ህያብ ህድሞና - ምብጻሕ ሽልማት ናብ ስነጥበባዊት ሰምሃር መስፍን | HDMONA GIFT - New Eritrean Show 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2024
  • forms.gle/NU4j...
    ዝኸበርኩም ክቡራት ተዓዘብትና፥ ከም ዝተባህለ ኣብ ብዙሓት መደባትና፥ ናይ ህድሞና ኣዋርድ መደብ ተጀሚሩ ብሲትኮም ድራማ ክንፈትሖምዶ ይጅምር ኣሎ። እቲ ናይ ምምራጽ መደብ ከኣ ሓምሳ ካብ ሚእቲ ናይ ህዝቢ ድምጺ ክኸውን ስለዝተወሰነ ኣብዛ ተዋሂባ ዘላ ሊንክ ብምጥዋቅ ንተዳልዮም ዘለዉ ሕቶታት ድምጽኹም ክክትህቡ ብትሕትና ነዘኻኽር። ርሑስ በዓል ልደትን ሓድሽ ዓመትን ንኹሉ። ህድሞና ኣዋርድ ኮሚተ ታሕሳስ 2023
    forms.gle/NU4j...
    JOIN 👉 / @hdmonanebarit
    ህያብ ህድሞና - ምብጻሕ ሽልማት ናብ ስነጥበባዊት ሰምሃር መስፍን | HDMONA GIFT - New Eritrean Show 2024
    / @hdmonanebarit
    Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
    All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    TH-cam - / hdmonanebarit
    Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
    Instagram - / hdmonanebarit
    TikTok - / hdmonanebarit
    Twitter - / hdmonanebarit
    Website - hdmonanebarit.com/
    © HDMONA NEBARIT LLC 2023. All Rights Reserved.
    #hdmonanebarit #hdmonaGIFT #hdmonaHani #hdmonaSHow
    @HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

ความคิดเห็น • 362

  • @tsehayetekeste6753
    @tsehayetekeste6753 8 หลายเดือนก่อน +26

    ርሑስ በዓል ሓድሽ ዓመት
    ኣምላክ ንህዝብናን ሰራዊትና መንግስትና ይባርኽ ንሰማእታትና ኣብ ገነቱ የንብረልና ንህድሞና ነባሪት ንኹሉ ግዜ የንብርኩም

    • @user-qo1us9ik9r
      @user-qo1us9ik9r 8 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤️🙏🙏🙏

  • @m.t2185
    @m.t2185 8 หลายเดือนก่อน +6

    ብጣዕሚ ደስ ዝበል ንኤርትራዊ ብንአሽቶይ ዝሖገስ አምላኩ ዝአምን በረከት ይሃቦ አምለክ ሰላምን ራህዋን ድማ ይግበረሉ

  • @hannaberhane2904
    @hannaberhane2904 8 หลายเดือนก่อน +7

    እዋይ ኣስመራምበር ናፊቀያ ኣስሚረይ ጽብቕቲ መን ኣሎ ዝናፈቐ

  • @abel3837
    @abel3837 8 หลายเดือนก่อน +4

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ን መላእ ህዝቢ አረትራ ህድሞና ነባሪት ኣምላኽ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣጆኹም ጽቡቕ ስራሕ ፍቅሪ ማለት ከምዚ ንሪኦ ዘለና ኣብ ህድሞና ነባሪት ኢዩ ቀኒእና ናፍቅናኩም ደቂ አረይ ኣምላኽ ይኣኻኽበና ኣብ ቅድስቲ ብሊጽቲ ሃገርና አረትራ ኣመን God bless Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nastnetmesfin7152
    @nastnetmesfin7152 8 หลายเดือนก่อน +4

    ሰሙየ ምክርቲ ሃፍተይ 2024 ኣመቲኪ ይኩን ህድማና ነብሪት ካ ጎይታ ይባርኩም ❤❤❤❤

  • @fn7619
    @fn7619 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሰምሃር ጽቡቅ አቀባብላ ብዓቅምካ ናይ ብሐቂ ዕድመን ጥዕናን ንኩሉኩም።🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷😘😘😘

