝነበርና ዘይተዘርበሉን አጽቂጦም ዘለዉ ታሪኽ ዝፈልጡ ፈቲሽና ከነምጽኦም ኢና
    ብዛዕባ ነፍስሄር ትዕበ ጽቡቕ ሐበሬታ የብልካን አብ አደይ ጊደይ ጸቒጥካ ንሳ ኢያ ቀንዲ ተቃላሲትን ወዳቢት ናይ ጀብሃ ዝነበረት ደቃ አብ ካናዳ አለዋ አብ 1970 ካብ አውራጃ አከለጉዛይ አምሐዳሪ ዝነበሩ አቶ አስፍሃ ስብሐት ሐንቲ ጓል አላታ እዚ ዝገልጸካ ዘለኹ ምስ ዓበይቲ ሹማምን ትራኸብ ከምዝነበረት ክሕብረካ ኢለ ኢዪ።

    • @abukamil7376
      @abukamil7376 5 หลายเดือนก่อน

      ባር ኣደይ ግደልገዳ ኩሉ ግዜ ብጦር ሰራዊት መሊኡ ይረአ ነይሩ።
      ወ/ሮ ትዕበ ጥቃ ባር ዝነረት ግራትና ወሲደን ዝብሎ ስድራ ኣሎዉ።
      ብሰንኪ ገረንኪኤል ፣ ሓዋ ንትዕበ፣ ደቅና ተቀቲሎም ዝብሉ ኣሎዉ።
      ብዛዕባ ኢዚ እንታይ ኣፍሉጦ ኣሎኩም ?

  • @tecleabtewolde5766
    @tecleabtewolde5766 5 หลายเดือนก่อน +1

    እቶም ንብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ እንተስ ብወገን እንተስ ብዝምድና ንምክልኻል ብዝመስል ርእይቶታትኩም ትህቡ ዘለኹም ሕስብ ኣብሉሞ ሕይወት እዩ ሓሊፉ፡ ስለዚ ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ናብቶም ቤተ ሰብ ዶክተር ፍጹም ወላ ብውልቁ ክበጽሖምሞ ብሓደጋ ሕይወት ዶክተር ፍጹም ክትወስድ ዝኸኣለት ኣብ ኢዱ ካብ ዝነበረት ሽጉጥ ከምዘምለጠት ክነግሮምን ከጸናንዖምን ኣይግብኦን ዲኹም ትብሉ ዘለኹም። ንስኻትኩም እቲ ኲነታት ብኣንጻሩ እንተዝነብር ካብቶም ብሓሶት ንስም ዶክተር ፍጹም ንምብላልን ንምጽላምን ቀዳሞት ምኾንኩም ዝብል ግምት ኣለኒ። ስለዚ ሕፈሩ ስቕ እዩ ዘመልክዓልኩም እየ ዝብለኩም ብወገነይ።

  • @gemeleyemedia1325
    @gemeleyemedia1325 5 หลายเดือนก่อน

    ነርቨዝ እኳ ኮንካ።

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 5 หลายเดือนก่อน

    Halewlew😂😂😂😂😂

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 5 หลายเดือนก่อน

    ኣኼባ ምስ ተወደኤ እዩ ዝበለ

  • @EfrimGebremariam
    @EfrimGebremariam 5 หลายเดือนก่อน

    ሕሩይ ሕማቅ ሰብ ዩ መምሰሊ ዩ

  • @andemariamhidary7693
    @andemariamhidary7693 4 หลายเดือนก่อน

    ብዓል ኣብርሃም ዓንዶም፡ኪዳነ ክፍሉ፡ወልዳይ ካሕሳይ፡ናይዝጊ ክፍሉ ብዙሓት እዮም እዚኦም'ከ

  • @woldebruknegussie2713
    @woldebruknegussie2713 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 5 หลายเดือนก่อน

