One question to Biruk, don’t you think a competent politician can set an agenda and mobilise the mass for a change? What if the people are not buying their ideas or what if the people are apathetic to change or politician given the betrayal from the previous administration? The opposition party has failed to win the heart of the different factions of the society. Look at the youth they are cheering either for DT or Getachew. At least in my opinion I believe they need to be assertive and sensational to get the support of the people. Support is earned not given.
You are right support is earned. However, if you continue to support the same failed politician don't be surprised if you find yourself in the same situation and complaining about your choice isn't going to help you. So the people need to change their ways not as doing a favor to the opposition party but for their own self interest.
ፅብቅ ዘተ we need more guests ,thank u Tek & biruk
አብ ቃልስ ኩል ግዜ ድጋፍ ጥራይ ክትጽበ የብልካን ቃልስ እዩ ብሕልፊ ሰላማዊ ቃልስ ካብ ጠበንጃ ቃልስ ዝበርተዔ እዩ! እና እትኦም ውድባት ንታሕቲ ወሪዶም ክቃለሱ አለዎም!እንተዘየሎ ብአቋራጭ ስልጣን ንምሐዝ ዝግበር ዘሎ አካይዳ አብ ትግራይ አይሰርሕን ምክንያቱ አላማኻን ፕሮግራምካን ንሕዝብ አፍልጥ በዘፈቀደ ውናት,ባይቶና,ሳልሳይ ወያነ ስለዝኾንካ ብሽምካ ጥራሕ ዝኽተለካ ሕዝብ ትግራይ የለን ብፖለትካን ብአታሐሳስባን ዝበሰለ ሕዝብ እዩ!(ብሩክ)
ሰላም ተኽላይ ፣ አነ ኳ ካብ ግዜ ዕፅዋን ክባን ጀሚረ ስለ ዝከታተለካ ፣ ንትግራይ ዝጠቅሙ/ማእኸል ዝገበረ ሓሳባት ሰለተመንጩን ተመሓላልፍን ቡዙሕ ግዜ ይከታተለካ እየ። ምስ ብሩኽ ትገብርዎ ዘለኹም ዝርርብ እውን አሰተምሃርን ኩሉ ከሰምዖ ዘለዎ እዩ ኢለ ይአምን ። ብወገነይ ቀሓሳባትኩም 100% ዋላኳ እንተዘይበልኩ ናብኡ ብዝተቀራረበ ደረጃ ይስማዕመዓሉ እየ። ትግሃት ከም ሚድያ በተለይ በትዊተር አብ ጀኖሳይዳዊ ግዜ ዓብይ ሚና አበርኪታ እያ ፣ ከም ዩቱብ ጠቃሚ ሓሳባት አናበርከተት ግን ቡዙሕ ተኸታታሊ ዘሎዋ አይትመስልን ፣ ተበፃሕነታ ንምዕባይን ናይ ህዝቢ ትግራይ እትህቦ አበርክቶ ንምዕባይን ንስኻ (ተኽላይ ወይ ካልኦት ናይ ትግሃት መዳለውቲ ) ናብ ካልኦት ናይ ትግራይ ሚድያት እናወፃኹም ሓሳባትኩም ሽጡ ፣ ባዕልኹም አፋልጡ (ሓደ ግዜ አብ ብራኸ ሾው ተኸታቲለካ አለኹ) ተኸታታሊኹም አብዝሑ ፣ ብኡ መሰረት ድማ አብ ትግራይ ፀላውነትኩም አመስክሩ። ሎሚ እንተዘይ አጋኒነ ብአማኢታት ዝቁፀራ ብተጋሩ ዝመሓላለፋ ሚድያታት ስለ ዘለዎ፣ ገለኣን ጉጅለ ህወሓት ፈልየን ዝድግፋ ፣ ገሊአን አብ TDF ጥራይ አትኪረን ከናሽዋ ዝውዕላ ፣ ገሊኣን ንኢሳያስ ወይ ንአብይ ከድንቃ ዝውዕላ ወዘተ በዚሓን ስለ ዘለዋ ፣ እቲ ሰማዒ ውን አብቱዪን አብትዪን ብትንትን ኢሉ ፣ ተደጊሩ ክነብር እምበር ፣ ሚድያት ንትግራይ ዘበርክትኦ ጠቃምነት መሰረት ብምግባር ንቲ ተኻታታሊ ናብ ሓደ አንፈት ከምፅእኦ አይረአያን ዘለዋ።
Very geniune and matured discussion!
ብሩኽ & ተኽላይ
እቲ ፀገም ንዓኹም ሰሚዑ ዝርዳእ ሰብ ዉሑድ ሙዃኑ እዩ። ኣነ ዘለኒ ርእይቶ ዝስዕብ እዩ
1. ካብ ርእይቶ መዓዝ ኢኹም ክትወፁ? በተለይ ቡሩኽ ንነዊሕ ግዜ ይከታተልካ እየ እሞ ሓሪፍ ሰብ ኾይንካ ንምንባር ንምንታይ ኢኻ ትደሊ? ብጌጋ ተረዲኤካ ከይከዉን እምበር ንቃልሲ ርእይቶ ብምሃብ ኢኻ እትቃለስ ዘለኻ። ንምንታይ ኣብ ወፃኢ ኾይንኩም ብፍልጠትን ደሕንነትን እትበልፁና ሰባት ኣንፈት ብሃብን ሙሉእ ተበግሶ ብምዉሳድን ለዉጢ ንክመፅእ ናይ ሰላማዊ ቃልሲ ሃንደስቲ ዘይትኾኑ?
