ንመንግስቲ ወጢርካ ምሕታት: ረብሓ ህዝቢን ዘኽፍሎ ዋጋን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
  • ረብሓን ዋጋን
    ንመንግስቲ
    ወጢርካ ምሕታት

ความคิดเห็น • 47

  • @RobilRobil-t9w
    @RobilRobil-t9w ปีที่แล้ว +3

    ፅቡቕ ሓሳብ

  • @selammehari1933
    @selammehari1933 ปีที่แล้ว

    ጌታቸው ብሓቂ ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅለሉ። ፍፁም ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ ዓብይ ሰብ።
    ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ
    መከራ ህዝቢ የብቅዕ
    ገበነኛ ናብ ሕጊ ይቅረብ

  • @yonatanakalu-tk2xl
    @yonatanakalu-tk2xl ปีที่แล้ว +2

    Fitsum Hawey you are a symbol of strength!

  • @johieinnovative3296
    @johieinnovative3296 ปีที่แล้ว

    Thank you ahwatey so proud of you. Fitse lebam what a consistency! Gech berteilna
    Fetari wesiku tibebn filtetin yihabkum!

  • @yemanehgebre
    @yemanehgebre ปีที่แล้ว +2

    Excellent!

  • @ማቆያ
    @ማቆያ ปีที่แล้ว +2

    Perfect!

  • @اهلاىهت
    @اهلاىهت ปีที่แล้ว

    ጌችዋይ ቀፅለሉ ዛሓወይ ኣብ ጎንኻ ኢና

  • @musiearegay765
    @musiearegay765 ปีที่แล้ว

    ፅቡቕ ስራሕ ፉፁም & ገቾ❤❤🌠🌠

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 ปีที่แล้ว

    UMD media doing great job bringing different views and important discussion. Lots of important hard questions raised here worth watching the details. We should ask challenging and critical questions to have change in Tigray

  • @thanksgod718
    @thanksgod718 ปีที่แล้ว

    ዝገርም ትንተና ኩሉ አብ ትግራይ ዘሎ ሓቂ እዩ ፉፅመይ ንበረልና ❤❤❤

  • @Mar-ov3dc
    @Mar-ov3dc ปีที่แล้ว

    “ክንሓትት ዘለና ምእንቲ መፃኢ ወለዶ ትግራይ እውን እዩ።”

  • @tebletsafewrki6893
    @tebletsafewrki6893 ปีที่แล้ว

    Ajeka qetselel Jegena tgrawey 💪💪💪

  • @nxjdnNckfn-rp8wb
    @nxjdnNckfn-rp8wb ปีที่แล้ว

    ፍፁም የቀንየልና ቀፅል ፡

  • @kinfemanna5574
    @kinfemanna5574 ปีที่แล้ว

    Fits um God bless you.

  • @hadaswoldu5176
    @hadaswoldu5176 ปีที่แล้ว

    ከምዚኦም ዝበሉ ናይቲ ህዝቢ ፀገም ጭቡጥ አብቲ ባይታ ዘሎ ሓቂ ዝገልጹ ሙሁራት አብ ከባቢኦም ዘለዋ ሚድያ ዕድል ሰለ ለየግንዩ አብዚ UMD ምቕራቦም ብጣዕሚ ነመስግን

  • @belaywelu8678
    @belaywelu8678 ปีที่แล้ว +1

    ወይዛ ትግራይ ኣብ ሰላም ኩሉ ሓላይ ተቓላሳይ ይመስለላ ሰብ ካብ ኣፍሪቃን ማእኸል ዓድን ንበራኻ ሃፅ ኢሉ ንበራኻ እንትወፅ ፍፁም ግን ኣብ መቐለ ኮፍ ኢሉ ገንዘብ ይሕውል 55/45 ይሰርሕ ነይሩ
    ካሕዳም ፍፁም እምበር ደብረጽዮን ኣኮነን እንተናኣሰ ንበራኻ መስዋዕትነት ክኸፍል ወፂኡ እዩ ፍፁም ግን መቐለ ራዕ ኢሉ ገንዘብ የፍሪ ነይሩ።

  • @zemackzemack6612
    @zemackzemack6612 ปีที่แล้ว

    አብ ትግራይ ስርቂ ባህሊ እዩ .....መለስ ብዛአባ ስርቂ ተዛሪብ ኔሩ ...እዝ ወዲ አበይ ኔሩ 30 አመት መንግስቲ ዘየዋጠረ ...ንጌታቸው ረዳ 6 ወርሂ ዘይመለ መንግስቲ ዘዋጥር .....ራያ ስለዝኮነ ድዩ ?
    ናይ ወያነ ካድረታት ንመንግስቲ ከካፍኡ አንከተማታትን አብገጠርን ስርቅን ሰብ ምቅታልን ተታሀዞሞ አለው ...ትግራይ ትጠፍእ አላ !

  • @tebletsafewrki6893
    @tebletsafewrki6893 ปีที่แล้ว

    Nbhaki tamitn nerna hejegn afetitu metsu.

  • @zeraytesfu9384
    @zeraytesfu9384 ปีที่แล้ว

    ናይ ፍፁም ዘረባ ዕላማኡ ህዝቢ ትግራይ አብ ዚ ሕጅ እዋን እንታይ ከገብር እዩ ዝደሊ ዞሎ ። ኢት ሕቶ ንት ሸግር ምግዳድን ብ ሚድያ ከብብካ ምቅጥቃጥ ተቀባልነት ዘሲኢን ዶ አይኮነን ?

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 ปีที่แล้ว

    እቲ ዝነበረ መንግስቲ ቕድሚ እቲ ውዑይ ኪናት ክባን ቑጠባዊን ማሕነቕትን ገንዘቡ ሓጢጡ ከምታ ናይ ርእሰ-ፋሽስት ኢሳያስ ብገንዘብ ምቕያር ጀሚሩ ነቲ ተሳዕሪሉ ዝመጸ መንግስታዊ ስልጣን ተጠቕሙ ዲፕሎማሲያዊ ክባ አእትዩ ድሕሪኡዩ አብ ውዑይ ኪናት አጸልሚትን ካልኦት ሃገራትን ከደምትን ብቐንዱ ግን ርእሰ-ፋሽስት ኢሳያስን ቐንዲ ዋና አመሪካን ትራምፕ ከይወረደ ኮሎ ወሊዖም ቐንዲ ጨመትኦም ሰላማዊ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይን ትካላትን ጆናሳይድ ጽንተት ዝአወጁን ዘለውን እዚ ዕንወትዚ ካብቲ አብ ከተማታት ሂሮሺማን ናጋሳኪ ጃፓን ዝፍልዮ እንተልዩ እዘን ድሑራት ሃገራት ኒኩለር-ቦም ስለዘይውንና እንተዘይኮኑ ህቃንኦም መደቦም ግን ብዙሕ መስኩሩለይ አይድልዮን።

  • @qwertyuio5846
    @qwertyuio5846 ปีที่แล้ว

    ንመንግስቲ ወጥርካ ምሕታት በልኹም

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df ปีที่แล้ว +1

    Blame TPLF to what happened to Tigray, but give time to the new cabinet for it is impossible to plant an orange tree today and eat an orange fruit the next day. Do your part Fitsum instead of mentioning and leveling endless issues that happened to Tigray and its people. The destruction in Tigray is so immense and it takes years and a lot of resources to bring Tigray to an acceptable normality. I found Fitsum's comments totally irrational and baised.

