ብሰንኪ መሪር ሓዘን ደቀን ንኸቢድ ኣካላዊ መጉዳእቲ ዝተቓለዓ ወላዲት!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ก.พ. 2020
  • ኣደይ ፃድቃን ቅድሚ 17 ዓመት ካብ ወረዳ ሰሓርቲ ሳምረ ናብ መቐለ መፅየን ምንባር ጀሚረን። ሞት ቖፆሮ የብሉን እሞ ሰለስተ ደቀን ብሞት ምስ ሰኣና ብሰንኪ ሞሒር ሓዘን ኣካላተን ከም ጅማት ተሸምሪሩ ዓዲ ውዒለን ኣብ ስቓይ ይርከባ። እቲ ትርእይዎ ዘለኹም ውላደን ወ/ጅወርግስ እውን ኣብ ስራሕ እናሃለወ ኤሌትሪክ ሒዙዎ ካብ ሞት ንሕንጢጥ ተሪፉ ኣካላቱ ግና ንረኣዪ ኣይሃቦ።
    ቴሌፎን 0914860690 ወ/ጅወርግስ ወይ 0914722907 መ/ር ሙሉ ኢልኩም ርኸብዎም።

ความคิดเห็น • 130

  • @user-fm5hm3sg3i
    @user-fm5hm3sg3i 4 ปีที่แล้ว +4

    አይይ አምላክ ብክንደይ ነማርሮ ግን መምህር ሙሉ ሐወይ ገለ እዮ ተወኪሉወን ናብ ማጨለት የሐይሽ ካብ ንሕክምና ዝህባኦ ናብ ማጮሎት ይሳፈራሉ ወንቅሸት ቅዱስ ገብርኤል ዝከደ ወላ ኤች አይቢ ወላ ካንሰር ዝመፀ ይምፃእ ከይድሐነ አይምለስን ንገረን ብዝተረፈ እግዚአብሔር አምላከ ዘር ማንዘርካ ይባረክ ብዘይካ ኃጥያት ትምኒት ሐሳብካ ቸሩ መድኃኔአለም ይፈፅመልካ አሜን

  • @user-fi7nj5ko2l
    @user-fi7nj5ko2l 4 ปีที่แล้ว +3

    ማማ ምሕረት የውርደልኹም መ/ር ሙሉ ሓወይ ዓሰቢ ካብ ኣምላክ ርክቦ 🙏🙏🙏

  • @user-nu7sh7mt6s
    @user-nu7sh7mt6s 4 ปีที่แล้ว +10

    መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሕማቅ ኣይትርከብ

  • @gzhzgzghs3069
    @gzhzgzghs3069 4 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ምሕረት ይውርድልኩም መምህር ሙሉ ሓውናውን ኣብ ዝክድካዮ ለምለም ይርግፅካ

  • @user-by5fm2pc8o
    @user-by5fm2pc8o 4 ปีที่แล้ว +41

    ሰላም ኩቡራት አሕዋተይ አብ ዉሽጢ ዓድን ካብ ዓዲ ወፃእን እትርከቡ እንካዕ ናብ ፆመ አርባዓን ናብ ቅድስቲ ኪዳና ምሕረት ዓመታዊ ክብረ ባዓል ካብ ወዳ ጎታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ ቃል ኪዳን ዝተቀበለትሉ ዕለት አብፀሐኩም አብፀሐና አሕዋት ፆም ማለት ካብ ስጋን ፀባን እንቋቆሖን ምምካም ሙጻም አለት አይኮነን ንሑሙም ተጠይቅና ድኹም ተስዒብና ሕዙን ተፅናእኒዕና ሓራስ ተቂሚስና ብዘለና ተመስገን እንተይልና ኩል ፆም ምስ እግዛቢሄር ዘተቃርቀና ስራሕ እዩ እሞ ዝተኻአለና ንገብር እግዛቢሄር ይሓግዝኩም ይሓግዘና በሉ ፆሙና ብሰላም አጀሚሩ ብሰላም የወዳአና ንሕሙማት ምሕረት ንድኹማት ጉልበት ንሕዝና ፅንዓት ንዓድና ሰላም የዉርደልና ንመምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሓዉ ቡሩክ ምሸት አሕዋትን አሓትን🙏🙏🙏ንወሃቢ ይሀቦ አሕዋትና ዉዒልክን እተዋ ብዝወፀ ይተክእልክን ደቂ እነይ ማዓረይ አደይ ምሕረት የዉርደለን🙏🙏👏👏👏

