ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Hello our Family!Subscribe share & likeSupport us Zelle cash app +1 623 220 7827 Be a member 🌹youtube.com/@alenawaltahager?sub_confirmation=1
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫ጽቡቅ መግለጺ
እግዚኣብሔር ይሓግስካ ማዕበል. 🙏🙏🙏🙏❤️
ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ይብሉ ኣቦታትና ማዕበሊኖ እዛ ሓገር ሰማእታት ፈታኒአ ብዙሕ እዩ እንተኮነ ግን መሬት ኣቡነ ፊሊጶስ መሬት በይዛይተዓለም ወላዲተ ኣምላክ መሬት ሓላላት ክሉ ግዜ እግዚኣብሄር ይሕልዋመዛረቢ ኣርእስቲ ን አወል ሓውና ብሓደ ድያቅን ይመስለኒ ብሽም ኣቡነ ተልክለ ሃይማኖት ወይ ናሓደ ኣባ ተክለሃይማኖት ጠቂስካ ተባሂሉ ክብሪ ኦርቶዶክስ ደፊርካ መስመር ሰጊርካ ብምባል ይቀረታ ክትሓትት ኣለዎ ኣለካ ብምባል ምስ ብዙሕ ይቅረታ ድያቆን ሓውና ንስካ'ውን ኣወል ዘይበሎ ንክሉ ዝትንክፍ ኣስተውዒልካ ዘይምዝራብካ ይቅረታ ሕተት ኣስማት ጸዊዑ ንምንታይ እንድሕር ኮይኑ ሕቶካ ስልጣንን ሰልጠነን ሓደ ኢኩም ማለት እዩ ስልጣን ብሽምካ ክትፍረድ እካ ሰልጣነውን ብጌኡ ክውንጀል እዩ ማለት ኣብ ሕጊ ማዕረ እኩምእንተኮነ ግን ንሕዝቢ ፍሕጭንግራሕ ዘእቱ ካብ ምዝራብ ትምህርቲ ሃይማኖት እንተተመሓላፍ ምሓሽካ እንተ ኣወል ግን እሩም ምሃሪ ከማሓላልፎ ዝደሊ መልእክቲ ካባይ ወይ ካባክ ኣይጽበን እዩኣወል ንሓንቲ ምዓልቲ ኦርቶድክስ ዘሊፉ ኣይፈልጥን እኮድአ ኣነ ከምዝፈልጦ ግደፍ'ዶ ንሱ ኣዲኡን ኣቡን ኮይሶምን ኣብ ካባቢ እንዳማርያም ዓብዮም ባዕሉ ኣወል ድማ ኣብ እንዳማርያም ተማሂሩ ዓብዩ ክምሕል ከሎ ስጋ ኣደይ ማርያም እንዳበል ዓብዩ ኣብ ኦርቶዶክስ ማዕረ ዝኮነ ሰብ ኣክብሮት ኣለዎ ሓውና ድያቆን ካልእ ሽግር እንተለካ ባዕልካ ፍትሓዮ ንሕዝቢ ምንቆት ግን ደው ተብል ኣወል ዋላ ሓንቲ ጸርፊ ምንእኣስ ክዛረብ ኣይሰማዕናዮን እንታይ ክተፍርደና ደሊካ ንስካ ንባዕልካ ይቅረታ ሕተት ምንቆት ግደፍ ተምሃር ካብ ክቡር ኣቦይ ቀሺ ተወልደ ተምሃር ስሚዕታት ምእመናን ኣይትተንክፍ ንስካ ንባዕልካ ክብርካ ሓሉ ግዲ የብልካን ኣወል ባዕሉ ከርክበልካ እዩ ኣወል እንተዘይመሊሱ'ውን ተመራጺ እዩ ብዩቱብ ንእሽተይ ገንዘብ ምልቃም ሽር በሎ ልሙድ ኮይኑ ኣሎ ንየናይ ሽር ትብል ግን ምስተዓል ክሓተካ እዩ ይእከለና ሃተፍተፋት ማዕበሊኖ ከመዮ ዝበልካዮ ኣበይ ኔርና እንታይ ንገብር ኣሎና እንታይከ ክንገብር ኣሎና ኣንጭዋ ሞተት ድሙ ተዓንቀፈት መጻወቲ መድያታት ተልመድን ፖለቲካኛታት ካብ ንኸውን ብዙሕ ግዜ ኮይኑና ደጊም አኸለ ጉዳይ ስራሕና ኣብ ዘተ ዓወት ምድሃብ ከድልየና እዩ እዚ ድማ ናይ ግድን ሓላፍነትና እዩመንግስትን ሕዝብን ሰራዊትን ክቡር ዋጋ ሂወቱ ከፊሉ ዳግመ ህንጻ ኣጻፊፉ ቅዋም ኣረኪቡና ኣሎ ንሕና ዳያስፖራ እንታይ እዩ ተራና ሕድርና ተቀቢልና ሽጥ ምዓንጣ ስራሕ ኣብ ቅድሜና ኣሎ ደጊም ብስራሕ ጥራሕ ንዛረብ ኣብ ስራሕ የራክበናዓድካ ንክትአቱ ማንም ሰብ ዝክልካለካ የለን ሚልዮን ግዜ ክቡር መራሒ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣረጋጊጹልና ኣሎ ሕጂ ተበገስ ንስራሕ እቲ ዘሎ ኣብኡ ኣሎ ዘረባ ግደፍ ስራሕ ኣምጽእ ንስራሕ ድማ ስራሕ ክብረት እዩብዓል ዳኒኤልን ካማል ጽቡቅ ፊድ ባክ ክህቡና ተስፋና ወስን የብሉን ከማኩም የማስለና ክእሰር እየ ዝብል እንተሎ ዋላ ጠንቀምቀም እንተልካ ይቅረታ ሓቲትካ ንዓድካ ንክትአቱ ዝክልክለካ የለን ይአኪ ብዙሕ ስራሕ ኣለዎ ሕዝባዊ ግንባር ንዓይን ወዲ ከማይን ዋጋ ኣይህበናን እዩ ብሰላም ኣቲካ ብሰላም ትወጽእ በሮቅሮቅ ጥራሕ ግደፍ ክሉ ሰሊም እዩ ኪድ እምባሕ በል ኣብሓገርካ ተሓጎስ ምስ ስድራካ ምስ ሕዝብካ ርሑስ ኣውድዓመት ንኩላና ጽቡቅ ትሕዝቶ ማዕበል ምስ እስቲፍ ነመስግነኩም