  • @hundesahundesa2479
    @hundesahundesa2479 ปีที่แล้ว

    አብ ናይ ደብረጽዮን ዘረባ ወላሓደ ጌጋ አይራአኹን። እቲ ዘረባ ብቐንዱ ናብ ናይ ዑጡቓት አምሓራ ዘነጻጸረ እዩ። ብተወሳኺ መንግስቲ ትግራይ ንውግእ ድሌት ከም ዘይነበሮ ጥራሕ ዘይኮነስ ንውግእ ምድላዋት እውን ከምዘይነበሮ እንተ ኾነ ግን ብመንግስቲ አምሓራን ዑጡቓቱን ዝግበር ንዝነበረ ምትኑኻይ ደፊኦም ንኽዳለው ከም ከምዘገደድዋም እሞ በቲ መንግስቲ ትግራይ ዝገበሮ ምድላዋት እቶም ክዋግኡ ኢሎም ዝመጹ ዑጡቓት አምሓራ ተደናጊጾም ተሳኢሎም ጥራሕ ከም ዝተመልሱ እቲ ዋና መሳርሒ ውግእ ምህላውካ ዘይኮነስ ሰብ ከም ዝኾነ ትግራይ እውን ኩሉ ከም ዘለዋ እተን ዝተሰባበራ ጥይት ጸጊንካ እውን ኽትቃለስ ከም እትኽእል እዩ ዝገልጽ።
    መንግስቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ (ፌደራል) ምስ ኤርትራ፣ ምስ ዓረብ ኢምራትስ፣ ዓቕሙ አዋዳዲሩ ምድላው ከም ዝገበረ ዝገልጽ አይኮነን።
    ሐድሐደ ተጋሩ ንምንታይ ኢና ነቲ ንትግራይ ንምውራር ዝመጸ ናይ ጸላኢ ሐይሊ ክንዲ ምውቃስ እንዳ ፈለጥና ከም ዘይፈለጥና እቲ ሐጢአት ናብ መንግስቲ ትግራይ ንኽንከውን ንጽዕር ዘለና።
    ብወገነይ ነቲ ህዝብና ንወረርቲ ንምብዳህ ዝኸፈሎ ከቢድ ዋጋ ናብ ዕዳጋ ፖለቲካ ምውዓል ዝግበር ዘሎ ሽርሒ ኾይኑ ይስምዓኒ አሎ። እዚ ድማ ብጣዕሚ ሐደገኛ አካያይዳ እዩ ሳዕቤኑ ንትውልዲታት ትግራይ ተሪፉ ትውልድታት ኽሀስይ ክኸውን እዩ ዝብል እምነት አለኒ።
    ስለዚ ሱር ከይሰደደ እዚ ሽርሕታት ኽንብድሆ ይግባእ። UMD ህዝቢ ትግራይ ቆቓሕ ኾይኑ ከም ዝከታተለኩም ኽትዝንጉዑ የብልኩሙን።
    ፖለታካ ብድላይኩም ሽርሕታት ስርሕዋ ብመስዋእቲ ጀጋኑ ንስለ ህዝቦም ኽብሉ አንጻር ወረርቲ ሐይሊ ፊት ንፊት ዝተኻሽሑ ምቁማር ግን ደው ክብል አለዋ። ንኹሉ ዓቐን አለዋ።
    እዛ ናይ አምሓሩ ናይ ሽርሒ ፖለቲካ አብ ሐድሐደ ተጋሩ ሕዚ እውን ትሰርሕ ከም ዘላ ግን ምግማት አየጸግምን።
    እዛ ከም ቫይረስ ናይ ተጋሩ ደም እንዳ መጸየት ንአማኢት ዓመታት ትነብር ዘላ ሽርሒ ፖለቲካ አምሓሩ ካብ ሕድሕድ ትግራዋይን ትግራወይትን ጉልባባ ቀሊዓ ኸይወጸት ትግራይ ሰላም ክትረክብ እያ ማለት ዘበት።
    እህምምም...... እዩ ዘብል ነገራቱ

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 ปีที่แล้ว

      ሽርሒ ፖለቲካ ኣምሓራ ካብ ትግራይ ክለግስ ዝኽእል፡ ትግረዋይ ንዓሰርተ ዕጽፊ ካብ ጎረባብትኻ በሊጽካ ምስ እትርከብ ጥራሕ'ዩ። ንሳቶም'ከ ኮፍ ኢሎም ድዮም ክጽበዩኻ? እኳ ደኣ ምንሊክ ን 100 ዓመት ኣብ ድኽነት ከም እትነብር ካብ ገበረካ፡ እዞም ሕጂ ኣብ ሥልጣን ዘለዉ ከዓ ን 200 ዓመት ንድሕሪት መሊሶምኻ ኣለዉ።

  • @abrahamleakemariam6502
    @abrahamleakemariam6502 ปีที่แล้ว

    እቶም ዝሰርቁ ዝነበሩ ዝፍለጡ እንተነይሮም ምቅላዕ ዶ ይከኣል ? እእንተዘይኮይኑ ኣሊጌሽን እዩ ክኾን።

  • @user-co4qv6nj7l
    @user-co4qv6nj7l ปีที่แล้ว

    እዛ (ወጢሩ) እትብል ናይ ኣምሓርኛ ቃል
    ኣትሪሩ /ብትሪ ብዝብል ናይ ትግርኛ ቃል እንተትቕይራ?

