ብሉጽ ወርቂ ዱባይ ብውሑስ መንገዲ ክትገዝኡሉ ትኽእሉሉ ሓበሬታ - The best Gold
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
- 👇ወርቂ ክትእዝዙ ምስትደልዩ፣ ኣብ WhatsApp👇+46722567211 ጸሓፉልና: ክንሕግዘኩም ኢና::
ትምህርቲ ናይ ስቶክ ማርኬት (Learn to Invest)👉 drarhiwet.com/
ትምህርቲ ኮምፒተር: ቪድዮ ኤዲቲን: ቋንቋ እንግሊዝ 👉 draracademy.com/
ናይ ዕቤት መጸሓፍቲ ምስእትደልዩ👉 drarbooks.com/
Knowledge is power, power provides information; information leads to education, Education breeds Wisdom; Wisdom is Liberation. Most people are not liberated because they lack knowledge. Israelmore Ayivor
TH-cam Channel: / @gdrar
Facebook page: / gdrar2025
Instagram: / georgedrar
LinkedIn: / george-drar-a25bb143
My TikTok: www.tiktok.com...
DISCLAIMER: This video content is intended only for informational, educational, and entertainment purposes. Your use of G. Drar's TH-cam channel and your reliance on any information on the channel is solely at your own risk. I encourage you to do your own research for the topic covered in the video before you make your decision.
👇ወርቂ ክትእዝዙ ምስትደልዩ፣ ኣብ WhatsApp👇+46722567211 ጸሓፉልና: ክንሕግዘኩም ኢና::
How much for gram
Hei
Gn Eti werqi nay nay hager eyu nay Bahrein Alewijnstraat diyu ? Eza eba hteteley. Nay men hager eyu ke Eti qendi tsruy?
@@betelihemmehretab2194 54 Euro
Hey George the phone number is not working on WhatsApp can you please help me ?
ናብ ሰዕዲ ዓረብ ብከመይ ክመፅእ ይክእል ክብር ሓውና
You can buy in Saud sister they have nice gold ✨️ too
Abeiu aleki endiu
Thank you Georgo hawina! Tebarek. It’s a good investment
ብጣሚ ጽቡቅ ደራር ሓወይ
❤❤❤❤❤❤ ዋወወወወ
ሰላም ከመይ አለኩም እቲ አዋርቅ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መህረፊ እዩ : ግና እንተአድልዩናስ ንአሜሪካስ ብኸመይ ይመጽእ ግለጹልና ::
Thank you ❤❤for everything Mister Gorgo
እኽሊ እዩ ዘድሊ ዘሎ ኣብዚ ሕጂ እዋን።
ጆርጆ ሃወይ መጀመርያ ዕድመን ትእናን ይሃብካ ኣምላክ
ተለፎን ናኣይ ብኣል ወርኪ ደልየ please thanks
Thank you me.Drar
ሐበሻ አዋልዲን ወረቅን አይፋለያን እየ
Zerekebe seruk adgi yehelu