  • @teweldemedhintesfagergis7331
    @teweldemedhintesfagergis7331 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሰምሃሪኖ ዓቢ ስራሕ ክንጽበየኪ ኢና ምስ ዘለኪ ፉሊ ብቓዓት ኣዝየ ዘድንቐኪ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @edenmussie5550
    @edenmussie5550 8 หลายเดือนก่อน +3

    ሰሙ አዚያ አዚኪ ኢኪ ደስ ትብሊ እቲ ዝግርም ከመይ ጊሩዩ ዝመጸልኪ ብዘይ ስክሪብት ትዲያሎክ ንኮሜዲ ኢኪ ተፈጥሪ አምላክ ይባርክኪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ

  • @kdstimesfn1059
    @kdstimesfn1059 8 หลายเดือนก่อน +2

    ታርኽ ናይ ብዓል ክቡር ጅግና ቀያሕታይ ክትሰምዕ ከለኻ የንብዓካን የሕብነካን ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ህድሞና ነባሪት ክብርን ሞጎስን ምስጋናን ንሓይልታት ኣርትስትን ኤርትራ. ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንክቡራት ቀያሕታይን ወዲ ሸቃን ንመላእ ሓይልታት ምክልኻልን ኣርትስትን ህዝብን ኤርትራ ዓመተ ሰላምን ርግኣትን ቅሳነትን ዕብየትን ምዕባለን ብልጽግናን ኣብዛ 2024🥰💐🎇🎆

  • @nursrhymes
    @nursrhymes 8 หลายเดือนก่อน +2

    Semhar amazing start 👏 🙌
    Keep on the good job, you are super start and we love you from UK 🇬🇧 ❤️ 🇪🇷
    Hdmona well done 👏

  • @mussieberhane8599
    @mussieberhane8599 8 หลายเดือนก่อน +3

    ሰምሃሪኖ ቀጽልዮ በርትዒ❤❤❤

  • @snittube3875
    @snittube3875 8 หลายเดือนก่อน +5

    Bejakum ntafla amxulna❤

  • @Mary-hb2ty
    @Mary-hb2ty 8 หลายเดือนก่อน +3

    ሰምሃረይ ብርሃን ገጻ ብታአሚ ኢና ኒፈትወኪ ❤❤❤

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972 8 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ አነስ ብንብዓት ምኽአል ሲኢነ አስመራ ብጣዕሚ ናፋቀያ,ዋታ አነ አምላኽ ስደትና የሕጺሩ አብዛ ምጭዎቲ ከተማና ወጃሕጃሕ ንብለሉ ጊዜ ሩሑቅ አይኮነን❤ ሰላምና ተመሊሱ ሀገርና ንሃንፀሉ ሐድሽ ዓመት ይግበረልና አሜን!!!❤🎉❤🎉 ንህድምና ነባሪት ነባሪ ታርኽ ኢኩም ትሰርሑ ዘለኩም እም አጆኩም አብ ጎኑኩም አለና ብምራል ብገንዘብ አብጎንኩም አለና በርትዑ❤❤❤ አሮን & ሄሉ ምስ ካሜራ ማን ከምኣውን አብ ጎንኩም ኮይኖም ዝሐገዙኩም ትካላት ሃገርናThank you for saporting ግዜኩም ወፊኩም ጽቡቅ ስራሕ ብምስራኩም ኽብረት ይሀበልና ኩቡር ማዕረነብሱ የኽብረካ❤ ንኩሎም ዘይሕለሉ ስነጥበባዊያን ሀገርና ዕድመን ጥዕናን አብ ስራሕኩም ዓወትን አሳልጦን,ይምነ ንዕውታት ብልጫ ህድምና ነባሪት ከአ ዮሃና!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤9_🎉🎉🎉🎉🎉🎉_6_1❤ Eritrea እንቃዕ ካባኹም ተፈጠርኩ እንቃዕ ናትኩም ኮንኩ ተ,ዓ,ዲ,ለ ተመስገን❤!!!