2. ትማሊና ንረስዓዮ። ኣብ ትማሊ ቁሩብ ልክዕ ብዙሕ ጌጋ እዩ ዘሎ። ፅብሕ እንታይ ንደሊ ኣብ ዝብል ንፅረት ዘለዎ ሓሳብ ኣይሃብኩሙናን? ፅባሕ እንታይ ክመስል ኣለዎ ከይፈልጠና ሎሚ ኣበይ ኣለናን ከመይኸ ክንኸይድ ኣለና ዝብል ሓሳብ ብኸመይ ክንፈጥር ንደሊ።
3. ጉጉይ ዝኾነ መወዳደሪ ሓሳብ ኣይተቅርቡ። መሬት ንሓዝ ደኣ።
*ተኽላይ ኣነንትካ ንምሕላው ካብ ነዉሕ መንገዲ ትኸይድ ዘይተረደኣካ ወይ ዝተገጋገኻዮ ንምቅባል ፈቃደኛ ኹን።
Bki Great❤
ደስ በሃሊ ዘተ.. BK ይልመድካ
Please invite "Fidel"
ለካ ትግራይ ስብ የብላን😢😢😢😢😢
መዕንደሪ ኮይና
The same መግለፂ
ድምጺ ግርም ኣሎ
❤❤❤❤
Policy 00 of Tigray independence party is still in table as u speak ..Tek.
It is published u can find in UMD .
It is hard to bleam Getachw . Securty apparatus police and TDF are not under his control.
One question to Biruk, don’t you think a competent politician can set an agenda and mobilise the mass for a change? What if the people are not buying their ideas or what if the people are apathetic to change or politician given the betrayal from the previous administration? The opposition party has failed to win the heart of the different factions of the society. Look at the youth they are cheering either for DT or Getachew. At least in my opinion I believe they need to be assertive and sensational to get the support of the people. Support is earned not given.
You are right support is earned. However, if you continue to support the same failed politician don't be surprised if you find yourself in the same situation and complaining about your choice isn't going to help you. So the people need to change their ways not as doing a favor to the opposition party but for their own self interest.
ብጥቕልሉ ፡ ህዝቢ ትግራይ ፡ ምስዚ ኹሉ ወሪድዎ ዘሎ እዋናዊን ኣስካሕካሒ ህይወትን
ኣብ ቀጻሊ ናይ ህላዌ ሓደጋ ካብቲ ሓውና ብሩኽ ዝበሎ ምእዙዝነት መራሕቱ ዝበኣሰ ካብቲ ቅድሚ ዘመናት ንመሳፍንቱ ከም ጊላ እናተገበረ ዝነብረሉ ዝነበረ ዘይፍለን ዝዘመነን ግልያነት ሕውሓት'ዩ ዘሕልፍ ዘሎ ፡፡ ህዝቢ ትግራይ ብዘይ ገለ ጥርጥር ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ኣባታዊ ምሕደራ እዩ ዝነብር ዘሎ ፡ ሓደ ናይ'ዙይ መርአያ ድማ፡ ሕዋሓትን ደገፍቶምን ፡ እሞኻኣ ካብቶም ምሁራን ዘይትጽበዮ ኣብዞም ብሄራውያን ውዱባት ዝፍንውዎ ካብ መጠኑ ዝሓለፈ ኣሽካዕላልን ምንሻውን'ዩ ፡፡ ንምንታይሲ፡ ብሰብኣውነትን ብምውርራስ ምዕባለ ወለዶታት ዝኣምን ሰብ እዘን ውድባት ከም ቀጸልቲ ወለዶ ፖሌቲካ ትግራይ ካብ ኹሉ ሸነኻት ማሕበረሰብ ደገፍ ክረኽባ ከምዝግበኤን ክርዳእ ኣለዎ ። ወይ'ውን ከም ኣማራጺ ፡ ክሳብ ግብኣተ መርየቶም ባርያ ሕውሓት ኮንካ ምንባር እዩ ። ነቶም ኣብክንድ'ቲ ድኻ ትግራዋይ ዕድል ረኺቦም ትምህርቲ ዝረኸቡ ተጋሩ ከኣ ካብቲ ብጥቕማጥቕሚን ስእነት ጉድለት ርዲኢትን ወጺኡ ናብ ልቡ ተመሊሱ ንዘላቒ ሱር ነቀል ለውጢ ክቃለስ ይግብኦ ፡፡
ግን ተክሊት ብዓል ሓዳር ድዪ ደቂ ዓበይቲ?😕😂
Debretsintet is responsible of everything
Dear brother, avoid "English" words !!