Abi Tv Tube|መልእክቲ ናብ ኣብ ስደት ዝነብር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 59

  • @abitvtube6823
    @abitvtube6823  3 หลายเดือนก่อน

    #ሸር ግበርዎ የሕዋት

    • @tsegakiflay2373
      @tsegakiflay2373 3 หลายเดือนก่อน

      Abi hawey xebuk eyu eti hasab kexlo

  • @freweinitekie7869
    @freweinitekie7869 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኩቡር ሐዉና ከብ ልቢ ነመሰግን ናይዞም ናይ ጸርፊ ወልፊ ሕማም ዘሎዎሞ አይትግደስሎም ደናቁር ትምህርታ ዘይብሎም አይትገደሰሎም ምህረት ይግበረሎም ሐዉና በርትዕ ቀፅሎ 🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @semmerih1186
    @semmerih1186 3 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ይባርኽካ ዝወደይ ስለቲ ትሕትናኻ ቀጽሎ ኣጆኻ

  • @rihistikibreabk9322
    @rihistikibreabk9322 3 หลายเดือนก่อน

    Danke sehr abi hawey kulu gzei azyu nxur melekti eka temehalalf netom nay mxraf welfi zelewom keytegedeska nhzbka ztekmn zemaebln sle temehalalf nemsgneka keep it up

  • @RahwaMahari-i1h
    @RahwaMahari-i1h 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤👍👍👍

  • @tesfalemghebray9520
    @tesfalemghebray9520 3 หลายเดือนก่อน +2

    Abi hawena betami xefuf eu melekteka behaki danke dir

  • @filmonweldetnsa3705
    @filmonweldetnsa3705 3 หลายเดือนก่อน

    Dankeschön Bro 💯

  • @YonasHayelom
    @YonasHayelom 3 หลายเดือนก่อน

    😍😍

  • @amanueltela349
    @amanueltela349 3 หลายเดือนก่อน

    ABi ayzoh ketlbet yanet meleket betam arif new los wed fit 💯👍👍

  • @amsalunuguse6795
    @amsalunuguse6795 3 หลายเดือนก่อน

    Abi hawey 👍

  • @millonghirmay5748
    @millonghirmay5748 3 หลายเดือนก่อน +1

    Abi hawena betami xefuf

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde8499 3 หลายเดือนก่อน

    እቲመልእኽቲ ንጹር ኢዩ እንተዘይተረደኦም ጸጸር ይዉሓቱ ኒምንታይ ቲሽገረሎም ኣመሎም ኢዩ ከይተረዱኡ ምጽራፍ ኢዚኦምካኣ ኒማዓር ጨውዝንስንሱ ኢዮም❤❤❤

  • @hagosgerezghier948
    @hagosgerezghier948 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቢ ሓዉና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን በዚ ጉዳይ ሰለ ተሸጊርና ዘለና መብርሂ ስለ ዝሃብካና ነመስግን ኣሕዋትና ክመሃሩ ትገብሮ ዘለኻ ከኣ ታንክስ❤

  • @Yatana-EriMedia
    @Yatana-EriMedia 3 หลายเดือนก่อน +1

  • @ERI_Nakfa
    @ERI_Nakfa 3 หลายเดือนก่อน

    ኣይትገደሰሎም bro ናይ ብሓቂ ማሃሪን ኣንቓሕን'ዩ መደብካ ቀጽሎ ጥራይ ✅️

  • @samuelfitwi657
    @samuelfitwi657 3 หลายเดือนก่อน

    9:58

  • @samsontekle3335
    @samsontekle3335 3 หลายเดือนก่อน

    Aytgedeselom amel nay sterfi zelowom eyom ajoka bertie

  • @TupacAmaru-fz1bm
    @TupacAmaru-fz1bm 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ክብረተይ እዛ ናይ 3 ዓመት 4 ጊዜ ቐይሬያ ግን ዜግነት ክሓትት ደሌ ሕጂ ካኣ ትወድቕ ኣላ ኣነ ከኣ ን 1 ዓመት ተኣሌ ኔረ ብዝብለጸ ዋሳፕ ተለካ ብውሽጢ መስመር ክረክበካ ስደደለለይ ተገዲስካ ኣብ ትገብሮ ንጥፈታት ከኣ ቐጽሎ ጠቓምን ሃናጽን መደባት ኢዩ ብፍላይ ኣብ ጀርመን ዘለና ክብረት ይሃብለና ❤❤❤❤❤

  • @mhrettsige
    @mhrettsige 3 หลายเดือนก่อน

    Danke

  • @abdellmusa2369
    @abdellmusa2369 3 หลายเดือนก่อน

    Niederlassung mushazka entedaa nay Eretra pas Amxika intay shigir kimexi yikiel.Bitte Antwort mich ?