ማዕበል ሓውና ጅግና ወዲ ኤረይ ሓዊ መንደላይ ኮርዒዳ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ብዓል ልደን ንመላእ ህዝቢ ኤረይ 🇪🇷 ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከብ ኤርትራዊ ሓላል ህዝቢ🥰🎁
👍🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌺
ብርግጽ እቶም ከምኡ ኢሎም ዝዛረቡ ብገበን ዝሕተቱን ብተጋሩ ሕጽቦ ዝተገበረሎምን ጥራይ ኢዮም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
Thanks Maebel jigna ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እስትፈ ሐወና ሩሑስ ሐደሸ ዐመት ይግበረልካ
ማዕበሊኖ ናይ ፒኮክ ሓዉና'ባ ዳሃዩ ግበር።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
Well explained, we are proud of you as Eritrean.
Nmegemrya gize mebul tekawamay semia btami xbu meglexi u❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Thanks Maebel hawuna ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍
Xbuk ❤❤❤❤❤❤❤
Yes yes yes mabelino
Eritrea first
Good job meabel
Hi Mabelino 👋 bravo good job keep up love u ❤
መጀመርያ ምስማዕ ድሐር ድማ ምፍራድ ቱቱቱቱቱቱቱ ከየስተውዓልካ ምዝራብ ተማሃሩ ስምዑ
❤❤❤ Selam diu yhawet Deqi Erey Shkikor 🇪🇷❤️🇪🇷
,,, selam maebel great Job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩሉ ኤርትራዊ ክርድኦ ዘለዎ ነቐፌታን ነብሲ ነቐፌታን እምኒ ኩርናዕ ናይ ህግ እዩ፣ ናይ ሐሳብ ፍልልይ ዝነበረን ክህሉ ዘለዎንዩ። ኩሉ ኤርትራዊ ንህዝቢ ኤርትራ ዘኽብር፣ ንልዑላውነት ኤርትራ ስጋብ ዝአመነ ድላዩ ይሕሰብ ይዛረብውን። አጆና፣ ዓወት ናይቲ ብዙሕ ሐፋሽዩ
🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከማል ሐወይ ጅግና ኩሉ ግቡእካ ዝፈጸምካ መንዩ እቶን አይትእቶን ዝብለካ
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💞❤️💕💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
🌺❤️🇪🇷👍
Thank you, Maebel and Stif hawena. Dahan etom ab Mongo hizby kebaesuo zedelyo win Awel king kemeleselom eyo bezuoh zeshegro aykonen as usual afom kethizom yo eritrawy dema bezom felalyty zekhede aykone
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
You are doing great work Stiff
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🌹🌹🇪🇷
Keep doing it ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🖐🏼👍❤️🌺🌺
🙏🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
🇪🇷❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
I agree with u maebel እወ ውሑድ ሰራዊት፣እኹል ደሞዝ ዘለዎም፡ ስድራ መስሪቶም ኖርማል ናብራ ከም ዓለሞም ክነብሩ ንምነ፡፡
Yes it was ture 🇪🇷
