ሓፋሽ ይሰዓር እምበር ኣይዕወትን!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 55

  • @teamekiflay4109
    @teamekiflay4109 9 วันที่ผ่านมา +2

    ሊቃውንቲ ኢኹም ንዓይሲ ብዙሕ መሊስክሙኒ ብሓቂ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥክሙና ብሓቂ ንፍዕቲ ዮዲታ ኣጆኺ ቀጽልዎ

  • @embatekera9244
    @embatekera9244 10 วันที่ผ่านมา +3

    Kemzi Hzbi Eritrea Jasus Hzbi Yelen. Ab Wushti Adi Kula Nay Ezni Eya.
    Gdefwo Tray Fefewo Yeblwo Shaiba. Nebsna Awuxina Ab Dhan Zkone Bota Alena.Thank you ❤🙏

  • @biniammehari2029
    @biniammehari2029 9 วันที่ผ่านมา

    Xbuk agelalxa behaki 💙💙💙💙💪💪💪

  • @tsegaymakele3678
    @tsegaymakele3678 4 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️👍

  • @teamekiflay4109
    @teamekiflay4109 9 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ትድነቑ ኢኹም

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 10 วันที่ผ่านมา

    ናይ በሓቂ ብርግጽ ቡሉጻት ኢኩም ናይ ዘመና ሊቃውንቲ

  • @michaelberhane6502
    @michaelberhane6502 10 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ኣለኩም እቲ ቀንዲ ጸገም ናይ ሓፋሽ እዩ።

  • @BiniYonas
    @BiniYonas 10 วันที่ผ่านมา

    ቡሉጽ ትምሕርቲ 🙏🙏

  • @haftomkeshi8566
    @haftomkeshi8566 10 วันที่ผ่านมา

    Xbuq medeb Yodita thanks Tesfay & Semar

  • @Bilu689
    @Bilu689 10 วันที่ผ่านมา

    Thank you guys 🙏❤

  • @yonasteages2600
    @yonasteages2600 10 วันที่ผ่านมา +1

    This Chanel is the best of all Chanels but it have no got more subscribers do you know why our people are so behind but one day when people are educated this channel will have 250k subscribers keep doing guys very smart ❤

  • @habtomyemane-ul5jp
    @habtomyemane-ul5jp 3 วันที่ผ่านมา

    Selam selam yodit

  • @anmeb6220
    @anmeb6220 10 วันที่ผ่านมา +2

    ዮዲት! እዞም ሰባት ሕዝምኺ ጠፊኦም።

    • @biniammehari2029
      @biniammehari2029 9 วันที่ผ่านมา

      Klae suk bel ezi hasab eyu hakom endyom hafash sele zelo dyu shaebya tnbr zela

  • @matmat4458
    @matmat4458 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @solomonkafil8653
    @solomonkafil8653 10 วันที่ผ่านมา +3

    ኣንታ እዛ ሓማይት ገዛ ኣላ ድያ

  • @michaelwoldeab7425
    @michaelwoldeab7425 9 วันที่ผ่านมา

    ዮዲት ካድረ ወያነ

  • @arsema89
    @arsema89 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤

  • @asmelashseyum201
    @asmelashseyum201 10 วันที่ผ่านมา

    መሻኪን ሰልጠነን ውፉይን ክትብሉ 2 ዓመት ጌርኩም ተደንግጹ። ካሊእ ሓሳብ የብልኩሙን

  • @Ali-horreAburus4823
    @Ali-horreAburus4823 11 วันที่ผ่านมา

    I like the Shock- Group style ! I invite you Guys the Gojjam song " YIHUNA " of Gizachew Teshome. Bella ciao 👋 Dan'kal wald Arrata

  • @TesfaalemTesfaalem
    @TesfaalemTesfaalem 3 วันที่ผ่านมา

    Beatami eiyea zeadenkkakum mamharan eikum blau hasab eeiyu zealakum

  • @medeber0077
    @medeber0077 10 วันที่ผ่านมา

    አበየናይ ጎሩብ አለኩም እኢልኩም ተሐቱ ስባት ይገርም እዩ እዚኦም ዘምህረትን ማንከይን ይመልእዎም አብዚ መጺኦም ይተፍእዎ ዝተዎህቦም ሪኳርድ ገይሮም ይዓፍሩ ❌❌❌👎👎👎👎

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 10 วันที่ผ่านมา

    ኣናብስ ተስፋይን ሰማርን; ኩሉ ጊዜ ካብ ወቐሳ ወፃእኩም ኣብ ታሪካዊ; ሣይንሳዊን ፍልስፍናዊን ኣስተምህሮ እንተተድህቡ መናእሰይ ክትስሕቡ ትኽእሉ ኢኹም::

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 10 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ዮዲታ

