Hi hiyab media eza nay hiyabat kibxihalkum zibelkiya gin ab Uganda chenfer do yihliweki yikewin .inte zeyblki koynu ke medeb aleki do kitkefti mes gele connection fetirki than you for you advise
Your presentation is amazing, you make your point without crossing the line. But bed relation is very important too. if you act like rabbit, thing can go sour
ጭዉነት ዝተላበሰ ላዛ ዘረባኺ ምስቲ ጽቡቅ ትምህርትኺ ቀጽልሉ ካብ ኤርትራ'የ 🇪🇷 👍ሰላም ንኽልቲኡ ኣህዛብ
ንክልቲኡ ህዝቢ/ህዝብታት እምበር ኣህዛብ ኣይበሃልን።ኣህዛብ ዘይኣምን/ዘይኣማኒ ማለት እዩ።ብተግባር ግን ልክዕ ኣለኻ ኣህዛብ እዮም።
ኣነ ዝገርመኒ ንዐአን እንብል ኮ ነብስና ረሲዕና። ቁሩብ ንሰን ክሕጉሳና ኣይፍትናን ባ ሕማም
ኣነ ኣብ ጉዑዞ ሂወተይ ዝተዓዘብክዎ ጓል ትፍቀር እንበር ኣይተፍቅርን ያ። ጓል ትድለ እንበር ኣይትደልን ።ጓል ዘይከም ሰብኣይ በይና ከይተጨነቀት ብሑጉስታ መዋእላ ክትነብር ትኽእል ያ። ኣብ ቀዳማይ ግዜ 3 ግዜ ምስ ኳሕኳሕካ ትኸፍተካ ኣብ ካልኣይ ግዜ ከመ ገለ ሸተት ኢልካ ተኔርካ ግን ሸዉዓተ ግዜ ምስ ኳሕኳሕካ ትኸፍተካ።
ኣብ ሲንግል ጸቂጥኪ ስርሒ ሲንግል ይበዝሕ ኣብዚ ግዜ
Ftuhat ktbl dika
emte emte 😂😂😂 ንሶም ይበዝሑ ??
@@yonwdikahse6125 ya kula ftihty eya wala etom keytemerawu sex zgebru ko kem ftuhat eyom zkuxeru
ክብርቲ ሓፍተይ ክትዛረቢ ከለኺ ቀስ ኢልኪ እባ ተዛረቢ ኣመና ትቕልጥፊ ኣለኺ እሞ ምርዳእ ይስእኖ ኣለኹ ሓሳባትኪ
መሰረት ሐፍተይ ኘሮግራምኪ መሳጥን መምሃርን ሰለ ዝኮነ ቀፅልሉ
መሰረት ሽኮር ኩሉ ግዜ ብልጽቲ ሰብ ።
ኣብ ትሑት መነባብሮ ዘለና ከ እንዳ ሽሮ ቅጫ ፍትፍት ጥራይ ዓቅምና ገለ በልና ኣብ ካለይቲ ቪድዮ
ናይብሓቂ ጽቡቅ ምክሪ ዩ
ጽቡቕ ትምህሪ ሂያበይ። ከምዚ ትብልዮ ዘለኸ ዘይስወጠን እውን ኣለዋ ከምዚ ትብልዮ ዘለኺ ገርካ ንዘይርዱአን ከ፡ እታይ ትብልየን፡ የቐንየለይ።
እሞ ከም ናቶሞ ዶ ረክብኪ ባሓቂ ገወዝ እክሞ
Nice smile and good topic
Wow's the best adviceተመችቶኛል ምክርሽን ይልመድብን👍×፲
Thanks
Mesi shkorrrr
mesi
hyabey
i feel ever confident b,se of your teaching
Hi hiyab media eza nay hiyabat kibxihalkum zibelkiya gin ab Uganda chenfer do yihliweki yikewin .inte zeyblki koynu ke medeb aleki do kitkefti mes gele connection fetirki than you for you advise
Everythink is well defined . Specailly speech Tempo is well improved (slowly) .keep it up!!!
Nay bahaki mikirtey
ናይ ሎሚ ፍልይቲ መደብ ያ ኣብ ርእስኻ እመን ን ነብስኻ ምሰል, you're psychiatrist,,,,, keep it up
Great lesson ❤️❤️❤️
God bless you samrt
Nay bahaki xebuk mkri
Your presentation is amazing, you make your point without crossing the line. But bed relation is very important too. if you act like rabbit, thing can go sour
8
Shukorina Abey tinebree 💝
Thank you konjo
Btelefon tekoynu ke ?