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Yes it ture
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉❤❤❤❤🎉w❤❤❤❤🎉
❤🎉❤🎉❤🎉
ሰላም ማዕበል ከመይ ዊዒልካ እዛ ዝሰደልካ ዘለኹ እታ ኣወል ሲዒድ ዝሰርሓ ቪዲዮ ንቡዝሓት ሰባት ተዛራርብ ኣላ ግን ካብ ኣፎም ስምዓያ
اهلا وسهلا
Done
🇪🇷🙏👋
እቲ ቀንዲ ኣጸያፊ ኣወል ዝተዛረቦ፣ ብዛዕባ ፍትሓ ነገስት ኢዩ። እዚ ከኣ ቅዱስ ቤተ-ክርስትያንናን መእመናናን ንምርሓሉ እንበር፤ ጨቛኒን ዱሑርን ኣይኮነን፣ ከም ህዝብና ስልጡንን ፍትሓዉን የለን፤ ኣቤነት ንምስልምና ብሰላም የእትየሞ። ከም ኣስላማይ ንፍትሓ ነገስት ከናሽዎ መሰል የብሉን፤ ንኹሉ ጊዜ ኣለዎ።😢
ቅድም ሃገር ኩሉ ድሕሪ ሃገር ። ቅትሕለቑ እንተኾንኩም ንቕድም ንሃገር።
@ ምእመናን እንዳኣቛነጸብካን ታሪኾም እንዳደምሰስካን ዲኻ ሃገር ክትተክል ትሓስብ ዘለኻ? መን ማለት ድዩ እቲ ሃገር? ብዛዕባ ሃገራዊ ህንጸት ልዕሌኹም ህዝብና ይፈልጡ፣ ልዕሊ ዓለሙ ከማን፣ ታሪኽ ኣንብብ። እዚ ኣወል ዝገበሮ፣ ድፍረት፣ ንዕቀት፣ ሓደገኛ ፈላላዪ ኢዩ። ንምእመና ኦርቶዶክስ፣ ኣካይዳኹም ዱሑር ኢዩ ኢልካ ክትዝልፍ ፍጹም መሰል የብልካን፣ ብድዐ ኢዩ። ከምዚ ስለ-ዝኾነ ኣካይድኦም ከኣ፣ ሓድነት ህዝብና (ክፋል ሃገራዊ ህንጸት) ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ወዲቑ፣ የንቖልቑል ኣሎ። ኩሉ ጊዜ ኣለዎ፣ ዓገብ በሉ፣ ዝኸፍአ ከይመጽኣና።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
Hii
ብዙሐት ሃገራውያን ኢና ዝብሉ እዮም ከፊኦምና ዘለዉ እስቲፎም
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎊🎊🎊🎉🎉🎉❤❤❤🍾🍾
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣወል ከምዚ በለ ከምቲ በለ ምባል ትርጉም የብሉን መንግስቲ ኮነ ግንበር ብሃይማኖት ኮነ ዋላ ትሕቲ ሃገራዉነት ፍጹም ቀይሕ ሕንጻጽ ምዃኑ ኣወል ኣጸቢቑ ይፈልጥ ዘይኮነ ክሲ ዘይኮነ ሃለዉ ዋጋ የብሉን ጌጋ ኮይኑ እንተ ተሰሚዑካ በቲ መገዲ ጌርካ መብርሂ ትሓትት።
ናይ እስቲፍ ጽቡቅ ይስማዕ አሎ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Zetgadela aby alo sesankla aby alo
2 Kab mety maltika dyu
ናይ አወል ብዛዕባ አባ ተኽለሃይማኖት ምዝራቡስ እንታይ አምጽኦ፡ አብ ዓለምብዙሕ ሃይማኖት አሎ፡ it is personal choise . ሃይማኖት አዝዩ sensitive subject ስለዝኾነ፡ ዘረባ አወል ዕላምኡ አብ ሕቶ ምልክት ይአቱ፡፡፡፡፡፡
Etom nay Haymanot ena behalti mlkt dkmetom u mknyati ab hade azyu xebib ankel zfeltwo tari sebn haymanon kemzeblom u zeria yedegxu btaemi
Merhaba mabelino yala tray belom nezom talamat hagerom yehagusena
ስቲፊከ መዓስ ኢካ ክትከይድ? አነኳ ካብ ዳኒ ትፉለይ አይአመንኩን ኔረ።
Ab Aden kounu zektatla Walter hger gber
ማዕበል ንምንታይ ዓዶም ይኣትዉ ዝብሉ ሰባት ብሓቂ ጡዑያት ድዮም ክፍለጡ ኣሎዎም ኤርትራ ደቃ ምጽዋ ካብዘለዉዎ ኣብ ሕቑፋኣ ክመጽዋ ትምህለል ኣላ መንግስትን ህዝብን ዓድና ክንምለስ ዓድና ክንኣቱ ኢዶም ዘርጊሖም ይጽበዩና ኣለዉ መርሓባ ይብሉና ኣሎዉ እቲ ካብ መገዲ ሃገራዉነት ወጺኡ ዝጸንሐ ኣነ ኣብህዝበይን ሃገረይን ተመሊሰ እቕረ ይሓትት ኣለኹ ዝበለ በቲ ቁኑዕ መገዲ ንዓዶም ይኣትዉ መርሓባ ከኣ ትብሎም።
Salty ketrekb
ኤርትራና/ትግራይ የእስልምናና ክርስትና ሃገር ናቸው በኤርትራ/ትግራይ የሚገኙ እስላምና ክርስቲያኖች በሼሬያ ህግ መኖርና መፈረድ መብታቸው ነው!!
