#ናይ_ሕቶታትኩም_መልሲ_ዳሓራስ_ኣቲካ_ምቁራብ_ይክኣልዶ_ወለድና_ዳሓራስ_ኣቲካ_ምቑራብ_ኣይክኣሊ_ይብሉናሞ_መኒኡ_እዩ_ቱሓቂ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ม.ค. 2025
  • เพลง

ความคิดเห็น • 119

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 15 วันที่ผ่านมา +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት ቃለበረከት የስምዐልና ናይብሓቅ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ፀጋኡ የብዝሐሉኹም ኩቡራት ኣቦታትና ኣብ ሣርጉት ምዳያ ታማሓላልፋዎ ትምህርት ቡጣዕም ፁፉፉን ሪዲኡን ጠቃምን ትምህርት ኡዩ ካብልብ እና ነመስግን ኣብ ሃገረሰብና ዝካየድ ዘሎ ልምዳዊ ዝኸነ ባዕል ክትቅፅሉሉ ንፈት
    ❤ነደና ህይዋን ተመን ኡዩ ኣሳሕትዋ ቡባህልና ክዓ ኣብ ዝሪያ በተ ክሪስትያን ሓንሸኻይ ተተገንዩ ስ ሓላዊ በተክሪስትያን ዩኡ ዋ ሕደጉዎ ይብሃል እዝኸ ብምንታይ ትገልፅዎ ኩብራት ኣቦታትና ኣብግዘ ንእስትኻ ንፈጣረ ኻ ኣመስግን ኡዩም ንዝ ዕዱልዝ ዝሃበና ፈጣሪ ይኽበርይመስገን❤

  • @DgDh-px1wd
    @DgDh-px1wd 15 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና ተሎ ተሎ ሙጹና✝️☦️❤❤❤

  • @fffff2508
    @fffff2508 15 วันที่ผ่านมา +2

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ቃለ ሂወት የስመዓና ክብር አቦና ፀግኡ የብዘሐና አሜን አሜን አሜን💒💒👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌿

  • @Merizetewahde
    @Merizetewahde 14 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት የሰዐልና ክቡር አቦና ናይ አገልግሎት ዘመነም ይባሩኽ🙏🌸

  • @ማራናታማራናታ-ቨ5ኈ
    @ማራናታማራናታ-ቨ5ኈ 15 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐል ፀግኡ የብዘሐልኩም ክብራት ኣቦታትና#ብዕድመን ብፀጋን ይሓልወልና ክብራት ኣቦታትና❤❤❤❤❤❤❤

  • @GoteytomEndahaw
    @GoteytomEndahaw 15 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን፫ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና🌿👏

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi 15 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሃይዉት ይሰማዕና ክብር መምህረና❤🎉🙏

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 15 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ❤❤❤እግዚአብሔር መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና😢❤

  • @ፍረጋልተዋህዶ-ፐ7ዀ
    @ፍረጋልተዋህዶ-ፐ7ዀ 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤

  • @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
    @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ 15 วันที่ผ่านมา +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡስ መምህርና 👏🥰

  • @GantaNegse
    @GantaNegse 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ይስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋ የብዚሐለም ፈጣሪ🎉❤🎉❤

  • @Bini-in4lu
    @Bini-in4lu 15 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት
    የስመዐልና ፀጉኡ የብሐልኩም እግዚአብሔር
    አምላክ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን❤❤❤😊😊😊✝️

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md 14 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክብር መምህርና 🙏🙏🙏❤👏

  • @HelenBokre
    @HelenBokre 15 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ናይ ኣገልግለትኩም ዘመን ይፈጽመልኩም

  • @ርግኣትጋልተዋህዶ-ጨ4ዸ
    @ርግኣትጋልተዋህዶ-ጨ4ዸ 15 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ቃል ህይወት የስመዕልና ክቡር መምህርና ኩላትኩም ስርጉት ሚድያ ክቡራት ኣቦታትና ኣሕዋትና ቃጽልዎ ብዙሕ ንመሃር ካብኩም ብሂወት ክነብረሉ አምላክ ይደግፈና 🥰🥰👏

  • @RakiTube-
    @RakiTube- 10 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሂወ
    @ሂወ 4 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ኣብ ፆም ግዜ ዝወለደት ሓረስ ኣዶ ከ ናይ ስዕረት ክትበልዕ ብስራዓት ቤተ ክርስቲያን መሰረት ፍቁድ ድዩ

  • @Fjch-cm9wd
    @Fjch-cm9wd 15 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ❤❤❤❤❤❤❤

