ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Nay amilcar Cabral tarikh hiwotu UBA zihawey amxalna gize indihir rekibka❤
💙💙💙
የቀንየልና ፋኒ ሓወይ ብዛዕባ ዞም ሕብረተ ሰብ ብዙሕ ሳዕ ክፈልጥ ባህጊ ነይሩኒ ክኸውን ድማ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ጥንቲ ኣትሒዞም ዝጥቀመሎምዩ ቃል ኣምላኽ ብ ኩሽ ዝጽውዑ፡ከምዚ ዘስፈሕካዮ ድማ ድሕሪ ዘመናት ብዘመናት ክትካእ ፋሕ ክብሉ ዝኸኣሉ፡ኣብ ደቡብ ሱዳን ካብ ክፍሊ ኑባውያን ኣዝዮም ብዙሓት የዕሩኽተይ ነይሮም ብተደጋጋሚ ድማ ይውከሶም ነይረ ከምዚ ዘስፋሕካዮ ድማ ምዕራብያውያን ምስ ግብጺ ኮይኖም ከም ዘውጽዎም ዝዛረቡ ገለ ተመራመርቲ ታሪኽውን መጽሓፍ ቅዱስ ምርኩስ ብምግባር ገለን ነዚ ዝገለጽካዮ ወኪሎም ኣለዉ ክብሉ ከለዉ ገለን ውን ናብ ዘመናዊት ኢትዮጵያ ከም ዝተሓዋወሱ ይብሉ ዝሰማምዕሉ ኣብነት ድማ ቡናዊ ሕብሪ ቆርቦት ዝውንኑ ብምኻኖም እዩ ዝብል መርትዕንዩ፡ካብዚ ብምቅጻል እዞም ሕብረተሰብ ሱዳን ምስ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝነበረ ውግእውን ምስ ጸለምቲ ደቢብ ሱዳን ኮይኖም ተቃሊሶምዮም ክሳብ ሕጂ ውን ኣብ ኑብያ ማውንቴን ዝብሃል ክፍሊ ቦታ ሱዳን ይነብሩ ኣለዉ፡kush kingdom ንሕና ኢና ኔርና ይብሉኒ ነይሮም ሎሚ ግን ዳርጋ እቲ ዘርኢ እናጸነተን እናጠፍአን መጽዩ።ብዝያዳ ፍናን ሓወይ ከምዚ ዝኣመሰሉ ሃናጺ ትምህርትታት ወስ በለና ብዝያዳ።
Good work fnan. Thanks
Gn fnan ab leli Muslimina entay ayinet xeli eyu zeleka Betami eyu zegermine
Tebareke fnan with you family. I hope, you will go to Egypt show us nuba history pyramids, Haswan city, Abu simbel. Africans have to know, their real history. Most of the bible men were nubans
Good job 👍
❤❤❤❤
ስልጣነ ጸለምቲ ክምለስ ኣለዎ! ሃይማኖታት &ባህልን ኣዕራብን ምዕራባውያንን ካብ መሬትና ክጉሓፍ ኣለዎ።
ፕራሚድ ናይ ኣፍሪቃውያን ጸለምቲ ሃወልቲ እዩ ኣብ ግብጺ ዓረብ ዝብሃል ኣይነመረን ናይ እስላም ውን ኣይኮመን
እወ ሓቅኻ ወላ ናይ ግሪኽ ውን ኣይኮነትን ናይ ጸለምቲ ከምታውያን/Kemet እያ ግብጺ
Welcome Back fne anbsa ❤️❤️🎉🎉🎉
Negsent aksum ameslana
If you see the pictures in old Egypt, their color is brown.
Thank you Fani boy Great job 👍🥰
ታሪኽ ምግላጽ ናይ ብሓቂ ብቅዓትን ክእለትን እንተሃልዩካ? መወከሲኻ ብግሉጽ ኣቀምጦእንተ እቲ ሕቡእ ኣጀንዳኹም ግን ኩሉ ሰብ እንዳፈለጦ ይኸኸይድ ኣሎ
ነዛ ጽሕፍቲ ተንቢብ ዘለካ ቡሩክ ሓወይ ገጽ ስድራካን ሓሳብ ልብካን የስምረልካ ናበልኩ ኣብዛ ናተይ ባንዴራ ዘላታ ፕሮፊለይ ኣቲኩም ሳብስክራብ ሓጉዙኒ 10k ቀረበ ኣለኩ ሞ ኢደይ ኢድካ ንበል የቀኔለይ.፡.