እዞም ንዓዶም ዝኣትዉ ዘለዉ ምእታዎም ዘሔጉስዩ ዘጋታት እዮም ፡ኣብ ርእሲ ህንብን ሃገርን ምስ ጸላእቲ ኮይኖም እንተዘይ በዲሎም ምንግስቲ ኤርትራ ክልኪሉ ኣይፈልጥንዩ ።ቑሩብ እንታዩ እዞም ንሃገሮም ዝምለሱ ዘለውን ክምለሱ ዝደልዩን እቲ ሽግር ናይታ ሃገር ከይተረድኡ ነቲ ምንግስቲ ንምቋም ምህዋኾምዩ እምበር ርእይቶ ምሃብ ድኣ ብቕንዕና ተንኮል ዘይብሉ ፡ጸርፊ ዘይብሉ፡ ዋላ ነቲ ምንግስትውን ሓጋዚኮዩ። ካብዞም ብርገድ ንሓመዱ (በርገር ንኸብዱ) ይሰውርኩም። ዓወት ንሓፋድ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሃገርና ዘይኮነስ አብ ድያስፖራ ዘሎ ህዝቢ በል
ጽቡቅ ኣለኻ ኣወል ንመሳፍንቲ እዩ ዝገልጽ ዘሎ እዚ ክትበልዓ ዝደለኻ ኣባ ጉንባሕ ዛግራ በላ
Aednae Jones Aenae yonas klko
አነ ዝገርመኒ ዐዶም ክኣትዉን ክወጽን ዘገርም ወይ ንምንታይከ ይንገረኩም አሎ ትብል ሲ ደቂ ኤረትራዊ አይነበሩን ዶ. ዋላስ ዐድኩ ም ከይትኣትዉ ዝበለና ነይሩ
ማዕበል አይትደጋግማ እታ ሕቶ ናትካ አምሲልካያ
ኣቱም ኤርትራውያን ኣብ ሶሻልሚድያ ትነጥፉ የህዋትና ብፍላይ ኣብ ዩትዩብ ብኽብረትኩም እዝ ቕንያት ነንሕድሕድኩም እትገብርዎ ዘየድሊ ዘለፋን ዘሕፍር ጸርፍን ናብ ጋድም ምትኹዃስ ደው እንተበልኩሞ ይሓይሽ። ብሓፈሻ መስሓቕ ሸራፋት ኢኹም ትገብሩና ዘለኹም። እቶም ነቲ ሓደ ቲፎዞ ብምዃን ኣብ ኮመንት ዋላ ላይቭ እናደወልኩም ዘይሓላፍነታዊ ግብረመልሲ ትህቡ ኣውዲየንስ ተኸታተልቲ ንስኹምውን ነዚ ውጥጥ ክትቃወሙዎ እዩ ዘለኩም።
In person kezarebuo aykeluon eyom indafeletuo ne hizby kerebshuo be elama selezegebrewo moralen maanta yeblomn ne Awel dewilom kehatuo
Mabl bal senate delt gn mesi man kamte zeblikyo Gaza kwesdalika eyu
ን ዳዊት ቲቪ እረድእዎ ብዛዕባ ዘርግሒዎ ዘሎ ናይ አወል ስዒድ ገጋ ርደኢት ህዝቢ የጋጊ አሎ አሞ እረ ድእዎ ደጊሙ እቲ ሓቂ ክነግር።
አባ ዝበሎ ናብ አቡነ ቀይሮም ከናቁቱ፡ድሐር ፖሎቲካ እንድዩ ዝትንትን ኔሩ፡ወይ ክአ እቶም መዳኸርቲ ናይ አባ ተኽለሃይማኖት መንፈሳዊ ዝነበሮ አበርክቶ ይንገሩና?ተኽለሃይማኖት ተዝብል ኔሩ ንመን መላገብሉ?
