( ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ ) - ኢትዮጵያ ኤርትራ ኩናት ቃላት - ZENA TIGRIGNA 10/12/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 21

  • @YonasEfrem-ex9uf
    @YonasEfrem-ex9uf วันที่ผ่านมา +2

    ኣይተከኣልካን bro

  • @mawchagebreyohannes5987
    @mawchagebreyohannes5987 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዓወት ንዲሞክራሳውያን💪🌍💪
    ሞት ንዲክታተራት💀👹💀

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome Dasna extra

  • @betelihem823
    @betelihem823 วันที่ผ่านมา +3

    እንታይ እዩ መክሰብኩም ሰብ ትርቡሹ ነዝን ናይ ዩቱብ ክትለቃቅሙ ።

  • @syumnelo4525
    @syumnelo4525 วันที่ผ่านมา +2

    Ethiopan kitfers teray u zlewa selam kinrekb tekoynu hizbi Eritrea hizbi tgrayn eseyas keytfers kikelakel nhizbna ab kemzi awdikewa

  • @abduadem8106
    @abduadem8106 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓባኢ ቁስሉ ሓባኢ ፈዊሱ
    ክድዓት ኣቢ ኣሕመድ እናዳ በልና ሰብና ንርስዕ ኣለና ይ ገርም ኢዩ.
    መጀመርታ እምነት ኣጥርዩ!
    ኣብ ውሽጢ ሓደ ማሕበረሰብ ወይ ትካል ንዝኾነ ሰብ ናይ መሪሕነት ቦታ ዝሕዝ ትሑት ምኽረይ፡ ቅድሚ ምዝራብካ፡ ምውሳእካ፡ ወይ ለውጢ ከተተግብር ምፍታንካ፡ መጀመርታ እምነት ናይቶም ኣብ ከባቢኻ ዘለዉ ኣጥርዩ። ምትእምማን በብቑሩብ ዝህነጽን ግዜ ዝወስድን እዩ። እምነት ክትረክብ ትዕግስቲ ክትገብር ኣለካ፤ ኣብ መንጎ እዚ ንገለ ጉዳያት ዕሽሽ ክትብልን ዝተወሰኑ ባህርያት ክትጻወርን ድሉው ኩን። ምትእምማን ምስ ረኸብካ፡ በቲ እትደልዮ ለውጢ ብዘይ ገለ ጸገም ከተተግብሮ ትኽእል ኢኻ፡ ምስቶም እትሰርሖም ሰባት ኣቢልካ። ጽቡቕ ሓሳብ ምህላውን ቅኑዕ ምዃንን ተቐባልነት ውሕስነት ኣይኮነን። መጀመርያ ናይ ምትእምማን መሰረት ክትተክልን ክትሕብሕቦን ኣለካ፤ እንተዘይኮይኑ ተነጺግካን ንጎኒ ተደፊእካን ንዝኾነ ሰብ ኣይትወቅስ።
    ንቅፈታ ነብሲ ንቅፈታ ክህሉ ኣለዎ.
    ቀርኒ ኣፍሪቃ። ድሕሪ ዝሑል ኲናት። ምስ ኩሉ ናይ ኣመራርሓ ለውጢ ብሓባር። ስለምንታይ ን31 ዓመታት ሰላም ዘይተረጋገጸ? ምኽንያታት ድማ መንግስታዊ ትካል ዘይምህላው እዩ።ምምራሕ ማለት ምምእዛን ህዝቢ ጥራይ ኣይኮነን
    ምሕዳር ህዝቢ ማለቴ ትምህርቲ ጥራሕ'
    ኣይ መስለን
    ምሕዳር ማለት ምክልኻል ጥራሕ ኣይኮነን
    ምምሕዳር ማለት በሪል ኣማን ምብጻሕ ማለት ኢዩ. እዚ ኩነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ 1990 ኢዩ ዘዘክረኒ ድሕሪ ዙሑል ኩናት ዝመጸ ለዉጢ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ . ኩሉ ግዜ ተዓዋታይ ከኣ ዓለማዊ ኣሳራርሓ መንግሰታዊ ትካላት ዝተኸተለ መንግስትን ህዝቢን ኢዩ. ዓቅሚ ገንዘብ ገዲፍካ ማለት ኢዩ. ንሕና ሰብና ኢዩ ዓቅምና . ንሕቆፎ.
    ስለምንታይ እዩ ኣተሓሳስባና ኣዝዩ ድሩት ዝዀነ፧
    ከምቲ ጸላኢ ዝሓስቦ ጥራሕ' ኢና ንሓስብ።
    ስለምንታይ ኢና ብ ሓደሽቲ ዕድላት ዘይንወዳደር?
    መንግስቲ ክሳብ ሕጂ የማእዝነና ኣሎ ግን ንሕና ኢና ሞተር ክንከውን ዝግበኣና ወረስቲ ሕድሪ .
    ሰለዝኾነ ቅድሚ 31 ዓመታት ብዘጋጠመ ናይ ኤርትራ ፍጻሜ እን ገምጊምና ኣብ ዝሓሸ መድረኽ እና ዘለና።
    እቲ ስንብታ ከመይ ከም ዝነበረ ዝሓሰበ ሰብ እንተሎ ?
    ማንም ዝተማህረ ካብ ሰውራውያን መራሕቲ ነታ ሃገር ብዝግባ ዝገዝኣ ኣይነበረን።
    ምሰቲ 1 ኣህጉራዊ ዓለማዊ ቁጠባን
    ኣህጉራዊ ዕብለላን ዱሩቲነት ዓቅሚ ሃገርን ደሜርካ.
    ዋላ 10/100።
    ቶም ኢትዮጵያዊ ዜግነት ዝሓዙ መግዛእቲ ሓቢሮም ዘይተማህሩ ከደዓት ከኣ ኤርትራ ገዲፎም ኩሎም ተሰዲዶም.
    ስለዚ ህዝባዊ ግንባር ኤርትራ ንትምህርቲ ዝኸውን ሜዳ ክፈጢር ነሩዋ ። ብ ክልተ ሸነኻት ማዕረ ትምህርቲ ችራክቲካልን ቲዮሪን ሂቡ ።
    ሕጂ ግን እቲ ጸገማት ክፍታሕ ኣለዎ።
    ከም ፍቓድ ኣምላኽ ዓለማዊ ፖለቲካዊ ለውጢ።
    ንረብሓ ህዝብና ክንጥቀመሉ ነቶም ሓለፍትና ይላቦ።
    ብ ፍቃድ ኣምላኽ እንሻኣላህ።
    ኣብ ኩሉ ሰውራ ዓለም።
    ኩሎም ሰውራዊያን ሓለፍቲ ዳያኑ እዮም ።
    ኩሎም ክመርሕዋ ኣይከኣልን ኢዩ ዳንያ ንዳንያ ክመርሕ ስለዘይክል .
    ስለዚ ሃገር ጅግኑኣ ትበልዕ ንሱ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ወይ ናብ ሳንዱቕ ይኣቱ።
    እዚ እዩ መሰረት ሰውራ ኣብ ዝኾነ ይኹን ብዘየገድስ።
    ኣብ ዝሓለፈ ኣህጉራዊ ስርዓት።
    እቲ ብዓይንኻ እትርእዮ ሓቂ ኣይኮነን ወይ ብ እዝንኻ ትሰምዖ።
    እቲ ዕድለኛ ግን ካብ ሳንዱቕ ይወጽእ. ወይ ይመውት።
    ካብ ኖርማል ምት ግን ታሪኸ ገዲፍካ ምማት.
    እቲ ኣገዳሲ ነገር ንኤርትራን መጻኢኣን፡ቀጻልነታን ኢዩ.
    እቲ ኣገዳሲ ንኩሉ ሃገራዊ'የ ዝብል ብኸመይ ነሰጋገር ናብ ዝሓሸ መድረኽ .
    ኣብዚ ግዜ እዚ ሶፍቲወር ምሕዳስ ኣገዳሲ ኮይኑ ኢዩ ይመስለኒ.
    ስለ'ዚ እዘን 4 ዓመት ኩሉ ሃገራዊ' ሓቦክብል ኣለዎ.