  • @AsRd-k1q
    @AsRd-k1q 15 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር መምህራና እሰይ ክብር ኣባታትና ቅፅሎል❤ብዙሕ አሎ ካብ ስድራና ሕብረት ሰባና ዘወሰድናይ ኣሎ ሕማቅ ተግበረት😢 ❤❤

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 15 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ❤ኣሜን❤ ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 15 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም የብዘሐዮ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና መሰተወዓሊ ልቢ ይሃበና አሜን 🙏🙏🙏❤❤❤

  • @maron278
    @maron278 14 วันที่ผ่านมา

    አሜን ይኩነልና ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 15 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @سلامالسلام
    @سلامالسلام 15 วันที่ผ่านมา +2

    ስለ ኩሉ ነገሪ እግዚአብሔር ይመስገን አቦታትና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ብሓቅ እዝኹሉ ዘበነ ብአማርኛ ደይንፈሊጦ ቛንቛ ያሰማዕና ትሪጉሙ ድይንፈልጦ ያሰማዕና ነብርና ተመስገን❤❤ሓደ ሓደ ግዜስ እዝ ኩሉ ችግሪ ዘሕለፍናዮ ስ ህወይት አሕዋትና ድስአንናሉ ዋላእኳ እንተኾነ ኩሉ ድመልኻም ክገብሮ እዩ እግዚአብሔር እቲ ብቛንቛና ንማሃሪ እካዕን ገቡሩሉና ተመስገን❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 15 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራን መማህራና ❤

  • @ሩፍታልበይ-ፀ5የ
    @ሩፍታልበይ-ፀ5የ 15 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህረና❤🥰👌

  • @Waghta
    @Waghta 14 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዐልና ኹቡር መምህርኔ❤❤

  • @YonasWediTewahdo16
    @YonasWediTewahdo16 15 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏💙🙏

  • @TseguAbrha
    @TseguAbrha 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ጸጋ ኣምላክ የብዝሕ❤

  • @ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ
    @ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ 15 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚአብሔር ይመስግን እንኳዓ ብስላም መፃኡኻቱኹም ክቡራት አሕዋትና አቦታትና መምህርና

  • @MedhenGebregerges
    @MedhenGebregerges 15 วันที่ผ่านมา

    ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤

  • @zenebuniguse2373
    @zenebuniguse2373 14 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት ያሰማልን መምህራችን❤👐

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ 15 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ንዓና ኣብ ልቦናና የሕድሮ

  • @frewynifrewyni7656
    @frewynifrewyni7656 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤❤❤❤❤

  • @fuch9239
    @fuch9239 15 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ

  • @selametyp713
    @selametyp713 15 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ቃል ህይወት የስመዐልና 🎉🎉

  • @BreFekr
    @BreFekr 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤ቃል❤ህይወት❤የስመዐልና❤ክቡር❤መምህርና❤🎉🎉🎉

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 15 วันที่ผ่านมา

    _እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይመሰገን ሰላምኩም የብዘሐዮ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና መሰተወዓሊ ልቢ ይሃበና አሜን ✝️✝️✝️_

  • @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ
    @ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ 15 วันที่ผ่านมา

    _ቃል ህይወት የሥመዐልና ክቡር መምህርና💐💜_

  • @sdggftchh104
    @sdggftchh104 15 วันที่ผ่านมา +1

    መምህርየይ ቃለህወት ቃለበረከት የስመዐልና
    ብሓፂሩ አብፀም ልተሓረደ ስዕረት ምስ አተየ ይብላዕዶ ግልፂ የኮነለይ❤❤❤

  • @BerihaGebremeskel
    @BerihaGebremeskel 12 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @hamekebede2501
    @hamekebede2501 15 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሀይወት የሰመፀዐልና 🙏🙏🙏

  • @destaabriha-u3b
    @destaabriha-u3b 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን ቃለ ሂወት ያስመዐልና ክዉር አቦና🤲👏

  • @harigaltigray5765
    @harigaltigray5765 15 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ይመሰገን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና መምህርና

  • @ስንዳዮጋልሓያዩቲዩብ
    @ስንዳዮጋልሓያዩቲዩብ 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኹም ክቡር መምህርና አሜን❤❤❤

  • @EeseraAdeyWejerate
    @EeseraAdeyWejerate 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ኣለምበርሀ
    @ኣለምበርሀ 13 วันที่ผ่านมา

    Amen(3)🙏🙏🙏❤

  • @ማርያመይ
    @ማርያመይ 15 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ❤ ዝተምሃርናዮ እግዚኣብሄር ኣብ ልቦናና የሕደረልና

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
    @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ 15 วันที่ผ่านมา

