እንታይ ዓይነት መከራ ጎነፎም?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 67

  • @BUFERI
    @BUFERI  11 หลายเดือนก่อน +21

    ክቡራት ተኸታተልቲ ቡፌ ኤሪ፡ ንናይ'ዛ ቪድዮ ናይ ድምጺ ኤዲቲንግ ሽግር ይቕሬታ እናሓተትኩ፡ ኣብ ዝቕጽል ግን ክስተኻኸል ዩ። thank you.❤❤❤❤

  • @merongebel9850
    @merongebel9850 10 หลายเดือนก่อน +2

    ከይድነቅኩኳ ክሓልፍ ኣይደልን፡ BUFERi 🙏🏽 ኣብ ቀጻሊ ናይ መጽሓፍ ENOCH ኣስፊካ ከተቅርበልና ተስፉ ገብር 🤝

  • @azebweldu7852
    @azebweldu7852 11 หลายเดือนก่อน +21

    እግዛኣቢሄር ብትኣምር ናብ ናይ ካልእ ስራሕ ከዋስኡ ባዕሉ ብሓይሉ ደይፈቐዶ ክኸውን ይኽእል ኢዩ❤

    • @HarienaYakob
      @HarienaYakob 11 หลายเดือนก่อน

      ናይ በሓቂ

  • @HHy-hz1du
    @HHy-hz1du 10 หลายเดือนก่อน +3

    እየሱስ ክርስቶስ ወዲ ማርያም 🙏🙏🙏😘😘😘

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes3140 10 หลายเดือนก่อน +2

    Well explained . No body could explained better. You r doing huge impact to the gospel expansion, cos many worship the actors as if they r JESUS the God

  • @haylabafewrqi1197
    @haylabafewrqi1197 10 หลายเดือนก่อน +1

    Ya thx haweni🙏

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 11 หลายเดือนก่อน +3

    መቅጻዕቲ ናይ ኣብላኽ ወን እከውን ዓውትን ፍርሕን ዝሕዞም። የቀንይልና ኩቡር ሓውና!!! 👏💪👏💪👏💪👏👏💪

  • @zufanabrha8573
    @zufanabrha8573 11 หลายเดือนก่อน +14

    ሰብ ቃል ኣምላኽ ከንብብ ኣለዎ። Psalms 46 ትግ - ዳዊት
    10: ህድእ በሉ እሞ ኣነ ኣምላኽ ምዃነይ ኣስተብህሉ፣

  • @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር
    @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር 11 หลายเดือนก่อน +7

    ዋና ነገር ክርስቶስ ኣምላክና ከምዚ ዓይነት መከራ ከምዘሕለፈልና ፈሊጥናን ተረዲእናን ክንኸይድ ደኣ እዩ ዘለና እምበር ከም ኣምላክ ክነምልኾም ማለት ኣይኮነን ንሕና ዉን ምስትዉዓል ኣለና ኮ ካልኣይ ከኣ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቂሉ እንተኢልካዮ ሓደ ሰብ ሲ ኣረድኣኒ ኣይተረድኣንን ከመይ ማለት እዩ እንተ ኢልካ ናይ ምስኣል ጥበብ እንተለካ ክርስቶስ መልክዕ ባርያ ለቢሱ ስለ ዝመጸ ናብዛ ዓለም ሰብ ኣብ መስቀል ዝተሰቅለ ሲኢልካ ብመጽሓፍ ቅዱስ መሰረት እንተ ኣረድእካ ግጋ ኣይኮነን ብኸመይ ይርድኣኒ እዩ ግን ነቲ ብስእሊ ዘርኣኻኒ ምስሊ ከምልኾን ካብ ልበይ ኣምላኸይ ኢኻ ክብሎ ኣልኮንኩን