Very nice drar good job
መስቀለ ዘለወ ካቴና ይደሊ ኣለኩ
ኣቤት ታዕታዕ ዘሎ ናይ ሓድሽ ዓመት ገዛ ዶ ከይንገዝእ ደቅና ኣብ ልዕል ዝበለ ከይነምህር ሰብኣይ ክምስል ከሎ ሰበይተይ ድኣ እንኻን ሳእኒ ረኪባ መዘሪ ብቀደማ ቅልጥፍቲ እግሪ በለ
በሉ ኣጆኩም ኣጆና ሓዳር ካብ ዝብተን ንፈትሽ ጁባና
Bhaqi 🤣
I agree ☝️ with you🙏🏽
Thanks you Gerjo hawena.hsab libka ab mengedeka mesalto amlak yehabka
❤ሓቅካ ንስካ ብ ህዝቢ ተላግጽ ሰብ ዝብላዕ ሲኢኑ ንስካ ወርቂ ተራይካ ❤ፍትሒ ቀሪባ ያ
ብብር ከ ክንደይ ማለት እዩ ዝኮን ዘሎ❤❤❤
14:00 ሞይተ ስሓቕ ክቡር መምህረይ 😃ክኣ እታ ወለባን ፍርቂ ዓለምን ዲዛይነን ማራ ጽቡቓት ሶ የቐንየልና ክቡር መምህረይ ንመርዓ ንጥምቀት ንጊፍት ቅሩባት ድኮንኩም ሃየ ተጠቐምሉ ንሕና ድማ ምስ ተመርዓና ነርክበሉ😒😎
Thank you my brother I have plans to go Dubai I just happen to gate this info I will call them soon
Enammesegennale
ጆርጆ ዶብ ትሰግር ኣለካ ግደፍ
Thanks, bejaka bel tekilka tele natu sededelna beshmka kengezalu ka adnektka
Yessssssssss 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕👍👍👍
Antar kindey halewulewu tibiikha weshlakh qedem werqiy aytigzuu tibil ayneberkandikha halawu medlem santimkitaris adekha tisheyit weshlakh
Danke vielmal Jorjo
ናይ ኣዲታትና ዝኽዉን ኣስተሊኒ ኣርኤና ጠቅላላ ኣስተሊኒ ክንደይ ግራም እዮ
ሓሳብ ልቡኹም የስምረልኩም ዝደለኽሞ ኣይትሳኑ ምስ ትፈትዉዎም ወለድኹም የራኽብኩም በጃኹም ኣብዛ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ኣሕዋተይ ኣሓተይ
❤❤❤❤Good job
Thanks again
ሰረቅቲ እዮም ኻብ ኤረትራውያን አይትግዝኡ መታለልቲ እዮም ዛይ ዋግኡ እዮም ዛኽፍሉኻ ተጠንቀቁ
Thank u so much Gorgo 👏👏👏👏👏🙏
Thank you dear jorjo
Danke,Gergo hawna
Good idea Jorjo abi seb
Rhus Beal ldet & happy new year 🎉 gergino
ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ቡሉጽን ኩቡርን ሐላይን ተግዳስን ጠቢብን ሐውና ጆርጅ። ሰናይ ውህበት ካብ ኣምላኽ እዮ እሞ ህያብና እንተበልኩ ምግናን ኣይኮነን ሐቂ እዮ። እቲ ተምጽኦ መደባት ንዓና ንኤርትራውያን ኮነ ንትግርኛ ዝሰምዕ ኣዝዮ ጠቕሚን ዘተባብዕን እዮ። ብኹሉ ሽነኽ እትገብሮን እትህቦም ሐቤሪታትን ኩሉ።
32 - ኢሳይያስ