    • @user-lh6hy7oq4l
      @user-lh6hy7oq4l 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ዛሓፋተይ ማዓረይ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @user-iv5sb8bn3h
      @user-iv5sb8bn3h 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን፫

    • @user-by5fm2pc8o
      @user-by5fm2pc8o 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-lh6hy7oq4l አሜንንንንንን))33((ማዓረይ🙏🙏🙏🙏👏👏👏

    • @user-by5fm2pc8o
      @user-by5fm2pc8o 4 ปีที่แล้ว +1

      @@WushatenaMedia አሜንንንንን

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 4 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልኩም ጎተተይ መምህር ሙሉ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @gienaweresgienaweres643
    @gienaweresgienaweres643 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉ ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ንወላዲት ምሕረት የውርደለን

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 4 ปีที่แล้ว +10

    እውይ እኒአካ ፀገም ፈጣሪ አደን ወድን ምሕረት የውረደልኩም ገና ብዙሕ ሽግር ዘይዉዳእ አቲና አጆኩም መ ሙሉ ሐሳብ ልብካ የስምረልካ

  • @iuu5963
    @iuu5963 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምህረት ይለኣከልኩም ባዕሉ

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ እኳዕ ንፆም አርባዓ በሰላም አበፀሐካ ዕድመን ጥዕናን ይዓብካ ዝፀልሞቶን ዝፀገሞን ፈጣሪ አዋፅኦ ይሃቦ

  • @Gh-sj7yf
    @Gh-sj7yf 4 ปีที่แล้ว +3

    ከመይ አላካ መምህረይ አይ ሽግር ናይዓድና አይዉደአን አግዚአብሔር ምሕረት የወርድ

  • @user-xw7mq5ch6i
    @user-xw7mq5ch6i 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህር ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    እዉይ እኒሆ ፀገም እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት ይውርደልኩም😢

  • @user-lh6hy7oq4l
    @user-lh6hy7oq4l 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ ሓዉና ዕድመን ጥኢናን ይሃብካ ፈጣሪ 🤲🤲🤲🤲🤲 አሜን

  • @adhanommekael5873
    @adhanommekael5873 2 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርድ ፈጣሪ

  • @fi7521
    @fi7521 4 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሄር አምላክ ምሕረት የውዳልኩም ማምየይ ኣይዘኩም እመ አምላክ ባዕላ ፅላላ ተንብረልኩም መሉየይ እግዚአብሄር ኣብዚሑ ጥበቡን ምስትውዓሉን ይዓድልካ ዝሓወይ

  • @amaniamani8183
    @amaniamani8183 4 ปีที่แล้ว +1

    ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም እግዚአብሔር አምላክ ንኩለኩም ተከተልቲ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ እንዃዕ ናብ ኣብይ ፆም ኣብፀሐና ብስላም ኣጀሚሩ ብስላም የፍፅመና እግዚአብሔር አምላክ 👏👏👏✝️✝️✝️⛪❤️❤️❤️

  • @eyerusmokonen9493
    @eyerusmokonen9493 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአቢሔር ምሕረቱ ይልአከልክን መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @merigalhagereseb21
    @merigalhagereseb21 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት የውርድ ሙሉ ሓውና ለ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @saytsayt164
    @saytsayt164 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @add5921
    @add5921 4 ปีที่แล้ว +3

    እግዚኣብሄር ምሕረት የውርድ

  • @user-we9ps6fw4o
    @user-we9ps6fw4o 4 ปีที่แล้ว

    ልዑል ኣምላኽ ምሕረት የወርደልክን ማማየ
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን መምህር ሙሉ

  • @shohabkhan5773
    @shohabkhan5773 4 ปีที่แล้ว +1

    እውይ ካብዘይ ማሕርና ማማይ ማይፆሎት ይክዳ ክድሕና እየን መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይዝ መድያ ትክታትልትይ እምነት ክርስትና እንካዕ ናብ ዓብይ ፆም ብስላም ኣብፅሕና ኣብፅሕኩም እግዛብሄር ሆይ ፆምና ብስላም ኣጅምሩ ብስላም የፍፅምና ናብ ብርሃነ ተንሳኤ ብስላም የፅነሕናአሜንን