  • @Eriforever46
    @Eriforever46 8 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you Hdmona nebarit senbel gezawutna zerakumna😍 semu haftey kea God bless❤❤❤

  • @Helenteame
    @Helenteame 8 หลายเดือนก่อน +4

    ህድሞና ትቪ ሎሚ ዓመት 🎉🎉🎉🎉🎉ኣሐጊስኩሙና❤❤❤❤ቀጽልዎ ❤❤❤

  • @divtekie5472
    @divtekie5472 8 หลายเดือนก่อน +7

    ደቂ አስመራ ብሳሐቕና እና ንፍለጥ ብጀካ ጆኬር እንታይ ንፈልጥ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራን ንሰራውትናን ንመንግስትናን ሩሑስ ባዓል ሐድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና❤🎉 ኣስመራ ምጭውቲ አብ ልበይ ሰፈርኪ

  • @merhawitkidane2067
    @merhawitkidane2067 8 หลายเดือนก่อน +2

    Semharey shekor enkae hagoseki haftey koyena eya tesmani eza gezaki yeflta ey ab dawit Eyob film ❤❤❤❤

  • @kokobestfanos-cg8wx
    @kokobestfanos-cg8wx 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሩሑስ ብዓል ሓድሽ ዕመትን ይግበረልና ኣስመራና ምሳኹም አየ ሸንዕ አየ ዝበል ዘልኩ ክክክ 🇪🇷♥️🎉🌲🎉🇪🇷♥️🌲🎉🇪🇷♥️🌲🎉🇪🇷🎉🌲♥️🇪🇷

  • @ሳሕልናቕፋኣስመራ
    @ሳሕልናቕፋኣስመራ 8 หลายเดือนก่อน +4

    ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ምርጫኹም ኣብ ህድሞና ይኹን ህድሞና ኣተባባዒት ሓጋዚት ስነጥበባዊን ኤርትራ እያ ❤❤❤ ሽር ላይክ ኮመንቲ ኣይንሕመቕ ደቒ ኤረይ ጻዓዳ

    • @FocusOnyourblessing
      @FocusOnyourblessing 8 หลายเดือนก่อน

      እወ ያኣክ ቤላ የተባብዕዎም ኣለዉ

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሰምሃረይ እንቃዕ ሐጎሰኪ ህዝብና ተቀባሊ ጋሻ በታ ዘላቶ , ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ብምዕዋትኪ, አሬ ሄሉ GBU from German sis…❤🎉❤🎉😂

  • @Shammengs-b8o
    @Shammengs-b8o 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሄሉ ሽኮር ንዓኺ ውን ርሑስ ሓድሽ ዓመት ጋል ገዛውተይ ዘብሄረ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @semsem4563
    @semsem4563 8 หลายเดือนก่อน +1

    Sembeley meley thanks arie and helu gezawtna btaami nafiknayo alena .deki sembeley ruhus awdamet .semharey enqaa hagiseki ❤🇪🇷❤️

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 8 หลายเดือนก่อน +2

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹልኹም ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ይኹን ኣብ ውሽጢ ሃገር!! ኣብ ህይወት ጽቡቕ ነገራትን ብዓቢኡ ድማ ሰላምን ፍቕርን ይምነየልኩም!!!
    🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
    💚❤️💙

  • @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
    @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 8 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ናይ በላይነሽ ጭዉነት ዓወት መሓዛኣ ዘሐጉሳ ደስ ትብለካ

  • @Kaki2628
    @Kaki2628 8 หลายเดือนก่อน +2

    Hdmona nebarit edemen tenean yehabkum ezi kelu tegbrwo zalkum betamey abei tsefa eyu nati hezbi 😊Kab fatrai rekbwo ❤

  • @gilaytelatela827
    @gilaytelatela827 8 หลายเดือนก่อน +7

    ሩሑስ ሓዱሽ ዓመተ ንህዝብናን ሰራዊትናን መንግስትናን

  • @kikki5502
    @kikki5502 8 หลายเดือนก่อน +1

    Hedmona nebarit you Won my hart this year!! Specifically Aron and Helen and of course all behind. It just makes my heart melt seen our people happy of that work you do!! Keep it up and happy new year 🎊

  • @ermiaskidane1558
    @ermiaskidane1558 8 หลายเดือนก่อน +1

    Happy New year 2024. Adelweti ezi medba nkubur hizbin mengesten eritrea. Hidmon nebritn. Jegna Halitata mekelkalun. ❤❤❤❤

  • @briktiwelday9027
    @briktiwelday9027 8 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ በዓል ሐዴሽ ዓመትን ልደት ይግበረልና