Gorebtchen kalwe fankat yalne 25 amet almsomna eyom
ኣቡነ ብትግርኛ እንታይ ኢዩ? ኣወል ዝበሎን ኩሉ ግዜ ዝዛረቦን ታሪኽ ህዝብና ምድምሳስን ምንሻዉን ኢዩ።ንሱኹም ዘይሃይማነታዉያን እንታይ ኢልኩም ኣይኮነን ዘገድስ፤ ኦርቶዶክስ ተቖጢዑ ኣሎ፤ መልሲ ከኣ ክወሃቦ ኢዩ። ኣወል ግን ኣፍ ናይቲ መንግስቲ ኢዩ።
Ab nager zalo hezebe selzkona eyu
Kkkk enty kesarhe
ሐቅኻ ስቲፎም
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
❤❤❤❤
🙏🇪🇷👋
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍👌🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐆🐆🐆🐆🐎🐎🐎🐎🐎
❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶😘😘😘❤️❤️
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Hello our Family!Subscribe share & like
Support us Zelle cash app +1 623 220 7827 Be a member 🌹
youtube.com/@alenawaltahager?sub_confirmation=1
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫ጽቡቅ መግለጺ
እግዚኣብሔር ይሓግስካ ማዕበል. 🙏🙏🙏🙏❤️
ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ይብሉ ኣቦታትና ማዕበሊኖ እዛ ሓገር ሰማእታት ፈታኒአ ብዙሕ እዩ እንተኮነ ግን መሬት ኣቡነ ፊሊጶስ መሬት በይዛይተዓለም ወላዲተ ኣምላክ መሬት ሓላላት ክሉ ግዜ እግዚኣብሄር ይሕልዋ
መዛረቢ ኣርእስቲ ን አወል ሓውና ብሓደ ድያቅን ይመስለኒ ብሽም ኣቡነ ተልክለ ሃይማኖት ወይ ናሓደ ኣባ ተክለሃይማኖት ጠቂስካ ተባሂሉ ክብሪ ኦርቶዶክስ ደፊርካ መስመር ሰጊርካ ብምባል ይቀረታ ክትሓትት ኣለዎ ኣለካ ብምባል ምስ ብዙሕ ይቅረታ ድያቆን ሓውና ንስካ'ውን ኣወል ዘይበሎ ንክሉ ዝትንክፍ ኣስተውዒልካ ዘይምዝራብካ ይቅረታ ሕተት ኣስማት ጸዊዑ ንምንታይ እንድሕር ኮይኑ ሕቶካ ስልጣንን ሰልጠነን ሓደ ኢኩም ማለት እዩ ስልጣን ብሽምካ ክትፍረድ እካ ሰልጣነውን ብጌኡ ክውንጀል እዩ ማለት ኣብ ሕጊ ማዕረ እኩም
እንተኮነ ግን ንሕዝቢ ፍሕጭንግራሕ ዘእቱ ካብ ምዝራብ ትምህርቲ ሃይማኖት እንተተመሓላፍ ምሓሽካ እንተ ኣወል ግን እሩም ምሃሪ ከማሓላልፎ ዝደሊ መልእክቲ ካባይ ወይ ካባክ ኣይጽበን እዩ