    • @AbedomBerhane-wk8qm
      @AbedomBerhane-wk8qm 11 หลายเดือนก่อน

      Exodus 20 ትግ - ዘጸአት
      3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
      4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
      ስለዚ ስእልን ምስልን ኣይትግበር። እዞም ተዋህዶ ኢኹም ስእልን ምስልን ዳገበርኩም ንስኹም ኣብዘይረኣኽምዎ እልፊ ኣርቲስታታት ሰብ ክሰግደሎምን ከምልኾምን ጌርኩም። ክሓተካ እስከ? ንስእሊ ኣይሰግድን የ ኣብቅድሚ ስእሊ ግን ይሰግድ የ ኢኹም ኮ ትብሉ ? ዝገርምም ዩ። ስእልን ምስልን ኣይትግበር እንተኢሉ በቃ። ኣይትግበር። ንኽርደኣና ዶ ገለ ዶ ዳበልካ ምስ ኣምላኽ ኣይትበኣስ።
      John 4 ትግ - ዮሃንስ
      21: የሱስ በላ፥ ኣቲ ሰበይቲ፡ ኣብዚ ኸረን እዚ ወይ ኣብ የሩሳሌም ነቦ ዘይትሰግዱላ ጊዜ ከም እትመጽእ፡ እመንኒ።
      22: ንስኻትኩም ንዘይትፈልጥዎ ኢኹም እትሰግዱ፡ ንሕና ግና፡ ምድሓን ካብ ኣይሁድ እዩ እሞ፡ ንንፈልጦ ኢና እንሰግድ።
      23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።
      ነዚ ሓቂ ሰጊርካ ምኻድ ኣመልኩም እንድዩ ንኽርደኣና ዶ ክንዝክሮ ገለ ዳበልካ ስእልን ምስልን ምግባር የለን።
      Colossians 2 ትግ - ቆሎሴ
      18: ሓደ እኳ፡ ትሕትና ብዚመስልን ብስግደት ንመላእኽትን ገይሩ፡ ንሱ ኣብ ዘይረኣዮ ነገር እናተሐወሰ በእምሮ ስጋኡ ብኸምኡ ዚንፋሕ፡ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም።
      ተማሃር ህዝበይ ኣምልጥ ን ኣምላኽ ከይፈለጥካ ከይትኸይድ።
      Psalms 115 ትግ - ዳዊት
      4: ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮም ብሩርን ወርቅን እዩ።
      5: ኣፍ ኣለዎም፣ ኣይዛረቡን፣
      ኣዒንቲ ኣለዎም፣ ኣይርእዩን፣
      6: እዝኒ ኣለዎም፣ ኣይሰምዑን፣
      ኣፍንጫ ኣለዎም፣ ኣየጨንዉን፣
      7: ኢድ ኣለዎም፣ ኣይድህስሱን፣
      እግሪ ኣለዎም፣ ኣይከዱን፣
      ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድምጹን።
      8: እቶም ዚገብርዎምን ኣብኦም ዚውከሉን፣
      ኵሎም ከምኣቶም ኪዀኑ እዮም።
      ነዚ ቃል ረጊጽካ ስእልን ምስልን ንግበር መታን ክርደኣና ዶ ገለ ዶ ዝባሃል የለን።
      Deuteronomy 30 ትግ - ዘዳግም
      16: ብህይወት ምእንቲ ኽትነብርን ክትበዝሕን፡ ኣብታ ኽትወርሳ እትአትዋ ዘሎኻ ሃገር፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ምእንቲ ኺባርኸካ ድማ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኸተፍቅሮ፡ ብመገዱ ኸኣ ክትከይድ ትእዛዛቱን ሕጋጋቱን ፍርድታቱን ድማ ክትሕሉ፡ ኣነ ሎሚ እእዝዘካ ኣሎኹ።
      17: ግናኸ ልብኻ ንድሕሪት እንተ ተመልሰ እሞ እንተ ዘይሰማዕካ፡ ንኻልኦት ኣማልኽቲ ኽትሰግድ ከኣ እንተ ተስሐብካን እንተ ኣምለኽካዮምን፡
      18: ብርግጽ ከም እትጠፍኡ፡ ኣነ ሎሚ እምስክረልኩም ኣሎኹ። ኣብታ ኽትወርሳ ዮርዳኖስ ተሳጊርካ እትኣትዋ ምድሪ መዓልትታትኩም ኣይተንውሑ።
      19: ህይወትን ሞትን፡ በረኸትን መርገምን ኣብ ቅድሜኻ ኣንቢረልካ ኸም ዘሎኹ፡ ኣባኻ ንምስክር ሎሚ ሰማይን ምድርን ጸዊዔ ኣሎኹ። እምብኣርሲ ንስኻን ዘርእኻን ብህይወት ምእንቲ ኽትነብር፡ ህይወት ሕረ። 15:59