8: ክቡር ሰብ ግና ክቡር ሓሳብ ይሐስብ፡ ኣብ ክቡር ነገር ከኣ ይጸንዕ።ይብል እሞ ኣምላኽ ይባርኽካ ሐው እቦ ኣያ መምህር ኮንካ ነዚ ብመከራን ብሽግርን ዝተወቕኣን ኣዝዪ ዝተሃሰየ ተስፍኡ ዝተጽንቐቐ ህዝብና ኣጂኹም ኣጆና ይካእልዪ ዘይካኣል የለን ዘይብጻሕን ነገር የለን እንዳበልካ ቡሉጽ ናይ ሐበሬታትን ትምህርትን መነባብሪካን ኣእምሮኻን ክትልውጠሉ እትኽእል ቡሉጽን ሱብሕን ዝኾነ መዓዲ ኣዳሊኻ ንመጻኢ ትውልዲ ዝተርፍ ክቡር ነግራት ምሰናይ ኣጠቃቕሙኡን ከመይ ጌርካ ከም እትጅምሮን ተተግብሮን ምሉእ ቕረብ ሐበሬታይ ሐንቲ ባሐንቲ እንዳርእኻ ምስቲ ሕሉፍን ሕልውን ተሞክሮታትካን ፍልጠትኻን በዘይ ምዕቓብ ብልግሲ ብምድካውካ ሕብንቲ ምኻነይ ምስጋናይ ክግልጽ ደስ ይብለኒ ንዓኻ ኮምኡምን ነታ ብልጽቲ ደገኛ ሰበይትኻ ቲቲ። እዚ ንመጻኢ ክም እኒ ሱዚ ኣዝዪን ፍሉጣት ኣማኽርቲ ናይ ቁጠባን ገንዘብን ኣሜርካውያን ጃን ማክስዌል ካልእትውን። ቡዙሕ መጻሕፍቲ ምንባብ ካብቲ ሐደ ናተይ ልምዲ እዮ እተን 4 ዝበልካየን መጻሕፍቲ ብድምጺ ኣውሪደይን ኣለኹ ክሰምዓን እዮ የቐንየለይ። ኒኣና ደማ ብቓንቓናን ባህልናን ጌርካ ንምሉእ ህዝብና ከም ዝበጽሕን ይበጽሕ ስለ ዘሎ ኣዝየ ይሕጎስን ተስፋ ኣለዋ እዛ ሃገርናስ እንዳበልኩ ይጻናናዕ ጥራይ ዘይኮነስ ንርእሰይ ክምርምርን ክዳሎን ስለ ዝጉስጉሰኒን ጉድልተይ ርእየ ክዕርዮ ዘለኒ ነገራትን ስለ ዝሐገዘኒ ኣዝየ የመስግን። በርትዕ ወስኸሉ ኣምላኽ ይሐግዝኩም ተባረኹ ቡሩኻት።
ተሎፎንካ ጻሓፈለይ
Selam Gergo hawey btam xibuq Haberta
Thanks brother
grazie mille ❤
ወስላት
❤🎉🎉🎉🎉wow
Thanks so much.
አምሀርኛ ትስፈልጠያ
Berva ❤❤❤
ናይቲ በዓል ዱባይ ማለት በዓል ዱካን ቁጽሪ ቴለ'ባ ጸሓፉልና በጃኹም
Worki Tigray Bello
Real human hair zeshtuo tefltom telewo share gebrelna abe Dubai
Zirzir habereta giberulina
Nay wetsai diyu? Nay adiy diyu? Nay tiling diyu?
18 carat 21,24. Kindey eyu zibil atsebikum negerna .
Thank you.
Keep it up
Nay bhaki sbuk hasab
Please ናይቲ ሱቅ ስሙ ፀሐፈለይ
Wawwwe🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Wow yadeleyani u derr haway
Hi
Hi how do you think about buying it and getting it from dubey to athere place?
ሊየመን ከምላአኪ ይካአልዶ
ስላም
Ane jorjo hawey
Tusen takk bruer
Gift nay lidet gzialey George 😂
ናብ ስዊድን ብኸመይ ትሰዶ
Thanks hawna
እያዳዱ ወርቅ ዋጋ ለምን አልተጻፈም ።ለግራም ሰንት ነዉ
Like share
Kef zeyblu sebay
Bonne travail 🇪🇷👍🏿
Wawwww awanawinkana😂btaemi xubuk
ዋው ኪጺቢቅ
Danke 🙏🏾 hawena
Ab Swiss aykonen diu zqmet slemntay nay Sweden 🇸🇪 telephone ☎️ aqemitulo wala ab Sweden 🇸🇪 yqmetalo ?
ጆርጅ ክንደይ ኢዩ ዋግኡ ናብዚ ኸ ክሰደልና ይክኣል'ዱ ንጥልያን
What is the name of the Gold store
Azi waga ms vat included dyy
ስተሊኒ ክንደይ ግራም ኢዩ
Abzia zelo lemech kea kid nial sebeytay bahri
Wey gud kab astemhro sine libona nab werqi sheket do weridka, youtube zeyghebro yeblun
What is there address please?
