ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Thanks 😊 mesi! ማህሌት ገ/ጊዮርግስ መሲልኪ ትስምዕኒ ዋላ ድምጽኺ
ብጣዕሚ ርእሰ ምትእምማን ዘለኪ መምህር ፍልጠት ኢኺ ፡ ብምቕጻል ኣብ መንጎ ኣምሓርኛ ስለ ተእትዊ ይርድኣና የለን፡ ካልኣይ ድማ ኣዋላድ ዘይኮንኪ ክትብሊ ዘለኪ፡ ኣዋልድ ብዝብል ክትእርምዮ ደስ ምበለኒ ። ዕድመን ጥዕናም ይምነየልኪ ወድሓንኪ ።
ጽብቅ መድብ ኣለኪ ማሃሪ አዮ ህያብ መድያ
ኣቲ ሙጩውቲ ንስኽስ ኣይትሰኣኒ ኩለን ኣዋልድ ኸማኺ ቶኾና እዩ እምበር እነዓልኣብኽ ዛቱ 💗💙💙
😂😂😂😂 ዓርከይ ምዝራብ ኩሉዩ ንፉዕ
@@merhawigoitom7776😂
ዋው ደስ ዝብል ምኽር ኢዩ ቀጸልዮ ጀግና
ዋይ ኣደይ መዓረይ ሜስየ፡ ንስኽስ ፍሽኽታኺ ጥራይ ከማን ይኣክል!!
ኣብ ሩሑቅ ዘላ ዓርክካ ኣብ ዝተጋራጨካሉ ግዝየ ምስ ሰብኣይ ሓዲረ መሸኒት ደስ ኢሉኒ ናይ ጸሊም ትብለካ እማ ጸለምቲ ምስኣ ዝሰርሑ ኣዝዮም ዘፍቅሩዋ ኣለዉ ኣብ ጭንቀት ተሸሚመ ብብዝሒ ኣወዳት ኢዮም መሓዙታ እምዳ ኣፍቀርኩዋ ግን ፍርሒ መሊኡዋ ዉሽጠይ እምታይ ትመክሩኒ 😢😢😢
ብሱል ኣእምሮ ዘለዋ ጓል እያ እዝያ ናብሓቂ።
ምቅርቲ ዋውውው በየን እየ ረኪበኪ ❤💕💕❤💕
ማራ ኢኺ ደስ ትብልኒ ኩሉ ተቅርብዮ ካኣ ሓቂ'ዩ ቅጽልዮ ሓብተኒ
S÷
ግልፅነትኪ ብጣዕሚ ፍሉይ እዩ
ፍቁራት ነይርካ ተፈላልኻ አለኻ ተራሐሓቃ እኻ ትነብር ክትምለሳ ተደሊኻኸ ተስፋ ዘቁርፁነ ተስፋ ዘለዎምን ቃለተስ በኸመይ ይፍለጡ እዚ ዝበልኹኪ አነ ስለዝረኸብኩ እየ አነ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅራ እሳ ግን ተደዉላላ ተስፋ አትህበንን ንበተሰበይ ደሃየይ ትሐትት በሐፂሩ ተስፋ ስእነ ተስፋኻዓ ምቁራፅ ስኢነ እየሞ ምኽርኺ ለግስለይ ሐፍተይ መዓረይ
ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ ሜሲ።
Xebuk temerti eu mise sis gen eze kulu kab hanti be hiwinat eye zeqerbaka tebil seb ketrkbo tekile do Thank you
መሲ ቆንጆ ትምህርቲኪ ብልቢ እየ ዘዳሙፆ እና ቀፅልሉ።ግን ሓደ ሕቶ ነይራትኒ እንተኪኢልኪ መልስለይ ዝተብኣስክዎ ባዓልቲ ገዛይ ንክትምለስ እንታይ ክገብር ኣለኒ ብዙሕ ኣዋርሕ ተፋላሊና
ሓብተይ ናተይ እዛ ሕቶኺ ተንኪፋታ ኔራ መስለኒ ኣብዝሓለፈ ቪዶታታ 1- ደውልሉ ጠጥዕሙ የዕልልዮ ዝሓለፈ ሕማቕ ሂወትኩም ይኹን ሕማቕ ዘኽርታት ኣብዕላልኪ ክትዝክሪ የብልክን ጸጽቡቕ ጥራይ የዕልልዮ ዓርሲ ነብስኺ ከምዝፈተኺ ኣብጽቡቕ ኩነታት ከምዘለኺ ግለጽሉ ኩሉ ኣዛራርብኺ ይኹን ኣታሓሳስባኺ ካብቲ ዝፈልጦ ባህሪ ዝተቀየረ ይኹን ክትረኽብዮ ቀጻሊ ኣለኪ ግን ቡዙሕ ግዜ ኣይትሃብዮ ከምዝናፍቀኪ ክትገብርዮ ክትክእሊ ኣለኪ ብዝተካእለኪ መጠን ማለት ባህርያቱ ኣጸቢቕኪ ስለ ትፈልጢ እቲ ዝፈትዎ መግቢ ድዩ ዝፈትዎ ጨና ድዩ ዝፈትዎ ክዳውንቲ ናይጓልድ ክትክደኒ ኣለኪ ከምታ ንሱ ዝምነያ ጓል ክትኮኒ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ማዓልቲ ናይዘለኪ ጸቢቕኪ ብቬድዮ ርኽብዮ ኩሉ ነገርኪ ጽፍፍፍ ክብል ኣለዎ ዳሓር ሓንቲ ክነግረኪ ዝደሊ ንሰብ ብዝደለኻዮመልክዕ ብፍቕሪ ይኹን ብጽልኢ ክተጥቕዖ እንተደሊኻ ካብጥቕኡ ክትርሕቕ የብልካን ኣብጥቕኡ ምህላው ማለት ብደቒቕ ኩነታቱ ምጽናዕ ማለት እዩ ነዚ ዕድል ኣብዝረኸብካሉ ኻኣ እቲ ትደልዮ ክትረክብ ወይ ክትገብር ኣይጽግመካን እዩ ስለዚ ስለዚ ክትመልስዮ እንተ ደሊኺ ነኣፍቃሪኺ ነበር ብዝተኻእለኪ መጠን ብተሌፎን ድዩ ብኣካል ኩነታቱ ብደቂቕ ክትፈልጢ ክትክእሊ ኣለኪ ብዝያዳ ድማ መጽናዕቲ ዝተሓወሶ እዛ ሓብትና ቬዶ ትሰርሓልኪ ትኸውን ፈጣሪ ናይ ልብኺ ይሃብኪ
ብጣዕሚ የመስግን ፅብቕቲ መልእክቲ እያ ግን ኣነ ወዲ እየ እና ገምጢለ ክጥቀመላ እየ
ዋው ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስባሃሊ
መሲ ጎበዝ ኢኪ ብደይቀልዓለም ቀጽሊ ንቅድሚት
ንፍዕቲ ጎበዝ❤❤❤❤❤❤
Ajeki Ab koneki Alena sweet
ከመይ ዓይነት ተጠቂምኪ ንስኪ ሽኮሪኒ፡ real
ቆንጆ እዩ
ብጣዕም ንጊዕትይ ኢክይ ቅጽልዮ!
ንፊዕትይ
ንኣወዳት ጥራይ ኣቲማሃሪ😇
ጎበዝ ቀጽልዮ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤
ዋው ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስባሃሊ ❤❤❤
ሰላም መሰረት ሓፋተይ ኣብ ሂወትኪ ፋቅርን ሓጎስን እናተመነኩ ኣኣነ ቀጻሊ እየ ዝከታተለኪ ብጣዕሚ ኢኪ ደስ ትብሊ ሶ ቀጺለ(( ብ ኢንተርነት ጥራይ እንተኮይኑ ርክብካ ከአ እንታይ ዓይነት ምልክት ተርኤካ)) ተገዲስኪ መልስለይ ሩሑስ ኣውድኣመት ከኣ:: 🙏🙏🙏
ጽቡቕ ሓሳባት ✅✅thanks sister
Ati nski si betami smart seb eki Amlak kemaki yebzhayen
Meseret sami ila deyzemeret antay dea deyteredakley dedhreki dkeyd deleku ayfeletki koynki aykonkn thanks keep up
ewyy nski si memher feqri iki bhapi bezuh nger ymhar alku ab chanel natki love u 😍
ምምህር
Am ERITREAN 🇪🇷 i really really i like ur program plz keep it...ma sis
Thank you, I will
መሰረት አስሊ ኮሪዒዳ ኣነስ ፈትዮ ናትኪ ናእዳ ከይሓባእኺ ንኹሉ ምስትንታንኪ ዝያዳ እምበር ቤተን ደቂ ህዋን'ስ ኮና ኢና ማዳ ንማዳ 👍
ንዓይ ባ ግጠምለይ
Really amazing explanation hyab dear
Thank you so much 🙂
Thank you mesi abay seb 😊.