    • @AbedomBerhane-wk8qm
      @AbedomBerhane-wk8qm 11 หลายเดือนก่อน

      ስእልን ምስልን ኣይትግበር።
      Exodus 20 ትግ - ዘጸአት
      3: ካልኦት ኣማልኽቲ ኣብ ቅድመይ ኣይሀልዉኻ።
      4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
      ኣምላኽ ስእል ኣይኮነን ሓራይ? ሰብ ኣይተጥፉኡኡ።
      ተማሃር ....
      John 4 ትግ - ዮሃንስ
      21: የሱስ በላ፥ ኣቲ ሰበይቲ፡ ኣብዚ ኸረን እዚ ወይ ኣብ የሩሳሌም ነቦ ዘይትሰግዱላ ጊዜ ከም እትመጽእ፡ እመንኒ።
      22: ንስኻትኩም ንዘይትፈልጥዎ ኢኹም እትሰግዱ፡ ንሕና ግና፡ ምድሓን ካብ ኣይሁድ እዩ እሞ፡ ንንፈልጦ ኢና እንሰግድ።
      23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።
      ነዚ ቃል ኣምላኽ ረጊጸየ የ ዝኸይድ ንኽርደኣና ስእሊ ተገበርና ሽግር የብሉን ደሓር ከኣ ን ስእሊ ኣይንሰግድን ኢና ኣብ ወድሚ ስእሊ ግን ንሰግድ እንታይ ማለት ዩ ኸ እዚ እቲ ኣብ ቅድሚ ስእሊ የ ዝሰግድ ትብሎ ናይ ሰብ ስእሊ ኢኻ በል ትሰግደሉ ዘለኻ። ተመለሱ ተመለሱ ሎሚ ዝልምነኩም የለን ኖ ንሕናስ ስእልን ምስልን ክንጥወም ኢና እንተኢልኩም ኣብኣ ትረኽብዋ።
      ንቐጽል ...
      Colossians 2 ትግ - ቆሎሴ
      18: ሓደ እኳ፡ ትሕትና ብዚመስልን ብስግደት ንመላእኽትን ገይሩ፡ ንሱ ኣብ ዘይረኣዮ ነገር እናተሐወሰ በእምሮ ስጋኡ ብኸምኡ ዚንፋሕ፡ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም።
      ኢሂ ኣይተሶቆረካን ቀሩብ ክክክክ ጣኦትስትካ ኣርሕቕ ዛዓርከይ ብሩኽ።
      Psalms 115 ትግ - ዳዊት
      3: ኣምላኽናስ ኣብ ሰማያት ኣሎ፣
      ዝደለዮ ዅሉ ይገብር እዩ።
      4: ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮም ብሩርን ወርቅን እዩ።
      5: ኣፍ ኣለዎም፣ ኣይዛረቡን፣
      ኣዒንቲ ኣለዎም፣ ኣይርእዩን፣