    Beja Esayas gah bel,abza sdetki ketbelyi eki

  • @Dawit24Sd
    @Dawit24Sd 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሚቅሚቅ በለታ አብየ""😢

  • @nimrodgabriel2266
    @nimrodgabriel2266 5 หลายเดือนก่อน

    ሃለውሎው

  • @googlexy1358
    @googlexy1358 5 หลายเดือนก่อน +1

    Great JOB, I want buy this Book, I don’t know where can I buy it

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  5 หลายเดือนก่อน

      Check www.semayat.com

  • @bahlbibeyan3828
    @bahlbibeyan3828 5 หลายเดือนก่อน

    Selam memhr Mekonen selam kemey aleka xbuk aqerarba ane bzaeba Goitom Lebasi kea akrbelna nmegustu Hailemariam kketl AB betemengsti Ethiopia tetahizu AB tv Ethiopia 1977 terapi ybahal Gelé belena

  • @medahaniekifle7031
    @medahaniekifle7031 5 หลายเดือนก่อน +2

    Selam memhr mokenet eza mexhaf abey nirekba

    • @MosaicBahli
      @MosaicBahli  5 หลายเดือนก่อน

      Www.semayat.com wey 016162726546

  • @ሱቕጥዑም
    @ሱቕጥዑም 5 หลายเดือนก่อน

    ሰላም መኮነን፣ ዓወት ይምነየልካ ኣብ ኩሉ ስራሕካ። ብምቕጻል ኣብ ቃለመጠይቕ ተጋዳላይ ሕሩይ ምስ ዳኒኤል ካብቲ ቕጭጭጭጭ ዘምጸኣለይ ክከታተሎ ክሳብ መወዳእታ እዃ ኣንተፈተንኩ። ትዕዝብተይ 1. ዳኒኤል ዕቅኑ ኣይኮነን ክሓትት ንበዓል ተጋዳላይ ሕሩይ--ማዕቀኑ ንዳኒኤል በዓል ጆን ብላክ- ተፈታዊ --ዝኣመሰሉ እዩ ክሓትት ዝኽእል
    2. ዳኒኤል --ዕላል ጎደና ዝመስል ኣብ ኣስመራ እንዳ ሻሂ ነዕልሎ ዝመስል ሕሜታ ከምዚ ኮነ ከምዚ ተገብረ ክብል እምበር ትሕዝቶን ዕምቆትን ዘለዎ ክሓትት ይኹን ትንተና ክገብር ኣይክእልን (ሓደ እዋን ምስ ሄኖክ ዝገብርዎ ዝነበሩ ዕላል እንዳ ስዋ ትመስል ንኣብነት ምጥቃስ ይከኣል) ምኽንያቱ ኣብ ወረን ተባህለን ተገብረን እምበር ዓቕምን -ብቕዓትን --ድልየትን ናይ ምምሃርን ምፍታሽን ምንባብን ዝምባለ የብሉን ከም ኩሉ ወይ ዝበዝሐ ኤርትራዊ መንእሰይ
    3. ን ተጋዳላይ ሕሩይ ዝኣክል ኣና ሓተተ እቲ ካልእ መጽሓፍት ናይ ኣለምሰገድ ዝተጻሕፋስ ይትረፍ -ናይ ተጋዳላይ ሕሩይ መጽሓፍን ን ሪፈረንስን ን ፍልጠትን ኢሉ ከማን ኣንቢቡ ተዳልዩ ክመጽእ ኣይከኣለን ----ድሕረ ባይታ ተጋዳላይ ሕሩይ ከማን ከጽንዕ ኣይከኣለን ኣስመራ ከም ዝነበረ ኣይፈልጥን --- መሕፈር ዝኾነ ሰብ ወላ እቲ ሕትኡ ከመይ እያ ሞ ንሳ እንታይ እያ ሞ ነይራ ክብል ሕፍር ትብለሉ
    4. መኮነንን ድማ መርማሪ ፖሊስ ስለ ዝኾንካ ትብሎ ያኢ ጠፊኡካ ብኸመይ ፖሊስ ከም ዝኣትዉ ደይ ከም ሰቦም ኣገልግሎት እዮም እቶም ፖሊስሲ --እንታይ ዶ ስራሕ ኣለዎም እዩ በትሩ ሒዝካ ጎደና ምሕላው ኮለልን ኣንዳ ሻሂ ኮፍ ኢልካ ተባህለ ምባልን --ኮለክዮ ምእታው ምውጻእ --እሱራት ምግቡዕባዕን ምስላቕን እምበር መንከ መርማሪ ምስ ገበሮ እዮ -ትጉሽተትካ እዚእስ-ወድሓንኩም