  • @TekesteFutwi
    @TekesteFutwi 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @EnbabaFlower
    @EnbabaFlower 3 หลายเดือนก่อน

    Abi hawey xbuk sirihat ajoka kexilo

  • @dandentv9718
    @dandentv9718 3 หลายเดือนก่อน +1

    😍

  • @amanuelhabtemichel5077
    @amanuelhabtemichel5077 3 หลายเดือนก่อน

    Egermeka bro be smart ❤🎉🎉🎉

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase1097 3 หลายเดือนก่อน

    Ewe haqi

  • @freweinitekie7869
    @freweinitekie7869 3 หลายเดือนก่อน

    ሐዉና ካብ ልቢ ነመሰግን ንዞም ዝጻረፉ አይትጠደሰሎም ሕማም አለዋም ክራንክ ሐዉና ቀፅለሉ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @WediAli-y6h
    @WediAli-y6h 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @terhasteklay9840
    @terhasteklay9840 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @WintaOkbamichael
    @WintaOkbamichael 3 หลายเดือนก่อน

    Hasbka xbuq u hawey qexlo

  • @BereketWeldegebriel
    @BereketWeldegebriel 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ሓውና ኣቢ፡ንስኻ ዘይተደናግር ቅንዕቲ መልእኽቲ ኢኻ ሂብካ።ርድእቲያ ኔራ።ብዛዕባ እዞም ዝጻረፉ ግን ግዲ ኣይትግበረሎም ልዕሊ ዓቅሞም ክሓስቡ ኣይትገድዶም።ጽቡቅ ሓሳብ ክሓስቡ መዓስ ጸሊኦም።

  • @destamedia1330
    @destamedia1330 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቢ ዓቢ ሰብ ንፉዕ ኢካ ኣጆካ🎉🎉🎉!
    መልእክተይ ንመንእሰያትና!
    ""ኣታ መንእሰይ እቲ ንባዕሉ ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ኣምጺኡ ጀርመናዊ ኮዩኑ፡ስድሩኡ ዝጠርነፈ ሰብ ሎሚ ግን ንዓካ ኣይትኪድ ኣይተምጽእ እናበለ ወረቀት ከም ዘይትሕዝ፡ስድራካ ከምዘይተምጽእ ዝገብሩካ ደለዉ ኣስተውዕለሎም።ኣብ ኤምፓሲ ምካድ ኢድካ ምሃብ ኣይኮነን ወይ መርገጺካ ምቅያር ኣይኮነን እንታይ ደኣ ናይታ ትነብረላ ሃገር ሕጊ ምምላእ እዩ።ብሓፈሻ ኣቢ ገሊጽካዮ ኢካ!

  • @PaulosAbedom
    @PaulosAbedom 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoka abi seb kemu eyu

  • @edenkidane1625
    @edenkidane1625 3 หลายเดือนก่อน

    አቤል ሰላም ትሕቲ ዕድመ ወጺአ ማለት ጋል 7ዓመት ካብ ኧርትራ ግን ወለሐደ ቤተሰብ የብላን አብ ጀርመን ከማን ትሕቲ ዕድመ አትያ አዲአ አብ ሽወደን አላ አቡአ አይትፈልጦን ማለት ጥንስቲቨኸላ አዲአይ ንዓይ አበይ ከምዝሎ አይፈልጥን ሕጂስ እንታይ ትመኽረኒ 7ዓመት ጌራ አብጀርመን ተማሂራ ትሰርሕ አላ ዜግነት ክትሐትት ኤምባሲ ኤርትራ ከይዴ ይህብዋ ዶ ይኾኑ ክትምልሰለይ ተስፋ እገብር

  • @eritrea8133
    @eritrea8133 3 หลายเดือนก่อน

    ሕጂ ጽቡቅ ተዛሪብካ ቀይርካዮ እታ ቢዶ ተመሊስካ ስምዓያ ኣይተምጽኡ ጸገም ከምጻኣልኩም እዩ ኢካ ኢልካ እቲ ሓቂ እንተዝሓቢርካ ዝኮነ ዝጸርፈካ ወይ ዘነኣእሰካ የለን ግን ሓደ ሓቂ ቭተዛረቡ

  • @ጀቱወዲገዛኢ
    @ጀቱወዲገዛኢ 3 หลายเดือนก่อน

    Niederlassung Erlaubnis ente'leka abzi Europa kitnebr ykeal do ykewin abiii?