      6: እዝኒ ኣለዎም፣ ኣይሰምዑን፣
      ኣፍንጫ ኣለዎም፣ ኣየጨንዉን፣
      7: ኢድ ኣለዎም፣ ኣይድህስሱን፣
      እግሪ ኣለዎም፣ ኣይከዱን፣
      ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድምጹን።
      8: እቶም ዚገብርዎምን ኣብኦም ዚውከሉን፣
      ኵሎም ከምኣቶም ኪዀኑ እዮም።
      ሕጂ ኸ ኣይበራሃልካን? ነዚ ረጊጽካ ስእልን ምስልን ዳተጠወምካ ንበር ሲኦል ከኣ ስፋ ከፊታ ትጽበየካ ያ ዘላ። ተመለሱ ተመለሱ።
      ኣምላኽ መንፈስ ዩ ዝረኣዮ የለን።
      ብመንፈስን ብሕቅን ኣገልግሎ ኣምልኮ ኣብ ቀድሚኡኡ ኣማልኽቲ ኣይትግበር ንሰብ ከማኻ ኣብ ሪስቶራንት ዘኣቱ ኣይትስገደሉ ስእሉ ሲኢልካ ዓርከይ ንዓ ውጻእ ሓርነት ርኸብ ምስ ኣምላኽካ ተዓረቕ። እንታይ ማለት ዩ ኸ ንመዘከርታ ኢና ስእሊ ንጥቀም መታን ክንዝክሮ ውዕለ፧? ዓርከይ ቃሉ ኣምብብ ቃሉ ተዋሂቡካ ኣሎ። ብመንፈስ ድማ ስገደሉን ኣገልግሎን።
      ሎሚ ዝልምነኩምን ዝመሳሰለኩም ሰብ የለን ሂወት ሕረዩ ብሂወት ክትነብሩ።
      Deuteronomy 30 ትግ - ዘዳግም
      16: ብህይወት ምእንቲ ኽትነብርን ክትበዝሕን፡ ኣብታ ኽትወርሳ እትአትዋ ዘሎኻ ሃገር፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ምእንቲ ኺባርኸካ ድማ፡ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ኸተፍቅሮ፡ ብመገዱ ኸኣ ክትከይድ ትእዛዛቱን ሕጋጋቱን ፍርድታቱን ድማ ክትሕሉ፡ ኣነ ሎሚ እእዝዘካ ኣሎኹ።
      17: ግናኸ ልብኻ ንድሕሪት እንተ ተመልሰ እሞ እንተ ዘይሰማዕካ፡ ንኻልኦት ኣማልኽቲ ኽትሰግድ ከኣ እንተ ተስሐብካን እንተ ኣምለኽካዮምን፡
      18: ብርግጽ ከም እትጠፍኡ፡ ኣነ ሎሚ እምስክረልኩም ኣሎኹ። ኣብታ ኽትወርሳ ዮርዳኖስ ተሳጊርካ እትኣትዋ ምድሪ መዓልትታትኩም ኣይተንውሑ።
      19: ህይወትን ሞትን፡ በረኸትን መርገምን ኣብ ቅድሜኻ ኣንቢረልካ ኸም ዘሎኹ፡ ኣባኻ ንምስክር ሎሚ ሰማይን ምድርን ጸዊዔ ኣሎኹ። እምብኣርሲ ንስኻን ዘርእኻን ብህይወት ምእንቲ ኽትነብር፡ ህይወት ሕረ።