    • @gdfd5905
      @gdfd5905 4 ปีที่แล้ว

      አሜን. አሜን. አሜን. ሙሉእ. ምሕረት. ይላአከሎም. ዕድሜን. ጥዕናን. ንመምህሪ. ሙሉ. ለምለም. ርገፁ

  • @user-nz6ui5cq7w
    @user-nz6ui5cq7w 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ምሕረት ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ወገናተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-tm6hr5or6i
    @user-tm6hr5or6i 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉይ መግለፂ ሲኢነልኻ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጎይታ

  • @user-uq8zx9pd3p
    @user-uq8zx9pd3p 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኩም ኩቡራት ስድራ ጽባሕ ክወግሕ እዩ ጥዕና ጥራሕ.
    ሓንቲ ነገር ክብለኩም ዝደሊ ኣሕዋተይ ናተይ ደቂ Eri & Eth ኣሕዋተይ በጃኩም ነዛ ዓለም ብፍቅርን ብስኒትን ብምትሕግጋዝን ንሕለፋ ነቶም ሓደ ክልተ ን Eritrea ዝጸርፉ & ሓደ ክልተ ንEthopian ዝጸርፉ ኣይንርአ ብውሑዳት ሰባት ንሃገር ምልእቲ ኣይንወክል haftkum kab Eri

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว

      ናይ ለባማት ዘረባ እያ ሓፍትና!!

  • @Ma-yv5ji
    @Ma-yv5ji 4 ปีที่แล้ว

    አግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኩም መምህር ሙሉየይ ክፍእ ኣይርከብካ

  • @BasratBasrat
    @BasratBasrat 2 ปีที่แล้ว

    ማሚተይ ሓላል ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልኪ

  • @sarat.1578
    @sarat.1578 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይሐጎዝኹም

  • @user-xv8bc4lb5r
    @user-xv8bc4lb5r 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልኩም መምህር መሉ ከኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-jn4jq2yd7l
    @user-jn4jq2yd7l 4 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውሪደልኪን ኣደዋይ መዓረይ ፅቡቅ ስራሕ ሙሉየ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ ፈረ ፃምእ ድኻምካ

  • @nahomtekeste9714
    @nahomtekeste9714 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ ኣነ ኣደዋይ ናይ ብሓቂ ተጎዲእኪ ሰለስተ ውላድኪ ተጎዲአናኺ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን ንዓኺ ካኣ ጽንዓት ይሃብኪ ሓወየይ ካ ኣጆኻ ኣይትጨነቕ ምሕረት የውርደልኪ ኣደዋይይ

  • @user-ir9pb5im4h
    @user-ir9pb5im4h 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ የዉርድልክን ማማይ ሓወይ ማዓርይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃባኩም

  • @tigistibelay532
    @tigistibelay532 4 ปีที่แล้ว

    Ajokaum yehwety egzabher mhret yewrd

  • @user-st8kh3ex3y
    @user-st8kh3ex3y 4 ปีที่แล้ว

    ሙሉ ሓወይ ፀጋ ጥዕና ይሃብካ
    ኣደይ ማዓረይ ከሙኡ እዉን ሓወይ
    ማዓረይ ክኣ እግዝያብሄር ፀጉኡ የብዘሐልኩም

  • @user-fs8wm6wg1o
    @user-fs8wm6wg1o 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ እድመትና ያሃበካ

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 ปีที่แล้ว

    ዝሃቦ ይውሃቦ እዬሞ ኣጆና ልግስና ንቅድሚት ለዋሃተይ
    ንዝሓመሙ ፈጣሪ ምሕረት ይልኣኽ
    ንመምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @tasfaysoljana3775
    @tasfaysoljana3775 4 ปีที่แล้ว

    Mhret yewrdelkum amlak

  • @BasratBasrat
    @BasratBasrat 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሰላም መምህረይ ዓብይ ሰብ
    ብዘለካዮ ሰላምታካ ብዝሕ ትርፍ ይበለልና
    ወዲ ዓበይቲ