ኩቡር ሓው ፋናን ኣብ ኣተብርክቶ ፍትሓውን ትምህርታውን ዕዮ ዘሎኒ ኣኽብሮት ክገልጽልካ ይፈቱ። ብተወሳኺ ነዛ ኣብጊስካያ ዘሎካትምህርታዊ ታሪኽ ፡ Dr. Josef ben jochannan ከም ተወሳኺ ናይዚ ሰብ ኣሎካ መወስኽታ ማለት።
Arabs changed the narrative of Egypt Nuba. Nubans built pyramids, kilopatra is Nuba. Today Nubans are in haswan city Egypt, border Sudan Abu simbel.
Akileka beqa
ሃገራት ዓረብን ዝኾነ ማሕበር ናይ ሃገራት ዓረብ ፡ ንጸለምቲ ኣስላም ኢና ዝብሉ ኣፍሪቃውያን ካብ ሱዳን ስጋብ ማውሪታንያ ብጀካ ከም መሳርሒ ፡ ከም መዛንኦም ህዝቢ ወይ ሰብ ውን ኣይቆጽርዎምን እዮም። ንኣብነት ዓረባዊት ግብጺ ንግደ ታሪኽ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ብፍላይ ንኑብያውያን ንደቂ መርዌ ክፈልጥዎን ኣብ ታሪኽ ናይ ግብጽን ክዝክርዎን ክጽምብርዎን ኣይደልዩን እዮም። ነዚ ኣሸሓት ዓመታት ዝገበረ ታሪኽ ናይ ኑብውያን ኣበርክቶኦምን ስለ ዝጽየንዎ ፡ ዋላ ኣብ ፊልም ንንግስቲ ክልዮፓትራ ሓንቲ ጸላም እንግሊዛዊት ከመይ ጌራ ትውክላ ኢሎም ፡ ስለምንታይ ጻዕዳ ፈረንጂ ዘይኮነት ኢሎም ፡ ምስ ቢቢሲ ኣብዚ ዓመት ተባኢሶም መዛረቢ ዓለም ኮይኑ እዩ። ንዓረብ ሓደ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ሰብ ኣብ ታሪኾም ክቐርቦም ኣይደልዩን እዮም።እቲ ዝገርመኩም እዞም ኩሎም ከደምትን ኣገልገልትን ናይ ዓረብ ፡ ካብ ኑሜሪ ስጋብ ኣልባሺር ፣ ካብ ጀብሃ ስጋብ ሻዕብያ ፣ ካብ በዓል ዑስማን ሳልሕ ሳበ ፣ ዓብደላ እድሪስ ስጋብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከም ሰብ ኣይቆጽርዎምን እዮም ፡ ብጀካ ከምዚ ተጠቒምካ እትጕሕፎ ኮንዶም። እቲ ዘሕዝን እዞም መራሕትና እንብሎም እዮም ንመንነትና ክብርና ታሪኽና ቋንቋታትና ትግራይት ትግርኛ ንስርዓትና ፈንፊኖም ንዕቕ ኣቢሎም ፈቐድኡ ንዓረብ ክስግዱን ክጉምብሑን ዘዋርዱና ዘለዉ። ነብሱን መንነቱን ዘይኽብር ፡ ካልእ ኩሉ ዋላ ሓደ ደንቆሮ ሰሓቢ ገመል ራሻይዳ ዓረብ እንተሕሰሮ ፡ ኩሊቱ እንተመዝሓቖ እንታይ ዘገርም ኣለዎ፧
Egypt history is Nuba history.