    • @abtse2982
      @abtse2982 10 หลายเดือนก่อน

      Kemzi zgelexkyo mgbar xegem zelewo koynu aysmeann gn eti zgber zelo kaleyu.. neti nayzom tewasaeti seeli mslam, shmea mbrah, etan meetan, ab kdmiom fgm ilka msgad, etc.. ezi kea neti ab meleekti rome Amlaksi menfesyu etom zsegdlu kea bhakn bmenfesn zsegdulu seat ktmexeya nsa kea hji tebahilu ztexahfe mkwamyu.

  • @HR61919
    @HR61919 11 หลายเดือนก่อน +7

    ንኣምላኽ ኢሎም እንተሰሪሖሞ ንምንታይ ዓስቦም ካብ ሰባት ይጽበይዎ ብፍጹም ናይቶም ተዋሳእቲ ጌጋ'ዩ።

  • @samitesfa7170
    @samitesfa7170 11 หลายเดือนก่อน +7

    መደባትካ ብጣዕሚ ሰሓብን መሳጥን እዩ። ስለዚ የ ኩሉ ቪዲዮታትካ ዝከታተሎ፡ተቅርቦ መደባትካ ብፍልጠትን ጥበብን ስለተቅርቦ ዝያዳ ንክትሰምዖ ትህንጠ ብፍላይ ከኣ ምስ መጽሓፍ ቁዱስ ዝተሓሓዝ ተቅርቦ መደባት ፍሉይ ፍልጠት ትከስበሉ፡ፍልጠጥ ብርሃን እዩ፡ዘይምፍላጥ ከኣ ጸልማት እዩ ይብል ቃል ኣምላክ።❤❤❤❤

  • @Mussie5
    @Mussie5 11 หลายเดือนก่อน

    Thank you brother 🙏🙏🙏

  • @eomalkerkebet3222
    @eomalkerkebet3222 11 หลายเดือนก่อน +3

    ኩቡር ሓው በቲ ምሃርን መኻርን መደባትካ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ካብ ፈጣሪ ተኸፈሎ❤ ኣብቲ ኣጋጣሚ ናይ ዘጋጥሞም ሽግራት ድሕሪ ምስርሖም ርኢቶይ ክህብ 1) ከምቲ ዝበልካዮ ፍርሃት እግዚኣብሄር የኸትለሎም ይኸዉን ነቶም ፕሮዲሶራት መኽንያቱ ሆሊዉድ ከምቲ ኩልና ንፈልጦ ኩሉ ዝፍጸመሉ ቦታ ዩ ስለዚ ፍርሃት ይስምዖም ይኸዉን።
    2)ንተምሳል ጎይታ እየሱስ ኩሩስቶስ ዝኣክል ገጸባህሪ ዝተላበሰ ኣብ ካልእ ፊልም ገጸባህሪ ምልባስ ክስእን ኣይምኽኣለን ምበልኩ፥ እንታይ ድኣ ስራሕ ፈጣሪ ኮይኑ ይስምዓካ ርኢቶይ ያ❤🙏

  • @filimontsegay9289
    @filimontsegay9289 10 หลายเดือนก่อน +2

    ክታዘረብ ከለኻ ኣዚኻ ትህወኽ ኣለኻ መደባትካ ግን ብጣዕሚ ጽቡቕ

    • @BUFERI
      @BUFERI  10 หลายเดือนก่อน

      ESHI KESTEKAKL YE BRO.THANK YOU!!

  • @msgiesanta9432
    @msgiesanta9432 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ gele aynet medeb bitaemi xibuk medeb alea qexilo eka bro❤❤❤

  • @eluyorda1413
    @eluyorda1413 11 หลายเดือนก่อน +4

    John 4 ትግ - ዮሃንስ
    23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።

  • @mihreteabgebrekidan3144
    @mihreteabgebrekidan3144 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @tokonbiyacapitalcityofmyli1443
    @tokonbiyacapitalcityofmyli1443 11 หลายเดือนก่อน +1

    The best Chanel my favorite ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @henokzemuykil7540
    @henokzemuykil7540 11 หลายเดือนก่อน

    Nmesgnka Egzabher yhabelna 🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @yonasbokure6911
    @yonasbokure6911 11 หลายเดือนก่อน +1

    thanks bro

  • @MengisTeafay
    @MengisTeafay 11 หลายเดือนก่อน +2

    Selam hawina xbuq medeb eika teqrbelna zelka abzia nay lomi medebka the passion of the christ zserhe actor abzia sound of fredom serhwa zelo film kabtom b dhrit koynom ktserha zgebru mel gibson alo eske update zkone info dle thank you

  • @HsabuOkubay
    @HsabuOkubay 11 หลายเดือนก่อน

    Tanx bro bkiali thezito amlak yhagezika❤❤❤

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 11 หลายเดือนก่อน +1

    Hakeyu ab ical amelican mesle atemnu zeblena alo amlicakiena abimnetu zenatu yhbena amen

