ህዝቢ ትግራይ ኣብ ክልተ ሕማቕ መማረፂታት ይኣቱ ኣሎ።ንሱውን ወይ ምንባር ወይ ሃላዋትካ ምስኣን።ፈረንጂ ከምዝብልዎ "a choice between the devil and deep sea or deep blue sea"ማለት ስቕ እንተበለ ወዮ እንተተንቀሳቐሰ ወዮ እዪ። 18:2618:2618:26
Tsadqan has nothing to do with present situations of Tigrai politics. He must go out of the prevailing condition. The main problem of Tigrai politics is private media.
ህዝቢ አይኒደልዬኩሚን እናበሎም ንሥልጣን ዝጭነቁ ዘለዉ ሕሙማት ኽኾኑ ይግቡኡ .
ጅግና ህዝቢ።
እዚኣ እያ እታ ሓቂ ህዝቢ እቲ ግሁድ ሓቂ ይውፃእ ሕማቃት ይወገዱ።
ብስሩ አኬባ ዲሞክራሲያዊ ኣይኮነን ድዩ!
ኣታ ብዕራይ ኣለምገብረዋህድ እተሰልፎ የለን እንተሃሊዩ ኢዱን እግሩን ይቁረፅ
ሆራይዘን ፅቡቅ ኣለኹም ፅቡቅ ሓበረይታ እዩ ንሓደ ከይወገንኹም ናይ ህዝብ ድምፅ ኹኑ❤❤❤።
ናይ ባዕልኺ ድምዳመ ኣይተቅምጢ። ዘለኪ ሓበሬታ ጥራሕ ኣካፍልና። ንኣብነት ዝሰኣንኩዎ ስልጣነይ ክመልስ እየ ዝብል ሓይሊ ንግዝያዊ ምምሕዳር ከፍርስ ይሰርሕ ኣሎ ዝበልክዮ ጌጋ እዩ።ናይ ሓሙሽተ ሰባት ውክልናይ ኣልዒለ ብናተይ ክትክእ እየ እዩ ዝብል እምበር ግምት ይፍረስ ዝበለ ሓይሊ የለን።
እንኳዕ ተጋደልኩ🤔🤔🤔 የብቅዕ በላዕቲ ቃልጢ አዴታትና አዕርፉወን እፎይ ኢለን ብርሃን ደቀን ይርአያ ቧች ሕራሮት
ፕሮፌሰር መድሃንየ ናብ ቆሎ ተቐይሩ ከይኮነስ ናብ ቆለ ተቐይሩ እዩ ዝበለ
ዓክክክክ ብምስክን ህዝበይ ይፃወቱ ኣለው
ብጣዕሚ ወድዓዊ ሓቀኛ ዘይሽራዊ ፀብፆብ
Thankyou all
ጋልታ ላሕስት ልካት ፀላትና አይገዝናን ቆማል አኪ
"እርማት" ፕሮፌሰር መድሓኔ ዝበሎ "ቆለ" እዩ:: "ቆሎ" አይኮነን::
ከመይ እሎም ዳኣ ተመዛበሊቲ
Semai zesane hezebi er eyyy
ይገርም ፀረ ህዝቢ ዝኾኑ መረሕቲ
የሕዝን
ዋዕሮ
Tebaea tgraweyti...nay Kulu smit tgrawey gelitseato
ንፍዕቲ ጅግና ገቦዝ ከምዚበላ ከምዚ ኢልክን ተዛረባ ካብ ኣከባ ተረኪብክን ምጉራዕ ምርባሽ
ህዝቢ ትግራይ ኣብ ክልተ ሕማቕ መማረፂታት ይኣቱ ኣሎ።ንሱውን ወይ ምንባር ወይ ሃላዋትካ ምስኣን።ፈረንጂ ከምዝብልዎ "a choice between the devil and deep sea or deep blue sea"ማለት ስቕ እንተበለ ወዮ እንተተንቀሳቐሰ ወዮ እዪ። 18:26 18:26 18:26
አትሓስው ሓሰውቲ ናይ ህወሐት ተወከልቲ ክቅይር እዩ።
Tigray Horizen + RARA midia ናይ ጉዑሽ TH-camr እየን። ንሱ ድማ ንፍትሒ ዘይኮነ ንጅቡኡ ዝሓድር ስሱዕ እዩ።
ኣብ ዘየላ ትግራይ ኮንካስ ዝኩሉ ፍከራ እዚኦም መሬት ትግራይ ኣምሊሶምን ህዝቢ ካብርሰትን ኣድሒኞም ተዝኩኑ ስብ ዶ መቀመጡ ህዝቢ እኮ ዓዱ እዩ ተሓዲጉ ኣብ ቀዳድ ተንዳ ይነብር ካብ ማሕበረስብ ዓለም ዝመጸኣ ርዳእቲ ጨዊዮም ጾሙ ዘሕደርዎ እዮም እኮ ሆቦል ኣነእንተዘይ ሃሊየ ጠፋእኩም ድማ ይብሉ 48%መሬት ኣረኪቦም
Tsadqan has nothing to do with present situations of Tigrai politics. He must go out of the prevailing condition. The main problem of Tigrai politics is private media.
❤❤❤❤........Tigray..........CITEY........TRES
አለምገብረዋህድ ማለትአዚሩ ዝርዕ ኽሣድዘይፈጠረሉ በላኢ ሠብ እዩ
ጌጋቸውን ፃድቃንከ ?
ጌጋቸውን ፃድቃንከ ?
Abyi no more set defri
Tigray...........Horizon.............Media........tg...........CITEY............COUNTRY
አካል ጉጅለ አደመ ኢኹም