  • @Zemen-w7i
    @Zemen-w7i วันที่ผ่านมา +1

    ንስካ ካብዞም ትግራይ ትዕወት ኢካ ካብ ቀደም

    • @Eri-leew
      @Eri-leew วันที่ผ่านมา +2

      እስኪ ሱቅ ኢልካ ስማዕ ነቲ ሓቂ እዩ ድዛረብ ዘሎ

    • @wedibahrier8645
      @wedibahrier8645 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ስለ ሓቂ ዝተዛረብ ዲካ ?

  • @BrhanuTesfaye-i9n
    @BrhanuTesfaye-i9n วันที่ผ่านมา +1

    ሓቂ እንድዩ ዳኣ ኢሱ ባዓል መጣቖስቲ ክብል የጣቑስ የጣቑስ መጣቖሲ

  • @saidhamid-x8v
    @saidhamid-x8v วันที่ผ่านมา +1

    Meshem ab Africa selam zebahal yelen😢

  • @ftsumfachie-jf6iq
    @ftsumfachie-jf6iq วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @mendelaykurae2349
    @mendelaykurae2349 วันที่ผ่านมา

    There is animosity between Eri/Ethio bust psychological tension. Don't lie.

  • @TewoldeHaftom
    @TewoldeHaftom วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @esaiasyeibiyoyeibiyo5027
    @esaiasyeibiyoyeibiyo5027 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ለክባጥ ሓተላ መን ድዩ ብተደጋጋሚ ንህዝቢ ኤርትራን ታሪካን ዝግህስ ዝዛረብ ?መን ድዩ ናጽነቶም ኣይቅበልዎን ኢዮም ፥ዝወረርናያ ሃገር ኣይነበረን የለን ውን ዓሰብ ናትና ኢዩ ኤርትራ ኣካል ኢትዮጲይ ኢያ ወዘተ ኣብ ቲቪ ናቶም ከይተረፈ ዝህውትት ዘሎ መን ድዩ ?ሕጂ ብወገን ኤርትራ ዝወጽእ ከም ልሙድ ፥ ጌርካ ብወገን ኢትዮጲያ ግን ከም ዘይተለምደ ጌርካ ትዛረብ ኣታ ደጋል ።ብወገን ኤርትራ ክንደይ እኻ ከቢሮም ።

    • @munameroawi1777
      @munameroawi1777 วันที่ผ่านมา

      ትግራዋይ እን።ታይ ይምልክተካ

  • @Zemen-w7i
    @Zemen-w7i วันที่ผ่านมา

    ዝይሐፍር ኣብይ ናይ ጎደና ፖለትካ ሕዙስ ኣብይ ዝካሎ መስልዎ ባሕሪ ኢርትራ ክደፍር ተዛሪቡ ኢዩ ንባዕሉ ሉኡላዊት ሃገር ኢርትራ ደፍሩ ኢዩ ወድ ባሻሻ

  • @tedroshabte8992
    @tedroshabte8992 วันที่ผ่านมา

    Eza dyablos hager bzey kunat zeytneb gehaneb

  • @kesetegeresus3121
    @kesetegeresus3121 วันที่ผ่านมา

    Diktatur Essays maltu kariba eya kenexare ena mes berayu 😂