  • @Xbighogyn
    @Xbighogyn 8 หลายเดือนก่อน +3

    ስምሃር ብሺመይ ካብታ አብ አረማድዪኪ ዘላ ዊሲኪ ወይ ዋይን ቅድሕለም ይግብኦም እዩ ንብዐል አሮን ምስ ጋል ገዛውተይ❤❤❤

  • @tesfiesieum2645
    @tesfiesieum2645 8 หลายเดือนก่อน +2

    እንቋዕ ኣብጻሓና መደባትኩመ ብጣዕሚ ጽቡቁ እዩ ምቅርራብኩም ምስ ኩሉ ደለኩም ፈሽኽታን ኣኽብሮትን ዘሐጉስ እዩ ሓንቲ ስክፈታይ ግን ነቲ ጽቡቁ ኣስማትኩም ትጽዩቁዎ ኣለኩም ንኣብነት ናይ ሰምሃር ሰምየ ኣርየ ሓፈሻዊ ኣንፈቱ ይቅየር ስለ ደሎ ስክፈታ ኣለኒ በቲ ኣዴታትኩም ደውጻኣል

  • @yodittewelde4542
    @yodittewelde4542 8 หลายเดือนก่อน +3

    ሰምሀር ሽኮር❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @senayttkmichael1667
    @senayttkmichael1667 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ ዝብል ኣምላኽ ፍቅርኹም ይባርኽ ❤❤❤

  • @robileyob8917
    @robileyob8917 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውው ደቒ ኤረይ ብታእሚ አየ ዝከታተለኩም ቐጽልዎ በጃኩም ቐጽልዎ

  • @belleteshful
    @belleteshful 8 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ አሰመራ ሽኮር ❤❤❤❤tanx ሰምሃረይ ከአ እንቖዓ ሐጎስኪ ጎል ገዛዉተይ መዓረይ ❤❤❤❤😂😂

  • @desbeleangosom4313
    @desbeleangosom4313 8 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ቡኡነት ብወገን ክልተኹም ካብ ፍሽኽታኹም ዊህብቶኹ ኣቃራርባኹም ደስትብሉ ቐጺልዎ ኣሕጺር ኣብለ ርኢቶይ ክህብ ካብ ማይጃሕጃሐ ጀሚርኩም ናብሰሚሃር ክት ኸዱ ኾሎኹም ክሳብ ሰንበል ኣዛኽርኩምና የቐንየልና ብተወሳኺ ናብ ኩለን ዞባታትና ኢተትዘዊሩስ ክንደይ ምማዕረኩም ናዓኹምካኣ መብረ ምኾኖኩም

  • @TG-qd4sl
    @TG-qd4sl 8 หลายเดือนก่อน +5

    ኹሉ ስራሕኩም ጽፉፍ እንከሎ ግን መቀነት ዝይምጥቃምኩም ኣይግድን ኢዩ። መቀነት ምጥቃም ማለት ውሕስነት ናይ ሂወት አዩ። ንስኩም ከኣ ኣብነት ናይ ህዝቢ ኢኩም እም መቐነት ተጠቀሙ ደኣ። ኣዝየ አየ ዝፈትወኩም ደቂ ኤረይ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን በኣል ልደትን ይግበረልኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @danielfitwi2575
    @danielfitwi2575 8 หลายเดือนก่อน +1

    Nebarit hdmona well done, Aron and Helu you guys are amazing 🙏❤🌹🇪🇷

  • @zaidsimon9363
    @zaidsimon9363 8 หลายเดือนก่อน +2

    Semehar I love you so much and congratulations 🎉❤

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya77 8 หลายเดือนก่อน +1

    Semhar shikor btami eye zfetweki rhus hadush amet ygberelki 🎉🎉🎉🎉❤

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 8 หลายเดือนก่อน

    መግለጺ እውን ሲኢናሉ ናይ ህድሞና ስራሕ ሲ እዝጋቢሀር ኣምላኽ አድመን ቴናን ይሃብኩም ክትህቡ ንበሩ ዘውጻእክሞ ይተክኣልኩም ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደተ ክርስቶስን ይግበረልኩም ይግበረልና ሓባይቢ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ErmiasTikabo
    @ErmiasTikabo 8 หลายเดือนก่อน +3