nabia eu zbehal not nobia
ታሪክ ኣክሱማውያን ኣምጻኣልና በጃኻ ፍናን ናይ ሻዕብያ ዕላማ ኣክሱማውያን ምጥፋእ እዩ። ስለ ዝኮነ ብፍላይ ኣብሰሜን ዘሎ ትግርኛ ዝዛረብ ህዝቢ ብሕሶትን ዳንኬራን ሻዕብያ ባህሉን መኒነቱን ንከይመሃር ስለዝተገበረ እቲ ሓቂ ታሪክ ኣምጸኣልና በጃኻ
ኣክሱም ድኣ ናይ ስለስተሽሕ ታአኢ እና በሉ ተፋሩ እዝንና የጽሙሙና ዶ የለውን ክስካ ኣብ ናይ ትግራይ መስያ ስምዓዮ,,,ክትፍልጥ ግን ዝተቕብረ ሚስጥር ናይ ስልጣንው ኣዱሊስን ቨለው ክለውን ካብ ኣዱሊስ ንካዕሊ ይጥንቱን ይዕስብን ,,ንኣኩሱም ኣዱሊስንንበለው ክለውን እየን ኣቨጊስንኣ
@@mulugere8879 ካርታ ረኣዮ ኣክሱም ስቭላይዘሽን ።ጀለብያ ነገር ኢካ ትመስልዋ እታዶኻ ኤርትራ ንዓይ ትቐርበኒ ዓምባኽ ሓሳዊ ጽልኢ ገዲፍካ ታሪክ ኣምብብ
Gelae
Nay amilcar Cabral tarikh hiwotu UBA zihawey amxalna gize indihir rekibka❤
💙💙💙
የቀንየልና ፋኒ ሓወይ ብዛዕባ ዞም ሕብረተ ሰብ ብዙሕ ሳዕ ክፈልጥ ባህጊ ነይሩኒ ክኸውን ድማ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ጥንቲ ኣትሒዞም ዝጥቀመሎምዩ ቃል ኣምላኽ ብ ኩሽ ዝጽውዑ፡ከምዚ ዘስፈሕካዮ ድማ ድሕሪ ዘመናት ብዘመናት ክትካእ ፋሕ ክብሉ ዝኸኣሉ፡ኣብ ደቡብ ሱዳን ካብ ክፍሊ ኑባውያን ኣዝዮም ብዙሓት የዕሩኽተይ ነይሮም ብተደጋጋሚ ድማ ይውከሶም ነይረ ከምዚ ዘስፋሕካዮ ድማ ምዕራብያውያን ምስ ግብጺ ኮይኖም ከም ዘውጽዎም ዝዛረቡ ገለ ተመራመርቲ ታሪኽውን መጽሓፍ ቅዱስ ምርኩስ ብምግባር ገለን ነዚ ዝገለጽካዮ ወኪሎም ኣለዉ ክብሉ ከለዉ ገለን ውን ናብ ዘመናዊት ኢትዮጵያ ከም ዝተሓዋወሱ ይብሉ ዝሰማምዕሉ ኣብነት ድማ ቡናዊ ሕብሪ ቆርቦት ዝውንኑ ብምኻኖም እዩ ዝብል መርትዕንዩ፡ካብዚ ብምቅጻል እዞም ሕብረተሰብ ሱዳን ምስ ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝነበረ ውግእውን ምስ ጸለምቲ ደቢብ ሱዳን ኮይኖም ተቃሊሶምዮም ክሳብ ሕጂ ውን ኣብ ኑብያ ማውንቴን ዝብሃል ክፍሊ ቦታ ሱዳን ይነብሩ ኣለዉ፡kush kingdom ንሕና ኢና ኔርና ይብሉኒ ነይሮም ሎሚ ግን ዳርጋ እቲ ዘርኢ እናጸነተን እናጠፍአን መጽዩ።ብዝያዳ ፍናን ሓወይ ከምዚ ዝኣመሰሉ ሃናጺ ትምህርትታት ወስ በለና ብዝያዳ።
Good work fnan. Thanks
Gn fnan ab leli Muslimina entay ayinet xeli eyu zeleka
Betami eyu zegermine
Tebareke fnan with you family. I hope, you will go to Egypt show us nuba history pyramids, Haswan city, Abu simbel. Africans have to know, their real history. Most of the bible men were nubans
Good job 👍
❤❤❤❤
ስልጣነ ጸለምቲ ክምለስ ኣለዎ! ሃይማኖታት &ባህልን ኣዕራብን ምዕራባውያንን ካብ መሬትና ክጉሓፍ ኣለዎ።
ፕራሚድ ናይ ኣፍሪቃውያን ጸለምቲ ሃወልቲ እዩ ኣብ ግብጺ ዓረብ ዝብሃል ኣይነመረን ናይ እስላም ውን ኣይኮመን
እወ ሓቅኻ ወላ ናይ ግሪኽ ውን ኣይኮነትን ናይ ጸለምቲ ከምታውያን/Kemet እያ ግብጺ
Welcome Back fne anbsa ❤️❤️🎉🎉🎉
Negsent aksum ameslana
If you see the pictures in old Egypt, their color is brown.