Welcome 😊
ኣንታ ሰብ ኽትገብርና እኺ ትመስሊ ኣነማ እድሕር ሰሊጡኒ መጽየ ኸግንየኺ እየ ላዝም
ንስክስ ምቅርቲ ድኣ
Selam haftey bkemay kerkbki yekel
እዊ እዝኣስ ኣጋጢማትኒ ነይራ
Givti hibe ebr tewahibe ayfltn loms atliani nro alem
አብ ርሕቀት ዘለናስ??????
Misitey shikor Komment ጺሒፈ ዘይፈልት፥ኣብ መደብኪ ግን ገለ ነገር ንክጽሕፍ ይደፍኣኒ፥እንታይ ይኸውን ትብሊ?መልስኪ የገድሰኒ"ዮ፥ ኣጆኺ ቀጽልዮ።
Thanks
hijj
You always beautiful &good explains
Thank you so much 😊
ሜሲ ሓፍተይ ናይ ውልቂ ምኽሪ ብኸመይ ክረክብ ይኽእል ካባኺ
Fb hyab family
ንስኪ ከ ዓርኪ አለኪ ዶ ናይ ፍቅሪ መምህር እስኪ ሃይ በልኒ
ዝኮነ ነገረ ካሓተኪ ደልየ ሰልክኪ ባ ላአክለይ
ንካታተለኪ ኣብ ስዕዲ ዘለና ኢና ብስልኪ ብምድውዋል ከመይከምትኣምን ጓል ንገርና???
mesi tube zbel nay awald mkri alo zhftey
ሰረት ሽኮር ሓፍተይ
ንፍዕትን ምቕርትን qexlyo💯🇪🇷
ልክዕ ዩ ንፍዕቲ እኺ ግን እቲ ደወል ዶ ዋላ ኖቲፊከሽን ምባል ይበዝሕ ኣሎ።ይርዳኣና እዩ፡ ወይ ከኣ ሓንቲ ግዜ ይኣክል ይብል ግን ንፍዕቲ ኣጆ!!!!
ንሓደስቲ ተኸታተልቲ ዝውሃብ ሓበሬታ እዩ ብዙሕ ኣይትጨነቐሉ ፡ እንተዘይኮይኑ ኣሕልፍ ኣቢልካ ምስማዕ ከድሊ ኢዩ ፡ ከም ሓሳበይ።
Well come back.
great öne Meseret haftey
betami nefiti eki gaxliyo
ኣፍቂረኪ ኣለኩ አንታይ ትሕግዝኒ
Gal malit shiytan eya😏😏😏😏😏😏🤸♀️🏌♀️
ጽቡቅ ምክሪ መሲ ግን ዋሳፕ የብልክን ድዩ፡ ስኢነዮ ዋሳፕኪ
ጽቡቅ መኽሪ ሜሪ ሓፍትና ኣብ ዝተፋላለየ ሃገር ዘለና ልኽዕ ከምዚታ ዝሚዒት ኣለና ከመይ ኢዩ አዚ በጃኪ መልስለይ ኣብ ውሳኔ ክበጽሕ???
facebook.com/hyab.famili rkbeni
@@hyabmedia7213 ሜሪየ ሓፍተይ ጺሒፈልኪ ኣለኩ ብፌፍቡኽ
Dood job my sister e t c
Emo nokal lebi indyu zelwenen
Kemaki zbelet tbzah mkirtey
የቀንየልና ፅቡቅ መልእክቲ እዩ 🙏
Sorry hiyab haftey ane kxerfeki wey knadeki aykonkun abzi zelenayo gzie bkemey fkri gerna nmles ember bkemey kem tefkro bkemey xotawi rkb kemtagb aybhaln u newri eyu wala ab culture natna win plz plz plz lbi aleki emo lbki aytxawetlu
Zeytfetweka tekoyna ke?
Ya Nay Behaki abi timhirti u messi qexilyo sean minbaben ena reha halifnayo Kabzey mirdaena
መንሽም ኪ
Xbuk srah zhaftey bhaki nxur ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒእናቀረብካያ ትርሕቀካ እናረሓቃያ ትቀርበካ ከ እንታይ ምመኸርክና?