  • @temesgenamlakyeya2488
    @temesgenamlakyeya2488 4 ปีที่แล้ว +1

    አደዋይ ማዓረይ እግዚአብሔር ፈውሰ ምሕረት የውርደልን

  • @user-oc4up5dm3k
    @user-oc4up5dm3k 4 ปีที่แล้ว +5

    ኡፍፍፍፍ መምህር ሙሉዋይ ሕማቅ ኣይትርከብ ኣደዋይለ መሊኡ ምሕረት የውርደልክን 😢😢 ኣቱም ዲስላይክ ኣይትፅቀጡ በጃኹም

  • @gantataewed4461
    @gantataewed4461 4 ปีที่แล้ว

    ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም እነን ወድን ሙሉየ ነዊሕ ዕድመናን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-ie5ew3il9i
    @user-ie5ew3il9i 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ምሕረት የውርድ ሙሊኡ ፈጣራይ ይምሓርኩም

  • @user-jb2bo4jz8t
    @user-jb2bo4jz8t 4 ปีที่แล้ว +3

    እውይ ቅድሜክን ልኣነ ኣደዋይ ማዓረይ ኣጆክን ምሉእ ምሕረት የውርደልኹም

    • @user-lh6hy7oq4l
      @user-lh6hy7oq4l 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ዝሓወይ

  • @imobilezr9906
    @imobilezr9906 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ምላ አግዚአብሔር አምላክ ኦድምካ ይብዝሐይ

  • @user-gc2pj1on1k
    @user-gc2pj1on1k 4 ปีที่แล้ว +4

    ሙሉዮዬ እግዛአብሔር ዕድሜና ጤና ይስጥክ ንዝሓመሙ ጥዕና ይልአኸሎም

    • @user-is5fh9wf7z
      @user-is5fh9wf7z 4 ปีที่แล้ว

      እግዚአቢሄር አምላክ ምሕረት የዉርደልኩም

  • @SalamSalam-rm8qd
    @SalamSalam-rm8qd 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ይምንየልካ

  • @agtutor33
    @agtutor33 4 ปีที่แล้ว

    mahber axumaite e/r keri zemenkn ybarkk

  • @user-ir8rf9ve2v
    @user-ir8rf9ve2v 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ እዙ መምህር ሙሉ ሰብ እዩ ትብልኒ እለኩም እምበር ምልኣክ እዩ። ኣነ ዝብል ምልኣክ እዩ ዋ ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ፅኩምት ።

  • @teshomemehari4381
    @teshomemehari4381 4 ปีที่แล้ว

    Wa kabzian yserku !

  • @seidaabidu7059
    @seidaabidu7059 4 ปีที่แล้ว

    Bes enshaallah ezi hawna sirah tezegni yarebi hizibey

  • @user-rv9yy3qe7d
    @user-rv9yy3qe7d 4 ปีที่แล้ว

    እግዚኤብሔር ምሕረት የውርድሊኩም
    ዳብ መምህር ግርማ ውሰድዎም እቲ ርኹስ መንፈስ እዩ

  • @user-sv9wb9wo4y
    @user-sv9wb9wo4y 4 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi yehzina kalie ytref 2t eden ayserihn. Zihabkum amlak abzihu yihabkum

  • @user-jn7sj3jb4d
    @user-jn7sj3jb4d 4 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የዉርደልኩም ኣሕዋተይ መዓረይ እንተ ኣነስ ካብ ምብዕ ሓሊፈ መዓዝ ከይሕግዝ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን

  • @nwnjwwnwnjwwjnw8550
    @nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 ปีที่แล้ว

    እዋይ ማማየ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኹም ኣሕዋተይ

  • @tekiangidey5810
    @tekiangidey5810 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይምሓርኩም

  • @t.g824
    @t.g824 2 ปีที่แล้ว

    ዋይይ እፍፍ ወገነይ ረኪብካዬ ዠለካ ልብናኮ ደምዩ😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔

  • @seblegoitom3719
    @seblegoitom3719 4 ปีที่แล้ว

    Egzibher mherat yewardalkum

  • @imobilezr9906
    @imobilezr9906 4 ปีที่แล้ว

    አግዚአብሔር አምላክ የምሃከም

  • @user-nu7eh8vh6l
    @user-nu7eh8vh6l 4 ปีที่แล้ว

    አምላክ ምሕረት ይላአከልኩም

  • @senigaltigray5826
    @senigaltigray5826 4 ปีที่แล้ว

    Ewae ata amlak ykre belelna besmam mhret yewrdelkum Aden wedn besmam🙏🙏

  • @wolvescity3433
    @wolvescity3433 4 ปีที่แล้ว

    Amlak mhret yewrdelki

  • @user-rd7bs9wj1j
    @user-rd7bs9wj1j 4 ปีที่แล้ว

    እፍፍፍ የሕዋተይ እግዚአብሔር ይማሓርኩም

  • @zafuhabesha2954
    @zafuhabesha2954 4 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልኩም ኣሕዋተይ ክንደይ ጉደ ኣሎ በብገዝኡ።

  • @MuhammadUmar-tg6yn
    @MuhammadUmar-tg6yn 3 ปีที่แล้ว

    Aye memeher mulu fetari yeberekeh

  • @user-tv8qo4mu3g
    @user-tv8qo4mu3g 4 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መምህር ሙሉዋይ ሕጂ 'ውን ዓስብኻ ብሰማይ ርኸቦ ክብረተይ፡ ወገናተይ ኣጆኹም እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም!
    ኣቱም ዲስ ላይክ ትወቕዑ ዘለኹም ግን ጥዕና እንድሕር ዘይብልኩም ማይ ጸሎት ተሓጸቡ፡ ነዚ ዲስ ላይክ ዘግብር እንታይ እዩ ርኢኹም፡ ርኢቶ ወይ ሓሳብ ተልይኩም ኣብ ኮመንት ዘይትጽሕፉሎም፡፡

    • @user-oc4up5dm3k
      @user-oc4up5dm3k 4 ปีที่แล้ว +2

      Nay bhaki kbrti haftey anes keyfeletu keykonu eye zbl ember entay alewo eyu dis like ztsektu uff

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  4 ปีที่แล้ว +1

      ትክክል!! ነቐፌታ ዘለዎ ሰብ እንተዝፅሕፈልና ፅቡቕ ነይሩ።

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 4 ปีที่แล้ว +1

    እፉ ኣደዊተይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልክን ምስ ወድክን ንዛ ኮና ገዛስ ክራይ ኣብየት ሰብ ግን

  • @rkrkro5750
    @rkrkro5750 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይውርደልክን አደዋኒ እፍፍፍፍ ክቡር ሓውና መምህር ሙሉ እግዚአብሔር አምላክ ምስ ስድራካ ካብ ክፉእ ነገር ይሓልካ አያ ድኻ

  • @user-iv5sb8bn3h
    @user-iv5sb8bn3h 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዝኣብሄር ምሕረት የውርደክሉም
    ልመምህር ሙሉ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
    ብምቅፃል ዲስላይክ እትገብሩ ሰባት እንታይ ዲስላይክ ዘግብር ነገር ኣለው ክንዲ ሞራል እንህቦም ናይ ሰይጣን ስራሕ ታይ ኣምፀኦ መቸም ዝፅገሞ ወገን ንዝሕግዝ ሰብ ብክፉእ እትሪኡ ልብኩም እግዝኣብሄር ተተመርምርዎ ይልብ

  • @user-tf5bd7ms7g
    @user-tf5bd7ms7g 4 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔሄር ይማራቹ ኡፍፍፍፍ😭😭😭😭

  • @GDh-kz2tu
    @GDh-kz2tu 7 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ok-bi3gj
    @ok-bi3gj 4 ปีที่แล้ว

    ያሳትር ሰተረናአሜን

  • @berhanebereket5868
    @berhanebereket5868 4 ปีที่แล้ว

    Ajoka zehewey Amlak Aelo

  • @dehabkahesay3040
    @dehabkahesay3040 4 ปีที่แล้ว

    Amlak mhret yewrdelka

  • @sabateklay7357
    @sabateklay7357 4 ปีที่แล้ว

    ውይ ማማ እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልአክልክን

  • @liagirmay8461
    @liagirmay8461 4 ปีที่แล้ว

    Mhret yewrdelkum fetari

  • @hiwetokbamicael9638
    @hiwetokbamicael9638 4 ปีที่แล้ว

    Awayyyy yhwatey amlak mhrey yewurd memhr ka amlak odmen tonan yhabka bruk mjmar tsem ygberelna agzabeher amlak