GN yikrieta enabelku eye meseret haftna nishton kem aqmey oftin .hade. kabzi gierkyo zeleki chogri reesi artefishal eti natki tefetrawi chogrki yetsebqelki baelki aytibalashewi bsbqtiki .klte. Gual kea kab egzabihier eya twhabeka nska amanin qnuen ntsuhn feqarn tekonka bfkad egzabihier tetemelaliska sheo egzabihier kemzifeqedo... weledna kemay gierom ab hadarom tseniom kemzebeyuna aynresia nzekr abnetawiyan eyom
Eti xegemeki kulu mis gifet tetaseryo konk azererababk xubuq inkolo
Melhaski aytkolfyo bejaki.
ሰላም ምቓረት ጽጉማት ዝከበርኪ መሰረት ኣዚየ ዘድኒቐኪ ተኻታታሊኺ ኢየ።
እሞ ገለ ክብል ደልየ
ካብ ተኻታታሊኺ ናብ ኣፊቓሪኺ ተቐይረ እንታይ ይሕሸኒ ሓውኪ ጭው ዝበልኩ ሓረስታይ ኢየ ግን እንታይ ኢዩ ዚ ዓቕሙ ዘይፈልጥ ከይትብሊኒ ምኽኒያቱ ፊቕሪ ዑዉር ዩ።
ዓቢ ኣይብል ጸማም ዑዉር ኩፉእ ጽቡቕ ኣይብል ሃብታም ዲኻ ረሳሕ ጽሩይ ኣይብልን እንታይ ትብሊ ግን ንዘረባኺ እንግልዝ ከይሐወስኪ የቐኒየለይ
ሓበረታ ኣነ ዕድመይ 65 ኢዩ። ማሃሪ መልሲ ይጽበ ኣሎኹ
Balty hdar eye zhawey
ጂግና sweet🌺🌺🌺🌺🌺❤❤❤❤❤
ሕቶ ዓርክኻ ወይ ብዓልቲ ቤትካ ኣብ ልዕሌኻ ካሊእ ወዲ ከምዝጠመተትን ወይ ካኣ ከምትዘውርን ብቐሊሉ እንታይ ዓይነት ምልክታት ክተርእየካ ትኽእል ወይ ካኣ ብኸመይ ክትፈልጥ ትኽእል?
Zsrahkwo medeb alo atika reyo
ክዳን ሓበሻ ይደሊ ኣለኩ
00251978061544
❤❤❤❤❤❤
እሞ ንስኺ ኸ ትምኒትኪ ረኺብኪ ዶ?
በቃ በቃ በቃ ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,
Eewwwww ezi dea nabta akedimki ztezarebkya habtam ayfetwon eyen zbelkya gega eya malet eyu. Enber kes kedam kedam endhr kkedna koyne genzeb kedlyeni eyu 😉😉😉
ጡንቻ (ክንድ ) ብትግርኛ ቅልጽም ይበሃል ።
ሚዳቆ (ሜዳቑ) ድማ ጤለበዱ ።
Frist welcome Hyab media
Kkkkk u right 👍👌
ቀስ ኢልካ ምዝራብ ልመዲ
Kkkkkkk shro frfur 😂😂🙄👈
እንታይ ገባርት ኢያ እባ ጋል ክንድዚ ቅብጥር። ሰብ ስለ ሕልናኡ ኢሉ ቅኑዕን ፈቃርን ክከውን ኣለዎ እንበር ስለ ጋል ነውሪ። እሞ ካ ናይ ዘመና ኣዋልድ ሲ ምስ ጋል ተቆጺረንሲ ክንድዚ። ለባም ሰበይቲ ካብ ኣምላክ ኢያ እንበር ከምዚ ትብልዮ ዘለኪ ጌርካ ዝሰልጥ የለን። ሰብ ዝጻዓረ ተጻዓረ ጋል ክረክብ ፡ ኣምላክ ዝባረካ ተዘይ ኮይና ታይ ትገብረልካ። ኣብዚ ዘመን ካኣ ቅንዕቲ ጋል ክትረክብ ዓቀብ ኢዩ። ከምቲ ቅኑዕ ወዲ ዘይርከብ። ስለዚ በስምኣም ኢልካ ክትነብር ኢዩ ዘለካ እንበር እንታይ ኢዩ ን ጋል ኢልካ ምልሕጻጽ ከ ።
ኣጆካ ኩሉ ሓደ ስለ ዘዮነ ነብስካ /ኪኣሚንካ ከምቲ ንዓደስ ዝብለካ ነገራት ንዓኣ ዉን ከም ኡ ግበረላ ንሳ ዉንዕጽፊ ክትመልሰልካ እያ