ኣርኩ አዚኣ ጽላሎት ክትከውን ኣለዋ፡ አንዳ ቀርብካያ ትርሕቀካ አንዳ ርሓቃያ ትቀርበካ አንቲ ከየን ክክክክከም ዝመስልውኒ ተፍትየ ኣለኩ አላ አያ፡ ሓበሻና ከሙ አየን በጃካ
@@efremtesfay1120 kkkkkk hakika aleka ane wun xlalot sle zkonetni eye atehasasibuni kem hto akribeya so thanks brother.
አዚኣ ደኣ ከምዚ ኣብ በረኻ ማይ ኮይኑ ዝረኣየካ ምስ ትቀርባ ትርሕቅ ምስ ትርሕቃ ከኣ ትቀሪበካ ሽካ-ሽካ ክትከዉን ኣለዋ።
@@temesgentsegai6102 ክክክክክክክክ ኣዘኪርካኒ ሓወኒ ቀለውዕ ከለና ማይዘለዎ መሲሉና ንኸዶ እሞ ማይ የለ ገለ የለ መመሊሱ ይርሕቕ ክክክ
ናብ ድሕሪት ዶ መሊሰካ ክክክ፡
Well come hadesh tkttlku eyu xebk serah
Ezi tbliyo zeleki deamo habiato zeykone agihidato endya
I appreciate your work my sister but it’s good to change topics and make your account more interesting the whole time about girls is not cool
ሰላም
Bravo kef zelki gual
Komu yelewen hji kale zehate embar
Right
እውይ ኣነስ ከሲረያ'የ ነዛ ትብልያ ዘሎኺ፡ ነዛ ዘላ ዘጽድፈለይ፡ $$$$$።
ህይ ሰላም። ሚስ ሓበተይ እነ ከሓተኪ የ ግን መልስለይይ በጃኪ እነ በዓል ሓደሪ ን ባዓል2ተ ቖሉዑ። የ ናይ ሰበተይ ።ስሚዕቲ ፊጹም ክፈልጡ እሽገረን ከም ተፍተወን የፍልጥ የ ግን ቁሩበ የጣርጥረን ጉሉጾኖት ዘመህላዋ በድፍርት ያሓታ ስሚዕተይ ሙውቲ ዪ ተበለን እነ ናይ እዎዳቲ ኮሙኡ የፍልጥ የ ሓውኪ እባይ በረጣንያ።
Bravissima.
ከምኡ ናበልክ እስክ ምሃሪና ንሕና ማአዝ ክርደአና ዋ ግን አብዝኣ ማራ አመስግነክ አብ ኻልአን ቀልጣፍት እኽ ከም ድምፅ ወያነ ሐጂ ግን ቀስ እልክ አረዲእኽና አጀኽ
😁😁
Amazing
Mekrt hiwet zkonki gal 💋❤👏
Abzia Hito Alatni sry 😀😀 Naki Afkari Aleki Do ? 😀😀😀
🤸♀️🏌♀️😏😏😏😏😏😏gal malit betehasaseba nay aremen eyu 😭atemanen eyin awaldi 🥲🥲🥲😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔
Shikorna 👍👌
I love you
Bejaki melsee ngerni please l love you
Messi skor welcom😘🌷
No naybehki beltsty gal eky
Good ❤🎉🎉🎉🎉🎉
tmhrtki tsubuk endahalewe quanquaka atakakmaki gin wey tigrigna wey amharigna giberiyo ane kemzirdiani abti tigrigna buzuh amharigna tahawuslu aleki
Mkrtey ❤️❤️❤❤
Hyabino ❤❤❤❤❤❤
Sebuayki teadilu eu like
Nifieti👍
Aye mekafiti af shikor tubotatt libi zkefht kilah bahal abug
hae hae hji endye dea qola hasieya, dehay beli kgebrela. kemuu terieni gual ala hhhh!!!
Wawwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwww sehr gut
ጹቡቕ ገበርኪ ኣቃሊዕኽየን ከምኣ ጌርኪ ደኣ ሓግዝና ነዓና ግን ከይተፈድሕና😁
ሓዱሽ መንፊት ተጠቀም ክክክክክ
ከምዚ ዝበልከዮ ዝበዝሐ ተርእየኒ ጓል ኣላ እቲ ጸገም ግን ዕዋላ ኢያ ትብለኒ ካብ ምንታይ ኢዩ እንድዒ ኣነ ኽኣ ሽጋራ ጥራይ ዩ ሽግረይ
ክንዲ ገርብ ዝከውን ዕንባባ ሒዝካ ኪዳ
@@youtube2719ኦይ እንድዕለይ ኣነስ ሓቂ ይሓይሽ ኤርትራዊ ከለኹ ኣብ ትግራይ ዝዓበየት ትግራወይቲ እምበር ኤርትራዊት ስነኣምራዊ ዘይትስሕበኒ ብኾምኡ ከይኮነ ኣይተርፍን ዩ ሸለልትነተይ:ከም ኣዴታታ ትግራወይቲ ይፍጠረለይ::
@@youtube2719 ሃሃ
@@justiceseeker1247 ኣምላክ ኣምላክ ናዓካ ዘበላ ኣይተርፍን
@@youtube2719 😂😂😂😂😂
Btami xbuk gin ane khateki kemti zblkyo ab hade hager telika kelil eu nktfelta nktfalet klteka nay ruhuk gin ytahawaweseka ane hji ati btami fetye nay hto fikri win akribela nsa win hray zanetu eu gin ane kemti nata hray mbal egub akonkun mknyatu ane btami eye fikrey zgelxela aba zeleni araaya win fuluy eu ezi kulu kemzefkra knegra keleku afire tblni nay zkone nay fkri teksi ksedela kea nsa gin atsedeleyn ktmlseley tekona kea thanks you tbel ane kea egub akonkun btami afkaritey kemti ane zehnqka kethnqkeni eye zdeli gin akonetn hawey eka tbl ab mealti kea 2 gizye ndawawel ksab 3 seat zkewn kea nelel nguhon msheten gin zkone mexaei medebna anababrana yhata kemeleset nab kalea aresti tatu hjis kemey ymesleki wala ab comet wey ane kgebro zeleni telyo kea
3.hour ab day gizia da habetikako kem zimesileni tefiqireka eya but gele neger godilkaya aleka nebisika fetish haway...sport giber kedameyti ..genzeb akibi malet n nabiraka ..mara ab tideliya ewan simietatika teqatatero mara tihuz neger iytikun iytisele..kem zimesileni ane tefiqireka eya wihidikaya eka zeleka.so investment ab nebiska giber bro ..egizabier zefetewo fiqrin hadarin yigeberelka.
🏃♀️🏃♀️🏃♂️🏃♂️🏃♂️🏃♂️🏃♂️🏃♂️🙆♀️🙆♂️🙆♂️🙆♀️
Masreit sekore gbu
ስሚዒታ ትሓብኣካ ማለትሲ ምናልባት ስሚዒታ ትሓብኣልካ ማለት ዶኮን ይከውን እንተዘይ ኮይኑ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኢኪ ቀጽልዮ
Thanks 😊 mesi! ማህሌት ገ/ጊዮርግስ መሲልኪ ትስምዕኒ ዋላ ድምጽኺ
ብጣዕሚ ርእሰ ምትእምማን ዘለኪ መምህር ፍልጠት ኢኺ ፡ ብምቕጻል ኣብ መንጎ ኣምሓርኛ ስለ ተእትዊ ይርድኣና የለን፡ ካልኣይ ድማ ኣዋላድ ዘይኮንኪ ክትብሊ ዘለኪ፡ ኣዋልድ ብዝብል ክትእርምዮ ደስ ምበለኒ ። ዕድመን ጥዕናም ይምነየልኪ ወድሓንኪ ።
ጽብቅ መድብ ኣለኪ ማሃሪ አዮ ህያብ መድያ
ኣቲ ሙጩውቲ ንስኽስ ኣይትሰኣኒ ኩለን ኣዋልድ ኸማኺ ቶኾና እዩ እምበር እነዓልኣብኽ ዛቱ 💗💙💙
😂😂😂😂 ዓርከይ ምዝራብ ኩሉዩ ንፉዕ
@@merhawigoitom7776😂
ዋው ደስ ዝብል ምኽር ኢዩ ቀጸልዮ ጀግና
ዋይ ኣደይ መዓረይ ሜስየ፡ ንስኽስ ፍሽኽታኺ ጥራይ ከማን ይኣክል!!