  • @debraiandehanes9356
    @debraiandehanes9356 10 วันที่ผ่านมา +3

    ዮዲት የቐንየልና: ከም ወትሩ መሃሪ ሞጎተ:: ሐፋሽ ዑቡድ ማለትዩ ዝበልክሞ ብሐቂ ኣይተጋገኹምን:: ነዞም ኣብ ኣርባዐታት ዝተወለድና ናይ ዘመነ ሃይለ ስላሴ ብሕታዊ ሂወት:- ተማሃር ሕረስ: እመን: ዐንድር ዘስተማቐርና ከይተረፈ ኣዕቢዱና እዩ:: ኣስተምህሮኹም ክንሐዊ ይሕግዘና ኣሎ:: ንደቅና ዘይሐፋሽ ካልእ ዘይርኣዩ ግን ንኽቕየሩ ግዜ ክወስድ እዩ:: ከይተሐለልኩም ኣስተምህሮኹም ቀጽልዎ::

  • @asmelashseyum201
    @asmelashseyum201 10 วันที่ผ่านมา +3

    ስርሑ እንዶ ናትኩም ግበሩ ሰልጠነ ውፉይ ተዘይ ኢልኩም ዝሰምዓና የለን ኢኹም። ሓንቲ መዓልቲ ሀግደፍ ክትብሉ ኣይሰማዕናን። ህድእ በሉ

    • @teklehailu6924
      @teklehailu6924 10 วันที่ผ่านมา

      ባዕሎም ህግደፍ ምኳኖም ዘንገዕካዮም አለኻ ክቡር ሓው አስመላሽ !
      ንቅበጾም እንዶ በጃኹም እዞም አንድነታውያን።

    • @anmeb6220
      @anmeb6220 10 วันที่ผ่านมา +1

      እዚኦም ኮሓልቲ መሲሎም መንቆርቲ እዮም። ስርሖም ነዚ ደምበ ፍትሒ ማእዙኑ ንምስሓት እዩ። ኣብ መዋድእታ ከም በዓል ዳኒኤል ዓዶም ምእታዎም ኣይተርፎምን እዩ።

    • @embatekera9244
      @embatekera9244 10 วันที่ผ่านมา

      Entay Diyu Wufuyi Entay Diyu Seltene. Gdefu Eba Taot Aytsrhulna Hji Ka.

  • @habtukidane3178
    @habtukidane3178 10 วันที่ผ่านมา

    ንገዛእ መስዋእቲ ኣቦታትካን ሓለፋ እናሃበን እናመሃረን ዝናበየ ( ሻዕብያ ) ጅግንነት ክበርታቱ ክሒድካ ብወርጸጽ ተጎቢእኻ ሓንኳሊ ልቕምጸና ምስ ምንታይ ይቑጸር ?
    ብዝተወጠረ ዕብዳን ተነኽኒኽካ ገድሊ ጀብሃ ሻዕብያ ፣ መስዋእቱ ስንክልንኡ ውዳበኡ ናጽነቱን ባዕሉ ፈልጥ ክንድዚ ጽልእልእ ፣ ከመይ ከመይ ዝበለ ገናድ ውቃበዩ ንገለ ሰባት ተጻዊትሎም ዘየርምም ኣይኮነን ፣
    ምስ ሕጽረታቱ ጀብሃ ዓባይ ቃልሲ ኣፋሪቓቶ ሻዕብያና ወዲኣቶ ፣ ናጽነት ኤርትራውያን ጋህዲ ኮይኑ
    ዓለምኳ ነይካሓዶ ፣ እቲ ዝተረፈሃገራዊ ህንጸት ምዕብልናን ናይ ሕጂ ወለዶ ውህደቱ ንቕሓቱን ኣጎልቢቱ ክሓማሚ ከቕረምርም ደይኮነስ ክስውድ ክሕይል ክጸንዕ ክሰምር ኣለዎ !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @gerieyohannes9226
    @gerieyohannes9226 10 วันที่ผ่านมา +1

    Yodit ezom ahwt bhansab ymxu hasabom ayxelakuwon gen mes kale kab nhatom fly zbele hadab zelewom agtmyom anflen dyom elom

  • @YonasHabte-s5n
    @YonasHabte-s5n 8 วันที่ผ่านมา

    Hafash malet hifas malet eyu

  • @DMA-f1z
    @DMA-f1z 10 วันที่ผ่านมา

    Police Holland John Black nebse kitlet fetinu yiblu alewu. Beal Seltene (Adgi Show) dima ab Mekelle mis Medhin adalawit Brakhe Show ab bar koshemshem yiblu alewu. Dr Abiy + kaliot merahti Ethiopia Assab natna eyu Red Sea natna eyu yiblu Brigade Nihamedu dima mis Dr Abiy kiserih tsedefdef yibil. Mesdemem. Nikulu miray mikinay!