  • @pitrosy4610
    @pitrosy4610 11 หลายเดือนก่อน +1

    Ab kexali kea abu znebere tamrat buzuh yu mo ketekrbelna kxbeyeka ye thanks

  • @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት
    @ወዲ.ምድረ.ኣግኣዚት 11 หลายเดือนก่อน +6

    ይከታተለካ ኢየ ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ሓደ ሓደ ተቅርቦም ክሰምዖም ዘይደሊ ኣለዉ ነቲ ዘድልየኒ ግን ይሰምዖ ኢየ ኣይሓልፈንን እዩ እሞ ቀጽሎ ክብለካ ይደሊ

    • @ghideygeta3024
      @ghideygeta3024 11 หลายเดือนก่อน +3

      Eritrea for Eritrea sle zbele dyu agametay arkey

    • @dinglmaryameyadegoytay9328
      @dinglmaryameyadegoytay9328 11 หลายเดือนก่อน

      ​@@ghideygeta3024😂😂😂😂

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 10 หลายเดือนก่อน

    መድሃኒኣለም ኣቦይ❤❤❤

  • @FirewoyniWoldegorgis-wm4oy
    @FirewoyniWoldegorgis-wm4oy 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hienokgebretnsae1324
    @hienokgebretnsae1324 11 หลายเดือนก่อน +5

    ኣብዚ እሲኪ መልሱለይ, ንሕና orthodox ኣብ ገዛና ይኩን ኣብ ቤተክርስትያን እዚ ዩ ኣምላክና ኢልና ንሰግደሉ እቲ ትክክል ስእሊ ኣምላክ ድኣ ኣየናዩ❤

    • @MisganatekalyMisganatekaly
      @MisganatekalyMisganatekaly 11 หลายเดือนก่อน +2

      N amelak kesab hji zerayo seb yalane :: gn b emnati ena nesgdalu nati kulu seltate enber n amelak zefalto seb yalane ::

    • @mikalbemnet3800
      @mikalbemnet3800 11 หลายเดือนก่อน +2

      Sieli nay amlak yelen Ezi kulu ab gezana nseklo sieli nayzom actors eyu

    • @mikalbemnet3800
      @mikalbemnet3800 11 หลายเดือนก่อน +4

      ኦሪት ዘዳግም 5
      8፤ ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ወይ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኣብ ማይ ካብ ዘለዉ እተወቕረ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር፡

    • @eluyorda1413
      @eluyorda1413 11 หลายเดือนก่อน +2

      John 4 ትግ - ዮሃንስ
      23-24: ኣምላኽ መንፈስ እዩ፡ እቶም ዚሰግድሉ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኪሰግዱሉ ይግባኦም። ኣቦ ኸምዚ ዝበሉ ሰገድቲ እዩ ዚደሊ እሞ፡ እቶም ናይ ሓቂ ሰገድቲ ነቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዚሰግዱሉ ሰዓት ክትመጽእ እያ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ።
      ኣብ ምስልን ስእልን ኪንሰገድ ቃል ኣምላኻዊ ኣይኮነን

    • @milimedhanie1753
      @milimedhanie1753 11 หลายเดือนก่อน +2

      ኣምላኽ መንፈስ እዩ ስእሊ ክኣ ክንገብርን ክንሰግደሉን ኣይደልን እዩ ብመንፈስ ን ብሓቅን ኢዩ ዝስገደሉ

  • @Awet-EPLF-1304
    @Awet-EPLF-1304 11 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍

  • @amanueltekle6791
    @amanueltekle6791 11 หลายเดือนก่อน

    16:45

  • @makerma3853
    @makerma3853 11 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይባርኩኩም

  • @qeidsw5090
    @qeidsw5090 10 หลายเดือนก่อน

    በሓቂ ግን ካብታ ፊልሚ ብዙሕ ኢና ተማሂርና 😢

  • @lyonmiki2470
    @lyonmiki2470 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤ jesus❤

  • @AlexJohn-u3p
    @AlexJohn-u3p 11 หลายเดือนก่อน

    Mekalhi ygebir alo zerebaka

  • @teaby6258
    @teaby6258 11 หลายเดือนก่อน

    Mehari zikone medebat ika tekirib bruk hawna kesilo

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 11 หลายเดือนก่อน

    ዝገርም ዩ

  • @Jesusmylord345
    @Jesusmylord345 11 หลายเดือนก่อน +1

    Kbur hawey Kemti goytana medhanina eyesus krstos zbelo eti abo hasot Kulu gziye ksab ab edu zelena nab dletu eyu ztewyena gin kem neay koynu zsmani ezi nay amlak srah eyu mkniyatu hansab maere msli krstos hizom ente serihom xelae senayat srihu eyu zserih zelo kab kulu knxlom emo bchinqet mftaro kxelieu emo neti zfeterom bmmirar yelekan enda belu kqutiewo deliyu kab kulu nexilwom eti ziabeye tmhrti nialem ente mihirom kabu ziabi tmhrtin sbketn yelen slezi eyu kab zna nay alem wey kabti zneberom hbubnet awxiewom xeqtin shiberan wala qa ente bezehom nxbah gin kemti beal hawariya qdus betros qudus pawlos nsle krstos ab ketematat zfesese demom eti kulu zkiel goyta kemti netom zteneakun ztewaredun liel kemzeblom tezarebe eziom kea kab nay alem znan hagosin nslieu waga kkeflu emo abti nay mewedata zemen win ms hawaryatu kxbirom wrdetom ab alem zebzeho xega amlak mseom eyu✝️🙏

  • @GotiomHagis
    @GotiomHagis 11 หลายเดือนก่อน

    Ageka

  • @Erey647-l9p
    @Erey647-l9p 11 หลายเดือนก่อน +1

    Zkone kemzi filim menfesawi hiwet zneber agelgali amlak keserho iyu xbuq alemawi seb keserho aygebaen ab betecristianat zneber iyu kgebru zegebae

  • @daynomgerbremeskel6692
    @daynomgerbremeskel6692 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ብወገነይ ነዚ ትብሎ ዘለኻ ጽቡቅ ከምዘይረክብ ወይ ካብ ሕልሙ ከም ዝጎናደብ ውይ ኣብ ክለባት ክኸይድ ከሎ ከምዘቓጭጭሉ ይርዳኣኒዩ። የግዳስ ኣብ ዓለም ዘለና ህዝቢ ሓደ ኣይኮንናን ብነብሰይ ክሪኦ ከለኹ እዚ ተዋሳኣይ ን ናይ እየሱስ ክርስቶስ ተላቢሱ ኣብ ፊልሚ ሬአዮ ባኣካል ተዝረኽቦ ከኣ ኣድናቆተይ ምገለጽክሉ ወይ ኣክብሮተይ ምገለጽክሉ እዚ ትብሎ ዘለኻ ግን ካብ ኩሉ ሰባት ከምዘነጸሎን ምስ ሰባት ክቐርብ ክሳብ ዘይክእል ካልእ ሙቪ ተሰረሐ ወን ከምቲ ዝደለዮ ከምዘይኮነሉ ። ኢልካ ትዛረብ ኣለኻ ብጽቡቅ ዘኽብርዎ ዝብከባኸብዎ ኣይነበሩን ማለት ኣይኮነን እቲ ሓበሬታ ኣጉዲልካሉ ዘለኻ ይመስለኒ tanks ጽቡቅ መደብ ቀዝሎ ብሩኸይ

  • @sirakaraya9659
    @sirakaraya9659 11 หลายเดือนก่อน +1

    What's wrong ur voice today

    • @BUFERI
      @BUFERI  11 หลายเดือนก่อน

      Sorry for the voice, its sound editing problem.

  • @berakitewelde7211
    @berakitewelde7211 11 หลายเดือนก่อน +4

    Hollywood wonento slezewo natom entkonka laaly ysekloka natom entezaikonka baita yhrmoka nakrstos tselati film mestserh kemzom akterat zigetemom may be kkeen ykel ?