  • @mariamkasa5825
    @mariamkasa5825 4 ปีที่แล้ว

    Subhanallah😭😭😭😭

  • @hiriytgebremeskel6950
    @hiriytgebremeskel6950 4 ปีที่แล้ว

    ,❤️🙏🙏❤️❤️

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 ปีที่แล้ว

    ማሕበር ኣኹስማይት ለጋሳት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 4 ปีที่แล้ว

      Egziabher Amlak mulue Mihret yewurdelkin Nmemhr Mulue asbka kan Amlak tekefel

  • @azmerahaylay4097
    @azmerahaylay4097 4 ปีที่แล้ว

    Efffffff lju betam,asazeng,mam

  • @elenabraha7478
    @elenabraha7478 4 ปีที่แล้ว +1

    Egziabiher mhret yewrdelkum fetari

  • @user-fd6zf2qd3g
    @user-fd6zf2qd3g 4 ปีที่แล้ว

    E.r mhret yewurdelka

  • @user-sy3rl8gw5q
    @user-sy3rl8gw5q 4 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንኩልኹም አሕዋተይ እሞ ነት እደን መልአከ መንከራትመ/ር ግርማ ወንዲሙ ነፋልጦ ንመ/ር ሙሉ

  • @didodido4814
    @didodido4814 4 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🏽

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 ปีที่แล้ว

    Mhret ywrdelkin adwayele hawnaewn mhret ywrdelka fetari ajeka Memher mulu ewn edem tena yabka

  • @a.g751
    @a.g751 4 ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭

  • @user-gm9ss7ov9z
    @user-gm9ss7ov9z 4 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ ይማርሽ 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @marhawitkahase2519
    @marhawitkahase2519 4 ปีที่แล้ว

    Agizabiaher yimhRikn

  • @natsnetsamuel5240
    @natsnetsamuel5240 4 ปีที่แล้ว

    Memhr mulu admen tanan yabka fetari.

  • @selamaregay6838
    @selamaregay6838 4 ปีที่แล้ว

    ewayyyyy Adeye mis wedikin mihret yewridelkin memhir mulu kea edmen tienan yehabka Abo tsigumat

  • @asmeraxada226
    @asmeraxada226 4 ปีที่แล้ว

    Ane neza channel kekafta kelku yenbe alku😭😭😭😭 memhar GBU

  • @user-lj9pm6bb1i
    @user-lj9pm6bb1i 4 ปีที่แล้ว

    Ajokum ahewati adeway maerey fetari kesaki yekun hawey natey getseka bechenkete tewerirwu ajoka kahalefe eyu muluway habeni abu dekatat fetari mesaka yekun

  • @saraloveh6393
    @saraloveh6393 4 ปีที่แล้ว

    እንዳገብርኤል ወንቅሸት ዉሰድወን ኣደዋይ ምዓረይ ሓወይ ናተይ

  • @ilovejesus1480
    @ilovejesus1480 4 ปีที่แล้ว

    beyzaka melieka tsidek brukey adey dihri 5 ametat sikay eya tefelitula hade aynet case eu

  • @jannajanna94
    @jannajanna94 4 ปีที่แล้ว

    afffff aye alem godolo

  • @user-dt6yj7bb7q
    @user-dt6yj7bb7q 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ቁጽሪ ናትካ ስደደለይ

  • @wiseman1003
    @wiseman1003 4 ปีที่แล้ว

    Kem beAl neska yo Nobel peace prize zegebom

  • @helenberhe5130
    @helenberhe5130 4 ปีที่แล้ว

    Fff betami EU zehimim ahwatey fetari eski mesakum yekun mehret dema yewredlkum fetari

  • @ilovejesus1480
    @ilovejesus1480 4 ปีที่แล้ว

    beyzaka mulu hawey ezi himam ezi opration kigebra kelewa eti tsiki nay kalshame silezewtsulen kalsham lose geyren eyen beyzaka nay kalsame mirmera ygbera emo wediyaw medhanit( kalsam) mitkam misjemera kigedfen eyu

  • @newyear1949
    @newyear1949 4 ปีที่แล้ว

    እዞም ድስለይክ ትገብሮ ዘሎኹም ነብስኹም ፈትሹ