ኣወል ንሓንቲ ምዓልቲ ኦርቶድክስ ዘሊፉ ኣይፈልጥን እኮድአ ኣነ ከምዝፈልጦ ግደፍ'ዶ ንሱ ኣዲኡን ኣቡን ኮይሶምን ኣብ ካባቢ እንዳማርያም ዓብዮም ባዕሉ ኣወል ድማ ኣብ እንዳማርያም ተማሂሩ ዓብዩ ክምሕል ከሎ ስጋ ኣደይ ማርያም እንዳበል ዓብዩ ኣብ ኦርቶዶክስ ማዕረ ዝኮነ ሰብ ኣክብሮት ኣለዎ ሓውና ድያቆን ካልእ ሽግር እንተለካ ባዕልካ ፍትሓዮ ንሕዝቢ ምንቆት ግን ደው ተብል ኣወል ዋላ ሓንቲ ጸርፊ ምንእኣስ ክዛረብ ኣይሰማዕናዮን እንታይ ክተፍርደና ደሊካ ንስካ ንባዕልካ ይቅረታ ሕተት ምንቆት ግደፍ ተምሃር ካብ ክቡር ኣቦይ ቀሺ ተወልደ ተምሃር ስሚዕታት ምእመናን ኣይትተንክፍ ንስካ ንባዕልካ ክብርካ ሓሉ ግዲ የብልካን ኣወል ባዕሉ ከርክበልካ እዩ ኣወል እንተዘይመሊሱ'ውን ተመራጺ እዩ ብዩቱብ ንእሽተይ ገንዘብ ምልቃም ሽር በሎ ልሙድ ኮይኑ ኣሎ ንየናይ ሽር ትብል ግን ምስተዓል ክሓተካ እዩ ይእከለና ሃተፍተፋት
ማዕበሊኖ ከመዮ ዝበልካዮ ኣበይ ኔርና እንታይ ንገብር ኣሎና እንታይከ ክንገብር ኣሎና ኣንጭዋ ሞተት ድሙ ተዓንቀፈት መጻወቲ መድያታት ተልመድን ፖለቲካኛታት ካብ ንኸውን ብዙሕ ግዜ ኮይኑና ደጊም አኸለ ጉዳይ ስራሕና ኣብ ዘተ ዓወት ምድሃብ ከድልየና እዩ እዚ ድማ ናይ ግድን ሓላፍነትና እዩ
መንግስትን ሕዝብን ሰራዊትን ክቡር ዋጋ ሂወቱ ከፊሉ ዳግመ ህንጻ ኣጻፊፉ ቅዋም ኣረኪቡና ኣሎ ንሕና ዳያስፖራ እንታይ እዩ ተራና ሕድርና ተቀቢልና ሽጥ ምዓንጣ ስራሕ ኣብ ቅድሜና ኣሎ ደጊም ብስራሕ ጥራሕ ንዛረብ ኣብ ስራሕ የራክበና
ዓድካ ንክትአቱ ማንም ሰብ ዝክልካለካ የለን ሚልዮን ግዜ ክቡር መራሒ ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣረጋጊጹልና ኣሎ ሕጂ ተበገስ ንስራሕ እቲ ዘሎ ኣብኡ ኣሎ ዘረባ ግደፍ ስራሕ ኣምጽእ ንስራሕ ድማ ስራሕ ክብረት እዩ
ብዓል ዳኒኤልን ካማል ጽቡቅ ፊድ ባክ ክህቡና ተስፋና ወስን የብሉን ከማኩም የማስለና
ክእሰር እየ ዝብል እንተሎ ዋላ ጠንቀምቀም እንተልካ ይቅረታ ሓቲትካ ንዓድካ ንክትአቱ ዝክልክለካ የለን ይአኪ ብዙሕ ስራሕ ኣለዎ ሕዝባዊ ግንባር ንዓይን ወዲ ከማይን ዋጋ ኣይህበናን እዩ ብሰላም ኣቲካ ብሰላም ትወጽእ በሮቅሮቅ ጥራሕ ግደፍ ክሉ ሰሊም እዩ ኪድ እምባሕ በል ኣብሓገርካ ተሓጎስ ምስ ስድራካ ምስ ሕዝብካ ርሑስ ኣውድዓመት ንኩላና ጽቡቅ ትሕዝቶ ማዕበል ምስ እስቲፍ ነመስግነኩም
ማዕበል ሓውና ጅግና ወዲ ኤረይ ሓዊ መንደላይ ኮርዒዳ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ብዓል ልደን ንመላእ ህዝቢ ኤረይ 🇪🇷 ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዝርከብ ኤርትራዊ ሓላል ህዝቢ🥰🎁
👍🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌺
ብርግጽ እቶም ከምኡ ኢሎም ዝዛረቡ ብገበን ዝሕተቱን ብተጋሩ ሕጽቦ ዝተገበረሎምን ጥራይ ኢዮም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
Thanks Maebel jigna ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እስትፈ ሐወና ሩሑስ ሐደሸ ዐመት ይግበረልካ
ማዕበሊኖ ናይ ፒኮክ ሓዉና'ባ ዳሃዩ ግበር።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👈☝️👌🙏
Well explained, we are proud of you as Eritrean.