  • @qwertyuio5846
    @qwertyuio5846 ปีที่แล้ว

    ነቲ ናይ ቀደም መንግስቲ ድአ ዘይትውጥሩዎ ሐብርኩም ትሰርቁ ስለ ዝነበርኩም ድዩ ሐሳዎ ፀረ ትጋሩ

  • @belaywelu8678
    @belaywelu8678 ปีที่แล้ว +2

    ዶ/ር ደብረፄን ዝተዛረቦ ተፃውቶ ዘለኻን ብዛዕባ ናይ ክልል ኣምሓራ'ዩ እምበር ፈደራል ክወግአና እዩሞ ተዳሊና ኢና ዝብል መልእኽቲ ዘሐልፍ ኣይኮነን ፌደራል መንግስቲ፣ሻዕብ፣አረብኤመሬት፣ቱርኪ፣ቻና ብጠቕላላ ዓለም ክትወግአና ትኽእል እያ ኢሎም ክእምቱ ነይርዎም ኣይነበሮሙን ኢልካ ምርኣይ ይካኣል ይኸውን'ዩ ክረአ ጉን ኣለዎ።

    • @weldukidanu9274
      @weldukidanu9274 ปีที่แล้ว

      I agree with you bro it was hard to expect for debretsion and for most tigrians his speech was focused to Amhara only not to the others invaders

    • @berekethagoshagos4889
      @berekethagoshagos4889 ปีที่แล้ว

      ሓደ መሪሕነት ዝበሃል ብኹሉ መዳያት ኣጽኒዖም ምኽሪ ዝህብዎ ኣለዉ፡ ናይ ሕወሓት ሰባትን መሪሕነትን ከምዚ ዓይነት ኣሰራርሓ ዝፀንሖም ኣይመስሉን። ብዘይካ (natural disaster) ዝኾነ ይኹን ኲናት ክተርፍ ይኽእል'ዩ። ንሱ ድማኒ ብዓሰርተ ዕጽፊ ካብቶም ፀላእቲ እትብሎም ንላዕሊ ተዳሊኻ ምስ እትፀንሕ ኣይደፍሩኻን። እዚ ዝሓለፈ 20-30 ዓመት ግን ድኽነት'ዩ ፀላኢና እንዳተባህለ ሰባት ከደናግሩ ፀኒሖም። ካሊእስ ይትረፍ እቲ ከም ጽያፍን ነውርን ዝረአ ዝንርበረ ጉቦን ስርቅን ከም ባህሊ ተኣታትዩ ፀኒሑ። ሰሪቑ ንዝሃብተመን ንብረት ዘጥረየን ድማኒ ከም መንፋዓትን ጅግነንትን እንዳ ተራእየ ፀኒሑ።

  • @abrahamleakemariam6502
    @abrahamleakemariam6502 ปีที่แล้ว

    እቱ መንግስቲ ሀዚ ደ ኣይኮነን ስራሕ ዝጅምር ዘሎ?

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 ปีที่แล้ว

    አነ ብትዕዝብተይ እቲ መኸተን ውግእ ብዝግባእ አይመርሕዎን።አብቲ ግዘ ጀነራል ጻድቓን ሰራዊት ኢትዮጵያ ተደምሲሱ ዝበለሉ እዋን ትንፋስ ክህብዎ አይነበሮምን ። ሓይልታቱ ክአኻኽብን ሓደስቲ ክዕልምን ዝአክል ግዘ ሂቦሞ።አብዚ እስኻ እንታይ ትብል?

  • @Berekettesfaye05
    @Berekettesfaye05 ปีที่แล้ว

    ጥልቀት ዘለዎ ትንታነ ክህቡና ዝኽእሉ እባ ኣቕርበለና። መማረጺ ሓሳብ ዘየቕርቡ ንሕወሓት ኮነ ተራኦም ዝተዋፅኡ (ዓበይቲ) ሰባት ብደቐቕቲ ጉዳያት ምውቃስ (አረ ምፅላም እዩ) ፈላጥ ኣየብልን።

    • @yonatanakalu-tk2xl
      @yonatanakalu-tk2xl ปีที่แล้ว +1

      Gohaf lemani cadre

    • @Berekettesfaye05
      @Berekettesfaye05 ปีที่แล้ว

      @@yonatanakalu-tk2xl በቃ ለመናን ካድረነትን ኢኻ ትፈልጥ። ሓሳብ ተሃልዩካ ተዛረብ። ካድረኸ ምዃነይ ኣበይ ፈሊጥካ? ኣነ ግን ጥዕና ዘይይብልካ ትመስለኒ። ሕክምና ተረአ። ዋላ ክተኽቦልካ መሐከሚ።