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 3 หลายเดือนก่อน

      ab german enber ab europe no

  • @samuelfitwi657
    @samuelfitwi657 3 หลายเดือนก่อน

    🎉Lieli edme zekona B1ayemelketum yebl etihadish higi ziwese tkikl du.all older age (overage not concern)aboutB1 to get Germany passport by the new law please explain h about the law.

  • @yohannesbelay3152
    @yohannesbelay3152 3 หลายเดือนก่อน

    buruk eka

  • @bereketgebremedhin951
    @bereketgebremedhin951 3 หลายเดือนก่อน

    Ajoka abi hawena texarfom elika aytgdeselom kab xerfi zftah yelen gn serohom eu eti zterdeakan tfliton tray akrb nfueu kexlo

  • @yared.t
    @yared.t 3 หลายเดือนก่อน

    Ane binebsey pass nay Eritrea kay amtsaku ye deutschpass tewahbe

    • @majortmajort4767
      @majortmajort4767 3 หลายเดือนก่อน

      Selam yared bkemey krekbeka ykel?

  • @Eritrea9621
    @Eritrea9621 3 หลายเดือนก่อน

    Hiiiiiii

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ሓወይ ኣምጽኡ ምስተበሃልኩም ኣምጽኡ እልካ እሽ ግን ቅድም ሕጅ ኣብ ኤርትራ ትሕት ዕድመ ኮይኖም ዝወጹ ከ ብከመይ እዮም ከምጽኡ ዝክእሉ ?

  • @andetseiengebremical71
    @andetseiengebremical71 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቀዳማይ ነገር ዘጽርፍ ጌጋ ኣይገበርካን። እተ ተጋጊኻ ከኣ ንጌጋኻ ደኣ ክእርሙካ ይግቦኦም እበር ክጻረፍ ኣይግቦኦምን ኢዩ። ግን ደሓን ግርም መልሲ ሂብካዮም ኣለካ ነቶም ዝጻረፉ፡ጉዑዘኻ ቀጽል።

  • @wri784
    @wri784 3 หลายเดือนก่อน

    Xubuk aleka habereta adlay eu.beflay ab German zelena kexlo.

  • @nisri1567
    @nisri1567 3 หลายเดือนก่อน

    ዜግነት = Einbütgerung
    Niederlassung፡ Unbefristet, ቀዋሚ ፡ ነባርነት ንዘይተወሰን እዋን ኣብ ሃገረ ጀርመን፡

  • @Kibrom-n8n
    @Kibrom-n8n 3 หลายเดือนก่อน

    ሃናጺ ርእይቶ ምሃሪ እዩ

  • @mikigebrhanns3392
    @mikigebrhanns3392 3 หลายเดือนก่อน

    Naye polteki eqba hateteka kamay gareka a mixe yebulka

  • @zeamenehabte7690
    @zeamenehabte7690 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ብሮ ኡንበፍርስቴት ከይሓተትካ ናይ ጀርመን ፓስ ክትሓትት ይክኣል ዶ ይከውን ኣንትራግ ክገብር ስለዝደለኩ ኢየ ቀጽሎ ግን ንፉዓት ኣለኩም

    • @yonasweldey8911
      @yonasweldey8911 3 หลายเดือนก่อน

      እወ ትኽእል ኢኻ፡ ኣብ Migrando zbl TH-cam channel kedka rayo.

    • @zeamenehabte7690
      @zeamenehabte7690 3 หลายเดือนก่อน

      @@yonasweldey8911 okay danke

    • @atesfamariam2957
      @atesfamariam2957 3 หลายเดือนก่อน

      ትኽእል ኢኻ ኣነ ንባዕለይ ከምኡ ጌረ ብሩኽ ሓው፡ ግን ፓስፖርት ኣምጽእ ክብሉኻ'ዮም

  • @tsrhabahta58
    @tsrhabahta58 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