Nmegemrya gize mebul tekawamay semia btami xbu meglexi u❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Thanks Maebel hawuna ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍
Xbuk ❤❤❤❤❤❤❤
Yes yes yes mabelino
Eritrea first
Good job meabel
Hi Mabelino 👋 bravo good job keep up love u ❤
መጀመርያ ምስማዕ ድሐር ድማ ምፍራድ ቱቱቱቱቱቱቱ ከየስተውዓልካ ምዝራብ ተማሃሩ ስምዑ
❤❤❤ Selam diu yhawet Deqi Erey Shkikor 🇪🇷❤️🇪🇷
,,, selam maebel great Job🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩሉ ኤርትራዊ ክርድኦ ዘለዎ ነቐፌታን ነብሲ ነቐፌታን እምኒ ኩርናዕ ናይ ህግ እዩ፣ ናይ ሐሳብ ፍልልይ ዝነበረን ክህሉ ዘለዎንዩ። ኩሉ ኤርትራዊ ንህዝቢ ኤርትራ ዘኽብር፣ ንልዑላውነት ኤርትራ ስጋብ ዝአመነ ድላዩ ይሕሰብ ይዛረብውን። አጆና፣ ዓወት ናይቲ ብዙሕ ሐፋሽዩ
🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከማል ሐወይ ጅግና ኩሉ ግቡእካ ዝፈጸምካ መንዩ እቶን አይትእቶን ዝብለካ
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💞❤️💕💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
🌺❤️🇪🇷👍
Thank you, Maebel and Stif hawena. Dahan etom ab Mongo hizby kebaesuo zedelyo win Awel king kemeleselom eyo bezuoh zeshegro aykonen as usual afom kethizom yo eritrawy dema bezom felalyty zekhede aykone
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
You are doing great work Stiff
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🌹🌹🇪🇷
Keep doing it ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🖐🏼👍❤️🌺🌺
🙏🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
🇪🇷❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
I agree with u maebel እወ ውሑድ ሰራዊት፣እኹል ደሞዝ ዘለዎም፡ ስድራ መስሪቶም ኖርማል ናብራ ከም ዓለሞም ክነብሩ ንምነ፡፡
Yes it was ture 🇪🇷
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Yes it ture
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉❤❤❤❤🎉w❤❤❤❤🎉
❤🎉❤🎉❤🎉
ሰላም ማዕበል ከመይ ዊዒልካ እዛ ዝሰደልካ ዘለኹ እታ ኣወል ሲዒድ ዝሰርሓ ቪዲዮ ንቡዝሓት ሰባት ተዛራርብ ኣላ ግን ካብ ኣፎም ስምዓያ
اهلا وسهلا
Done
🇪🇷🙏👋
እቲ ቀንዲ ኣጸያፊ ኣወል ዝተዛረቦ፣ ብዛዕባ ፍትሓ ነገስት ኢዩ። እዚ ከኣ ቅዱስ ቤተ-ክርስትያንናን መእመናናን ንምርሓሉ እንበር፤ ጨቛኒን ዱሑርን ኣይኮነን፣ ከም ህዝብና ስልጡንን ፍትሓዉን የለን፤ ኣቤነት ንምስልምና ብሰላም የእትየሞ። ከም ኣስላማይ ንፍትሓ ነገስት ከናሽዎ መሰል የብሉን፤ ንኹሉ ጊዜ ኣለዎ።😢
ቅድም ሃገር ኩሉ ድሕሪ ሃገር ። ቅትሕለቑ እንተኾንኩም ንቕድም ንሃገር።
@ ምእመናን እንዳኣቛነጸብካን ታሪኾም እንዳደምሰስካን ዲኻ ሃገር ክትተክል ትሓስብ ዘለኻ? መን ማለት ድዩ እቲ ሃገር? ብዛዕባ ሃገራዊ ህንጸት ልዕሌኹም ህዝብና ይፈልጡ፣ ልዕሊ ዓለሙ ከማን፣ ታሪኽ ኣንብብ። እዚ ኣወል ዝገበሮ፣ ድፍረት፣ ንዕቀት፣ ሓደገኛ ፈላላዪ ኢዩ። ንምእመና ኦርቶዶክስ፣ ኣካይዳኹም ዱሑር ኢዩ ኢልካ ክትዝልፍ ፍጹም መሰል የብልካን፣ ብድዐ ኢዩ። ከምዚ ስለ-ዝኾነ ኣካይድኦም ከኣ፣ ሓድነት ህዝብና (ክፋል ሃገራዊ ህንጸት) ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ወዲቑ፣ የንቖልቑል ኣሎ። ኩሉ ጊዜ ኣለዎ፣ ዓገብ በሉ፣ ዝኸፍአ ከይመጽኣና።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