    ተመስገን ንኣኩም ዝሃበና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ክቡራት ኣቦታትና❤❤❤❤❤

  • @user-qi2up4xo1As
    @user-qi2up4xo1As 15 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂይወት የስመዐልና 🙏🙏

  • @ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን
    @ክብሪልመድኅኒኣለምይኩን 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሥመዐልና ክቡር ኣቦና

  • @MengediHaki9324
    @MengediHaki9324 15 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና🙏🙏🙏❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 15 วันที่ผ่านมา

    Egziabher. yemasgen. Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ⛪🙏🙏🙏❤️❣️❤️

  • @LatshAthuobia
    @LatshAthuobia 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን፫ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር #መምህርና✝️🙏🤲☘️🥰💖💜❤️😍😌

  • @ልእልቲ_ዩቱብ_ቻናል-21
    @ልእልቲ_ዩቱብ_ቻናል-21 15 วันที่ผ่านมา +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና🥰🙏

  • @بسمالله-ظ3ص8ف
    @بسمالله-ظ3ص8ف 15 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የስመዐና ክቡር ኣቦና 🙏🙏🙏❤

  • @ዕባይቃላቅልገዳምማርያምዲ
    @ዕባይቃላቅልገዳምማርያምዲ 15 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ቃል ኃወት የሥመዐልና❤

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 15 วันที่ผ่านมา +2

    💙💙💙💙💙

  • @Mekdi-sw3yj
    @Mekdi-sw3yj 15 วันที่ผ่านมา

    Kale Hiwet yesmelena memhery🙏💜

  • @Maregዪቲብ
    @Maregዪቲብ 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሕይወት የስመዐልና ብዕድመን ብጥዒናን ያሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ ኩቡር መምህርና

  • @AbieTklsh
    @AbieTklsh 13 วันที่ผ่านมา

    Amen🎉🎉

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛወገነይ 15 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ኣቦና🙏💝💝💖💖ነዛ ሚድያ እዚኣ ግን መግለፂ ሲኢነላ ብሓቂ ክብረት ይሃበልና ኣሕዋትና❤❤ ንሕና ከዓ ሸር ሳብስክራይብ ንበሎ ወገናተይ ንዓና ክጥዕመና❤

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137 15 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 14 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏kalehiwet yesmeana kbur Memhrna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samhothy4878
    @samhothy4878 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡ መምህርና

  • @sannayisan7439
    @sannayisan7439 14 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት የሥመዐልና መምህረይ👏

  • @ክብራግርማይ-21እመቤት
    @ክብራግርማይ-21እመቤት 15 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 15 วันที่ผ่านมา +2

    ቃለ ሕይወት መምህርና❤🎉 ብልምዲ ክርስትና ተሸፊኑ እዩ ዘሎ😢

  • @DhvCbdv
    @DhvCbdv 15 วันที่ผ่านมา

    Kale hiwet yesmelna

  • @አቤጓልትግራይ-21
    @አቤጓልትግራይ-21 15 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ
    @ተመሰገንኣምላኽ-ነ3ጠ 15 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei 15 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏 kale hiwot yesmealna kbur memhrna

  • @mlaetdesta85
    @mlaetdesta85 15 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አቦና

  • @GuadiMariissa
    @GuadiMariissa 15 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤

  • @HeahHeah-r6c
    @HeahHeah-r6c 15 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ🍃🍃🍃

  • @Semera-w4s
    @Semera-w4s 15 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤🧡🥰💞🥰🎉

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md 14 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @BelayneshBabu-gx9rs
    @BelayneshBabu-gx9rs 14 วันที่ผ่านมา

    💝🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ወለተወንበርታዊት-x4d
    @ወለተወንበርታዊት-x4d 15 วันที่ผ่านมา

    ክቡር አቦይ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብሪ ይሃበልና አቦታትና 🎉❤❤❤❤❤

  • @سيمي-ط2ظ
    @سيمي-ط2ظ 8 วันที่ผ่านมา

    ❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @የሚመካበእግዚአብሔር
    @የሚመካበእግዚአብሔር 14 วันที่ผ่านมา

    ደምሩኒ ማ ተጋሩዋይ❤

  • @ጋልትግራ
    @ጋልትግራ 13 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Samih-s3j
    @Samih-s3j 13 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 15 วันที่ผ่านมา +1

    👏✝️👏💒👏✝️👏

  • @SendTehayu
    @SendTehayu 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @sdggftchh104
    @sdggftchh104 15 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @HelenMeles-nu5re
    @HelenMeles-nu5re 13 วันที่ผ่านมา