  • @kemey2169
    @kemey2169 5 หลายเดือนก่อน +6

    U have been speaking too much about Doctor Fitsum. Nothing can we learn from this issue. Are you planing to sell more books. Accident are accident , nothing can we do about this.

    • @Habesha28
      @Habesha28 5 หลายเดือนก่อน +1

      The truth must come out, if you’re shabya you don’t want to hear the truth story of the struggle for Eritrea

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@Habesha28There is one and only one truth. What is your evidence? Too bad weak people still have evil grudges against Shaebya. 👿👹🐍

    • @GodisGoodalltimeJesus
      @GodisGoodalltimeJesus 5 หลายเดือนก่อน

      The funny thing about who wrote this damp shit comment he say accident is accident ? We don’t have time to u explain about our father . We are Eritrean we need have documented from smallest to the biggest events Dane by this totoritarian government and we will bring them justice . Who those merderd by shaebiya regardless even if take 100 years from now ,, and we have more credit for our writer mokonen mozaik bahli

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 5 หลายเดือนก่อน +1

    ተባረ ኢቲ ዞሎ ሓቂ ዝኮነ።

  • @ግርማይወዲጽሃይቱ
    @ግርማይወዲጽሃይቱ 5 หลายเดือนก่อน

    ( መጽሓፍ ኮኾብ ሰሜን ጎጻጒጻ ዘዛረበቶም ዝብል ኣርእስትኻ ዋላ ጣቛ ዘለዎ ኣይኮነን ። ኣይትጋገ ፡ ኣብርሃለይ ክፍለ እንታይ ጎጻጒጽዎ እዝጊ ዋንኡ ፡ ኣቦና ሑሩይ ተላ ባይሩ ግን ንቃለ መሕትት ኣብርሃለ ክፍለ መልሲ ንኽህብ ብዕድመ ዝቀረበ እዩ ። ነዞም ዓቢ ሰብኣይ ድማ ዝዛረብዎ ክትሰርዓሎም ደሊኻ 'ስ ከምዚ ዘይትምስክር ብምባል ተሻምብበሎም ኣለኻ ። ብዝኮነ ምስቶም ኣብ ጎረባብትካ ዘለዉ ኣረጋውያን ብዝተፈላለየ ኣርእስቲ ቅሩብ ግዜ ኣዕልል 'ሞ ኣብ ዝሕተትን ዝምለስን ዝተርፍን ዝጸድፍ ዘረባን ምስ ሰማዓካ ክስወጠካ ይኸውን ። ኣቦና ሑሩይ ታላ ባይሩ ከማን ስሩዕን ዝዛረቦ ጽቡቅ ጌሩ ይዝክርን ። ልዕሊ ኩሉ ግን ንኣቦና ሑሩይ ተላ ባይሩ ( ኣብ ኣስመራ ዝነበርካሉ ፡ ንወላዲት ዶር, ፍጹም ኪሎ ቡን ሒዝካ 'ዶ በጺሕካያ ኔርካ ትኸውን ክትብል ሓቲትካዮ 😮 ። እንታይ የእተወካን ይምልከተካን ዝብል መልሲ እንተ ሃቡኻ'ስ የምሕረሎም ግዲ ይኸውን ።