Hii
ብዙሐት ሃገራውያን ኢና ዝብሉ እዮም ከፊኦምና ዘለዉ እስቲፎም
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎊🎊🎊🎊🎉🎉🎉❤❤❤🍾🍾
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣወል ከምዚ በለ ከምቲ በለ ምባል ትርጉም የብሉን መንግስቲ ኮነ ግንበር ብሃይማኖት ኮነ ዋላ ትሕቲ ሃገራዉነት ፍጹም ቀይሕ ሕንጻጽ ምዃኑ ኣወል ኣጸቢቑ ይፈልጥ ዘይኮነ ክሲ ዘይኮነ ሃለዉ ዋጋ የብሉን ጌጋ ኮይኑ እንተ ተሰሚዑካ በቲ መገዲ ጌርካ መብርሂ ትሓትት።
ናይ እስቲፍ ጽቡቅ ይስማዕ አሎ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Zetgadela aby alo sesankla aby alo
2 Kab mety maltika dyu
ናይ አወል ብዛዕባ አባ ተኽለሃይማኖት ምዝራቡስ እንታይ አምጽኦ፡ አብ ዓለምብዙሕ ሃይማኖት አሎ፡ it is personal choise . ሃይማኖት አዝዩ sensitive subject ስለዝኾነ፡ ዘረባ አወል ዕላምኡ አብ ሕቶ ምልክት ይአቱ፡፡፡፡፡፡
Etom nay Haymanot ena behalti mlkt dkmetom u mknyati ab hade azyu xebib ankel zfeltwo tari sebn haymanon kemzeblom u zeria yedegxu btaemi
Merhaba mabelino yala tray belom nezom talamat hagerom yehagusena
ስቲፊከ መዓስ ኢካ ክትከይድ? አነኳ ካብ ዳኒ ትፉለይ አይአመንኩን ኔረ።
Ab Aden kounu zektatla Walter hger gber
ማዕበል ንምንታይ ዓዶም ይኣትዉ ዝብሉ ሰባት ብሓቂ ጡዑያት ድዮም ክፍለጡ ኣሎዎም ኤርትራ ደቃ ምጽዋ ካብዘለዉዎ ኣብ ሕቑፋኣ ክመጽዋ ትምህለል ኣላ መንግስትን ህዝብን ዓድና ክንምለስ ዓድና ክንኣቱ ኢዶም ዘርጊሖም ይጽበዩና ኣለዉ መርሓባ ይብሉና ኣሎዉ እቲ ካብ መገዲ ሃገራዉነት ወጺኡ ዝጸንሐ ኣነ ኣብህዝበይን ሃገረይን ተመሊሰ እቕረ ይሓትት ኣለኹ ዝበለ በቲ ቁኑዕ መገዲ ንዓዶም ይኣትዉ መርሓባ ከኣ ትብሎም።
Salty ketrekb
ኤርትራና/ትግራይ የእስልምናና ክርስትና ሃገር ናቸው በኤርትራ/ትግራይ የሚገኙ እስላምና ክርስቲያኖች በሼሬያ ህግ መኖርና መፈረድ መብታቸው ነው!!
እዞም ንዓዶም ዝኣትዉ ዘለዉ ምእታዎም ዘሔጉስዩ ዘጋታት እዮም ፡ኣብ ርእሲ ህንብን ሃገርን ምስ ጸላእቲ ኮይኖም እንተዘይ በዲሎም ምንግስቲ ኤርትራ ክልኪሉ ኣይፈልጥንዩ ።ቑሩብ እንታዩ እዞም ንሃገሮም ዝምለሱ ዘለውን ክምለሱ ዝደልዩን እቲ ሽግር ናይታ ሃገር ከይተረድኡ ነቲ ምንግስቲ ንምቋም ምህዋኾምዩ እምበር ርእይቶ ምሃብ ድኣ ብቕንዕና ተንኮል ዘይብሉ ፡ጸርፊ ዘይብሉ፡ ዋላ ነቲ ምንግስትውን ሓጋዚኮዩ። ካብዞም ብርገድ ንሓመዱ (በርገር ንኸብዱ) ይሰውርኩም። ዓወት ንሓፋድ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሃገርና ዘይኮነስ አብ ድያስፖራ ዘሎ ህዝቢ በል
ጽቡቅ ኣለኻ ኣወል ንመሳፍንቲ እዩ ዝገልጽ ዘሎ እዚ ክትበልዓ ዝደለኻ ኣባ ጉንባሕ ዛግራ በላ
Aednae Jones Aenae yonas klko
አነ ዝገርመኒ ዐዶም ክኣትዉን ክወጽን ዘገርም ወይ ንምንታይከ ይንገረኩም አሎ ትብል ሲ ደቂ ኤረትራዊ አይነበሩን ዶ. ዋላስ ዐድኩ ም ከይትኣትዉ ዝበለና ነይሩ
ማዕበል አይትደጋግማ እታ ሕቶ ናትካ አምሲልካያ
ኣቱም ኤርትራውያን ኣብ ሶሻልሚድያ ትነጥፉ የህዋትና ብፍላይ ኣብ ዩትዩብ ብኽብረትኩም እዝ ቕንያት ነንሕድሕድኩም እትገብርዎ ዘየድሊ ዘለፋን ዘሕፍር ጸርፍን ናብ ጋድም ምትኹዃስ ደው እንተበልኩሞ ይሓይሽ። ብሓፈሻ መስሓቕ ሸራፋት ኢኹም ትገብሩና ዘለኹም።
እቶም ነቲ ሓደ ቲፎዞ ብምዃን ኣብ ኮመንት ዋላ ላይቭ እናደወልኩም ዘይሓላፍነታዊ ግብረመልሲ ትህቡ ኣውዲየንስ ተኸታተልቲ ንስኹምውን ነዚ ውጥጥ ክትቃወሙዎ እዩ ዘለኩም።