    ቃልህወት የስምዕልና መምህር ብሓቂ ወለዲ ብምፍላጥ ድዩ ብዘይ ምፍላጥ ወለድና ልአጋንንቲ ብቡና ይኹን ዒበባን ጥቅጥቆን ናብ መሬት ናተነስነስ አረቂ ናተነዘሓ ዝመፀ በዓላት ገዛይ ደም ለሚዱ እዩ እተባሃለ ወለድና ናገበሩ እዮም ትውልዲ አደዳ ሱሰኛን ዝሙተኛን ኮይኑ ዘሎ ብዝህዚ ዝተዘረእ እዩ ዝዕፀድ ዘሎ ቱ ህዝቢ ግን ገና አይነቅሕን ዘሎ ሓደ መንእሰይ ክቆርብ ደሊየ እተይሉ ፅናሕ ገና ኢኻ ናትባሃለ ልሓጥያተት ቦታ ይክፈተሉ አሎ እቶም ከሃንታት ለ ፅናሕ ገና ኢኺ ኢኻ ናበሉ የጥፍእዎ አለው አባዕለይ ዝበፅሕኒ እዩ እዚ😢😢

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @cutemashoo2174
    @cutemashoo2174 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏💙💙💞

  • @TsageGebrweldi
    @TsageGebrweldi 15 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ሓውና

  • @aronpetros6043
    @aronpetros6043 13 วันที่ผ่านมา

    ኩሉ ተቅርብዎ ኣዝዩ ብሉጽ እዩ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም
    ንመምህር ጸቃውእ ሉቃስ በርሀ እውን ኣቅርብዎም ሓደ መደብ ጌርኩም ኣምጽዎም ምሁር ትግራዋይ እዩ ትምህርቱ ከካፍል ዓድምዎ

  • @msrat-w8e
    @msrat-w8e 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ወለተወንበርታዊት-x4d
    @ወለተወንበርታዊት-x4d 15 วันที่ผ่านมา

    ጎተተይ ደሙሩኒ ንአየ ሓፍትኩም ተጋሩዋይ በጃኩም መቸም አይትጭኩኑይ❤🎉🎉

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 15 วันที่ผ่านมา +1

    ሳብስ ክራይብ ላገበርና ኣሓተይ ❤

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 15 วันที่ผ่านมา

    😊😊❤😊❤🥰✝️

  • @aronpetros6043
    @aronpetros6043 13 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ መደብ ብዛዕባ እዚ ኣልዒልኩሞ ዘለኩም ትምህርቲ ክንሓትት 1፡ ሓራስ ኣብ 12 መዓልታ ሓዊ ወሊዐን ከም ሆየ ሆየ ዘሳግርኣ ከምኡውን መኮንብያ ኣብ ርእሳ ጌረን ኣብ ደንበ ገዝኣ ዘውጽእኣ ኩሕሊ ዝገብራላ ካበይ ዝመጸ እዩ እዚኣ ከይትሓልፍዋ ምሃሩና ሓደራ

    • @YemaneHailay-k7o
      @YemaneHailay-k7o 13 วันที่ผ่านมา

      ሠናይን ዝተባረኸን ሓሳብ እዩ። እቲ መደብ ቀፃሊ እዩ።

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 15 วันที่ผ่านมา +1

    ሰብ መቱኸ አብ ሰማኒያ ማዓልቲ ብግዕ ወይ ጠል ምሕራዲ ፅቡቅ ዲዩ ሕማቅ አንዲሕር ዘይ ሓርዲካኸ ታይ ንኦዎ

  • @HelenMeles-nu5re
    @HelenMeles-nu5re 13 วันที่ผ่านมา

    መምህር ሕቶ አለኒ ሓራስ ኮይና ፀበል ከ ትነክእን ክትሰትን ትኽእል ዶ? መፅሓፍ ቁዱስ ከ ሒዛ ክትፅሊ ትኽእል ዶ?

    • @aronpetros6043
      @aronpetros6043 13 วันที่ผ่านมา

      ሰላም ሓፍተይ ኩሉ እዚ ሓቲትክዮ ዘለኪ ኩሉ ክትፍጽሞ ይፍቀዳ እዩ

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 15 วันที่ผ่านมา +4

    ሓራስ አንተወልዳ ለይ ከነስ ምስ ወለደትስ መዳሕኒቲ አንዲሕር ዘይ ፈሰሰ አንዲሕር አቲካ ካብ40 ማዓልቲ ቤተ ኪርስቲይን ቲአቲ አቲኺአልይ አዩ ልባሃልዋ አመቺኹም አብራሂርሂኩም መሉስልና ክቡርአቦን ምስይቅርታ