Thank you Fani boy Great job 👍🥰
ታሪኽ ምግላጽ ናይ ብሓቂ ብቅዓትን ክእለትን እንተሃልዩካ? መወከሲኻ ብግሉጽ ኣቀምጦ
እንተ እቲ ሕቡእ ኣጀንዳኹም ግን ኩሉ ሰብ እንዳፈለጦ ይኸኸይድ ኣሎ
ነዛ ጽሕፍቲ ተንቢብ ዘለካ ቡሩክ ሓወይ ገጽ ስድራካን ሓሳብ ልብካን የስምረልካ ናበልኩ ኣብዛ ናተይ ባንዴራ ዘላታ ፕሮፊለይ ኣቲኩም ሳብስክራብ ሓጉዙኒ 10k ቀረበ ኣለኩ ሞ ኢደይ ኢድካ ንበል የቀኔለይ.፡.
ኩቡር ሓው ፋናን ኣብ ኣተብርክቶ ፍትሓውን ትምህርታውን ዕዮ ዘሎኒ ኣኽብሮት ክገልጽልካ ይፈቱ። ብተወሳኺ ነዛ ኣብጊስካያ ዘሎካትምህርታዊ ታሪኽ ፡ Dr. Josef ben jochannan ከም ተወሳኺ ናይዚ ሰብ ኣሎካ መወስኽታ ማለት።
Arabs changed the narrative of Egypt Nuba. Nubans built pyramids, kilopatra is Nuba. Today Nubans are in haswan city Egypt, border Sudan Abu simbel.
Akileka beqa
ሃገራት ዓረብን ዝኾነ ማሕበር ናይ ሃገራት ዓረብ ፡ ንጸለምቲ ኣስላም ኢና ዝብሉ ኣፍሪቃውያን ካብ ሱዳን ስጋብ ማውሪታንያ ብጀካ ከም መሳርሒ ፡ ከም መዛንኦም ህዝቢ ወይ ሰብ ውን ኣይቆጽርዎምን እዮም። ንኣብነት ዓረባዊት ግብጺ ንግደ ታሪኽ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን ብፍላይ ንኑብያውያን ንደቂ መርዌ ክፈልጥዎን ኣብ ታሪኽ ናይ ግብጽን ክዝክርዎን ክጽምብርዎን ኣይደልዩን እዮም። ነዚ ኣሸሓት ዓመታት ዝገበረ ታሪኽ ናይ ኑብውያን ኣበርክቶኦምን ስለ ዝጽየንዎ ፡ ዋላ ኣብ ፊልም ንንግስቲ ክልዮፓትራ ሓንቲ ጸላም እንግሊዛዊት ከመይ ጌራ ትውክላ ኢሎም ፡ ስለምንታይ ጻዕዳ ፈረንጂ ዘይኮነት ኢሎም ፡ ምስ ቢቢሲ ኣብዚ ዓመት ተባኢሶም መዛረቢ ዓለም ኮይኑ እዩ። ንዓረብ ሓደ ጸሊም ኣፍሪቃዊ ሰብ ኣብ ታሪኾም ክቐርቦም ኣይደልዩን እዮም።
እቲ ዝገርመኩም እዞም ኩሎም ከደምትን ኣገልገልትን ናይ ዓረብ ፡ ካብ ኑሜሪ ስጋብ ኣልባሺር ፣ ካብ ጀብሃ ስጋብ ሻዕብያ ፣ ካብ በዓል ዑስማን ሳልሕ ሳበ ፣ ዓብደላ እድሪስ ስጋብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከም ሰብ ኣይቆጽርዎምን እዮም ፡ ብጀካ ከምዚ ተጠቒምካ እትጕሕፎ ኮንዶም።
እቲ ዘሕዝን እዞም መራሕትና እንብሎም እዮም ንመንነትና ክብርና ታሪኽና ቋንቋታትና ትግራይት ትግርኛ ንስርዓትና ፈንፊኖም ንዕቕ ኣቢሎም ፈቐድኡ ንዓረብ ክስግዱን ክጉምብሑን ዘዋርዱና ዘለዉ።
ነብሱን መንነቱን ዘይኽብር ፡ ካልእ ኩሉ ዋላ ሓደ ደንቆሮ ሰሓቢ ገመል ራሻይዳ ዓረብ እንተሕሰሮ ፡ ኩሊቱ እንተመዝሓቖ እንታይ ዘገርም ኣለዎ፧