    • @Berekettesfaye05
      @Berekettesfaye05 ปีที่แล้ว

      @@Elnathanliwam እቲ ዝሞተን ዝተጎድአን ፍፁም ናይምንባርን ድሕንነቱ ክሕለዎሉ (ብማንም ወገን) መሰል ዝነበሮ እዩ። “ክረግፍ ምኽንያት ዝኾኑ” ወይድማ “ዘርገፈ” ዝበሃል ዘይፍትሓዊ ቃል (I would like the standard definition of those words) ፈጢርካ ነቲ ቀታሊ ነፃ ዳርጋ ምስዳድ እዩ።
      ሰብ ንኸድሕን ሂወቱ ዝተቃለሰ ፥ ብካልእ ዘይተቃለሰ ሰብ ኣቅቲልካ ክበሃል ፍትሓዊ ኣይኮነን። ዋላ ናቱ ዘይምቅላስ ርትዓዊ ናይምግባር እዩ ኢለየ ዝኣምን።

    • @Berekettesfaye05
      @Berekettesfaye05 ปีที่แล้ว

      @@yonatanakalu-tk2xl ለሚነ ኣይፈልጥን፣ ለመንቲውን ካብኻ ኣብሊጾም ዝሓስቡ ምዃኖም እየ ዝፈልጥ።

    • @Tesfa-f4r
      @Tesfa-f4r ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ዘሕዝን ትግራይ ብጀግንነት ዝተፈለጠትሉ እዋን ብስርቂ ክትክሰስ በጣዕሚ ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘሕፍርን እዩ

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 ปีที่แล้ว

    እዚ ገምጋም ውድዓዊ ሓቕን ዕረ እንዳጠዓመካ ካብ ምውሓጥ መስኩሩለይ ዘየድልዮ ሓቒ!! ኮይኑ ቡዙሕ ፍልጠት ዘድልዮ አይኮነን።አብ ምሕታት ጥራይ ዝተሓጽረ ኡኹል አይኮነን ።ብዝተፋላለይ መልክዕ ቓልሲን ተቓውሞን ሰላማዊ ሰልፊ ምስራዕ ወዘተ። አብተን ውልዶ ፖለቲካዊ ውድባትን ህዝብን ንዕቐትን አለዎም።እዞም ሙሁራት ብሃልቲ ካብኦ አይሕሹን ጭራ-ወጠጥቲዮም።እዚ ግዝያዊ መንግስቲ ከም ለውጢ ትርኢዎ ኮንኩም ብውሽጣዊ ዓቕምና ዝመጸ ወይውን እቲ መሪሕ ውድብ ውልንት😮ኡ ዘይኮነስ ከምቲ አብይ ዋናታቱ ዘምጽእዎ ገታቸውን ውላድ አመሪካን አብይን ኢዩ።

  • @yonatanakalu-tk2xl
    @yonatanakalu-tk2xl ปีที่แล้ว

    Deki Adwa kufuat derbayat

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 ปีที่แล้ว

      ሸይጣን መዓት ይደርቢየልካ ፈሽካል ሓሳድ ሰራቂ ህግደፍ

    • @Berekettesfaye05
      @Berekettesfaye05 ปีที่แล้ว +1

      ህዝቢ ትፀርፍ? ዓቕሚ ተትረክብ ብግብሪ ጭካነ ኢሳያስን መንግስቱን መንዐቕካ።

  • @nazretgebre9932
    @nazretgebre9932 ปีที่แล้ว

    እሞ ዕለም ሙሉእ ተዛርዬም መፂኦምና እንታይ ዘይ ገበርእዩ

    • @yonatanakalu-tk2xl
      @yonatanakalu-tk2xl ปีที่แล้ว

      Chid Gohaf cadre

    • @Berekettesfaye05
      @Berekettesfaye05 ปีที่แล้ว

      ትዝገርም ድማ እቶም ኣፍታ ቀጣን ኣብ ውሕስ ቦታ ዓርሶም ዘንበሩ ፥ ነቶም ሂወቶም ኣውፍዮም ዝተዃሽሑ እዮም ዝወቕስዎም ዘለዉ።

    • @Berekettesfaye05
      @Berekettesfaye05 ปีที่แล้ว

      @@yonatanakalu-tk2xl ባርያ ኢሳያስ ዲኺ? ታይ ዳኣ ዘይ “ጓሓፍ” ካልእ ዘይትፈልጢ። ሓሳብ ንምሃብ ትምህርቲ የለን?