    Happy new year arie hawey ms kulom mesarhtka nay behaki xbuk mtbbaii kexlwo kexlwo❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ZewdiOkbai
    @ZewdiOkbai 8 หลายเดือนก่อน +1

    Aren hawey btaemi eye zfetiweka kitiem melihaska❤❤❤ edimen tienan yhabkum fetari

  • @terhasgebregziabher8550
    @terhasgebregziabher8550 8 หลายเดือนก่อน +2

    ዝፈትዋ ተዋሳኢት

  • @tsegahabteselassie2783
    @tsegahabteselassie2783 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Helu haftay ❤

  • @towleshow
    @towleshow 8 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ደቂ ኤረይ መደብኩም ብጣዕሚ ስሓቢ ኢዩ ቀጽልዎ።

  • @KisanetAraya-c8h
    @KisanetAraya-c8h 8 หลายเดือนก่อน +3

    Are shkorrrrr kemaka shhh yweledu ❤❤❤❤❤❤❤

  • @habtomtsehaye3518
    @habtomtsehaye3518 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ሰራሕ ጉደናታት ኣሰመራ ኣቅኒእኩምና ሩሐሰ ሓድሸ ዓመት ይግበረልና ዘቢሄረ ማይተመናይ ❤

  • @teweldhadush1598
    @teweldhadush1598 8 หลายเดือนก่อน +2

    Rhus hadsh ametn ldetn ygberelna ❤❤❤

  • @user-ct9zs5jo6l
    @user-ct9zs5jo6l 8 หลายเดือนก่อน

    GOD bless you always GOD bless Eritrea, and the nation ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @petroskidane4114
    @petroskidane4114 8 หลายเดือนก่อน +1

    አሬ ሓወይ ሄሉ ሓፍተይ ሰላም በሉለይ ንሰምበለይ መለይ ሩሑስ ሓዲሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና

  • @almazabraham7802
    @almazabraham7802 8 หลายเดือนก่อน

    Henok you are great at expressing. You and Semhar work well together 🙏💞🇪🇷

  • @freweinyteklebrhan5733
    @freweinyteklebrhan5733 8 หลายเดือนก่อน +1

    Aron hawey des kitbil bitaemi xibuk akerarba kexilo ❤️❤️❤️🙏

  • @amannguse
    @amannguse 8 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤ amet selam rahwan ygberelna

  • @tirhasbahta6374
    @tirhasbahta6374 8 หลายเดือนก่อน

    Ruhus hadish amet ygberelna Helu haftey ms Aron kulatkum ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nasseradem6194
    @nasseradem6194 8 หลายเดือนก่อน +1

    ገቡረት ንሳኤ ገዛዎትና 😢

  • @YohanaKinfe
    @YohanaKinfe 8 หลายเดือนก่อน

    Nay bhaki harbenatatna zbelka arie hawey gezawtey azekirkani♥️♥️♥️♥️🙏🙏

  • @StarzxzEdits
    @StarzxzEdits 8 หลายเดือนก่อน

    Thanks for sharing. I really miss Asmara Shiko 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @azamitselemun2520
    @azamitselemun2520 8 หลายเดือนก่อน

    Semhar haftey edmen tenan yhabki fetari eqae hagoseki rhus hadsh ametn awdametn ygberelki

  • @elsacasai1254
    @elsacasai1254 8 หลายเดือนก่อน

    Eseyyyyy bitaem nifuat enda hdmona neberti deki Ereina 🎊🇪🇷🎊🇪🇷🎊🇪🇷🎊🇪🇷👍👍👍👍👍

  • @kisanet4715
    @kisanet4715 8 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ድብል ካብ ኣብ ኣፍደገ ኣብ ገዛ ቡን, ሻሂ ጌርካ ጹቡቅ ዋአ ታይ ኣምጽኦ ኣብ ኣፍደገ ብላብላ

  • @mebrahtikiflemariam1002
    @mebrahtikiflemariam1002 8 หลายเดือนก่อน

    Congura semhar mkirt ❤ hdimona kea thank you so much ❤

  • @JohannesYounas
    @JohannesYounas 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ደቂ ኤረይ መዓረይ ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤

  • @RutSolomon-r6m
    @RutSolomon-r6m 8 หลายเดือนก่อน

    Baligay shikor am so proud of you. Enqae hagoseki semharey . Gezawtey sembeley❤❤❤❤

  • @mbrakzemkiel9670
    @mbrakzemkiel9670 8 หลายเดือนก่อน

    Egziabiher n Hidmona Bereket ybzhalu
    Moral Artist Hagerna haf abilwo
    Aren Helun dma des ktblu kexlwo Rhus Hadsh amet❤❤❤❤

  • @Yonas-qy3zy
    @Yonas-qy3zy 8 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውው ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mulughetamedhane668
    @mulughetamedhane668 8 หลายเดือนก่อน

    Btami tsbuk medeb negre mengedey ka gezawtna arikumna . Kurub gin nabtie gezawti ktkedu kelekum neti gezawtie arugula nnafko alena thanks

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo4309 8 หลายเดือนก่อน

    Happy new year 🎉🎉🎉🎉to all Eritrea by Eritrean ❤❤❤❤❤💐💖💐💖💐🌷🌺🎈🌹🇪🇷🎀🌹🇪🇷

  • @gaulmokieerey263
    @gaulmokieerey263 8 หลายเดือนก่อน

    Waw good job hdmona nay behaki deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dehabtekle4643
    @dehabtekle4643 8 หลายเดือนก่อน

    Arie jigna meglexi yebleyn kulu negeratka snesreatka aqerarbaka kulu batgebro des zbl👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯

  • @NardosHabteab
    @NardosHabteab 8 หลายเดือนก่อน +2

    Nay semharey elal zeymno ❤❤❤❤

  • @raeftwi7053
    @raeftwi7053 8 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላም ኣዳለውቲ ህድሞና ነባሪት ብመጀመርያ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ባዓል ልደትን ምስ ስድራ ቤትኩም ይብል እታ ነዛ ሪኢቶ ክጽሕፍ ዘበገሰትኒ ድማ በላይነሽ እታ ህያብ ናይ ሰምሃር ክትመጽእ ከላ ጸውዑኒ ኢላትኩም ነራ ግን ካኣ ኣይረኣኽዋን እሞ ዘይጠዓማ ድዩ ኮይኑ ዋላስ ዘይተነግረት ኢያ ኮይና ተስፋ ይገብር ቃልኩም ኣኽቢርኩም ነጊርኩማ ክትኮኑ መትረፊኣ ድማ ዘይጠዓማ ክትከውን ሰሰናዩ ዕድመ ይሃብኩም ጥዕና ይስዓብኩም

  • @dahabhabteslasie6736
    @dahabhabteslasie6736 8 หลายเดือนก่อน

    Ruhus hadshe amet deki erey eway nay behaki ybeki aleku nafikeyo kemzi elika elal tseweta amilak sdetina yehxirelina ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nigistiteclai4957
    @nigistiteclai4957 8 หลายเดือนก่อน

    ሂድሞና ነባሪ ነይበሃዲ ኑፋኣት
    ቀጺልዎ አይየ ዲብሎኩም
    ❤❤❤❤ው

  • @liasium9571
    @liasium9571 8 หลายเดือนก่อน +2

    Samher shkor betim ein nifitwek❤❤❤

  • @AdiamWeldegergsh-ug9dl
    @AdiamWeldegergsh-ug9dl 8 หลายเดือนก่อน

    Rhus beal Hdmona nebarit Semhir shikorrr ❤❤❤.

  • @gideygebrekidan1797
    @gideygebrekidan1797 8 หลายเดือนก่อน

    HAPPY NEW YEAR ALL ERITREA PEOPLE 2024❤❤❤❤HEDMONA NEBARI

  • @elsaselemon4057
    @elsaselemon4057 8 หลายเดือนก่อน

    Happy new year 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 hdmona nebarit thanks ❤❤❤❤❤ great jon

  • @semharyemane582
    @semharyemane582 8 หลายเดือนก่อน

    Congra semu shikor ❤❤❤

  • @beleri9119
    @beleri9119 8 หลายเดือนก่อน

    Happy New Deki Halalat🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🏾

  • @selemawitghide3232
    @selemawitghide3232 8 หลายเดือนก่อน

    Kongra Semhar shikor ❤xibuk medeb hidmona nebarit.