I need it but I live in Qatar
👍
The gold price how much for geram
ጆርጆ ብዝያዳ ናይ ወፍሪ መጽናዕቲ ክትገብረሉ
ወይ ክትሕግዘና እንደሊ ኣብ ኣፍሪቃ ኢዩ
መኽንያቱ ከም ባዓል ሕርሻ ብጣውላ ዝስሩሑ
ህንጻ ዛኣ መሰሊልሉ። መኽንያቱ ኣብ ኣፍሪቃ ጉልበት ( ውዕለት ሰራሕተኛ ) ሑሱር ስለ ዝኾነ
ናኣብነት ኣብ ወጻኢ ንማዓልቲ 16 USD ኣብ ኣፍርቃ ግን ንመዓልቲ ዓሰርተዶላር ኢዩ ዝኽፈል፡ ወፍሪ ሕርሻ ኣዚዩ ኣገዳሲን ቀሊልን
ሓጺር ለውጢ ከምጽእን የምጽእ ኢዩ ኢለ ኢየ ዛኣምን፡ እንበር ጆርጆ ሓወይ ወርቂ ትገብር ጎል ኣይፈትን ኢየ ንባዕልይ ውን ከሙኡ ።
You need a better camera
ሊያቡ
ጽቡቕ ግን ዋጋ ኣይነገርኩምናን
Hii
አነ እካ አምላኪ ይመሰገን 300ግራም አሎኒ ብሕጂ ንደቀይ ጢራይ እዩ ዘዲልየኒ
Kkkkb maltki?
(Kkkkkkkkkkkkk wey gud
ኣሰይ ኣበባ ብዙሕ እዩ ዘለኪ እሞ ኣማቅልና ነዘን ዘይብልና
Kkkkkkkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣tay meatu yu dekey
@@winwin3990 ጸገም የብሉን፡ ተካፊልካ ምብላዕ ብመጻሐፊ ቅዱሲ ይኩን፡ ብባህልና ልምዱ ሲለ ዚኮነ
ገሪሕድግ ይና ሰርጎር ኣረኽስ ኣለለይንኹን ላኪን ሰርጎ ብሊኖው ተላል ምስግነት ግረጥ ጃበራ በኽራ ነስ ቓሊ ናንሱክ ናን ኣንትራ ዩ
ትግሪኛ ዘይትዛረብ ብትግሪኛ እንዳጸሓፍካ ካብ ሓጋዝ ዘይትሓልፍ ቓንቓ ሒዝካ ።
Asey burukey 12 saet serhe natka werki gze dye kof keblo fshk endabelka anstna aytsbekelna
Bilenaw jerebekun Gorgo hi yilea
አማርኛ ተጠቀሙ ለኛም ለናተም ጥሩነዉ ለምሳሌ እኔ ትግርኛ አልችልም
N sebeytka temaleala jorjo eske haye advertise kab geberkas baelka jemrelna 🤣🤣🤣😜😜😜sorry resieyo n mamaka kea kendy
Bruk hawey kemza hasabey bflay n Adieka ms belka tehaguse
Sheqati gen aygeden gelixu aykulon u
Teflon sdedelna
I'm in qatar how l gat bro?
Nay lalibela meskel ikonen mejemeriya atsari nay eta tarikawit tintawit Aksum mesekel eyu
Dubai abey akebabi eu
ምሰ ዋግኡ ተትናገሩና መበለፀ ነይሩ
ንግራም ክንደይ ደርሃም እዩ?
እንቨስ እንዳማሃርካ ዳኣ ሞ ምስ ኣንስትና ከተባእሰና ዲካ ደሊካ 😅
ኖኖእ ቡሉጽ ሕወይ። ቡሉጽ ህያብ ምሃብ ንሰብይትኻ ኣብ ልደታ ኮነ ናይ መርዓኹም ዝኽሪ ዕለት ዘይተጸበየቶ ወርቒ ክትገዝኣላ ኸለኻ ኣቤት እትሕጎሶ ሐጎስ ንዓኻ ድማ ወትርግ ብፍቕራ ክትምሰጥ ትገብረካ ቡሉጽ ሐወይ።
እዚ ጥሪት ህግደፍ ደላላይ ወርቂ ተቀይሩ !😂