ኣብ ሩሑቅ ዘላ ዓርክካ ኣብ ዝተጋራጨካሉ ግዝየ ምስ ሰብኣይ ሓዲረ መሸኒት ደስ ኢሉኒ ናይ ጸሊም ትብለካ እማ ጸለምቲ ምስኣ ዝሰርሑ ኣዝዮም ዘፍቅሩዋ ኣለዉ ኣብ ጭንቀት ተሸሚመ ብብዝሒ ኣወዳት ኢዮም መሓዙታ እምዳ ኣፍቀርኩዋ ግን ፍርሒ መሊኡዋ ዉሽጠይ እምታይ ትመክሩኒ 😢😢😢
ብሱል ኣእምሮ ዘለዋ ጓል እያ እዝያ ናብሓቂ።
ምቅርቲ ዋውውው በየን እየ ረኪበኪ ❤💕💕❤💕
ማራ ኢኺ ደስ ትብልኒ
ኩሉ ተቅርብዮ ካኣ ሓቂ'ዩ
ቅጽልዮ ሓብተኒ
S÷
ግልፅነትኪ ብጣዕሚ ፍሉይ እዩ
ፍቁራት ነይርካ ተፈላልኻ አለኻ ተራሐሓቃ እኻ ትነብር ክትምለሳ ተደሊኻኸ ተስፋ ዘቁርፁነ ተስፋ ዘለዎምን ቃለተስ በኸመይ ይፍለጡ እዚ ዝበልኹኪ አነ ስለዝረኸብኩ እየ አነ ብጣዕሚ እየ ዘፍቅራ እሳ ግን ተደዉላላ ተስፋ አትህበንን ንበተሰበይ ደሃየይ ትሐትት በሐፂሩ ተስፋ ስእነ ተስፋኻዓ ምቁራፅ ስኢነ እየሞ ምኽርኺ ለግስለይ ሐፍተይ መዓረይ
ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ ሜሲ።
Xebuk temerti eu mise sis gen eze kulu kab hanti be hiwinat eye zeqerbaka tebil seb ketrkbo tekile do
Thank you
መሲ ቆንጆ ትምህርቲኪ ብልቢ እየ ዘዳሙፆ እና ቀፅልሉ።ግን ሓደ ሕቶ ነይራትኒ እንተኪኢልኪ መልስለይ ዝተብኣስክዎ ባዓልቲ ገዛይ ንክትምለስ እንታይ ክገብር ኣለኒ ብዙሕ ኣዋርሕ ተፋላሊና
ሓብተይ ናተይ እዛ ሕቶኺ ተንኪፋታ ኔራ መስለኒ ኣብዝሓለፈ ቪዶታታ
1- ደውልሉ ጠጥዕሙ የዕልልዮ ዝሓለፈ ሕማቕ ሂወትኩም ይኹን ሕማቕ ዘኽርታት ኣብዕላልኪ ክትዝክሪ የብልክን ጸጽቡቕ ጥራይ የዕልልዮ
ዓርሲ ነብስኺ ከምዝፈተኺ ኣብጽቡቕ ኩነታት ከምዘለኺ ግለጽሉ ኩሉ ኣዛራርብኺ ይኹን ኣታሓሳስባኺ ካብቲ ዝፈልጦ ባህሪ ዝተቀየረ ይኹን
ክትረኽብዮ ቀጻሊ ኣለኪ ግን ቡዙሕ ግዜ ኣይትሃብዮ
ከምዝናፍቀኪ ክትገብርዮ ክትክእሊ ኣለኪ ብዝተካእለኪ መጠን ማለት ባህርያቱ ኣጸቢቕኪ ስለ ትፈልጢ እቲ ዝፈትዎ መግቢ ድዩ ዝፈትዎ ጨና ድዩ
ዝፈትዎ ክዳውንቲ ናይጓልድ ክትክደኒ ኣለኪ ከምታ ንሱ ዝምነያ ጓል ክትኮኒ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ማዓልቲ ናይዘለኪ ጸቢቕኪ ብቬድዮ ርኽብዮ
ኩሉ ነገርኪ ጽፍፍፍ ክብል ኣለዎ
ዳሓር ሓንቲ ክነግረኪ ዝደሊ ንሰብ ብዝደለኻዮ
መልክዕ ብፍቕሪ ይኹን ብጽልኢ ክተጥቕዖ እንተደሊኻ ካብጥቕኡ ክትርሕቕ የብልካን
ኣብጥቕኡ ምህላው ማለት ብደቒቕ ኩነታቱ ምጽናዕ ማለት እዩ ነዚ ዕድል ኣብዝረኸብካሉ ኻኣ እቲ ትደልዮ ክትረክብ ወይ ክትገብር ኣይጽግመካን እዩ ስለዚ
ስለዚ ክትመልስዮ እንተ ደሊኺ ነኣፍቃሪኺ ነበር
ብዝተኻእለኪ መጠን ብተሌፎን ድዩ ብኣካል ኩነታቱ
ብደቂቕ ክትፈልጢ ክትክእሊ ኣለኪ
ብዝያዳ ድማ መጽናዕቲ ዝተሓወሶ እዛ ሓብትና ቬዶ ትሰርሓልኪ ትኸውን
ፈጣሪ ናይ ልብኺ ይሃብኪ
ብጣዕሚ የመስግን ፅብቕቲ መልእክቲ እያ ግን ኣነ ወዲ እየ እና ገምጢለ ክጥቀመላ እየ
ዋው ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስባሃሊ
መሲ ጎበዝ ኢኪ ብደይቀልዓለም ቀጽሊ ንቅድሚት
ንፍዕቲ ጎበዝ❤❤❤❤❤❤
Ajeki Ab koneki Alena sweet
ከመይ ዓይነት ተጠቂምኪ ንስኪ ሽኮሪኒ፡ real
ቆንጆ እዩ
ብጣዕም ንጊዕትይ ኢክይ ቅጽልዮ!