  • @amanueltekle6791
    @amanueltekle6791 11 หลายเดือนก่อน

    Weyo dea seb zeiyredon zeynebeben koyneu ember qal amlak selen meselen naka aytegeber zebel qal alo kalay ewen kem amlak koynom sele zemeleku zelewu qal amlak entay yebel ane qenae amlak eye bejaky amalekti ayhalka ewen yebel meten etseli zesegedon zemlekin ete zesereho yesaqe alo melsu namlak mehret mehtat eyu bekale selam kerekeb aykelen mensah terah amlak bemenfesu aweshetekan abe menfesekan yenebere ember abselen meselen aykonen zeneber tebareku

  • @biniam9156
    @biniam9156 11 หลายเดือนก่อน +1

    ygerm yu ngoytana yesus krstos kulu yu ms tenseo haki merar slezkonet ya

  • @znkidmit
    @znkidmit 11 หลายเดือนก่อน

    መን ስርሑ እልዎም። ኢየሱስ መንፈስ ዶ ኣይኮነን ዝረኣዩ ሰብ እንተ ኣሎ ኮይኑ ቤተክርስትያ ብስእል ኢየሱስ ዘይትጥቀም ካብ ብተዋሳኢት ትጥቀም። ብዝኾነ ምንባር ማለት ተዋስኦ እዩ። ስለ‘ዚ ኣብ ናይ ተዋስኦ ናብራ ንንበር ካብ ምስሉይነት ወጽና። ኢየሱስ ተወልዱ እምበር ዝረኣዮ የለን ተሰዲዱ ምስ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ክኣ ይብሉ ብዛዕባ ስደቱ ክኣ ዘየዘንትዉ። ወላ እንተ ኣዘንተዉ ክኣ ዘይርድኣካ። ኣብ‘ቲ ግዜ ዝተወለደሉ ካሜራ ስለ ዘይነበረ ዶ ይኸውን እቲ ሓቀኛ ኢየሱስ ክስእሉ ዘይከኣሉ? ብተዋስኦ አይትጨነቁ በሎም ተዋስኦ ምንባር እዩ በለለይ። እትኦም ጸዓዱ ንቁሓት ስለ ዝኾኑ ግን የሕጉሰካ ኣፍርቃውያን ግን ውሑዳት እዮም ነዚ ስእል ዝመራመርሉ። ሓቐኛ ከም ዘይኮነ ቀደም ብመግዛኢት ናይ ምዕራባውያ ስለ ንግዛእ ዝነበረና ኩሉ እቲ ዕላምኦም ብግቡእ ሃርሞም እዮም ብዙሓት ኣፍርቃውን ንጻዕዳ ቈውቋ ከም ኣምላኽ ርእዮመሞ ኣብ ቤተክርስትያኖም ጠቅዖሞ እዮም እዚ ሓሶት ኣይኮነን ሓቂ እዩ።

  • @NabiyuZemen
    @NabiyuZemen 2 วันที่ผ่านมา

    እሞ በቢ ገዝኡን ቤተክርስቲያን ተንጠልጢሉ ዘሎ ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ስእሊ ናይዞም ተዋሳእቲ ሰባት ድዩ?
    ስለዚ እስኪ ርእይቶኹም ሃቡና

  • @hanandani7400
    @hanandani7400 11 หลายเดือนก่อน

    ወላ ኣብ ዓድና ውን ኣብ ፍቐዶ ናይ ክርስትያናት ገዛ ተጠቒዑ ኣሎ😢

  • @vio6431
    @vio6431 11 หลายเดือนก่อน +1

    Ata hawey tsebuk kitzarwb tsenihkas neti goitanan medhaninan yesus kristos zintel abilka emo dema kemaresti KIRSTOS ELKA ZENTILKAYO ,slezi mearemta

  • @mam-o9z
    @mam-o9z 10 หลายเดือนก่อน

    Yesus menfes eyu

  • @hizbawignbar8484
    @hizbawignbar8484 11 หลายเดือนก่อน

  • @GodlovesS3
    @GodlovesS3 11 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤

  • @3445English
    @3445English 11 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