  • @teweldemedhintesfagergis7331
    @teweldemedhintesfagergis7331 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሰምሃር ኮሪዕዳ እንካዕ ኣሕጎሰኪ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghenetzemuy6584
    @ghenetzemuy6584 8 หลายเดือนก่อน +2

    ርሑስ ባዓል ሐዲሽ ዓመት ❗️ ህድሞና ነባሪት ሰማሃር ሽኮር& አሮንን ሄሉ ሽኮሮን ❗️ሕጂ ካብ ህድሞና ነባሪት ንጽበይ ❗️አብቲ ሐይልታት ምኽልኻል ኤርትራ ኸይድኩም ❗️ ከምዚ ስራሕ አሪኡና 💪💞🇪🇷💪💞🇪🇷💪💞🇪🇷💪💞💞🇪🇷💪💞💞💞🇪🇷💪💞💞💞🇪🇷💪💞🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @sabaokbagergish2065
    @sabaokbagergish2065 8 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ነመስግን tour ናይ ንናፍቃ ተፈታዊት ውቅብቲ አስመራና ዘርአኹሙና።

  • @samitihabte34
    @samitihabte34 8 หลายเดือนก่อน

    Semu shikor gual gezawtey mearey sembelino Asmarino ❤❤ thanks hidmona.

  • @freweinyteklebrhan5733
    @freweinyteklebrhan5733 8 หลายเดือนก่อน +1

    Areye shikor bitaemi memekeri medeb eka ❤

  • @bitanyahadasalem6878
    @bitanyahadasalem6878 8 หลายเดือนก่อน

    ዋውውው ህድሞና ነባሪት ንበሩ ትድነቁ

  • @EtbRahelzemuy
    @EtbRahelzemuy 8 หลายเดือนก่อน

    Bitami Des tiblu Deqi EREY happy New year Niklatkum ❤❤❤❤🎉

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤rhus hadsh ametn ldete krstosn ygberelna🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SamiGotsh-xz6sn
    @SamiGotsh-xz6sn 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ftwat yehwat edmen tenan yhabka fetari

  • @sanlighat3158
    @sanlighat3158 8 หลายเดือนก่อน

    Happy new year deki eza halal meret btami des zbli medeb kulu tekatatleyo azanagekumna kexliwo 🎉❤❤

  • @nechiredai2703
    @nechiredai2703 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሰምሃረይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሰናይ ዓመት ክኮነልኪ ሰናይ ትምኒተይ እዩ ኣንበሲት ዋዕሮ ዓቢ ተስፋ ዘለኪ ስነ ጥበባዊት ኢኪ እሞ እንቃዕ ሓጎሰኪ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉!!!!"

  • @yoditgebergziabher9732
    @yoditgebergziabher9732 8 หลายเดือนก่อน

    ገዛውተይ ሽዳ እንዳብሐጎይ እንዳድስቲ ኣርኢኩምኒ የቀንየልና ❤❤❤❤

  • @liasium9571
    @liasium9571 8 หลายเดือนก่อน +1

    helu and aerye shkoret diq aeryyy rehas hedash aemit ❤❤❤🎉mes aerikin helatat mekalkal aeiratra mes ❤❤hezb ❤aeiratra ❤❤❤🎉🎉diq aeryyy heleal

  • @yoditgebergziabher9732
    @yoditgebergziabher9732 8 หลายเดือนก่อน

    Happy New Year! I know you are introducing the cameraman it will be nice if you show as the face ❤❤

  • @terhasteklay9840
    @terhasteklay9840 8 หลายเดือนก่อน +5

    ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🎉🎉🎉🎉

  • @liasium9571
    @liasium9571 8 หลายเดือนก่อน +1

    betam des zebal ❤nimasginakom

  • @helenberhane9356
    @helenberhane9356 8 หลายเดือนก่อน

    Semharey shkor congratulations 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rahmaidris4384
    @rahmaidris4384 8 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ሐድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ኤሬትራ አብ ወሽጥን አብ ደገን ዓመተ ራህዋን ሰላምን ብልጽግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