ንፊዕትይ
ንኣወዳት ጥራይ ኣቲማሃሪ😇
ጎበዝ ቀጽልዮ ጽቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤
ዋው ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስባሃሊ ❤❤❤
ሰላም መሰረት ሓፋተይ ኣብ ሂወትኪ ፋቅርን ሓጎስን እናተመነኩ ኣኣነ ቀጻሊ እየ ዝከታተለኪ ብጣዕሚ ኢኪ ደስ ትብሊ ሶ ቀጺለ(( ብ ኢንተርነት ጥራይ እንተኮይኑ ርክብካ ከአ እንታይ ዓይነት ምልክት ተርኤካ)) ተገዲስኪ መልስለይ ሩሑስ ኣውድኣመት ከኣ:: 🙏🙏🙏
ጽቡቕ ሓሳባት ✅✅thanks sister
Ati nski si betami smart seb eki Amlak kemaki yebzhayen
Meseret sami ila deyzemeret antay dea deyteredakley dedhreki dkeyd deleku ayfeletki koynki aykonkn thanks keep up
ewyy nski si memher feqri iki bhapi bezuh nger ymhar alku ab chanel natki love u 😍
ምምህር
Am ERITREAN 🇪🇷 i really really i like ur program plz keep it...ma sis
Thank you, I will
መሰረት አስሊ ኮሪዒዳ
ኣነስ ፈትዮ ናትኪ ናእዳ
ከይሓባእኺ ንኹሉ
ምስትንታንኪ ዝያዳ
እምበር ቤተን ደቂ ህዋን'ስ
ኮና ኢና ማዳ ንማዳ 👍
ንዓይ ባ ግጠምለይ
Really amazing explanation hyab dear
Thank you so much 🙂
Thank you mesi abay seb 😊.
Welcome 😊
ኣንታ ሰብ ኽትገብርና እኺ ትመስሊ ኣነማ እድሕር ሰሊጡኒ መጽየ ኸግንየኺ እየ ላዝም
ንስክስ ምቅርቲ ድኣ
Selam haftey bkemay kerkbki yekel
እዊ እዝኣስ ኣጋጢማትኒ ነይራ
Givti hibe ebr tewahibe ayfltn loms atliani nro alem
አብ ርሕቀት ዘለናስ??????
Misitey shikor Komment ጺሒፈ ዘይፈልት፥ኣብ መደብኪ ግን ገለ ነገር ንክጽሕፍ ይደፍኣኒ፥እንታይ ይኸውን ትብሊ?መልስኪ የገድሰኒ"ዮ፥ ኣጆኺ ቀጽልዮ።
Thanks
hijj
You always beautiful &good explains
Thank you so much 😊
ሜሲ ሓፍተይ ናይ ውልቂ ምኽሪ ብኸመይ ክረክብ ይኽእል ካባኺ
Fb hyab family
ንስኪ ከ ዓርኪ አለኪ ዶ ናይ ፍቅሪ መምህር እስኪ ሃይ በልኒ
ዝኮነ ነገረ ካሓተኪ ደልየ ሰልክኪ ባ ላአክለይ
ንካታተለኪ ኣብ ስዕዲ ዘለና ኢና ብስልኪ ብምድውዋል ከመይከምትኣምን ጓል ንገርና???
mesi tube zbel nay awald mkri alo zhftey
ሰረት ሽኮር ሓፍተይ
ንፍዕትን ምቕርትን qexlyo💯🇪🇷
ልክዕ ዩ ንፍዕቲ እኺ ግን እቲ ደወል ዶ ዋላ ኖቲፊከሽን ምባል ይበዝሕ ኣሎ።ይርዳኣና እዩ፡ ወይ ከኣ ሓንቲ ግዜ ይኣክል ይብል ግን ንፍዕቲ ኣጆ!!!!