  • @habtomyohans7828
    @habtomyohans7828 7 วันที่ผ่านมา

    ቆራይ ዝኾነ ሓሳብ ሒዝኩም መን ክድግፈኩም

  • @fishfish5507
    @fishfish5507 10 วันที่ผ่านมา

    እዞም ዘኽታማት ሰልጠነ ዉፉይ ጥራይ ኾይኑ ኣጀንድኦም 😂

  • @anmeb6220
    @anmeb6220 10 วันที่ผ่านมา

    ሕማም ደርሁ እንድሕር ኣትዩካ፣ መጀመርያ ነተን ዝሓመማ ኢኻ ካብተን ጥዑያት ትፈልየን። ነተን ሕሙማት ኣብ መንጎ ጥዑያት ጌርካ ምፍዋስ ግን ውጽኢቱ ክሳራ እዩ ክኸውን። እዞም ኣብ ሳሕል ዝሓመሙ ደርሁት ምስዚ ገርሂ ልቡ ዝኾነ ገባር ሓዊስካ ኣካል ናይ ለውጢ ምግባር ንገዛእ ርእሱ ኣብ ሕማም ምንባር እዩ። እቲ ጽቡቅ ነገሩ ካብ 200 ሰብ ንላዕሊ ክእክቡ ኣይክእሉን እዮም። ገጽኩም ትጥፋእ።

  • @isaacyonas7320
    @isaacyonas7320 10 วันที่ผ่านมา

    ብር እዳበልካ ትሐጎስ ሰመረ ዶ በሉኻ ስድራኻ ኣስመረ ጠሚንንንቐኻ ኣለኹ ከመይ ኣማን ባማን ሐቂ ስለዝኾነ እዛዝጠቐስካያ ኣበሃህላሲ ከመይ መሲጣትኒ ይመስለካ
    እሳድማ ኣይሐትት ኣምልስ ከምቲ፡ኣቅሐ ኣብዘቐመጥካዮ ድጸንሐካ ኣብ ዘኾለስካዮ ሐሳብ ወይ ዘርባ ደሪቑ ይነብር ዝበልካዮ
    ናይ ገዛእርእሱ ሓሳብ ይኹን ሪኢቶ ወይ ሕቶ ንዝብላ ቓላት ጸላእቱ እየን
    ካእ ይትረፍ ብዛዕባ ጉዳዩ እንዳተዛረብካ ኣይድግፈካን ንበላዒ ኣሕሊፉ እዩ ዝሕበካ ስለዝይ ብጣዕሚ መሲጣትኒ ዘቅረብካያ ዘረባ ም ቀጽሎ

  • @DD4Justice
    @DD4Justice 5 วันที่ผ่านมา

    Ignorance is bliss!

  • @faligali6690
    @faligali6690 10 วันที่ผ่านมา

    ከምብዓል ወዲ ሃለቃ ኢሳያስ ማለትኩም እዩ።እናርኣዩ ከይዶም ይእሰሩ ።ሓፋሽ ስለትርሰርሐ ማለት እዩ።

  • @eritreanmodernkirarmusicin3992
    @eritreanmodernkirarmusicin3992 11 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ገርሂ ልባ ነዚኦም ምስ ዝሰምዕ ሓንጎሎም ተበኪላ ካብ ናይ ወዲ ኣዳብ ኣተሓሳስባ ወጻኢ ናይ ኣልቦ ስራሕ ኣተሓሳስባ'ዩ ዝውንን

  • @kunomk1
    @kunomk1 10 วันที่ผ่านมา

    ሓፋሽ ፎሽፋሽ !

  • @hagos5543
    @hagos5543 11 วันที่ผ่านมา

    ሓፋሽ ጠራጢ

  • @matmat4458
    @matmat4458 10 วันที่ผ่านมา

    Kkkkkkk tesfishey meksen

  • @ashebrgoitom6120
    @ashebrgoitom6120 10 วันที่ผ่านมา

    ❤❤

  • @asmelashseyum201
    @asmelashseyum201 10 วันที่ผ่านมา +1

    ካብ ሳሕል መጺኹም ክትምህሩ ኣቦኹም ቅተሉ ትብሉ እኮ ኢኹም ብዕሉጓት

  • @ftwihaile8146
    @ftwihaile8146 11 วันที่ผ่านมา

    Ha enda raji

  • @asmelashseyum201
    @asmelashseyum201 10 วันที่ผ่านมา

    ስርሑ እንዶ ናትኩም ግበሩ ሰልጠነ ውፉይ ተዘይ ኢልኩም ዝሰምዓና የለን ኢኹም። ሓንቲ መዓልቲ ሀግደፍ ክትብሉ ኣይሰማዕናን። ህድእ በሉ

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 9 วันที่ผ่านมา

      Police Holland John Black nebse kitlet fetinu yiblu alewu. Beal Seltene (Adgi Show) dima ab Mekelle mis Medhin adalawit Brakhe Show ab bar koshemshem yiblu alewu. Dr Abiy + kaliot merahti Ethiopia Assab natna eyu Red Sea natna eyu yiblu Brigade Nihamedu dima mis Dr Abiy kiserih tsedefdef yibil. Mesdemem. Nikulu miray mikinay!

    • @YonasHabte-s5n
      @YonasHabte-s5n 8 วันที่ผ่านมา

      Hafash malet hifas malt eyu

    • @YonasHabte-s5n
      @YonasHabte-s5n 8 วันที่ผ่านมา

      Hafash malet hifas malet eyu