ንሓደስቲ ተኸታተልቲ ዝውሃብ ሓበሬታ እዩ ብዙሕ ኣይትጨነቐሉ ፡ እንተዘይኮይኑ ኣሕልፍ ኣቢልካ ምስማዕ ከድሊ ኢዩ ፡ ከም ሓሳበይ።
Well come back.
great öne Meseret haftey
betami nefiti eki gaxliyo
ኣፍቂረኪ ኣለኩ አንታይ ትሕግዝኒ
Gal malit shiytan eya😏😏😏😏😏😏🤸♀️🏌♀️
ጽቡቅ ምክሪ መሲ ግን ዋሳፕ የብልክን ድዩ፡ ስኢነዮ ዋሳፕኪ
ጽቡቅ መኽሪ ሜሪ ሓፍትና
ኣብ ዝተፋላለየ ሃገር ዘለና ልኽዕ ከምዚታ ዝሚዒት ኣለና ከመይ ኢዩ አዚ በጃኪ መልስለይ ኣብ ውሳኔ ክበጽሕ???
facebook.com/hyab.famili rkbeni
@@hyabmedia7213 ሜሪየ ሓፍተይ ጺሒፈልኪ ኣለኩ ብፌፍቡኽ
Dood job my sister e t c
Emo nokal lebi indyu zelwenen
Kemaki zbelet tbzah mkirtey
የቀንየልና ፅቡቅ መልእክቲ እዩ 🙏
Sorry hiyab haftey ane kxerfeki wey knadeki aykonkun abzi zelenayo gzie bkemey fkri gerna nmles ember bkemey kem tefkro bkemey xotawi rkb kemtagb aybhaln u newri eyu wala ab culture natna win plz plz plz lbi aleki emo lbki aytxawetlu
Zeytfetweka tekoyna ke?
Ya Nay Behaki abi timhirti u messi qexilyo sean minbaben ena reha halifnayo Kabzey mirdaena
መንሽም ኪ
Xbuk srah zhaftey bhaki nxur
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ
እናቀረብካያ ትርሕቀካ እናረሓቃያ ትቀርበካ ከ እንታይ ምመኸርክና?
ኣርኩ አዚኣ ጽላሎት ክትከውን ኣለዋ፡
አንዳ ቀርብካያ ትርሕቀካ አንዳ ርሓቃያ ትቀርበካ አንቲ ከየን ክክክክ
ከም ዝመስልውኒ ተፍትየ ኣለኩ አላ አያ፡ ሓበሻና ከሙ አየን በጃካ
@@efremtesfay1120 kkkkkk hakika aleka ane wun xlalot sle zkonetni eye atehasasibuni kem hto akribeya so thanks brother.
አዚኣ ደኣ ከምዚ ኣብ በረኻ ማይ ኮይኑ ዝረኣየካ ምስ ትቀርባ ትርሕቅ ምስ ትርሕቃ ከኣ ትቀሪበካ ሽካ-ሽካ ክትከዉን ኣለዋ።
@@temesgentsegai6102 ክክክክክክክክ ኣዘኪርካኒ ሓወኒ ቀለውዕ ከለና ማይዘለዎ መሲሉና ንኸዶ እሞ ማይ የለ ገለ የለ መመሊሱ ይርሕቕ ክክክ
ናብ ድሕሪት ዶ መሊሰካ ክክክ፡
Well come hadesh tkttlku eyu xebk serah
Ezi tbliyo zeleki deamo habiato zeykone agihidato endya
I appreciate your work my sister but it’s good to change topics and make your account more interesting the whole time about girls is not cool
ሰላም
Bravo kef zelki gual
Komu yelewen hji kale zehate embar
Right
እውይ ኣነስ ከሲረያ'የ ነዛ ትብልያ ዘሎኺ፡
ነዛ ዘላ ዘጽድፈለይ፡ $$$$$።